Тёмный

Gere emun part 183 | ገሬ እሙን ክፋል 183 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 329 тыс.
Просмотров 193 тыс.
50% 1

ገሬ እሙን አፖልኬሽን DOWNLOAD play.google.com/store/apps/de...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Приколы

Опубликовано:

 

29 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 908   
@BreFekr
@BreFekr 2 дня назад
ተማዛበልቲ ብምምላሶም ደስ ዝበለኩም እስኪ ደሙርኒ🔔🔔🔔👍👍
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ገቢረኪ መልሲ
@mrabbas1412
@mrabbas1412 День назад
❤❤❤🎉🎉
@SaraSara-le3ol
@SaraSara-le3ol День назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉😅😅😅😅😅
@SolParis
@SolParis 2 дня назад
ንግሬ እሙን ናፊቑማ ዝቐነኹም ጥራሕ ላይክ ግበሩ😊😊🥰
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@SolParis 500 ክንበፅሕ እስቲ ሓግዙና አሕዋት
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@SolParis ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-fe7hd6mh3t
@user-fe7hd6mh3t День назад
ዳገሬ እሙን ኩሉ ጊዘ አብ ጎኒ ህዝቦም😢😢😢
@Yiha_tube
@Yiha_tube День назад
@@user-fe7hd6mh3t ሳብስክራይብ ብምግባር ይተሓባበሩኒ 🥰🥰
@phili8384
@phili8384 2 дня назад
ኣነ'ስ ከም ዘይተረዳኒ ኢዩ ተረዲኡኒ 😂😂😂 ተኸስተ ዝፈቱ... 👇
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@chimeletv
@chimeletv День назад
ሳብስክራይብ ተሓባብሩኒ ኣሕዋት
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@chimeletv ገይረ አለኹ፣ ልቃሕ መልሲ/ስ
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx День назад
😂😂😂😂
@user-ds3bl2ze1k
@user-ds3bl2ze1k 2 дня назад
ሰናይ ሰምበት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንወርሓዊ ሰማኢቱ ቅዱስ ጀወርጊስ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-rj1ps6mx9x
@user-rj1ps6mx9x 2 дня назад
amen❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@HaftomHaftom-qe6zk
@HaftomHaftom-qe6zk День назад
😂😂😊
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 2 дня назад
ሃገረ ትግራይ ትበሉ ብ ላይክ ግጨውኒ ተጋሩዋኒ 💛❤️✊ 👇
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@Genet-3g
@Genet-3g 2 дня назад
ካብ ሕልሚኻ ተበራበር
@samidrgh565
@samidrgh565 2 дня назад
❤❤🎉🎉
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@HIfti-H ገይረልካ ኣለኹ...ግበረለይ
@Abelzerai
@Abelzerai День назад
😂😂😭😭😂😂
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 День назад
ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ ስለ ዝጀመሩ ደስታይ ወሰን የብሉይ ፍፁም ደስታ ክገቦረሎም እናተመነኹ ናብቱ ናይ ቐደም ሂወቶም ክመለሱ ናይ ዘውትርፀሎተይ እዩ ስታኹም ግለፁ ተጋሩ 💛❤️💛❤️💛❤️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ሙሉእ ሓጉስ ይግበሮ 🙏🙏🙏 ደምርኒ እባ ዩቱብ አንጢርኒ ዋ
@LuwamTeklom-rp9te
@LuwamTeklom-rp9te День назад
Enqa des belekum n kulukum tegaru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ delayt selam ye
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y День назад
​@@LuwamTeklom-rp9teኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርቲ ሓፍትና ሰላምኪ ይብዛሕ🙏❤️❤️❤️
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 День назад
@@LuwamTeklom-rp9te selamki ybzah zahaftey
@tekichowe
@tekichowe 2 дня назад
እንካዕ ደስ በለና ተጋሩዋይ ለ ኣርባዕተ ዓመት ሙሉእ ካብ መረበቱን ዓዱን ተመዛብሉ ኣብ ፍቃዶ ሽራዕን ዝናብን ንፋስን ሕሱም መከራን ናሕለፈ ዝፀነሐ ብከፊሉ ናብ ዓዱ ምምላስ ጀሚሩ ንየሞ"ኣምላክ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና🙏❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
@@tekichowe ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@mrabbas1412
@mrabbas1412 День назад
❤❤❤❤
@mrabbas1412
@mrabbas1412 День назад
ኣሜንኣሜን❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz День назад
ኣበይ ዘሎ ስርዓት እወ ፎእ😢😢ዋይ ዓደይ ኣሕሕሕ😞😞 ንስኹም'ሲ እታ ኣብ መሬት ዘላ ሓቂ ተቃልዑ ኣለኹም፡ናይ ብሓቂ ጥበበኛታት እንዳ ገሬ እሙን ብሉፃት ንዓኹም ሒዝና ኢና'ሞ ኣጆኹም በርትዑ ቀፅልሉ ኸኣ ክሳዕ ህዝብና ዝርህዎ👏🥺😪
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረኒ
@dmmksa8345
@dmmksa8345 2 дня назад
ስደትና የሕፅሮ ብሩክ ሰንበት ናይ ህዝብና ደስታ እውን ሙሉእ ይግበሮ 🥰
@tredadawo8463
@tredadawo8463 2 дня назад
​@@HIfti-Hአረ ብሰንክኽን ኮመንት ዶ ክንሓድጎ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
@@tredadawo8463 ታይ አሎዎ ችግሪ 😯
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
TDF እየ 10k ሳብስክራይብ ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏💛💛❤️❤️🌅🌅
@Tigray341
@Tigray341 2 дня назад
ዋይ ኣረ በይዛኺ ብትሕትና ግበርለይ ዘይትብል መቀልድ ድዩ ገይርክዮም TDF,ታይ እዩ ሰቡ😏
@sllllm6219
@sllllm6219 2 дня назад
❤​@@Tigray341
@RakiKiros
@RakiKiros День назад
ሓቅኪ TDF መሸቀጢ ገይሮምዎ😢​@@Tigray341
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p День назад
ብዛዕባ አብርሃም ቡዙሕ ግዜ ፂሒፈ ሕማቅ ትምርቲ እዩ ንውላድካ ዓሻ እናበልካ ምግላል በይዛኩም አስተካክሉ ብጣዕሚ ጊጋ እዩ ❤️💛🙏
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey День назад
ኣብ ጽቡቕ ደረጃ እንተበጺሖም ጽባሕ ብሕጊ ዘሕትቶም ነገር እዩ። ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ከም ንሪኦ ክዓቢ፡ ብዙሕ ሰብ ክፈልጦ፡ ክኸብር፡ ክህፍትም ሕልሚ ዘለዎ ሰብ ጽባሕ ካብ ዘጠይቖ ነገር ክጥንቀቕ ኣለዎ። ወዲሰብ ዓሻ እንዳበልካ ድራማ ምስራሕ ዘሕዝን እዩ።
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@user-eh5iv3jq8p ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 День назад
አነ ከአ ጆከር ንጋሉ ጨውዩ ንጋሉ ወርቂ ሰርቁ ፅህፈሎም መልሲ አይሀብኑን አቦ እሞከአ ትግራዋይ አሞ እዚአ ውን ወስከለይ ዝሐወይ
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 2 дня назад
ጥበብ ኣብዚ ኣሎ ዓው ኢልካ ብዛዕባ ወጽዓ ህዝቢ ምዝራብ ጎበዝ ስራሕ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@haileseged1124
@haileseged1124 2 дня назад
ግርም እያ ትመስል እሞ ብ like ንጅምር እንዳ ገሬ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@haileseged1124
@haileseged1124 2 дня назад
@@HIfti-H እሺ
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu 2 дня назад
ስርዓት ዘየለስ ስርዓት ሓዝ ይብለኒ ፅቡቅ መልእኽቲ እዩ ቀፅልሉ ሕጊ ሞይቱ 😢
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz День назад
ተመዛበልቲ ህዝብና እውን ብኸፊሉ ይምለሱልና ኣለው ተጋሩዋይ እንቋዕ ደስ በለና👏🕊❤️💛ሙሉእ ይግበረልና😢👏
@user-ls5wc6pt2j
@user-ls5wc6pt2j 2 дня назад
ትክክል ሕግ ዘይብል ዓዲ ሕግ ሞይታ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ፅብቅ መልእክት እየ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@haftomdesta9998
@haftomdesta9998 2 дня назад
ቀዳማይ ❤ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና 🙏 ዝተመዛበለ ህዝብና ዝምለሰሉ ይግበረልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏💒🤲
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
ደምረኒ ኽብር ሓወይ❤❤❤❤
@haftomdesta9998
@haftomdesta9998 2 дня назад
@@user-uy4ek2zj3s እሽኒ
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@user-uy4ek2zj3s ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@haftomdesta9998 ሳብስክራይብ ግበረለይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
​@@user-uy4ek2zj3sደምርኒ ዝያዳይ ዩቱብ አንጢርኒ ዋ
@mairyleb9245
@mairyleb9245 2 дня назад
ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝሓዘት መልእክቲ እያ ተጋሩዋኒ መዓርይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤❤❤❤ፍጣሪ አምላክ ምሉእ ሰላምና ይመልሰልና 😊😊😊
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@mussietn1966
@mussietn1966 2 дня назад
ሕጊ ስለ ዝሞተ ፡ ተስካሩ ድማ ብኣእላፍ ትንፋስ ይጽንበል ኣሎ 💔
@fnankidane-tm7yi
@fnankidane-tm7yi 2 дня назад
nay bhaki✅
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v День назад
ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና
@JhojJoj
@JhojJoj День назад
ፎቶውቲ ለምለም ዓይነይ ፍሎዎ በሉና guys❤❤🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s День назад
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
እንካዕ ሰላም መፃኩም ብሽም ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጀወርግስ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኸይትሓልፉኒ ተጋሩዋይ🙏🙏23 ኣባቴ ኻብ ኽፍእ ዝበለ ይሓልኹም💛 ❤❤❤
@nkulugizealewo9803
@nkulugizealewo9803 2 дня назад
ኣቱም ሰባት ብሸም ቅዱሳን ኣይንበል ሰቅ ኢልና ሳብክራይብ ግበርሉይ ተበልሰ ታይ ከይብለና እዩ😌
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l День назад
እወጋለይ ❤ ​@@nkulugizealewo9803
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@nkulugizealewo9803 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube День назад
@@nkulugizealewo9803 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@berhegeremar9205
@berhegeremar9205 День назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ቡሩክ ሰንበት ህዝቢ ትግራይ ድማ ሰላም የውርደልኩም ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርዓይኩም ንዝመቱ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ንዘለው ጽንዓት ይሃቦም ስብሃት ለእግዚኣብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ሃያል ኣሜን🙏🙏🙏
@abrahahagos6325
@abrahahagos6325 2 дня назад
አስተመሃሪ ቁምነገር ዘለወ ናይ እዉን ዘገልፅ በርትዑ ሃገር ትግራይ ሰላም ይግበረልና።
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 2 дня назад
ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ህዝቢና እንኳዓ ዶሞ ደስ በለና ህዝቢና ናብ መረበቶ ሰለ ተመለሰ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@user-zs1rr4bo6c ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@user-zs1rr4bo6c ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey День назад
ጀማሪት እየዋ ደምርኒ ህያበይ🎉❤
@eyobkesete1198
@eyobkesete1198 2 дня назад
ህዝቢ ትግራይ ናዓኩም ሰላም ዩ ዝግባኣኩም ፡ ወገናተይ ኣብ ክባን ፡ዕጽዋን እንከለኩም ጥፍኣትኩም ጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ምካኑ ዝተረዳኣና ብርጌድ ንሓመዱ ድቃስ ኣይነበረናን። በቃ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኢና ። ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ሓውኩም ደላዩ ፍትሒ ።
@jssjjssnnsns2338
@jssjjssnnsns2338 День назад
የቀንየልና ኣፈቲ ሕማቅ ግዘ ኣሕዋት ዝኮንኩምና እስካቱም ጥራሕ ኢኩም❤❤
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v День назад
ኣምላክ ሓሳብ ልብኹም ያስምረልኹም ብርገድ ንሓመዱ
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 День назад
ደላይ ሰለም ይመችካ❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn День назад
❤❤❤❤🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ደካምኩም ይርኣየልኩም ኣሕዋት ምሰ ይቅርታ ሳፕሰክራይፕ ግበሩኒ ኣሕዋት ዩቱብ ኣኒጢርኒ ዋ
@user-pr2mi7pz4e
@user-pr2mi7pz4e 2 дня назад
ኣይትጥፉእና ናፊቅናኩም ቀኒና😢❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 2 дня назад
ቀዳመይቲ ሰናይ ሰንበት ይኩነልና ናይ ሰማዕቱ ቅዱስ ጊዮርጊስ ፍጣን ተራዳእነቱ አይፈለየና
@Almitubeኣልሚቲብ
@Almitubeኣልሚቲብ 2 дня назад
ደምረኒ ጓልነይ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ደምሪን❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l День назад
ኣሜን
@user-ke7vw4ld7w
@user-ke7vw4ld7w День назад
እቶም ገበናት ዝፍፅሙ ዘለዉ ሰባትሲ ዙርያ መለሽ ከም አብርሃም እናተገለሉን ፍቅሪ ስድራ ብሓፈሻ ፍቅሪ ደቂ ሰባት ዝሰአና ይመስለኒ።ከም ናይ አብርሃም ዝአመሰለ አተዓባብያ ነስተኻኽል ተጋሩ
@JohnW-ry5zp
@JohnW-ry5zp 2 дня назад
ጎበዛት ተዋሳእቲ ሓሪፍ ድራማ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@HIfti-H ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@mikihaile-cc7ib
@mikihaile-cc7ib День назад
ናይ ጆከር ገጠመይ ኣብ ከተማ ስንቃጣ (ፍረወይኒ)መኪና ተሳፊርና ካብ መቀለ ናብ ዓዲግራት እዩ ኬላ መታወቂያ ንሕተት ኣብኬላ መታወቂያ ሃባ ይበሃል ኣሎስ የብለይን ይብል ሞ መንደኣ ይፈልጠካ ይበሃል ኣሎስ ሓንቲ ንእሽተይ ቆልዓ እዚኣ ትፈልጠኒ ይብልሞ ኣይትቀልድ ጓልካ ድያ ኣይኮነትን ታይደኣ ትብል ኣዲኣ ኸዓ ሰምቢዳ ዋእ ወሪድዋ ህፃን ታይግበሪትብላ ትብል ኣዲኣ ደሓር ታቆልዓ ኣምፅእ ኣቢላ ኣያ ጆኮር ኢላቶ ታህፃን ዋሕስኮይናቶ ጆኮር ሓሪፍ😊😊😊😊😊❤❤❤❤
@emebtuhiluf7558
@emebtuhiluf7558 2 дня назад
ቀደመይት ባዕለይ ላይክ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@emebtuhiluf7558 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@user-uy4ek2zj3s ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
​@@user-uy4ek2zj3sሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Hermonkesete
@Hermonkesete 2 дня назад
Entay emo
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 2 дня назад
Please ብ ስም ጆኬር ጆኬር ተናፊቂ 💛❤️ 👇
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝሓወይ❤
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc День назад
እዝ ግዜ ግን ታፍርሕ እበር ህዝበይ ስ ኸፍእዎ እዩ ዘሎ እግዚአብሔር ምሕርት ያዊርድልና❤❤😢😢
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 2 дня назад
ዋው መበል 42 አለኩ ሎሚ ሰሊጥኒ ፍትሒ ንደቂ አነስትዮ ትግራይ መን አሎ አብ ሰደት ኾይኑ ምካድ ዝፈርሐ ንምንታይ ዓድና ክሳብ ክንድዚ ስግአት ኾይናትና መሰል ደቂ አነስትዮ ይከበር አንሕና እውን ማዕረኩም ኢና ተቃሊስና ዓድና ክንአቲ ቤተሰብና ናፊቆምና ሰላም ግበሩልና አብ ሰደት ዘይሞትና አብ ዓድና ከይንሞት😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@yonasgebrech
@yonasgebrech День назад
This is what art ought to embody: bold social commentary that simultaneously entertains! Bravo, and keep up the excellent work!
@SenayMelake
@SenayMelake 2 дня назад
I love you from Eritrea enda menchi sehakey
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e День назад
❤❤❤❤❤ሓውና
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i День назад
ሓቂኻ ዳኒየ ምኽንያ ምግዳለይ ምኽንያት ስእነሉ😢ሙሉእ ሰላም የውሪደልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረለይ
@grmaytekleab3758
@grmaytekleab3758 2 дня назад
ርሑስ ሰንበት ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
ስብስኽራይብ ግበረለይ ኽብር ሓወይ❤❤❤❤
@grmaytekleab3758
@grmaytekleab3758 2 дня назад
Eshi brother
@BirhanuReda-wi9ts
@BirhanuReda-wi9ts День назад
ንለምለም ዝግብኣ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s День назад
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@samdan8545
@samdan8545 День назад
Abraham azarbwo ezi buruk ወዘሮ ለምለም ka ኣዛርብዋ ኣነ bitam eye zifetwom 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@OkOk-ve6xp
@OkOk-ve6xp День назад
ብሓቂ እወናዊት ዓባይ መልእክቲ ናብቶምመራሕቲኢናባሃሎ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረለይ ማዓረይ
@hfhdhdfhh395
@hfhdhdfhh395 2 дня назад
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ዝተቀደሰን ዝተባረከን ሰንበት ይግበረልና 🙏❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 День назад
እንዳ ገሬ ስራሕኹም ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ድምፂ ውሽጢ ህዝብኹም ኣድሚፅኩም ከም ትሰርሑ ብተዳጋጋሚ ኣመስኪርኩም ኢኹም'ሞ ብዝዓበየ ቀፅልሉ❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l День назад
እረ ሓዉ ልዘዉርኣብሩክ ተመቺዩና ኣሎ
@WejeratAdey
@WejeratAdey День назад
ደምርኒ ህያበይ ጀማሪት እየዋ🎉
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l День назад
ገይረልኪ ❤ejeratAdey
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 2 дня назад
ኦኣምላክ ሰላምና ምለሶ😢😢❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s День назад
ኣሜን ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@Adhin629
@Adhin629 2 дня назад
ኣያ ጆኮር እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ፡ጠፊእካ ነርካ ፡ብሩክ ሰንበት ይግበረልና፡❤❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
@@Adhin629 ደምርኒ ማዓረይ
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@seenaaalove
@seenaaalove День назад
ገለ ዓይነት እንድያ ግን ኣዴታት ውሒደን ንጆኬር ውይ ንተኸስተ ኣመርዕውዎ ብሓሳባት ክድግፍ ክፍትንየ from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👼👼👼
@user-ov3hz1yg5c
@user-ov3hz1yg5c 2 дня назад
ቃደመይቲ ባዕለይ ተጋሩዋይ ላይክ ርገፁለይ❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@ደላይሰላም
@ደላይሰላም День назад
ትግራይ ሃገር እያ ትብሉ ብ subscribers ገጭውኒ ❤💛
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ገጨይ ዋ መልሰ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s День назад
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 11 часов назад
ዝህዝቢ እኮ ኣባላልዓና ኩኡሉና ኣይንገብርይ😂😂😂
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 День назад
ቤትዋይ ገና መንእሰይ ኢኺ ቦርጭኺ ቀንሲ ስፖርት ስርሒ ወለላየ ፍትውውውው እየ ዘብለኪ ጅግና ዋዕሮዋይ❤❤❤
@wekj9541
@wekj9541 День назад
ኣየ ኣብራህም ወትሮ ጭኒቂ ደይቡሉ ❤🥰🥰
@sdramedia
@sdramedia День назад
ፍቅሪ ኤርትራን ትግራይን ትደልዩ ጥራይ like ሂብኩምኒ ሕለፍ፡ ኩልና ፍቅሪ እምበር ጽልኢ ክንሰብኽ የብልናን፡ ንጅምሮ ዘለና ክራማት ዘበነ ምሕረት ተባሂሉ እዩ ዝጽዋዕ እሞ፡ ፈጣሪ ፈውሲ ምሕረቱ ልኢኹ ሰላሙ የብዝሓልና።❤❤❤
@emaema-dv7cj
@emaema-dv7cj 2 дня назад
ናይ ባሓቂ ማዓስ እዩ ክወግሕ 😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 День назад
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይሃበና👏👏ፉትሕ😢ፉትሕ ንአደታቲና አሕዋትና 💔😭😭
@user-pz7tj9fs5y
@user-pz7tj9fs5y День назад
ተቃለሰ ኣጆኩም ኣምላኽ ሰላሙ የብዛሓልኩም 💙🩵💙🩵💙🩵
@selamawit6916
@selamawit6916 2 дня назад
ሰላማት እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ግን እዙ ነገር ናይ ብሓቂ ድዮም ተጋሩ ዝፍፅምዎ ተጋሩ ደቂ ዓዲ መሲሎም ዝተረፉ ፀላኣቲ ከይህልዉ ይጣራጠር ኣለኹ ኣምላክ ድኣ ዓይነልቦና ይሃቦም እምበር ሕጊ ገለ ምንም ኣይገብርን ኩሉ ብግቦ እዮም ዓዊሮም ዘለዉ ብዋሓስ ምውፃእ እንታይ ማለቶም እዩ አረ መፍርሒ እዩ ኮይኑ ዘሎ😢
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k День назад
Anewn kema eye zbl
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ደሚረ ልቀሐይ ይመለሰለይ​@@Yiha_tube
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey День назад
ኣብይ ኣሕመድ ባዕሉ ካብ መቐለ ክንወጽእ ከለና ነታ ከተማ ከም በሻሻ ኣድቂቕና 80 ክሳብ 100 ሽሕ ሰረቕቲ ገዲፍናላ ኢና ወጺና እንዳበለ ዝተዛረቦ ኣይሰማዕኹምን ዲኹም ? ? መቐለ በሻሻ ጌርናያ ኢሉ ዝተዛረባ ቪድዮ ርኣይዋ፡ ኣብኡ ኣሎ
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi День назад
ኣነ እውን ጥርጣረ ኣለኒ😢 ገለስ ኣሎ ዝፍትሾ ሲኢኑ እምበይ
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi День назад
ዘብረኣብሩክ አና ሓዉ ወድኒይ ክበሃሉ ከለዉ ደሰ ክብሉካ ኣሕዋት ኮይንና ከምኡ ተንከባበር ምሓለፈልና❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r День назад
ዓባይ ትምርቲ እያ ሕጊ ተተህሊዶ ሰበና ተወድኡ ተጋሩዋይ ከምኡ ናበልኩም ፀምፂ ኩኑና ልበና ደኪሙ ሎምሰ በተለይ ሰደት ዘለና 😢😢😢😢😢😢😢
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh День назад
ዓደይ ሕገ መንግሥቲ ስአና ደቃ ኣሰዉኣ ደቃ ሰንኪላ ትግራይ ዓደይ ደመሙይ ዓፅመምይ ምስ ካስከሱ ተኻሒድኪ😭😭 ማሃሪ አዩ ቀፅሉሉ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet День назад
ደምርኒ ማዓረይ
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 2 дня назад
ሕጊ ሞይቱ ኣታ ሱቕ በል ኔሩስ እንታይ ዶ ይገብር ኔሩ እዩ ካብ ሽም ሓሊፉ። እወ ልኽዕ። ( ዳኒኤል) ብስሩ ኣነ ቅድሚ ሕጂ ተዛሪበዮ ዘይፈልጥ እየ ክዛረብ፡ ሓራይ ቀጽል ብስሩ ምኽንያት ምግዳለይ ምኽንያት ሲኢነሉ ኣለኹ ብጣዕሚ ዝደንጎየ ሕቶ እዩ ሕጂ ምዝካርኩም ውን ጽቡቕ ቀጽሉ። ሓደራኺም ንኹሉኹ ተዋሳእቲ ጌሬ እሙን ብፍላይ ከኣ ደረሲ ፍስሃ ነገስን ካልኦትን ድምጺ ሕዝብኹም ኩኑ ብዝተኻእለኩም መጠን ይርዳኣኒ እዩ ብዙሕ ጸገማት ከምዘሎ ዘይተርፍ እንተኾይኑ ታሪኽ እዩ ዝበለጸ ታሪኽ ስርሑ ጽባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ ኣጆ💙💙💙💙💙✍️✍️✍️ኹም ሰላምኩም ብዝሕ ይበለልይ።
@Moqareact
@Moqareact 2 дня назад
ኣሕዋተይ ሰቢስክራይብ ግበሩለይ❤ ጅወርግስ ብሰላም ናብ ዓድኹም ይመልስኹም❤🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 дня назад
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ላአነለ🎉❤
@hakieuemnetey8343
@hakieuemnetey8343 День назад
ከም ናይ ገሬ እሙን ኮሜዲ ዋዛ ምስ ቁም ነገር ዘለዎ ርእየ ኣይፈልጥን።በርትዑ ቀጽልዎ።
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o 15 часов назад
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ዳ ገረ እሙን ፅብቅቲ መልእክቲ እያ ዋዛ ምስ ቁም ነገር❤❤❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 2 дня назад
welcome fam♥️💛 ጆኮረይ ናፊቁኩም ዝነበረ እስከ ግጨዉና✌️
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@HdjNdj-ly8wu
@HdjNdj-ly8wu 2 дня назад
ሰርዓት ዘየለ ሰርዓተ ሓዘ😢😢😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@HdjNdj-ly8wu
@HdjNdj-ly8wu 2 дня назад
​@@tsegatsega238ኢሺ ❤❤
@user-em7xk9bz3q
@user-em7xk9bz3q День назад
አጀኩም ትጋሩዋይ ከምታ አብ ቀሊስ አብ ኩናት ዝሓበርኩም አብዚ ፍትሒ ውን ንሕበር ኩለና ተጋሩ ባብዓልትና ንፍታተሽ ።
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj День назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ❤
@natnaelyemane2147
@natnaelyemane2147 2 дня назад
Bsuru gn antay yu nyo 😂i like him 🙏🏽🌿✊🏼🇪🇷
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@natnaelyemane2147 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@natnaelyemane2147 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-lt3ic1co3n
@user-lt3ic1co3n 2 дня назад
ኣነ በይነይ ድየ ተኸስተ ክሪኦ ከለኹ ገና ከይተናገረ ስሓቅ ዝመጸኒ 😃😁ተጋሩዋይ ቀጽልሉ 💚💚
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@user-lt3ic1co3n
@user-lt3ic1co3n 2 дня назад
@@Yiha_tube እሺ ግበርለይ ንስኺ እውን ሓቢርና ንዕበ 💚
@Yiha_tube
@Yiha_tube 2 дня назад
@@user-lt3ic1co3n ገይረልኪ/ካ
@MamaDadaDada-ih5kt
@MamaDadaDada-ih5kt 15 часов назад
ደግሬ አሙን ጀግና ደምጺ ህዝብኩም ሰለዝኩነኩም ቀጸለሎ 💐🌹💐
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k День назад
ሓቂ ኢዩ ሕጊ ሞይቱ እህ ትግራይ ዓደይ 😢😢
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 дня назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 День назад
@@tsegatsega238 እሽኒ😍😍
@vvvv9130
@vvvv9130 2 дня назад
ብሩካተይ ብጣዕሚ አየ ዘድኖቀኩም
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ❤
@hahu3881
@hahu3881 День назад
This is very sad.😞 Thank you for doing your parts towards the solution. ❤
@yfu9997
@yfu9997 9 часов назад
❤❤ ዋይ ዛጫብጫብ እወ ትገርመኒ ኩሉ ግዜ ጫብ ጫብ ኣትሳኣኑ ተጋርዋይ 🎉🎉🎉🎉
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j День назад
ቤቲ ረጉዳ❤
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 2 дня назад
Ab Tigrai kemdeletka ketbel mesel aleka ab Eritrea gen meteketelu neyrom
@eyerusalemtigray4164
@eyerusalemtigray4164 День назад
ጀጋኑ ብሓቂ ወድሰብ ክነብር እንተኾይኑ ስርዓተ ሕጊ ክሰፍን ኣለዎ ጥቅዓት ደቂ ኣነስትዮ ጠጠው ይበል ብደንቢ ንስረሐሉ ኣምላኽ ይሓግዝ
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 День назад
Wow, thanks all Gereemun artists. Well done
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ሓንት ገዘ😢ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቅ ዓደይ ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን🎉❤🎉
@user-wr4tv3lr1s
@user-wr4tv3lr1s 2 дня назад
ኣያ ጄክር ሞቱ ዘሐጉሰን እንተኾይኑ ኸያ😂😂😂😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 17 часов назад
Great message!
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn День назад
ፅብቅ መልእክቲ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 дня назад
ሓቂ እዪ ❤❤❤ ግና መን ሰማዒ ❤❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@Eri_572
@Eri_572 2 дня назад
ቀዳማይ ናይ ዝመጻኩ like 👍🏼
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 дня назад
ደምርኒ ማዓረይ
@user-gv8wf9hg7j
@user-gv8wf9hg7j День назад
ለምለም ዓይነይ የኔ ኣናቴ❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 2 дня назад
Aya tekeste😂😂😂😂 agbaz ekum dmxi hzbukum tesmu Respekt 🧡💛🖤✌🏾🇪🇷👍🏾
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 2 дня назад
ሕጊ መይቱ ኢዩ ዘበለስ ኢስያስ ናይ ኢርትራ ምራሒ እምበር ናይ ትግራይ ዳኣ ብሂወት.ስላ. ዘለኩም ኣይትሞቱን ንህዝብን ሃገርን ኢርትራ ዳኣ.ጾሎት ሓጉዙና ህዝቢ ትግራይ ብጃኩም❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 дня назад
ደምሪን😊
@edon7537
@edon7537 2 дня назад
አምላክ ይአኩሉኩሙ የበለኩሙ
@Fatemhh-z1l
@Fatemhh-z1l 2 дня назад
ሰማሃል ነበረ ፁር ደያ❤
@Liham_Tube
@Liham_Tube 2 дня назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋት ❤❤❤
@beranalytica
@beranalytica День назад
👏👏👏👏👏Jeganu, you are a voice to many who are voiceless; you really represent the community, the people, and the country of Tigray. truly heroes appreciate all🙌
@abdusemed1204
@abdusemed1204 День назад
ፅንዓት ይሃብኩም ይሃበና rip 🪦 ሕጊ ትግራይ , ልዕሊ ኩሉ ስላም ንህዝቢ ወሳኒ እዩ አብ ስልጣን ዘለኽሙን አብዚ ስብአውነት ዘይኮነ ትዋፈሩን ዘለኹም ፈጣሪ ከም ስብ ሕልና ይሃብኩም
@lets.7860
@lets.7860 День назад
Really really well done!! 💜🕊☮️
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp День назад
ፅብቅ መልእክቲ ብሓቂ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ii2kk9ne3z
@user-ii2kk9ne3z День назад
ሰላምን ሐደነትን ይመልሰልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም😢😢😢
@AaAa-s5x
@AaAa-s5x День назад
ፅቡቕ ስራሕ
@DAIROWEBELI
@DAIROWEBELI День назад
ትክክል መለእክት ሰምዕና አብ ተግባር ነውዕሎ👌
@gggh9299
@gggh9299 7 часов назад
ሓጊ ሓሚሚ ኮይና ምፍዋሳ ተትኸይን ምክንያቱ ዝሞተ ኣይምለስን ❤❤❤❤ቀጽልዎ ጀጋኑ ዳኒ ናይ ምሉእ ትዲኤፍ ሕቶ ዩ ሓቲቱ ንዳኒ ላይክ ሃቡለይ
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p День назад
አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አንዳ ገሬዋይ 🙏👌💋💋
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl День назад
ቀፅሉሉ😢❤
Далее
Едем с мамой на отдых
1:00
Просмотров 1,7 млн