Тёмный

228: ይሓፍር እንተበልካስ ይግተር - The Shameless and Insolent - بذيء ووقح 

NEGARIT @negarit
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

@negarit #eritrea #ethiopia #redsea
Rebuttals against a person spreading hate-speech and racist/ethnic incitement. This is to educate the people against racism and bigotry and the need to practice decency and self-respect. Insolence and shamelessness is a call for unrest and civil strife. Racism is not something to be proud of. An arsenal of insults are not arguments and cannot be debated. Unfortunately, disconnected elements take pride in their destructive behaviors and boast about it. No sane person would aspire to imitate Mussolini or his black-shirts. No pride in following the path of Hitler and his Nazis; tyrannies and dictatorships weaken rational behaviors and spread social ills. Lack of basic freedoms, absence of rule of law, and feeling of insecurity, promote helplessness and hopelessness.
Background Episodes
Negarit 77 Ignorance:
• Negarit 77: ኢልኣምር ምኣምር... Negarit
Negarit 88 My Children:
• Negarit 88: እዞም ደቀይ - ...
Negarit 161 Primitive Mineliks:
• 161: እንዳ ሚነሊክ ዕዋኖ - Pr...

Опубликовано:

 

5 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 554   
@apoloeleven4756
@apoloeleven4756 Год назад
አቀዲመ ክቡር ዝኮንካ ኣያና ሳልሕ ቃዲ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይምነየልካ ንስካ ኢካ መምህር ዝግባአካ ስለምንታይ እንትርፈ ጵቡቅ ነገር ከተምህር ካልእ አበር ዘይብልካ ብኣካ ኩርዓትን ክብረትን ሓበንን ይስማዓኒ: እንተ ቦክረጴን ግን ብዕድመ ዋላ ዓቢ እንተኮነ ናይ ስነ ስርዓት ዝጎደሎም ዓዋሉ ናይ ጎደናታት ዝዛረብዎ ኢዩ ዝደግሞ ከምኡ ስለ ዝኮነ ወርደተኛን ንዑቅ ዝኮነ ክብረቱ ዘይሕልዉ ናይ ካልእ ሰብ ሪኢቶ ዘየክብር ብጀኩኡ ካልእ ፈላጥ ዘሎ ዘይመስሎ አነ ጥራይ ኢየ ሓቀኛ በሃሊ አዉራጃዊ ወገናዊ ሃይማኖታዊ ዝሰከረ ሰይጣናዊ ዝኮነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ብሕብረተሰብና ዉጉድ ዝኮነ ሕማቅ ፍጥረት ኢዩ::
@nas2023
@nas2023 Год назад
ካብ ቃዲ ንለዕሊ ሃማኖታዊ ዓለታዊን ዘሎ ኣይመስለኒን ትምርቲ ዘይብሉ መምህር እንተእልካዮ ድቅርናካ እካ ትሕብረና ዘለካ ብዛዕባ ኤርትራ እሞ ካኣ ካብ ከረን ጥራሕ ዝዛረብ ዓለታዊ ምስ ናይ ጸሊም ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝምጉት ዓቢ ፍልጠጥ ዘለዎ ዝክነ ህዝቢ ዘይትንክፍ ብኣፍርቃ ዝሓምም ኣቦ ምስ ጸቢብ ወዲ ከረን እስለማዊ ዘይንሱ ዝመስል ዓረባዊ ክተወደድሮ ተሐዝን
@dalcod
@dalcod Год назад
@@nas2023 "ካብ ከረን ጥራሕ ዝዛረብ ...." ድንቁርናኻ(idiocy - ጸርፊ ኣይኮነን) ካብ ተጋልጽ ሲ ነብስኻ ፈትሽ። ዓዱ፥ ዝዓበየሉ ቦታ ከረን እዩ - ታሪኹን ኣተዓባብይኡን ምስቲ ዝዓበየሉ ከባቢ ኣተኣሳሲሩ መሃሪ መልእኽቲ የሕልፍ(ብዛዕባ ከልእ ቦታታት ውን ብዙሕ የዕልል - ዝፍለጦ ወይ ብቀረባ ሰብ ዘዕለሎ)። ሃይማኖቱ እስላማይ እዩ (እንታይ እዩ ሽግርካ)? ድሮ ረሲዕካዮ እምበር ዋላ ኣብዛ ቪድዮ ውን ጠቂሱልካ ጸኒሑ - "ዓረብ" ቋንቋ እዩ ምስ ኢ/እስላም ጥራይ ከተተኣሳስሮ ኣይትፈትን። ብፍላይ ሃይማኖትካ ኦርቶዶክስ/ተውሃዶ እንተኾንካ፡ "ዓረብ" ዝብሃል ቋንቋ ኣዝዩ እዩ ዝቀርበካ - ምኽንያቱ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ኣብ "እስክንድርያ - ግብጺ" ከይዶም እዮም ክሳብ እዚ ቀረባ ግዜ ዝቕብኡ ኔሮም። እቲ ስርዓት ብምንታይ ቋንቋ ይካየድ ኔሩ ይመስለካ? ብትግርኛ? ያኢ ትግርኛስ ክሳብ ክንድኡ ፍሉይን ኣገዳሲን ኮይኑ፥ እቶም ግብጻውያን ጳጳሳት፥ ዓረብ ገዲፎም ትግርኛ ተማሂሮም፡ ነቲ ስርዓት ብትግርኛ ዘካይድዎ ዶ ይመስለካ? ክንደይ ተሓምቁ ኢኹም፥ ጭራሽ ነብስኹም ዘይትፍትሹ? ብፍላይ መንእሰይ እንተኾንካ - ነብስኻ ፈትሽ።ካብዚ ሃይማኖትን ብሄርን ማእከል ዝገበረ ዝሩግ ናይ ዓለትነት ሓሳባት እልይ በል - ነዓኻ ክሕሸካ። You people are nuts.
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 Год назад
ናይ ብሓቂ ፍትሓውን ሚዛናውን ሰብ ኢኻ🎉❤። ቀጽሎ ዝሓወይ። God bless you.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Год назад
ክላእ ድንዙዝ፣ ጉንዲ እዝንኻ'ዩ ዝጸፍዓካ ዘሎ። ምጻእ እምበር ወዲ መሬት ኣይኮንካን፣ ስልጣነ ውን የብልካን'ዩ ዝብለካ ዘሎ፣ በጊዕ።
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 Год назад
@@woldaislassie2930 ኣብ ታሪኽ ዲኻ ትነብር ዋላስ ኣብ ህሉው ? ብሓደ ትነብር ተሃሊኺ ተኸባቢርካን ተሓፋፊርካን ብሰላም ንብውራ ዛመሬት። ፍቕርን ቅንዕናን ተሎ ንኹሉ ኡኹልዩ ዝሓወይ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Год назад
@@tesfalemhabtom4170 ንቁጥዐይ ብኣላዝቦ ስለ ዝመለስካለይ ክብሪ ይሃብካ። ነዛ ምስላ'ዚኣ ኣስተማቕራ። "ካበይ ከም ዝመጻእካ ዘይትፈልጥ እንተኾይንካ፣ ናበይ ከም ትኸይድ ኣይትፈልጥን ኢኻ" ሰብ ኣብ ታሪኹ ይነብርን ፈረቓን!! ኣብ ታሪኽ ዘይንበር እንተኾይኑ፣ ስለምንታይ ሰባት ብታሪኾም ይግደሱ ኢልካ ትሓስብ!? ኣብ ታሪኽ ዘይንበር እንተኾይኑ፣ ስለምንታይ ታሪኽ ይጸሓፍን ይስነድን ኢልካ ትሓስብ!? ኣብ ታሪኽ ዘይንበር እንተኾይኑ፣ሕብረተ ሰባት ይኹኑ ሃገራት ብዋንነት ታሪኽ ናተይ እዩ ናተይ'ባ ተባሂሎም ኣብ ኲናት ከም ዝበጽሑኸ ኣይትፈልጥን ዲኻ!? ኣብ ታሪኽ ዘይንበር እንተኾይኑ፣ ስለምንታይ ኣብ ዓለምና ክሳብቲ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ይወሃብን ሰባት ይመሃሩሉን ኢልካ ትሓስብ !? ታሪኽ ማለት ንሓደ ሕብረተ ሰብ፣ ኣንፈት ጉዕዞኡ ዝሕብር ኮምፓስ'ዩ። ስንቂ(ምግቢ) እዩ። ኩርዓትን ሓበንን እዩ። ካብ ካልኦት ጸብለል ኢልካ ትርኣየሉን፣ ጸላእትኻ ትስዕረሉን ተምበርክኸሉን ኣጽዋር'ዩ። ሞጊትካ ትረትዓሉን ክሳድካ ኣቕኒዕካ ትኸደሉን ክቡር ውርሻን ቅርስን እዩ። ሓውኻን ጓናን፣ ፈታዊኻን ትመምየሉን ተለልየሉን መንፊት'ዩ። ብሓደ ምንባርን ብሰላም ምንባርን ኩሉ ዝምነዮ እዩ። ብዋጋ ታሪኽካ፣ብዋጋ መንነትካን ክብርኻን ግን ክኸውን የብሉን። እቲ ምሳኻ ክነብር ዝደሊ ሰብ፣ ንታሪኽካን መንነትካን ኣኽቢሩን ኣሚኑን ደኣምበር፣ንዕኡ ክሒዱን ኣጥፊኡን ኣይኮነን ክነብር ዘለዎ። ሓቢርካ ንኽትነብር፣ ንሰላምን ንምክብባርን ክትብል፣ ንታሪኽካ፣ ንባህልኻ፣ ንመንነትካ፣ንሃይማኖትካ፣ ንክብርታትካ፣ ንሓውኻ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ተውርድ እንተኾይንካ፣ ተኸባቢርካ ዘይኮነስ፣ ሓሲርካ፣ ተናዒቕካ፣ ተዋሪድካን ባርያ ኮይንካን ኢኻ ትነብር ዘለኻ። ኣብ መወዳእታ ከኣ፣ በቲ ብሓባር ክትነብር ክትብል ታሪኽካን ክብርኻን መንነትካን ብምኽሓድን ሸለል ብምባልን ዝቀረብካዮ ሳልሕ ጆሃር ኢኻ ትጠፍእ!! ኣይተረድኣካን እምበር፣ ሳልሕ ጆሃር፣ ብስም ሓድነትን ፍቅርን ሉኣላውነትን ጌሩ ይሓርደካ'ዩ ነይሩ።ንታሪኽካን መንነትካን'ዩ ዝጻባእ ነይሩ።ንባዕሉ ሓቂ ዕረ ጥዒሙዎ፣ ነቶም ሓቀኛ ታሪኽ ብድፍረት ዝዛረቡ ዝነበሩ ኣቦኻ'ዩ ዘዋርዶም ነይሩ። ንስኻ ኸኣ ምስ ሳልሕ ጆሃር ኮይንካ ንወላዲኻ ትሰሃሎ ነይርካ። የሕዝን!! እንታይ ዓይነት መንእሰያት ኢኹም ቦቒልኩም ዘለኹም ይገርም'ዩ!! ጸላእትኹምን ፈታዊኹምን ኣለልዩ።ታሪኽኣ ፍለጥ ዝሓወይ። ሳልሕ ጆሃር ንመምህር ቦኽረ ዘዋርዶም ዘሎ፣ ንስለ ሃገርን ህዝብን ከይመስለካ፣ እቲ ዕላማ ካልእ'ዩ። ለብሙ !!
@safalalmamaty
@safalalmamaty Год назад
ለይኬጅል ክጆሎ እግሉ ልብሎ ዐድና 😂ኢሊ እናስ ኬጅል ይመስሌኒ ። ዮም ሴኒ ዳርሳም ህሌና ኣቡዬ ሓልሕ 👍🏻
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 Год назад
ኩቡር ሓውና ሳሊሕ የቐንየልና ሓቐኛ ትምህርቲ ሚሂርካና ክብረት ምሃብካ ።
@abdrahimadam836
@abdrahimadam836 Год назад
You are one of the heroes, continue your efforts against the racist, may God grant you victory 😊
@fekimedeni1087
@fekimedeni1087 Год назад
😂😢الجهل المخجل..ارتباط اللغة العضوي بالدين دليل على تعقد المجتمع ...ما دخل اللغة بالدين ؟؟ 😢😂
@tesfaymesghena3590
@tesfaymesghena3590 Год назад
እሞ ሐወይ መዓረይ ትግራዋይነት መንነትኩ ወይ ከአ ኤርትራውያን ትግራዋይነትኩ ሰርዙ አጥፍኡ ዲኻ ትብለና ዘለኻ ? ወይጉድ ዉዓል ዉዓል ኢባ ።
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 Год назад
ውጹእ ጻዕዳ ጽልኢ ህዝቢ ተዛራባይ ቋንቋ ኣለዎም
@aradomweday9922
@aradomweday9922 Год назад
ሳልሕ ግርም ዘረባ ዝዎጾ የብሉን 🙏🌠🎆🎊🇪🇷
@akineb3527
@akineb3527 Год назад
ኣያና ሳልሕ ጽብቅቲ መልሲ ኣጆካ ኣብሓጎታትና ዘጸግዕዎም ጽግዕተኛ ባዕልና ንክንጽህዮም ግቡአና ዩ አንተ ንዓካ ግን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@nasdam926
@nasdam926 Год назад
ጸባ ስተ መምህር ሳልሕ - እንኳዕ'ኳ ንስኻን ከማኻን ሃለኹምና እምበር ናይዚ ጉሒላ ጠነቋሊ ሰብኣይ'ሲ ርኢናዮን ሰሚዕናዮን ኣለና ❤
@rediet6846
@rediet6846 Год назад
Thank you brother. Eziom ab zemen orit knbrwo eyom zdelyu. Haqi Aqmi zbhal yelblomn❤
@Chamona1221
@Chamona1221 Год назад
I am so proud that you are one of us, our brother, our teacher. Thank you so much for enlightening us, I truly appreciate your dedication and continue fact check those who are sickening and poisoning in our society. I enjoyed your 228 episodes and can’t wait for your next video.
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 Год назад
ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ፣ የቐንየልና። ነዞም ፍሹላት ምሁራት ኢና በሃልቲ ትምክሕተኛትታን ፈላልይትን እንቋዕ ኣጋለጽካዮም። በርትዕ ቀጽሎ።
@bfbhd9616
@bfbhd9616 Год назад
Thank you Teacher as always we Need you people like you .
@EritreaNatey-fh4rq
@EritreaNatey-fh4rq Год назад
Thank you Prof. Saleh! As always great info.
@joche2881
@joche2881 Год назад
I was longing for this video because i felt like there was something missing in the last episode! Same with the previous one, I completely agree with every single word! ❤
@Wedi_kahsay
@Wedi_kahsay Год назад
ንመጀመርያ ጊዜ ካብ ዩቱብ ጻባ ሰትየ ሹክረን ኡስታዝ ሳልሕ። ❤❤❤❤
@Wedi_kahsay
@Wedi_kahsay Год назад
@@fitsumhagos9504 ናይ አተዓባቢያ ጉድለት ኣለካ ረሰኣሕ ስዲ
@user-iv3qb5ei8g
@user-iv3qb5ei8g Год назад
ክብረት ያሃብካ መምህር ሳልሕ
@Abi-hero
@Abi-hero Год назад
አነ ዝገርመኒ እዚ ሰብ እዚ በኽረጸን። ኤርትራዊ አይኮንኩን እየ ዝብል። 1 እንተደአ አብ ኤርትራዉነት ዘይአምን ኮይኑ ስለምንታይ ንነጻነት ኤርትራ ይቃለስ ነሩ? ? ? 2 አነ ትግራዋይየ ኢሉ ዝአምን እንተኾይኑ ኸአ ናብታ ዝሕበነላ ትግራዩ ይመርቀፍ። ብዝተረፈ መር ሳለሕ የቀንየልና ቀጽሎ። ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን ደአምበር ናይ ተጋሩ አይኮነትን። 💒➕🕌= 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@mcheay9457
@mcheay9457 Год назад
እንታይ ደኣ ከማኻ ባንዴራ ጎንደር ተኸዲኖም ኣምሓሩ ኢና ዘይበሉ ድዩ ትጽቢትካ?
@Abi-hero
@Abi-hero Год назад
@@mcheay9457ባንደራ ጎንደር ተኸዲኑ ዘሎ ጎይታኻ ወዲ መድህን በራድዩ። 🇪🇷❤️
@kibret1000
@kibret1000 Год назад
wow- wow, the best presentation i heard in a long time in defense of Eritrean values.
@eri_ayt
@eri_ayt 19 дней назад
Thank you Saleh, today's episode was incredible, something special. Unfortunately, we have so many ignorant at the age of grandparents.
@NEGARIT
@NEGARIT 13 дней назад
🙏
@asmelashfesseha5032
@asmelashfesseha5032 Год назад
Brother Saleh you are one genius with broad mind Eritrean and political contios
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Год назад
You raised good point as always.I admire your angles of view to certain issues
@abduadem1780
@abduadem1780 Год назад
Salih the great we proud of you nice
@lindamm2596
@lindamm2596 Год назад
May God bless you and keep you strong and all blessings
@tesfayfetewi4332
@tesfayfetewi4332 Год назад
ሓውና ሳልሕ ክከንዲ #ትስተርሲ #ትግተር ተባሂላ ትተኣረም።ቦኽረን ንስኻ ሓደ ኢኹም ብጀካና ፈላጥ የለን በሃልቲ😅
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 Год назад
የቐነልና ባባ ሳልሕ
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 Год назад
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ሳልሕ ሓወይ። እዞም ከምዝኣቶም ዝኣመሰሉ ድንቁርና'ዮም ዘከፋፍሉ። ንስኻ'ሲ እይትድከም ድኣ።
@Tgm997
@Tgm997 Год назад
You really are a gentleman thanks t your mature speech
@gmil865
@gmil865 Год назад
❤ Thank you መምህረይ
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
Thank you! BRAVO!
@mohamedhabibberhanu6553
@mohamedhabibberhanu6553 Год назад
I love it Ustaz Salih, may Allah accept your efforts, you really touched my thinking 🙏
@freedom8691
@freedom8691 Год назад
Dear Saleh, I really admire you for explain this kind of people. He is trying to distort our culture. It need to be explained to people who are too young to understand history because, as you know everyone is trying to do it in their own way to confuse younger generation. Thank you again for observation
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 Год назад
ዕድለንያታት እና ኣብ ሞንጎና ከምዝ ዓይነት ኣያናን ኣቦናን ምህላውካ❤ማ❤ሻላሃ❤ ዑሙርን ዓፍያን ይሃብካ ራብል ዓላሚን ሞክስ🎉
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 Год назад
Thank you for your educational and peaceful information.
@seidibeyan7544
@seidibeyan7544 Год назад
ኣብሽር በሎ ደኣ: መልሰሉ: ክብረት ይሃብካ ሳልሕ ሓወይ ኣያይ
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf Год назад
All your content make sense pure Eritrean ❤
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 Год назад
Thank you Selah Gohar, ጽቡቅ ኣለኻ መምህር ቦክረ መምህር ድንቁርናን ድሕረትን ድኣምበር መምህር ታሪክን ኣመዓባብላ ሕብረተሰብ ክምህርን ብቅዓት ኮነ ስነምግባር የብሉን::ምሁር ንሕብረተሰቡ ኣመጻጽእኡን ብኸመይ ኤርትራ ትብሃል ጥራይ ዘይኮነስ ኣመዓባብላ ሃገርነት ኣፍሪቃን ከመይ ክምዕብል ከምዝኸኣለን ኣፍልጦ ን የብሉን:መክንያቱስ ኣፍልጦ ሃገራት ኣፍሪቃ ብኸመይ ከምዝማዕበለ ስለዘይፈልጥ ኢዩ ጥልያን ዝሃበና ክብለና ዝውዕል ዝነበረ ::3 ርብዒ ሃገራት ኣፍሪቃ ልክዕ ከም ሃገርና ኤርትራ ኢየን ሃገርነተን ኣረጋጊጸን: ወላ እታ ዝኣምና ኢዮጵያዊ እውን እንተኾነ ከም ሃገር ዝቆመትስ ድሕሪ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኢያሞ ሃየድኣ ወጊድ ንበሎም ተኳሉ ማለሊት ቀንዲን ብተደጋጋሚ ዘልዕሎ ኣስማት ኣዕራብን ምስልምናን ጽልኡ ንምግላጽን ኣንጻር ምስልምና ጽልኢ ንምጉስጏስን ኢዩ ኣጻልኡኒ ክብለና ዝቀነየ::"ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉንባሕስ ዛግራ በላ ኢዩ ነገሩ"::
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሃነይ ኣውጺካለይ ።
@berhanetekle9761
@berhanetekle9761 Год назад
Thank you Salih keep up with the good work
@msganasbhat9398
@msganasbhat9398 Год назад
Good point. Keep it coming.
@habtemariyamteklebrihan9993
ናይብሐቂ ግቡእ መልሲ ንመምህር ቦኽረ
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 Год назад
የቐንየልና ሳልሕ ሓውና ! ናይ ክንደይ ሃተፍተፍ ሰሚዕና ናይዚ ግን ንበይኑ ዓይነቱ እዩ። እቲ ናብ ትግራይ ዘለዎ ሕሉፍ ፍቕሪ ዳርጋ ናብ ጽላለ ዝወሰዶ ይመስል። እንታዋይ ኮይኑ እዩ እዚ ብናይ ኤርትራዊ ማንነት ዝላገጽ?
@tekluhabtezgi464
@tekluhabtezgi464 Год назад
Absolutely right teacher
@ibnegash
@ibnegash Год назад
Thanks a lot dear bro Saleh, well done for your great info.
@psebhatu
@psebhatu Год назад
Good job! Your articulation on sensitive issues is very uplifting --
@NEGARIT
@NEGARIT Год назад
We fail because we lack the temperament to treat issues with respect, otherwise there is nothing off limits in raising the nations thorny issues. Thank you
@selnai7192
@selnai7192 Год назад
Nice content!! As always!
@jemilmohamed1922
@jemilmohamed1922 Год назад
Thank you very much saleh , amazing message , very critical respond at a right time , think tank
@samuelTTekle
@samuelTTekle Год назад
The only and consistent. I have been following you for long through awate and now on youtube.
@NEGARIT
@NEGARIT Год назад
Your testimony is a medal to me. I believe it’s because you are a fair good person. Thank you
@birhanegebre9740
@birhanegebre9740 Год назад
ሓቂ መራር እያ:: እንታይ ኣናደደካ ንስካ : ንሶም ሓቂ እንተተዛረቡ::👍👍🌿🌿
@adamdebesai
@adamdebesai Год назад
ትኽክል:: ስምዒታዊ ዘረባ ኣብዚሑ እዚ ሰብኣይ:: ጭብጢ ካኣ ኣውሒዱ:: እዚ ካብ ጸለመ ዝሓልፍ ኣይኮነን:: ክማጎት ድዩ መጽዩ ዋላ ክጻረፍ ይገርመካ እዩ::
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Год назад
ኣያና መ/ር በየነ ቀለታ ኸምትምኒተይ 1000 ዓመት ይምነየሉ እቶም ምሁራት ኣበይ ኣቲዮም ደቅና ዘንቅሖም ሲኢኖም ታሪኽ ተቀበልቲ ተመራመርቴንኽኽኑ ምተገብኦም እምበር በሃቂ ሕጂድኣ ኣብቲ ሰላም ዝዝመረሉ ምዕግርጋር እንታ መድለየ ሕጂ ድማ ኣምብቡ መጽሓፍ ተመለሱ ሓደራ ሓደራ❤❤💐💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🏆🏆🏆🏆🏆🏆👩‍❤️‍👨👩‍❤️‍👨👩‍❤️‍👨❤️👍🤝💪💪
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 Год назад
ኡስታዝ ሳልሕ ሓቢብና, እዚ ቡኽረ ዝበሃል ሰብኣይ ከምዚ'ሉ ምዝራቡ ኣይትጽለኣዮ። እታ ሓዳሽ ማይ ዘይጠዓመት ዝሰማዕክዋ ካብዚ ሰብኣይ ክኣ ኩሎም ጀበርቲ ዓረብ ንኣዋልድ ትርኛ ዓሚጾም ዝወለድዎም'ዮም ትብል'ያ። ጽንሕ ኢልና ክኣ ካልእ ክንሰምዕ ኢና። ምቕናይ ጥራሕ....
@1abahta
@1abahta Год назад
With due respect that i think is true some Christian women have been forced to marry a man not of their choice. An easy example is my aunt. My aunt was forced to marry a jeberti Muslem man. ተዘሪፋ ማለት እዩ:: This marriage was against her will. And she had children from her illegal husband. Her husband died when they were little.
@mohammedseraj1347
@mohammedseraj1347 Год назад
ብርግጽ ንግሆ ንግሆ ካልእ ሓሶት ክፍብርኩ ድቃስ ዘይብሎም ክሓድሩ አዮም ግን ንምንታይ አዩ ፎብያ ናይ ጀበርቲ ዘለዎም
@Gl.f
@Gl.f Год назад
ጽቡቕ ጌርካዮ ነዚ ምሁር ደንቆሮ ሰብኣይ ቦኽረ ዶ ቦኹራ ዝብልዋ ። እዚ ሰብኣይ ነዚ ሰብ ብቓንቃ ዶ ታሪኽ እንዳ በለ ን ዓሰርተታት ዓመት ሰቢኹ ኢዩ ስለዚ ውርደት ጸርፊ ይግብኦ ኢዩ
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g Год назад
መረብ ዉህጂ ኢዬ አበይ ኢዬ አዱ ምናልባት ኢትዬጵያዊ ኢዬ በርከ መረብ ኢዬ ኢሉ መረብ ከአ ዉሕጂ ኢዬ
@shashukeleta5428
@shashukeleta5428 Год назад
Saleh, thank you for your elaborative message. Would you please post the map of Africa in 14th,15th, 18th century in your next presentation so people would understand better about the tigrainism sickness.
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr Год назад
I would like to see this ❤
@asefbizen9013
@asefbizen9013 10 месяцев назад
ሓው ሳልሕ ተባረኽ ደስ ዘብል እዩ ቀጽሎ እዚኣቶም ኰሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ እዮም ።
@amleset7382
@amleset7382 Год назад
Thanks ❤❤❤❤ our dear brother ❤❤
@elsatecle5822
@elsatecle5822 Год назад
Esatom Aytexarefun. Tarik Nay Abotana Eyom Glixomulna. Kluseb Kea Nay Mobekolu Tarik Alewo. Amlak Ybarkom. Kemziom Tarik Zefltu Yedluyuna Eiyom. Nana N, Eritrauyan.
@seidibeyan7544
@seidibeyan7544 Год назад
Guten Tag Salih, እዚ ነውራም ሰብኣይስ ዑምሩ ምሉእ ተማሂሩስ ጽልኢን ጃህራን ድንቁርናን: ዘይምምሃር ምሓሾ
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir Год назад
Bokriology bezbty tamiru kekone tesfa egeber.thanks ya ustaz.
@Josephsol55
@Josephsol55 Год назад
Today hands up I completely agree with you 👍👍👍👍👍
@salahkelifa4540
@salahkelifa4540 Год назад
Yes bro Saleh you are right,good job.
@mohammedabdelnur941
@mohammedabdelnur941 Год назад
Good Job. Mr. Salih live for ever and i wish you health
@ibrahimkafala529
@ibrahimkafala529 Год назад
Wow great job ❤
@MrRahbot
@MrRahbot Год назад
I admire you always 👍👍
@Shidenyual-kz6ss
@Shidenyual-kz6ss Год назад
ስነምግባር ኣዘራርባኻን ፣ ናይ ሓሳባት ኣገላልጻኻን ፣ ሰነ ሰርዓትካን ብጣዕሚ ኢየ ዘድቀካን፣ ኣረኣእያኻን መርገጺኻን ብዘየገድስ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢኻ። በርትዕ 🇪🇷🇪🇷
@loyalkeni
@loyalkeni Год назад
Well said bro. salih you are perfect antidote to ayte Bokeresion. I think we need to start case for misusing German social support for 16 years to study about Amoowatna😅
@o.ghebresgabieher8994
@o.ghebresgabieher8994 Год назад
Salih, tseba ste!!!
@FerwineHmekiel-pj7lx
@FerwineHmekiel-pj7lx Год назад
Yes yes yes yes yes Eritrea 🇪🇷 for ✝️☪️💪🇪🇷🙏🌹
@ALHAMDULILLAH1279
@ALHAMDULILLAH1279 Год назад
Eritrea n eritrawien freta haftey❤
@elsatesfamariam2330
@elsatesfamariam2330 Год назад
Thank you man! Nice response
@gebretensaeberhe68
@gebretensaeberhe68 Год назад
ኩቡር ን መምህርን ሳላሕ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ ክሳብ ተባዕ ከማካ ንረክብ አሜን
@jordina7769
@jordina7769 11 месяцев назад
Great speach respect you, as well miss you. Been long time, legend
@afandymohammad7889
@afandymohammad7889 Год назад
Well and good clarification ever heard. Thanks brother Saleh Johar. My greetings.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 9 дней назад
The Best Presentation! 🎉
@NEGARIT
@NEGARIT 9 дней назад
Thank you 😋
@zuriyaaraho9249
@zuriyaaraho9249 Год назад
The best answer in the right time Allah give u long life with full health ❤❤❤❤❤
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 Год назад
U are right brother
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 Год назад
ሳልሕ ቃዲ ካባኻ ምላዕሊ መሳርሒ ጥሩፋት የልቦን
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv Год назад
First time I saw this show and I am empress his explanation and the way he speaks the truth ❤
@yakobwolde6096
@yakobwolde6096 Год назад
Excellent presentation to the point.
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Год назад
Well done NEGARET interesting topic.
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 Год назад
You're very impressive 👏 🙌 👍 👌 😀 💪 ❤❤❤❤❤Well done 👏 ✔️
@netsaseb6445
@netsaseb6445 Год назад
bravo salih tsebuk melsi nezi denkoro memhir behalai.
@nurusaid6135
@nurusaid6135 Год назад
Mashialah salh qadi
@user-iq6jz1ft8q
@user-iq6jz1ft8q Год назад
تسلم الله يوفيقك يا استاذ صالح
@yogo5140
@yogo5140 11 месяцев назад
Bravo 👏 👏👏👏 keep it up please ዎሎደካ ኣድሕን...!
@hassenmohammed4941
@hassenmohammed4941 Год назад
I appreciate your educative approach
@rozinaghebreabr7702
@rozinaghebreabr7702 10 месяцев назад
እዋይይይ ..ኣምላኽ 🙏🏾ይባርካ ዝሓወይ ፣ እቲ ኩሉ ኣብ ልብና ዘሎ ኣስሚዕካልና ነዞም ጓሐፉት ። እዝኒ እንተለዎም? 🇪🇷💪🏾
@NEGARIT
@NEGARIT 10 месяцев назад
የቀንየለይ: ኣሕቢሩ ይባርኸና
@samirahamid9739
@samirahamid9739 Год назад
Keep it up you are amazing dear brother ❤
@emahazionhaile4526
@emahazionhaile4526 Год назад
ኣቡ ሰላሕ ሎሚስ ተወዲኡካ ኢዩ፥በዚ ህውታቲያ ሰብኣይ ኣይትጉሀ 🌹🌹🙏💪🏽💪🏽
@dalcod
@dalcod Год назад
😂He is nuts - ኡዝታዝ ሓቁ እዩ ክውደኦ። ኣ/አና ትግረ "ቱ"? መዋእለይ ምስ ተዛረብቲ ትግረ ይነብር ኔረን ኣለኹን። ትግራይት ጽቡቅ ጌረ ይሰምዕን ይዛረብን እየ። ከምዚ ሰብኣይ እዚ ደረቅን ውጹእ ሓሶትን ዝዛረብ ምሁር እየ ዝብል ኤርትራዊ ርእየ ኣይፈልጥን።
@alkuwait2609
@alkuwait2609 Год назад
باب جزاك الله خير
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 Год назад
Xbuk mebrehi memhir Salih
@Shidenyual-kz6ss
@Shidenyual-kz6ss Год назад
ብጣዕሚ ርትዓዊ ዘረባ ፣ቀጽሎ በርትዕ
@NEGARIT
@NEGARIT Год назад
/
@blackray8959
@blackray8959 10 месяцев назад
ሳልሕ ብዙሕ ጽብቕ ነገራት ኣብ መግለጺኻ ኣቕሪብካ የቐንየልና ይኹንምበር ብዛዕባዚ ዝካየድ ዘሎ መስዋእቲ ዝሓትት ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ብማዕዶ ኣበራት ምፍልፋል ጉድለት እንተሎውን ብሃናጺ ኣገባብ እጃምካ ኣበርክት ምኽኒኣት ዝሰርሕ ገለ ጌጋታት ክህልዎ ይኽእልዩ ምስላ ሎ ,፡ክንዳኻ ዘያኣኽላስ ባኣኻ ይውዕላ ፡ከይከውን
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Год назад
ምስ'ቲ ኩሉ: ብዛዕባ ስነ-ምግባር: ኣቀዲሙ ዝተባህለ መእተዊ'ስ: 'ሓደ ዕሉል ወገናዊ' ኢልካ ዘረባ ምጅማር'ሲ ጸርፊ'ዶ ኣይኮነን: ናእዳ ድዩ ድኣ?
@kinfemanna5574
@kinfemanna5574 Год назад
Thank you Saleh.
@ERI291-
@ERI291- Год назад
የቀንየልና፡ ኩቡር ኣያና
@abduosman2446
@abduosman2446 Год назад
Bravo salih Eziyome denaqure ney Alemna eu reshati
@TesfaRimna
@TesfaRimna Год назад
አመስግነካ!!!
@user-gw9vf4tw8e
@user-gw9vf4tw8e Год назад
Good job❤🇦🇿🙏
@ghebrehannestekie6527
@ghebrehannestekie6527 Год назад
Thankyou Salih 🎉🎉
@NEGARIT
@NEGARIT Год назад
My pleasure 😊
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 Год назад
Legend a brillant man God bles you bother
@NEGARIT
@NEGARIT Год назад
Glad to have you as a brother, I am grateful. May God bless you too
@keshipaulos3082
@keshipaulos3082 Год назад
Good Job 👍
@michaelgod6714
@michaelgod6714 Год назад
Tell them Saleh! Great job 👏 👍
@etcetera3282
@etcetera3282 Год назад
Very important & interesting video you've made today Memhir Saleh Johar. Kgermeka...what I said to myself when I watched the 2 part exchange on EriSAT between the two Gentlemen was, "Good grace, I think there're individuals in society that are way too weird and too dangerous to be living amonst us." Nonetheless, I believe they still play a necessary role: they're a constant reminder of what hell is. After all, Jean-Paul Sartre said it, "Hell is other people". The philosopher must had an encounter with men like mr. Bokre, I presume. It's clear that mr. Bokre is in conflict with the present & with his own self. So, how about if, it became possible in the near future, we pay for his "ticket to Time travel" back to the past period that he seems to have tremendous nostalgia for, albeit a time he never lived in? ...haha But I'm sure nobody is prepared to be in his company for that journey, I'm sure the Woyanes would. Isn't it a common proposal in the first place?!
@BeLLa-eo9xr
@BeLLa-eo9xr Год назад
Niberelna🙏❤️
Далее
280: ስብርባር ዜና - Broken News
19:56
Просмотров 10 тыс.
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
Просмотров 51 тыс.