ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዝሃብዎ ሓዋርያዊ መልእኽቲ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት እትሓልፎ ዘላ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራን፥ ከምኡ ውን ኩነታት ሃገርን፥ ናይ ኣባታዊ ፍቕሪ ዝመልኦ ማዕዳን ተግሳጽን ሂቦም። በረኸቶም ጸሎቶምን ኣባታዊ ማዕዳን ኣይፈለየና። ኣምላኽ ዘመን ኣገልግለቶም ይባርኽ።
"እግዚኣብሔር ዝአምላኹ ህዝቢ፣ እቲ ንርስቱ ዝሐረዮ ህዝቢ ብጹእ እዩ።" ዳዊት 33:12
"እዚ ብስመይ እተሰምየ ህዝበይ ከኣ ትሕት እንተ በለ፡ እንተ ለመነ፡ ገጸይውን እንተ ደለየ፡ ካብ ክፉእ መገዱ ድማ እንተ ተመልሰ፡ ሽዑ ኣነ ኻብ ሰማይ ክሰምዕ እየ፡ ሓጢኣቶም ከኣ ይቕረ ኽብለሎም፡ ምድሮምውን ክፍውሰሎም እየ።" 2ይ ዜና መዋዕል 7፡14
“Blessed is the nation whose God is the Lord, the people He choose for His inheritance.” Ps. 33:12
“If my people, who are called by my name, will humble themselves and pray and seek my face and turn from their wicked ways, then I will hear from heaven, and I will forgive their sin and will heal their land.” 2 Chron. 7:14
13 фев 2016