Тёмный

ATV: ኣብ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ ዝወርድ ዘሎ መዘና ኣልቦ ግፍዕን ኣደራዕን ብዝምልከት ካብ ኤርትራ ዝተላእከ ሓድሽ ቪድዮ 

ATV asena
Подписаться 283 тыс.
Просмотров 52 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on RU-vid.

Развлечения

Опубликовано:

 

16 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 296   
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 года назад
እግዚኣብሄር መዋጽኦ ይፍጠረለኩም ኣቦና ሎሚ ንስኩም ጽባሕ ንስኩም ብዘይካኩም ካሊእ ኣቦት፡ኣይንፈልጥን ካድራት ሂግደፍ ጊን ድሓን ጽባሕ ብ ሰማይን ምድርን ትሓተትቲ፡ኢኩም።
@ebenezerabrham9595
@ebenezerabrham9595 4 года назад
ኣቱም ሰባት እንታይ እዩ ዝኸውን ዘሎ እዚ ህዝብን ሃገርን ደጋፊ ተቃዋሚ ከይበልና ቃል እግዛብሄር እንታይ ከም ዝብል ጠፊኡና ንጥሕሶ እኮ ኢና ዘለና ቤተክርስትያን ካብ ሓቂ ወጻኢ ክትሰርሕን ክትምስክርን ኣይትክእልን እዞም ኣቦና ከም መራሒ ሃይማኖት ንሕጊ እግዛብሄር እምበር ንሕጊ መሬት ብስም ፈጣሪ ሓስየ ኣይምስክርን ስለ ዝበሉ ምኽንያታት እናፈጠሩ ኣሲሮሞም ንዓና ኦርቶዶክስ ድማ ፈላልዮምና። ፈጣሪ ምእንቲ ሓቂ ክሞቱውን ከም ዘለዎም ስለ ዝእዝዝ ንሶም ድማ ባዕሉ ይሓግዞም ኣብታ ትእዛዙ ጸኒዖም ይጓዓዙ ኣለዉ። ኣስተውዕሉ ህዝበ ክርስትያን ብፍላይ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብፍላይ ዓለማውን መንፈሳውን ኣይንሓዋውስ በጃኹም ጽባሕ መንግስቲ ሓላፋይ እዩ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ከይንሓፍር ምስ መንግስቲ ወጊኖም ህዝቢ ክጉስጉሱሎም ስለዘይፈቀዱ ከም ገበነኛ ተሓሲቦም ከም ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ሕጋዊ መስርሕ ፍርዲ ንልዕሊ 10 ዓመት ተሓይሮም ። ንሶም ኣብ ቅድሚ እግዛብሄር ጸጋ ይውስኹ ኣለው ኣመንቲ ድማ ሓጥያት ንሽምት ኣለና ልቢ ንግበር።
@biniamokbamariam4649
@biniamokbamariam4649 4 года назад
ኣቦና መዋጺ ይፍጠረልኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ንህዝቢኩም ክትጋስዩ
@k.yonashabte2557
@k.yonashabte2557 4 года назад
ኩሉኹም ኣመንቲ ኦርቶደክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ብሓፈሻ ከኣ ኩሉኹም ደቒ ኤረይ ኣብ ጎኒ እዞም ቁኑዕን ውጹዕን ቅዱስ ኣቦና እንጠንዮስ ንኹን ንበረኸት ድማ ክኾነና ኢዩ
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 года назад
Eway aboy mearey bekika zeytsgbo betami zezen ane zeblo amlak abona hakinetskum ketgelse syetmtu amlak mea Beal haki eyu ajokum abona amlak mesakum eyu neza bezr half it alem zetalelu zelwu abotatat kea amlak nab nilbom yemlsom
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 4 года назад
K.yonas Habte Injera Alem blae zi hawey “KEBDKA YBELIUKA”Bhaki kudussssss 😇😇😇😇😇eyom!!!!!
@wekillrudeboy4272
@wekillrudeboy4272 4 года назад
ኤፐ ኣምላኽ መዋጾኦ ይፍጠረሉ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ............ ፍታሕ ካብ ፈጣሪ ዩ !!!
@2waxmaxmax486
@2waxmaxmax486 4 года назад
Ahh
@biemnethidru3254
@biemnethidru3254 4 года назад
ፓፓሳት አርትራ ህግደፍ መንደፍ ኢዮም
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
@amlakmaharenibetilwuhatka6832 4 года назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ፡ ምጽኣት ዓለም፡ ኣምላኽ ኣዋጽኦ ይፍጠረልኩም። ኣሜን
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 4 года назад
ኦ ፈጣሪ ን ኣቦና ካብዚ መጻብቦ ኣውጽኣልና!!! ሕማቅ ግዜ እዝግኣቢሄር ዘይፈርሑ ካሕዳማት ኣገልገልቲ ረሳሕ ስርዓት።
@user-th7gv2ke7f
@user-th7gv2ke7f 4 года назад
አአአአአአአአአአ ኣምላከይይይይ ምሕረትካ ስደዶሎም ንኣቦና
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 4 года назад
Amen amen amen
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 4 года назад
Thank dear brother for information God bless you dlith fith
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
*ኣቱም ህግደፍ ልዕሊ እዚኣ መልሲ የላን በጃኹም ካብ ኩፉእ ደሓኑ ወይ ፊት ንፊት ርትዕዎም ወይ ተተሞኽሊኹም ከምዚ ጌሮም በዲሎም እንዳ በልኩም ኣይትሕመይዎም ንሶም ንጹሁን ኣንበሳ በተክርስትያን ኢዮም ነቦና እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ይሃበልና ፈጣሪ*
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 4 года назад
John Terry ብድብድታ መናፍቕ ኢዮም ይብሉኻ ትርጉም መናፍቕነት ግን እንታይ ምዃኑ ክገልጹ ዘይክእሉ እምበር
@snowycharli6507
@snowycharli6507 4 года назад
John Terry Ao amelakey mwxetiy ftralom
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 4 года назад
John terry ደገፍቲ ህግደፍ ዝሓስብ ኣእምሮ የብለኦምን አምበር ካብዚ ዞዓቢ ጭብጢ የለን
@user-wf4el9rq4u
@user-wf4el9rq4u 4 года назад
ህግደፍ ካብ ልቢ ፈርኦን ንላዕሊ ልቦም ተሪሩ
@saidrais1272
@saidrais1272 2 года назад
T
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 4 года назад
ምሕረትካ ስደልና ኣምላክና ብጹእወቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ድማ እግዝኣብሄር ቅንዕናኩም ይርኣየልኩም
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 года назад
ኣቦና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም። ቲቪ ኣሰና ካኣ እዚ ትዛረብዎ ዘለኹም ብ ኤሪ ሳት ንኤረትራ ከም ዝበጽሕ ግበሩ ወላ ኣቦና ዝተዛረብዎ
@tehanakterhaje5348
@tehanakterhaje5348 4 года назад
ከመይ ገርና ኢና እዚ እንዳ ሰማዕና ኣብ ቤተክርስትያን ኣቲና ንጽልን ንልምንን ፈጣሪ ዘይፈትዎ ስራሕ እንዳ ገበርና ንፈጣሪ ንልምን ሓቁ እንድዩ ዳኣ ሽግርን መክራን ክወርደና ። ንኣቦና ኣንጦንዮስ መዋጽኦ ይፍጠረሎም
@onedayzeru4092
@onedayzeru4092 4 года назад
ኣቦና እግዚኣቢሄር ምሳኩም ዩ ሞ ንኩሉ ግዜ ንስኩም ትማል ኣቦና ሎሜ ኣቦና ጾሎትኩም ንዉሉድኩም ኣይፈለየና ኣምላኽ ጽበባኩም ይርአ።
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 4 года назад
ኣጆኩም ኣቦና እንተ ንስኹም ብሂወትኩም ኮሎኩም ጸዲኩም ኢኩም ጾሎትኩም ኣይጋደፈና፡ እንተ ንሳቶም ኣምላኽ ይቅረ ይበለሎምዝገብርዎ ኣይፈልጡን ኢዮም፡ ንስለ ሃገሮም ከይጸለዩ ኤቶዮጲያ ፋሕ ፋሕ ከይትብል ንጸሊ ዝቡሉ መጺዮሙና፡ ኣቦና ብድሕሪኹም ኣይጣዓመናን፡ ኣባጊዕ ተመሲሎም ቶካሉ ኣቲዮሙና ፡፡
@Cookieloverroblox
@Cookieloverroblox 4 года назад
Amlak mewaxo yfterelkum
@yonathanberaki266
@yonathanberaki266 4 года назад
ኦ ኣምላኽ ሞቑሕ ኣቦና ስበር
@tesfamichaelfsehaye182
@tesfamichaelfsehaye182 4 года назад
ገድሊ ኣቡነ እንጦንዮስ ናብ ቤተ መቕደስ ክርስቶስ ሰተት
@danialves3825
@danialves3825 4 года назад
ooo amlak bmhretka ttemtena abona amlak mewaxo yfterelukum abona neana khshena ab xotkum zekuruna amen amen amen
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 года назад
ነዛ ዘመን ፍለጥዋ ይብለና ኣሎ ኣምላኽ ብሓቂ ናይመወዳእታ ዘመን እያ ንቡጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣምጦንዮስ ኣምላኽና እግዛብሄር ፍጽምቲ ዝኾነት ኣቅልን ፡እምነትን ፡ጥዕናን ይሃበልና ።መዋጽኦ ይፍጠረሎም ኣምላክ ንዖኦም ክብል ይምሓረና ወላዲት ኣምላኽ ተጽልሎም ትሓልዎም ንዝተረፍና ድማ ናብ ኣምላኽና ብንስሓ ንመለስ ።በረኸቶም ጾሎቶም ረዲኤቶም ናይ ቡጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ይኽፈለና ኣሜን!!! ሎሚ ንስኹም ኣቦና ጽባሕ ዉን ንስኹም ኣቦና !!!!
@mulu1977
@mulu1977 4 года назад
እዚ መጨርሽታ ዐለምዩ አምላኽ ፎእ ይበሎም ፣ኩሎም ኢዶም ክረኽብዋ ኢዬም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ንኹሉ ድማ ክትምጉስዎ ኢኹም አቦና
@bergathaile6589
@bergathaile6589 4 года назад
ህግደፍ ሕማቅ ስርዓት ግደፉ ምስ ሰብን ኣምላክን ኣይትባኣሱ
@mulerboy
@mulerboy 4 года назад
ኤህ ኣታ ኣምላኽ ንቦና ጠምቶም።
@user-wc3ye5sw8w
@user-wc3ye5sw8w 4 года назад
ኦ ኣምላክ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ነቦና ሓይልን ጥዕናን ኣክእሎን ሃቦም
@natnaelmerhawi4306
@natnaelmerhawi4306 4 года назад
Btami zehzin gifie abona gedili yehlifu Eritrea mat ybziha alo azzzzgyooo
@kidanetsegu4866
@kidanetsegu4866 4 года назад
lomi abona xbah abona weylom bhasot zedakru zelewu!!
@mussie994
@mussie994 4 года назад
ሕጂ እኮ ነዚ እንዳርኣዩን እንዳሰምዑን ዘይኣምኑ ከም ልቢ ፎርኦን ልቦም ዝተረረ ቡዙሓት እዮም። ኦ ኣምላኸይ ምሕረትካ ኣውርደልና።
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 года назад
ኣይይይ እዚግኣብሔር ኣምላክ ምሕረትካ ስደድላና ኣቦና።
@letinagrmasion4437
@letinagrmasion4437 4 года назад
Ehhhhhhh mewatsio yifterelom abona egziabher amlak mihretu yewridela orthodox Eritrea 😭😭😭
@rahssi9643
@rahssi9643 4 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መዋጽኦ ድማ ይፍጠረልኩም ኣቦና፡፡
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 года назад
Our Hero !!!Our Hero the Century we ❤️ you and more respect ✊🏾 you aboyyyyyyy marrrayyyyy. Geggggennnna nayyyi. Geggggenaaaaaaaaaaaa
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 года назад
እዋይ ኣቦና ዝወረዶም ግፍዒ ክሳብ ቆብዕ ካብ ርእሶም ኣውጺኦም እንታይ ዓይነት ኣረሜናዊ ስራሕ ኢዩ እዞም በላዕቲ ስጋ ሰብ ህግደፍ መንቋሲቶም ትምጻእ ዕምሮም የሕጸር ህግደፍ መንደፍ ጨካናት ረገጽቲ መጽነቲ ሰብ ራነ ንህግደፍ ካብ ዳይናሶር ፈልየ ኣይርእዮምን ኢየ
@tekluaraya4722
@tekluaraya4722 4 года назад
ኣቦና እግዘኣቢሄር ኣምላኽና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ፡ነዓና ንድኹማት ደቅኹም ከኣ ጸሎት ግበሩልና ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 года назад
Abona xeguau yebzahalkum Amlak🙏 hji nskum Patriarchna xbah nskum Patriarchna
@user-ry8pg3wu6r
@user-ry8pg3wu6r 4 года назад
በስምኣም ናይ በሓኣቂ ዘሕዝን አዩ ኣቦና እግዛቢሀር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን መዋጽአ ይፍጠረልኩም ጸለአትኩም ይስማዕ ፈጣሪ
@eritreanmothertebedila1002
@eritreanmothertebedila1002 4 года назад
ኣቤት እዚ መግረፍትስ እንታይ ይበሃል እንታይ ስለ ዝበደሉ ኣብ እምነቶም ኣብክንዲ ዝጸንዑ 😭
@lunalove6470
@lunalove6470 4 года назад
Bejakum gele ngber ember zereba bezihu abona amlak mewaxo yfterelkum 💚🙏
@lunalove6470
@lunalove6470 4 года назад
Btaemi hamiqna koynu ysmeani alo entay keyterfena yu ab adi seb kof elna hagerna kedna hagerna newhs and esuratna nefth hiji entezey gernaya beqa terifna koynu u zsmeani so nbeges Luwam kab Holland
@hailezghiabrha7011
@hailezghiabrha7011 4 года назад
አግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልና ህዝበ ክርስትያን
@terhasberhe7316
@terhasberhe7316 4 года назад
Hizbi solot giber kulu bisolot yifitah mewasiyo yifiter
@merhawikidane422
@merhawikidane422 4 года назад
ኦ ኣምላክ ይቅረ በለሉና ኣባ አንጦንዮስ ምዋጾኦ ይፍጥረልኩም አታይ አሞ ክንቡል አና ካባይ ጀምርካ ሱቅ ከይኑ በቃ ኩሳብ ማኣስ ከሙዚ አልካ ክንበር በጃኩም ሁዝቢ ክርስትያን ደገፍ ንኩኖም ነዞም ቁዱስ ኣቦ ጹባሕ ንግሆ ካኣ ዘረባ ጡራይ ከይና ከይን ተሩፍ ምዋጾኦ ይፍጥረልኩም
@FilmonFishale
@FilmonFishale 4 года назад
Mewaxo yefterlkum abona egzabhar meskum yekun
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 4 года назад
Abune Antonios Egziabher baelu Mewaxeo yeterelkum
@ff-ke1xv
@ff-ke1xv 4 года назад
ኣምላኽ ይኽበር ይመስገን ኣቦና ናይ በሓቂ ይጋደሉ ኢዩም ዘለው ነዚ ዕላማ ኢዩም ከኣ ተወፊዩም ንዖኦም ዓቢ ጸጋ ኢዩ ፣እንተ ነቶም ዝኣበዩ ኣምላኽ መገዲ የማን ይምርሓዩም
@user-cg8rl3kl6i
@user-cg8rl3kl6i 4 года назад
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ በሓቂ ቅኑዕ ኣቦ ኢኩም።
@thebeastinfinity617
@thebeastinfinity617 4 года назад
Oh GOD!!! "GOD bless you father"!!!
@huruytewelde7702
@huruytewelde7702 4 года назад
Amlak mewaxio yfterekum aba🙏
@filimonnguse4324
@filimonnguse4324 4 года назад
አግዚኣቢሀር ምሳኩም ይኩን ፈታሪ ኣቦና
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 года назад
GOD bless you abona
@user-hz1yo3ib3z
@user-hz1yo3ib3z 4 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ተረዳኣነት ችርነትን መዋፆኦ ይፍጠረላም እግዚአብሔር ክርስትና ኢ/ያ/ ኤ/ን ኣይብልን ኩልና ባሓደ ፆሎት ንግበር ብዝካኣልናዬ እሕዋተይ
@Firstlikes
@Firstlikes 4 года назад
I’m on your side HH abuna Antonios the legal patriarch ❤️🙏
@dawitmehari9174
@dawitmehari9174 4 года назад
ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ን ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና እንተ ቶምገበርት እከይ ኢዶም ኣይስኣኑ .
@hailetewlde2667
@hailetewlde2667 4 года назад
ፍታሕ ካብ ሰማይ አዩ
@hiluftadese567
@hiluftadese567 4 года назад
ኣቦና ማዓረይ ማስካ ትናትኹም ከምዝይ ዝገብረና ዘሎ ኣምላክ ካብትይ ዘለኹሞ ወጺእኹም ንርእየሉ ግዜ ይሃበና ኣብ ጸሎትኹም ዘኹርና
@semharneway4413
@semharneway4413 4 года назад
Wey guddddddd.
@habtomtesfamikael9542
@habtomtesfamikael9542 4 года назад
egziabiher amlak mewaxo yfterelkum abona edmen tnan yhabkum
@amanuelteklay2692
@amanuelteklay2692 4 года назад
ኣምላኽ ሰማይ ምሳኹም ይኹን ኣቦና
@biniamokbamariam4649
@biniamokbamariam4649 4 года назад
ኣቦና ኣጆኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ መዋጾ ይፍጠረልኩም ኣቦ ፍቅሪ እዮም ሕጂውን ምስ ኣቦን እና ኣቦ ህዝቢ እዩ ኣቦ ኹሉ እዮም ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@godislove9722
@godislove9722 3 года назад
our father god bless you
@amanandom6579
@amanandom6579 4 года назад
Tsibiqti Video. HAQI briesa teqeberkaya Begra Tiwetsie! Nab Hizbi bmiqrabkum ASENA mogos niakum.
@yikalo3381
@yikalo3381 4 года назад
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ😭😭
@berhugebre856
@berhugebre856 4 года назад
ኣቦና ታሪኾም ህያው ዩ ፡እንተ እዞም ኣብ ልዕሊኦም በደል ዝፍጽሙ ዘለዉ ጽባሕ ኢዶም ክትጸንሖም ያ።
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 4 года назад
ኦኦኦኦኦ መድሃኔ ኣለም ኣቦናን ኣምላክናን መድሓኒናን ብምሕረትካ ተምተና ነቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ህብካ ካብ ተረርቲ ልቦ ብጥበብካ ፍትሓልና ቤተክርስትያናን ሃገርናን ህዝብናን መታን ሰላም ክንረብ ኣቦና ብጽንዓትኩም እግዚአብሔር እንዳ ኣመስገንኩ ብስላም ወጺእኩም ህዝብኩም ክትባርኩ ናይ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ቅዱስ ኣምላክና ፍቃዱ ይኩን ኣሜን።
@merhawitghbsawi4699
@merhawitghbsawi4699 4 года назад
Egzabhier amlak miwxou yifterlkum abona
@alemtikabo1730
@alemtikabo1730 4 года назад
Egziabhier amlak mewaxo yfterlkum abona,amlak mhert yewirdelna
@shishayshishay8702
@shishayshishay8702 4 года назад
አግዛብህር ከምቲናቱኩም ጽንዓት ክንከውን ይሓግዘና ንኣቦን ማዋኦ ይፍጠረሎም
@tsigeasefa6038
@tsigeasefa6038 4 года назад
Amen.Amen.Amen🙏🙏🙏😭😭😭
@gebruasmerom4316
@gebruasmerom4316 4 года назад
ኦ ኣምላኽ ነቦና መዋጽእቲ ፍተረሎም ኣመን!!
@blenb6171
@blenb6171 4 года назад
እዋይ መከራ መስኪናይ ኣቦና ደበሳ እዮም ይደምስኩም ፈጣሪ ፈተና ናይ ምድሪ ሓላፋይ እዩ ኣምላክ ኢዱ የምብረልኩም
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 4 года назад
ኣንታ ጎይታ ጎይቶ ዝኮንካ መድሃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ባዕልካ ፍረድ ምሕረትካ ይብዛሕ ነዛ መርየት ጠምታ ንሕና ድማ ኣብ እግርካ ወደቅና ክንሳህ ሓይሊ ሃበና ነዞም ቡሩክ ኣቦና ደማ ኣብ ኢድካ ነማዕቁቦም ኣለና ፍትሒ ፍጠረሎም ንስካ ጥራይ ኢካ ጻድቅ እሞ ርድኣና በጃካ ።ንህና ድማ ንጸሊ በጃኩም።
@astermeles6849
@astermeles6849 3 года назад
እግዚአብሔር መወጲኦ ይፍጠር አቦይ
@medhanehalebi3937
@medhanehalebi3937 4 года назад
😢🙏🏽💒😥 anta Fetari sle abona Ykire belelna!!!
@mebrie2124
@mebrie2124 4 года назад
Abona mewxo yfterelkum
@annetkidane6232
@annetkidane6232 4 года назад
Amlak mewaxo yfterelkum Abona
@user-ps6tj1oc8t
@user-ps6tj1oc8t 4 года назад
O egziabiher Amlak ni abona haylkan menfes kuduskan leakelom 🙏🏻🙏🏻 amen abona we love u
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 4 года назад
እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ... ማሓረና ማሓሪ....
@meharikfle4087
@meharikfle4087 4 года назад
ኣንታ ጎይታ ኣብቲ ኩሉ ዝግበር ክፋኣት ዓይንኻ ኣብኡ ኣሎዋ እሞ ባዕልኻ ትፈልጥ ከም ፍቓድካ ይኹን።ካብ ኣኼባ መላገፅቲ ኣድሕነኒ ጎይታይ ነቦና ድማ ጥዕና ሂብካ መዋእሎም ኣንውሕ ።መኽሪ ክፉኣት ሰባትን ክፉኣት መናፍስትን ኮንቱ ግበሮ።ኣሜን!!!
@teameamaniel170
@teameamaniel170 4 года назад
Mwxeta yeftrlkum abna kelgez ab gnkum alna
@weredeyebiyo7786
@weredeyebiyo7786 4 года назад
Amlak mewaxeo yfterelkum abona !!
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 4 года назад
ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@mussiepaulos1500
@mussiepaulos1500 4 года назад
Mewaxo yefterelku kubur abona
@mussiefissha5156
@mussiefissha5156 4 года назад
Mewaxo yfterelkum abona
@geriyetsegay5925
@geriyetsegay5925 4 года назад
Mewatso yfterelkum fetary
@filmonmehari9775
@filmonmehari9775 4 года назад
ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ጸሎትኩም ኣይፈለየና እግዚአብሐር ምሳኩም ይኩን ክቡር ኣቦና
@mtesfay161
@mtesfay161 4 года назад
ኣኽኽኽኽ ኣቦና መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም። ከለኹም ደኣ እግዚኣብሄር ተርሃወልና እምበር ከምዚኣ ኢልኩም ገዲፍኩምና እንተኬድኩም ክጥዕመናዩ ኢልካ ዘይሕሰብዩ ።
@issaiasbereket2907
@issaiasbereket2907 4 года назад
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ን መራሒ ሃይማኖትና ብጸጋኻ ሓልወልና ፡ ንገበርቲ እከይ ድማ ከከም ኢዶም ፍደዮም። ኣሜን።
@embinemelki8998
@embinemelki8998 4 года назад
😢😢😢
@erineri1140
@erineri1140 4 года назад
ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣምላክ ምሳኩም ይኹን። እግዚኣብሔር ኣምላክ ሽግር ቤተክርስትያን ከይተፈትሐ ንከይወስዶም ኩልና ብጸሎት ንዘክሮም። እምበር ጸሊም ታሪኽ ዉዒሉ ሓዲሩ ክገሃድ ኢዩ።
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ክቡር ኣቡነ እንጦንዮዎስ ሃዋርያዊ ሰማእት ቅድስት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ናይ ዘመንና ኢዮም፡፡ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ተኣምራቱ ክገልጸልና ኩላትና ንጸልየሎም ኣሕዋተየ፡፡ኣነ ሓደ ካብቶም ብክቡር ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮዎስ ካብ መንበረ ፓትርያረኮም ናይ ኣገልጋሊ ቤተክርስትያን ወረቐት ናብ ውትድርና ንኸይከይድ ወረቐት ተጻሒፉለይ ኣይሰለጠንን ግን ምስ ኣገልገልኩ እውን ወረቐት ናብ ኣሃዱ ሰራዊት መጺኡኒ ኣይሰለጠንን ብድሕረይ ከኣ ብስርዓት ህግደፍ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ውትድርና ኣይወርዱን ኢዮም ብምባሎም ተኣሲሮም፡፡እቲ ቅዱስ ደም ወልደእግዚኣብሄር ዝሰትዎን ክቡር ስጋ ወልደ እግዚኣብሄር ዝበልዕዎ ርኹሳት ጳጳሳትን ፈለስትን ካህናትን ድያቆናን ንኽቡር ኣቦና ቅድስናን ጽድቅን ነቶም ርኹሳት ሓሰውቲ ለወጥቲ ሃይማኖት ከኣ እሳተ መሎኮት ኮይኑ ክበልዕም ኢዩ።ዝተወገዙ ከኣ ክቡር ኣቦና ብህይወት ከይተዓረቑ ምስ ዝሞቱ ንዘልዓለም ውጉዛት ኮይኖም ኣብ ሰማያት ተኣሲሮም ይነብሩ፡፡ዕድመ ኣቦና ኣብርሃም ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡር ኣቦና፡፡ጸልዩ በእተ ቅድስት ቤተክርስትያን ወበእንተ ፓትርያረክነ ኣቡነ እንጠንዮዎስ፡፡
@Abi-mk7sh
@Abi-mk7sh 4 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ፍትሒ የውርደሎም
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 4 года назад
ንሕና ኢና አግዲዕናኩም አቦና ።ነዚ እንዳገበርና ድአ እዚ እኮ ክውሕደና።
@dragonbaba410
@dragonbaba410 4 года назад
ደሓን እዚውን ክሓልፍንዩ ። ህግድፍን እቶም ናይቲስርዓት ኣቕሽሽትን ግን ጸሊም ታሪኽዮም ዝስንዱ ዘለው ።
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 4 года назад
ኣምላኽ ክሳብ መወዳእታ ጽንዓት ይሃብኩም።
@sjsj4853
@sjsj4853 3 года назад
አባና ብርክቶም ይሕደርና ሓወረያተ ይፍቲ ከብ ኩሉ ሓጢያተይ
@medhanieandebrhane4328
@medhanieandebrhane4328 4 года назад
Mewaxti yefterekum abona
@user-ko6sv8wn6x
@user-ko6sv8wn6x 4 года назад
አረመነ ኢሳያስን ሰዓብቱን ዝፍጽምዎ ዘለዉ ገበን ይቅረ ዘይባሃሎ ኢዩ። ኣረመነ ኢሳያስ ወዲ 94 ዓመት ዝኮኑ ኣረጊት ሰብኣይ ክኣስር አምከኣ 12 ዓመት ንበይኖም ክአሰሩ አዚ ናይ ብሓቂ ንዝመጽአ ግዘ ደም ዘፋስስ ኢዩ፡ አዚ ገበን ኣብ ዓለም ቀዳማይ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ።
@user-zp5lq8wc5y
@user-zp5lq8wc5y 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ግፍዒ ዝወርድ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ቡጹእ ወቕዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ብምድርን ሰማይን ክትሕተቱ ኢኹም ኩላትኩ ህግደፍን ሰዓብቱን ልዕሊ ዝኾነ ውን እቶም ናይ ሓሶት ጳጳሳት ፍርድኹም ተጸበዩ ኣቦና ኣምላኽ ባዕሉ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 года назад
Lomi patriarchna xbah Patriarchna Abona Antonious🙏
@adiam7060
@adiam7060 4 года назад
Egziabiher yrie eyu!!!
@biniamtesfay8725
@biniamtesfay8725 4 года назад
😭😭😭
@habtomatey9182
@habtomatey9182 4 года назад
Well came assenna
Далее
Воскресный утренний стрим!
1:00:16
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 695 тыс.
Всегда проверяйте зеркала
0:19
А где Ахмат?
1:00
Просмотров 7 млн
Всегда проверяйте зеркала
0:19
19 июля 2024 г.
0:20
Просмотров 9 млн