Тёмный

Atv Asena Live - ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ ምቕልቃሉ ነቲ ባይታ ናይ ምውራድ ጠለቡ ክሳብ ክንደይ ይምልሶ? 

ATV asena
Подписаться 282 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Atv Asena Live - ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ ምቕልቃሉ ነቲ ባይታ ናይ ምውራድ ጠለቡ ክሳብ ክንደይ ይምልሶ? - ጉዳይ ሰላም ትግራይ ከ ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል?

Опубликовано:

 

24 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 74   
@MezgebeMedhin
@MezgebeMedhin 4 дня назад
Changer generation go ahead with Asena TV 🎉Best analysts
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 4 дня назад
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙 I like the word ነጽር ዕላማኻን ጸላኢኻን ምፍላጥ
@yonashagos3406
@yonashagos3406 4 дня назад
Bravo Yosief
@gabigunners8073
@gabigunners8073 3 дня назад
ንዓኹም ከይንሰምዕ ሲ ሕሜታ ክንሰምዕ ሓዲርና ትማሊ ጽቡቕ መደብ ኤማ መሰጋይሽካ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 дня назад
ናይ ብሓቂ ዝቡቕን ኣገዳስን ኣስተምህሮ የቐንየልና ንሰለስቴኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@siembeyene2863
@siembeyene2863 4 дня назад
Zbuq?
@belaberhe3177
@belaberhe3177 3 дня назад
Wow very good 👍 speech yohwat Joseph and Brrket🎉🎉god bless 🙌🏼 🙏!
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 дня назад
very good explanation ✅✅
@mathewospaulos8679
@mathewospaulos8679 День назад
very interesting discussion ❤. Well done. Then included yourself for implementation of institutions .🎉
@fthi3585
@fthi3585 4 дня назад
Asena dimsina dmsie hizbie ❤
@obitamanuel8024
@obitamanuel8024 3 дня назад
Brillant💎
@jagme334
@jagme334 4 дня назад
Good jobb!
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 4 дня назад
ጽቡቕ ትንተና
@user-mf1oy5yf2l
@user-mf1oy5yf2l 4 дня назад
Great idea
@user-ep9fl3vy8s
@user-ep9fl3vy8s 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@haile.785
@haile.785 4 дня назад
❤❤💙💙💙💚
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@regataraia763
@regataraia763 4 дня назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@arefainealem9233
@arefainealem9233 4 дня назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi День назад
ሒቶና ስለም ቁዋም ።እቢ 3ሰላም።❤❤❤ቢሻሪነት ሰላም።
@TEBERHE1
@TEBERHE1 2 дня назад
Good job Assena /💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-zf7hl7em4c
@user-zf7hl7em4c 4 дня назад
🕊🕊🕊💙💙💙💐💐💐
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 4 дня назад
ንፍትሒ ንቃለስ አሎና ክንብል ኮለና ልክዕ ቃልሲ ብውሱናት ሰባት ግብገስ ይኽእል እዩድሕሪ እዚ ንወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ዝአመነ ክዓስሎ ይኽእል እዩምቅላስ ንወጸዓኻ ሐራም አይኮነን እቲ ቀንዲ ነገር ውደባ እዩ እዚ ምንቅስቃስ እዚ ዓድማዒ ወይ ዕውት ኮይኑ ክወጽእ ንጹር ሐሳብን ጥርናፊን ሐደ መሪሕነት ሐጋጊ አካል ዘለው ኮሙኡውን ፈጻሚ አካልን ማለት ወዳኢ መሪሒነት ክህልው አለው ንሐመዱ ጀርመን ንሐመዱ ሽወዲን እስካንዳ ንብያ አሚሪካ አፍሪካ ውዳበ ሐደ መሪሕነት እንተዘይብሉ ከምንቅስቃስ ክቅጽል ይክእልዶ ነንበይንኻ ከም ፋኖ ጎጃም ጎንደር ወሎ ዝብሃል ዘሎ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ እሞ ክእወት እንተኾይኑ እዚቃልሲ ምክብባር የድሊ ንገለ ሐሳብ ዘይብሎምጊና ክምሃሩ ዝግብኦም ዘይፈልጡ ኸለው ነብሶም ፈላጣት ዝገብሩ ደናቁር ነብሶም ዘይፈልጡ ምጠንቃቅ የድልዮ እዩ እዚቃልሲ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 дня назад
የቐንየልና በረኸት መስተውዓሊ ተባረኽ። 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💙
@justicejustice8667
@justicejustice8667 4 дня назад
ኢሳያስን ኣብይን ቀንዲ መለለይኦም ጥልመት እዩ:: ኣብይ ንብርጌድ ንሓመዱ ተጠቂሙ ከምዝጠልሞ: ምርምር ዘየድልዮ ሓቂ እዩ::
@happysammy5205
@happysammy5205 4 дня назад
Long life Amaniel Asena
@happysammy5205
@happysammy5205 4 дня назад
Hero of the century
@kabielbetrihakikabi
@kabielbetrihakikabi 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomontadese7918
@solomontadese7918 4 дня назад
ኤማ ዝገርመካ ነገር እዚ ደንበ ተቃውሞ ዘይተረድኦ ነገር ሻዕብያን ወያነን ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንቲም ምካኖም እዩ ንኣብነት ወያነ ኢሰያስ ክፈርስ ዘይደልዩ ምካኖም ቅድሚ እዚ ዘጋጠሞም ጆኖሳይድ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ ክጸንት ብዙሕ ሽርሕታት ፈጺሞም እዮም ሕጂ ውን እንተኮነ መንእሰይ ኤግትራ ንምጽናት ታሴራታት እናስርሑ ገንዘብ እናዘመቱ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካልእን ክጠፍእ ይገብሩ ኣለው ካልእ ውን በዓል ስብሓት ነጋን ካልኦትን ውን ምስእሰያስ ዕርቂ ንግበር ዝብሉ ኣለው ሕጂ ውን ንህዝቢ ኤርትራ ንምጽናት ይሰርሑ ምህላዎም እዩ ስለዚ ንዚኦም ጸርዮም ኣይጸርዩን እዮም።።።።
@siembeyene2863
@siembeyene2863 4 дня назад
Bereket uk ke nmntay yu deyatewe??????????????
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Selam mechkol ayasfelgm bedenb metenat alebet
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 4 дня назад
One thing I can say, Tigray community will be more than ready to give territory for B/nhamedu to prepare to remove Iseyas regime. But Tigray leaders will not let Nhamedu use Tigray. Despite the fact that Iseyas comitted genocide in Tigray, they still got hiden symathy on Iseyas.
@Kemalemeye
@Kemalemeye 3 дня назад
ርእይቶካ ክስማዕ ሲ ብትግሪና ጽሓፈልና ከም ኢሰያስ ብእንግሊሽ እንዳ ገበርካ ህዝብና ኣይተዳናግር እዚ ናይ ዓለምለኸ መደብ ኣይኮነን ናይ ትግሪና ገዛ ኢዩ።
@markjames7934
@markjames7934 2 дня назад
You have a point. Woyane have love hate relationship with isyas.
@samraawatta2484
@samraawatta2484 4 дня назад
እርትራ በዓይ ኑኹም አይትርኡዋን ተጋሩ
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Ahun mjemer tru new keftegna tret yasfelgal
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 4 дня назад
😢😢🤔🤔🤔
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Tbk yehone amerar yaltezrekerke
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 дня назад
ኣብዪ ኣህመድ ብፋኖ ኣፀቢቑ ክሳብ ዝቕርቀር ኣብኣ ሕስይስይ እናበለ ክፀንሕ ዩ::ምናልባሽ ፋኖ ሓደሽቲ ቦታታት እናሓዘ ምስከደ ንሱ ውን ዘይተርፍ እዩ ዝመስል: ካብኡ ኣብዪ ስልጣን ንዘይምልቃቕ ናብ ህወሓት ምሕፅንታ ይኹን እሺታ ከቕርብ ተኽእሎ ኣሎ:: ድሕሪኡ እዩ ናብቲ ሕጂ ዮሴፍ ብዛዕባ ትግራይ ዝብሎ ዘሎ ክመፅእ ዝኽእል::
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Kefit lefitachn rejim menged ina wta wered ytebkenal
@tecklabgebremichael3675
@tecklabgebremichael3675 3 дня назад
Beckett habtemariam
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 3 дня назад
Entay eyu bilhatjum beal nska ab kindi eti niakatkum zimlket zeytgebru nhzbi ketedanagru ajew tblu zelekum nay yutub meblei dyu?
@YosefTsehay
@YosefTsehay 4 дня назад
አዚ ሀሹላክ ዘርኢ ፍልሆ ናርሲስት ሰታይ ደም ከምዚ ተዛሪቡ ናብ ኣሪትራ ክምለስ ዘይኮነ ኣብ ኣየር ኮሎ ብኣረር ጥይት ክቃጸል ዝነበሮ ሰብ አዩ ፥አንተኮነ ንጸላኢ አረ ንህዋቱ በርበረ ዝኮነ ናይ ግዙኡነት ህማም ዘጥረየ ህዝብና ዋጋ ኣስቡ ይረክብ ኣሎ ፥ርጉም ህዝቢ ርጉም ህሱም መራህቲ ክፈጥር ናይ ግድን አዩ ፥
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Mistr metebek yasfelgal
@markjames7934
@markjames7934 2 дня назад
Yosief gebrehewiot the unionist.
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 дня назад
ብዝኾነ ናይ ኢሰያስ መንግስቲ ናብ ሕማቕ ኩነታት ዝኸይድ እንተኾይኑ እውን: ኢሳያስ ስልጣኑ ንምዕቃብ ንኣብዪ ወደብ ዓሰብ ውሰድ ክብሎ ይኽእል ዩ::እዚ ውን ኣብ ግምት እናእተኹም ይኹን ንብል:: ኣማኒኤል ወስ ዘበሎ ኣብ ኤርትራ ዝህሉ ሓዱሽ ሓይሊ ንኢትዮጵያ ውን ጠቓሚ ከምዝኾነ ኣብዪ ንክርዳእ (ክቕበል) ፃዕሪ ምግባር ውፅኢት ከምፅእ ይኽእል እዩ::
@tesfayyohannes921
@tesfayyohannes921 4 дня назад
ኣዬ ኤርትራውያን
@siembeyene2863
@siembeyene2863 4 дня назад
Two of you guys are wrong on the point that no body can work with shaabiya . because you gat to be closer to your enemy to beat/win . Please quote this thanx.but realy agree peace with us/eritreans with tigray is more beneficial to tegaru than eritreans calculatingly
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 День назад
Let time tell for it self who would gain more in peace.its symbiosis to my understanding.
@ytm6798
@ytm6798 3 дня назад
Dishonesty from Yosef
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 2 дня назад
Abeyti memahran nikdmit,yosef,bere xbuk gemgam. Eti zehzin denakur nikdmit wexiom seb yednkuru alewu
@ytm6798
@ytm6798 3 дня назад
BELETS tactic from yosef...
@ghkh782
@ghkh782 4 дня назад
ይቃልዑ ዶ አየለዉን ዞም የሕዋት አዲስ ደለዉ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 дня назад
ብኸመይ ክቡር ዘሪ??
@brhanehaile5997
@brhanehaile5997 4 дня назад
R.I.P
@user-hw8yu4gu4b
@user-hw8yu4gu4b 2 дня назад
Lesket gize yasfelgal
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 4 дня назад
ኣብ ኣዲስ ተኣከቡ ጥራይ ኣቢ ንኤርትራ ከምዘረክበኩም መትዓረቒ ክገብረኩም ከምዝኾነ ፍሉጥዩ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 4 дня назад
ክቡር ዮሴፍ ገብረሂወት ከም ወትሩ ዝሰርሕን ዘይሰርሕን መስርሕ ኩሉ ቅልዕልዕ ኢሉ ይረኣዮ: ንሱ ድማ ትኽክለኛ ውፅኢት ዘምፅእ መንገዲ እዩ::እሞ ብትግራይ ይኹን ብኣምሓራ ወገን ምሳኻ ክተሓባበሩ ዝኽእሉ ኣበይ ኣለው? እታ መፍትሒት እታ ንስኻ ትብላ ዘለኻ እያ::ንሳ እንተትሰርሕ ድማ ጉዳይ ክልተ ሰሙን እውን ኣይምወሰደን::
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 дня назад
እቶም ዝምድና ጌርና ኣሎና ዝበሉ ምውካስ ኣገዳሲ ይመስለኒ። ድሓር ድማ ዝኾነ ሓይሊ ብጉዳዩ ማለት ብጉዳይ ስርዓት ኢሰያስ ምውዳቅ ዝምልከት ንትግራይ ተጻባኢ ኣይኮነን። ብተወሳኺ ምስ ፈደራል ዝምድና ስለ ዝገበርካ ምስ ክልል ትግራይ ዝምድና ወይ ሽርክነት ክትገብር ኣይክኣልን ማለትውን ኣየሰምዕን። ብዝኾነ ነዚን ኸምዚን ንዝኣመሰሉ ሕቶታት ንምምላስ ናይ ሓባር ጻዕርን ጎስጓስን: ናይ ኩሎም ኣብ ለውጢ ስርዓት ዝኣምኑን ዝነጥፉን ሓባራዊ መሪሕ ይድለ ኣሎ፣ ይኹን እምበር: ሓባራዊ መሪሕ ኣይተረኽበንእሞ ኢድና ኣጣምርና ንጸበ ማለትውን ግቡእ ኣይኮነን። ቀዳማይ ጉዳይና ጉዳይ ኤርትራ እምበር ጉዳይ ትግራይ ኣይኮነን፣ እዚ ክብሃል እንከሎ ግን ኣንጻር ባህግን ድሌትን ህዝብናን ህዝቢ ትግራይን ኣየገድሰናን ኣየስምዕን። ንሙዃኑ እቶም ዝምድና መስርትና ዝብሉ ብኣኽብሮት ተዓዲሞም ተሓቲቶምዶ? መልሶም ከይረኸብካ ብምናልባታ ብሃውሪ ምዝራብከ ፍረዲዶ ኣይኮነን?
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 дня назад
ዮሴፍ ሓውና ፡ ዘቕረብካዮ ወርቃዊ ሓሳብ ፡ እቲ ኡንኮ ፍታሕዩ ፡ናይ ትግራይን አርትራን ፡ምሕዝነት ኢሳያስ ዕምሩ ከም ዝሓጽር ስለ ዝፈልጥዩ ምስ ናይ ታሪኽ ጽላእትና ተላፊኑ ኣብ ትግራይ ደም ዝዘር አ ። ኣማኑአል ፡ ከምዚኦም ዓይነት አርትራውያን ምቕራብካ ፡ ክብሪ ይሃብካ ! ካብ ሩባ ሰበነ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 дня назад
ኣይትሓዙልና ተመሲጥና ንከታተለኩም ስለዘለና ኢና ርኢቶታት ነብዝሕ ዘለና ሞ: እታ ዮሴፍ ጉዳይ 3 ኢሉ ዘቕረባ ዘሎ ክውንቲ እንትትከውን እዩ ኩሉ ነገር ዝውዳእ:: እዚ ንክኸውን ተቓለስቲ ፍትሒ/ ብርጌድ ንሓመዱ 5 ንኣብዪ ኣህመድን ትግራይን ከእምኑ ዝኽእሉ ብጣዕሚ; ሓያላትን; ብርቱዓትን ምሁራትን ክርከቡ ኣለዎም:: እዚኣ ክገብሩ ዝኽእሉ ድማ: ዮሴፍ ገብረሂወት; በየነ ውፉይ; በረኸት; ምናልባሽ ፕሮፌሰር መንግስተኣብን ካልእ 5ይን ንኣብዪን ንትግራይን ከእምኑ ዝኽእሉ ይመስለና:: እዚኣ ክውንቲ እንተኾይና ድማ ሙሉእ ምብራቕ ኣፍሪካ ፀገሙ ዝፍታሕ ይመስለና::
@samraawatta2484
@samraawatta2484 4 дня назад
ዓጋመ ዕድመኹምሓጻር ሙኻኑ ፉለጡ ተጋሩ
@GhirmayKahsay-vm2os
@GhirmayKahsay-vm2os 4 дня назад
Your LEADER IS FROM TIGRAY
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 4 дня назад
Isayas is Agame
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 4 дня назад
ኣማኔል የሴፍ መህተፍተፊ በረኸትውን ከምኦም ሸየጥቲ ሃገር ክሳብ ዝኾንኩም እትውክልዎ ወያነ ክሳብ ዝኾነ ንትግራይኩም ተቓለሱ።
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 4 дня назад
ZGERMEKUM KULU BRGAD NHAMEDU KULNA AULUMAT ENA ALEMTI MAKANAYZ KULU ENA AGOKUM NHNA ENA TMALI HAGER AYATTNA ZEWHASNA AWETNA BQRXMNA
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 4 дня назад
ከመይ ገርካ ህግደፍ ወይ ጭፍራ ኢሳያስ ብሓደ ማዓልቲ ክፈርስ ይኽእል ኢዩ ትብል ኣለኻ ? ንናጽነት ን30 ዓመታት ዝተቓለሰ ክንደይ መስገደልን ጽንኩራትን ውግኣት ዘካየደን ዝሓለፈን ዋላ ውን ዝሳዓረ ድሕሪ ናጽነት ድማ ን33 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸነሐን ዝተሞኮረን ብተንኮልን ብክሕደትን ብጥልመትን ንደቂ ሃገር ብምእሳርን ብምቕታልን ብምጭዋይን ብምስዋርን ብደም ኤሪትራውያን ዝጨቀወ ስርዓት ኢሳያስ ከምቲ ኣጋላልጻኻ ብቐሊሉ ክእለ ይኽእል ኢዩ ክትብል ከለኻ ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝማጣጠን ኣይመስልን :: ዋላ እንተ ተሳዕረ ከቢድ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ብዝብል ናይ ተስፋ ሙቕራጽ ስጉምቲ ወሲዱ ሓደጋታት ከውርድ ስለ ዝኽእል ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኤሪትራውያን ብቐሊሉ ክግምቱዎ ኣይግባእን :: ኣናኢስካ ብሸለልትነት ምርኣዩ ከቢድ ሳዕቤን ከውርድ ይኽእል ኢዩ :: ካብ ብምስትንዓቕ ምርኣዩ ከይተገራህካ ብጥንቃቐ ምዕዛቡን ምክትታሉን ኣጸቢቑ ዝበለጸ ኢዩ ::
@lwmx8477
@lwmx8477 4 дня назад
አንታ እንይ ደለ ሃለውለው እዩ እዚ እበር ከ ተቃለስቲ ዲኪም መ ዝገብር ሲ ነዲኡ ዙይነግር እባሃል ከምዚ እንዳ ቡልካስ መንግስቲ ክትግምጥል
@luluaual1873
@luluaual1873 4 дня назад
Eritrea’s elite always you thinking like evil’s ideology forTigray, you complain go down to filed like Tigarue fight for you’re freedom don’t complain always about Tigarue
@berhewoldelibanos5284
@berhewoldelibanos5284 4 дня назад
I am seeing 3 people discussing, are you Briged nihamedu or supporters? Ethiopia and Tigray are One Ethiopia. BUT YOU are saying Tigray as a Govenment this is fake news you are discussing. TO MY understand you are trying a proxy war against Eritrea. Are you going to do with Weyane or with Aby? Any way don't confuse the people of Eritrea.
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
Далее
OVOZ
01:00
Просмотров 280 тыс.