ክርስቶስ ተንሲኡ እዩ ሃሌ ሉያ
ኣሜን ብሓቂ ተንሲኡ እዩ ሃሌ ሉያ
ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን ፡ብዓቢ ሓይል ወ ስልጣን
ኣሰሮ ለሰይጣን ፡ኣግኣዞ ለኣዳም
እም ግዜ ሰ ፡ኮነ ፍስሃ ወ ሰላም
ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና
[ ሮማ 8 ]
37 እምበኣር ኣብ ልዕሊ እዚ ዅሉ በቲ ዘፍቀረና ክርስቶስ ዓወት ብምርካብ ካብቶም ዝሰዓሩ ኣዚና ንበልጽ ኢና።
ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ ርሑስ በዓል ትንሳኤ እንዳበልኩ እምበኣር ከም ፍቃድ ጎይታ ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ትብል መዝሙር ሒዘልኩም መጹኤ ኣኣለኹ።ምሳይ ኮንኩም ንእግዚኣብሔር ከተመስግኑ ይዕድም ፡። ደጊመ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና ፡፡ኣብዛ You tube channel Subscribe ፡ Share ፡ Like ፡ comment ብምግባር መዛሙር ዝዝርግሖም ክትከታተሉ ብፍቅሪ ጎይታ ይዕድም፡፡ • Catholic Mezmur 2024 "...
Subscribe
Share
Like
Coment
2 май 2024