ትንቢት ኤርምያስ 29 ]
11 ኣነ ዝሓስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፥ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፥ ሓሳብ ደኃን እምበር፥ ሓሳብ ክፉእ የብለይን። ኣነ እግዚኣብሔር ተዛሪበ ኣሎኹ።
ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ኣሕዋት ፡ካቶሊካዊ መዝሙር ኣብ ምድረ በዳ ትብል ብ ኢሰያስ ወልደሚካኤል ሒዝናልኩም መጺና ኣሎና ክትባረኩላ ንዕድም።
ኣብ ምድረ በዳ ትብል ካብ 1ይቲ ኣልቡም ቁምስና ኪዳነ ምሕረት ሰምበል ዝተዘመረት መዝሙር እያ።ነዛ Channel ድማ Subscribe ፡ Like ፡ Share ፡ Comment ብምግባር ትኸታተልቲ ክትኮኑ ብፍቅሪ ጎይታ ንዕድም።
15 авг 2021