Тёмный

CHURA BAND- KIBROM H/MARIAM( ኮብራ)& LUWAM BRHANE /HATNEY/ ሓትነይ new tigrigna Music 2021 official video 

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Подписаться 129 тыс.
Просмотров 920 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,8 тыс.   
@TitiAgameTigiray
@TitiAgameTigiray 4 месяца назад
እቲ ፀልማት ግዜ ኣዘኪርክሙኒ ከም በሓዱሽ ነቢዐ እቲ ግዜ እቲ ውን ሓሊፉ😢😢 ክብረት ይሃበልና ዞም ናትና💝💪💛❤🇻🇳
@TsgabGe
@TsgabGe 23 дня назад
እወ የዓኽ መዓት በሰላ ገዲፉ እምበር
@breatigray1444
@breatigray1444 3 года назад
ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ዝደሊ ላይክ እስከ ትግራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ኣዮና
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
ሰላም ን2 ሃገር ዘይኮነስ ንኩሉ ዓለም ሰላም እየ ዝምን ብወገነይ
@huruytesfay1268
@huruytesfay1268 3 года назад
@@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ney bhaki nkelu hezab selam
@sabya5888
@sabya5888 3 года назад
ኣነ
@huruytesfay1268
@huruytesfay1268 3 года назад
Ewe nkulu hazab selam
@tomtom-rk8eo
@tomtom-rk8eo 3 года назад
ሰላም ክልቲኡ ህዝቢ ትድሊ ወዲ ትግርኛlike ርገጽ።
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 3 года назад
Ok
@tomtom-rk8eo
@tomtom-rk8eo 3 года назад
@@yemanegebrehiwet903 junta
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 3 года назад
Juntiye natey ewe
@B.N17
@B.N17 3 года назад
@@tomtom-rk8eo 💪💪 ሎሚ ድኻ ፈሊጥካ ምስክነይ kk
@tomtom-rk8eo
@tomtom-rk8eo 3 года назад
@@B.N17 እንታይ'ዩ ዝፈልጦን ዘይፈልጦን'ከ?
@yafettewelde5350
@yafettewelde5350 3 года назад
ህዝቢ ትግራይ ጸግዕና ወገና ንዘልኣለም ዝፈልየና የለን ህግደፍ መሲልዎ አምበር መሊስና ኢና ክንፋቀር ኣጆካ ህዝቢ ትግራይ ዓወት ናትካ አዩ ኣንታ ተባዕ ህዝቢ
@Zemeney-dw2qt
@Zemeney-dw2qt 3 года назад
እዚ ታሪክ ናተይ ታሪክ እዩ ደርፊ ካብ ደይ ሰምዕ 6 ዓመት ኣለኒ ግን ሓደ ምስ ሰደደለይ ብጃካ ስምዓዮ ናትካ ታሪክ እዩ እሉኒ ብሓቂ ሓትነይ ሽረ ኣላ ምስ ወዳ ኣነ ድማ ኤሮፓ ኣለኩ ኣጆኩም ክወግሕ እዩ ተጋሩ ይሕዋተይ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 3 года назад
Bhaki
@abugnlyn2033
@abugnlyn2033 3 года назад
ኣጆካ ማዓረይ ትትሓሓቆፉሉ ጊዘ ቃሪቡ እዩ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@WrsfdEyet
@WrsfdEyet 2 года назад
አያካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ከም ምሕልፉ ካሓልፍ እዩ 😭
@ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ
ኣነ ከዓ ኩሉ ግዜ ምስ ሰማዕኹወየ ኮመንት ኣንቢበ ኣይፈልጥን ናነባዕኹየ ዝውድኣ። ናይበይንኻ ኣይኮነን ናይ ብዙሓት ዝፈልጦም ታሪኽ እውን እዩ። ነቲ ርኹስ ኢሰያስ ንሱ ከየጥፋእና ህራስ የለን ንኡ ኣጥፊእና ዋላ ተበደልኩምና ጌጋኹም ተኣሚንኩም ዘይዕሪ የለን ንመፃኢ ወለዶ ኣኪብና ንግደፎም ኣደዳ ኣዕራብን ኣደዳ ሽዋን ከይንገብሮም
@peaceforTigray
@peaceforTigray 2 года назад
ኣጆና ! ንዓይ እውን ታሪኸይ እዩ ሓትነይን ኣሞይን መምስ ስድርአን ገሊአን ኣስመራ ገሊአን ማይዓይኒ ኣለዋ ፈለማ ምስ ሰማዕኹዋ ንብዓተይ ምቁፅፃር እየ ስኢነ
@wedibrhijoker2324
@wedibrhijoker2324 3 года назад
እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩም ከምዚ ኸማይ ውሽጥኹም ተዘዝ ዝበለኩም እስከ ረጊጽኩም ሕለፉ!!
@tomasmengstab1194
@tomasmengstab1194 3 года назад
Nay behaki ane keman mera tezez elini wegeney
@ዕባይገጠርእየ
@ዕባይገጠርእየ 3 года назад
ኣይካኣልኩን ህዝበይ ይረግፍ ኣነ ኣብስደት ልበይ ይነብዕ 😢😢😢😢😢
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
ኣነ እሞ ገደፈኒ ብንብዓት ተሓፂበ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@kusunsenay7832
@kusunsenay7832 3 года назад
bflay eta sebeyti OMG
@ዕባይገጠርእየ
@ዕባይገጠርእየ 3 года назад
@@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ ኣጆና ክሓልፍ እዩ ክብረተይ ንዝፈተዎ እዩ ኣምላክ ዝፈትን ኣነ ዝፈትዎ ሓወይ ብሰንኪ ሰራዊት ኤርትራ ሲኢነ ኣለኩ💔💔😢😢😢
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
ዓክክክ ከመይ ኢለሞ ክናገር ንብዓት እናነባዓኩ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ እህህህ ህዝበይ ን ሰላም ንዘምር ትብሉ ብላይክ ግለፁለይ ኣጆና እስኪ ክወግሕ እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ
@beriyesegu317
@beriyesegu317 3 года назад
Ajoki sebey
@tigraytigraytagray8404
@tigraytigraytagray8404 3 года назад
ዓክክክክክ ትግራይይይይይይ አይዞን እስኪ
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 3 года назад
@@beriyesegu317 ASD
@tesfyewelye5341
@tesfyewelye5341 3 года назад
ajoki gal tigiray shikor kulu kiwegih eu
@Eruna1993
@Eruna1993 3 года назад
ኣጆኺ ማዓረይ 🙏
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 года назад
አሕሕሕሕ እንታይ እየ ሞ ዝብሎ ብክያት ሲዒርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭 ክንስዕር ኢና ✊
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 3 года назад
ኣጆኻ ጸላእትኻ ደም ይንብዑ
@ጓልደፂየይ
@ጓልደፂየይ 3 года назад
ኣጆና ክወግሐልና ዩ ሃገረይ ♥💛💊💪🙏
@mebrhithadish3195
@mebrhithadish3195 3 года назад
ኣጆካ ዛሓወይ ኩሉ ካሓልፍ አዩ
@natsnettadese3685
@natsnettadese3685 3 года назад
ajoka zhweyyy
@yemanebrhane5756
@yemanebrhane5756 3 года назад
Ajoka kbretey wegeney
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 3 года назад
ኣታ እዛ ጋል ኽንደይ ይጥዕም ድምጻ እስከ ናይ ዛ ጋል ዝፈተኩም ለይክ ግበሩ
@አናቴህወቴአባቴኩራቴ
አረ አነስ ማሚት ነጋሽ እዩ መስልኒ እዚ ድምፃ
@abelgebre8203
@abelgebre8203 3 года назад
for what you need like
@tsegayabraham4247
@tsegayabraham4247 3 года назад
@@አናቴህወቴአባቴኩራቴ belke ane wen kemi endblku eyi
@wttm7266
@wttm7266 3 года назад
Btami fetyeya kimewit eye delye ane win btami dimaxa des yibil des yibelom!!!
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ሕልሚ ትጥዕም እምበር
@elaela8604
@elaela8604 3 года назад
ኣጆኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ፅባሕ ካልአ መዓልቲ አያ ኩሉ ክሓልፍ አዩ ጀጋኑ አኩም ታሪኽኩም ነባሪ አዩ ጸላኤኩም ይንባዕ ኣጆኹም ኩሉ ኣኸለ ምሳኹም አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@rahelfkrrr4872
@rahelfkrrr4872 3 года назад
Tsbuk.aleka.lebamey.hawey.amlak.alo🙏🙏
@elaela8604
@elaela8604 3 года назад
@@rahelfkrrr4872 ኣጆኹም ዓወትኩም የረየና ፈጣሪ
@samirawitsamirawit8815
@samirawitsamirawit8815 3 года назад
ለባም ኤርትራዊ
@طاهرهطاهره-ك7س
@طاهرهطاهره-ك7س 2 года назад
የቅንየልና ዘሓፍተይ 😭😭😭💔💔💔🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷አላህ ንኩልና ሰላም የዉርደልና ያረብብብብብ🕌🕌☝
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 Год назад
Bahakiy hada hade lebamat sebat alekum 🇪🇷 yehwatna
@kubromkobrakobra6637
@kubromkobrakobra6637 3 года назад
ንእቲህቡና ሃናጺ ሪኢቶኹም ካብ ልቢ ክብረት ይሃበልና የሕዋተይ ማዓረይ ኣዝየ እየ ዘመስግነኩም
@Van.dijk___4
@Van.dijk___4 3 года назад
❤❤❤❤
@Progressive2468
@Progressive2468 3 года назад
History is documenting..... Good work bro.
@samriabreha1306
@samriabreha1306 3 года назад
ኣነሕና ኢና ክነመስግን ዘለና ንሰላም ምዝማር ዓብይ ፀጋ እዩ
@galteshay3644
@galteshay3644 3 года назад
ድምፂ ውፅዕ ህዝቢ ስለዝኮንኩም ብጣዓሚ ኢና ነመስግን ክቡር ሓውና !ሰለም የውርደልና
@ብርኽቲብርኽቲ
@ብርኽቲብርኽቲ 3 года назад
ክብሪ ይሃብኩም አሕዋት ❤❤
@semeretesfalem8189
@semeretesfalem8189 3 года назад
*ደጊም ምስ ህዝቢ ትግራይ ፍቕሪ እንበር ጽልኢ የለን፡ ውልቀ መላኺ ዘሕደረልና ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብፍቕሪ ክንድብሶ ኢና፡ ኣጆኻ ህዝቢ ትግራይ ይቕሬታን ካሕሳን ድሕሪ እዚ ኩነታት የራኽበና🙏🏽*
@elieytigraweyti6874
@elieytigraweyti6874 3 года назад
በዓል ሙሉእ ልቦና የቀንየልና ክብረተይ ንሶምስ በዲሎምናዋ ክብረተይ ኣደና የሓርድዋ ኣለዉ😢😢😢
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
ከምዚ ከማኻ ልብና ይኽፈተልና እምበር እምበር ከምቲ ዝበልካዮ ከቢድ ጽልኢ ኢዮም ኣሕዲሮምልና ኔሮም ኣብ ልብና እዞም ውልቀ መለኽትን ባዕዳውያንን። እቶም ዝነቃሕና ምሉእ ናይ ፍቅሪ ልቦና የስፍሓልና ፈጣሪ።
@delaytlove8297
@delaytlove8297 3 года назад
Aseyyyyyy deqi erey aye awe ab kahsom yebkana iseyas arawit zeykone tmrti asrixu ab reasi eritreawi we love more tgray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗
@Eritreanp
@Eritreanp 3 года назад
ኣታ ከምዝከማይ ዶ ሕምስ ኢልኩም ኣለኩም ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣይከኣልኩን። ኣምልኽ ሰማይ ኣብ ጎድኒ ጽዮን ኣኹሱም ኩን ።
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ 3 года назад
Me Amen(፫)
@ማርያምኣዶፍቅሪ-አ4ቈ
Amen (3)
@ftariymesgen4562
@ftariymesgen4562 3 года назад
Anes anbiatini eya
@ዕባይገጠርእየ
@ዕባይገጠርእየ 3 года назад
ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@merihanigaletomgneganigale2750
@merihanigaletomgneganigale2750 3 года назад
Amen 🙏🙏🙏
@ኣለምዓጋመ
@ኣለምዓጋመ 3 года назад
ኣካለ ጉዛይ ዓጋመታይ ትግራይ ክንምሎስም ኢና ናትና አዮም ❤️💛❤️❤️💛❤️👫👫👫💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛👫👫👫👫❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️👫👫👫👫💛💛💛💛💛
@frehailay3727
@frehailay3727 3 года назад
ይፈርሕ'የ ኣመና ፍጹም ከይጸንት ዘርእና ኲናት ሕድሕድ ከይከውን ምጾታት ከይጅምር በኣና😭😭💔 ፈጣሪ ባዓለካ ሰላም ኣወርደለና
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 года назад
ዋው ሎሚ ካልኤቲ ኮይነ ዌል ደቂ ኢሬ ❤💛👌🙏 የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋትና በቶም ኣራዊት ሰራዊት ንሓዝን ብኣኹም ካኣ ንድበስ 🙏🙏🙏
@tirhasmichael614
@tirhasmichael614 3 года назад
behaqi dehzn eyu enssatat eyom kabana halifom abakum mbxhom endiyu dea melisu dehrrena aba eba dmss ybelu
@bsratfishation4674
@bsratfishation4674 3 года назад
ሓወይ ናተይ አወ ብቶም ኩብራት ተደቢስኩም ሓወይ & ሓፍተይ ናተይ አንበር ህግደፍ ዳ ናህና ደም ወዲኡ ሕጅ ካኣ ናብ ዓዲ ሓትነይ ሰጉሩ አታይ አሞ ክንገብር ሊዕሊ ዓቅምና አኮ ከይኖ አተይ ክንኮብሮ አልካና ኢካ ኣጀኩም ግን ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ክወግሕ አዩ
@aneeyeshuqe.4570
@aneeyeshuqe.4570 3 года назад
*Kibrom h/mariam tigraway u ane xbuki gare u zeftlte 💯 ::*
@Tesfahwetgebrihwet9
@Tesfahwetgebrihwet9 3 года назад
Entay emo kngebr hamiknakum meniseyat
@alemtekeste919
@alemtekeste919 3 года назад
ንዓና ግን አኮ 30 ዓመት አዮም ኣብክዪምና ንህዝብና ዘይ ኮነ ሰራዊት ንትግራይ ክከዉን ኢልካ ምሕሳብ ኣብ ማይ ሓንቢስካ ማይ ከጠልቀካ ምዉጻአ አዩ
@እንርታዊትትግራወይቲ
እፍፍፍ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብያኒ ሰላም ንኩልትኡ ህዝቢ ❤⭐❤&🇪🇷👌
@massawaMedia21
@massawaMedia21 3 года назад
ዓወት ንሕዝቢ ትግራይ ። ልቢ ትትንክፍ ናይ በሓቂ ትግራዎት የሕዋት ዓወትኩም ናይ ግድን ኢዩ🇪🇷©️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ትግራይ ትዕወት የሕዋተይ ኣጆኹም ንመን ኢልዎ ኣቦይ እዝጊ ኣምላኽ ምስቲ ውጹዕ ኢዩ ኣጆኹም ባዕላ ኣላ እታ ማርያም ኣኩሱም ዋሕስ ኩሉ።
@እማሓላላይናፍቀኪ
@እማሓላላይናፍቀኪ 3 года назад
እሲቲ አጀኩም ፅንዓት ያሃብኪ ዓደይ ትግራይ አጀኩም ኩሉ ሓልፉ ሰላም የምጸአልና ሰላም ንትግራይ ንኤራትራ ይኹን 🇻🇳🇻🇳
@yemanebahere1332
@yemanebahere1332 3 года назад
አቱም ጀጋኑ ቃላት ስኢነ ንዓኹም ዝገልጽ I’m Eritrean from the hero people akeleguzay I’m proud you you guys to be my brothers keep doing great job 😍👌😍👌💐😍👌💐😍💪💪💪💪
@atchanel6181
@atchanel6181 3 года назад
ጩራ ፍኣ ሰብ ሕልና ፍርያት ኩፍሎም ይካኣሎ እንዲኹም 100% ኮብራ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ንኡስ ወለዶ::
@ሜሪጋልትግራይ-ፀ5ቈ
@ሜሪጋልትግራይ-ፀ5ቈ 3 года назад
ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ናይ ብሓቂ ጅግና ዘማሪ ንሰላም ብሰራዊት ኤርትራ ሕርር ክንብል በአካትኩም ንድበስ
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 3 года назад
Ajoka trah knawet Ena zhawey azia nay mechersha eyu menasey ertrea atifeu nab hawna hazi tgray ka segiru azia arawit khalfyu dhan kulu tgray tawet💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@smichael9969
@smichael9969 3 года назад
Zbezh hzbi eritra ayndgfon ena azi zgber zolo. Nhazn ka bezi zftsem zolo
@myownoasis
@myownoasis 3 года назад
ሰራዊት ኤርትራ ዝሓለፈ 20 ዶብ ሰጊሩ ንትግራይ ዝሰገረ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኢሉ እዩ.... እዚ ኵናት እዚ ህጻውንቲ ቆልዑ ብግዲ ዝጥበስዎ ዘለው ኵናት እዩ.. ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነመሳስሎ ኢሰያስን ሻራዊ ጉጅለ ህግደፍን እዮም ዝሕተትሉ
@wttm7266
@wttm7266 3 года назад
🥰🥰🥰😘😢
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 2 года назад
💞💞💞💞👌
@habendebesay8880
@habendebesay8880 3 года назад
ሙሉእ ሓይሊ ይሃብኩም ፍጣሪ ትግራይ ♥♥♥♥♥♥♥🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇳👈
@wawagebrehiwot6500
@wawagebrehiwot6500 3 года назад
Ethiopia tigray kemtichifchif kulu gizea yigasb neyre gin Eritrea alatina kithegizena eyea ebil nyre gin etu zihasbku aykonen gin atum fttewity tigray eritreawian nmsgin
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
አሜን አሜን አሜን ዝሓወይ
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 3 года назад
@@wawagebrehiwot6500 ezi aregit sebay kelo selam yelen
@alenadema8334
@alenadema8334 3 года назад
@@wawagebrehiwot6500 kemu endiu kikewin zigbae neru gin eritreawit ade kinwelid enber kitliek zeyteadelet ade ya so niana mihachna💔
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ 3 года назад
ኣሜን (፫)
@ስሉጓልትግራይ-ፐ3ጀ
@ስሉጓልትግራይ-ፐ3ጀ 3 года назад
እፍፍፍፍፍ ከብድካ ትበልዕ ደርፊ የቀንየልና ሓወይ ፍቅሪ ንክልቲኡ ህዝቢ🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳💟🇪🇷💟💟💟💟💖💖💟💟💟💋
@yemaneghebru2698
@yemaneghebru2698 3 года назад
-ኢና ደቂ ሓትነታትን-ኣኮታትን፡ -ኢና ደቂ ኣሞታትን-ሓውቦታትን፡ -ኢና ጎሮባ-ብትን-መባጽሕትን፡ -ኢና ሰብ ሓደ ታሪክን-እምነት፡
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 11 месяцев назад
ሓቂ ንዘተረደኦስ
@Fkadugebremikal
@Fkadugebremikal 8 месяцев назад
!​@@aaamithaylay5718
@TsgabGe
@TsgabGe 23 дня назад
እህህህህ ዶ
@Zakiadmas1219
@Zakiadmas1219 3 года назад
እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕክዋ ጀለምታ ንብዓተይ ዛርዩ። የቐንየለን ኮብራ ኣቦ ጥበብ።
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 3 года назад
ሎምስ ህዝብን ኤርትራን ትግራይን ደም ምተላጋገስና እምበር ሎሚ ዶ ደም ምተፋሰስና ኣሕህህ 😭😭ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ጸሊም ታሪክ ይፍጸም ኣሎ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ምስ ውጹዕ ይኩን ተጋሩ ከኣ ዓወትኩም የስምዓና 🙏🏽🙏🏽💊🇪🇷🙏🏽💊❤️🇪🇷🙏🏽🥺🥺🥺🥺
@مزينهعابد
@مزينهعابد 3 года назад
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ብሓቂ
@wintasolomon9411
@wintasolomon9411 3 года назад
እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ተረቢሸ !ግን እንታይ ኣለዎ ነዚ 2 ህዝቢ ሰላም እንተዘውርደሉ ኢለ ውን እውን ንኣምላከይ ለሚነዮ እግ/ር ፀሎተይ ክሰምዐኒ ካኣ ተስፋ ይገብር ኣጀኩም ለባተይ ❤️🙏
@tigrayfirest1340
@tigrayfirest1340 3 года назад
አሜን💔😭✊
@zaydgereziher3875
@zaydgereziher3875 3 года назад
Amen Amen Amen
@ዳናይትነኝየናሆምአናት
እስይስን ኮራኩርን ከይሞቱ ሰላም የለን
@ge3865
@ge3865 3 года назад
ኮብራ ሃወይ መግለጺይ የብለይን ኒኣካ ዚከዉን ቃላት ቢታአሚ ብሉጽ ናይ ብሉጻት አካ አሞ ኣጆካ ቀጽሎ ዓወት ኒህዝበይ ትግራይ ኣጆኩም ተጋሩ ኣብ ጎንኩም ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 3 года назад
ኣኮሎ ጉዛይ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ነመስግን ❤️❤️
@robitesfa4855
@robitesfa4855 3 года назад
Aytiage eritrawyan bel kulatna ena yehwaka aytifelali zihawey
@mikiawetawetey8898
@mikiawetawetey8898 3 года назад
@@robitesfa4855 kkkkkk dhan gze tray yerakbena
@samsungsdaniel4708
@samsungsdaniel4708 3 года назад
@@robitesfa4855 Emo netom deqi adka drefu zeytblom ? Nhna deqi Akeleguzay ezi nay tigray shgr shgrna eu. Abotatna Beal Raesi Tesema Asmerom eyom mhiromna. Ezom Ksab hji zderfu zelewu kea deqi Akeleguzay eyom.Slezi tebat entekoynkum aser natom Hazu.Entezeykoynu nay Eritrawyan U endabelka yeakl Hasewti.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 3 года назад
ሰላም ክቡር ሃው ንሕና ደቂ ኣከለግዛይ የሕዋትኩም ብትግርይ ናይ ጥንቲ ሃገርና ብዝሕ : ንሓስብ ንጅነቅ ንምንታይ ፍርቕ ገድና ላም ኣይትሰብሕን : ትግራይ ሃገር እያ : ዓደይ ናይ ተጋሩ የቐነለይ ትግራይ ትዕወት 4 ወርሕ ድቃስ ኣብና የሕዋትኩም ኣብ ሴሜን ትግራይ : ናይ ሎሚ ኤርትራ ወደሀንኩም 🇻🇳❤️🇪🇷
@ወይለከሽረኒ-አ6ፐ
@ወይለከሽረኒ-አ6ፐ 3 года назад
ደቂ ኣኮሎ ጉዛይ ኣሕዋትና ብጣዕሚሚሚ ኢና ነመስግን።
@solomonberhe142
@solomonberhe142 3 года назад
ኣየ ኣከለ ኩሉ ጉዜ ኩርኣት ብኣኩም ደቀምሓረ ሰገነይቲ ኣዲ ቀይሕ ሰንኣፈ ጾሮና 🇪🇷🇻🇳🥰🥰🥰😘
@tekestetesfalem4196
@tekestetesfalem4196 3 года назад
@@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 ata wedi kelbi hasad wedi komarit gexka habieka txaref aleka mushmush
@tekeatekle7559
@tekeatekle7559 3 года назад
Hemam menschro tehaza adeka teref telyan orthodox kea tebl tekali
@solomonberhe142
@solomonberhe142 3 года назад
@@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 ኣከለ ደቀባት ድኣ ናበይ ክንወጽእ ቅድሚ እታ ኤረትራ ትብላ ዘለካ እኮ ንሕና ኢና ኔርና.ድሓር ድማ ኣፍካ ዝሃበካ ጸርፊ ኣይትጻረፍ ስምካን ተግባርካን በበይኑ 🙈🙈
@ብደምናዝተረክበባርነት
@@orthodoxtewhdonezelalmeten6683 eta Eritrea tbihal abey u zelo eti tarik adulis, metera,qahayte ,belew kelew nay Akele guzay tariki u tesekimwa zelo neza Eritrea tibhal.nezi qalsi kea deqi Akele tesekimemo zelewu
@myqueen7150
@myqueen7150 3 года назад
@@tekestetesfalem4196 neska gexka enareaka dieka texarife zeleka
@hagereynafke5994
@hagereynafke5994 3 года назад
ምስ ተጋሩ የሕዋትና ዝፈልየና ሞት ጥራይ እያ ኣጆኹም ኣጆና ፋሽሽታውያን ክሳዓሩ እዮም።
@rahelfkrrr4872
@rahelfkrrr4872 3 года назад
Tsbuk.aleka.hawey.natey.amlak.yaakelekum.yeblena🙏🙏🙏🙏🙏
@rahelfkrrr4872
@rahelfkrrr4872 3 года назад
@m.rahaman wardag .amn sebey.domo.ftuw.eye.zeblekum.deki.tigray.mareyyyyy💘👈
@hagosgebreyowhones779
@hagosgebreyowhones779 3 года назад
Kab tegaru keflyena zhasb Xehay arbato ala akele xla abmego azom ahzab!!!!!
@tigraytigraytagray8404
@tigraytigraytagray8404 3 года назад
ምቃል ጎንና ንቃለስ አለና እሕዋትና ከይንቅየም
@hagereynafke5994
@hagereynafke5994 3 года назад
@@tigraytigraytagray8404 ኣጆና ጥራይ ዓወት ናይ ግድን እዩ ።
@Liam-liam
@Liam-liam 3 года назад
ሓቂ ሓቂ ያ ተጋሩ ብጣዕሚ ሰብ መትከል ኢኹም ሓይሊ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏😥💖
@samriabreha1306
@samriabreha1306 3 года назад
ኣሜን ዝሓወይ
@ሰሉጓልሸረጓልቶምጀጋኑ
ኣሜን
@QwerQwer-du4wq
@QwerQwer-du4wq 3 года назад
ኣሜን bro🙏
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
አሜን አሜን አሜን ሓወይ ማዓረይ
@ps4bussines227
@ps4bussines227 3 года назад
Amen 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🧡🧡🧡🧡❤❤❤
@teberhtewelde2341
@teberhtewelde2341 3 года назад
ጩራ ባንድ ትገብርዎ ዘለኩም ስራሓት ነዚ ኣሕዋት ህዝብታት ናብ ፍቅሪ ዝወስድ እዮ እሞ በርትዑ We are with you guys bless you ❤❤❤❤
@bangeb1884
@bangeb1884 3 года назад
Heartbreaking!! I can’t stop crying 😢 😭😭God please protect our innocent children and women 🙏🙏🙏🙏
@danisolomon3750
@danisolomon3750 3 года назад
ከባሪ ከም ወትሩ ብሉጽ ትሕዝቶ ፍቕርን ሰለምን ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን💖
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 3 года назад
ተጋሩ ዓወትኩም የርኤኒ
@ailAil-ji9dq
@ailAil-ji9dq 3 года назад
Amen hawey natey
@amanamansabya1098
@amanamansabya1098 3 года назад
አሜን🙏💪✊
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
አሜን አሜን አሜን 💪💪
@ጓልሸረኒ
@ጓልሸረኒ 3 года назад
ኣሜን
@Mebrahti
@Mebrahti 3 года назад
Amen/3/bro.. Nay gdn yeu awet da
@ጓልፅዮንማርያምአክስማዊት
አይ ትግራይ ዓደይ እዝይ ዶ ፈደይኪ እዞም ርጉማት እዛ ሙዚቃ ደጋግመ ሰሚዐያ አይካአልኩን ልብካ ዝትንክፍ😥😥💔💔💔 የቀንየልና አሕዋት ❤❤❤💛💛💛ዓደይስ አለውዋ ደቃ አሕሊፎም ዘይ ህቡ✊✊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ
ኡፍፍፍፍፍ ልብካ ትትንክፍ የቀንየልና እግዚአብሔር ትግራይ ዓደይ ሰላማ ይመልሶ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓይሊ ይሃቦም ልመላእ ህዝቢ ትግራይ
@awelmahamed837
@awelmahamed837 2 года назад
ክቡር ወድ ሓትነይ ኣቲ ሽግር በዓልትና እና ፍቕድናሉ ምክንያቱ ትግራዋይን ኤርትራዊን ብጠቕላላ ህዝብ ትግሪኛ ሓንት ገይሪና ዕፅው ከምበልናያ ኣምሓራይ ኣይኮነን ኣፍሪካውን ኣይ ምደፈረትናን ።
@frehiwetfrehiwet495
@frehiwetfrehiwet495 3 года назад
መን ኣሎ 20 ግዚ እንዲደገገም ዝስማዕ ነዚ ድረፍ😭😭😭😭😭😭😭
@bsratgrmatsion6024
@bsratgrmatsion6024 3 года назад
Me
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 3 года назад
ኣነ😥😥
@Seteshow
@Seteshow 3 года назад
ane degagime enda astentku ysema leku
@huruytesfay1268
@huruytesfay1268 3 года назад
ena aleka
@hayeligebardeqierieyom6994
@hayeligebardeqierieyom6994 3 года назад
ናይ ምርዳአ ትግሪኛ ጸገም ኣለኪ ዲኡ ክክክ
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 3 года назад
ሰብ ሕልና ወገናተይ ብሉጽ ስራሕ። ¶ሓትነይ¶ እወ ሓቅኻ ምቃለይ ሓውኻ መጽዩ 'ሎ ትግራይ ብፍላጥ ድዩ ብዘይ ፍላጥ ልፍንቲ ሒዙ ኣምሓራይ ግን ይፈርሕ'የ ኣመና ፍጹም ከይጸንት ዘርእና ኲናት ሕድሕድ ከይከውን ምጾታት ከይጅምር ባኣና.....
@ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
ብሓቂ ለብኻ ትትንክፍ መዚቃ ንብዓተይ ምቁፅፃር እምበር አብይኒ አጀና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖
@heilna5972
@heilna5972 3 года назад
Very touchable song. Very sad 😥😞. I can't stop listening to this song 💔😢😭. Sending prayers to the people of tigray and eritea.
@dejennuguse1878
@dejennuguse1878 3 года назад
እግዚአብሔር ኣቦይ ሰላማዊ ፍቅርን ጉርብትናን ነስታማቅረሉ ግዜ ሃበና, ጸላኢ ሰናይ ድማ ብተግባሩ ዝሓፍረሉ ዘመን ኣምጽኣልና, ኣሜን
@candytsegay1632
@candytsegay1632 3 года назад
ፅብቅ ነዚ ዘሎ ፅብቅ ኢያ ትገልፅ ትግራይ ሃገር እያ ትግራይ ትስዕር ደቂ ወይነይ ክንዕዎት ኢና ብትግራውነቱ ዝሕቡን ላይክ ይበል
@ጋልትግራይእየፉሎጡኒ27
ኣከለ ጉዛይ ደምና ፍንፃሕ መሰገልና ኦንካዕ ረአናኩም ኣፍታ ቁርፂ እዋን
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 года назад
ኣጆኺ ካል ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ይሓግዝኩም ሓውኪ ካብ ኮለጉዛይ
@tuemzgitesfay1402
@tuemzgitesfay1402 3 года назад
ኣጆኺ ማዓረይ ካብ ኣከለ
@primostgorge.6739
@primostgorge.6739 3 года назад
Ajoki wegeney (wedi akele)💪🏿🌹❤
@mussielegese8072
@mussielegese8072 3 года назад
ኣጆኩሜ ተጋሩ ኣሕዋትና ክሓልፍ እዩ ሓውኩም ወዲ ኣከለ🙏🙏🙏🙏
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
Ajokum Tegaru yehwatna kehalf eye hwkum wedi seraye eye
@We-ub3dh
@We-ub3dh 3 года назад
እዛ ደርፈ ምስ ስማዕኩም ክምዚ ከማይ ውሽጥኩም ገለ ተስማዕዶ 1977/2013እሕሕሕሕ 1,ብጣይት ኩመውት ህዝብይ 2,ብጥምይት ክመውት ህዝብይ 3,ሳአና ሕኩምና ክመውት ህዝብይ የቀንየልና ክብርት አሕውትይ አስክ #ላይክ# ሃብና
@sosi8340
@sosi8340 3 года назад
😭😭😭💪
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 3 года назад
💔😭😭
@teklitxewarshigir8403
@teklitxewarshigir8403 3 года назад
Kebdey tegelabitu beza derfi amlak yieakil ybelo nezi 2 hzbi hawuki .wedi eri
@We-ub3dh
@We-ub3dh 3 года назад
አጀና አሕውተ እግዚአብሔር ምስ ውፅዓ ይካና ትግራይ ትስዕር።
@ፍረገረዝሃሪ
@ፍረገረዝሃሪ 3 года назад
🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳ትግራይ ትሰዕር
@TsionZtewahdoMedia
@TsionZtewahdoMedia 3 года назад
ለዃስ ደርፊ እውን ከም መዝመር ልብካ የድሚ እዩ! አንሕና ንፍተን ከም ወርቂ ሪመይ መሬተይ ትግራይዋይ
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 3 года назад
ኣነሰ ደም ነቢዕ 😭😭😭💔💔 ኣምላክይ ባዓለካ ሰላም ኣወርደለና ንዚኣ ደርፊ ሰሚዑ ወሸጡ ዘይ ትትከፍ የሁሉ ዶ
@Bisrattu
@Bisrattu 3 года назад
ኣብ ጎድኒ መንነትካ ደው ምባል ልቦና እንበር ዕሽለት ኣይኮነን ትግራይ ክትነብዕ ዝኾርዕ ኤረትራዊ ኣራዊት እንበር ሰብ ኣይኮነን ኣጆኻ ኮብራ ሓበን ሕብረተሰብና እኻ ኣምላኽ ሓይሊ ያብካ።
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 3 года назад
Nay behaki zarkey selam eyu xibuk
@delaytlove8297
@delaytlove8297 3 года назад
Amennnnnnnnnn kbretey 🇪🇷💗
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ 3 года назад
ብሓቂ ኣራዊት እወ ።
@tsegahaylu606
@tsegahaylu606 3 года назад
ክብሮም ሓወይ ጅግና ሓፍቲ ሰላምካ ይብዛ ሕኣሕሕሕ😭😭 እንታይ ኢሞ ብኽያት ሰዒርኒ ኣጆና ድቂ ትግራይ ዓደይ ትዕውት ኢና ሰላም ንትግራይ ዓደይ ንፈተዋት ትግራይና ትግራይ ትሰዕር 💊💊💪💪
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 3 года назад
ኣብ ኣፍሪቃ ንመሰሉ ዝመውት ተጋሩ ጥራይ ኢየ ዝፈልጥ.
@wedisadam557
@wedisadam557 3 года назад
Yes
@hailutesfayg8442
@hailutesfayg8442 3 года назад
100%True.
@kesetetsegay2799
@kesetetsegay2799 3 года назад
💯 % yes
@weyniyasamiehtsamialemye6255
@weyniyasamiehtsamialemye6255 3 года назад
Betkkl 👌👌
@zienawitsegazghi7778
@zienawitsegazghi7778 3 года назад
ንሕና ከ
@mhreteab.yemane6126
@mhreteab.yemane6126 3 года назад
ከምዚ ከማይ ውሽቱ ዝተተንከፈ አንተ ሃልዩ አስከ like eske habuni
@rital829
@rital829 3 года назад
This song hits deep into my heart! My auntie is Mother of my two Eritrean cousins! She is in Asmara her sister is in Adua! I curse isayas and Abey for their evil doing! God give us peace!
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 3 года назад
ሓውካ ማለት እቲ ኣብ ራህዋካ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ጸገምካ እውን ኣብ ጎድንካ ዝከውን እዩ እቲ ትክክለኛ ሓው ዝባሃል 🤝 ኣብዛ ጸባብ እዋን ምሳና ኮይንኩም ተካፈልቲ ቃንዛና ዝኮንኩም ኤርትራውያን ወገናት እታ ዝክእላን ዝመልካን ናይ ልቢ ምስጋና እያ'ሞ ክብረት ይሃበልና ስቃይና ተወዲኡ ሰላም ረኪብና ንተሓቋቆፈሉ ግዜ የምጸኣልና ፈጣሪ 🤲⛪️
@danjoschiere8012
@danjoschiere8012 3 года назад
Yordi kemzi kemaki lebamat terh eyin zeflto kemzen bal jeji zebhela gen kendey yehwatna idekum akebu ends bela yegisgusa alewa balkin melsi haben
@ተመስገንፈጣሪንበል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያደይ
@ትጂጓልትግራይ
@ትጂጓልትግራይ 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከም ፍቃድ ኣምላክ
@mtewahido4849
@mtewahido4849 3 года назад
Walla ane efff yekenyelina kiburatey
@lunafutsum7327
@lunafutsum7327 3 года назад
😓😓😓🖕🏾🖕🏾🖕🏾🇪🇹🇪🇷❌❌
@frehagos4199
@frehagos4199 3 года назад
ኣጆና ደቂ ትግራይ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱ ኣይቀርን ንሕበር ንስመር ጥራሕ ብዝካኣለና💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኩቡር ሓውና ክብርቲ ሓፍትና የቀንየል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@agtes216
@agtes216 3 года назад
ጩራውያን ስብ ሕልና ጩራውያን ስብ ተስፋ ጩራውያን ካባኹም ብዙሕ ተስፋ ኣለና ከም ወትሩ........ጽቡቕ ስራሕ።
@Hella1214
@Hella1214 3 года назад
ሓቂ ክዛረብ እዛ ደርፊ ካብ 10 ጊዜ ንላዕሊ ሰሚዐያ እየ ግን ብዝሰማዕኩዋ ቁፅሪ ንብዓተይ ምቁፅፃር አይከአልኩን፡፡ ብጣዕሚ ከብደይ ተበሊዐ ምሒር አሕሚሙኒ ምክኣል አብዩኒ፡፡ ዓሕሕሕሕ አምላክ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ክርኢ ግን ንቲ ኩሉ ዘይሰአኖ አምላክ ተማሕፂነ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
Me too
@ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ
@ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ 3 года назад
ንዘልኣለም ዘይርሳዕ ስራሕ ሰሪሕኹም ሽኾራት ወገናትና ማራ እና ንፈትወኩም😍😍ሰላምኺ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ዓለመይ🙏💛❤💛
@nevergiveuptigray7719
@nevergiveuptigray7719 3 года назад
እዋይ ከምዚ ከማይ ዝነበዐ ይህልዉ ዶ አክክክክ ዓደይ አጆኪ ክንዕዉት ኢና ክብረት ያሃበልና ዘሞ ሓተይ ብኢሳያስ ንሓዝን ብአኩሞ ካዓ ንድበስ 💊💊💊💊💊💊💔😭ላይክ ገጭኩሙ ሕለፉ ተጋሩዋይ ምቃል ጎነይ
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 года назад
anee alku zehftey aykalkhuen
@Yoyose5172
@Yoyose5172 3 года назад
Am from Eritrea but l love tigray ❤️🇻🇳🇪🇷❤️🇻🇳🇪🇷❤️🇻🇳🇪🇷
@millionmeles7381
@millionmeles7381 3 года назад
ኮብራ ዓርከይ! ውሽጠይ ከምዚ ኤለትርክ ዝሓዘኒ ጠዝዝ ኢለ በቃ።
@merafetawinebsu8778
@merafetawinebsu8778 3 года назад
ኣበት ደምፂ ሉሊ ሽኮር ብድምፃ ዝተሓጎሰ እስከ ኣደይ ማርያም እዩ ሞ ሎሚ ባዕላ ተሓልኩም ትግራይ ዓደይ ላይክ ገርኩም እስከ አመን በሉኒ ፅቐጥ አቢልኩም ሕለፉ 🙏🙏🙏
@amanamansabya1098
@amanamansabya1098 3 года назад
አሜን
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 3 года назад
Amen Amen Amen 🙏
@ፀጉሽኃልተዋህዶ
@ፀጉሽኃልተዋህዶ 3 года назад
ዋይ ሰምዐ ምምናይ ኣብየዪ ብክያት እናሓነቀኒ ካምዝ ካማይ ካብዱ ሕጅቅጅቅ ዝበሎ መን ኣሎ እፍፍፍፍፍፍ
@የማርያምልጅነኝ-ዠ8ሐ
ውይ ኣታ አነስ ቲም ኢለ ይነብዕ😢😢😢 ኣታ አምላከይ ብምሕረትካዶ ጠምተናይ👏👏👏
@ህግደፍመንሽሮሃገር
ኮቡራ ኮኾብ ሃገርና ኣደ ወሊዳ ትምከን ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ትባሃለ ቕደም ግጥሚ 100% ዜማ 100% ህርመት 100% ዳርግተር 100% ኮታ ኮሉ ስራሓታ ዘበለ ፉሉይ ስሚዒ ዘለዋ ደርፊ ድምጺ መረዋሕ ኩቡራ ሓወይ & ሉሊ ሓፍተይ ከምዛ ኤሌትርክ ዛሓዘካ ፈዘዝ ቀዘዝ ዘብል ድምጺ! ናይ ባሓቂ 77 ንዘክር ።
@slamahakrh6448
@slamahakrh6448 3 года назад
በቀ ንበዓተይ ምቆፁፅሪ አበይነየ ዕደሙን ጥዕናን የሃበከም ፈጣሪ
@tsritigaltigray6720
@tsritigaltigray6720 3 года назад
እፍፍፍፍፍፍ እዛ ደርፊ ሰሚዑ ከማይ ዝነብዐ ኣሎዶ💔😢 ብሰራዊት ኤርትራ ልብና ይስበር ብኣኩም ልብና ይሕጎስ So ኬብየይ የቀንየልና ፍትውው እና ነብለካ ለባመይ ከማካ ዝበሉ ለባማት የብዘሐዮም 🙏 ንብዓተይ ግን ታሕጋስ እዩ
@መሰለይመሰል
@መሰለይመሰል 3 года назад
ክውልዓ ከለኩ ንብዓት ይስዕረኒ ኳብ ኣስመራ የ
@shamsham-pj8fm
@shamsham-pj8fm 3 года назад
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ክንዕወት ኢና፡እቲ ታሪኽ ነዊሕ እሰያስ ንህቢ ኤረትራ ንምጽናት ቅድሚ 60 ዓመት እዩ ጀሚርዎ ።ኣብዚ ደረጃ ድማ በጺሕና ህዝቢ ኤረትራ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሽግሩ ኣብ ጎድኑ ምኻን ተሪፍዎስ ኣካል ናይ ቶም ፈጠርቲ ሽግር ክኸውን ኣዚና ንጉሂ ብጣዕሚ ውን ሓዘን ይስመዓኒ ሕማቅ ታሪኽ ድማ ይስነድ ኣሎ!!!ግን ድሓን ኣጆና ንሕጎሰሉን ንከሓሓሰሉን ግዜ ክመጽእ እዩ
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 3 года назад
@@መሰለይመሰል 😥😥
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 3 года назад
I can't stop crying. Tigray are our brothers and sisters.
@muluebrhanweldeselase9649
@muluebrhanweldeselase9649 3 года назад
ኣቱም ሰባት ኣነ ደጋግመ እየ ሰምአያ ግን ፈጽመ ክመንዋ ኣይካአልኩን ከማይ ትህልውዶ ትኩኑ፧
@ንፍቅሪእየዝኣምን
@ንፍቅሪእየዝኣምን 3 года назад
አነ አለኩ ሰሚዕ ምፅጋብ ዝስአንክዋ ስቅ ኢለ ይደጋግማ 😥😥
@ጋል20ዓዲ
@ጋል20ዓዲ 3 года назад
ንክልቲኡ ህዝብ ሰለም ትደሉ like ረጉፅኩም ሕለፉ
@ተመስገንኣምላክያትግራይዓ
ክብሮመይ ምዓረይ ሰላምካ ይብዛሕ ኣሕሕሕሕ 😭💔💔😭እንታይ ኤሞ ኣጆና ጥራሕ ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትዕወት 💪
@ኃልዓባይዓጋመ
@ኃልዓባይዓጋመ 3 года назад
ከምዚ ከማይ ዶ ትኮኑ ብንብዓት ውዲኩምዋ ኣጆኪ ኣደይ ዓደይ ግን ኣይክኣልኩን በቃ ዓድይ ኣደይ ትበኪ ኣላ😭😭😭😭
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 3 года назад
ብጣዕሚ አብ ቀረባ ግዲ ስለ ዘለና ብንብዓት ተሓጽበ አነስ ዓኽኽ..... ንህዝበይ ዶ እዙይ ኢዱ ነይሩ::
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 3 года назад
😭😭😭😭
@ጓልትግራይ-ቐ6ዠ
@ጓልትግራይ-ቐ6ዠ 3 года назад
አይዘና ኣሕዋተይ ክወግሕ እዩ እግዚአብሔር ምስ ዉፅዕ ህዝቢ እዩ እና ኣሕዋተየ ሰላም ዝምነ ሰላም ይግበረሉ ትግራይ ትዕወት ❤️💛❤️
@semeregr7790
@semeregr7790 3 года назад
You’ll be proud of yourself when this brutal time passed. Long live to Tigray and it’s allies.
@bertukanmahri7955
@bertukanmahri7955 3 года назад
ጩራ ባንዲ ብ ማሪያምኩም ብ ታ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ምስ ክብሮም ኣራኽቡኒ በጃኹምም 😢🙄❤️👈
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
ኣንብዕካኒ መዓረይ ሰቃየይ ቀሰቅሰካለይ የቀንየልና ከኣ ዝያዳይ ደቂ አከለ ሰሱኑልና 😘
@ወዲበለሳ
@ወዲበለሳ 3 года назад
ዋው ኮባሪ & ልዋም መረዋሕ ዝኾነ ድምጺ ኣለኩም ናይ ባሓቂ ግጥሚ ዜማ ህርመት ሙዚቃ ኮታስ ኩሉ ይበል ካብ ሓውኹም ወዲ በለሳ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ
@rigbitgalltigray6113
@rigbitgalltigray6113 3 года назад
የቀንየልና ኩቡራት ብታ ጥበብኩም እትገብርዎ ዘለኩም ቃልሲ ብልቢ ነመስግን ትግራይ ዓደይ ዓወትኪ ኣብ ቀረባ እዩ😢💔💖💛
@simontsige7361
@simontsige7361 3 года назад
ምሳይ ኣብ ባይታ ወሪዱ ክቃለስ ዝደሊ like ይግበር
@habentesfay1570
@habentesfay1570 3 года назад
ኣጀኩም ተጋሩ የሕዋትና ሓዘንኩም ሓዘና ስቃይኩም ስቃይና አዩ እዚ ውን ኽሓልፍ እዩ ናይ ግድን እዩ እቲ ዓወት !! 💪
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 8 месяцев назад
ሓሊፉ 😢
@Tumuzgi-millionaire
@Tumuzgi-millionaire 3 года назад
ሕቡንየ በኣኹም ወገናተይ ከምዚ ከማይ,ዶ ነዚኣ ስርሚዒኩም ንብዓት ይነጥበኩም ይህሉ !!!!
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 года назад
ane alku
@yohannesberhe6306
@yohannesberhe6306 3 года назад
ኡፍፍፍ ኣምላኽ ነዞም ክልተ ህዝቢ እስኪ ሰላም ይፍጠረሉ እምበር ተዳኺሜና እኮ ብኩናትን ወረ ኩናትን . ኣሜን
@Jonifetawiadiu
@Jonifetawiadiu 3 года назад
ጩራ ጩራ ተስፋ ጩራ ብርሃን ❤️❤️❤️❤️✅✅✅✅✅✅✅✅✅💪💪💪💪💪💪
@natsnettadese3685
@natsnettadese3685 3 года назад
Yessss broer ❤️❤️❤️
@ኤደንጓልትግራይ
@ኤደንጓልትግራይ 3 года назад
አሕ ዓደይን ህዝበይን ልብና እበር ተሰይሩ 💔💔💔😭😭😭እዛ ዘመን ዚኣ ሓሊፍ ተዝርኣ
@hailealem8501
@hailealem8501 2 года назад
ሰላም፣ኤሪ፣ትግራይ፣፣እዝግኣብሄር፣ፍትሂኣውርደልና፣
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
ሃገር ሰላም ኣፍሪቃ ትግራይ ትሕበን ብደቃ💪 ናይ ግድን ክትሕበን እያ ኮብራ ሓወይ &ልዋመይ ሽኮር ስሑላት ድምጺ ብእዝንካ ደይኮነ ብልብካ ትስማዕ ጽፍፍቲ ስራሕ ቀጽልዎ ምጭዋት ❤ከምኡ ድማ ጩራ ባንድ ክትምስገኑ ይግባእ 😍
@dc8625
@dc8625 2 года назад
Nay bhaki
@ስንዓለ20ዓዲ
@ስንዓለ20ዓዲ Год назад
ሃገር ሰላም ኣፍሪቃ ትግራይ ትሕበን ብደቃ
@ዮኒ-ጨ7ገ
@ዮኒ-ጨ7ገ 3 года назад
ናይ ብሃኪ ልቢ ሰብ ትትንከፍ ደርፊ ሶ ፍክረን ሰላመን የውርድልና ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏
@rahelfkrrr4872
@rahelfkrrr4872 3 года назад
Amn hawey.natey. amlak.yakelekum yeblena🙏
@elieytigraweyti6874
@elieytigraweyti6874 3 года назад
ኣታ ኣነስ ተሓኒቀዶ ሸለል ክብል ዋይ ዓደይ እዙይ ኢድኪ ኤህ ደኣ መስቃ ኣደስ ኣበይ ከዉድቀኩም ይኮን ኣትሙ ጨካናት ኣኮለ ጉዘይ ኣብ ፀገምና ጠጠዉ ዝበልኩም ብጣዕሚ ነመስግነኩም ኣብ ሂወትኩም ክፍእ ኣይዝርኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 года назад
ኣጆዃ ድሃወይ ፈጣሪ ኣሎ ኩል ዝሪኢ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ሕጂ እውን እታይ እሞ ሕርር ኩንትር ኢልና እኮ ሓውካ ካብ ኣኮለኩዛይ
@samerasamera553
@samerasamera553 3 года назад
@@estifanoskidaneghbrezghi9002 አክል ግዛይ አሕዋትና ብግብሪ አርእኩምና እኩም የቀንየልና በቶም አራዊት ኤረትራ ንነብዕ ባአኩም ከዓ እም በር እዚ ርጉም አሰያሰ የቃይመናሎ
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ
@ወይኩንፍቃድከ-ደ3አ 3 года назад
ኣጆኪ ዝያዳይ ፀላኢካ ሸለው ይበል ምቃለይ ክሓልፍ እዩ እምበር ዘይሃስስ በሰላ ገዲፈሙልና ኣራዊት ኤርትራ & ኢሳያስ
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 года назад
abykey zeydey egzbher alo mesnha
@semuamha6653
@semuamha6653 3 года назад
Soooooooo touching!!! I can’t stop crying 😢 every time I listen to it Good job to both of you ❤️❤️❤️ keep it up 👍
@ጁጁ-ጸ6ከ
@ጁጁ-ጸ6ከ 3 года назад
የቀንየልና እንታይሞ ይዓብስ እንተንስኩም ክብረት ይሃበልና ዓሕ ህዝበይ😢😢😢ትግራይ ትስዕር
@hayet6576
@hayet6576 3 года назад
ትግራይ ትሕበን ብ ደቃ 💪💊💪🇪🇷
@alemtekeste919
@alemtekeste919 3 года назад
ኣቱም ሰባት ካብዞም ተጋሩ ንምሃር ነዚ ኣንጻርናን ኣንጽስር ትግራይን ዝኮነ ሰባይ ሓቢርና ንመክቶ ንአለዮ
@metkel100
@metkel100 3 года назад
ዋው! ናይ በሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ። ንፉዓት። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@freweynesheferie2665
@freweynesheferie2665 3 года назад
I am so touched by this song thank you brother god bless you & may the lord protect our innocent civilians in Tigray🙏🏻🙏🏻😥😥
@emakeshigebregergs7220
@emakeshigebregergs7220 3 года назад
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብሃቀውታ ክጽበያ ዝጸነሐ ሕጂ ውን ትግራይ ትዕወት አያ :: ኮብራ ኣርከይ & ሉዋም ሓፍተይ ቀጽልዎ ንፉዓት 🙏❤
@ሰናይትጓልትግራይ
@ሰናይትጓልትግራይ 3 года назад
ማኣዘ እዩ ተሰሪሑ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ን ህዝብና ሰላም ዝምና😥😥🇻🇳
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
Lenkne eya teseriha mitaway
@ሰናይትጓልትግራይ
@ሰናይትጓልትግራይ 3 года назад
@@ichliebemeinemutter8924 እሺ ማዓረይ
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
@@ሰናይትጓልትግራይ entay dea bkedamay eye eko xihfelki ay teamekn diyu dea key reakyo xenihki?
@betizetgray6893
@betizetgray6893 3 года назад
ዘይተረፍ ዓወት ብፅንዓት 💊💊💊💪💪💪💪 አቱም ምሳን ኮይንኩም ትሳቀዩ ዘልኩም አሕዋት ክብሪ አለኒ አቱም ዓያሹ ክሳብ ትልቡም ንሕናን ሓሪርና😡 ፅቡቅ ድምፅ ስራሕ እንታይ ክወፆ 😍😍
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 года назад
ኣጀኩም ትግራወት የሕዋትና ኣምላክ ይሓግዝኩም
@kibrombahta3918
@kibrombahta3918 3 года назад
Ajokum tegaru yehwatena wedket iseyasn abiyn keriba eiya 🇻🇳💪💪
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
ብልጽቲ እዋናዊት ስራሕ ኮብራ ብራቮ ንውጹዕ ህዝቢ ሰላም ንምነ
@futsumberhanfutsumberhan5511
@futsumberhanfutsumberhan5511 3 года назад
🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedisenafewedimetera277
@wedisenafewedimetera277 3 года назад
ትግራይ ንህዝቢ ሰንዓፈ ወኪለ ኣብ ጎነኩም አዩ 100% 101% ኣጀኩም ጥራይ ኣብ ጎንኩም ኣለና ክንድምስሶም ኢና
@samriabreha1306
@samriabreha1306 3 года назад
❤️❤️
@melatdrar5802
@melatdrar5802 3 года назад
Men wekali geruka bzaba senafe?tedelika natka tezareb nebska wekilka ok
@Eruna1993
@Eruna1993 3 года назад
@@melatdrar5802 ይውክልን ፈረቃን . ህዝቢ ሰንዓፈ ማለት ፍቅሪ ስለዘኾነ
@moo9930
@moo9930 3 года назад
እዋይ ህዝበይ ዓደይ ኩሉ ገፍዒ ናዓካ ኣይመተገበአካይ ህዝበይ ኣጆካ ኩሉ ክትሰግሮ ኢካ ኣምላካ ኣሚኒካ 😭😭😭 ኣኒቢዒኪምኒ ደቂ ኣኩሎ ጀጋኑ የቀኒየልና ክብራተይ ዓወት ሃገረይ ትግራይ
Далее
БАГ ЕЩЕ РАБОТАЕТ?
00:26
Просмотров 270 тыс.
Tsegazeab GebreSlasie - Ezomadi - tigrigna music
6:59