Тёмный

Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 10) - One Day With Alena Walta Hager 

Alena Walta Hager
Подписаться 185 тыс.
Просмотров 127 тыс.
50% 1

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Опубликовано:

 

29 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
PLEASE- SUBSCRIBE & LIKE SHARE ኣንረስዕ 🌟❤️🌟. | 🔜❣️🙏 ru-vid.com/show-UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🇪🇷|•
@g776yy3
@g776yy3 Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ማዕበሊኖ ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ብጣዕሚ እዞም ስድራ ካብ ቀደም ይፈልጦም እየ ሩኡይ ጸገም እዩ ዘለዋም ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@kestebkree2549
@kestebkree2549 Месяц назад
37:43 yqnylna​@@g776yy3
@user-jx8dr5kj8p
@user-jx8dr5kj8p Месяц назад
ንኣድናቆተይ ዝከውን ቃል የብለይን 🙏እግዝኣብሄር ኣብዚሑ ይባርኽኩም, ህዝቡ ዝፈቱ ከምዚ ዩ።
@samsonsamson5465
@samsonsamson5465 14 дней назад
ብዙህ ጊዜ ሀቲትና መልሲ የለን ቴሌፎኖም ግደፉልና ብዙህ ሰብ ክህግዝ ዝደልይ አሎ
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh Месяц назад
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ዝነበዐ ብሓጎስ ናይዛ ኣደና ናይ በሓቂ ሃጎሳ ምስ ራእኩ ብሓጎስ ንብዓት ሲዒሩኒ❤❤❤❤❤❤
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Месяц назад
🌹❤🙏
@mesghenazerai4510
@mesghenazerai4510 Месяц назад
አነ እውን ❤❤❤
@asteremnet5930
@asteremnet5930 Месяц назад
Me ❤❤❤🙏
@senaitsetant748
@senaitsetant748 Месяц назад
I am always crying 😭 😭😭😭😭
@senaitsetant748
@senaitsetant748 Месяц назад
I am always crying when I see this program
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 Месяц назад
እዛ ክብርቲ አደ ቅድሚ ሳላሳን ሓደን ዓመት ንሓደ ተጋዳላይ ማህረምቲ ርእሲ ዝነበሮ ትምርዓዎ ሽድሽተ ቆልዑ ድማ ትወልደሉ ። ሰብእያ እቲ ማህረምቲ ርእሱ ሰሪሑ ሓዳሩ ንክይአሊ አይሓገዞን ። መንግስቲ አብ ግዚኡ መትከሊ እግሪ ንኩሎም ተጋደልቲ ብፍላይ ድማ ነቶም ካብ ውትድርና ቦርድ ዝወጹ ብዓቅሙ ናይ መፋነዊ ገንዘብ ጌሩ ከም አፋነዎም እዩ ዝፍለጥ ። ስብአያ ክሰርሕ እንተዘይከአለ ንሰብአያን ንውሉዳን ናይ ጽሬት እንዳሰርሔት አምሂራ ክንዲ ሰብአይን ሰበይትን ኮይና ንኩሉ ብድሆታት ናብራ ሃገርና ትምክቶ አላ። ገለ ካብ ዝመሰጠኒ እግዚአብሔር እንካዕ ጥዕና ሃበኒ ሰሪሔ ደቀይን ሰብአየይን ክአሊ ትብል። ብሓቂ ምስ ዘለዋ ጸገም ክልቲኦም ደቃ አብ አገልግሎት ብምህላዎም ብእኦም ክትድበስ እዩ ኔርዋ ግና ንሳ ከማን ግዜ የጽብቀልና እንበር ብምባል እያ ደምዲማቶ። እቲ ብርታዔአ የሕጉሰካ በቲ ሓደ ወገን ድማ አብ ገዛ ክልተ ሕሙማት ክትአሊ ናይ ገዛን ደገን ከተከናውን ብሓቂ ዳይመን እያ። ህዝብና ብዝወረዶ ከቢድ ብድሆ አይብርከክን እየ ብዓቅልን ትዕግስትን ብጻዕረይ ንዘለኒ ጸጋታት ተመስገን ኢለ ከየቃላወጥኩ ክምክቶ እየ ዝበለ ብርኡይ ንርእዮ አብዞም ከምዚኦም ሰባት ። ሃገር ብደቃ ትሕሎ ንሳውን።ከተዕርፈሉ ዝግብአ ተመስገን ኢላ ትሓልፎ ። ንዋልታ ሃገር ንጉዳይ ጽንዓት ህዝብና ከውጽእዎ ምክአሎም ጽቡቅ ። መንግስቲ ውን ብዓቅሙ ንዝገብረለን ምትብባዕ ክምስግን ይግብኦ። እዘን አንስቲ ብሓቂ ለይቲ ሰዓት ሰለስተ ተሲኤን እሞ ድማ ብእግረን ንስራሕ ዝብገሳ ተኮይነን አብ ስራሕ ከለዋ ካብ ሓደጋ ክከላከለን ዝክእል High visibility vest or jacket ብጣዕሚ ዘድሊ መስለኒ ለይቲ ክኩስትራ ከለዋ ንመራሒ መኪና ብንጹር ንክርእየንይሕግዞ። በዓል ብሽክለታ ውን ዋላ ቀትሪ አብ ሰብ ዝበዝሖ መፍለይ ክኮነንስለ ዝክእል። መዘጋጃቤት ወይ ምምህዳር ከተማ ንውሕስነተን ክገብሮ ይግብኦ ኔሩ ። አለና ዋልታ ሃገር ተክኢልኩም ተትገብሩለን።ጽቡቅ ኔሩ ተዘይኮይኑ ድማ ሎሚ summertime ንዓድና ዝከይድ ሰብ ብዙሕ ክከውንስለ ዝክእል ኩሉ ሰብ ሒዙ ተከይዱ ንዓዓትን ዝከውን ነቲ ምምሕዳር መምሃሪ ይኮኖ ። ዝጎደለ ንብሎ ድማ እንዳተመላላእና ተከድና ጽቡቅ ውጽኢት ይኮነልና።
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Месяц назад
ከም ሎምዓንቲ ደስ ኢሉኒ ኣይፈልጥን ኩሉ ነብሳ ተስፋ ዝኮነት ሰበይቲ
@samitihabte34
@samitihabte34 Месяц назад
እዞም ኩላትና ባንዴራ ብምኽዳን ጥራሕ ሃገራውነት ዝመስለና ካብዚ ንመሃር። ግቡእና ንግበር ንኣብ ከባቢና ዘለው ጽጉማት ን ኣንስቲ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ንሓግዝ ካብ ጓይላን ዳንኬራን ወጺና ቁምነገር ንግበር ማዕበል ሓውና ኸኣ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ።
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Месяц назад
ህዝቢ ኤርትራ ጻዕረኛ 🇪🇷እዛ ኣደ መዚ ኩሉ ሽግራ መመስገኒትን መራቒትን ምኒን ዘይብላ 🇪🇷 ዕላለን ጡዑም ይሕጉሳኻ ዕደመን ጥዕናን የሃብክን ምስ ስድራቤትክን🇪🇷🙏ኣለና ዋልታ ሃገር ንፉዓት ቀጽልዎ ሮዳስ ሽኮር 🇪🇷
@ahmed6755
@ahmed6755 Месяц назад
😊😊😢 ርእኹም ዶ ጭዉነት ህዝብና ኣብዘን ኣደ ዘይናትካ ኣይናትካን አዩ አለንኣ ኣስይ ሓላል ህዝበይ❤❤❤❤ ማሻኣላህ
@PawlosTeklu
@PawlosTeklu Месяц назад
ብሓቂ ብክያት መጺኒ ዘይፈልጥ ሕጂ በዚ መጺዩ ዘይበልክዎ ንብዓት መጺኒ😭 ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር እንቁዓ ካባኩም ተፈጠርኩ 🙏🙏🙏
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Месяц назад
እዘን ኣደ ኣዚዩ ከበድ ነብራ ኢዩ ዘለወን ሃየ ሞራል ንሃበን አዓቅምና ንሓግዘን ቴሌፎን ተሊዩኹም ጸሓፍልና ኣለና ዋልታ ሃገር
@filmonyakob2089
@filmonyakob2089 Месяц назад
Telofon nay rodas eba zergihulna dikeal inte koynu
@loveeri2311
@loveeri2311 Месяц назад
እዘን ኣዴታትና ሞ ረኣየን ክነፈዓ ጥዕና ዘይብሉ ቆለዓን በዓል ቤታን እንከለዋ ሓዳራ ከመይ ገጥ ኣቢላ ሒዛቶ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ።እንተ እዘን ናይ ሎሚ ኣዴታት ከኣ ሻሂ ክንሰቲ ዘየውጸካና እንዳ በልክን ሰሪሕክን ስለ ዝኣተክን ሰብኡት ሰላም ትከልኣ። ናይ ሰበኣይን ሰበይትን እንዳ ከኣለት ሂወታ ትመርሕ
@edenyemane6801
@edenyemane6801 Месяц назад
Naibhaki burukat adetatna edmen tienan yhabkn❤
@azisn45
@azisn45 Месяц назад
That was your take from the whole thing All I have to say is You my dear are a sad individual.
@pacificmedia3195
@pacificmedia3195 Месяц назад
ተሌፎን እባ ጸሓፉልና
@huriahaile1158
@huriahaile1158 Месяц назад
እዚኣ ዝሓሰብኩምላ መዓልቲ ሲ ከመይ ብርኽቲ ማዓልቲ እያ።ጥዕናን:ዕድመን ይሃብኩም።❤🇪🇷
@huriahaile1158
@huriahaile1158 Месяц назад
ኣየ ህዝቢ ኤርትራ ጽዒሩ በላዕ መመስገኒ ብዘለዎ ይኣኽለኒ በሃሊ።
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 Месяц назад
🇪🇷♥️ማዕበል & ኣለና ዋልታ ሃገር♥️🇪🇷 ደቂ ኤረይ መሪቕኩም ንመራቓይ ሃብዎ ዘውጻእካዮ ይተካኣልካ ኤርትራውነት ክቡር መንነት።
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 Месяц назад
ሃየ ህዝበይ ጨዋ ዝኹነ ኣበሳ ዘይብሉ ከም ብላጦስ ንጹህ ህዝቢ :ዘይናትኻ ኣይነትኻን እዩ እላታ ማማ ብግርህነታ እሞ ረአያ እዛ ማማ ካብዚ እኻ ትመሃር ጪዋ ህዝቢ ምኻኑ ነዝ ህዝቢ ምብዳል ማለት ንእግዝኣብሄር ምብዳል ማለት እዩ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🥰🇪🇷❤️❤️
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y Месяц назад
ውጭ አገር ያላቹሁ በተለይ አውሮፖና አሜሪካ ያላቹሁ ሰብሰብ ብላቹሁ የሳምንት ማንኪያቱ የምትጠጡበትን ብትልኩላቸው በየወሩ በጣም የሚያሳዝን ህይወት ነው አንዳንድ ኤርትራውያን ለደሳለኝና ለበላይ ሆቴልና የአየር ትኬት ሰትከፍሉ የነበራቹሁ እፈሩ ሰንት የቸገረው ህዝብ እያለን እንደሱ ያደረጋቹሁ እፈሩ አሁን ማሰት ሰው እየሆናቹሁ በየወሩ እኝን እናት እንዱታግዙ በእግዛብሄር ሰም እላለሁኝ
@user-pf1ls8fh3y
@user-pf1ls8fh3y Месяц назад
ብጣዕሚ ጹቡቅ እዚ ኹሉ ኤርትራዊ ኽስዕቦ ኣለው ን,ናርዲ ግ ,ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ።
@EsromDawit-yq3wm
@EsromDawit-yq3wm Месяц назад
From brged nhamedu gn neza adyena eyu
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl Месяц назад
እቲ ስም ውን እኮ ስም ህዝባዊ ግንባር እዩ።እምኒ ምድርባይ ጥራይ ግደፉ እምበር ኩላትኩም ናትና❤❤❤
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
የቀንየልና
@ashagolgol5607
@ashagolgol5607 Месяц назад
Hilinawi 👏👏🌷🌷🌷💯💯💯
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay Месяц назад
Emo libona zelewom alokum malet eko eu, eza emni new beliwa sdrakum hagzu enber kem dilaykum miqwam si seb dilayu hasab yhalwo
@SH-xg2lv
@SH-xg2lv Месяц назад
Zegudelkayo yemelealka hawey, ade kulena eya ❤
@ebu266
@ebu266 Месяц назад
ሰብ ብዓቅሙ ንሰብ ክሕግዝ ከሎ ዝፈጥሮ ሓጎስ መዳርግቲ ዘይብሉ ዓስቢ ናይ ፈጣሪ ኣለዎ፡ ማዕበለይ ምስ ብጾትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ እቲ ዝገርም እዚ ሳርቶ ንማማ ክዕቅነን ዝጸነሐ ጎበዝ ናይ ትማሊ ህጻብ ወዲ ገዛውተይ ሙኻኑ እዩ ብመንፋዕቱ እውን ተሓጉሰ ሮዳሰይ ድማ ጅብዕቲ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኹም እስኪ መን ኣሎ ብንብዓት ሕንቅንቅ ዝበለ❤❤❤❤❤❤❤ ይሃብ።
@edenyemane6801
@edenyemane6801 Месяц назад
Ane wun bihagos kemaka wey kemaki nebie ❤
@Erifirst-wm9gr
@Erifirst-wm9gr Месяц назад
እዛ መደብ ምስ ኣቅራቢትን ኣለና ዋልታ ሃገርን ብልቢ ፈትየኩም በቃ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@abedegaim4891
@abedegaim4891 Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ድርዒ ህዝቢ።ኩሉ ነገራትኩም ብሓጎስ ንብዓት ይስዕረካ።እዚ ቁምነገርን ሓቀኛ ኮሜዳዊ ፍጻመ እዪ።ነዚ እንዳረኣኻ ምስ ገርሂ ዕላሎም እንታይ ዝዓብስ ድራማ ምርኣይ።እዛ ጋዘጠኛ ኸኣ ርህርህቲ ንሰባት ከከም ጠባዬም ትኸዶም ለባምን መስተውዓሊትን።ኣቀራርባ ይበል።💞💝🇪🇷🇪🇷🌹🌹💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💝💞💝🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@hiwethabteslase
@hiwethabteslase Месяц назад
ማዕበለ ሓወይ ተባረክ ።ካብቲ ዝከፍአ ሃዋህው ናይ ኢስራኤል ኮይነ ዝከታተለካ።ኩሉ ግዜ ነዚ ዘይተመረዘ ህዝበይ ምስረኣኩ ተስፋ ይገብር ፡ተስፋ ኣሎኒ ነዚ ዘለናዮ ሂወት ክንጸውየሉ።
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 Месяц назад
የሕዋተይ መዓረይ አምላኽ ካብዚ ዘለኹምዎ መዋጽእቲ ይፍጠረልኩም.
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Месяц назад
Ajoka hawey natey amlak alo endo ❤❤❤❤❤bselam adikum yeitikum
@amlesetkidane7329
@amlesetkidane7329 Месяц назад
ajoka hawey mearey amlak misakum ykun
@selam-yi2op
@selam-yi2op Месяц назад
ኣባይኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ፈጣሪ ጽላሉ የንብረልኩም። ኩሉ ኤርትራዊ ብኣኹም ኣይቀሰነን ዘሎ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
አሜን❤❤የሕዋተይ አብ እስራኤል ዘለኩሞ ሽግር ትጸውዩሉ ይግበረልኩም አምላክ ብደሙ ይሸፍንኩም አምላክ እስራኤል ይሕርልኩም❤ልብና ምሳኩም እዩ አጆኩም አብ ትሕቲ አምላክ የሕዋት ደቂ ኤረይ ሰላሙ የብዛሐልኩም ❤❤❤
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 2 месяца назад
ማዕበል ብአምላኽ ርኸቦ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ሓጎስና ደረት የብሉን ሮዳስ ከአኒ ምስብምሉኦም መሳርሕትኺ ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ ቀጽልዮ ሕጂ እዉን ምቕል ልቲ ኢኺ። አዴና እዉን ብጣዕሚ ጽንዕቲ አደ አጆኺ በሉለይ ሽግር ሓላፋይ ኢዩ። ማዕበል ን አ ቦኻ ማለት አቶ ክፍላይ ክቡር ወዲ ክቡራት ክቡር ሓዉ ወሊዱልና አሎ እንቛዕ ናትና ኮንካ ቅሰን ደቂ መን ዲና ደቂ 9 ወርሕን ደቂ 9 ቢሄርን ኢንዲና አብጎንኹም አለና። 👏👏👏👏🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 2 месяца назад
የቀንየልና ሑሴን ሓወይ
@user-ve8xo1uq8v
@user-ve8xo1uq8v Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መንፈሳዊ ስራሕ እግዚኣብሄር ዘውጻእክሞ ይተከኣልኩም
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Месяц назад
Egziabher zegudelkayo ytekialka ❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber Месяц назад
Amlak edmen tenan yehabkum deki erey mearey ❤❤❤
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Месяц назад
ZAWXAKAYO,YETAKEALLA,FETAREEE
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Месяц назад
ዮሃና !!! እዋይ እዛ ማማ ምስ እዚ ኩሉ ጸገማስ ዋላ ስና ከሙ ይኩን ምዕርግቲ ❤ ኣምላኽ ይባርካ /ኩም ማዕበል በጃኽን ቖርበት ትጉሕፋ ሓገዝ ንእሽተይ ኢያ ሓግዝ ኧን ዮሃና ንምሉእ ህዝብናን ሰራዊትናን ኣምላኽ ኣብ ኩዱን የንብርኩም ህዝብና❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 Месяц назад
ካብ ንሰብ ምኽንያት ሓጎሱ ምዃን ዝዓቢ ነገር እንታይ ኣሎ ❤❤❤ እዞም ነዚ ክውን ዝገበርኩም ሰባት ክትህቡ ንበሩ።
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 Месяц назад
ሓውኩም ካብ ሱዳን ከሰላ ኣሕዋተይ እመኑ ክሓዱ ብብክያት ክመውት ደልየ ብፍላይ ናይዛ ሰበይቲ ታሪክ ከቢድ እዩ ግን ከመይ ትሓጉሰ እዚ ንብረት ሳብራይዝ ምስ ገበርኩማ ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ብፍላይ እቶም ኣብ ዉሑስ ቦታ ዘለኩም ክትሕግዙ ትኽእሉ በጃኩም ክንደይ ዕድል ዘይረከቡ ጹጉማት ውን ኣለዉ እሞ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ዓቕምኩም ሓግዙ ህዝብና ንእሽቶ እያ ተሐጉሶ እቶም ኣብቲ ውሽጢ ዓዲ ዘለኩም ካኣ ብፍላይ ነዚ መደብ ተቕርብዎ ዘለኩም ቐጽልዎ
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n Месяц назад
ሮዲና መቀረት ኩሉ የጸብቀልኪ ዋዕሮማዕበል ሐውና ከአ መግለጺ የብለይን ክቡር ህዝቡ ዘኽብር ጎይታ ይባርኽኩም አለና ዋልታ ሃገር
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Месяц назад
ሰብ ስለዘልዎ ኣይኮነን ዝህብ፡ ልግሲ ሕልና እዩ፡ ስልምን ከኣ ኩሉ ስለዝሰኣነ ኣይኮነን ኣመል እዩ፡፡ ስለዚ ክትህቡ የንብርኩም ሽሻይኩም የኻዕብቶ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡፡❤❤🎉🎉
@samrikesete1421
@samrikesete1421 Месяц назад
እዘን ኣዴታትና ተስፋ ተደሪረን ሓቦን ኒሕን ታዓጢቐን ነዚ ግዜ ይሓልፍኦ ኣለዋ ንሕና ድማ ዳርጋ እቶም 70 % ዝሳኣናዮ ዘይብልና ንፍቅርን ንስኒትን ንሕውነትን መሬት ፍሒርና ቀቢርናየን። ጎይታ የሱስ ናብ ልብና ክንምለስ ይርዳኣና።
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Месяц назад
ገሪሙኒ ኣነስ ክልተ ስንኩላን ስድራን እንዳኣለየ ሕጉስቲ ሙካና ተገራመ ተመስገን ማዕረክንደይ ሓጎስ ከምዝፈጥረልካ ኣርእያትናላ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Sawa-1996
@Sawa-1996 2 месяца назад
ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ንመላእ ሕዝቢ ኤርትራ 🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷 ናይ ወላዲ ምረቃ ኣይርከብን ደቂ ኤሬይ ተውሓደ 👍👍 ንግበር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 2 месяца назад
የቀንየልና ሳዋ ሓወይ
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Месяц назад
Zitemereke ybxahka
@Germay602
@Germay602 Месяц назад
Men kem sawa Walta N Eritrean
@lunatewald4812
@lunatewald4812 Месяц назад
❤🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️
@Rorawit
@Rorawit Месяц назад
ደውጻእካዮ ይተካኣልካ ክቡር ሓዉ
@kdstimesfn1059
@kdstimesfn1059 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ዋልታ ሃገር ከም ስማ ኣንበሳ ማዕበል ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ኩሉ ግዜ ናይ ጽቡቅ ኣብነት ኢኻ እሞ ቀጽልዎ ነዚ ሰናይ ተግባር ክንስዕቦን ኩልና ብዝክኣለና ዓቅምና ከነበርክት ነዚ ሓላልን ብሩኽን ተመስገን ብሃልን ህዝብና💐🇪🇷💪
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 Месяц назад
እዘን ኣብ ከተማ ቆርበት ኣብ መሸማዕ ኣሲረን ዝጉሕፋ ፡ ዘይ ሓላፍነታውያን ክቕጽዓ ኣለወን ። እንታይ ዝገበራ ወለድየን ከምዝጌሮም ኣብልዕሊ ጸገመን ጸገም ዝኾንወን። ብሓፈሻ ኮምኡ እንተኣጋጢሙ እቲ ኣብትኸባቢ ዝቕመጥ ክቕጻዕ ኣለዎ ፡ ምኽንያቱ ኩሉ ሓላፍነታዊ ክኸውን ኣለዎ ን እከባብያዊ ጽሬት ክብል።
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 2 месяца назад
ዋው ማዕበለይ እዛ ሰበይቲ ብጣዕሚ ተሕዝነካ ሰብኣያ ስንኩል ተጋዳላይ ተደራቢ ድማ ስንኩል ውላድ ዘለዋ ምሕጋዝ ማለት ዓቢ ዓስቢ ዘለዎ እዩ እሞ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ማዕበሊኖ ❤❤❤❤❤
@nanna9497
@nanna9497 2 месяца назад
እግዚአብሔርን ስብን ዝህጎሰሉ ፕሮግራም። እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ🙏🇪🇷🇪🇷
@Massawa2002
@Massawa2002 Месяц назад
ሕጂ ድማ ዝድነቅ ስራሕ ትገብሪ ኣለኺ ልዑል እግዚአብሔር ጸማኺ ይኽፈልኪ ኣሜን : ሩሑስ በዓል ናፃነት ንሞላእ ሕዝቢ ኤርትራ ከምኡውን ንምክልኻል ሓይሊ ኤርትራ :🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Месяц назад
ብቀዳምነት ንደሃይ ቤትና ንኣለናዋልታ ሃገር ከምሽማ ወትሩ ዓወት ጸጋጥዕና ንምነየልኹም ብትገብርዎ ዘለኹም ንሕና ሕጉሳት ኢናሞ ኣምላክ ዕጽፊ ገሩየሃብኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 Месяц назад
ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም ናይ ሰብ ሕልና ስራሕ ኣምላክን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ናይ ብሓቂ ብፈጣሪ ርከብዎ ምዓበል ሓውና ምስ ብጾትካ ምሉእ እንጀራን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ ብሃር ወዲ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@senaytaraya9468
@senaytaraya9468 Месяц назад
❤❤❤ሮዳስ እህቴ በጣም ነው የምወድሽ ከመጀመሪያው ክፍል ጀምሮ እየተከታተልኩሽ ነው ❤❤❤ከአዲስ አበባ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Месяц назад
አሰይ ማማ ማዓረይ ጸወትእን ክፍተወካ ኤርትራዊት አደ እኮ ጻዕራምያ ዕድመን ጥዕናን ይሐብክን ማማ ሽኮር ነቲ ንወድኽን ንኽቡር ባአልቤትክን ምሕረት የዉርደሎም ። አጆኽን ብደቅኽን ክትካኻሳ ኢኺን ። ካብ ኩሉ ተመስገን በሐሊት ብዘለክን እግብቲ ምዃንክን አዚዩ ዘኸጉስዩ ። ዋልታ ሐገር ብስራሕኩም አዚና እጉባት ኢና ።በርትዑ ሙቁራት ደቂ ኤረይ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓገዝትኻ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና ኤርትራ ንዘልኣለም
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Месяц назад
ሮዲ ብሓቂ ነዛ መደብ ትኸዉን ለባም ሰብ❤
@mesghenazerai4510
@mesghenazerai4510 Месяц назад
ብጣዕሚ ከብድካ ዚትክፍ አዲታት ብቶምጽእዎም እሞ ሞሮለን ሙሉእ መመሰገንቲ ሕጎሳት ዘይ ሰሲዓ ኩሉኩም አብዚ ትሳተፎ ዘለኩም አምላክ ዘውጻእኩሞ ዕጽፍ ገይሩ ይሃብኩም ሮዳሰ ካአ ሹኮር ዚኮንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ አለም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷👍👍👍🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
@awethaile8522
@awethaile8522 Месяц назад
ናይ ባሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መደብ ትነብዕ ትሕጎሰ ኩሉ እዩ ዘዝከረካ ፡ከብድካ ሃፍ ይብለካ ፡ እዛ ኣደ ከቢድ ጾር ተሽኪማ ስና ነክሳ ደቂን ሰብኣያን እትኣሊ ሓያል ኣደ ዕድመን ትዕናን ይሃባ ፈጣሪ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ካብዛ ኣደ እንታይ ንማሃር ሓላፍነት ናይ ሰድራናን ሃገርናን ንኩን ሓዸራኩም ፡ እዚ ኣብ ወጻኢ ሽብዳዳዕ ዝብል መንእሰይ ይማሀረሉ ብዚ ወዳሓንኩም፡ ኣለና ዋልቲ ሃገር ብዚ ሰናይ መደብኩም የቀንየልና ከማኩም ይብዛሕ።
@ferafiroi2912
@ferafiroi2912 Месяц назад
ነዞም ኣቦታትን ኣዴታትን ተሌፎኖም እንተዝጻሓፍ ጽቡቅ ኔይሩ ንኸምዚ ናይዘን ኣደ ዝተሓላለኸ ጸገማት ዘለዎም ከኣ ገባር ጽቡቅ ምሓገዞም ወላ ውን ምኽርን ጾለትን ዪኹን ምተሓገዛ ።
@sff3460
@sff3460 Месяц назад
ዓሕ እዚ ጭዋ ህዝቢ ጻዕራም መመስገኒ ንኩሉ ዝክእል ኣንታ ፈጣሪ ራህዋ ባ ኣጥዕሞ ነዚ ህዝቢ ኣለና ዋልታ ሃገር ብትገብርዎ ደለኩም ፈጣሪ ዘይ ጎድል የትሕዝኩም
@hannaeskasim
@hannaeskasim Месяц назад
ከምዚ ህዝብናስ ጭዋ ህዝቢ ይህልውዶ ይኸውን ። ብጀካ ተመስገን ኣልሓምዱሊላህ ካልእ ዘይፈልጥ ንእሽተይ ነገር ትሕጉሶ። ግዜካ የጸብቀልካ ህዝበይ❤
@almazmirach6490
@almazmirach6490 Месяц назад
ሩሑስ ባዓል ሓርነት ኣረሳዓኩን ጹቡቃተይ ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ጭዋ ህዝቢ ኤርትራ ማዕበለይ ተባረኽ ምስ መሳርሕትኻ ኣብ ዕለታዊ ሂወትካ እግዚኣብሄርን ረቢን ምሳኻ ይኹን ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልካ 🇪🇷🐪💯♥️❤️💕
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 Месяц назад
Alena walta hager tehguse nezen ade mes reakuwen qxali khigzen telefonen beyen krekbo🙏🇪🇷💖🌺
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
የቀንየልና 🙏
@astersanto4001
@astersanto4001 Месяц назад
ልቢ ዝትንክፍ ናይ ማማ ናብራ:ተንኪው አሎና ዋልታ ሃገር 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Месяц назад
❤❤❤አሰይ አደይ ማዓረይ አሜን ሩሑስ ሐርነት ንመላእ ህዝበይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷አለና ዋልታ ሀገር ክብሪን ሞጎስን ናዓኩም ማዕበለይ ሮዳሰይ ውድእቲ ምስ መሳርሕትኪ አሳልጦ ንምነይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሰሰኑ ደቂ ሪመይ
@dvggyubg
@dvggyubg Месяц назад
😅
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw Месяц назад
ክሉ ኤርትራዊ ከምዚ ሳናቲም እንተንእክብ ክንደይ ቁምነገር ምገበርና። እስከ ንሕሰብ ካብ ብደናጉላ ንዳራበ። ደሓን ካሊእ ይትረፍ እቶም ሓገራውያን ኢና ንብል ንድፋኣሉ ቁዱስ ቅንኢ ንቅናእ።
@dolshihagos6325
@dolshihagos6325 Месяц назад
kumneger endiu nsudea nhna dea resa do nseded 😢walas!!!
@Rorawit
@Rorawit Месяц назад
ኣጆኹም ሕቡናት ኤርትራውያን, ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን "ዘሓበረ ፈትሊ ኣንበሳ ይኣስር ከምድበሃል" ስለዚ ኩላትና ኣብዚ ሰናይ ተግባር ንዕሰል።✝️🇪🇷☪️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@Rorawit
@Rorawit Месяц назад
ኡፍ ኣይከኣልክውን ብጣዕሚ ከብድኻ ሓቦጭቦጭ ደብል መድብ። ኣጆኽን ኣደታት ኤርትራ ፍጥር ካብ ትብላ ተባዓትን ጀጋኑን ኢኸን እሞ ረቢ/ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@makiblessed8565
@makiblessed8565 Месяц назад
Hakika aloka 😢😢
@user-nw4ng8kn5k
@user-nw4ng8kn5k Месяц назад
ኣር ኣንቢዓትኒ ናይበሓቂ ከምዚ ጊርካ ሰብ ክትህግዝ ትዕድልቲ አዩ ናይብሓቂ ንፉዓት መግለጺ ይብለይን ቃላት ይሓጽረኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@LishanAsgedom
@LishanAsgedom 2 месяца назад
Maebelno haway, (the dreamer beautiful heart) thank you the opportunity you given me to participate with this amazing work, secondly I am so proud of our people (Eriterian) hard worker, proud, genuine people. Rody, the whole team great job. 🇪🇷💕🇪🇷💐🇪🇷
@user-gl9zf2yj1y
@user-gl9zf2yj1y Месяц назад
የኤርትራ ቆንጆ በርቺ ደሰ የሚል ፕሮግራም
@user-ep7uj7yn7z
@user-ep7uj7yn7z Месяц назад
ንዓይኒ ዕግበት ንሕልና ሰላም ሩፋታ ዝስማዓካ ከምዚ ዓይነት ምስራሕ እዩ እንካዕ ፍረ ብርኩኹም ኮንኩ ተባረኹ ሙሩጻት ዘርኢ ወሊድኩም ሳዓሙ
@gebrehiwottirfe7099
@gebrehiwottirfe7099 Месяц назад
አሎና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ ብፍላይ ሮዳስ ንፍዕቲ መንእሰይ ትሕትናኪ ልቦናኪ አዘራርባኪ ናይ መንእሰያት መምህር ኢኪ ቀጽልዮ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 Месяц назад
Anes mara endye tehagise kab kulu zegremeni gen ab 10 amet si hanti geze nesa keman darga hadega agatmwen hesebwo mo ab zekone hager yelon zi hezbna kab zi nay dege belabelow yedhnka enber hagosey wesen yeblun 😢
@zezuwedieri1349
@zezuwedieri1349 Месяц назад
ሎሚ እሞ ብኒበዓት ተሓጽበ የቀንየልና ኣለና ዋልታ ሃገር. ሮድ ሽኮር 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ አዝን ኣዴና ካ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን, ንባዕል ቤትከን ወድክን መሉእ ጥዕና ይሃቦም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🌹🌹w🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 Месяц назад
ባእእ ከብድካ ትበልዕ ኣደስ ኣደ ደኣ❤❤❤❤❤
@KuhlenTekleab-pg6rp
@KuhlenTekleab-pg6rp Месяц назад
ሰላም ሰላም ሰላም አለና ዋልታ ሃገር ሜዲያ ብጣዕሚ መሃሪ ሓገዝን ህያብ ትገብርዎ አምላክ ፡ይሐግዝኩም እቲ ምርቃ ይብጻሓኩም የውሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሮዳስ ዮውሃና
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 Месяц назад
ኣለና ዋልታ ሓገር ዘኸጉስ ስራሕ እድመን ጥእናን ይሓብኩም❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💐💐💐💐🌹🌹💐🌹🌹🌹🌹🌹💐💐🌹💐🌹💐
@almazmirach6490
@almazmirach6490 Месяц назад
እንቋዕ ብሰላም መጻኽ ሮዳስ ሓፍተይ ምስ መሳራሓትክን ሉስሉስን ለዋህ ባህርያትክን ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር ነመስግነኩም ኣጆኹም
@HAREGU1
@HAREGU1 Месяц назад
Thanks!
@user-hn6dn4sb9k
@user-hn6dn4sb9k Месяц назад
እወ ተሓጉስና ንኹሎም ኣተባብዕዎም ❤❤❤Thank you for taking my comment❤❤
@Peacewithall
@Peacewithall Месяц назад
ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረ። እምበር እዘን ኣደ ኣብ ኣስመራ 4 ኢየ ዝፈልጠን ብጣዕሚ ጻዕራም ንኩላ ስድራ ባዕለን ኢየን ዝኣልእያ። 3 ኣሕዋተን ንስለ ሃገርና ተሰዊኦም። ሰብኣየን ሱንኩክ ኢዩ ስለዚ ኩሉ ሽግረን ኣይገለጽኦን እምበር ብጣሚ ኢየን ዘደንግጻካ።
@asterkidane3093
@asterkidane3093 2 месяца назад
ደሐይ ቤትና እንኳዕ ደሐን መጸአኩም ርሑሰ በዓል ነፃናት ንመላዕ ሕዝቢ ኤርትራ ንሐይልታት ምክልካል ሐገርን እዝን አዴታት አብ ሠራህ ዘለወን ክብረት በሐቂ የሕጉሰካ ሮዳስ እታ ሰሐቅኪ በሐቂ ደሰ እያ ትበል አምላክ ይበርኪ
@zaidtesfazgi
@zaidtesfazgi Месяц назад
ኣሎና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘሎኩም ምትብባዕ አግናዕ ዘብል እዩሞ ቀጽልዎ
@fshayetesfu7522
@fshayetesfu7522 Месяц назад
ኣቤት ኤርትራዊ ምዃን ለኻ ትዕድልቲ ኢዩ እምበር ደሊኻ ዝርከብ ኣይኮነን። ትዕድልተይ ግን ክጥዕም ኤርትራዊ ኮይነ ምፍጣረይ❤❤❤ ኩሉ ኤርትራዊ ኮርዒዳ ብፍላይ ከኣ ኣዴታት ኤርትራራራራራራራ🇪🇷💯💯💯😘😍🥰🤩🌹🌹🌹
@Moka-rl9sg
@Moka-rl9sg Месяц назад
እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ። 'መጽሓፍ ምሳሌ 19:17'
@ferafiroi2912
@ferafiroi2912 Месяц назад
ኣነ በዛ ፕሮግራም እዚኣ ክጽለል እንድየ እምብዛ ታሕጓስ ሲ ማራ እየ ዝነብዕ ብጣዕሚ መሳጢት ምስ ጀመርካያ ብፍጹም ዘይትቋረጽ ዋሕዚ ሓጎስ ዝመለኤት ሰናይ ግብሪን ሞራልን ነዞም ኣቦታትን ኣዴታትን ጻዕራማት ኒሕን ሓቦን ተስንቅዎም ዘለኹም ብዓቅምኹም ውን ናይ ዓይነታዊን ገንዘብን ደገፍኩም ተርእይዎም ዘለኹም ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ነዛ ፍትውቲ ኣደ ድማ ዕድመን ጥዕናን ነዛ ዋዕሮ መራሒት መደብ ድማ ብውላዳ ትታሓጎስ ወትሪ ኣለና ዋልታ ሃገር ትሰስን❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Месяц назад
ከይ ትጽለል ንደልየካ ኢና መክሰብ god bless you 🙏 ❤ 💖 ♥
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 Месяц назад
ክብረት ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ኩልና ክሰፍሕ ዘለዎ ተግባር ብሓቂ ሃይማኖታዊ ተግባር እዩ ዓብይ ዓስቢ እዩ ዘውህበና እሞ ንስዓቦም።
@solomonaraya5720
@solomonaraya5720 Месяц назад
ሕጅ ጽቡቅ ገሪኪ አብ ዝተፋለዩ ሾብ ዝገበርክዮ ንጽጉማት ንስድራና ብጣዕሚ ባህ ዘብል ኤረትራዊ ማለት
@SimonHaile-wj1yy
@SimonHaile-wj1yy Месяц назад
Haben hager eritreawnet bgbri admen xana yehabka mabel hawey and rodi haftey shikor 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏🙏🙏🫶🫶🫶🫶🫶💐💐💐💐💐Respect ❤❤❤🫡🙏
@Hagos1971
@Hagos1971 Месяц назад
መሳጢ ዝኾነ ዘይጽገብ ሰናይ ተግባር ዋልታ ከምዛ ነዴና ዘሖጎስኩማ ፈጣሪ ሂብኩም ዘይዉዳእ እንጀራ ዓለም ይሃብኩም። ኣቕራቢት መደብ ልህዉነት ልቦናኣ ምስ ትሕትና ኣቀራርባ ፍሽኽታኣን መልከዓን ሞሖጎስ በቃ❤
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl Месяц назад
ሮዳስ ብጣዕሚ ሳርፕራይዝ ኣገባብራ ክትኩእልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ😊😊😊😊
@g776yy3
@g776yy3 Месяц назад
ብርሃና ሓፍተይ ምሕረት የወርደሉ ወዱኹም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏💪💪💪👍👍
@readinglessonsgeezscript3688
@readinglessonsgeezscript3688 Месяц назад
ጽቡቕ ስራሕ: ጥዑም ዕላል: ወሓለ ኣቀራርባ:: ንፍዕቲ እዛ ጓለይ ሃብሮም::
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ንብዓል ቢትክን ውልድክን እግዝእቢሂር ምሕረት የውርደሎም ኣሚን ኣሚን ኣሚን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rb7nl1qg6v
@user-rb7nl1qg6v Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቀጽልዎ እለና ዋልታ ሃገር ነቲ ቆልዓ ክእ ምሕረት የውርድ
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u Месяц назад
ኣለና ንሃገርናን ህዝብናን ❤️🇪🇷❤️
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Месяц назад
ተለፎን ናይዘኣ ኣደ ኣለካ ድዩ ማዕበል በጃኻ ስደደለይ❤❤❤❤
@Germay602
@Germay602 Месяц назад
Men kem deki Erey jeganu 🇪🇷 ❤
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 Месяц назад
ሰላም አለና ዋልታ ሃገር ሰላም ሮዳሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ እዘን አዴና ድማ ዕላለን ጥዑም ፈጣሪ ጸገኤን የብዛሓዮ በቲ ጥዑም ዕላለን ባሓቂ ነቢዔ ነዚ ጽቡቅ ስራሕ ናይዚ አለና ዋልታ ሃገር ክነታባብዖም አለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ግቡኡ
@senaitzerai3719
@senaitzerai3719 2 месяца назад
ትምረቁ ኣልኹም ምርቓ ዲማ ዓቢ ነገር ዩ። ብዙሕ ጽጉም ሰብ ኣለና ይተሓገዙ ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣምላክ ክሕግዘኩም ዩ
@peace4us728
@peace4us728 Месяц назад
ማዕበል ሓወይ አምላክ ዘዉጻካዬ ይተክአልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ክትቅጽል ኩላትና ክንስዕባ ይግባእ keep it up ❤❤❤❤
@azaleshmogos4693
@azaleshmogos4693 Месяц назад
Alena walta hager Egzabhr amlak mhret ybrkum❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay Месяц назад
Entay emo zereba Trah koyna kindakum kemey gerna kinklo, bhaki amlak si asbkum ykfelkum. Abi srah kab abeyti sebat. Ajokum sdrana gezana anabs bhaki 🇪🇷❤️🙏
@user-fn5go1zx5u
@user-fn5go1zx5u Месяц назад
ሩሑሰ በዓል ናፅነት ብውቪጥን ብደገን ንዘሎ ሕዝብና ❤❤❤🎉🎉🎉 ሐንቲ ነገር ከብል ነዘን አዴታትና ብሀልፋ ለይቲ ንዝዐፍራ ኢደይ ኢድካ ኢለና እቶቡስ(ንአሽተይ መኪና)ዘመላልሰአን ተንገብረለን ፅቡቅ ይመሰለኒ አሰካትኩም ከ አንታይ ትብሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Месяц назад
Alena walta Hager Great work 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing Месяц назад
እዘን ኣዴታትና ክንደይ ጾር ተሰኪመን ብተስፋ ይንብራ መንእሰያት ግን ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጻሕና why ንጭነቕ ካብዚ እስኪ ተማሃሩ ስድራኹም ዘኽሩ good job ማዕበል ጅግና
@melattsegay7942
@melattsegay7942 Месяц назад
Temsegn ente elika zeyhafle sger yelen tesfa zeymkorstie terah ❤
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager Месяц назад
Thank you 🙏
@user-mu6co4zu8r
@user-mu6co4zu8r Месяц назад
እዋይ ከመይ ወደይ ደስ እንዳበለኩም ሕደሩ❤ ዝተመረቀ ይብጻሕኩም🇪🇷❤️ ሮዳስ መቀረት ከም ኩሉግዜ ትሕትናኪ ቀጽልዬ🇪🇷❤️
@yonaswedi
@yonaswedi Месяц назад
Hzbna mskin lebam rodi shikor kulukm alena walta hager edmen tenan yhabkum koxlulu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsaberhan1562
@elsaberhan1562 Месяц назад
Betam disdebel frgram kubur Sidra allana Walta Hager edmen tenan yhabk Ezugabhre amlak ajok qxal Johan Johan Hzby Eritrreanw yhwatiye🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🥂🎉🥂🍾🎉🎉
@enaesfalet65
@enaesfalet65 23 дня назад
Egzabeher aboy Eritrea 🇪🇷 hagerey yeberakh ❤
@Eritreaa
@Eritreaa Месяц назад
ኣነስ ብሓጎስ ዝኣክል ነቢዐ ♥️♥️♥️♥️
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Месяц назад
ኣሰይይይ alena walta hager እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃብኩም ❤️🇪🇷❤️
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 2 месяца назад
The things these mothers endure… I am just heartbroken. The amount of people celebrating in Asmara is staggering! Wow wow… 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎉🎉🎉🍾🍾🍾🌹🌹💪🏽💪🏽💪🏽
@tasfutewolde6516
@tasfutewolde6516 Месяц назад
ብመጀርያ ንኣዳለውቲ ነዚ መደብ ክውን ንዝገበርኩም አለና ዋልታ ሃገር ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን ብፍላይ ክኣ ሮዳስ ብዕድመ መንእሰይ ብልቦና ግን እንዳ ሓደርኪ ምስቲ ብሩህ ተስፋ ዘለዎ ፍሽኽታኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። ከምዚ እያ ኣደ ኤርትራዊት፣ ዓምቢባ ትበጽሕ ኣብ ሸዊት ንበርልና ንዘእተ እለት መግለጺ የብለይን ነቲ ሓልዮታ መን ክወዳደራ ኤርትራዊት አደ ዘይብላ መሰታ፣ ቃላት ውን ይሓጽረኒ ንዓኺ ክገልጸኪ፣ ኣይረኸብኩን ምስልኪ። ዕድመን ጥዕናን ንኣደታት ኤርትራ 💐♥️💐♥️💐♥️💐♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@alemtekle8165
@alemtekle8165 Месяц назад
❤❤❤ati nskies kulu negerki eko eki feqri rhus qnyat Beal naxnetna deqi erey
@hierarhierar838
@hierarhierar838 Месяц назад
Mabelino eza medeb keyteqarxwa jeganu❤
@tsgehabte7038
@tsgehabte7038 2 месяца назад
ምሕረት የውርዲ እግዚኣብሄር ❤❤❤
Далее