Тёмный

Dehay Eritrea መጽሓፍ ቢትወደድ ኣብርሃ ካብ ኢድ ብርሃነ ማንጁስ ብኸመይ ተሰዊራ? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea መጽሓፍ ቢትወደድ ኣብርሃ ካብ ኢድ ብርሃነ ማንጁስ ብኸመይ ተሰዊራ?
ኣባል ምኒስትሪ ዜና ነበር ገዶም ተጋዳላይ ጋዜጠኛን ጸሓፍን ብርሃነ ገብረትንሳኤ (ማንጁስ) ኣብዚ ቐረባ እዋን ንድሕረ ባይትኡን ተመኩሮኡ ኣብ ቃልስን ድሕሪ ናጽነት እትድህስስ “ብርሃን ኣብ ጸልማት!” ዘርእስታ መጽሓፍ ዘርጊሑ ኣሎ። ደሃይ ኤርትራ ምስ ብርሃነ ማንጁስ ብዛዕባ ትሕዝቶ እታ መጽሓፍ ተዘራሪብና ኣሎና። ቀዳማይ ክፋል ሎሚ ይቐርብ ኣሎ ክትከታተሉና ንዕድም።
ነዛ መጽሓፍ ከተንብቡዋ እትደልዩ አሕዋት፡ ካብ ኣሕታምን ኣከፋፋልን መጻሕፍቲ ሰማያት፡
Semayat Publishing and Distrubuting sales@semayat.com
Tel:- +1 (616)2726546 USA ከምኡ እውን ካብ ደራሲ እታ መጽሓፍ ብርሃነ ገብረትንሳኤ (ማንጁስ)፦ +1 (773)5441993
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
ቀዳም 20 ሓምለ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ፡

Опубликовано:

 

14 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 56   
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 месяца назад
ዝኸበርካ ብርሃነ (ማንጁስ) በታ ኩሉ ግዜ ዘይርስዓ ኣብ መወዳእታ 80ታት ብርሃነ ማንጁስ ካብ ድሕሪ መስመር ዝብል ጽሑፋትካ ኢየ ዝዝክረካ። ብርሃነ ማንጁስ ብቓልካ እትዛረቦን ኣነ ምስ ነብሰይን ምስ ዝቐርቦም ሰባት ዝዛረቦን ልክዕ ስለዝመጽእ ብጣዕሚ ኢዩ ደስዝብለኒ, ሞ ክብርን መጎስን ካባይ ይብጻሕካ። ሳምኤል ዓካዓካ ድማ በቲ ምሩጽን ምሩጻትን እተቕርቦ መደባትካ ከምወትሩ ምስጋናይ ይብጻሕካ። ሕቶ እዛ መጽሓፍ ኣብ ሃገረ ሽወደን ትርከብ እንተኾና ገለ በለና።
@Berhane-
@Berhane- 2 месяца назад
ብርሃነ ማንጁስ ፡ ደስ ዝብል ኢዩ ።🙏🙏🙏👍👍👍🌹😘😘🥰💙💙💙💚💙💙💙
@bizenpalm4596
@bizenpalm4596 2 месяца назад
ቅናት ኣምቢበያ፡ እትገርም መጽሓፍ እያ። ስለ ጻዕርካን ክቡር ኣበርክቶካን ኣዝየ የመስግነካ። ነዛ ሓዳስ መጽሓፍካ ንምንባብ እውን ብሃንቐውታ እጽበ። ዓወት ይምነየልካ። የቐንየልና ሳሚ።
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 14 дней назад
መጽሓፍካ ኣብ ክልተ መዓልቲ ኣንቢበ ወዲአያ፡ ምስ ናይ ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ፡ ኣብ መፋርቕ ሰብዓታት ንሜዳ ኤርትራ ዝውሕዙ ዝነበሩ ጽቡቕ ጌራ'ያ ትገልጽ፡ ኣጆኻ፡ ከምኡውን ሓው ሳሙኤል ስራሕካ ቀጽሎ።❤
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 2 месяца назад
ብርሃነ ሓያል ተባዕን ጽሓፊ ኢኻ፡እታ ኣብ መስከረም 1993 " መታን ክቐስን ' እትብል ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤረትራ ዝጽሓፍካያ ደጊምካ ብ ድምጺ እንተትደግመልና፡ካሎኦት ንዑኡ ዝመስሉ ጽሑፋትካ ብተኸታታሊ እንተተቕርበልና ኣብ ርእሲ እተሕትሞ መጽሓፍቲ ብጣዕሚ ጽቡቕ በይሩ። ከምታ ጸላም ሳንዱቕ እትብል መጽሓፍ ጸሊሙ ከይተርፍ ሞያኻ፡ ብርሃን ጽሑፋትካ ደሚቑ ክውጽእ ኣይትጠራጠር፡ተባዕ ኢኻ
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 месяца назад
ኣገናዕ ይብለካ❤❤
@berhaneh7587
@berhaneh7587 2 месяца назад
@@hanstesfu3624 ጸገም የለን እታ ጽሕፍቲ እውን ኣላትኒ መስለኒ።
@amanuelmuhtsun8623
@amanuelmuhtsun8623 2 месяца назад
I need the book How can I get it
@extrainfoonline
@extrainfoonline 2 месяца назад
Nice to see you Sami
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
ጸልማት አብ ልዕሊ ጸልማትዶ አይምሓሸን ኔሩ ናይ ማአስ ብርሃን እዩ ብርሃን ዝባሃል ዘሎ ድቕድቕ ጸልማት ደአ ብዘይ ቃል ዓለም
@Titi-g2h
@Titi-g2h 2 месяца назад
Very interesting interview.Father Berhana. Great books as always,
@weldesilasileuntrasibhat5114
@weldesilasileuntrasibhat5114 2 месяца назад
ብርሃነ እድመን ጥእናን ይሃብካ ነኣበርክቶኻ ክትምስገን ይግብኣካ እድመን ጥእናን ይሃብካ
@yemanekahsai1031
@yemanekahsai1031 2 месяца назад
Selame Dehay Eritrea and Welcome, brother Berhane Ghretensae CONGRATULATION on the publication of your excellent second book " BERHAN AB TSELMAT " I got the book from our mutual friend I also read your first book.. After I finish the book, I will give my opinion it will be soon it is hard to put it down before finishing it so far the Tigrinay literature and the flow of the store is excellent
@berhaneh7587
@berhaneh7587 2 месяца назад
ብልቢ የመስግን። ንግብረ መልስኻ ብሃነቀውታ ክጽበ ኢየ። ካልእ መጽሓፍ ክደርስ ድማ ሓይሊ ክህበኒ ኢዩ።
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 2 месяца назад
ብርሃን ብጸልማት ኣይዕበጥን ዩ። ካብታ ኣርእስታ፡ ዘሮ ምኳና ትግምግም።
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 2 месяца назад
Neza mexhaf harife kebiba zikeserkwo genzeb yehrkeni alo zero tihzto eya
@semerechimar6365
@semerechimar6365 2 месяца назад
Thanks for your intelligent opinion!
@binast6795
@binast6795 2 месяца назад
Where were you with this information for over 25 years!!!😊
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
He is here telling you 🤷‍♂️where are you mr Lokumax barya??
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 месяца назад
ዋውውውው፡ እቲ ካልእስ ልዕሊ ዓቕምና ኢዩ ምስማዕ እምበር ንብሎ የብልናን፡ ኣብዛ ሃድን ንእንስሳ ዘገዳም ዝበላ ግን ኣብ መፋርቕ 2004 ኣቢልና ካብሰራዊት ተጣይስኩም ኣብዝተባሃልናሉ ግዜ ምስ pihl ዝበሃል ናይ ዴንማርክ ትካል ኣብ መዐሸጊ ጀላቡ ፕሮጀክት ገላዕሎ፡ ጢዖ፡ ዕዲ፡ ተቑጺረ ክሰርሕ ዕድል ረኺበ ኔረ። ብምኽንያት እቲ ስራሕ ከኣ ኣብዚ ዝተጠቕሰ መስመር እናተንቀሳቐስኩ ይሰርሕ ኔረ። እዚ ናይ ሃድን ጉዳይ ከኣ ከምዘይሓልፍ ሽዕኡ ተዓዚብናዮ። እተን ሃዲኖም ዝምገብወን ጤለ-በዱ፡ ሰሰሓ፡ ኢራብ፡ ዓጋዜን ኮይነን፡ እቲ እናሃደነ ዝምገበን ዝነበረ ከኣ ሓደ ኣሚር ናይ ቀጠር፡ ማለት ካብ ስድራቤት እቲ ንግስነት፡ ዝኾነ ብዓል ስልጣን፡ ከምዝኮነ ንሰምዕ ኔርና፡ ብመገዲ ሃድነን ከኣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣታዊ ይገብር ምንባሩ ዝዛረቡ ኔሮም፡ እዚኣ ዝሰማዕኩላ ብርግጽ ናብ ቤትምህርቲ ቦርዲንግ ጢዖ ተዛዊርና ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ዝምህር ዝነበረ መምህር ኢዪ ነጊሩና። ኩልና ከኣ ሕማቕ፡ከምዝተሰመዐና ይዝክር፡ እቲ ኣሜር ቀሊል ዓቕሚ ሰብ ሒዙ ኣይኮነን፡ነቲ ሃድን ዝፍጽሞ ኔሩ ማለት ካብ 5-7 ዝብዝሐን ላንድ ክሮሰራት (ሳሎን ዝብልወን ንሳቶምን) ካብ 2-3 ዝብዝሐን ፒክኣፕ ዝዓይነተን ዘበናውያን ሞዴላት መካይን እናተጠቐሙ እቶም ኣገልገልቱ ከኣ ነቲ ሃድን ይፍጽምዎ ኔሮም፡፡ ኣይርኣኹን ደኣ እምበር ብዝሒ ተሃዲነን ኣብ መዓልቲ ዝተበልዓ ቁጽሪ ዝምዝግቡ ኤርትራውያን ምስኦም ኣለዉ ውን ይሰምዕ ኔረ። ኣብ ሓደ ከባቢ ካብ ሓደ መዓልትን ለይትን ኣይጸንሑን፡ እዚ ሃድን ክገብሩሉ ዝዕዘቦም ዝንበርኩ ቦታ፡ ካብ ወሽመጥ ዳሌ መስመር ኣይረፋለ ቦርደሊ ከምኡ ውን ካብ ገለዓሎ ናብ ዓኬሎን ሶሳን ዘብል መስመር፡ እቲ ዝበዝሕ ግዜ ከኣ ካብ ጢዖ ናብ ዕድን ካብ ዕዲ ንወገን ደቡብ ከኣ ናብ ኣፋምቦ ገጽ ናብዘሎ ኣዝዩ ተባሃጊ ቦታ እናተንቀሳቐሱ ኢዮም ዝኸርሙ ኔሮም። ዝጥቀሙሉ ዝነበሩ ግዜ ኣብ እዋን ክራማት እቲ ከባቢ ኮይኑ ካብ ጥሪ-ማዝያ ማለት ካብ ወርሒ 1-4 ኢዩ ኔሩ። እዚ ናይ ሶላ(ሻያ) ስጋ ሃድን እንተወሓደ ን3 ኣዋርሕ ክብለጽ ዝውርሕ ናይ ኣዕራብ ምንቅስቓስ፡ ሕጂ ኮይነ ክዝክሮም እንከለኹ ካብ ሓምሳ ሰብ ዘይውሕድ ዓቕሚ ዝነበሮ ኮይኑ ይስመዓኒ። ስለዚ መቐጸልታ ናይ ብርሃነ ዕላል እዚ ውን ንርኢ ኔርና ንምባል ኢየ።
@berhaneh7587
@berhaneh7587 2 месяца назад
በብዘለናዮ ንፈልጦ ሓቂታት እንተገሊጽና: ካልእ ጉድለት ንኸይፍም ንምግታእን ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ሓጋዝን ኢዩ።
@mulugetatela3531
@mulugetatela3531 2 месяца назад
Interesting
@fiory25
@fiory25 2 месяца назад
❤❤❤❤
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 месяца назад
Thank you
@TeklitGirmazion
@TeklitGirmazion 2 месяца назад
ዝብኢ' ሲ ያኢ! ኣብዘይ ፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ :ኣጎዛ ኣንጹፍለይ በለ:: ከዳዕ መንዳዓት ሃገር ምኻኑ ዝስሕቶ ሰብ የለን!
@ሠርወመንግስት
@ሠርወመንግስት 2 месяца назад
ብርሃነ ❤
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 месяца назад
ዋው ኑውራም ክብሪ ህዝቢ ኣብ ዕዳጋ ምውራድ ካብ ቀደም እዮም ጀሚሮሞ።
@Eri_nur5835
@Eri_nur5835 2 месяца назад
አድንቆተይ ብምቅዳም ክቡር ሐው ክነንብቦ እትሕብረና ኤርትራን ስውራን ኤርትራን ብስፍሕ ዝበለ ከነንብቦ እትሕብሪና ብውሕድ 5 መጻሕፍትቲ እንተትሕብረና። የቀንየለይ።
@heidshop4103
@heidshop4103 2 месяца назад
🙏🙏🙏🙏
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
Betowaded life hero 💙💙💙
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 2 месяца назад
ክክክክክክ ዝጠፈሹ ናይ አውራጃ እክብካብ ወካሩ
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 2 месяца назад
Merhaba
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 2 месяца назад
Eway zigherm eu
@MsginaGGerens-hd1ci
@MsginaGGerens-hd1ci 2 месяца назад
Tselmat ab Brhan
@NahomSerekebrhan
@NahomSerekebrhan 2 месяца назад
Ahhh Christian yehwatna si n shurmutna zigerm eu
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 2 месяца назад
Hi ❤ Des. Zibel iyu Samuel & birhane Atehalalifeley Nihji azia mexhaf texhifa okay 2gze kihatima alewa keabiya Hatatitu Ab adi yelen yridani atom sebat bhiwetom zelewu keyhalefu kab ruhuk bebkurub anatete Andegena yeabiya
@zaynabhamed9840
@zaynabhamed9840 2 месяца назад
😅
@adamismail9137
@adamismail9137 2 месяца назад
" ወዶ ገባ '" ፈቲዮ ኣቲዮ ማለት እዮ .. ወዲ ገባ ንቢል እምበር ቢከመይ ኵነት ተፈጢሮም ዚቢል ደህሳስ ኣይጊበረሉን ብሰንኪ ኣተሓሒዛ ህ ግ ዘኮረዮ ምስ ጸላኢ ተሰሎፎም
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 2 месяца назад
NY shabia tarik teseo ntsibaha hisebu
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 2 месяца назад
ናብ ብርሃነ ማንጁስ== እዛ ምሩጻት ደቂ ኣንስትዮ ትብላ ዘለኻ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝግበር ዩ:: መሳርሒ ፖሎቲካ ጥራሕ ዘይኮነ እቶም ሰብ ትካላትን ንጉሳዉያንን ከም ዝተለብዎ ንሰን ይረብሓ ንዕቤት ፖሎቲካ ዉን ኩለን ሃገራት ዝገብርኦ ዩ:: እዚ ከም ነውሪ ኣይትሕሰቦ:: ንስኻ ኣብ ስልጣን እንተ ትህሉ ከምዚ ክትገብር መሻርኽትኻ ሃገራት የን ዝጠልባ:: ንምስጢር ተባሂሉ ዝግበር ኣሎ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 месяца назад
Paww abiat resi 😢
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 2 месяца назад
@@fekarwedifekarat ኣበይ እሞ ክርድኣካ ካብ ኣውራጃ ሓሊፋ ደይትሓስብ ርእሲ ሒዝካ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 месяца назад
@@AkliluKaleab😂😂😂 ወይለይ ፈጣሪ ኣማቂልካ ድዩ ስልጣን ደኣ ከምዚ ኢካ ትሓስብ ክትብል ጀሚርካ ንስካስ ሰብ ክርከቡ ኣይትተከብ ሰብ ክስኣኑ ኣይትስኣን ጥራይ እየ ዝብለካ😂
@jaymike4218
@jaymike4218 2 месяца назад
ኣንታ ዘይንሰምዖ የብልናን፡ ብስእሊ መሪጽካ ምስዳድ ክኣ ኔሩእዩ? እዛ ምምራጽሲ፡ዋላ ኣብ ሳዋውን መመሪጾም ብመልክዐን መፍልሒ ቡን መራሕትን፡መርወይ ስሚዒቶምን ከምዝገብሩወን፡ዳርጋ ናይ ዕዳጋ ሚስጢርዩ።
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 2 месяца назад
Niska hiji fulut kabza resah kebabi eka mexika, gn gena gena
@bahri1415
@bahri1415 2 месяца назад
ሸቃጦ አነኮለቲ ጆባ ዓያሹ
@Eriboy
@Eriboy 2 месяца назад
ወዮ ደኣ እታ ባቡር ንቅሓት ህዝቢ ኤርትራ ገዲፋትኩም ተዓዚራ እያ እምበር ካባኹም'ሲ ያኢ ሃገር ከተፍርሱ : መንግስቲ ከተፍርሱ : ህዝቢ ከተባልዑ እዩ ዕላማኹም :: ዝገርመኩም ህዝቢ ኤርትራ ካብኡ ናብኡ ከኣ ዋርሳይ ከም ቀልቀል( ሓርኢ) እዩ ዝርእየኩም :: ቁሊሕ ኢሉ'ኳ ኣይጥምተኩም :: ሑሱራት ምኳንኩም እዩ እምበር ባዕልኻትኩም ኣዳኸርቲ ኢኹም ኔርኩም :: እታ ናትኩም ኔት ዎርክ ከኣ ሓላፍ መንገዲ እዩ ዝፈልጣ :: እታ ነቲሕ ትጨኑ ዓዳውነት : ወገንነት : ኣውራጃውነት : ነብሰ ምትሓት !!! ቻው
@TekleEmaha
@TekleEmaha 2 месяца назад
ጸልማት ቲብሎ ዘለኻ ነየናይ ዝገሊጽ ቢህል ኢዩ ተቃዋሚ ወይ ቲቃወም ኢንተኾነ ሓሳብካ ጸልማት ኒኣኻ
@AfariMoranZelzalDogShity
@AfariMoranZelzalDogShity 2 месяца назад
ለማኝ ቀውስ ውሻ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 месяца назад
ቢትወደድ ካብ 1991-- ክሳብ --? እንታይ መመሊሱ ነገራት ዝሓዋውስን አንጻር ነብሱ"ውን ዝንቀሳቐስን ዝሓናጥጥን። አብ 1991+ አብ ወደብ ዓሰብ ነገራውን ምምሕዳራውን ይውሰድን ይተሓዋወስን ኔሩ ፣ አብ 1998 ካብ ዝነበሮ ምስወጸ ኸአ ክምለስ ይሕሸኒ አብ ዝነበርክዎ ድዩ ኢሉ መዲሩ ዝተባህለ? ደሓር አብ ሸላታት ኮይኑ ኸአ ናይ ብጀግንነት ዝተጋደሎ ድዩ ሓናጢጡ ወላ እታ ንውሑዳት አዋርሕ ዝረአያ ኤርትራ እዚ ኩሉ ተጻብኦታት ዘጋጥማ ዘሎ ብፍላይ ዓለማዊ ጸቕጥታት ። ስልጣን እውን ውሱኑነት አለዎ ብስም ዲሞክራሲ ፡ ቅዋም ወይ"ውን ብስም ነጻ ፕረስ ድላይካ ምዝራብ ብስም ነቔፌታ አንጻር መንግስትን ሀገርን ህዝብን ካብ ሙኻን ሓሊፉ አንጻር ውልቀ ሰባት እውን ስለዝኸውን። There should be indeed there are limits everywhere.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 месяца назад
Nay behaki denkoro eka haki eu eba barya s barya kebhal::in the end whatever you said about betowaded hero hazbi Eritrea knows the truth
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 месяца назад
@@solomonteshagerethiopian6483 ባርያ ? ቁሩብ ቅይሕ ዝበልኩ ከደራይ እየ ከም መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ።
@tekietemelsookar1698
@tekietemelsookar1698 2 месяца назад
በል ከምቲ ትብሎ ዘሎኻ እስኻትኩም ንናይ ገዛእ ርእስኹም ፍናንን ሕርፋን ስልጣንን እንተተኻኢሉ ውን ሃብቲ ምድላብ ትምነዩ ን ትሓልሙን ግን ሕልሙኹም ስለ ዝፈሸለኩም መሳርሒ ጸዓዱ ብዘይጠቅም ዶላር፡(Dollar)ተዓሲብኩም ኣብ ሶሻል ሚድያ መጽእኩም ጅግንነት ኩም ክትግልጹ ዘይኮነስ ከዳዓት ፡ቀይዲ በተኽ፡ ዕጥኩኹም ዝፈታሕኩም ምኻንኩም ንምግላጽ ጥራሕ ዩ።ናይ ሕ ፡ግ ዕላማ ገና ይግስግስ ኣሎ ፡ንስኻትኩም ብመንፊት ዘይኮነስ ብሞኹባዕቲ ተጾሚቁኩም ቦብታኹም ከነትሕዘኩም ኢና።አርትራ ከምዚ ከማኻትኩም መታለልቲ ሓሰውቲ አየድልይዋን፡ መጽሓፍካ ማንም ህገራዊ አሪትራዊ ዘምቡቦ የሎን መማሶጊ ፡አብ ሽቓቕ ዝድርበ ጥራሕ ዩ። ።አርትራ ገጽካ ከምዘይትረግጻ ስለትፈልጥ ትፍሽኩል ትውሽልኽን ኣሎኻ።
@yemanedestabru6474
@yemanedestabru6474 2 месяца назад
❤❤
Далее
小丑调戏黑天使的后果#short #angel #clown
00:16