Тёмный

Eritrea, ተሞኩሮይ ኣብ ውሽጢ መሓውራት ስለያ ህ/ግንባር (ቀጠር፡ጅቡቲ፡ ኤውሮጳ....) ካብ 1973 ጀሚሩ  

Eri Man
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 119   
@danielberhe4619
@danielberhe4619 2 месяца назад
Really takes a gut, bravery & moral integrity to come out and release this kind of information. Tnx 🙏 Keep it going 💯 and bring your friends too. It's very imperative to do so.
@hidaatephrem3159
@hidaatephrem3159 2 месяца назад
ከምዚ ትብሎ ዝለኻ ዓቢ ኣበርክቶ ገይርካ ዝሰንከልካ ጅግና፡ ብኽብረት ንስኻ'ውን ክፋል ናቲ ትነግሮ ዘለኻ ትካል ስለዝኾንካ፡ ብሓላፍነት ማዕሪኦም ክትሕተት ይግብኣካ። ነብስኻ ነጻ ኣውጺእካ ዝሃነጽካዮ ትካል ክትውንጅል ሕስረትካ እዩ ኣመዝጊቡ።
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
እንታይ ????????????
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Месяц назад
ዘይትመሃሪ ኣቲ ሓፍተይ። ካብ'ቶም ኣብ ደገ ኮይንኪ ጻዕዳን ቀይሕን፣ መርጎድን መቕጠንን ዘማርጹ እንተኮይንኪ፡ ኣፍኪ ዘይም'😊ርሳሕ ምሓሸኪ። ትኸሲ እንተኮይንኺ ነቶም ገና ሰብ ዝበልዑ ዘሎዉ ዘይትኸሲ? ወይ ውርዝይና
@welde9662
@welde9662 2 месяца назад
የቐንየልና ኩቡር ኣቦና ሓጎስ ሓበሬታ ሓይሊዩ እሞ ጸላኢኻ ምስጢራቱ ምቅላዕን ምፍላጥን ጽቡቅዩ
@TeklitTekie
@TeklitTekie 2 месяца назад
Emo heje enetay tebelena aleka
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 2 месяца назад
Eritra bhasot eya teseriha kulu zbhal tswtsway hasot eyu neyru bhasewtn amestn frhn adi ktkewn aytkeln yibleka alo
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
እቲ ቐደም ጡዑማት ገድሊ ተጋደልቲ ዝባሃል ዝነበረ ኩሉ 100/100 ሓሶት ኔሩ ይብለናሎ ሓቁዩ
@TekleEmaha
@TekleEmaha 2 месяца назад
ጂግና ጂግናነት ሰሪሑ በመሲዋኢት ኢሓሊፍ ኒሲኻ ግን ሓደ ፈሽካል ረሳ ኢኻ
@okubitghebrezgi2198
@okubitghebrezgi2198 2 месяца назад
ጅግና ብዓል መትከል
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Месяц назад
Just say you are Eritrean. Intay adawi qidme bayta adleye izu kulu teqaliska
@redae3365
@redae3365 2 месяца назад
Why don’t you reveal your face.
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 2 месяца назад
ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ፡ እዚ መደብ ናይ ሎሚ ድዩ ወይስ ናይ ግዜ ፓልቶክ እዩ? የቐንየልና፡
@heidshop4103
@heidshop4103 2 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 месяца назад
ፈቲና ጸሊኣና፡ ታሪኻዊ ኣመጻጽኣን፡ ዓቕምን፡ ትካላትን፡ ህግደፍ ብዕምቆት ብምልላይ ኢና ክንገጥሞ ንኽእል፡ እተዘየለ፡ ናይዚኦም ክንሰምዕ ኣይንደልን፡ ናይዚኦም ኣይተቅሩብልና ዝብል ቃላት ወረጃ ማዕዶ፡ ሽግርና ጥራሕ ኢዪ ከናውሕ ዝኽእል። ምኽንያቱ ንዘይትፈልጦ ጸላኢካ ተቃሊስካ ክትዕወተሉ ማለት ዘይሕሰብ ስልዝኾነ። thank you ኣቅራቢ።
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Месяц назад
ብሓቂ ብሓቂ! ታሪኽ ኣይትነብረሉን፡ ትመሃረሉ።
@yohannestseggai620
@yohannestseggai620 2 месяца назад
The key to success for independence front is security and informations. Contrary to what you saying, the front would not be successful if it was suppressive to its rank and files. This tells us that either you were one of the disgruntled individuals who was left out of position and taking side with certain group. Hiding your identity is a good cover to not expose and get appropriate response to who you are.
@disneychannel9115
@disneychannel9115 2 месяца назад
It is general info. No details so it is invalid.
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 месяца назад
Passatempo በሎምብር😂😂😂😂😂
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Месяц назад
​@@mmsaed4630ግዜ መሕለፊ? ግዜኻ ክንቱ ካብ ተሕልፍ ካልእ ቁም ነገር ትብሎ፡ ንተዓፊኑ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብኻ ዘይትሰርሕ? ውርጽይጽይ ኣብ ድንቁርና
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 2 месяца назад
Shabiya akoriyomuka
@ZaidAregaw
@ZaidAregaw 2 месяца назад
Edmen tienan yihabeka gele weridwa eritrean.
@aronke2801
@aronke2801 2 месяца назад
ገለ ወረ እንተተወረየ ናይ ሃይለ ከይከውን ሓቂ መሲሉካ ከይትዛረብ እዩ ዝበሃል ዝነበረ ። ንኤርትራ ኣብ ዝመላለሰሉ ዝነበረ ግዝየ ሽጉጥን ማንኪናን ይወሃበኒ ነይሩ ኢሉ ዘውሪ ዝነበረ ኢዩ ።
@Tusfai
@Tusfai 2 месяца назад
ንስኩም ሓሰውቲ ኢኩም ክንኣምነኩም ጥራይ ኣይትሕሰቡ ታሃገር ኣብ ኢድ ህዝብና ጥራይ ትእቶ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️
@elsaruth6746
@elsaruth6746 2 месяца назад
ሓድሽ ንገር ኣይነገርካናን ንምእላይ እዚ ስርዓት እንትትዳጋገፍ ምሐሸ።
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 месяца назад
Junta kab eritrawi keterekeb helam deki arawit ab hemberteka alewu komal sahsah eritrawi adu desheyet yelen.game over
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 2 месяца назад
Hasawi 😢
@Karneshmawi
@Karneshmawi 2 месяца назад
ኣምሰሉ ሓሳዊ እዚ ታሪኸይ እዩ ኢልካ ተውርዮ ዘለኻ ሶሪ ጉዳይና ኣይኮነን
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ዘመድ እንተለዎ ዒዲራእሲ ክልተ ሸውዓተ የድልዮ ኣሎ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Месяц назад
ወይ ጽመት ኣእምሮ!!! ሰብ-መሰል
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 2 месяца назад
በዓል ምኒን ፍጥረት
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 2 месяца назад
ክዳዒ.ኣካ.ናይ.ዩቱብ.ነጋዳይ.ኢካ.ካልአ.ረብሓ.ወይ.ታሪክ.ክተዘንቱ.ዓቂሚ.ዘይብልካ.መዳናገሪ.ዝጠፈሸ.ነጋዳይ.ዘክሶሮ.መዝገቡ.የንብብ.ኢዩ.ናትካ.
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ወልፋስ ኣብ ዕላምኡ ዘይጸንዕ
@AffectionateBeachCoast-lu6ot
@AffectionateBeachCoast-lu6ot 2 месяца назад
ኩሉ ክትዛረቦ ዝጸናሕና ተኸታቲለዮ አሎኹ። ብሪእይቶይ ክንድዚ ዝአክል ንሃገር ክትብል ዝኸፈልካዮ ዋጋ ሕጂ አብዚ ስዓት ክትዛረበሉ ዝዳረኻካ ጉዳይ ፍትሒ እልካ መበገሲ ክትዛረብ ትኽእል እኻ። ሕጂ አብ ዝነበረካ ንበር ዝፈለጥካዮ ፍለጥ ዝገበርካ ግበር እንታይ እዩ ትርጉሙ ? ተዛሪብካ እንታይ እኻ ከተሰልጥ እንታይ እኻ ክትገብር ? ባዕልኻ ከም ዝገለጸሰካዮ 25 ዓመት መንግስት ክንምስሪት አይከአልናንውን ትብል አሎኻ ? ሕጂ ከ' እንታይ ተስፋ አሎ ዲዩ ? ካልእ ዝገረመኒ ናትካን ከም ናትካ ዝደግሙን ? እቶም ንህግደፍ ዝስዕብዎ ፈረሃት ፡ ገበነኛታት ዝነበሩን ዝኾኑን እዮም ክትብል ከሎኻ 😂 መስሐቕ እዩ ። ንስኻ ከ'ምስ መን እኻ ትስራዕ ? ሐሳብካሉ ዲኻ ? እዚ ኩሉ ዝልዓልካዮ ሐቅነቱ ንጎድኒ አጽንሔ ንስኻ መን ምዄንካ እኻ ነጊርካና። አብ መወዳእታ ንስኻ እንድሕር በቲ ዝነበርካዮን ዝተገዳልካዮ ንጉጅለ ኢሰያስ እዩ ኔሩ እልካ ትጥዓስ እንተ ኮንካ ? እንታይ መንነትካ ሐቢእካ ትዛረብ አሎኻ ? ምእንቲ ፍትሒ ስእልኻን መንነትካን ብቃልዕ እንታይ ኮንካ ዘይትዛረብ እንታይ እዩ አፍሪህካ ? እቲ ናይ መንነት ዝበልካዮ ምናልባት ዘይፈለጥካ ከይትኸውን ? ብሃገር ደረጃ ክስራሕ ክወሃብ ካብ ዝጅምር ልዕሊ 5ዓመት ኮይኑ አሎ ። ዋላ አብ ኤውሮጳ እንተሃሎኻ ብመንገዲ ኢምባሲ ተሰሪሑ ክወሃበካ ይኽእል እዩ። ብዝረፈ ካብ ህውተታ ወጺእካ ንሃገር ዝጠቅም ሕሰብ እምበር ክንደይ ሰብ ሚስጢር ሃገር ጋሕጉሑ ዘይሃበ ዘይተዛረበ ዝተቀየረ ነገር ግን አይረኤናን ።
@DawitkidaneDevi
@DawitkidaneDevi 2 месяца назад
ሰባት ኣብ ናይ ቅድመ ውድቀቶም ግዝያት ዝወስደዎ ሕርያ
@MusieMusie-c9h
@MusieMusie-c9h 2 месяца назад
Higdef. Nebsegeday. Entekoynu. Kedamay. Eska. Eka. Kemti. Zibelkayo. Gegna. Nerka. Tikewin. Eka. Hiji. Gin. Tarikka. Balika. Nabi. Hatela. Tariki. Awridkayo. Aleka. Emo. Hatela. Elnaka alena
@downdownw7374
@downdownw7374 2 месяца назад
ንምዃኑ ንህዝበዊ ይፈልጦ ድዩ። ዋላ ዩ ቱብ ገንዘብ ይከብ እዩ ኢልካ ኢኻ ትልፍልፍ ዘሎኻ። ህግ መሲሉካ ምስ ወያኔ ነርካ ከይትኸውን።
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 месяца назад
Mehayem shaebiya aytefeltan ika.kedae..deki arawit ab hemberteka alewu nujuf
@Asmara1991
@Asmara1991 2 месяца назад
ካብ ዘረበኻ ዓቅሚ ፍልጠ ትካ ብዛዕባ ህ ግ ክሳብ ክን ደይ ትሑት ከም ዝኾነ ምግ ማት ክኢለ ኣሎኹ። ሓደ ሰውራ ስለምንታይ ይፍ ጠር፡ ከመይ ጌሩ ከኣ ከም ዝሰርሕ ትፈልጥ ኮንካ ኣይትመስልን። ክቡር ሓው፡ናይ መወዳአታ ዕላማኻ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብሪህካ ተዛረብ። ኣብ ዲያስፖራ፡ ኤርትራውያን ሓደ ሓደ፡ምሁራን፡መሃይም ሃደምቲ፡ከደዓተ ደቂ ሃገር ሕዉስ ይብሉና ስለ ዝኾኑ፡ ሓደ ካብኣቶም ስለ እትመ ስል፡ ግዜ ክቃልዓካ ከም ዝኾነ ኣይንጠራጠርን።
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 месяца назад
Teawet wedi Eri
@hailegaim6006
@hailegaim6006 2 месяца назад
ድርባይ ተሓቢእካ ምዝራብ ዝመጸካ ውርደት ስለትፈልጥ ኢኻ 'ሞ ናይ ባሓቂ ስለያ
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 2 месяца назад
Dengika kulu hagerey ms bele hji men kigideselka
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Месяц назад
ኣዚየ ብልቢ ኣመስግን ኣያና። ንሕና ካባኹም እንተዘይምሂሮምና ኣደዳ ዶክትሪን ኢሳያስ ኮይንና ንነብር ማለት'ዩ። ፍልጠት ካብ መምህርካ ትቀስሞ!! 💙✌ንፍትሕን ቃልስን✌💙 ደምና ኲዒና ከይኣክል፡ ዝተረፈ ዓጽምና መረቕ ገይሮም ዕድመና ኣብ ባርነት ሽማዊ ኣገልግሎት ክሰትዩና ነዊሕ ኮይኑ። ዝሃድም ሃዲሙ ዘሎ ከኣ ገና ኣብ ባርነት ኣሎ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 Месяц назад
ትማሃሮ የብልካን ካባኻ ዘይሓይሽ ደንቆሮ ኢዩ 😂
@ualdestadesta
@ualdestadesta 2 месяца назад
Hmaq kab metkelu shetet zbel seb u ezi seb ezi haswi ezi tzarebelu zeleka tkal abzi hji ewan mslun hbrun sebun keyru yserh alo nzentelet kea hager awhisu knebr u,
@danisolomon3750
@danisolomon3750 2 месяца назад
ይቅሬታ ህዝበይ ኢልኩም ወላ ትቀትሉ ተነበርኩም ዝጻበጸበኩም ክህሉ ኣይክእልን ዩ ነዚ ህዝቢ ክትክሕሱ ግን ምስጢራት ኩሉ ትፈልጥዎ ጥራይ ነዚ ህዝቢ ንገሩ። እቲ ዝንገር ህዝቢ ንክማሃረሉ እንበር ክጻባጸብ ምስቶም ይቅሬታ ህዝበይ ምስ ዝበሉ ስለዝተደልየ ኣይኮነን። ይቅሬታ ንዘይ በለ ግን ብዘይምሕረት ተፈሊጦም ክፍሮዶም ዩ
@TA-iy2pf
@TA-iy2pf 2 месяца назад
አቶ ሃይለ ክንደይ ዓመት እዚ ዘረባዚ ስለምንታይ ስራሕ ዘይታምኑ
@habtegubretu9795
@habtegubretu9795 2 месяца назад
Wekaria siwatka resieka atefetef tibll aloka. Halengi Sewara newah eya elka nerka . Aytresaya
@abukamil7376
@abukamil7376 2 месяца назад
ኣብ ዉሽጢ ጀብሃ ክትስሊ መን ኢዩ ሰዲዱካ ?
@ZaidAregaw
@ZaidAregaw 2 месяца назад
Drbay hakii chelaelae do abolatika
@davidharcot220
@davidharcot220 2 месяца назад
ጎበዝ ጀግና አማን ብአማን 100% ሓቂ : ጸባ ሓቂ ስተ ጉዶም አውጺእካዬም ደሃይካ አይተሓባሃና
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 2 месяца назад
The same to mafia inner circle
@kubromghebremedhin6746
@kubromghebremedhin6746 2 месяца назад
hasawi ketafi iyu.
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 2 месяца назад
Engae Nabe Lebek Temelesek 🙏🙏🙏💙💙💙🫶👌💯👈✌️🇻🇮😇💙💙💙🌻🌻🌻💙💙💙💙💙💙
@TeklitGirmazion
@TeklitGirmazion 2 месяца назад
BOGOG
@abuahmed5354
@abuahmed5354 2 месяца назад
طيب ياخي انت الان ماذا تريد لم تغير شي انت في السلطه انت الان طريح الفراش الذين تتهمهم يدافعون بكل جهد عن الوطن وكرامته عندما كنت تعمل معهم كنت بطل ولكن الان انت صرصار فقط ولاحد يسمعك ان سمعك ولايصدقك
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 месяца назад
ተህዝን ሃገር ንዚኣቶም አትጸውር ሃገር ምህላዋ የህዝን፥
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 2 месяца назад
ሃይለ.ሉሙስ.ሰምዒናካ.ግን.ሓንቲ.ዝረሳዒካያ.ኣላ.ንሻዒቢያ.ኤንጻራ.ሓሶታት.እንተ.ነዛሕካ.ገንዘብ.ትህብ.ዝነበረት.ትካል.ከስራ.ኣጀንዲኣ.ዓጽያቶ.ኢያ.ስለዚ.ቁሊሕ.ኡሉ.ዝርኤካ.የለን.ኩኖ.ክብረትካ.ምሻጥ.ተምጺኦ.ፋይዳ.የለን.ንብለካ.ስለዚ.ጸለመ.ካባካ.ናባካ.ተነጺፊካያ.ደቅስ.ንብለካ.ቱሩፋ.ኢካ.ወዲሓንካ.መሽኳት
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 месяца назад
ናይ ሎሚ ኣይኰነን። ነዊሕ ዝገበረ፡ ብናይ ኢትዮጵያ ኢንሳ ዝተባህለ ትካል ዝተመስርሐ እዩ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 месяца назад
አቲ ንስካ ትሰርሃሉ ዝነበርካ ኣመሪካዊ ትካል መን ይባሃል ፥ኣብ ምምስራት ሳዋ ብኣመሪካውያን ክምስረት አንታይ ምክንያት ነይሪዎ፥አተን ንስካ ገሊጽካያን ዘለካ 5ተ ትካላት ህግደፍ ናይ ጥፍኣት ትካላት መብዛህቲኦም ብከቢድ ግበን ብቅትለት ኣሪትራውያን ደም ዝህተቱ ኮይኖም ካብ መዳ ጀሚሮም ብገዞም ተጋደልቲ ዘጥፍኡ ሰባት በስማቶምን ኣዶምን ተትገልጽ ጽቡቅ ነይሩ
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 Месяц назад
Kulkum serekti hagern hzbin remiskum,axnitkum
@africamymom5163
@africamymom5163 2 месяца назад
Entay dea menen tebel beal neseka endeka agobelkom. Suq mehesheka nehna aykonan nab seltan amtsena.
@SelamAk-mn5pj
@SelamAk-mn5pj 2 месяца назад
Alet endaxebxebka kemtnebru gernaku eina amlak yemsgen tegaru ssusuat zyenatom zdelyu hferu hji amlak yemesgen egzabier melsu hibu bearitrawi aytshkt tgraway eika bciha seraki yelen kabeiseyas ngedd nhna
@aabraham69
@aabraham69 2 месяца назад
መስኪናይ! ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐ ውልቀሰብ። እንታይ ኣምጾኦ ወዲ ዓዲ ኩስቶ!!!
@amanueltewel3115
@amanueltewel3115 2 месяца назад
Nay hgi gber halawww
@weldum
@weldum 2 месяца назад
ንስኻ ስለያ ኮንካ ንክሊቲኡ ውድባት ተባእስ ምንባርካ ባዕልኻ ንነብስኻ ተቃልዕ ኣለኻ ንስኻ ኢኻ ካብቶ ቀዳሞት ተሓታቲ ገበና ተሳላስል ኔርካ ስስርሕ ኔርካሉ እንድሕሪ ዘይትድግፎ ኮንካ ስለምንታይ ሽእኡ ዘይተቃልዖ ።ቅቡል ኣይኮንካን
@fars_eri
@fars_eri 2 месяца назад
ክላእ ውላ ስልያ ነበር ወላ ካልእ አክስፓየር ምዃንካ ፈልጥ። ጃሱስ ነርካ ትኸውን።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 месяца назад
ኣንታ ወዲ ዓንሰባ ጻዕዳ ፡ ብዓንተቦ ፡ ሓው መል ኣከ ተኽለ ፡ ኣብርሃም ተኽለ ኣብ ዘይቦታኻ ኢኻ ኣቲኻ ፡ ነዞም ጀጋኑ አርትራ ዝበልዐ ፡ጌና ውን ዝበልዕ ዘሎ ጉጂለ ብደቂቕ ገሊጽካዮ ኣለኻ ፡ ምስጋና ይብጻሕካ ፡ እዚ ማእለያ ዘይብሉ ጉድ ሻዕቢያ ህዝቢ አርትራ ኣይፈልጦንዩ ፡ቀጽል ዝሓወይ ጥራይ ዝባኖም ቅልዓዮም ፡ ውሑድ ኣየደናገሩን ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ምዕንጅሉ መልኣከ ተኽለ መን ዲዩ ኾሪጅዎ?
@yakobleake618
@yakobleake618 2 месяца назад
ሃይለ ተኪኤ ሓሳዊ :: ንታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ :: ንመሪሕነትን ውልቀ ሰባትን ኣምሲልካ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝነበረ ጅግንነትን ጀጋኑን ኣጸሊምካ ደዊንካ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ንሓድ ሕዱ ክጠራጠርን ህኮት ክኣትዎ ትገብሮ ሓሶት ኢዩ :: ነቶም ዝላኣኹኻ ተድማዓሎም ይመስሎም ኤርትራዊ ግን ንዓኻ ኣሚኑ ሰውራዊ ታሪኹን ናይ ሕጂ መንግስቱን ኣይጸልእን ኢዩ :: ካብ ሃገራዊ ጉቡኡ ምፍጻም'ውን ድሕር ኣይብልን ኢዩ ::😅
@danieltekle2575
@danieltekle2575 2 месяца назад
ሕጅስ ተሓቢእካ እንዲካ ትዛረብ ዘለካ
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 2 месяца назад
ካብ ንስርዓት ኢሳያስ ከተገልግሎ ዝበላዕካዮምን ዘብላዕካዮም ንጹሃት ጀጋኑ ሕጂ ደላይ ፍትሒ ክትመስል ንጹርን ሓበሬታ ብዛዕባ ዝውዓልካዮ ገዲፍካ እቲኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ተተዛረብካ ተግባርካን ሓጥያትካን ዝሕከኸልካ ከይመስለካ።
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 2 месяца назад
ሓሳዊ ገጽካ ደኣ ደይትኸፍት
@haisemshifa4347
@haisemshifa4347 2 месяца назад
kolel kebel kumneger keitezarebe.
@EfremIsaias
@EfremIsaias 2 месяца назад
ብኻ ተሪፋቶ እዛ ፕሮግራም :ወላ ሐንቲ ሓድሽ የብሉን : ነዚ ኣዝዩ ሓፈሻዊ ጉዳይ ሓለዋ ሰውራ ዝነገረና ብዓል ኣደይ'ውን ከይተጋደላ ካብቲ ባህሪ ናይ ሻዕብያ ካብኡ ንላዕሊ ጌረን መኸከያና ኔረን ::ገበናት ሻዕብያስ እቶም በላሕትን ሓቀኛታት ተጋደልቲ በርቢሮሞ :ጌና ኻኣ ክብርበርዩ ::✌️✌️
@Insider24840
@Insider24840 2 месяца назад
ሕተቱኒ ኢሉኮ ምስሓተትዎ ይምልስ ይኸውን ኣብ 2ይ ክፋል ብዝያዳ፡
@negasisereke8011
@negasisereke8011 2 месяца назад
Men mekanu Flut eyu. Nay zgrmn zelo selmntay eyom tehbom zezrebu zelwu
@simreth3954
@simreth3954 2 месяца назад
ሕጂ እዚ ዘረባ እዚ እንታይ እዩ ክኮነና ድሓር እዚ ትብሎ ዘለካ ሓቂ እንተኮይኑ ገጽካ ከፉትካ ተዛረብ ለክባጥ
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 2 месяца назад
ሓሳዊ
@arramabbay2200
@arramabbay2200 2 месяца назад
ሓሳውይ ከዳዕ ከምኡ እንተነርካ ንስኻ ውን ተሐታትይ እካ ሓሳዊ ንመን ከተዳናግር እኻ ገጽካ ክፈቶ ሐሳውይ
@Moi-j3b
@Moi-j3b 2 месяца назад
ሕቶካ መልሲ ክትርኽብ እርእስቲ ናይ ጅብሃ ምሰ ትላዐረለ ሕተት ዝሓወይ
@yirgaberhe8516
@yirgaberhe8516 2 месяца назад
Emo mn ytebeslh
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 2 месяца назад
ዓላማኻ ኣነጺርካ ከተቕርቦ ኣይከኣልካን ተሓዋውርሰካ ይመስል። ተሓታትነትን፡ መን ካብ መን ፡ ሁሉው ኩነታት ሃገርን መጻኢኣን ተራ ኤርትራዊያንን መጠን ክንደይ ኣትሒትካ ዝገመትካ ይመስል! ገጽካ ሸፊንካ ምዝራቡ ምስቲ ንጹርነትካ ኣይተጋጨወካንዶ?!
@asmerommichael4279
@asmerommichael4279 2 месяца назад
መንግስቲ በአውራጃ ክከፋፍል ሰላሳ አመት አይረአናን ንስካ ካብቶም አብ ወጻኢ ዝከፋፈሉ ተኮንካ ንገረና
@kerenboys1224
@kerenboys1224 2 месяца назад
schatz equa share is tmesel
@yohannesweldehawariat9541
@yohannesweldehawariat9541 2 месяца назад
ብሽምሓማሴን ትሽቅጥ ዝኸሰርካ ጸቢቤ ኢካ
@amanueltewel3115
@amanueltewel3115 2 месяца назад
Shmet dika delika ?
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 месяца назад
ታሪኽ ሰውራ አርትር ታሪኽ ህዝቢ አርትራዩምበር ፡ ታሪኽ ናይ ህዝቢ ጨውዩ ሃገር ዑና ጌሩ ፡ ንህዝቢ ንስደት በቲኑ ፡ ስዉር ኣጀንዳ ተጎልቢቡ ዝኸይድ ዘሎ ውድብ ኣይኮነን ፡ ኣብ 1998 ኢሳያስ ዝወልዖ ኲናት ኮ ዓሰብ ሓዲግኩምሎም ኣንሳሕቡ ኢሉ ነይሩዩ ፡ጀጋኑ ግን ነጺጎሞ ። ሕጂውን እንታይ ከምዝገብር ክትርእይዎ ኢኹም እንታይ ከም ዝገብር ፡
@tesfomkidane202
@tesfomkidane202 2 месяца назад
ድሓርከ ብኸምኡ ሃገር ግምባር እንተተዋሕሰ ኣበይ ዩ ትነውሪ?
@DejenZeray
@DejenZeray 2 месяца назад
Ede zkone sebay Kedai kexka dea nmnatay tesefino misom teserihka dea Kab Eid sabya zemlix zeyele😂😂😂😂😂
@michaelid9914
@michaelid9914 2 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ፡ እዚ ሓደ ኢሰያስ ኣፎርቂ፡ እሞ ድማ እዚ ኹሉ ዓመታት ቅድምን ድሕርን ናጽነት ከምዚ ዓይነት ስራሕ በይኑ ወይ ምስ ውሑዳት ኮይኑ ዝሰርሕሲ፡ ሰብ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዶ ኣይኮነ? ካን መሰታ ፈጣሪ እዛ ዓለም ጌርኩም ተዕሉሉ። ክኸውን ክኸውን፡ ወዲ ኣፎም ክንድዚ ዓይነት ፍሉይነትን ጅግንነትን እሞ ድማ ንኽንድዚ ዝኣክል እዋን ብዘይ ጸገም ክምዝሰርሐ ክትነግሩና ከልኹም፡ ጅግንነት ናይ ኢሰያስን ስንፍና ናትኩምን ጥራይ ኢኹም ትነግሩና ዘለኹም። ሓንቲ ዝረሳዕኩማ እንተላ ግን፡ ኣሜሪካ ነዘን ኩለን ሃገራት ዓለምና ሰጥ ለበጥ እናበለትን፡ ነዛ ኢሰያስ ዝመርሓ ሃገር ክብውዛ ዘይምኽኣሉ ጅግንነት ኢሰያስን መሳርሕቱን ( ትካላት ጸጥትኡን) ዶ ኣይኮነን? ዶስ ኣሜሪካ ንኤርትራ ከም ዓይኒ መዓር እያ ትርእያ።
@girmaiberhe299
@girmaiberhe299 28 дней назад
Dear brother :your comments sounds very sarcastic. You are placing your self as if you are not a Eritrean .Every Eritrean should take responsibility .The reason is it is collective failure. As far as why the U.S didn't take any action to Eritrea could be different reason .Why don't you think if he is working for them .If the outcome the U..S want is total destruction , they have the same goal.. Thanks brother.
@AffectionateAstroStation-gj2wo
@AffectionateAstroStation-gj2wo 2 месяца назад
እዝስ 100% ሓሶት እዩ ነቲ ንቃለሰሉ ትብሉ ዉን ዚጥቅም ኣይመስልን ላሃጃ ናይ ዓንሰባ ይኹን ናይ ሓማሴን ዉን የብሉን እንታይ ከ ኣምጾኦ ሓሜሴነታይ እየ ዓንሰበታይ
@SofiyaAhmed-tc6le
@SofiyaAhmed-tc6le 2 месяца назад
Kkkkkkkkkkkkkkk Away. Adahegame
@teclebrhanmobae3790
@teclebrhanmobae3790 2 месяца назад
Ab.ewropa.tekemtka.hateftef.iyu..
@bereketabbruno2069
@bereketabbruno2069 2 месяца назад
Kulu fabrika eyu
@kiflymerhu832
@kiflymerhu832 2 месяца назад
a traitor.
@tekestean
@tekestean 2 месяца назад
humum ikka ☠☠☠☠☠
@KudusAnde
@KudusAnde 2 месяца назад
Selfkum tebetek rugumat beka terifa eta nasnet amsinaya teblwa meleswa ny sahel
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 2 месяца назад
ሕጂ ንአቦሓጎታትክ መስልካ ። መንእሰይ ዓንሰባ ፡ ጀጋኑ ጥራይ ዘይኮነስ ፡አናብስ ኢዮም ነሮም ። ብዓይነይ ዝሪኢዮም ዝነበሩኩ አብ አስመራ ፣ ዋላ ንወተሃደራት ምስ ብረቶም ከለዉ ፥ ዘይፈሩሑ ተባእሶም ዓዶም ዝምለሱ ፥ ጀጋኑ ኢዮም ነሮም ። ቅፅል- ሽሞም / ዓንሰባ - ፃዕዳ - ሊቢ ንብሎም ነርና ። ሕጂ አብ ኤርትራ 100%100 ለውጢ አሎ ። ኢሞ ዲሞክራሳውት ኤርትራ ክትህሉ ፣ አውራጃ ሓማስየን - ጉቦም ከበርክቱ አለዎም ። ኢሞ ከማካ ተነስሖም ንህዝቦም ክክሕሱ ተስፋ ንገብር ። [ ጠንቅን - ሰበብን ] ዓቢ ፍልልይ ኢዩ ዘሎዎ ። { ጠንቂ 11 + 1 = 12 ሰባት ኢዮም } ዝተረፉ ሰበብ ኢዮም ። ንሰበብ ክአ ይቅረ ይባሃሎ ኢዩ ። ዝበደለ ይበደል / ዝቀተለ ይቅተል ። ብጀካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝይጋገ የለን ። ግን ከይሞትካ ክትንሳሕ አለካ ። ፀሊም ታርክ ናብ ውልድካ ከይሓልፍ ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
መልኣኽ ዝመስል ሰይጣን ትግራዋይ?
@tesfomkidane202
@tesfomkidane202 2 месяца назад
ብዛዕባ ስለያዊ ህግ ብዙሕ ትልፍልፍ ኣለኻ ግን ኣብ ጀብሃ ውን ነይረ ስለ እትብል ብዛዕባ ስለያዊ ትካላት ተሓኤኸ ኣይትጸውይ ዲኻ በይዛ?
@logo967
@logo967 2 месяца назад
ሓቂ ተለካ ገጽካ ቀሊዕካ ተዛረብ ኣብ ከምዚ ጉዳይ ትሰርሕ ትነርካ መን ከምኳንካ ጽቡቅ ጌሩ መሪሕነት ህግ ንክፈልጥ ጸገም የብሉን ። ቦጂባጃት ትሓቢኢኩም ትዛረቡ መን ክኣምነኩም ክንደይ ዘይሰማዕና ዝተሃህበካ ተንብብ ከምዘለካ ኣብኡ ከለካ ትፍለጥ ዓንጃል ።
@logo967
@logo967 2 месяца назад
😂 😂😂 ቦጅባጃት ፊትንፊት ክትዛረቡ ብቅዓት ዘይብልኩምሲ ብዛዕባ ቃልሲ ክትዛረብ ባጃኩም ኣይተዳናግርዎ ህዝብና ግን ተንብብ ከምዘለካ ታራ ሰብ እፈልጠካ ዋላ ሓቂ ትኮይኑ እንታይ እዩ ክኮነና ሕጂ ንጹሁ ክትከውን ኣይትፈትን ኣየ ባዓል ሽንቲ ከም ኣቡዑር ቆሪኒኩም ዝመጸ ኢሱ ሕጂ ኣይተጽሙና ፈስፋሳት።
@MehariTekeste
@MehariTekeste 2 месяца назад
ዝተዋህበካ ጽሑፍ ተንብብ ኣለኻ።ነብስኻ ኣይተታልል ነውራም፡፡
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 месяца назад
Jufjuf lakwa junta .deki arawit ab hemberteka alewu.eritrawi adu zekehed yelen .cheru gebela
@Wediharestay
@Wediharestay 2 месяца назад
እዘን ኩለን ዝተመደበለን ሃገራትኮ ኤርትራውያን ንምቕታል ጥራሕ ኢዩ ስርሑ። የሕዝን ናይ ሻዕብያ ነገር
@betisami336
@betisami336 2 месяца назад
መን በለካ ለባ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 2 месяца назад
ትግራዋይ?
@Halamadrid676
@Halamadrid676 2 месяца назад
እንታይ ክቀትሉልካ ድኻ ስደተኛ
@Wediharestay
@Wediharestay 2 месяца назад
@@betisami336 መሃይም
@Wediharestay
@Wediharestay 2 месяца назад
@@mussieweldemicael3325 idiot
Далее
Paint Projects
00:17
Просмотров 1,9 млн
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
Просмотров 116 тыс.