Тёмный

Dehay Eritrea “ እቲ ዘሕዝን ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ብናይ ሃይለስላሰ ሕግታት እያ ትመሓደር ዘላ" ሃብተኣብ የማነ! ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea “ እቲ ዘሕዝን ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ብናይ ሃይለስላሰ ሕግታት እያ ትመሓደር ዘላ!” ኣብ ኤርትራ ላዕለዋይ ዳኛ ነበር ኣቶ ሃብተኣብ የማነ!
እቶም ብቕዋምን ሕግን እትመሓደር ነጻ ኤርትራ ከረጋግጹ ናብ ቃልሲ ዝወፈሩ ጀጋኑ ዕላምኦም ብምልኪ ተጠሊሙ ሕድሪ ሰማእታት ተረጊጹ፡ ልምዓትን ዕቤትን ተቖጽዩ፡ ሃገር በብእዋኑ ንቑልቁል ትንቆት ስለዘላ ኩሉ ግሁይ እዩ ይብል ዳኛ መንእሰይ ሃብተኣብ የማነ ምስ ደሃይ ኤርትራ ኣብ ዝገበሮ ጻንሒት!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
30 መጋቢት 2023
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 75   
@ben5115
@ben5115 11 месяцев назад
And good to see you and thank you for explaining the truth and the facts about the political situation of our people and country
@MrEre4ever
@MrEre4ever Год назад
HaileSlasie era Law is very good and transparent.
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ንኣፍልጦ ምቅራብካ ኣዚና ነመስግን። ሕጊ ኣብ ኤርተራ ተዝህሉ ተፈሪዶም ዝበሃል ምሰማዕና ብጽሑፍ ክህሉ ይኽእል ኢዩ ።ኣብ ባይ ግን ዜሮ እዋይ ውርደት መስፍናዊ ኣመራርሓ ሕጊ ክንመራሕ።
@ben5115
@ben5115 11 месяцев назад
Thank you Mr. Habteab Y and Samuel G. for this nice and educational programme. Sorry I was a little bit late to your program due to detention by the Mafias in the Higdef party and Military
@fitbrfilwha7171
@fitbrfilwha7171 Год назад
We never heard someone arrested and disappeared at Hailesilase’s time
@ghirmayhaile5677
@ghirmayhaile5677 Год назад
Wow Amazing. Thank you Samuel and Habteab! This is a new thing for me. Please keep it up and increase our people’s awareness and understanding! We have very evil and deseptive regime in Eritrea.
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 Год назад
Ppppp]pppppppppppp]p]]pppppppppppppppppppp]ppp]pppppp]pppppp]]pp]ppppl)pp]]]]]ppppp]ppp]pp]pppp
@mohammedtahirahmed7140
@mohammedtahirahmed7140 Год назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እቲ ዘሕዝን ኣቲ ስርዓት ዋላ ነቲ ናይ መግዛእቲ ሕጊ ከም ዝጥቀመሎ እንዳ ኣመነ ተማእዚዞ ክኸይድ ዘይምድላዩ ሕጊ ኣልቦ ኮይኑ ክኸይድ ኮነ ኢሉ ዝሰርሃሉ ዘሎ እዩ፡ኣብ ብሕጊ እት ግዛእ ሃገር ዕምሪ የብሉን
@desalesolomon1804
@desalesolomon1804 Год назад
ብጣዕሚ ሃናጽ ስራሕ።
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Год назад
Ato. .Heateab....thank you so much ....🎤🔉💝🏳✅📖
@amanueltesfai1281
@amanueltesfai1281 Год назад
Hasawi segabe hiji abe ministry Justice entaye dea tegebere nereka hiji higi yelen tebele hadami
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 Год назад
ኣብ ኤርትራ ዘይተነገረ እምበር ዘይተገብረ የለን።ናብ ሃገሩ ኢትዮጵያ ክሕውሳ መደብ ስለዝነበሮዩ።
@danaygdey3960
@danaygdey3960 Год назад
Interesting topic 👍
@mulugetatela3531
@mulugetatela3531 Год назад
You bring good,thanks samul
@ben5115
@ben5115 11 месяцев назад
I was deprived of much needed updated information by it's censorship section or department
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Год назад
ሀብታኣብ ፈርዛዕ ምዓንጣ ዘይቇጸሩ ደቂ ሳንጆርጆ ደቅኻ እስኻ ትምህሮም ዝነበሩ ንስላ’ዛ ክብርቲ መሬት ሓሊፎም ከይተመርዓዉ ከይተደርዓዉ ወዶም ጓሎም። ካብ ሓደ ገልዳልዳም ዝበዝሕ ካብ ዕድሚኡ ምስ ደርጊ ምስዘሕለፎ ዛእዛእ ኤርትራ እንታይ ክትጽበ። ዓሻ ዘለፋኻ ወትሩ እንዳሕፈረካ ክበብር እዩ። እንተ ንሃይለስላሴ እሞ ኣብ 1990 ባጽዕ ናጻ ምስ ኣውጻእናያ ዘንተእለት ንከይዝከር ብሚና የዕኒናዮ። ኣታ ደንቇሮ ኣድጊ ።
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 Год назад
Thank you very important I was about to ask you about this issue. NB, how can we contact you for any questions?
@teferemerkebu6717
@teferemerkebu6717 Год назад
Another denkoro analyst. Halewlew
@bokrekahsay987
@bokrekahsay987 Год назад
Teacher habteab yemane Not only law Even in sciense excellent Teachet Iam proud Good explain
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 Год назад
Eritrea will be the next Ukrsine
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 Год назад
እቲ ናይ መብዛሕትኡ ሀገራት ሕግታት ኩሉ ዳርጋ ተመሳሳሊ እንድዩ ። ንህዝብን ንወዲ ሰብን ንንብረትን ንኻልእን ዝተገብረ እዩ። እቲ አብ > 1950+ አብ ኤርትራ ዝተአታተወ ናይ ካልእ ዝበሀል ሕጊ ኸ ካበይ እዩ መጺኡ ? ተተርጐሙ ? ወላ ደአ ስሙ ፍትሓ ነገስ ፍትሓ ብሔር እበል እምበር ካብ ቡዙሕ ዝተተርጎመን ዝተመላለኤን እዩ። ስለዚ ስሙን ትርጉሙን ስም ዓንቀጻቱን ብዘየገድስ ንሀገራትን ንወዲ ሰብን ንንብረትን ንኻልእን ከም አብ ኩሉ ሀገር ተመሳሳልን ሀገራትን ወዲ ሰብ ዝጥቀመሉ እዩ።
@tsegaia2909
@tsegaia2909 Год назад
Bzey Hgi Sebat Ab Zteflu Hagersi Kne Hgi Eilka Zerbalo , Abeshkalal Hgdef Nbeynu Eyu.
@habtu1959
@habtu1959 Год назад
You guys are so passionate to talk about faulty in Eritrea, and also using Ethiopian law what's the problem with it? anyway, there is no such aspect as Ethiopian law because the law was originally a French law so I don't see the issues.
@amanueltesfai1281
@amanueltesfai1281 Год назад
Why are you doing in ministry justice if it's not law in Eritrea?
@AA-xb7em
@AA-xb7em Год назад
Deki Erey kem wetru ab goni Mengstinan Serawitnan kemiuwin Hizbinan ykun Zelalemawi zekri ni Semaitatna Awet ni hafash widket ni feshfash.
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Год назад
Selam dehay eritrea ezy nay hgi guday kesilo yekenyeley
@nooromerdin2251
@nooromerdin2251 Год назад
እሞ ሃይለሰላሴ ክርስትያናዊ መንግስቲ እንዲዩ ነይሩ ከምኡ ዲዩ ደሎ ? ሰለሙናዊ መንግስቲ እዩ ነይሩ
@AA-xb7em
@AA-xb7em Год назад
Ab RU-vid dika kuwamawi sirat dika kitkefit????? Lol
@AA-xb7em
@AA-xb7em Год назад
Beal mefles
@abrahamwgergesh
@abrahamwgergesh Год назад
aytezenteluwo eba ne hayleselase
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Год назад
ብጣዕሚ ሃናጺ መግለጺ: ሓው ምሕረትኣብ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ephar133
@ephar133 Год назад
ዎው ብዛዕባ ኤርትራ ምዝራብሲ ዳርጋ ገበን ኦዪ ክኸውን ንመጻኢ
@kewanisium2643
@kewanisium2643 Год назад
የድሕነና ናይ ሃይለስላሴ ዝነበረ ዓንቀጽ ጌሮም ኢዮም ዝዳንዩዎ ዘለው፡ ሓቆም እንድዮም ሰብ ክቐትሉ፡ ሰብ ክጨውዩ፡ ሰብ ኣብ መዳጎኒ ክእክቡ። ቶባእ ጌና ዘይሰማዕናዮ ክሰምዕ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ።
@amanuelmoges454
@amanuelmoges454 Год назад
ጌጋ ሕጊ እንዳባ ብኢትዮጲያ ተስሪቁ ከም ናቶም ጌሮም ካአ የማሓድርሉ ኔሮም እቲ ነዊሕ ዕድመ ዘሎዎ ሕጊ ናትና ሕጊ እንዳባ እዩ አብ ኤርትራ
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 Год назад
Shefatu eyom eyom merahiom dma gebati finito. Ab shitnet dma hgi yelen 4 netbi.
@danaygdey3960
@danaygdey3960 Год назад
Our people should have awareness to those issues,
@habtu1959
@habtu1959 Год назад
Are u trying to tell us that the people of Eritrea stood without any law for the last 32 years if so how does any kind of dispute between people and any parties be deciphered? Or maybe you are telling us about the election and political rule of legislation. Please do not try to be full of people. Your Personal hate it shouldn't be reflected in the populace.
@Haylaygebreslase
@Haylaygebreslase Год назад
ኤርትራ ስውእዘይብላ ገዛ ትህሉዶ
@Hager330
@Hager330 Год назад
Halaw
@tekle9
@tekle9 Год назад
ዝገርም እዩ።ናይ ዘበን ስላሴ ዘሕምም ብሓቂ
@fiory25
@fiory25 Год назад
ሐደ ሰብ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ይጻወትሉ ኣሎ ::
@eritrea700
@eritrea700 Год назад
ሰክት ነፋጥ ስደተኛ
@fiory25
@fiory25 Год назад
@@eritrea700 ክክክ ኣብ ኤርትራ ኮይንካ ዲኻ ትምልስ ዘለኻ?ኣንታ ድርባይ ከም ሰብ ኢሳያስ ኣይፈልጠካን: ንቶም ቅዋም ይተግበረ ኣብ ኤርትራ ንብል ግን ሓደ ብሓደ ይፈልጠና እዩ:: ኢሳያስ ይንበረለይ እንዳ በልካ ኣብ ስደት ትነብር ኣለኻ ማሕዮ ህግደፍ::
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Год назад
ሃብታኣብ አታ መስከብ ገዚፍ ሓርኢ። ንኤርትራ ማንካ ትኣክል ከየበርከትካ እዚ ኩምራ ዶሮና እንታይ ይባሃል። ሰላ ብኽቡር መስዋእቲ ብሉጻት ዝተረኽበት ሃገር ደረጃኻ ኣመሓይሽካ ናይ ሕጊ ሰብ ኮንካ ። መዋእልካ ነብስኻ ኣብ ምህናጽ የሕሊፍካዮ። ካብ ኤርትራ ምስወጻኻ ናይ መወዳእታ ሓደ ኣድጊ ምኻንኳ ፈሊጥናካ ። መሰለት ሃገርን መንግስትን ንከተጸልም ዝተጠቐምካሉ ቃላት ዘመት እንርስዖ ከይመስለካ ከም መርዘን ወትሩ ኣብ ርእስኻ ኣለና ኣታ ጃዕባብ ሓድጊ ደርጊ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Год назад
Abey zelo gawuena agedsi selam tenebir ala wala apayrop abal america nenay qleteica zetasoru kewzu ayranan gawuena
@Higuain1995
@Higuain1995 Год назад
እንታይ እገበር ዕድል ሂቦሞ ኩሎም እቶም ለዓለዎት ሰበልስጣን ከምኡ ጨፍጨፍቲ እዮም በሊዕዎም ከኣ
@Haylaygebreslase
@Haylaygebreslase Год назад
ኢሳያስ ንኤርትራዊያን ሙሁራት ዘፅነተ አይኮነን ብዘይ ምግናን ንኤርትራ ደርጊ የሐይሽ ኤርትራውያን አብወፃኢ ስለዠለው ናይኤርትራ ህዝቢ አብሰላም ዘሎ ዝመስሎም ብዙሐት እዩም አብኤርትራ ይቅረ ምስ ጎረቤት ምስ ስድራኻ ጎረቤትኻ አው ኢልካ አይትዛረብን ተጋዳላይኮይኑ አብቲ ስርዓት ዘሎ ጉድለት አይዛረብን ተተዛሪቡይቅተል እዚ አይኮነን ዝብል ይምፃእ ኢሳያስ ንኤርትራ አፅንታ ሙህሮ ከይፈርየላ ተባሂሉ በሃይለስላሰ ዝተውሃቦ መደብ ይፍፅም ዘሎእዩ ዝመስለኒ ትምህርቲ የለን ባንክ የለን ኤትኤም የለን ኢንተርኔት የለን መብራህቲ ንኹሉ ዝተባፀሐ የለን ማይ የለን ናይግሊ ጋዜጣ የለን ተቋዋሚ የለን ሀብቲየለን ዝሀፍተመ ብዝተፋላለየ መንገዲ አመኽኒኻ ኽጠፍእ ይግበር ብሌን ይትረፍና ምልየን ዝቆፅር ኤርትራዊ ውሑድ እዩ አዛዚ ሰራዊት ኢሳያስ አዛዚ ገንዘብ ኢሳያስ አዛዚ ሕጊ ቀታሊ ኢሳያስ መቅተሊ ኢሳያስ አረ ክንደይ ካብዚ ዝበለውርደት የለን ኤርትራኮ ብዘይምግናን ወደብ ተትጥቀመሉ ብኡጥራሕ መዓበየት ታይዋጋ አለዎ ደንቆሮ ወለዶ ሒዛ ዘይተምሀረ ሐንሳብ ብጌጋ ተእሚንካዮ ካብኡ ንምውፃእ ነዊሕ ግዘ እዩዝውድኦ ወያነ እዩፀላኢና ተባሂሉ እዩ ተመሪቁ
@hab3hmbeselambsl79
@hab3hmbeselambsl79 Год назад
Merhaba memhr habteab was my Biology teacher in mendefera.
@M-vr7zo
@M-vr7zo Год назад
ዝኸበርካ ሃብትኣብ ንሕትመት ክሕግዘካ ብነጻ ዘርግሓዮ ዝባን ሕጊ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho Год назад
ኣታ ሃብታኣብ እንታይ ወሪድካ ። ምስ ምህዳምካ ጥራይ ኣይምኣኸለካን ነይሩ። እታ ባይሎጂኻ ምምሃር ምሓሸትካ ። ወይ ጉድ ዘይንሰምዖ የብልናን? ንሃይለስላሴ ናይ በይኑ ሕጊ ኔርዎ ድዩ? ኣብ ጎረቤት ኢቶዽያ እኳ ተረሲዑ ስሙ ዘይልዓልሲ ጥር ኢልካ እትብሎ ጠፊእካ ቁስልና ንክትጎድእ ዘሕፍር ዘረባ ትዛረብ። ኣታ ድርባይ ክትሓንኽ ጥራይ ነይሩካ። እስኻ ትምህሮም ተመሃሮ ሳንጆርጆ ንሜዳ እንክውሕዙ ነብስኻ ትሃንጽ ኔርካ። ታሓቢእኻ የሕሊፍካዮ እኔሆ ሎሚ ሳላ ሻዕብያ ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጻሕካ ትሕሱ
@temporary995
@temporary995 Год назад
ከም ወትሩ መሃሪ
@M-vr7zo
@M-vr7zo Год назад
ኢሰያስ ዝወፈረ ኮ ድልየታት ሃይለስላሴ ከማልእ እዩ።ስጋብ ሕጂ ብሕጊ ሃይለስላሴ እንተተመርሕና ዘገርም የብሉን። ወላ ኩኣ ብሕጊ ጫካ ንምሓደር እንተለና።
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Год назад
ብ ሓንጎል ኢሳያስ እክ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያን ኑጉሳዊ ስርዓት ከካይድ ዝደሊ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
ዘይፈለጥና
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
... ሓቂ ዘይትዛረቡ ንምንታይ ትፈርሁ፧ ኣብ እስላማዊት ሱዳን እዚ ኩሉ ግፍዕን ሽግርን ዘጋጥሞም ዘለዉ ክርስትያን ኤርትራውያን ደቂ ከበሳ እዮም። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ናይ ሱዳን ገንዘቦም ንብረቶም ወርቆም ሞባይሎም ዝውረስ ኩሎም ግዳያት ክርስትያናዊ ብሄረ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም። ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንሰሙናት ምስ ተኣስሩ ምስ ናይ ነዊሕ ዓመታት ሱዳናውያን እሱራት ስለ ዝእሰሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ፡ እቶም ብሄረ ትግርኛ ኤርትራውያን ኩሉ ግፍዒ የጋጥሞም ፡ እዚ ማለት ኣብ ቤትማእሰርት ጾታዊ ዓመጽን ወሲባዊ ግህሰትን ይፍጸሞም ኣለዉ። እቶም ገዛ ገዛ እንዳክኸዱ ዝሕብሩ ዘለዉ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘለዎም ቀደም ንሱዳን ዝመጹ ተወልጀ እዮም።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Год назад
@zegdagmawi What is your problem?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
@@selamnegusse3443 "Your problem"?! => Our problem! ኣብ እስላማዊት ሱዳን እዚ ኩሉ ግፍዕን ሽግርን ዘጋጥሞም ዘለዉ ክርስትያን ኤርትራውያን ደቂ ከበሳ እዮም። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ናይ ሱዳን ገንዘቦም ንብረቶም ወርቆም ሞባይሎም ዝውረስ ኩሎም ግዳያት ክርስትያናዊ ብሄረ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
@@selamnegusse3443 ካብ ዘረባ ሃለውለው ጭብጢ ኣቕርብ። ቀንዲ ሱር ሽግርካ መንነትካ እዩ። በዚ ኩሊትካ ትምዝሓቕ ፣ ሰበይትኻን ንስኻን ጓልካን ተደሪብካ ብሰሓቢ ገመል ዓረብ በደዊን ቶኽሪር ናጀርያ ብጭካነ ብቕድሚን ድሕሪትን ትዕመጽ። ደዊልካ ሱዳን ሕተት ፡- ክንደይ ኣስላም ምሳኹም እተኣስሩ ኣለዉ? ኢልካ።
@okbagabryemane838
@okbagabryemane838 Год назад
ዘይተማህረ ቀልጢፉ ያኣምን"""
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Год назад
እብ ግዘ ሃጽይ ጳጳስ ወዲ ሰማንያ ዓመት ሽክ ወፊ 80 ዓመት ዝቀትል ኣካለ ስንኩላን ዝርሽን ዩኒቨርስቲ ዝዓጹ ገዛ ከይስራሕ ዝክልክል ዝነበራ ፋብሪካታት ዘፍርስ ሰብ ምስተኣስረ እብ ሕጊ ዘይቀ ርብ መንአሰያት ኣብ ዘየድሊ ኩናት ዝሃልቂ ወለዲ ኣክንዲ ደቆም ዝአሰሩ ሪኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን. .ሕጊ ናይ አርትራ ኣብ ዓለም የለን።
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Год назад
ሳሙኤል ሓወይ መሰረታዊያን መሰላት ደቂ ሰባት ዘኽብር ዓለም ለኽ መበታእዊ ተምርኲሱ ክጥቀመን ክንደፍ ዶ ኣይካኣልን ነይሩ
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 Год назад
ካብ ብሕጊ ዝኸደት በቕለይ ብዘይ ሕጊ ዝኸደት ቆሎይ ተጉህየኒ።
@AA-xb7em
@AA-xb7em Год назад
Eritrea inqua natgringa tezarebti aykonet beal nisikum metfaikumina nerkum
@Ae91scd
@Ae91scd Год назад
ፍሉይ ቤት ፍርዲ : አየልዓልኩሞን።
@babusebkedem3878
@babusebkedem3878 Год назад
መቸም ካብዞም ዘይንፈልጥ መሲልዎም ቃላት ደራሪዕካ ብዛዕባ ገዛእርእሶም ክሸጡ እምበር ብዛዕባ ህዝቢ ኣይንታዩን ዝኾኑ ኩሎም ሎሚ ደቢስካና። ምኽንያቱ እዚ ወዲ ኣይፈልጦን እየ ማለት ሃብትኣብ ግን ኣብ ፍልጠቱን ሞዩን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ሰብውኣውነቱን ስሚዕቱን ካይተረፈ ኴስታ ኡሜኔ ሞልቶ ኢንተሊጀንተ በሊሕን ለባም ናይ ሓቂ ኤርትራውን ኮይኑ ረኺበዮ። የቐንየልና ሳሙኤል። ኩሉ ዝበሎ ዝብላዕ እዩ በሊዕናዮስ ጸጊብና።
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
ንገረና እምበር አበይ ድአ ተሐቢእካ ነርካ ወደይ
@berhaneghirmu8953
@berhaneghirmu8953 Год назад
ምስ"ዚ ኩሉ ፍልጠትኩም ሃገር ኣብ ስታንድ ባይ ከላ እዋኑ ስለ ዝኾነ ዲኹም ትዛረቡ ዘለኹም? ስለምንታይ ነቶም ዶመክራስያውያን መንግስታት ምዕራባውያን ካብ ርእሲ ኤርትራ ዉረዱልና ኢልኩም ዘይትሓቱ ? ተሕፍሩ ብዝኾነ ሕጊ ዘይብላ ሃገር የላን ፡ተደንግጹ
@ghirmayhaile5677
@ghirmayhaile5677 Год назад
Please coordinate with ERISAT and educate our people inside Eritrea 🇪🇷
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 Год назад
ERISAT IS TPLF NO way👎👎👎👎
@MrEre4ever
@MrEre4ever Год назад
You must be ignorant
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 Год назад
ክቡር አቅራቢ ቻነል ደሃይ ኤርትራ ዘገረም እኮዩ እዚ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ናይ ሕጊ ምሁር ትብሎ ንምኻኑ ደሙ ኤርትራዊ ድዩ :: መኽንያቱ ሓደ ጽሩይ ኤርትራዊ ብፍላይ ከኣ ሕጊ ኣጽኒዐ ዝብል ጽሩይ ትግርኛ ዝፈልጥክኸውን ነይሩዎ :: እዚ ምሁር ኢልካ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ እታ ቀዳመይቲ ዘውጽኣ ቃል ' ብርቂ ' ትብልያ :: ብርቂ ኣምሓርኛ እያ:: ትግርኛ ኣይኮነን ስለዚ ኤርትርውነትቱ ኣዝዩ የጣራጥረኒ :: ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ትግራዋይ ክኸውን ይኽእልዩ :: ንስኻ ንርእስኻ አቅራቢ ወሎዶኻ የ ጣራጥረኒ :: መኽንያቱ ነቶም ኩሎም ሃገር ገዲፎም ዝኸድዑ ኣናኣከብካ እንታይነቶም ዘይፈልጡ ተቕርብ ኣለኻ :: ኣብ ከንዲ ነቲ እኩይ ሰይጣናዊ ተግባራት አሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ምቅላዕ : ዕሱብ ኩንካ ተሓቢእካ ትነብር ኣለኻ ::
@AA-xb7em
@AA-xb7em Год назад
Ata deki dekikum zikonu mis aboratom abahagotatom Hager yewhisu alewu kemzi kemakum karabata gerom ab zereba aykonun zelewu hiferu iske . Karavatakum fetihkum ab Hager mihnas tewaferu ab zereba gizekum aytiktelu.
@amanueltesfai1281
@amanueltesfai1281 Год назад
Why are you doing in ministry justice if it's not law in Eritrea?
Далее
World’s Tallest Man VS Shortest Woman!
15:07
Просмотров 17 млн
Dehay Eritrea                   ደሃይ ኤርትራ
12:20
Просмотров 1 тыс.
World’s Tallest Man VS Shortest Woman!
15:07
Просмотров 17 млн