Тёмный

Desta Sport - Karate መደብ: ስፓርት ካራተ - SHOTOKAN karate - Part 3 መምህር ርእሶም ዑቅባይ 

DESTA ENTERTAINMENT
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 1,1 тыс.
50% 1

ሾቶካን ካራተ:ሓደ ካብ ቅድታት:ካራተ: ኮይኑ: ቅድሚ ኣሽሐት ዓመታት ኣብ ገማግም ወሽመጥ ጃፕን Okinawa ዝተባህለ ቦታ ከምዝተጀመረ እዮም:መዛግብቲ ታሪክ:ዝሕብሩ:: ኣብ ዓለምና:ዝተፈላለዩ:ዓይነታት:ካራተ:ከምዘለዉ: ዝፍለጥ:ኮይኑ: ካራተ:(karate) ቃል ብቃሉ: ካብ ካሀ ራሀ ተሀ ዝብል ቃል ዝወጸ ኮይኑ ጥራይ ኢድካ ‘ብረት ኣብ ኢድካ’ ማለት እዩ: :
• Desta Sport - Karate መ...
ከም እዚ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙናት:ዝሓበርናዮ: እምበኣር: ደስታ ቲቪ: @Destatv ኣብ ዓመት 2020 ዝተፈላለዩ: መደባት:ንዓኩም :ንምሑጋስ:ተዳሊና:ኣለና:: ሓደ:ካብ: መደባትና: መደብ: ስፓርት ካራተ: ሒዙልና:ዝቀርብ: መምህር ርእሶም:ዑቅባይ:እዩ:: @rastameda መምህር:ርእሶም: ዑቅባይ: ካብ 1998 ክሳብ 2005 ንኣስታት 7 ዓመታት: ዝኣክል: ብ ኣዚዩ ዘክብሮ ስውአ ማስተር ዑመር ኢብራሂም: ሾቶካን ካራተ: ብምስልጣን: ኣብ 2005 ብጸሊም:መቀነት ማለት:(black belt) ተመሪቁ:: ብድሕሪ እዚ: መምህር: ርእሶም: አብ ዝተፈላለያ ቦታታት ኣስመራ ማለት አብ አንዳ ኮርያ GYM:አንዳ ቅጫ ኣኽርያ: ከምኡ ውን: ኣብ ኣዳራሽ ጅኔር Club ሀ. ማ. መ. ተ. ኤ: መምህር ኮይኑ:ከሰልጥን: ብምጽናሕ: :ከም ኩሉ:መንእሰይ: ሃገራዊ ኣገልጕሎት በጺሑ: ምስተመለሰ እውን: አብ ዞባ ደቡብ: ሰገነይቲ: ደቀምሐረ: መንደፍራ: ዝአመሰላ:ከተማታት: ከም መምህር ናይ ካራተን ከምኡ ድማ ኣላይ:ናይ መድረክ: ትልሂት ኮይኑ: ሰሪሑ ኣሎ:: መደብ ስፓርት ካራተ: ንምዕዛብ: እምበኣር:
ዝመጽእ ቀዳም: ኣብ ደስታ ቲቪ: ይኩን ቆጸራና::

Опубликовано:

 

7 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 4   
Далее
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
Просмотров 13 тыс.