Тёмный

DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት  

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 435 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

#dw #International #tigray
#ትግርኛ ዜና ሰዓት 06:30
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Опубликовано:

 

9 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@AllBaaa-r9l
@AllBaaa-r9l 27 дней назад
❤❤❤
@user-nn3mv9bl5i
@user-nn3mv9bl5i 28 дней назад
Hiwehat nayna
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 28 дней назад
ነስኻ ህወሓት ትድግፍ መሰልካ እዩ ። ናይና ኢልካ ብዙሓት ኣይትወክል ናተይ በል ናውልቀኻ ።
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 28 дней назад
Leaders must stop and thinking enough is enough Religion leaders must come out and condemn to those plaing around
@aronyonas7563
@aronyonas7563 28 дней назад
ዞም ስረቅቲ ሀፂን መፂን ከይህተቱ ይህስው ንመን ክተታልሉ ንህዝቢ ትግራይ ጌታቸው አብ ሚድያ ኢ/ት ክትወድቅ አይደልን ኢልካ ንህና ንብል ዘለና ቃላት አይትሽጥ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ታይ ትጎተና ሞትካ መፂአ አላ ንመን ኢካ ትፃወተሉ ንህዋህት ትሀልሙ ዘለኩም ህዝቢ ትግራይ ክብተን ዝገርም ህልሚ ካብ ተባችታይ ደርሆ ፀባ ህለቡ ስለዚ እዞም ባንዳታት ሱጉምቲ ይወስድ 😂 150 አመት ኩሉ ፈቲኖም አይካአሉናን ብባንዳ ብሽም አብ ትግራይ ዝተወለዱ ተመሳሰሲሎም ግዜ ተፀብዬም ዝሀስብዎ ክሳካእ ዝገርም ህልሚ ❤❤ ንባንዳ ግንባሩ አንፃር ህዝብና ስለዝኮነ መሀቡር ባንዳ ክጠፍእ አለዎ❤
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 28 дней назад
Religious Tigray come out and help the innocent people.Tgray don’t deserve this mess
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 28 дней назад
ድምጺ ወያነ ናይቲ ጉባኤ ኸይደ ሸፈነ ተዘይገይርኩም ወይለኹም ሃቢ ትግራይ ዋጋ ክኽፍለኩም እዩ ዘይወግህ መሲሉኩም ?
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 28 дней назад
😂😂😂 wtf who cares about cadre men
@mihretabberaki4293
@mihretabberaki4293 28 дней назад
Aye hwhat xre mmbar
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 28 дней назад
DW ኣቅሊ ዲኻ ዝበልካ ሓሰዉቲ ጽባህ ክትጎሓፍ ኢኻ።
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 27 дней назад
ኤድሞንድ: ዘረባኻ ጽም ኢለ ሰሚኤዮ። ግድስነትካ ይርድአንን አታብአካን። እዙይ እንዳበልኩ ህወሓት ኣይተረዳእኻያን፣ ኸምኡውን ኣብ ጌታቸው ግጉይ ኣረኣእያ ኣለካ። ኸመይ በለኒ? ብቅድሚኡ ግን ኣሌታዊ ኸይመስለካ ኣነ ጽጹይ ወዲ መለክያ አኽሱም እየ። ናበቲ ቁም ነገር ኽኣቱ: 1. ህወሓት ካብ አ.አበባ ናብ መቀለ ከይኸድ ንደ/ፀዮን መልእኽቲ ደጋጊምና ኣሕሊፍናሉ፣ ነጺግዎ። 2. ናይ ውግዕ ነፈርቲ ናብ ትግራይ ውሰድወን ኻብ ቢሸፍቱ ኢልናዮ፣ ጸረፈና። እኳድኣስ ናይ ደስ አይበሎ ኣብ ትግራይ ነበራ ናይ ውግእ ጀታት ወዲኡ ናብ ቢሸፍቱ ሰደደን። 3.ሕደጉ ኣይትጅሃሩ፣ ታንኪኹምን ጀትኩምን ሸዋ ገዲፍኩም መጺእኹም እንተበልናዮም ብትዕቢት ተወጢሩ "ናይና" እንዳበለ ኣይሰምኣናን። ቻይና እሰራኤል፣ EU፣ ዶሃ... ሓዱሽን ብሉጽን መሳሪያ ኣእጢቀናና እየን ኢሎም ተዛረቡና። ግን ኽወቅኣና ኢና ዝረአይናየን። 4. መንእሰይ ትግራይ ሰልጢኑን ተኣጢቁን ይጽናሕ፣ ኹይናት ተተወሊኡ ይጸዋዕ እንተበልና ደ/ጽዮን እምቢ በለ። ብፍላይ "ዝበኣለገ ጎረቤት ክኣቱ እዩ ናብ ትግራይ" ተበልዎ ሥዩምን ዓባይን አበዮም፣ ብርግጸኝነት እየ ዝነግረካ! 5. ኹይናት ተወሊኡ ደንበርበር አትዮም መንእሰይ TDF ፈጢሩ ትግራይ ኣድሒኑ ኸድሕኖም እንተሎ ኮማንድ ፖስት ኢሎም ንTDF አብ ጅብኦም ኣዕተዉዎ። ግጉይ መሪሕነት ባሕጊ ሕዝቢ ኣምከኾ። 6. ብዙህ ጌጋታት ከኣ ንሸዋ ኸይዶም ታብ ደ/ብርሃን 30000 መንአሰይ ኣሕምሺሾም ተመልሱ። 7. ውእል ፕሪቶርያ ፈሪሞም ሕዚውን ኣነ ደ/ጽዮን እየ ዝመርሓ ኢሉ ናይ ቆልኣ ሴራ ኽሳብ ሕዚ ይሰርሕ ኣሎ። 8. ንግ.ም.ት. ብመሓውሩን ካድረታቱን ደ/ጽያፍ ታብ ታሕቲ ኽሳብ ላዕሊ ስራሕቲ መንግሥቲ ኣእንቂፉ ኣንጠልጢልዎ። Efficacy ግ.ም.ት. ብዜሮ ኣባዚሕዎ! 9. ናይ ህወሓት CC ንደ/ጽያፍ ታብ ህወሓት መሪሕነት ኣውሪዱ ንጌታቸው ተሓረዮ ሽማግለን ጀነራላትን ሒዙ ኣብ ሥልጣን ኸም ድጸንሕ ኾነ። እዙየሰ ጌታቸው ንስልጣን ኸምዘይግደሰ የርድኣኒ። 10. ብጊዘ ሐ/ማርይም ደሳለኝ ናይ EPRDF bridge ኾይኑ እንትሰርሕ 3 ምኽትል ጠ/ሚኒስትራት ይፈጠር ኢሉ ናይ ደመቀ መኮንን ስልጣን መንጠሎ። ንኣርሱ ሐደ ሴክተር ዝመርሕ ም/ጠ/ሚኒስትር ኾነ። 11. ምስ ደመቀ መኮነን ብዘጋጠመ ጭቅጭቅ ብጽፍኢት ወቅኦ ይባሃል። ቸገይርዎ ነውሪ እዩ! ደመቀ ልቢ ገይሩ። ዳሕራይ ግን ኣብ ሕዝብና ተበቀለ። 12.ህወሓት ሰውነታ ብካድረታት ተረበበ እዩ። 90% ካድረታታ ኸኣ ኣቀይታት፣ሐረስቶት፣ ኣንስቲ ሸራሙጥን ማዕምናትን ዝመልእኦ፤ ኣብ ደገ ድማ ብዙሕ ሙሁር ዘይድግፋ፣ ብሹም ምሁር ግን ተሸፋፊኖም ዝኸስቡ ኸምዘለዉ ንእዘብ። 14. ብ1990-1 ናይ 19 ዓመት ቃልሲ ኽዛዘም እንተሎ ትግራይ ሃገር ግበርዋ ወይ ምስ ኤርትራ ትተሐወስ፣ትግራይ-ትግርኚ መስርቱ አንተበልና ንኽልተ ዓመትን ፈረቃን ብኒ ብርሐነ ገ/ኽርስቶስን አሰፋ ማሞን ዝምራሕ ጉጅለ ማ.ተ.ሰ.አ. እዙይ ዘይብሃል ጸለመ ኣብ ልዕሌና ተኻየደ። ጸበብቲ፣ ኢሕኣፓ፣ CIA ዝብል ሽማት እውን ወጸልና! ንኣና ጸለመ ብወያነ ለሚድናዮስ የስሕቀና እዩ፣ ሕዚውን! 15.ወ.ዘ.ተ. ሐዝ ኣብዙይ: ውጥጥ ሥልጣን ምስ ተደወለ፣ CC ኒጌቾ ምስ ሓረዮን ነፕረዚዳንትነት ምቅቅል ምስ ኣጋጠመን ብመሓይማን ካድረታት CC ንምቅያርን፣ ብኡ ጌይርካ ድማ ወይ ባዕሉ ደ/ጽያፍ ኸሽየም ወይ ተኣመንቲ ናቱ ሰባት ኽሽየም/ኸሽይም TARGET ስለዝገበረ ኣዚና ንጉጅለ ደ/ጽያፍ ንቃወሞ። በቢመኣልቱ ናብ አ.አበባ ዳመጸ ሎኽሎኽ ዝብል ዘሎ ደ/ ጽያፍ እምበር ገቾ አይኮነን። ተፈናቀልቲ ኽምለሱ ደፕሎማስያዊ ጸኣረአር ስራሕቲ 'በር "ማሽቃበጥ" ኣይመስለኒን። ኣርም! በፍላይ ሕዝቢ ራያ ወያነ ትግራይ ዝፈጠረ እዩ። ሕምብርቲ ቃልስናን ውዳበናን እዩ። ብሐ/ስላሴ ጥራይ ዘየኮነስ ብታሕታይ ትግራይ ንብረቱ ሰበይቱ ማሕዘል ደቁ ዘየቀረየ ተወረረ ሕዝቢ እዩ። ስለዚ ዝማእለያ ዘይብሎ ጸገምን ሞትን ዝገጥሞ ዘሎ ብኸባብያዊነት ዐይኒ ኽተማእድዎ የብልካን። ናታስያ ንሓማታ! ኸምዝባሃል ጉጅለ ወያነ እያ "አሺአ" ዳበለት ብኸባዊነት ጨፍራታት ትተኑግ ትውዕል። ሓቁ ኽነግረካ 'አኽሱማውይን ኸባባዊነት ኣየጥቅኣናን፣ ተልዩ ድማ ኸምሓገርና። እኳድኣስ ኣድዋ ወረዳ ብባሕሪኦም ንኹንኖም። የዋህ ህዝበይ ራያ ኸኣ ኸባቢነት ፈቲልኩም አብ ዘይዋኣሎ ኣይተጻልእዎ፤ ኣይቸጸልምዎ። ኻሊእ ሓቂ: ብ1997 ስብሓት ነጋ ደቂ አድዋ አኪቡ "ህወሓት ጠፍኤት ማለት ደቂ አድዋ ብኻሊእ ዘይኮነ ብተጋሩ መጀመርያ ኢኹም ትጠፍኡ" በሎም። ብድሕሪኡ 90% ናይ ኢትዮጵያ ፀጥታ ደቂ አድዋን ድቃሉ ኤርትራን መልሚሉ እዩ። ዘሕዝን ግን ሕዝቢ አድዋ ታብ ኩሉ ንላዕሊ በህወሓት ተበደለ ምዃኑ እዩ። ብሓፈሻ ናይ ደ/ጽያፍ ህወሓት ናይ ኣኼባ ዲሞክራሲያዊ መበታ ምርግጋጽ ኣይኮነን! Structural ለውጢ ኸይካየድ አቅዲማ ኽተምክን ትገብሮ ጉባኤ እዩ። Structure & function አብ BIOCHEMISTRY ጉግል ገይርካ ተረድአለይ። ስለዝከታተለካ ስልኪ ተልዩካውን ኸዛርበካ ሕጉስ እየ!!❤ ንጌቾን ደገፍቱን ግን ኣዝየ አመስግን። ናይ አኼባ ዲሞክራስያዊ ሕቶ ገይርካ ጥራይ ኢኻ ኣቋም ወሲድካ ሕዝቢ ኸም ጰንጤ ተደናግር ዘለኻ። የቅንየለይ!!!
@Wellaitay
@Wellaitay 28 дней назад
ኡዚ ቖንዳፍ ህዝቢ ትግራይ አንታይ አኑኡ ወሪዱዎ አዩ ኣብቲ ላይ ወያንና መሪሒነት ሰጢሙ ዘይዓስል። መን አኒኦዎ ብዘይኩኡ።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 28 дней назад
ሙጀልያም ፍት ቆራጭ አድጊ የግርድና ድአ ተላላኪነት ፍርድን ዘበኛ ወዘተ የለንም ያ ግብረ ሶዶም አብህ ቡንባ ይገባበታል ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ የመን ስሀራ ቃንቃ ባህል መንነት የለህም ብሄር አይደለህም ምንም ታሪካዊ ማስረጃ የለህም ኢትዊ መሆንህ የኮረጅከው ታሪክ አይስራም ግማታም ጡት ቆራጭ በሻሻ የፈረስ ግድግዳ አይጥ የበዛበት የተወለድክ በሻሻ በገባህበት ውጣ dabble standard dabble face ውጣ ፋራ ኮካኮላ አድጊ ቻ በሎ 😂😂
@Wellaitay
@Wellaitay 28 дней назад
@@aronyonas7563 ኣንተ ቂማላም የቅማል ሊጂ፡ ምን ኖው የምትሎው።
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 28 дней назад
ናይ ህዝብ ድምፂ ምካን ጀሚርኩም ዝገርም ለውጢ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 28 дней назад
ምንም አይመለከትህም ደንቆሮ ጡት ቆራጭ የግርድና ስራ የለንም ውጣ የሽንት ቤት ዝንብ 😂
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 28 дней назад
@@aronyonas7563 ንዓይ ንተጋዳላይ ድዩ ዝኩሉ ፀርፊ ትኣምር ኮዩ።ዝተጋደለ ዝፅረፈሉ ዝሃደመ ዝፀርፈሉ ጊዜ በፂሕና።እኔ ተጋይ ነኝ እንዳንተ ኣንድ ወራዳ ሰው ኣይሰድበኝም።
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 28 дней назад
@@aronyonas7563 እንዳነተ ያለ ምልምል ካድሬ ኣልናገርህም እኔ ምርጥ የትግራይ ልጅ ተጋይ ነኝ ለህዝቤን የወጣሁኝ።እንዳንተ ያሉ የሸሹ የተደበቁ ኣሁን ጀግና ጀግና የምያወሩ የትግራይ ህዝብ ኣይፈልግም።እንደ ድሮ በተረት ተረት በውሸት የሚመራ የትግራይ ህዝብ የለም።ከዳሚ ባዓለገ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 28 дней назад
1) ናይ ህዝብ ድምፂ ምካንX . . ድምፂ ህዝቢ ምዃን 1.1) ህዝብX . . .ህዝቢ 1.2) ምካንX . . . ምዃን
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 28 дней назад
ኣሮን ኣምሕርኛ ሥለዘኸኣልካ እንኳዕ ደሥ በለካ።
Далее