'ህዝቢ ጸሊኡ ዘሎ...፡ #ንሓድሕድካ_ምቅትታል፡ #ንሓድሕድካ_ምቅንጣው፡ #ጸርፊ #ክትዕ፡ ንቕድሚት ዘሎ ጕዕዞ ገዲፍካ፡ እቲ ዓጢጥና ዘሎ ሽግር ገዲፍካ፥ ንሓድሕድካ ኽትቋየቝ ምውዓል፡...' ዳይረክተር ቴለቪዥን ኤሪሳት፡ ዘካርያስ ገሪማ፡ ብዛዕባ ኣድላይነት ዘተ፡ ምስማዕን ምስምማዕን ብመገዲ መራኸቢ ብዙሓን። #ERISAT #ERITREA #ኤሪሳት
ERISAT Television Director, Zecarias Gerrima on Eritrean media for change.
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
23 мар 2020