Тёмный

"ትማሊ ኣራዊት ዝበልካዮ ፡ ሎሚ ደሃዪ ክትሓትት ላግጺ እዩ" ዘካርያስ ገሪማ  

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 20 тыс.
0% 0

Опубликовано:

 

20 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 467   
@tesfaEri-music8642
@tesfaEri-music8642 Год назад
ድሕሪ ለባም ኣይትዛረብ ኢዩ እሞ ዛኪ ሓወይ ሓደራ ምልስ ምልስ በለና ደጋጊምካ ጸሓፈልና። ኣብዚ ዝሓለፈ 3-4 ዓመታት ከምዚኣ ጌራ ዝመሃረትን መደብ የላን thank you yuel & zaki
@MukUTD1
@MukUTD1 Год назад
Zaki always coming with words of wisdom 👏🏾
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 Год назад
ዘካርያስ ገሪማ ብጣዕሚ ብሱል ቃለ መሕትት።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Год назад
እቲ ፖሊሲ ናይ ህግደፍ ኢና ንቃወሞ እምበር ነቲ ሰራዊት ኣይኮነን፡ እቲ ሰራዊት ደኣ ከማና ውጹዕ እንድዪ ፣ግን እቶም ምስ ሰራዊትና ዝብሉ ዝነበሩ ከ ቕኑዓት ድዮም ኔሮም ? ንኽጸንቱ ንኩናት ዝድግፋዎም ?
@Liberal12
@Liberal12 Год назад
Haki zereba
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
ክልቲኦም ቅኑዓት ኣይኮኑን። ኣበይ ኮይኖም ኣብ ጎኖም ክኾኑ ?
@biniamtesfamichael3749
@biniamtesfamichael3749 Год назад
ንዓ' ዶ ግደፈና ዘካርያስ በዞም ሰራዊት ዝብሃሉ ዘለዉ ክንደይ ቆልዓ ሰበይቲ ክንደይ መንእሰይ ኣብ ዶባት ከም ዝጠፍአ ኣይትፈልጥን ማለት ድዩ ትፈልጥ ኢኻ ጽቡቅ ጌርካ ስለዝስ ሰብ ነናቱ ተሃብካዮ እዩ ግርም. እቲ ዘሎ ሰራዊት ከ ናይ መን እዩ ናይ ህዝቢ ድዩ ዋላስ ናይቲ ስርዓት???? እዚኣ ሕቶ ንዓኻ ግደፎ ሞ እቲ ኣብ ዶባት ብተመልከተልይ ዝጠፍእ ዝነበረ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፎቆዶ ኣሃዱታትን ቤት ማእሰርትን ዝጠፍእ ዘሎ በዞም ሕልና ዘይብሎም ሰራዊት እዩ.
@susugidey8571
@susugidey8571 Год назад
ጽቡቕ አለኻ ሓደ ካብቶም 13 አብ ማይ ህሙት ዝተቀትሉ ወዲ ሓፍተይ እዩ ብናይ አሕዋቱ ብረት ተቀቲሉ 😢
@semerekiflom1589
@semerekiflom1589 Год назад
Endhr haki tezarbu dae b father tigraway sile zkone degfti agame keyblwo ferhu halewlew zbil zelo tigraway knsu tigraway yxelie serawit esyas eti kedni shgrna hzbni koynu ezi arawit endiu ezi neti meninetu khabie kbil ab zeyfelto shgr yiatu alo
@surafelzeragabr1760
@surafelzeragabr1760 Год назад
ኣዚየ ዘድነቅክዎ ናይ በሓቂ ሓላዪ ህብዚ ኤርትራ ዝኾነ ኤርትራዊ።
@tzehaighebrat3020
@tzehaighebrat3020 Год назад
Zacki wedey there is no body like you please come back for more wisdom and more Eritreaness I have never seen any one like you you are the best of the best Eritrean
@alemt4906
@alemt4906 Год назад
Sorry This is Sound like HGDEF to me anyway
@AbdellaMahmud
@AbdellaMahmud Год назад
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ዘካርያስ፡ ከማኻ ይብዝሑ!!
@tesfalemnaizghi3490
@tesfalemnaizghi3490 Год назад
This man is brilliant. Thank you, Yeol for bringing him.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Год назад
ወሩሪ ሐይሊ እየካ ቲዲገፍ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Год назад
ደቂና ካብ ዉጉእ መለሱም ዚበሊና እይና
@eri_ayt
@eri_ayt Год назад
​@@elsagaiem4132 ክብርቲ ሓፍቲ መጀመርያ መን ኢዩ ሚሳይላትን ሮኮታትን ናብ ኤርትራ ዝተኮሰ? እዚ ኮ ወራር ኢዩ ንባዕሉ። ባድመን ከባቢኣን ብ ቤት ፍርዲ ዓለም ንኤርትራ ተበይኑ ከሎ ን 20 ዓመታት ኣይወጽን ኢሉ ዝሓንገደ ወያነ ብሓይሊ ብረት ካብ ዘይቦትኡ ከውጸኦ ናብቲ ቦታታት ኣትዩ፣ እዚ ኸኣ መሰሉ ኢዩ።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 Год назад
Yes you are right he is my harowe wledane erterawe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍👍
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Год назад
@@elsagaiem4132 do you think the mesiles were confetti on Eritrea, they started and we finished it. Get it!
@tesfagaberweldegiorgis4291
@tesfagaberweldegiorgis4291 Год назад
ዩኤል ከምዚ ዓይነት ኣከራኻሪ ኣርእስቲ ሒዝካ ጋሻ ክትዕድም ከለኻ እንተኮነ ተጻራሪ ኣረኣእያ ዘለዎ ስብ ምስኡ ትዕድም ወይ ከኣ ከምጋዜጠኛ እቲ ካልእ ኣረኣእያ ምርኩስ ጌርካ ትብድሆ እምበር ዝደልዮ ጥራሕ ኣርጊፉ ክኸይድ ክትገድፎ ቁኑዕ ኣይመስለንን
@Berhane-
@Berhane- Год назад
ነየናይ ከም ዝድግፍ የዔርየ ዝፈልጥ ኤርትራዊ ኢየ ። ንዘይቅዱስ ኩናት ክድግፍ ፡ ሕልናይ ኣይቅበሎን ኢዩ ።ኣነ ንፍትሒ እምበር ፡ ንዓመጽ ኣይኮንኩ ዝቃልስ ። ኣነ ፍትሒ ንኸምጽእ እምበር ወገነይ ንዘይኮነ ክወግእ ፡ ንሕልናይ ኣየፍቅድን ኢየ ። ህግደፍ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት ኣይኮነን ።ንመንእሰያት ኤርትራ ትሓልየሎም እንተሃሊኻ ፡ ንህግደፍ ዓገብ ኢልካ ተቓወሞ ። ንዝውረር ህዝቢ ምድጋፍና ግን ኣካል ፍትሒ ኬና ፡ ኣንጻር ወራሪ ደው ክንብል ፡ ግዴታ ኣለና ።ዝተወረ ፡ ክስዕር ድማ ፡ ድሌትና ኢዩ ።ንፍትሒ ክሳብ ንቃለስ ዝሃለና ፡ ምስ ዝተወረ ኬና ከማን ፡ ንወራሪ ክንሃርም ይግብኣና ። ኤርትራ ትድሕን ፡ ንስኻ ከምኡ ስለ ዝበልካ ዘይኮነስ ፡ እቲ ቅድም ኢሉ ንዓና ዝወረረ ፡ምስ ከማና ተዓመጽቲ ፡ኬና ንዓማጺ ህግደፍ ምስ ንኣልዮ ኢዩ ። እዚ ናይ ዕላማ ጉዳይ ኢዩ ። ሕጂ ዝተጀመረ እውን ኣይኮነን ። ኣብ ግዜ ገድሊ እውን ነይሩ ኢዩ ። ንስኻ ግን ፡ ዝኾነ ሕቡእ ነገር ዘለካ ኢኻ ትመስል ፡ ተቓዋማይ ፡ እሞ ድማ ትምህርቲ ኣለኒ ብሃላይ ፡ ብምዃካ ፡ ጠርጢረካ ኣለኹ ።( ህግድፍ) ከይትኸውን ? ? ?
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
ኣይሰማዕካዮን ጽቡቕ ጌርካ ድገሞ?
@nigistigoitom9093
@nigistigoitom9093 Год назад
This your own opinion, so we have a right to have our own opinion too. Tigray is our own brother & sisters too. Please understand. You should blame HGDF. Don’t blame us.
@selam9003
@selam9003 Год назад
Tigray is not a priority for Eritreans. Let them solve their problems on their own. Let us focus on Eritrean.
@meharikidane3070
@meharikidane3070 Год назад
It is easy to say we all should not wish one side to win the war... instead every one should be for stopping the war. No question, we all wanted to stop the war, so death could stop. But how do you make HGDEF stop the war short of being defeated? Zecarrias is not proposing a way on how anyone could have stopped HGDEF or for that matter Weyane, though the later is not as bad as a war monger
@user-lw4he1pq3h
@user-lw4he1pq3h Год назад
ወዲ ገሪማ ፡ ኣገሪምካኒ ኣለኻ ለባም ለባም ኣይትጻወት ዝዓርከይ ሓናኽ ሻዕውያ ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Год назад
Aboy gerima Tgraway eyom dima kgermeka Adieu gual Adinfas eya zehzin gin ezom tewelije eyom kefeomom nezom Tegaru mesakin
@ametehanis8770
@ametehanis8770 Год назад
@@freweynikidane4943 መን ሕቲቱካ!! ዘምጸኣካ ግበር !ዋእ ሰብ መንፊት ክይኑ ይባለሃና።
@inspirationwithhani751
@inspirationwithhani751 Год назад
ክንዮ ጸርፍን ኣሽካዕላልን ንዕኡ ዝኸውን ሕቶን ከተቅርብ ኣይከኣልን ድዩ ኮይኑ፡ሕቶ ክትሓትት ዘይምኽኣልካ ንኻልእ ምንእኣስን ምጽላምን ካብቲ ዓማጺዩ እንብሎ ስርዓት እንታይ ይፈልየካ
@432211AB
@432211AB Год назад
Thank you, Zekarias, for the mature analysis. I enjoyed every second of it-young Eritreans like you give me hope.
@danieldesta4139
@danieldesta4139 Год назад
Bravo good explanation
@sham.ali1
@sham.ali1 Год назад
Naybehaqi Tsebuq Zekariyas Nhawakan Nhatfeks Arawit kibehal Gega eu. Exactly 🇪🇷 💯
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 Год назад
እሞ ናይዚ ትብሎ ዘለካ፡ ኣራዊት፡ ኣሰምዕን እየ፡ ትግራይ ትስዕር፡ ጆኖሳይድ፡ እንዳበለት ቀንዲ መሳርሒት ዝነበረት እታ ኣነ ይሰርሓላ ትብላ ዘለካ ኤሪ-ሳት ዶ ኣይኪነትን? ብቀንዲ ክኣ ሄኖክ ተክለ ድክ ኣይኪነን? ኣንጻሩ ጠጠው ኢልካ ዘይትምጉቶ ዝነበርካ?
@emma6350
@emma6350 Год назад
Eway hasot eri sat dea meas eya kemu zbelt ksab tmali tmali do eri tv tblwa ayneberkumn lekabt zkonekum hzbi msakum si wela aywgah hasewti
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
ገዲፍዎ እኮ ምስኦም ምስራሕ
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k Год назад
ዬኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ኢካ . ነዚ ንፍዕን ትስፍው ዝኾነ መንአሰይ ብምምጻአካ
@zereelyas4249
@zereelyas4249 Год назад
Thank you yoal to bring like this Person i am very proud of you ,i hope to be continue like that.👍👍👍
@arayahagos6315
@arayahagos6315 Год назад
kem may ngho zste zereba ✌️ kemeiom sebat yom tsemiomna zelewu :::
@ephremkidnae7094
@ephremkidnae7094 Год назад
ኣብ ሳዋ መታእልምቲ መዳቐስ ኢና ምስ ዛኪ ብጣዕም እየ ዝፈትዋን ዘድንቆን university ውን ብሓንሳብ ኣብ ክተት ብሓንሳብ 2000 ኩሉ መንገዲ ሓቢርና ከይድና ካብ 99 ጀሚርካ ብጣዕም ጽብቕ ዘረባ እዩ ተዛሪቡ ኣብዚ ብፍላይ ንሓውኻ ኣራዊት ኣይበሃልን እዩ ዝበላን ነቶም ንኣሽቱ የሕዋተይ እየ ዝሓልዮሞ ዝበላ ቃል ልበይ መሲጣትኒ እያ ብሩኽ ዛኪ ዕድመን ጥዕናን ዓዲ ኣጆኻ ናባና እያ ሕጂ ከምዚ ፍቕሪ ዝለዋ ብስለት ዘለዎ ዘረባ እንዳተዛረብና እንዳተመዓዓድና ነቶም ትሕቴና ዘለው ኣርኣያ ምኾን እዩ ::ዮኤሊኖ የመስግነካ ነዚ ሓወይ ስለዝኣደምካልና ::
@user-wz8qd6tw8j
@user-wz8qd6tw8j Год назад
እስከ ሕራይ ናቱስ ሓሳብ ደጊፉካ ነቶም ንሕና ምስ ሰራዊትና ዝገበረ ይግበር ዝብሉ ኸ እንታይ ኢኻ ትብሎም? ኣብ ሕብረተሰብና ካብ ባህልን እምነትን ወጻኢ ዝገበረ ጽዩፉ ዩ። እዞም ኣሕዋተይ ትብሎም ኣይገበሩን ዲኻ ትብል ዘለኻ ዋላ እንተገበሩ'ውን ኣራዊት ኣይበሃልን ዩ ደገፉካ? ሕልናና ነዐቢ ጽባሕ ኣባና ከይግምጠል
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
​@@user-wz8qd6tw8j እስኻ'ኸ እንታይ ከም ዝገበሩ ዝረኣኻዮ ኣለካ ድዩ ወይ'ሲ ካብቶም ትግራይ ትዕወት ኢኻ 😏 ሕጂ ውን የሕዋትና ኢዮም ተገዲዶም እምበር ፈትዮም ኣይኮኑን ንኩናት ክኣትዉ 😏
@habtombelay7076
@habtombelay7076 Год назад
Seb mktal ekum temahrkum tkonu ,
@user-wz8qd6tw8j
@user-wz8qd6tw8j Год назад
@@Eritreahornafrica291 ኣብ ኪናት ዝዕወት የለን። ኪናት ሰብ ዩ ዝበልዕ ኣነ ናይ ስፖርት ዓይነት ቲፌዞ'በር ናይ ከምዚ ኣይ ኮንኩን ሰላም ንኽመጽእ ግን ይጽልን ንግጉይ ይነቅፉን
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
@@user-wz8qd6tw8j እስኻ'ኸ ብጭብጢ ሰራዊት ኤርትራ ክዕምጽ ዝረኣኻዮ ኣለካ ድዩ ?
@asmerombekuretsion575
@asmerombekuretsion575 Год назад
መርሓብ ዩአን ብታዕሚ ጽቡቅ መደብ ብምቅጻል ምናልባት ካላይ ግዝየ ርክብ እንተገርክም ። ልኣኪኦም መንደላይ ድብሎም እንተሃልዩ ንሕና ኣራዊት እንተበልናዮም እንታይ ኢዩ እቲጸገም ።ንምካኑ ካብ መንደላይን ኣራዊትን ኣየናይ ይከፍእ ግዲ?
@eliaskidane391
@eliaskidane391 Год назад
Thank you ዘካርያስ , ብ ልክዕ መግለጺ ኤርትራውነት against all odds , እንታይን ከመይን መዓስን ን ዝብሉ ሕቶታት ብ ልክዕ መሊስካዮ ኣሎካ ፡ once again Thank you . ዮኤል ከኣ it's a big lesson for you also , ምክንያቱ ነቶም ኤሪትራውያን ኮይኖም ክሓስቡ ዘይክእሉ ጥራይ ብ ብዝሒ እናምጻእካ ኢይተቁስለና ። ልክዕ እዩ ርእይቶ ካሎት ከኣ ኪትሰምዕ ግን at the end of the day ሃገርና መጻኢኣ ብሩህ መታን ኪከውን ናብቶም ዓዲ ከእቱ ዝክእል ሓስብ ዘለዎም ዝያዳ ኪትጸቅጥ ይመክረካ። ናይዚ ሎሚ ዝነበረ ዝርርብ እኩል evidence እዩ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
መንዩ ንዓኻ ኤርትራዊ ገይሩካ ንኤርትራውነት ካልኦት ትዕቅን ዘለኻ????
@eliaskidane391
@eliaskidane391 Год назад
@@weldenegodguad4974 ኣነ ፡ ኣነ እየ እንተ ኢለካ ንስካ ኣይኮንካን ኢልካ ከተእምነኒ ኣይትክእልን ኢካ ። ን ጉዳየይ ፡ ከኣ ካሊእ ሽያሚ ኣካል ኣይጽበየሉን እየ። ብዛዕባካ ግና ጉዳየይ ኣይኮነን።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
@@eliaskidane391 ኢትዮጵያውነትካን ተደመረናንካ ከኣ ናተይ ጉዳይ ኣይኮነን።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@eliaskidane391
@eliaskidane391 Год назад
@@weldenegodguad4974 ጽቡቅ ኣሎካ ናይ ዓቅሚ ፡ ብስለት ፡ ኣፍልጦ ጉዳይ እዩ ።
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 Год назад
Exactly.Eritrawi mesilu zeyikeid kab bota Eritrean kiguahaf trah u zelewo.Intezeikoinu lemiska tirah ika titeriff.
@gebraiendrias7267
@gebraiendrias7267 Год назад
Thank you Fanus Network for inviting Zekarias Gerrima and for the amazing discussion and wonderful analysis of great educational value.
@tiegstinaizgi4098
@tiegstinaizgi4098 Год назад
That’s true thank you for your explanation!
@idrisadam4097
@idrisadam4097 Год назад
Well said kubur haw Zekrias.
@barakbertiye1238
@barakbertiye1238 Год назад
Shy hgdef zaki
@saraisarai6957
@saraisarai6957 Год назад
ኣንታ ካበይ አካ ተኣርይኦም አዚ ከኣ ኣቦይ ገሳጻይ ኒዞም መትኒ ኢሰያሰ ዚኮኑ ሰራውት ዲካ ሰራወቲና አሊካ ኪቲጊሰጾም ሙቁር መርዚ ዚኮነ ዘረባ።
@saraa.8672
@saraa.8672 Год назад
Since he left Erisat, they’re succeeding amazingly. Meaning he’s a destroyer not a builder. His analysis doesn’t make sense at all. Thank you Yoel for inviting him at least we learn more where he stands.
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k Год назад
what kind of success inviting tesfom who is against our Eritrean interest
@selam9003
@selam9003 Год назад
How do you measure success?
@gebrehiwotzerezghi8797
@gebrehiwotzerezghi8797 Год назад
I guarantee you, you are not an Eritrean. go find your Chanel.
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 Год назад
Really teacher Thank you brothers
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Год назад
* ዘካርያስ በጣእሚ ጽቡቅ መግለጺ ኣብ ኹሉ ምሳኻ እሰማማእ ሓንቲ ተሰክፈኒ ግና ዎላ ተቃዎማይ ኩን ደጋፋይ ዎላ ነቲ ውግእ ዘይአምነሉን ንሰራዊት ኤርትራ ዝኹንን ዝነበረ ዜጋ *ደሓይ ሰራዊት ክፈልጥን ክሓትት ናይ ዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ መሰል'ዩ ሞ * ትማሊ ንሰራዊት ኤርትራ ዘይደገፍኩም ሎሚ ናቱ ሓለዎት ክትሓቱ መሰል ይብልኩምን ምባልካ ንዓይ ጌጋ ኾይኑ ይስማኣኒ ** 👍❤🙏🇪🇷
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
እሱ ዝበለ እኮ እቶም ትማሊ ትግራይ ትስዕር እንዳበሉ ሰራዊት ኤርትራ ክድምሰስ ኣለዎ ዝብሉ ዝነበሩ ኢዩ ወላ ነቶም ደገፍቲ ኢና ዝብሉ ውን ነቒፍዎም ኢዩ ካብ ወጻኢ ኮይኖም ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ዝብሉ ኣብቲ ኩናት ዘይሳተፉ ኢዩ ኢሉ
@isyasasfaha5464
@isyasasfaha5464 Год назад
ብሓቒ ዘካርያስ ግሉጽ ዝኮነ ሓሳብ
@er937
@er937 Год назад
Welcome Zaki Thank you yoel
@tesfaigabertesfai6322
@tesfaigabertesfai6322 Год назад
Really. Bravo Ezi eyu zerab
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 Год назад
እሙ ኒመሰል ዚተቃለሰ ዳአ ወሪርቲ ይ ይዲገፍ ደዪ
@Zemen9475
@Zemen9475 Год назад
Jigna hawey🇪🇷✊🏾✊🏾
@eritreafirst8659
@eritreafirst8659 Год назад
I have a question if Eritrean army is week will you go to help them
@SomebodyRBX
@SomebodyRBX Год назад
Www amazing keep it up
@Hager330
@Hager330 Год назад
Zackary wizy 🙏👍👍👍💙💚💙🇪🇷 tebuo endika
@saidmohamed268
@saidmohamed268 Год назад
I I. Haven't. Coment. For. Long. Time. But. I. Have. Great. Respect for. Zack. & thank you. For. Inviting. People. Like. Him
@HR61919
@HR61919 Год назад
ዘካርያስ 😎👍
@yordaethan652
@yordaethan652 Год назад
The best day that I know about Zecarias Zerima. I had bad expression about you brother that I was associated with Erisat. Accept my apology please 🙂
@bobsmart8302
@bobsmart8302 Год назад
LuuK eyu ezi wedi.
@oneofakind3231
@oneofakind3231 Год назад
Zaki hawey welcome welcome gexe nefatewo seb enquae reana
@user-ci3so7gf4u
@user-ci3so7gf4u Год назад
ሰራዊት ኤርትራ ደኣ "ኣራዊት" ደኣ ክውሕዶ ከማን ካልእ ሽም ክወሃቦ ዝግባእ እንድዩ። ሰራዊት ኤርትራ እኮ ሕጂ ደገ ስለዝወጸ ዓለም ፈሊጥዎ እምበር ንኣሕዋቱ ብጭካነ ዝቕጥቅጥን ዝቐትልን እኮ ኢዩ። ደቅና ደኣ ይኹኑ እምበር ብሽሞም ኢና ክንጽውዖም። እዚ ሱቕ ኢልካ መጸጸጽ ፍትሒ ኣይከውንን ኢዩ። ነቲ ክዉን ብሽሙ ኢና ክንጽውዖ።
@susugidey8571
@susugidey8571 Год назад
ባዕሎም መንደላይ ኢሎም እንተ ጸዊዖሞም መንደላይ ካአ አራዊት እዩ ዋላ ድኣ አሕዋትና ይኹኑ እምበር ባዕሎም እዮም ናብ አራዊት ተቀይሮም
@benkal8062
@benkal8062 Год назад
ሎምባ ሓደ ተስፋ ዝህብ ተቃዋሚ ረኺብና እምበር ተስፋ ቆሪጽና እና በዞም ደናቁር
@hisa3439
@hisa3439 Год назад
Beal Zekarias abzi kalsi ziyada tetimetsu, lewti kereba eyu neru!
@-tv2682
@-tv2682 Год назад
ዛኪ፡ ቕኑዕ፡ ብተግባር ኣፍቃሪ ህዝቡን ሃገሩን፡ ኣነ'ኳ በታ ኤረና ትብል ናይ ኤሪ-ይቪ መደቡ፡ ብድምጹን ኣቀራርባኡን ንድሕሪት ተመልሱ ታሪኻዊ ኣማጻጽኣ ኤርትራ ዘቕርቦን አ ዝፈልጦ ነረ፡ ንስደት ኣውሮጳ ምስ ኣተኹ ግን ኣብ ገጻት facebook ንጉዕዞ ስደት መንእሰያት ኤርትራን ንሓልፎን ሽግራትን መከራን ዘቃልዓላ ገጽ ከፍቱ ብውልቁን ብዓቕሙን ክሰርሕ ምስ ረኣኽዎ ኣብ ርእሲ፡ ዝነበረኒ ኣኽብሮትን ኣድንቖትን መልስ ደራርበሉ። ግን ካብ ኤሪ-ሳት ምስ ወጸን ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ እታ ንሱ ጥራሕ ዝዛረበላ ቁራጽ ቭድዮ ምስ ወጸትን ኩሉ ሰብ ኣብ ልዕልኡ ክልዓልን ምስ ረኣኹ ጉህየን ሓዝነን ነረ አ፡ ድሃዩ ከይሓትት'ውን ፌስ ቡከይ ስለ ዝተዓጸወትኒ ብጣዕሚ ብኹንታቱ ይሻቐል ነረ አ ሞ፡ ስለ ዝዓደምካዮ ዩኤላ ብጣዕሚ የመስግነካ። ዛኪኖ ክኣ ኣጆኻ ተንቃሳቐስ ክንዳኻ ዝኣክል ጋዘጠይና ኣብ ስደት የለ ወላ ኣብ ትርፊ ግዝየኻ መድባት ኣብ ዩቱብ ስራዕ መንእሰይ ክስዕበካ ኡ😍💕
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Год назад
ተጋጊኻ ክቡር ሓውና:: ሰራዊት ኤርትራ ክጠፍእ ኣለዎ ዝበለ ኤርትራዊ የለን:: ኤርትራውያን ንምንታይ ኣብዘየድልየና ኹናት ንኣቱ እዪ ኔሩ እቲ ቓልሲ:: ትግራይ ትስዕር ከኣ ምስ ኢትዬጽያ ትግብሮ ዝነበረ ኹናት እዪ:: ሕጂ ውን ብልጽግና ክዕወት ኣይንደልዬን ኢና: ንምንታይ ሲ ንኤርትራ ሓደጋ እዬም ካብ ትግራይ ንላዕሊ::
@susugidey8571
@susugidey8571 Год назад
Thank goodness you said it all 👌 that is exactly what I am saying ✅👑💯
@bereketberhane7722
@bereketberhane7722 Год назад
My take of z 1 hr interview: No clarity, i.e., coherent articulation of the root problem + a helpful message to enlighten the way forward.
@AS-rx7rt
@AS-rx7rt Год назад
Man of principle!!! He clearly defined the main problem of our destiny and the way we are trying to deal with.
@michaelhalefom3438
@michaelhalefom3438 Год назад
Really Zeki, you want to hide a person who committed a war crime .Where is your moral? Where is your principle. You talk about principle a lot back in days . Never expect this from you 😌😌
@selam9003
@selam9003 Год назад
There is a big difference between war crime and genocide. We are not going te accept gonocide just because Tigrayans says so.
@michaelberhane8463
@michaelberhane8463 Год назад
Thank zaki this such amazing explanation
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 Год назад
always you bring one side ,bring some one he can challenge him !! Please Yoil .he sounds like ESEYAS .you set there listen to him !!!
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Год назад
On the back side of Erisat there is PFDJ like weldegherima.
@er-uq6we
@er-uq6we Год назад
ዘካርያስ ገሪማ ካብቶም በላሕቲ ኣለውና ኢልና ንምከሓሎም ምሁራት ጋዜጠኛታትን ኢዪ። የግዳ'ሲ ህዝብና ካብ ናብ ሙሁራትና ምካድ ናብቶም ዓው ኢሎም ጥራይ ዝዛራቡ ኢዪ ዘዓጉግ።
@futsumgful
@futsumgful Год назад
ብሐቂ ለባም ኤርትራዊ
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 Год назад
His idea smells Eritrean Great
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 Год назад
Leader of our century!
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Год назад
Yeqenyelna brukat a heat great job tebareku.
@abraham7455
@abraham7455 Год назад
ኣሰራራሕኡ ኣራዊት'ዩ ሰራዊት ኤርትራ።ስለዚ ንሓደ ጨካን ሰራዊት እንታይ እንዳበልና ክንጽውዖ ኢካ ደሊካ?ድሓር ክኣ ጨካን ስለ ዝኮነ ፍትሒ ክረክብ የብሉን ዝበለካ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን።ድሑር ትንታነካ ኣስሒቅኒ።
@danielg.micael2357
@danielg.micael2357 Год назад
Zaki great
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 Год назад
Excellent❗❗
@yontcesc
@yontcesc Год назад
Great interview zeki
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 Год назад
Wow that is god job 🇪🇷🙏🙏😭😭😭😭😭
@THT2025
@THT2025 Год назад
I agree with that!
@misghinat
@misghinat Год назад
Zimetsakalu hiluf ente zey blika tikedo metsae win yeblikan, bitami des tibl abehahla thank you zekatias!!!
@HR61919
@HR61919 Год назад
<a href="#" class="seekto" data-time="2820">47:00</a>👈 true👍 ይበል ዘረባ ውዱአ ሓቂ
@milkiastewelde6036
@milkiastewelde6036 Год назад
Great man
@bereketgebreamlak1164
@bereketgebreamlak1164 Год назад
XADIK LEIBA, tekawami zmesl hgdef
@zeromsium1967
@zeromsium1967 Год назад
THANKS ZEKARIAS (EDMEN TENAN YEHABKA, AAEMROKA YESFAH). I AM REALLY PROUD OF YOU BRO. THAT IS THE TRUTH. FIRST WE HAVE TO BLAME OURSELVES, THEN WE CAN TALK ABOUT OTHERS. PLEASE TAKE OUT THE HATE FROM OUR MIND, BECAUSE IT DESTROY EVERY GOOD THINGS.
@kutarrtaruu4201
@kutarrtaruu4201 Год назад
አነ ዝገርመኒ ዘሎ ዩኤልገለገለ አለዉ መንከተምጵእ ኣለካ ይመርጹልካ ነቲ ንሶም ዝብልዎ ቁኑዕ ካልእ ጊጋ ይብሉ ቀጽሎ ቀጽሎ።
@hagos4601
@hagos4601 Год назад
Great analysis!
@blight-ex3cn
@blight-ex3cn Год назад
እዚ ወዲ ግርማ ዘለዎ ድምጺ ኣለዎ። ጥዑይ ዝመዝን ርእሲ ግና ይጎድሎ እዩ። ግብሪ ዓመጽ ወዲ ሃገረይ እንተገይርዎ ኣይዓመጽን እዩ ቋንቋኡ። ርእይትኡ ስለ ዝኾነ ክኽበረሉ ኣለዎ፡ ሕሱር ሓሳብ ምዃኑ ግና ክስመረሉ ኣለዎ። ፍትሒ ዘይብሉ ቃልሲ፡ ፍሪኡ እንታይ እዩ? ኣበሰኛ ሰብ ኣበሰኛ ምዃኑ ምዝራብ ቀዳማይ መድረኽ ፍትሒ እዩ። ሽዕኡ ምሕረት ዲኻ ክትገብር ወላስ ፍርዲ ሽዕኡ ይርአ። በዚ ናቱ ኣባህላ እኮ ንኢሰያስን ስርዓቱን እኮ ቃልሲ ኣየድልይን እዩ። ዓመጽ እናኣበራታዕካ ንዓመጸኛ ምቅላስ እንታይ እዩ መኽሰቡ። ጽባሕ ዝገደድካ ዓመጸኛ ንምዃን ዝሕግዘካ መንገዲ ኢኻ ትጽርግ ዘለኻ።
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 Год назад
Well done great job 👏 and excellent explanation for what we suffer from thank you Please give more chance
@nigistigoitom9093
@nigistigoitom9093 Год назад
Wrong Analysis. No body said they should die. We’re saying no crime against people.
@X5avatar
@X5avatar Год назад
Kef aleka ❤
@user-gn9wx5tm6r
@user-gn9wx5tm6r Год назад
ሓፋራት ህግደፍ
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 Год назад
❤❤❤
@tedrosghebreab1767
@tedrosghebreab1767 Год назад
With respect 🙏, kemzi tblo zeleka nbeal issayas bejakum edo selam gberu elka ysemueka. Wey blizb kwerdu ykielu? As u know they tried before many time even G-15 , with this dictators the only have chance to get down by force.
@phinaley5966
@phinaley5966 Год назад
Nice to see you Zac!!!
@selam9003
@selam9003 Год назад
I like this guy. I have been following him on Twitter for a while now. Gives me hope every time I read his tweets. This is another brilliant analysis of him.
@obitouchiha226
@obitouchiha226 Год назад
Please bring zaki more this is the first interview I never wanted to end
@habtom5113
@habtom5113 Год назад
ብዓል ንስኹም ዓበይቲ ሰባት ነዚ ህዝቢ ኣገደስቲ ኢኹም ወዲ ገሪማ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Год назад
እሞ እቲ ፍታሕ ሽግር ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራውያንን ሲ እንታይ እዩ ኢልካ ትኣምን። ገለ ነጥብታ እስኪ ኣቐምጥ እሞ እቲ መንእሰይ ክመሃረሉ??????
@wegahtasamuel2304
@wegahtasamuel2304 Год назад
Thank you Zaki ❤
@abreshm1283
@abreshm1283 Год назад
ኣንታ ዬኤል ሎሚ ተምጽኦም ዘለካስ ጥዕና ዘለዎም ኣይኮኑን ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ወያነ ዝበደሎ ህግደፍ ዝበደሎ ይዓቢ ንህግደፍ ተኣዚዞ ሰላማዊ ህዝቢ ዝጭፍጭፍ ድማ ኣራዊት እምበር ካልእ ሽም ክንረኽበሉ ኣይንኽእልን ኢና።
@mbbm2385
@mbbm2385 Год назад
ተዛረበ ኢልካ ዲኻ ነዚ እዩ እዚ ኩሉ ምጥፋእ ኣብ ኤሪሳት ዝገበርካዮ ምጭብርባር መን ምዃንካ ጽቡቕ ጌርና ፈሊጥናካ ኢና ሕጅውን ብሓሳብ ተፈላልዩ ዝነበረ ተቓላሳይ ናብ ሓደ ዘምጽኦ እምበር ዘዕንዎ ኣየድልየናን ኢዩ ሳሕበይ ምቕራብ እን ድሕር ኮይኑ እቶም ተጋሩ ንዓኻ ይቐርቡኻ
@gebreyohannes1497
@gebreyohannes1497 Год назад
you are right !
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Год назад
ረኺብካዮ ብድሕሪ መጋረጃ ኮይኑ'ዩ ዝሰርሕ። ዘካሪያስ ገሪባ
@mbbm2385
@mbbm2385 Год назад
ናይ በሓቂ ገሪባ
@susanasereke6550
@susanasereke6550 Год назад
Kab Giday zimexia fitah yelen,ezia agedasit eya temelisika bizaeba ezia kitizareb kinxibe ena,yeqenelina Yoelino 👍
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 Год назад
ብዙሕ ዘካትዕ ሓሳባትዩ ዳርጋ ብከፊል ወይ ናይ ውልቁ ኣራዳድኣ ገሩዝገልጽ ዘሎ። ሓሓሊፉ ጠቓሚ ሞጎተ ኣሎዎ ግን ብዙሕ ድማ ከምዚ ዘዓይነት ኣራዳድኡ ጭራሽ ዘየሰጉም ከም ሓቂ ጌሩ ዘቕራርቦ ዘሎ። ኣብ ጸላኢኻን ፈታዊኻን ኣብ ምልላይ ዓይንኻ ዘዔውርዩ ዝመስል። ከም ንኣብነት፣ ወዲ ዓሊ ጥራሕ ኣይኮነን ለውጢ ኣብ ምምጻእ ዝተስወኤ። እቶም ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ኣበየ ሸላን ኣንደራትን ዝሓቐቑን ዝሓቁን ዘሎዉ ኣዲኦም ትቚጸሮም። ዘየሰጉም ኣጋባብ ቃልሲ ከም ሓቂ ገይሩ ይገልጽ።
@Hager330
@Hager330 Год назад
Ewe haqi ktemm
@Ibrahimschannel123
@Ibrahimschannel123 Год назад
Abzi nehalka eritrawi dem wedebat brilliant zaki bsul zereba and yuol keman afelalay keygeberka tigebro zelaka qesilo
@semerekiflom1589
@semerekiflom1589 Год назад
Kab zgermeka b abiu tigraway eu tigraway keybahal elu serawitey do mengstey zbil zelo abey adika belo
@Ibrahimschannel123
@Ibrahimschannel123 Год назад
@@semerekiflom1589 kkkkkkkkk men eyu
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 Год назад
​@@semerekiflom1589 ኣዲኡ ኤርትራዊት ኢያ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ከኣ ዓብዩ ስለ'ዚ ብዛዕባ ኤርትራ እምበር ብዛዕባ እታ ዘይዓበያላን ዘይፈልጣን ትግራይ ክዛረበላ ኣይክእልን ኢዩ።
@semerekiflom1589
@semerekiflom1589 Год назад
@@Eritreahornafrica291 point b adiu Eritrawi eu okay b enda adiu adu zxwae Eritrawi yeblnan dihan ykun tigray wn adu eu xbah ngho gmtil ane tigraway eye tgray tiabyeni inte eluka entay do ktblo eka that way emnet yebleyn abzi seb. Men eu mesel hbwo huluf Eritrawi koynu n dembe fthi kxerfn kewardn
@semerekiflom1589
@semerekiflom1589 Год назад
@@Eritreahornafrica291 ezi seb gn nhgdef zxerf neru inte zkewn i’m 100% nska kedamay anta agame ko mal guday tgrayka gber mbelkayo kedamay nska
@petrossolomon1853
@petrossolomon1853 Год назад
"If my brother is a criminal, I will hide him" is what the so called "justice seeker" is saying. Please listen to him?!!
@user-dr1yv8lq9k
@user-dr1yv8lq9k Год назад
Well that is what tigrayans did they refused to hand tplf and pay the price .
@selam9003
@selam9003 Год назад
No that is not what he is saying. It is just that Tigrayans are not priority for Eritreans.
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 Год назад
ካብዚ ወለዶ ናጽነት ከማኻ 10 ብሓላፍነት ዝሰርሑ ጥርኑፋት መንእሰያት ሲኢና ኢያ ሃገርናን ህዝብናን ዝጠፍእ ዘሎ ዕድመ ይሃብካ Good job Zekarias.
@anghesomfoto1055
@anghesomfoto1055 Год назад
Yoal is a very passive journalist who doesn't ask tough questions.
@eri_ayt
@eri_ayt Год назад
Is he a journalist or simply a RU-vidr, just want to know.
@sabahailu8951
@sabahailu8951 Год назад
እዝጋብሕር ይባርኸካ። እዚ ልሳን ናይ አቦታትና።
@Ae91scd
@Ae91scd Год назад
አብዘይሀገሩ ን አብ ዘይምልከቶን አትዩ ሰላማውያን አርጎቶትን ደቂ አንስትዮን ህጻናትን ዝቐተለን ዝዓመጸን ዝዘረፈን : አራዊት እኳ ክውሕዶ ። ሱቕ አልካ አይትወራዘ : ነዚ አርእስተ ክትንትን ዓቕሚ የብልካን።
@ermiasabidara1757
@ermiasabidara1757 Год назад
Waww negerom nezyo
Далее
Tutorial | LLMs in 5 Formulas (360°)
2:40:31
Просмотров 558 тыс.