Тёмный

ERISAT: ዝኽሪ ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ | ብዛዕባ ሚኒስተር ሃይለ ወልደትንሳኤ፣ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ፣ ተጋዳሊት ኣስቴር ዮሃንስ 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 52 тыс.
50% 1

ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity#asteryohannes#hailedurue#haylwdurue#generalukbe#ukbeabraha

Опубликовано:

 

25 сен 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 222   
@sesenefkri8277
@sesenefkri8277 3 года назад
God bless your life and your strength Henok for remembering and documenting the life and heroic activities of the victims and their families.
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@amosmajor3264
@amosmajor3264 2 года назад
You all prolly dont give a damn but does someone know of a method to get back into an instagram account? I somehow lost my password. I love any help you can offer me!
@adamismail3017
@adamismail3017 3 года назад
ጋዜጠኛ ሄኖክ ብ ጣዐሚ ጽብቅ ሰሪሕካ ብዙሕ ስለዚ ተማሂርና ድንጉዮና ከማን ። ዶ/ር ኣሰፋው ብዙሕ ነመስግን ።
@tighstykibrom3770
@tighstykibrom3770 3 года назад
Eritrean legends. So proud of u!!
@danlolo6711
@danlolo6711 3 года назад
እዛ ኣይከሰረናን ትብል መእተዊ ክትቅጽል ኣለዋ ንኹሉ ግዜ ። እቲ ቀጻሊ ምርኣይ ነቲ ህዝቢ ኣብ ሓንጎሎ ገለ ክፈጥር ይኽእል ኢዩ።
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 3 года назад
Dan ትክክል ዘረባ አነ ይሰማማዓላ ኢየ👍👌
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 года назад
ደቂስካስ ኣይከሰርናን ከሲርና ናበልካ ምዝራብ ግደፎ። በዓል ንስኻ ምስ ደቀስኩም ኢና ዝኸሰርና
@sofimed7056
@sofimed7056 3 года назад
Anes fetsme ayfetwan eye
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 года назад
ትክክል ኣለካ። ስሚዒታት ተነቃቅሕ ቃል'ያ
@mehretabghenet1687
@mehretabghenet1687 3 года назад
@@alsatsfay7277 a
@user-tu2jk9fi9b
@user-tu2jk9fi9b 3 года назад
ጉጅለ 15 ዝብል ስም ቅኑዕ ኣይመስለኒን ፥ ህግደፍ ዘጠመቖም ስምምጥቃም ንግደፎ፥ እዞም 15 ኣርካናት ድሌት ህዝቢ እዮም ተዛሪቦም፥ ስለ'ዚ ካልእ ስም ንድለየሎም
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 3 года назад
Entay emo kebselom bro sim keyeru tirgum yeblun bejeka hizbi Eritrea zetelemom yelen ab hizbi abi Emnet u neriwo gin aygdin ezi ka gena mestom waga kekfilna eyu entenisom bebihade yexentu Alwi netom zelwe da mewaxiti yefterolom ember
@Mky330
@Mky330 3 года назад
Filimon Mehirtab ኢዚኦም ዝኣመሰሉ ብሉጻት ሰባት ኣብ ጉድጋድ እሞ ንዓና ነዞም ጠላማት ፈተውቲ ነብስና እንድዒ መቸም ፣ ካብ 4 ሚልዮን ህዝቢ 1000 ሰብ ዝውፈ ክንስእን ፣ኢሰያስ ደኣ እንታይ በደሉ እሞ ዘይ ከማና ሰብ እዩ ነብሱ ይፈቱ
@merihhabte9006
@merihhabte9006 3 года назад
ኣርካናት ሲ ይጽናሓልና ክሳብ ኣብ ጉድጋድ ዚኣትዉ ትብ ኢሎም ኢዶም ሂቦም ሲ ፡ ኣይ ክንደይ ሽግር ዘሕለፉ ክንሶም ሱቕ ኢልካ ክትማረኽ ክልተ ሞት ሞይቶም ። ነሀለናካ ከኣ ውጺእቶም ። ምናልባት ኣርካናት ሲ ኣብቲ ቀደም ዝገበርዎ ጅግንነት ደኣ ትኩነሎም
@Mky330
@Mky330 3 года назад
Merih habte ኣንታ ብሩክ ሓው እታ ቅንዕቲ ዝበልዋ ፈጺሞማ ኣለዉ ፣ኩሉ ግዜ ድማ ክዝከሩ እዮም ፣ኣብ ዓለም ከምዚ ዝገብር ውሑዳት እዮም ፣
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 3 года назад
ዶ/ክ ኣሰፋው ተኸስተ ኣዝየ ዘድንቖ ሓርበኛ ተጋዳላይ ብዛዕባ ኣያና ሓርበኛ ተጋዳላይ ሃይለድሩዕን ሓርበኛ ተጋዳላይ ዑቕበ ኣብራሃ ዝሃብካና መብርሂ ነመስግን። ከምኡ ውን ጅግና ተጋዳሊት ኣስተር የውሃንስ!!
@Moss514
@Moss514 3 года назад
Always a pleasure to hear your story dr. Asefaw. Thank you for sharing !
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 года назад
ሓቀኛ ታሪክ ከምዚ ገርካ ብዋናታት ታሪክ ክስነድ ኣዝዩ ዘሓጉስ እዩ። ዓቢ ስራሕ፡፡ ብሰንኪ ሕመቅና ኣብ ጉድጋድ ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ታሪኮም ነባሪ እዩ። እቶም ቅኑዓት እንዳመሰሉ ንሰብ ኣፉ ዓቢሶም ዘሳቅዩ ሰብ ጸሊም ታሪኽ ድማ እንቃዕ ጸሊም ታሪኽኹም ህዝቢ ፈለጦ። ዘሕርቀካ ግን እዚ ኩሉ ሓቅታት ኣቀድም ኣቢሎም ዘይተዛረብሉ እዩ። Eri sat good job. Keep going
@pawlostesema1303
@pawlostesema1303 3 года назад
Dr. You're war hero and first field special Dr. Thanks that you mention the summit of Aljers.....
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@62Amanuel
@62Amanuel 3 года назад
Dr Asefaw: indeed they are the foundation of democratic and prosperous Eritrea!!
@teclewoldemichael5500
@teclewoldemichael5500 3 года назад
The interview with Dr. Asefaw never been enough, while he could able to tell all true and life story. Anyway, thanks 🙏 Dr. Asefaw , hopefully, you’re writing a book.
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 3 года назад
ገብረ አየሱስ ዘይኮካስ ገብረ ሸይጣን ኢኻ ኣይኮነን ዶ ን ዶከተር ኣሰፋው ንማንም እውን ሓሳዊ ኣይበሀልን አዩ። ዕባይ ህግደፍ ስነ ምግባር ዘይትፈልጥ።
@africanlion9479
@africanlion9479 3 года назад
@@danielhadgu መጽሓፍቅዱስ እንተተንብብ ፍትሒ ምፈለጥካ ንስኻ ግን ሓልዮት ህዝቢ ዘይብልካ ደንቆሮ ማሕበር ኣንድነት ኢኻ እዚ ኩሉ መንእሰይ ዝተሰወአ ህዝቢ ክርህዎ እምበር ብኢሰያስ ክርገጽ ኣይኮነን
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 3 года назад
@@danielhadgu ህግደፍ ከም በዓል ንስኻ ሓተላ ዝኾነ ወለዶ ስለዝፈብረኸ እዩ እዚ ኩሉ ሽገር ዝወርደና ዘሎ። ንዕድመ ዝደፍአ ሰብ እሞኸኣ ኩሉ ዝፈልጦ ምሁር ሓሳዊ ኣይበሃልን እዩ። ግን እንታይ ይግበር ህግደፍ ሰብ ኢሉ ፓፓጋሎ መሊእዋ ሃገር።
@keflomseium6356
@keflomseium6356 3 года назад
ዶክተር ኣሰፋው ጽፉፍን ሓያልን ገላጽን ነጥብታት ዝሓዘለ ናይ 3 ብሓሶትን ብጠቐንን ብጭካነን ናብ ዘይንቡርን ዘይግባእን ናይ ስቓይ ቤት ማእሰርቲ ዝተሰንደዉ ብልዙብ ቓላት ኣቕሪብካዮ ኣሎኻ።
@zereelyas4501
@zereelyas4501 3 года назад
Verey inportant topic brather l like you Gott bless you keep going don't Stop it, that is the biggest history in Eritrea, haile is our leder to Eritrea People no bady elese. 👍👍👍🙏🙏🙏
@keseteafeworki8629
@keseteafeworki8629 3 года назад
ዘስደምም ፍጻመ ኣበት ታሪክ thank you d/r Asefu tekeste
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 3 года назад
ህግደፍ መንደፍ
@selamsalam9086
@selamsalam9086 3 года назад
Great job erisat Henok keep up
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 3 года назад
ዓይኒ ሀገር ቡሉጻት ሰባት ሕጂ ዘይርከብ ኢና ከሲርና ዘሕዝን እዩ ። ግን ሽሞም ግን ንዘልአለም ከም ሐወልቲ ተጻሒፉ ክነብር እዩ ሞዮኦም ቀሊል አይነበረን ስለ ህዝቢ ሐሊፎም ነብሶም ተትፈትዉ ሰቅ ምበሉ ስለ ህዝቢ ዒራዒሮ ገዝኦም ኮይኑ ዘሕዝን እዩ ክልተ ቃልሲ ተቃሲሶም ቅድሚ ናጽነት ድሕሪ ናጽነት😂
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 года назад
ውህሉል ስራሕ ኢና ንፈልጥ ዘባለሽዎኽ?
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 года назад
ዝፈልጥዎ ኢሞ ሕተትዎ
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@merhawiweldu709
@merhawiweldu709 3 года назад
Erisat bejakum ezi sebay Dr Asefaw azaribuwo. We need him more to taught us our history. Nice and impressed man.
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
DR.GOOD LUCK TIME CURES MORE THAN A DOCTOR.HAPPY NEW YEAR
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 года назад
Thank you Dr Asefawu (Grande) idime tiinan yiminelka..EriSat ajokum bitaami agedesti qale mehetet thank you hailin tibebin yihabkum
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
BOTH OF YUO FACE OF LION,'S HAPPY TO SEE SUTH VICTORIOUS
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 3 года назад
Diru always Eritrean hero...
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@nayzghieweldehans6076
@nayzghieweldehans6076 3 года назад
Dr. Thank you for witnesing the truth. The cowords are quute and it is a shame that many Tgegadelti are quiet. Where are the so called ጀጋኑ?
@erenaeritrean9431
@erenaeritrean9431 3 года назад
Eritrean hero durue, never forget u
@sengalogbu1072
@sengalogbu1072 3 года назад
Thank you Dr Asefaw
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
WONDER FULL WORLD,WONDER FULL PEOPLE.....
@danlolo6711
@danlolo6711 3 года назад
ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና ከም ኢሰያስ ጨካን የለን ኣብ ዓለም ። ሄትለር ኣብ ቅድሚ ኢሰያስ መልኣኽ ኢዩ።
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጥያት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@astertekle8537
@astertekle8537 3 года назад
Bhaqi
@astertekle8537
@astertekle8537 3 года назад
@@danielhadgu nska eka hasawi leqbat hatategna ahh ayhlefelka mesta naykulom nbatn gufen ab medern ab semayn mesta ywredka
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 Год назад
Good job.Dr Asfeaw.
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ጀጋኑና ወትሩ ክዝከሩ ክነብሩ እዮም ' እሰያስ እንታይ ዘየጸለመ ን ህዝቢ ንምትላል
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 3 года назад
@@danielhadgu እዎይ እዎይ🙉🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐑🐐🐐🐐🐑🐐🐐🐐🐐🐐🐐🐐🐑🐐🐑🐑🐐🐑🐑🐑🐐🐑🐐🐐🐑🐐🐑🐐🐑🐐🐑🐑🐐🐐🐐🐑🐐🐏🐐🐑🐑🐐🐐🐑🐐እሰኻ 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀 ኸትበልዕ አለካ ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 года назад
ገብረ ኢየሱስ 👎👎👎👎kurkur Issayass wuxaE kabzi geza, kid nIssayass diablos barya kuno
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 3 года назад
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ዶ/ር አሰፋው ተኸስተ ንህዝቡኹምን ንሃገርኩምን ክትብሉ ከም ወርቂ አብ ሓዊ ተፈቲንኩም ግን መርዛም አረሜን ተመን ጸኒሑ አብ ውሽጥኹም እንበር ጅግንነትኩም ዳአ ንዓለም ዘድነቀ እንድዩ:: እዚውን ክሓልፍ እዩ :: በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር አይትስበርን እያ ህዝቢ ኤርትራ ካአ ሎሚ ነቂሑ ኩሉ እቲ ሓቂ ፈሊጥዎ እዩ :: ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ ይአክል !!ይአክል!!!! ይብል አሎ :: ቃንዛኹም ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ እዩ :: ዓወትና ካአ ናይ ግድን እዩ ከምትማሊ 🙏🙏🙏እግዝአብሔር ንህዝብናን ንሃገርና ኤርትራን አብዚሑ ይባርኽ አሜን!
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ኣቱም ሰባት ብዛዕባ ጭካነ ተሰሚዖ ኣብ ሓንጎለይ ኤሰያስ ኤዩ ዝመጻኒ ኣብ ዓለምና ካብ ኤሰያስ ንላዕሊ ጨካን ፉጡር ኣሎዶ ትብሉኒ እንድኢ ኣይመስለንን ናይ ብሓቂ ካሕዳም ኩፉእ ፍጥረት ኤዩ ነዓይ እንድዒ ነዓኹም መርዛም መንደላይ ነዝስ ኦጎይታይ ነቲ ለዋህ ህዝቢ ረኣይ 🙏⛪️🕌😂
@anedo3886
@anedo3886 3 года назад
ሃይለ ድሩዕ ኤርትራ ካብ ዘፍረየቶም ጀጋኑ ተባዓት ምሁራት ፍትሓውያን ደቀባት ሓደ እዩ። Yiakil
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 года назад
ዘይከውን ኣይትዛረብ።ተባዕ ተዝኸውን ትም ኢሉ ተኣሲሩ? ከም ሃጸይ ቴድሮስ ካብ ዝእሰር ምስዋእ ይሕሸኒ ምባል ኔርዎ።
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 года назад
@@user-qy7fh5kp9j አቦታትና ክምስሉ ዝወደቀ ኦም ወይ ገረብ ምሳር ይበዝሖ ይብሉ ናትካ ርእይቶ ምስዛ ምስላ ትኸይድ ። ብኻልእ አገላልጻ ድማ ጫማኻ ማዕረ እግርኻ እቲ ትዛረቦ ቃላት ካብ ዓቅምኻ ንላዕሊ እዩ ።
@josijosi1566
@josijosi1566 3 года назад
men elu
@josijosi1566
@josijosi1566 3 года назад
@@user-qy7fh5kp9j leke aleka,sebay sebay adenkeka ezome lokamxe kegzauna zeyhferom
@semiromtsegay576
@semiromtsegay576 Год назад
👍
@sabrinayosef3081
@sabrinayosef3081 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
TOO LATE TO BE THE HERO...
@bereketneguse3217
@bereketneguse3217 3 года назад
Honorable Asefaw MD: your profound unique experience should be scripted. I have been listening and reading about you more than 40 years. You are one of those who made Eritrea to achieve the initial goal; despite the unanticipated that followed and continue to ravage Eritrea society due to lack of basic fairness, justice anchored on rule of law.
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@wediakele3130
@wediakele3130 3 года назад
Hgdef mendef.
@diamond75
@diamond75 3 года назад
Zegern, ato, Haile drue was of the most important fighter who chooses to go to jail for as for his people should never been forgotten, we should respect and cherish his history, he should have been in the position to lead his country, the presidency position should have been given to him or one of the fifteen who are suffering with him not to esaias who hate as with passion and his not one of as. We were manipulated by esaias and his regime, by the lies he spread against them and we Eritreans didn't do a good job to find out the truth about our beloved leaders who are suffering in jail for nineteen years, we let this happen, we are all responsible for letting this happen. I would like to say thank you for ato Asefaw for reviling the truth about him and all of them. It's hard to believe how Aster was arrested and others. I really do hope they're still alive and let as pray for them. Thanks
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 года назад
It Is very important to continue to tell the truth about the prisoners and all the victims of hgdef. It’s very sad that almost 50% of us (Eritreans) were not aware about shabia /hgdef or Isayas cruelly till recent years . People believed that shabia are angels from heaven and it was hard for Eritreans to believe all these crimes . So, that’s why the G15 or G13 didn’t get any support till recently. But the truth is coming out now. l am sure the opposition is going to increase more & there is going to be a game change. God willing.
@tinahanna7936
@tinahanna7936 3 года назад
👍💯🙋‍♀️⚘😇😇
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 2 месяца назад
HENOK STOP ASKING HIM PRIVATE QUESTIONS TO DR. ASSEFAW PLEASE
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 3 года назад
Thank you you tell us their story i😭😭😭😭
@robi7719
@robi7719 3 года назад
ዓክ ባዓል ድሩዕ ዶ ዲኣ እዚ መረከቡ ንዛ ሃገር እኮ ባዓል ድሩዕ ብጻዕዳ እዶም ገድፎም ቡጸልም እዶም እዮም ዝግዚኡላ ነይሮ ሪኡይ ራእ ነይሪዎ ምስ ወያነ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ኩናት ዉን ልዕሊ ማንም ኣብ ጽፊሕ ምርሕነት ዝነበሩ ኣካላት ኣዚዩ ሓሪቁን ጉህዪን ዝንበረ ድሩዕ እዩ መክንያቱ ብሰንኪ ወያነ ህወት ሓደ መንእሰይ ኤርትራዊ ክትጠፊእ የደሊ ኣይነበረን ብልዝብ ኣብ ጣዉላ ኮፍ እልና ንፍታሓዮ ዝቡል መርገጽ ዝነበሮ ሰብ እዩ ።
@amirasiraj7466
@amirasiraj7466 3 года назад
😭😭😭😭😭
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@betewededabraha569
@betewededabraha569 3 года назад
Betamy Zehzin eue Etom tedgefu kurub helna geberu
@planetearth26
@planetearth26 3 года назад
መምህር ናይ መስዋአቲ ንርአሱ ትሰዊኡ
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 3 года назад
Dr ur smart good to 👋
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 года назад
ሐርበኝ አይርስያን ኢዮ ✊✊✊✊❤❤✔
@haregottesfazgi2036
@haregottesfazgi2036 3 года назад
ዶክተር ኣሰፍው ጅግና እዮ ከምበዓል ዶክተር ኣሰፋው ሒዝና ኢና ተዓዊትና ብግልቦቶም ብፈልጦቶም ነዛ ሃገር ዘገልገሎ ጀጋኑ እዮ ክብረት ድማ ይግበኦም ዕድመን ጥዕናን ድማ ይትምነየሎም:
@dehabamine2322
@dehabamine2322 3 года назад
Hangol nay qalsina, awetna, bkemu kea nay hagernan hizbinan mstecheweyu, hagern hizbin ferisu. Seytanawi menfes kea president eye inabele yexnitena alo. Eti zegerim gn, eritrawyan ina ziblu nezi nmitigbar zitehababeru mihilawom eyu.
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@user-ym3kz5lt5y
@user-ym3kz5lt5y 3 года назад
ዝኸበርኩም፡ኤሪሳት እዛ ኣይከሰርናን ክብል ከሎ ብሓፈሽኡ ድምጹ ክሰምዕ ከለኹ ደመይ ይፈልሓኒ ስለዘሎስ በጃኹም ኣውጽእዎ ናይ ከም በዓል ቢትወደድ ተሎ ወስኽሉ ኣብ ክንድኡ ፡ ከም ናይ ኣቦይ ወልደኣብ ገለ ዘኣመሰለ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 3 года назад
Zehzen ayu Beflay nay Senayt!!!
@haqitisier8947
@haqitisier8947 3 года назад
ኣንቱም ሰባተ ጉጅለ 15ን ሰዓብቶም ኩሎም ንጹሃን ደቂ ሃገር ተጠሊሞም 'ዮም ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ከም ሰብ።
@sabusabuni9330
@sabusabuni9330 3 года назад
jigina doctor asefa nay behaki gelixkayo ....durie kulu Gize ab Libena aleka
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 2 месяца назад
ERRITREAN MINISTER HAILE WELDE TENSAE HALIFU IYU..ADIU MIS SEMA KEA HALIFEN
@kudus7756
@kudus7756 3 года назад
ኩቡር ደኩቶር ኣሰፋው ኣይደጎየን ዶ እዚ ሓበሬታ እዚ ኩሉ ሓበሬታ ሒዝኩም ሲ ስቅ ትቡሉ፡እዝን ወዲ ከምዝን እኮዩ ነዚ ዩሁዳ ዘሸውዶ ዘሎ። ቡዙሕ ሽግርን ጹቡቅን እንዳ ፈለጥኩም ስቅ ትቡሉ ንህዝቢ ክንዲ ትሕቡሩ ንሱ መጺኡ ክኣ ንቲ ሰይጣናዊ ሓሳቡ ንህዝብኹም ሸይቱ የምበርክኸኩም።ኣየ ንጹሃት ኤርትራውያን ይሕዋተይ ክሳብ መኣስ ኢና ከምዚ ኢልና ክንጉዓዝ? ?
@saba770
@saba770 3 года назад
😢😪😤😓😓😓😤😢😢
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 3 года назад
ዝኽበርካ ዶ/ ኣሰፋው: ስለቲ ሓቀኛ ምስክርነትካ ምስጋና እግብኣካ'ዩ:: ኣብ ግዜ ተጋድሎ'ውን ዓቢ ኣበርክቶ ከምዝገበርካ ብዙሓት ተጋደልቲ ዝምስክሩዎ ሓቂ እዩ:: ኣነ'ውን ብወገነይ ኣብ 1978 ኣብ ሕክምና ፍልፍል ዝገበርካለይ ክንክን ኣይርስዖን'የ:: ቃልስና ሳላ ግርህነትና: ብሰላዪ ኢሰያስ ከምዝተጨውየ ህዝቢ ኤርትራ በሪሁሉ ክኸውን ተስፋ ንገብር:: ህግደፍ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ::
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@tsehayzaid9286
@tsehayzaid9286 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💪😍😍💞🇪🇷🇪🇷
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@teameeritraneritrawyan6470
@teameeritraneritrawyan6470 3 года назад
Aziyu Zesdemm Tarek kem bael Druei zemeselu jiganu atfieka . Hager hzbi abzkulu mekeran tfaetn brsetn aymegatemenan Kubur abona DR Asefaw kea kbret
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@teameeritraneritrawyan6470
@teameeritraneritrawyan6470 3 года назад
ገብረ ኢየሱስ Merhaba haw Entay eka ktbl delika zeleka ? Malet nkulu neti zeblo dika welas gele kab ti zbelo
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 года назад
Tesawitluna eba eizi dyablos
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 3 года назад
This channel, to much advertisement.
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 года назад
Kesliwo Tarik next arena
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 3 года назад
The story of Eritrea and Eritreans for the struggle of Independence of is very colorful, bravery, strong loving of national pride. Due to these characters Eritreans fought against feudual monarc king and a brutal military dictator called Derg and won made Eritrea an Independent country 1991. Unfortunately, the thirty years struggle within the movement there was a hidden party worst of the enemies Eritreans fought. The enemy- the born criminal with criminal mind Isayas showed his criminal activities 1994 and 1998. Since then he is working to destroy Eritrea and Eritreans. The story of Isayas could be written in a 5000 page volume book. The war of Badme was a well planned by the dictator to stay in power but the bottom line is to destroy Eritrea and Eritreans. Let us see after the war of Badme for 20 years no war no peace somehow in 2018 the so called "peace agreement " with Ethiopia was signed. No one knows what kind of agreement was and even his own mafia party have no clue the same thing the Ethiopian side. This agreement is illegal no value to Eritreans. Let us see the worst a leader could say something that Eritreans will never forget. In 2018 when Colnel Abiy came to Asmara and at the reception Isayas said "AYEKESERNAN", Aytefanan, Nebertna Melisena Ena. This is what a criminal and super traitor say with no shame to a Wounded Nation waiting for a hope suddenly like a heart attack nation collapsed and hope was dashed the whole world to see and the enemy behind laughing and the Criminal Isayas declared mission accomplished - No more Eritrea! The criminal came out open say I don't belong here - I am not Eritrean! YEAKEL - KAB-BEL-KAS. YEAKEL! ALGES ! ALGES! ALGES ! FOR GOOD ERITREA FOR ERITREANS!! Thank you Dr Assefaw for presenting such a noble stories of our HEROES and I recommend you to write a book keep their stories for the coming generations.
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 2 месяца назад
HENOK NI DR ASSEFAW TEYIKO...SILEMINTAY IYU MR PRESIDENT OF ERITREA KAB NIISINETU KISAB HIJI ZIMERIH ZELO ILKA TEYIKO.
@tm.h.3262
@tm.h.3262 3 года назад
እዚ ታሪኽ እዚ ብዝያዳ ደቂ ከባቢ አብ ደገ ዝቅመጡ ክሰምዕዎ አለዎም ። ሸየጥቲ ዓዶም እንዳበሉ የጸሉምዎ ስለ ዝነበሩ ክንዲ ሕጻቡ ዘይበጽሑ ።
@josijosi1566
@josijosi1566 3 года назад
sekarrm shefatu eyome kulome sahele,zenberu resahat alete hade eriterawi yeblomen kabe esyese jemereka
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Kani ezine atemimesi kihasini Melissa tistibiki.........
@gebrhiwotgebretnsai1920
@gebrhiwotgebretnsai1920 3 года назад
God bless ERISAT and Henoc I heard interviewed with Dr Asefaw Tekest about the hero and veterans professional young Eritrean people remembered the G 15 I appreciate you but the young Eritrean people from 1970 was top military General and killed professional Eritrean people Isayas Afewki they were too late they didn't asked about Bitow Abrha and others nothing check and balance government Gebrhiwot GEBRETNSAI uk England and bad chance the Eritrean people
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
Kem kulu neger...ab hiwet kemey t'jimir aykonen...etom nay behaki jeganu ke'a tarikom teweriku k'terif eu...etom telamatin metalel'tin ke'a nab nay guhaf tarik k'dirbe'u eyom.
@user-gf1pu2kk8q
@user-gf1pu2kk8q 3 года назад
هيلي درع في منتصف الستينات سلم نفسه الي القنصلية الإثيوبية في كسلا نسيت يا حضرة الدكتور
@user-tu2jk9fi9b
@user-tu2jk9fi9b 3 года назад
ኣንቱም ሰባት ነዚ ማፊይ ስርዓት ንምእላይ በብዘለናዮ እጃምና ነበርክት፥ ኣይኮነን ኤርትራን ኤርትራዊነትን ኣማዕዲና ክንሪኦ ኢና፥
@tzeggaafewerki6752
@tzeggaafewerki6752 3 года назад
Zkeberkum yehwat grm trarik keyrsai Abi aberkto
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@teddyyacob4957
@teddyyacob4957 3 года назад
Ezi eyu eti haki . haki tekebira aytinebirin eya joganuna botoam ab libina eyu seferom. Telemiti hizibi eritrean suwaatinan wageom kifideyu eyom. Ab hatsir Ewan hizibi atalilika sile zeyniber....
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 года назад
Iwai ihaftei Aster nifiiti bitimihirti azia bilizti zineberet ziweza zeibila wufiti tegadalitin izis intai ainet qinii kifiat gibiri iyu kulu ketifin kiasir ziferid wulqe melaki amezin
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 3 года назад
Haile Drue klte gzei nhageru ztesewey jgna wetru ablbna
@teddyyacob4957
@teddyyacob4957 3 года назад
Deykeseru ewe haki iseyasin laelowot halefiti egidef mechafirtun hizibi kihidom bi juboam zitegeziuo telamat sebat mesarihi higdef tiray eyom !!!
@teddyyacob4957
@teddyyacob4957 3 года назад
Ember hizibi Eritrea bulutsat deku eyu kefililu kesiru ember !
@muluasfaha8395
@muluasfaha8395 3 года назад
ቢመጀምርያ የመስግነካ ዶክቶር ደስበለ ኣብ ህ ግ 1ይ ዶክተር አካ ቲፊለት ጊን ኣብ ሌአሊ በኣል ዱሩኡ አኩቡ ማህሙድ ኒሲካ ኣድሃኖም ኩሉኩም ደኪ ኣከለ አኩም ከንዲ ናይ አቲ ሰውራ ሞተረ ኪኒሲኩም ጸለመታት ኣብ ሌአሊ ህዝቢናን ሃርበይናታትን ኒሚንታይ ገለ ዘይ ቲገብሩ
@muluasfaha8395
@muluasfaha8395 3 года назад
ቢዛአባ ኡኩበ ኩሉ ጊንባራት ዚመርሀ ኪኒሱ ካሊኦት ኪሲመይሉ በኣል ፊሊፖስ ዉችሁ ሲብሃት ማለት ሃማሰንን ኮራኩሮምን ዘሂዚን ኮ አዩ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
jgna doctor asefaw ajoka raikum kfitah u
@josijosi1566
@josijosi1566 3 года назад
G 15 hezbi mese tefe deyom zehatu hatetom ke melsi kemzeyle yefletu endome deme ytatena eu bezi abexhewom betow eko zeybelu weski yecheltu nerome
@arefaineabraha9662
@arefaineabraha9662 3 года назад
M
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 года назад
ገብረ ኢየሱስ 👎👎👎🔫
@esay660
@esay660 3 года назад
Hizbi azen kozen kendi meserom nay duro ab akeba selezelalu eyom
@dantheman4366
@dantheman4366 3 года назад
ዶር. ተኸስተ ኣሰፋው ካብቶም ውሑዳት ሓሳቡን ተመክሮኡን ብቕንዕናን ልዙብነትን: ህድኣትን ዕምቆትን: ክትንትኑ ዝኽእሉ ምሁር ተጋዳላይ ብምኻኑ: ሰሚዕካ ኣይትጸግቦን:: ኣቃራርባ መደብ ግን ዝነኣድ ኮይኑ ኣይረኸብክዎን:: ብዝሒ advertisement and dramatization ነቲ ረዚን መልእኽቲ በሪዝዎ:: ኣውያትን ባህርይን ተፈኖ: ምስ ህድኣትን ባህርይን ዶር. ኣሰፋው ዝቃዶ ኮይኑ ኣይረኸብክዎን::
@futsumtsegay1538
@futsumtsegay1538 5 месяцев назад
Xubuk gelixkayo dr asefaw gin wala hade seb harnet zibero seb ayeberen ab hzbawi ginbar. Nay hizbawi ginbar kem wdub wixit kingmgem alewo
@hiwotnemariam9817
@hiwotnemariam9817 3 года назад
አብ ህዝቢ ኮሙኡ ምባሉ ምርዓዱ ኢዩ
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 года назад
NDOKTOR TEKALSAYN MHUR N RHUS HADISH AMET.SAMNA BELE-EYO BSQOTE MESELUNE...M.ALEMAYO KAHSAY AB 60 TEMAHARO A.ABEBA SLE ZERKEBKU
@josijosi1566
@josijosi1566 3 года назад
meseta Betow eu werdewom enke sehanwa dea netom hexwenti gazetegatate dea lekmomulena embere ezome shefatu shafatu shfatuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuu G 15 shefatuuuuuiiiiiiiiiiuu
@tsehayetsegai2736
@tsehayetsegai2736 3 года назад
ኣቱም ሰባት መን አዩ ዚሃታቲ ? ናበይ አዩ ከ መሊክት ጎረባባቲና ሪጉማት ኢዮም ኢሞ?
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
Nef'si wekef'na...geza kefete eba kesir'na b'zey'ka n'ska, Isaias anta hasad...entes b'z'motu bie'te'seb, ye'eruk, me'te'ab'yti...entes b'z'tefe'a ed'dlat...gizie...kesir'na eba. Kindey elka ke k'ts'b'tseb.
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
@@danielhadgu nab Assefaw zey'teb'lo de'a eti mel'ek'tka?!
@muluasfaha8395
@muluasfaha8395 3 года назад
አዞም ማሃይማን ማለተይ አየ
@hiwotnemariam9817
@hiwotnemariam9817 3 года назад
ብዓል መዓንጣ እንተኮንካ እስኻድአ። ክትቅድሞ ዘይትፍትን?
@tighstykibrom3770
@tighstykibrom3770 3 года назад
Dergi the enemy eventually let him free...yet this evil shita still holding our heros in danger.
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 года назад
Tegadeti jeans eyom nbli nsy gen telamat agelgelti esyas eyom
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 2 месяца назад
ASTER WIFE OF MINISTER PETROS SOLOMON IS AN ELECTRICAL ENGINEER WEY BACK IN ADDIS ABEBA BEFORE SHE JOIN THE ERY ARMYTHEN SHE LEFT FORV ADVANCE EDUCATIUON TO PHOENIX USA.
@millionmicaell4768
@millionmicaell4768 3 года назад
እውይ ኤርትራ እቶም ጀጋኑ ኣብ ማሓዪር ይበሊዩ እቶም ሓንቲ ዘይገበሩላ ካኣ ኣብ ስልጣን ኮኖም ሰብ የበሳብሱ
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 3 года назад
Hzbi zeytesalu mknyat sl zeyteredo aykonenn, entay daa aqedimu mkulatom qihiru sle zkone yxgebuwa elu eyu, nklom asertn tasertn hzbi kem zkahadwo sebat bzey geberwo keserun snkulat krshenun kelewu qebixwom eyu.
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 года назад
Esu eyu bdewu zmote telam
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@ephraim1876
@ephraim1876 3 года назад
ዘይመሓየሽ ሓታቲ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 3 года назад
እሞ ዘይትፍትን ባዕልኻ ረጋጽ ሓርኡ በደዊን
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 3 года назад
Zeygbana mass koynu wela yeserena tbl qal kab lbi tenkifatni....... Kebid taesa ab nay mewedaeta merafff
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጢኣት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 3 года назад
@@danielhadgu መጀመርያ ደፊርካ ሓሳዊኻ ምባልኻ ከይገረመኒ ኣይተረፈን፡ ተገምጢልካ ካ ኣ፡ እናተጻረፍካስ ጉዳይ መጽሓፍ ቁዱስ ተልዕል፡ ምሕረት የውርደልኻ ዝሓወይ፡ ኣነ ዝሰማዕክዎን ዝተሰምዓንን እየ ጽሒፈ፡ እንድሕር ተጋግየ ድማ ተጋጊኻ ትብል፡
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 3 года назад
mihreteab fesshaye ezi Gebre dbehal seb virus esub nay Issayas diabloss eyu dkewun, haqi dzareb ayfetwun eyom rEsom eyu dehmmom, fekedo RU-vid atyom wuh wuh eyom dblu, waga zeymhabom, shelet nshlet eyom::
@danielhadgu
@danielhadgu 3 года назад
@@mhaymanot1290 ኣሰፋው ፡ ሓሳዊ ኢኻ ። ዝተዛረብካዮ ሓሶት 'ዩ ። ሓሶት ድማ ሓጥያት 'ዩ፡ ኣብ ሳድሳይ ትእዛዝ እግዚኣ ብሄር ተሓጊጉ ኣሎ ።
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 3 года назад
ህዝቢ ኤርትራ ኣሕሊፉ ሂብዮም። ኣይኮነን ክከላኸሎም፡ ኣብቲ ግዜቲ ዝውረ ዝነበረ ነውራም ዘርባ ክሳብ ሕጂ ይዝከረኒ። ክሳብ "ሕጂ ስጉምቲ ክወሰደሎም ኣለዎ" ኢሎም ብግልጺ ኣብ ኣኸባታት ዝፍክሩ ተጋደልቲ ኔሮም። ዝበዝሕ'ካ እንተዘይበልኩ ብዙሕ ሰብ ጌጋ መረዳእታ ኔርዎ። ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ድሩዕ ዝካየድ ዝነበረ ነውራም ዘረባ ክሳብ ሕጂ ይዝከረኒ። ድሩዕ ናይ ቀረባ ሓላፍየይ ስለዝነበረ "ኣውራጃውነት" ትብል ታርጋ ኣይትምልከቶን እያ። ካብቶም ኩሎም 15 ከም ድሩዕ ዝተጸርፈ ኣይነበረን። እንታይ ዋጋ ኣለዎ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብሊዕዎም። ሕጂ ፍሽልቲ ሃገር ሒዝና ተሪፍና። RIP for all the victims of that unfortunate moment.
@robi7719
@robi7719 3 года назад
ንታ ሃገር ኪኣ ልዕሊ ድሩዕ ብጻዕዳ እዱ ገድፉ ብጸሊም እዱ ዝግዘኣላ ኣይነበርን ኣብቲ ግዜ ቲ።
@tkhagos
@tkhagos 3 года назад
So true 100%. Every single one of us is guilty and we are where we are because of our extreme ignorance.
Далее
ዕደና ቢሻ ኤርትራ/Eritrea Mining Bisha
28:54