Тёмный

Dehay Eritrea “ብርጌድ ንሓመዱ፡ ብወጽዓ ስርዓት ኢሳይያስ ስለዝመጽአ ክተባባዕ ዝግበኦ ህዝባዊ ናዕቢ’ዩ” ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ! ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 31 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea “ብርጌድ ንሓመዱ፡ ብወጽዓን ዓመጽን ስርዓት ኢሳይያስ ዝመጽአ ክተባባዕ ዝግበኦ ህዝባዊ ናዕቢ’ዩ” ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ!
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኤውሮጳን ኣመሪካን ኣብ ወርሓት ሳመር ዝካየድ ፌስቲቫላት ስርዓት ህግደፍ ብወጽዓን ዓመጽን ስርዓት ህግደፍ ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ መዛረቢ ማዕከናት ዜና ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ።
እዚ ዓሚ ሳመር ኣብ ጊሰን ጀርመን ጀሚሩ ናብ ሓያሎ ከተማታት ኤውሮጳ ካናዳን ኣመሪካን ዝለሓመ ህዝባዊ ተቓውሞ ኣብ ስደት ኣብ ዝነብሩ ኤርትራውያውን ማሕበረ ሰብ ኣዘራራቢ ኮይኑ ጸኒሑ ኣሎ።
ብዛዕባ እዚ ብዝምልከት ደሃይ ኤርትራ ምስ ዶክተር ኣሰፋው ተኸስተ ተዘራሪባ ኣላ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
18 ነሓሰ 2023
ደሃይ ኤርትራ!

Опубликовано:

 

17 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 500   
@asfaha.m.g.d8021
@asfaha.m.g.d8021 11 месяцев назад
ክንገዪ ኢና በርጌድ ንሓመዱ እዞም ብሰኪ ሓርነት ምድማጽኩም ኣብ ስደት ዓመታት የሕሊፍኩም ዕድመ ደፊእኩም ዘለኹም ኣቦታትና ኣዴታትና ሓመድ ሓድኹም ክትስዕሙ ንሓመዱ ከነቃላጥፋ ኢና ተስፋ ግበሩ ኣጆኹም ወሊድኩም ኢኹም ሰብ ሓርነት።
@akiyor3615
@akiyor3615 11 месяцев назад
Dr Asefaw ስለቲ ዘይ ሕለል ሓልዮትካን ክብሩ ዝመለኦ ማዕዳካ ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ድሕሪ ደጊማ ንስኩም ከም ኣቦታትና ንሕና ከም ደቅኩም እንዳ ተሓጋጊዝና ዓዲ ክንኣቱ ኢና ኣጆኩም። ሓደ መዓቲ ኣብ ሓደ interview ምርሑና ይብሉኩም ኣሎዉ እዞም መንእሰያት ኢሊ ምስ ሓተተካ ኖ ሕጂ ግዜኩም ኢዩ ኢልክና ነርካ ሞ ከም ቃልካ መሰረት ነዚ ፍትሓዊ ቃልሲ ጅድሚርናዮ ኣሎን ሞ ከም ቀደምኩም ኣጽልሉና ኢኩም። ኣባል በርገድ ንሓመዱ ካብ ግንባር ጊሰን
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 11 месяцев назад
🙏🙏🙏👍👍👍👍ክቡር ዶር ኣሰፋው ከም ወትሩ መሃራዊን ልዑል ትንተናዊ ሐሳብን ኣተሐሳስባን ብመሰረቱ ኸኣ ከም ገዲም ኣርከን ተቃላሲን ንፍትሒን ንመሰል ህዝቢ ኤርትራ ብመሪሒነት ከይሰለቸወካ: ኣርኣያን ንመነእሰያት ብምኻን እትገብሮ አበርከቶት ንመጻኢት ቀዋማዊት ፍትሐዊት ኤርትራ:አምላኽ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ሂቡካ:አታ ትትመነያን ትብህጋን ኤርትራ ብክብሪ ክትነበረላ ትምኒተይ ልዑል እዩ ክኸውን'ውን እዩ
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
እዚ ዱዑል፣ ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 11 месяцев назад
ኽቡር ጋዜጠኛ፡ ርትዓውን ኣገደስቲትንናይ ህዝቢ ሕቶታት ምቅራብካ፥ ምስጋና ንዓኻ ይኹን። ቀጻልነትካ ድማ ንምነ።
@misgnateckle3519
@misgnateckle3519 11 месяцев назад
ኪቡር ሐውና ኣሰፋው መነአሰያት ሎሚ ገዘ ናይ መነአስያት አዩ። ግደ ናይ ዕበይቲ ምኽሪ ማዕዳ ነሃቦም፣ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ምኽርኻ .ኣድላይ አዩ🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷 ኪን ቕወት አና💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@eritrea700
@eritrea700 11 месяцев назад
ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ሰባት ካብ ምሽካል ሃየ እንዶ ናብ ባይታ ውረድ😆😆😆😆😆
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 11 месяцев назад
😂😂😂😂ኤርትራውነት ኣይኮነን ብደጎላን እምንን ብሚሳኤል ኣይተሳዓረን
@emaagostino
@emaagostino 11 месяцев назад
Thank you Dr Assefaw
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 11 месяцев назад
Thank you both Great explanation To all Eritreans 💐👍💙
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 11 месяцев назад
D/r ኣሰፍው ሃገር ናብ ትግራይ ከረክባ ይሰርሕ ኣሎ
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@tesfamichaelabrhe9714
@tesfamichaelabrhe9714 11 месяцев назад
ንኣኻ ንዶ/ር ኣሰፉዉ እንተዝፈግኡኻ እቶም ደገፍቲ ፍትሓዊ እዩ ትብል ኣሎኻ ማለትዩ ። ብዝኾነ ሕማም ነብስኻዩ ከምኡ ዝገብረካ ትሕዝቶኻን ዓቅምኻን ስለደጊምካ ዘርአኻና ተቀላዕ ኢሉካ እምበር ኤርትራን ኤርትርያዉያንን ኣብ ቅድሚኦም ደዉ ዝብል የለን።ምስተጋሩ ጨበል ግባእ እብሉ ኣበዉ ትግረ ጨበል ግባእ።
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@ghirmaytewolde8273
@ghirmaytewolde8273 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘገርም ሰብ ክዳመ አለዋ ዝብል ዶክተር ሰሚዕ አይፈልጥን ሐቂ ተዛረብ አነ ስልጣን እየ ዝደሌ
@simdela4785
@simdela4785 11 месяцев назад
ኣይትዓሹ ንኡሰይ! ንቃሕ!! እቲ ቅድሚ ሕጂ ሕልሞም ዝነበረ ኣብ ደገ መንግሲቲ ምምስራት ዝብል ኣምር እዮም ክቅጽልዎ ዝደልዮ ዘለዉ :ኣብ 2018 ናይ ኢትዮ-ኤረትራ ሰላም እዮ ዓንቂፍዎም ኔሩ :ሕጂ ከም ብሓድሽ ከተግብርዎ ዝህቅኑ ዘለው! ንቃሕ ንቃሕ...
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 11 месяцев назад
😂😂😂😂
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 11 месяцев назад
Thank you Dr Assefaw 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💙
@selamnigber-fb5lq
@selamnigber-fb5lq 11 месяцев назад
Listening to Dr Asfaw always is pleasant to my ear and make Me wiser a bit . Thank you Dr
@negassiigebretekle5377
@negassiigebretekle5377 11 месяцев назад
Pleasant to your ear 😂😂😂😂that’s because you don’t have clue about politics the DR is narcissist.
@negassiigebretekle5377
@negassiigebretekle5377 11 месяцев назад
You just a hater , ኤርትራ isolate ዝኾነትሉ ብናይ 27 ዐመት ናይ ወያኔ መንግስትን አመሪካን European Union ተሐባቢሮም ንኤርትራ ካብምድኻም ሐሊፎም ክርምስዎ ሀቂኖም ብፅንዐት መንግስቲ ኤርትራም ህዝብን እታ ሀገር (ኤርትራ) ክትጠፍእ አይከአለትን ዘሎን ዘየሎን አይትዘባርቁ . The DOC is just a hater. Critics only garbage .
@user-ke2hr7gw2g
@user-ke2hr7gw2g 11 месяцев назад
ዶ/ር ኣሰፋው ናይ ብሓቂ ተሕዝን ፡ ካብ ምህሮ ኣእምሮ እንድዩ ነገሩ ኣቀድም ኣቢሉ ውን ህዝቢ ኤርትራ መዞኑካ እዩ ሓደ ሰነፍ ሰብ ምኻንካ ሰነፍ ጥራሕ ዘይኮንካስ ዓንጃል ውን ክብለካ ይደፍር ምኽብያቱ ንሃይለማርያም ደሳለኝ ዝበልካዮ ቆልዓ ውን ክሓቶ ዘይክእል ሕቶ ምሕታትካ ተመዚንካ ኢኻ ፡ ደጊምካ ውን ነዚ ዘሕፍርን ቃላትካ ይቅረ ሕተተሉ ። ሰንፍ።
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 11 месяцев назад
Down to earth discussion- tough questions and balanced opinions.
@dmeb4510
@dmeb4510 11 месяцев назад
Agreed!
@user-oc9xb5sm7e
@user-oc9xb5sm7e 11 месяцев назад
👍🏽
@medhaneihaile893
@medhaneihaile893 11 месяцев назад
ሰብ እንሕሪ ኣሪጉ ናብ ቆልዓ ከምዝምለስ ። ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝብሉ ኣቦታት ናይ ብሓቂ ዓቢ ምስላ፡ ብኣታትኩም ዝምራሕ ብርጌድ ንሓመዱ እንተኾይኑ ግን፨፨፨ መልሲ ኣብ ላዕሊ ኣሎ።
@goitomfekadu7950
@goitomfekadu7950 11 месяцев назад
Some times when I see both of discussing get confused. Journalist is totally Eritrean he believes on sovereign on Eritrea and its people. But Dr has mixed feelings. I think he is not happy what he fought for. Now he wants to reverse what he has done. Clearly he's fighting for Tigray-Tgrigni that was dead before it started early on 1940s. Who is to celebrate Eritrean festival and come together crime but to celebrate Tigray festival is holley( kidus). Totally I didn't understand.
@amiciamici7606
@amiciamici7606 11 месяцев назад
No one is fighting for tigray tigrigni. Kids are fighting for their loved country. You saying they are not Eritreans when most of them were fighting for over 20 years makes them more nebar than nebar tegadelti. This is not about Tigray - this is about having access to Eritrea a country that is also ours. So stop Tigray bs. Tigray is part of Ethiopia.
@goitomfekadu7950
@goitomfekadu7950 11 месяцев назад
@amiciamici7606 hi man, I didn't say that, they said that they are part of TDF officially. There is nothing to fight against our own people with the help of TPLF that tried to destroy Eritrea with the help of all America and EU countries. If want go and listen to Meles interviews.
@mosmos4020
@mosmos4020 11 месяцев назад
Sorry to say Ayneta Samiel xeryu zeyxeri shenfella
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 11 месяцев назад
በስተርጂና ውርደት ) SHAME ON U ASEFAW CRASY
@Wedinakfa77
@Wedinakfa77 11 месяцев назад
ኣሰፋው ተሰተር ኢንጀራ ዝበልአ ኪዳን ዝኽደን ሰብ ይመስለኒነሩ ኣቅምኻ ተዛረብ ሃገር ሰብ ኣለዋ
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 11 месяцев назад
ኤምባሲ ማለት ሉኣላዊ መሬት ናይታ ሃገር እዩ። ተቐባሊት ሃገር ከኣ ክትሕልዎ መሰል ኣለዋ። ዝኾነ ኤምባሲ ከኣ ንንብረቱ ካብ ሰረቕትን ወረርትን ሓይሊ ተጠቒሙ ክከላኸል ሕጋዊ እዩ። ክሳብ ብጥይት ንሰረቕቲ ምቕታል ማለት እዩ። ስለዚ እዚ ዶር ዝብሎ ዘሎ ናብ ኤምባሲ ኬድካ ምውራር ዝብል ባዕሉ ዘይገብራ እዩ ንሰብ ናብ ሓዊ ዝጠብስ። ገዛ ሴርካ ምእታው ሕጋዊ ተቓውሞ ኣይኮነን ወይ ሰላማዊ ኣይኮነን። ለብም መንእሰይ። ንነብሶም ኣብ ምቾት እንዳነበሩ ንዓኻ ዘይሕጋዊ ተግባር ክትፍጽም ይደፋፍኡኻ። ሂወትካ ምስ ተበላሸወ ቁሊሕ ኢሎም ኣይዝክሩኻን ከማን። ዝኾነ ተቓውሞ ሰላማዊ ክኸውን ኣለዎ። ናብ ሰብን ናብ ንብረትን ሃስያ ምውራድ ካብ ተሓታትነት ነጻ ዝገብረካ የለን። ሎሚ ከኣ ካመራታት ኣብ ክይሉ ኣለዋ ከተምልጥ ኣይትኽእልን ኢካ። ኤውሮፓ ወይ ኣመሪካ ፍልሽጥኤም ኣይኮነን። ዓዲ ሕግን ስርዓትን እዩ። ኣይሰምዕን ዝበለ ከኣ ይስሓና።
@eritreanews9671
@eritreanews9671 11 месяцев назад
እዋይ ኣብ ልዕሊ ዶክተር ኣሰፋው ዝነበረኒ ክብሪ ብዘይፈልጦ ምክኒያት መሬት ዘቢጡ ። ንኩሉ ቃለ መሕተት ሰሚዐ ዮ ግንወለሓደ ናይ ሙሁር ትንተና ኣይረኣኩሉን ፣ ኩሉ ዝብሎ ይበሃል ይበሃል ፣ጭቡጥ ዝተሓዝ ትንተና ክህብ ኣሰማዕኩን። ካብዝበሎ ኩሉ ሓንቲ ሓቂ ዝኮነት እስከ ርከቡለይ።
@frepaulos5064
@frepaulos5064 11 месяцев назад
ክሉ እቲ ዝበሎ ሓቂ ዩ። ግን ባርያ ስለዝኮንካ ኣይርዳካን ዩ።
@kefalihailu5257
@kefalihailu5257 11 месяцев назад
Thank you Dr. Asefaw I appreciated your input.
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 11 месяцев назад
ከማኻ ይብዙሒ ዶክተር ኣሰፋው፣ ብሕልፊ ተጋደልቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ እታ ዝነኣሰት ዋጋ ምኽፋል ኮይና ትስማዓኒ። የቐንየልና🙏💙🌿
@kedanegebreselassie3302
@kedanegebreselassie3302 11 месяцев назад
ኣንታ እንታ መዓት ወሪድና ሓደ ሙሁር ሙሉእ መዋእሉ ኣብ ቃልሲ ዘሕለፈ ብሓሳብ ምስዓር ዓሚ ሲኢኖም ንዚ ኩሉ መንእሰ ኣብ ወንጀለ ኣትዮም ዘለዉ ብሰንኩም ሕቶ እንድሕር ጉቡእ ኮይኑ ንሰኻን ደቅካን ዘይትሳተፍዎ ኣበይ ኔርካ ካልኣይ ንትግራይ ኢልካ ዲኻ ትቃለስ ኔርካ እቶም መራሕቲ ናዚ ግብረሽበራ ተድንቆም ዘለኻ መፈክራም ትግራይ እዩ መፈክሮም ዘሕዝን ግን ኣባኻ ዝነበረኒ ማይ ሓቚነ
@enoghe9474
@enoghe9474 11 месяцев назад
ዶክቶር ብጣዕሚ ነመስግን ብኣማላልስኡን ደገፋን ንብርጌድ ንሓመዱን:: ሳሜ ክኣ እዚ ንደገፍቲ ምሕላይ ክንገድፋ ኣለና:: እቲ ስርዓትን ምስኡ ሕግብግብ ዝብልን ጸላእትና እዩም:: ን32 ዓመት ተጸቢናዩም ኢና ክልወጡን ክቅየሩን እዚኦም ህግደፍ ግና ኮነ ኢሎም ንህዝብና ከጥፍኡን ከህልቁን ዝዓጠቁ እዩም:: ህዝብናን ሃገርናን ናብ ዝኸፍእ ቅልቁሎት ዝደፍዋ ዘለው ኢዩም:: ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዋ ድሕሪ 32 ዓመት ክርድኦ ዘይክእልን ክምሃር ዘይክእልን ጸላትና ኢዩም:: ንጸላኢኻ ኽኣ ከም ጸላኢኻ እንተ ዘየቀመጥካዩ ክትብድህን ክትስዕሮን ኣይትኽእልን ኢኻ::
@user-tv3dl5cm2j
@user-tv3dl5cm2j 11 месяцев назад
Well done Dr Asefaw I am so pleased with your annallises as all way
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 11 месяцев назад
Doctor Asfaw a wise fighter & politician appreciate the jornalist as well!!
@naodtesfaldet421
@naodtesfaldet421 11 месяцев назад
ንራህዋን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ኩሉ ዓይነት ዋጋ ክኽፈል ኢዩ። ቓልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ድማ መቐጸልታ ናይቲ ዝሓለፈ ድሙሩን ውህሉን ፍትሓውን ቃልሲ ኢዩ።💙💙💙💙💙💙
@eritrea700
@eritrea700 11 месяцев назад
ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ሰባት ካብ ምሽካል ሃየ እንዶ ናብ ባይታ ውረድ😆😆😆😆😆
@naodtesfaldet421
@naodtesfaldet421 11 месяцев назад
@@eritrea700 ኣብ ባይታ ሰባት ይሸኽልዋ ዲዩም ዘለው ዋላ ዓወት ይጋናጸፉ ኩሉ ሰብ ዝዕዞቦ ዘሎ ኢዩ። ስለዚ'ሲ ስክፍታኻ ዕምሪ ህግደፍ ይሓጽር ምህላዉ ደኣ ይኹን😅
@sabatekle1992
@sabatekle1992 11 месяцев назад
ብርጌድ ንሐመዱስ በየናይ ሚዛን ሐቂ እዮ ተመዚኑ ስለህዝቢ ኤርትራ ዝተስኤ ጌርካ ሽርሒ ምዝራብስ ንመን ክትጥብሩ ኢኹም ኩርኩር ወያነ እዮም ትግራይ ትዕወት ዜብሉ እዮም አናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥስ አይሃዳናይን ወያነ ጸወታ ተወዲኡ እዮ
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 11 месяцев назад
Thank you Dr Asefaw👌👍 Neti lumud hlewlw kedmti deqi wedimedhn berad gize aythabo Nkid tirah nsegum ✌
@oneofakind3231
@oneofakind3231 9 месяцев назад
Thank you Dr Assefaw.Your tireless dedication and unwavering stand against the dictatorship in Eritrea have not gone unnoticed. You are a true legend, a beacon of hope for the voiceless Eritrean people. Your years of selfless service have made a significant impact, and we are immensely grateful. Thank you for being a guiding light in our struggle for justice and freedom.& Thank you Samiel With deepest appreciation,
@simonm.7755
@simonm.7755 11 месяцев назад
Thanks Dr. Asefaw!
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 11 месяцев назад
ቃልሲ ሰጉሙ። ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ። ዴሕሪ 20 ዓመት ዝኾነ ለውጢ እንተዘየሎ ደምበ ፍትሒ ነብሱ ኪፍትሽ ኣበየናይ ኢዩ ሕጽረቱ ከለልን ዓይነት ቃልሲ ኪትቅይር ዘሎካ ኢዩ። እንተዘየሎ ህግደፍ ውን ከም ቀደሞም down down ዝብሉ ኪመጽዎምውን ይጽበይዎ ኔሮም።ነቲ ዓይነት ተቃውሞ ድሮዝለመድዎን ጸማም እዝኒ ዝህብዎን ኢዩ ኒሩ። ስለዚ ዝደጋገም እስትራተጂ ናይ ተቃውሞ ኪልዎና ዘይኾነ ስንብራት ዝሓድግ ኪከውን ናይ ኩሉ ሰብ ዕዮ ገዛ ኪከውን ዘለዎ እዩ።
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 11 месяцев назад
Good job Asie and Sami
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy 11 месяцев назад
ሓፊረልካ ዶር ኣሰፋው። ብዓይንና ዝረኣናዮ ጎንጺ ኣይተገብረን ክትብለና? እሞ ኸኣ ሰላማዊ? ዝገርም እዩ። መኪና ምንዳድ፡ ዳስ ምንዳድ፡ ኣንስቲ ምህራም፡ ጸብሒ ምፍሳስ ወዘተ ተተባብዕ ኣዝዩ የሕዝን። ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ እዩ። ባዕልኻ ኣብታ ቦታ ኮንካ እምኒ ክትድርቢ ግን ፍቓደኛ ኣይኮንካን። መሳኪን መንእሰያት ግን ሂወቶም ተበላሽውዎ። ኣብ እርጋንካ ጸይቕልካ ዶር።
@eritrawit7184
@eritrawit7184 11 месяцев назад
ናይ ጅግነት ቃልሲ ስሪሕካ ኢካ ሕጅ ኣብዚ ጌዜ ግን ሃግርካ ክትሽየጥ ይሕዝን ዓሻ ዶኩትር ኢሞ ክንድይ ጅጋኑ ዝጥፋናኣላ ዝሕፍር ትግባር ኣብዚ ዕድመ ኢዚ
@biniamembaye3084
@biniamembaye3084 11 месяцев назад
ሱቅ በል ክብርካ ባዕልካ ባይታ ኣዝቢጥካዮ ኣሰፋው እምኒ ገርካ ቆልዓ ሰበይቲ ምህራም ፍቁድ እዩ ትብል ኣለካ ኣነ ዝገርመኒ እዞም ምሁራት ኣብ ደገ ዘለዉ ልክዕ ርእሶም ከም ወያነ እዩ ምሁራት ክትብሎም ብጣዕሚ የጸግመካ ቆልዓ ዘይዛረቦ ይዛረቡ ዳሓር ከኣ ንኩቡር ፕረሲደንት እሰያስ ኣፍወርቂ ንነብሱ ከም ፕረሲደንት እዩ ዝፈልጣ ኢልካ ፕረሲደንት ጥራይ ኣይኮነን ንጉስ ናይ ንጉሳት እዩ ፕረሲደንት እሰያስ ኣፍወርቂ ብሓቅነቱን ቆራጽነቱን ብዓለም ዝተፈልጠ እንኮ ኣፍሪቓዊ መራሒ ፕረሲደንት እሰያስ ኣፍወርቂ ጥራይ እዩ ዋሓጣ ኣሰፋው ዕሱብ ጁንታ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 11 месяцев назад
Very positive and supportive to our young heroes Brigade N’Hamedu analysis. I hope others will come out and give their support like you Dr. Asefaw. Brigade N’Hamedu is paying price and have succeeded in changing the attention of the world community to learn more the plight of Eritreans and what goes inside Eritrea by the dictatorial regime. 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 11 месяцев назад
❤❤❤
@yemanefisehaye5647
@yemanefisehaye5647 11 месяцев назад
ዘሎ ዶክቶር የለን ተጋዳላይ ይኣርግ ወይ ይስይብ እምበር አይልብምን።ዶ/ር አሰፋው ከአ ኩሉ ግዜ ቃልሲ ከነኣእስ ጥራይ ኢና ንርእዮ።ሎሚ ከ እንታይ ክብል ኢዩ መጺኡ?
@asmarakeren9333
@asmarakeren9333 11 месяцев назад
ናይ ኤርትራን እስራኤልን ክልተ ሃገራት ኢዩ ኣይትሓዋውስ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 11 месяцев назад
True intifada was between Palestinians and Israel occupiers,so your analogy comparing to adgi ni hamadu then should throw stones against any outside forces that want to do harm to Eritrea like mendelay
@wediere2238
@wediere2238 11 месяцев назад
ዶ/ር ኣሰፋው ተሕዝን ህዝብዊ ግንባር ስልጣን ስለዘሃበካስ ሕጂ ኣብ ግዜ እርጋንካን ቑርባንካን ኣዴታት ቆሎዑ ክፈጉኡን መንእሰያት ኣብ ገበን ከተእቱ ንእተገብሮ መደረ ምሕፈረካ ትሕዝን ኣምልኽ ይመልሰልካ ምሕረት የውርደልካ ታሪኽ ከምዝሓተካ ኸኣ ኣይትዘንግዕ።
@azazplayzyt4496
@azazplayzyt4496 11 месяцев назад
Anbefaler dector Asefaw bhaki des zibl
@hagushahiyab4747
@hagushahiyab4747 11 месяцев назад
ሰላምታ ብምቅዳም ዶክተር ኣሰፋው ጸገምናን ሽግርናን ተረዲእኩም ኣብ ጎኒ እዚ ውጹዕ መንእሰይ ድው ምባልኩ ክብረት ይሃበልና ጋዜጠኛ ሳሜኢል ግና ረጊእካ ኣስተውዕል ንፖሊስ ዝሃጀመ የለን እንተኣጋጠመ እውን ብመጀመርያ ብሕጋዊ መንገዲ ተፈቲኑን ሓደጋ ከምዘለዎን ሓቢሩ እዩ እዚ ዉርጹጽ ንቁሕ መንእሰይ ስለዚ ኣጋናዝብ ኩሎም ሙሁራት ኢና ዝብሉ በብሞዮኦም ነዚ ክዓስልዎ እላቦ🎉
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 11 месяцев назад
ኣይተ ኣሰፋው በርገር ንከብዱ ከማካ ብወያነ ዝተመወሉ ብሓምቦፍ ተጋሩን ጥሕሎ ዝተበገሱ ንቲዲ ኤፍ ዓሻክራት እዮም
@asmarah3174
@asmarah3174 11 месяцев назад
ኣሰፋው ልዛዩ ዘየጽረየ ቖልዓ ድኻ ዘይፈቱ ድኩም ርእሲ እዩ
@bobjaha4623
@bobjaha4623 11 месяцев назад
Thanks dr assefaw form ብርጌድ ንሓመዱ!
@ghirmaytewolde8273
@ghirmaytewolde8273 11 месяцев назад
Please can you explain to us which Charter of Rights says kill some bodies
@letesusgeorgia5772
@letesusgeorgia5772 11 месяцев назад
ክቡር ደሃይ ጽቡቅ መደብ ኣሰፋው ኣነ ባኣካ ብዙሕ ይግረም ንስካ ካብ እቶም ናይ ህግ ሓደ ቀንዲ ተጋዳላይ ዝነበርካ ኢካ ብተወሳኪ ምሁር ኢካ እንሆ ኢሰያስ ጉማ ኣብ ስልጣን መዋእል ጌሩ ነዚ ጉማ እዚ ዝደፋኦ ሰብ ሲኢኑ፣እዚ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ህውከት ብዛዕባ ኤርትራ ጉዳይ ኣይኮነን እዚ ናይ ተጋሩ ጉዳይ እዩ ምክንታቱ ኤርትራ ዋና ስለ ዘይብላ፣እዞም ኩሎም ሰብ ዝቀትሉ ዘለው ናይ ተጋሩ ጉዳይ ኣፈጸምቲ እዮም፣
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 11 месяцев назад
Thank you both.. Sami and Dr Asefaw 4 z gr8 discussion
@AdamAhmed-sv7ll
@AdamAhmed-sv7ll 11 месяцев назад
ናብ ስልጣን እትምለስ መሲሉኳ ነቶም ውሑዳት መናእሰይ ኤርትራ ዝርከብዎ ብኣዚዮም ብዙሓት ተጋሩ ዝተዓብለለ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ምድጋፍካ ኣይገርመናን እዩ ምኽንያቱ ካብ ሃገር መውጺኢኻ ህርፋን ስልጣን እምበር ሓልዮት ህዝቢ ስለነበረካ ኣይኮነን ነይሩ። ባህልን ልምድን ኤርትራውያን ኣብ ደገ ናብ ዎሎዶታት ንኸይሰጋገር ፤ኤርትራውያን ኣብደገ ብመንነቶም ከይሕበኑ ንምግባር፧ ብስምና ወረቀት መንበሪ ዝሓዙ ብቡዙሓት ተጋሩ ዝተወደበ ከምኡ ገለ ውሓዳት ቅሉውላው መንነት፤ኣውራጃውያን፤ እንዳውያን፤ ብሄርተኛታት፤ ብምፍልላይ ሃይማኖት ዝሰኸሩ ዝምራሕ ጉጅለ ዝግበር ዕግርግር ምድጋፍካ ሳላ ዝተዛረብካ መንምዃንካ ፈሊጥና የቀንየልና፡፡
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
አንታ ጡስጡስ፣ ካን ዘል አለምካ ክትከስ ስን ክትወቅሰን ትነብር፣ እስኪ ይቕረ ኢልካ ኬድካ አብ ሃገር ህንጸት አበርክት፦ እቲ ፖለቲካዊ ቅርንሕትኻ ንጊዚ ኡ አወንዚፍካ አብ ምምሃር መናእሰያት ሕክምና አበርክት። እቲ ስርዓት ሃልዩ አይሃልዩ እቲ ህንጸት ሃገር እምበር ካልእ አይኮነን ዘገድስ። ስለዚ አብ ህንጸት አበርክት ሕጂ ውዒሉ ሓዲሩ ነቲ መጻኢ ወለዶ ስለዝጠቅም። ዋላ አብዛ ዘለኻያ ኮይንካ ሰሚናር ሃብ ንነአሽቱ ወለዶ ነቲ ብተግባር ብድሆታት ሕክምና ተጋደልቲ ዝሓለፍካዮ ገሊጽካ ሞያኻ ንመጻኢ ወለዶ ከተመሓላልፍ። ሙሽሙሽ ዓጢነ ኩሉ ግዜ ዒሚም ክትብል አይትርብርብን። ሕጂ ኪድ ናብ ኤክስፖ ኣሰመራ ነቶም ናይ ሕክምና ናውቲ ዝመህዙ ዘለዉ ዕሸላት።
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 11 месяцев назад
ሰብ ምፍጋእ ሲ መሰሎም እዪ? ቴንዳ ምቅጻል መሰል እዪ? እንታይ ዓይነት ዶክተር እዩ፡? ብዘይ ጎነጽ ክቃወሙ መሰሎም እዩ? እቶም ህግደፍ እኮ ግብረ መልሲ ስለዘይሃቡ እምበር ክንደይ ደም ምፈሰሰ ኔሩ ናይ ህግደፍ መንእሰያት ትዕግስቲ ግን ዝነኣድ እዩ።
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 11 месяцев назад
በካዕ አረጊት ንስካ ከ ደንቆሮ እምኒ ምድርባይ ብዩኤን ብዩንየን ቅቡል እዩ ዝበልካ ጋሀፍ🙄😳
@frepaulos5064
@frepaulos5064 11 месяцев назад
ሰላም ዶር ኣሰፋው ቀጽለሉ ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 11 месяцев назад
Dr today your fight against the dictator is becoming more clear good job really well done that is how you should be:: thanks 💙💙💙
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
አንታ ጡስጡስ፣ ካን ዘል አለምካ ክትከስ ስን ክትወቅሰን ትነብር፣ እስኪ ይቕረ ኢልካ ኬድካ አብ ሃገር ህንጸት አበርክት፦ እቲ ፖለቲካዊ ቅርንሕትኻ ንጊዚ ኡ አወንዚፍካ አብ ምምሃር መናእሰያት ሕክምና አበርክት። እቲ ስርዓት ሃልዩ አይሃልዩ እቲ ህንጸት ሃገር እምበር ካልእ አይኮነን ዘገድስ። ስለዚ አብ ህንጸት አበርክት ሕጂ ውዒሉ ሓዲሩ ነቲ መጻኢ ወለዶ ስለዝጠቅም። ዋላ አብዛ ዘለኻያ ኮይንካ ሰሚናር ሃብ ንነአሽቱ ወለዶ ነቲ ብተግባር ብድሆታት ሕክምና ተጋደልቲ ዝሓለፍካዮ ገሊጽካ ሞያኻ ንመጻኢ ወለዶ ከተመሓላልፍ። ሙሽሙሽ ዓጢነ ኩሉ ግዜ ዒሚም ክትብል አይትርብርብን። ሕጂ ኪድ ናብ ኤክስፖ ኣሰመራ ነቶም ናይ ሕክምና ናውቲ ዝመህዙ ዘለዉ ዕሸላት።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 11 месяцев назад
@@koala10ishኣበይ ክርድኦ ኢልካዮ! ኩለንትኑኡ ብጽልኢ ዓደሽደሽ ኢሉ ፈሪሱ እንድዩ!!!
@azazplayzyt4496
@azazplayzyt4496 11 месяцев назад
Thank ypu God bless u Dr
@semeretesfay905
@semeretesfay905 11 месяцев назад
ሳሚኤል ሓዉና ጽቡቅ መደብ ብጣዕሚ ማሃሪ ከምባዓል ኣሰፋዉ ኣቅርበልና ወለድና ክምስሉ ከለዉ ሓላዊ ንጉስ ፈስፋስ ሓጋዚ ሓረስታይ ንፋሰ ይብሉ መግዛእቲ ጸሊኦም መጽዮም ሕጂ ክዕንድሩ እንታይ ይስማዓካ
@gedemb1961
@gedemb1961 11 месяцев назад
Excellent emphasis dear Asefaw Tekeste.
@AngelMichael386
@AngelMichael386 11 месяцев назад
እዋይ ደለይቲ ፍትሒ ዶክተራት ሃገርና መን ክሓፍረልኩም እዩ ሸየጥቲ ዓዶም ኮይንኩም በቃ እታ ተልእኾ ናይ ህወሓት ክትቅጽሉዋ ትሓስቡ ከምዘለኹም ዘይፈልጥ ኤርትራዊ እንተሎ ዝሞተ ጥራይ ክኸውን ኣለዎ፤ምኽንያቱስ ኣብ ደገ የእዱግ ኣሰሊፍኩም ጽምብላት ምጽያቕን ምንዕዓብን ከተታባብዑ ምፍታንኩም ሃገራዊ ሓድነት ከምትብትኑ ይረዳእኩም እምበር እታ ምፍጋእ ናባኻ ክትወርድ ምዃና ኣይትረስዕ፤ሰብ ዝዘርኦ ስለዝዓጽድ።
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 11 месяцев назад
ኣታ እዚ ሕሱር ተግዲለ እየ ዝብል 20 ዓመት ሰሚዕናዮ ጸማም ሓደ ደርፍ ፡ ሕጂ ድማ ነቶም ትሮሪስቲ ድማ ይድግፍ ደንቆ
@nigistigebrezgiher8555
@nigistigebrezgiher8555 11 месяцев назад
Thank you both of you, very great discussion, we all Eritreans have to work and discuss for future freedom and prosperity of our Country and our People.
@arayated5608
@arayated5608 11 месяцев назад
እምኒ ክትድርብስ መሰል እዩ,,,,? ውይ ጉድ:: ንስካድኣ ናዕቢ ክትስእ እንድኻ ትጉስጉስ ዘሎኻ? ጥስጡስ ሓሸላ ፍጮ ሃገር
@azazplayzyt4496
@azazplayzyt4496 11 месяцев назад
Very true Dr
@fiory25
@fiory25 11 месяцев назад
❤❤❤❤
@halezgigebremedhin4781
@halezgigebremedhin4781 11 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@senuyemane5224
@senuyemane5224 11 месяцев назад
ኣሰፋው ማዕረ ክንድዚ ጽልኢ ንበሎ ቂምታ ልብኻ ደፊንዎ በል ደሓን ደፋአ ኢልና ንሪኦ።
@zerayteklemariam4144
@zerayteklemariam4144 11 месяцев назад
ጋዜጠይና ድሃይ ጽቡቕ ሕቶ ኢኻ ተቕርበሉ ዘለኻ መምዘኒ ብቕዓት ጋዜጠይና ኣብኡ እዩ ዝፍለጥ ከም ብዓል ሰልጠነ ዝመሰሉ ሕሱራት ግን ንቓለ መሕትት ጸዊዖም ንሶም ዘይደልይዎ ኣይሓቱን እዮም እቲ ተሓታቲ ካብቲ ንሳቶም ዘደልይዎ ወጻኢ እንተተዛሪቡ ኸኣ ምስኡ ቖዮቓ ይገጥሙ።
@delayselam4490
@delayselam4490 11 месяцев назад
ኣጀኹም ኣቦታትናን ኣያታትናን 💙💙💙💙
@teklehaile1078
@teklehaile1078 11 месяцев назад
well said Doc!!
@eyobsequar8587
@eyobsequar8587 11 месяцев назад
ዶ/ር ኣሰፋው ተሓዋዊስካ ኣሎ: እሞ እዚትብሎ ዘለኻ ናይ ኤምባሲ ምጉባጥ ዕንደራ እዩ : ዘይሕጋዊ እዩ:: ንስኻ ዘገድሰካ ከም ካርዛይ ወይ ሸላቢ ስልጣን ምሓዝ ድኣ'ምብር ሳዕቤናት ኣብ ርእሲ መንእስተያት ዘገድሰካ ኣይኮነን:
@sahleredae6689
@sahleredae6689 11 месяцев назад
If it is legal to do so why doctor false you didn't it for the last 20 years
@amachidanu540
@amachidanu540 11 месяцев назад
ዋይ ጉዳም ትምህርቲሲ መሃይምነት አንበር ዱንቁርና ኣየጥፍ አን አዩ ስለዚ ብናይ ውርዝዋት ሰባት ድኾነ ፍጡር ክህረም የብሉን ብናትካ ሰረባግን ኣብ ነብሲ ወከፍ ኤርትራ ደም ክትከል ትደሊ ኣለካ
@tesfaldetabrha772
@tesfaldetabrha772 11 месяцев назад
ስቅ በል ሙሽሙሽ እድጊ go to Gonder!!
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 11 месяцев назад
Thank you 👊👊👍🗝️💙💙💙💙💙🔵🤝🏽✔️
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 11 месяцев назад
@@koala10ish sorry.. ትህዝን ኢካ ፤እዜያ ጥራይይ ስሚኢካ ። ኩልግዛ ተመሳላይ negative 😳
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
@@yohannesdesta6954 ሰክቱ ቆንዳፋት፦ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ነሰፋው እምበር እዓኻ አይምልከተካን እዩ፦
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
@@yohannesdesta6954 ሰክቱ ቆንዳፋት፦ ምስ መጋላት ዕጉም ዝምድና የብልና አይንደሊ ርክብ ውን አይንሓስቦም። ዓሪፍኩም ህዝብኹም ካብ አምበጣን ጥምየትን ከተድሕኑዎ ፈትኑ፦ ኤርትራ ትብል ቃል ዳግማይ ተልዒልኩም፣ ተመሊስና መላሕስኩም ክንጉንድበን ኢና፦ ጨምላቓት ጎሮቤት፣ ፋኖ አትዮም ጠቢሶም ቆሎዮም በሊዖም ተዝሓርእኹም ሰላም ምስረኸብና ኔርና። ክ ክ ክ
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 11 месяцев назад
በቲ ሓደ እምኒ ምድርባይ ሰላማዊ እዩ ይብል፡ በቲ ከኣ ጎንጺ ኣየድልን ይብል፡ ልክዕ ከም ብርጌድ ንሓመዱ ንዓበይቲ ዝፈግእዎም እቶም ደገፍቲ ህግደፍ ሕጂ ንዓኻ ንኣረጊት ሰብኣይ እምኒ ተዝፈግኡኻ ጽቡቕ ዶ?
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 11 месяцев назад
ኩቡር ዓካ ዓአዝዩ እዩ ገሪሙኒ ከም በዓል ንስኻ ዝ አምሰሉ ተጋደልቲ ሻዕብያ አብ ትግራይ ት ዕወት ሕልክስክስ ክትብሉይገርመኒ እዩካብፍላይ ከዚ ጋሻኻ ዶኩቶ አሰፋው ዋላ ሐንቲ ፖሊቲካዊ አም ዘይብሉ ሰብ አብ መደባትካ ክተቕርብ እንከሎኻ ኪ ዒበካ ን ካባአባኻ ዘሎኒ እምነተይ ሃፊፉ ምኽንያቱ ዶኩቶር ዛክል እሞከ አ ተጋዳላይ ሻ ዕብያአብ ኤርትራ ዓመጽን ምቅ ትታልን ክሰብኽ እንከሎ ውድቀትኩም እዩ ዝርደአኒ ሕፈሩ በዓል ሶድሐ ዒላ
@desbeleberaki8395
@desbeleberaki8395 11 месяцев назад
Akak it's excellent question nezy doctor ghin ezy doctor zihabo melsi kab haki newih megedi zirahake eye kem nay newih temokuro zelewo seb ghin ni menieseyat ab hawi yeatuwom alo zitaesseru sebat men gidi tetabuklom eu
@biniamteklemariam2202
@biniamteklemariam2202 11 месяцев назад
እዚ ዶክተር እዚ ናብ ወያነ ከይዱ ኣብ ኣኬባ ተሳቲፉ ምስተመልሰ ተመሊስኩም ክትወሩና ዲኹም ኢሉ ዝሓተተ : ብጠቅላላ መሰረት መጋደሊኡ ዕላማ ዝረስዔዩ
@fitwigebremariam8869
@fitwigebremariam8869 11 месяцев назад
ዶ/ር ፋልሶ ናይ ጽልእን ቅርሕንትን ዘረባኻ ንጸጋም ገዲፈ ነዞም በጋሚዶታትን መሃይማን ኣሸበርትን ሕጋዉያን እዮም ኢልካና ኣለኻ ኣብ ደገ ዝነብር ህዝብና ብካራን ኣባትርን ጉድኣት እንዳ ኣውረዱሉ ሕጋዊ እዩ ኢልካ ዝኻሓነ ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 11 месяцев назад
ዶምበርከ እዚስ ተጋዳላይ ኔሩ? ቆልዓ ሰበይቲ ብደንጎላን በትርን ሃሪሙስ፡ ዓለም ሰሚዓትና ? እንጓዕ ገፈል መፈል ካብታ ዓዲ ተጸረግኩም።ለካስ ትምህርቲ ማለት፡ዝበሉኻ ምድጋምዩ፡ልቦና የብሉን።
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 11 месяцев назад
በተሓሳስባ ክትገጥሞ ዓቕሚ ምስ ተሳእነ ፡ልቢ ህዝቢ ንዒቑ ዝፈንፈነን ናይ በለጽ ፡ዓቕሚ ኣልቦ ፡ጸቢብነትን፡ወገን ዘቐድ ምትእኽኻብ ነቲ ኣብ ሱሳታት ዝሰገሮ ዓሌትን ሃይማኖትን ክደግም ዝውዕል ምህሙን ምትእኻብ ፡ሎሚ ሓኽሊ ሒዙ ብስም ኤርትራ ከይትእከብ ዝብል ናይ ጽርግያ ከመይ ከም ዝጽየኖ ምርዳእ ዝተጸገምኩም ናይ ፍርይያት ደቀቕቲ ትግረም ።እቲ ከባዝሓካ ካብ ስግር ዝመላእክሞ በዓል ማዕዶ ዳሱ ከተዳምቕ ትውዕል ዳስ እቲ ናተይ ትብሎ ከፍርስ ዝዓደምካዮ ደመኛ ክሳብ ምዓስ የሳልየካ ነቲ ተጽግቦ ቕጫ ኣብ ሞቕልኣ ከላ ዘለሊ ህዝቢ ኣይጽግሞን ፡እሞ ስነ ልቦና ህዝቢ ምስ ርሓቐካ ፡ካብ ክትልውጥ እቲ ሓጎሱ ክትዘርገሉ ተወጣውጥ ዘለኻ ሓልል ህዝቢ ከይውሕጠካ ምርኣይ እንተዘይኪልካ ወይለኻ ።ትሕዞ ገዲፉ ብመሽንጎጋ ዝስንብድ ዓሻ እንተሃልዩ እዚ ገፈል ኣኪቡ ዘድምዐ ዝመስሎ ናይ ማዕዶ እምበር ባይታስ ካልእ ዩ ዝጸዊ ዘሎ ።ኤርትራዊ ምኻንን ሓልል ዩ ከመይ ጸላእቱ ኣብ ብርኩ እንዳስገደ ዘይንየት ገለን ክኣ ኣብ ጽርግያን ዳስን ረቢሻ ተህተፍትፍ ጉዳም ከብድን ሕቆን እኮ ኢና ክክክክክክክ
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 11 месяцев назад
sebeyti kithirem zidigif Dr .bizuh kinxibey ayniekelen.
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 11 месяцев назад
ጽልኢ ኢሰያስ እምበር ስነሓሳብ የብልካን ዶክተር
@koala10ish
@koala10ish 11 месяцев назад
ምፍጋእ ሕጋዊ እዩ ይብለኩም አሎ እሞ ሃገራውያን ኣብ ዝረኸብኩሞ ፍግእዎ፦ ክ ክ ክ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 11 месяцев назад
Thank you dr asefaw 🎉❤
@milkiyas32
@milkiyas32 11 месяцев назад
NS lsayas Personal xlei die zeleka Wald eBay abzi zgeberkayo mehtet 2 ztwajabre tezaribka damit yshaq xelim slezkone ilka & brged nehamedu bzgeberwo media shefene reibungslos ilka b Alemannia yai ftah trekib mesiluka alem dea bxeadu teablila zela kabom fthi txbe fthi haye ftin bsreka exakt nqolut emni derbyu aykonen anjalat ztemahru denaqur
@user-bk3uc5hv3y
@user-bk3uc5hv3y 11 месяцев назад
Wawawwww this is the prove of education,,,long life Dr, GBU
@yohannes4558
@yohannes4558 11 месяцев назад
ኣታ እዚ ሕሱር ተግዲለ እየ ዝብል 20 ዓመት ሰሚዕናዮ ጸማም ሓደ ደርፍ ፡ ሕጂ ድማ ነቶም ትሮሪስቲ ድማ ይድግፍ ደንቆሮ
@tekletuku3777
@tekletuku3777 11 месяцев назад
Nay 90 nsuhat eritreawyan dem afsisom alewu,70 mekain znededan stesebran bmiljön skuser nbret nedidu alo.nay z nsuh hizbi dem kedamnet tehatati bal nska mkanka aytresie.
@gomida1552
@gomida1552 11 месяцев назад
ዶር: ብፖለቲካ ምንቅስቃስካ ስኣን ዓቅምኻ ምስ ፈሸልካ እንበኣር ብእምኒ ዝግበር ሽበራ ክትድግፍ ጀሚርካ? መርገጽካ ጋህዲ ምግባርካ ጽቡቅ: ዘይፈልጠካ ፈሊጡካ።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 11 месяцев назад
Thank you so much for bringing Dr Assefaw.I’m so thrilled by his honest opinion on Brigade Nhamedu😊 Dear Samuel,Please don’t interrupt him before he finishes his speech/messages. Please bring him once or twice a month if he is willing to do so,We need to know many things about that brutal regime. Thanks a lot Dr Assefaw!
@sahlekidane2618
@sahlekidane2618 11 месяцев назад
በርገድ ንከብዱ ቀንዲ መራሒኡ ከም ዝኮነ ኢዩ፡ ስቅ ኢልካ ኣፍካ ትጽይቅ ኣለካ፡ ኣብታ ዘለካያ ክትቅበር ኢካ፡
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 11 месяцев назад
🤣🤣🤣 መን ከምዝቅበር አምላክ ጥራዩ እዩ ዝፈልጦ እንተ ድሕር ሕጂ ከም ጽላኢ ኢና አቀሚጥናኩም ክሳብ መጠረሽታ ክንቃለሰኩም ኢና የግዳስ ምስ ሕዝብካ ይሕሽካ መንግስት ሓላፋይ እዩ ካብ ሂትለር ዝከፍእ ዲክታቶር አይነበረን ግን ትሕት መሬት ዩ ተቀቢሩ ስለዝህ ዲክታቶር ውልቀ መላኪ ክአ ክቅበር እዩ
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 11 месяцев назад
ኩቡር ሳሙኤል ከም እትፈልጦ አባኻ ዘሎኒ አድናቖት ወሰን የብሉን አብዚ ሕጂ ምስዚ እንደእሉ ሰብ ማለት አሰፋውተውልደ ዝገበርካዮ ቃለ መሕታት ግና አዝዩ ከዕዘበካ ክ ኽ ዕበካን አገዲዱኒምኽንያቱእዚ ሰብዚ ዐቕምኻ አይኮነን ካብ ኩሉ ግና ብወጣሪ ሕቶታት አብ ሐቂ ክትመልሶ ዝግበአካ ክትመልሶ ዘይምኻልካ ካብ ዙሐት ሰ ዓብትካ ኪ ዒብና ክንሃድመካ ተገዲድና አሎና
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 11 месяцев назад
I feel sorry for you puppet Wayne. Dr😂😂😂😂ኤርትራውነት ኣይኮነን ብደጎላን እምንን ብሚሳኤል ኣይተሳዓረን
@mehariwelder7293
@mehariwelder7293 11 месяцев назад
Tegaru ikum aytmlketekumnya ertra 🇪🇷
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 11 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚
@mosmos4020
@mosmos4020 11 месяцев назад
ዓይነታ ጋህታፍ
@teklutesfahanes9305
@teklutesfahanes9305 11 месяцев назад
ዓቢ አቦና ዕድመን ጥዕናን ❤ይሀበልና ከምዚ ከማኻ ይብዙሑልና
@hibetbiedu1311
@hibetbiedu1311 11 месяцев назад
ደክተር ንህዝቢ ሰረጀቓ ቅተሉ እናተባህለሰ ቁንዕ ካልሲ ኢዩ ንሓመዱ ትብል ኣሎኻ ኣባሓጎይ ብላታ ገረኺዳን ከይኩሪ
@nasdam926
@nasdam926 11 месяцев назад
Well, I've no space to analyse the interview. However, I should say: በዳሂን ግቡእን ሕቶታት ካብ እንምካሓሉ ጋዜጠኛና: ሓፋር መልሲታት ካብ ተሓታቲ:: ኛምኛም ከይብሉ ደኾን ይኸውን 1000 ዝኸውን ድኽመታት ሸለል ተባሂሉ:: Shallow analysis that serves no one.
@azazplayzyt4496
@azazplayzyt4496 11 месяцев назад
Dr Asefaw anbesa haki tezaribka bred n hamedu moral eu zedliyo zelo tesiu eu hiji
@Leziz1
@Leziz1 11 месяцев назад
ወይ ጉድ ብሓጺን እምበር ብእምኒ ምጭፍጫፍ ሽግር የብሉን ይብል ኣሎ: በል ብእምኒ ክትፍጋእ ፍቃድ ሂብካ ኣለኻ
@asmarakeren9333
@asmarakeren9333 11 месяцев назад
ጻዕዳ ኤርትራዊ የለን ዳዊት ኢሳቅ ኤርትራዊ ኢዩ
@goitomrezene6469
@goitomrezene6469 11 месяцев назад
ኣቶ ኣሰፋው ምስቶም እምኒ ዝድርብዩ ሓደ ኢዩ ኣተሓሳስባኻ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ቦታ የብልካን።
@JemalBerhane
@JemalBerhane 11 месяцев назад
Neakake menedeka adi ms habeka sdetegna zeleka kemu drbay barya
@amiciamici7606
@amiciamici7606 11 месяцев назад
Goitom ... Abe adena aytebel when you dont live there. Why dont you move back and prove us wrong?
Далее
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 906 тыс.
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ)
54:25
Просмотров 24 тыс.
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 906 тыс.