Тёмный

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: “ኣይግድሰንን’ዩ!” መስፍን ሓጎስ | ጉዕዞ ጉጅለ 15ን መወዳእታኡን፡ ብመስፍን ሓጎስ እንክጽወ ~ ሳልሳይ ክፋል 

ERISAT
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 83   
@ERISAT
@ERISAT 10 месяцев назад
𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ኢሳያስ ክውገድ ጥራይ እዩ ዘለዎ።” ጀ/ስብሓት ኤፍሬም | 1ይ ክፋል | ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-PZbk1s9PoJw.htmlsi=q8cGkw5oR0up9IbN 𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: “እዛ ስረይ ኣይመለስክዋን” ኢሳያስ | | 2 ይ ክፋል | ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-NAW5-ByAjqk.htmlsi=Ok8j2bdWha_Bwn2o
@abielyirgaakab9221
@abielyirgaakab9221 10 месяцев назад
ኣነ ዝገርመኒ ሕጂ ምኒን ፣ እቲ ኣብ በረኻ ዝሰርሖ ኣራዊት ውድብ እንድዩ ግዲ ዓዲ ዘጥፍእ ዘሎ። ንሱ ውን ተሓታቲ ኢዩ ኣብዚ ናይዚ ህዝቢ ብርሰት ኣጋጢሙ ዘሎ መዓት😢።
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 10 месяцев назад
ትኽክል ምስቲ ህዝብና ዘጥፈአ ሽፍታ ስርዓት ክሻ ኢድ ኔርዎ እዩ ብግቡእ ውን ክሕተት እዩ::
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 10 месяцев назад
@@Fthawikun ሰብ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ገበን ተጌሩ ካብ ምሕታት ዓዲ ኣይውዕልን ወላ ውን ዓራት ይሓዝ:: ካልኣይ ከኣ ኣውራ ደኣ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዘሎ እንዲኻ ትሓቶ ጸርፊ ኸኣ ኔው በሎ ሰብ ዝመሰሎ ክጽሕፍን ክሓትትን መሰል ኣለዎ መሰል ሰብ ኣይትግሃስ::
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
ኣቢየል ጋዕጋዕ፣ ኣብ ኤርትራ ኔርካ፣ ገንዘብ ኣጠፋፊእካ ሃዲምካ? ነዴኻ ኣብ ጽርግያ ደርቢኻ ኣብዚ ክትወራዘ ትፍትን ኣለኻ? ርጉም ውላድ፣ ኣይሓልፈልካን ኢዩ።
@Fthawikun
@Fthawikun 10 месяцев назад
@@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ ሕጊ ንትከል እሞ መጀመርያ ካብ ኡ እቶም ገበን ኣለዎም ዝበሃሉ ናብ ሕጊ ይቀርቡ። ብናይ መን ሕጊ ኢኻ ክትዳነ። እቲ ጸርፊ ዝበልካዩ ግን ይቅረታ።
@abielyirgaakab9221
@abielyirgaakab9221 10 месяцев назад
@@user-ls9oh7wr8m ሱቅ ከተብሉና ኣይትሕሰቡ "ጉጅለ ሳይበር ህግደፍ ወይ ሳይበር ዓዲሃሎ"። እዚ cyber unit ናትኩም ግዚኡ ዝሓለፎ እዩ።
@Cliques996
@Cliques996 10 месяцев назад
ዘሕፍር ጸሊም ታሪኽ :ከም ህዝብን ሀገርን ☠️💀
@Mahlet162
@Mahlet162 10 месяцев назад
የቕንየልና ብርኽተይ። ከም ኡ እንዳገበርኪ ድ ኣ ኣቕርብልና ንልቢ ክኾነና። ን ኣስተር ምስ ኩሎም ም ኣስርታ ከኣ ገጾም የርእየና ኣምላኽ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@emunman1189
@emunman1189 10 месяцев назад
Senefat eyom eziom. Zihazka zeyblka hade azazi kfleserawit key hazka do neti etuw mis bela enda 72 kefris kelo. Sinkulan krishin kelo. Bayto bzey felto b beal wushu pilops geyru mircha 1997 b mismis Badme kunat kkeftu negiru keydu 45 000 menseyat Eritrea katfiu 😂😂😂 Temeliska do n hade mafya akeba giberlna quwom ytegber miricha Giberlna tiblo eka? Wey Shigutka gerka Tidefo wey kea mis hade azazi azazi brged tesemamika ab gezu wey bet xihftu keydo asirom ab qeydi ketiwuwo eu zigba . Gin poltica zifetu aymeslenin. Wey kea kemti abotatina ziblwo Eritreawi key qorihen key wesenen eu zitefie ❤❤
@ERISAT
@ERISAT 10 месяцев назад
Join this channel to get access to perks: ru-vid.com/show-UCuGl...
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 10 месяцев назад
እንዲኸ፡ ካብ ባዓል መስፍን ሓጎስ ኮነ፡ ዶር፡ኣሰፋው ተኸስተ ዶር፡ዓንደብርሃን ሓቀይና ታሪኸ ክመጽእ ዝኸእል ተኸእሎ፡ ብጣዕሚ ጸቢብ ኢዩ፡ ታሪኸሲ ብሓደ ነጻ ኣካል ብዘይ ሻርነት እንክዝንቶ ኢዩ መልክዕ ዘለዎ።
@robielhaile7642
@robielhaile7642 10 месяцев назад
Haki belka
@nakfa270
@nakfa270 10 месяцев назад
Fake Erisat We know everything about g 15 more you
@testagiorgisasgedom4735
@testagiorgisasgedom4735 10 месяцев назад
Why did he have to be able to leave the country no others?
@Fthawikun
@Fthawikun 10 месяцев назад
Tigrinya hxret aleka, men ke kklklo
@millionbahta9166
@millionbahta9166 10 месяцев назад
​@@Fthawikunarkey nimintay hageru kedifu wexiu kibleka kolo ko misti znebero siltan mefthi nay shigr u kikewn neruwo mber kihadim ayneboron maletu u
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@tesfagiogisasgedom4735 Who told you others couldn’t?
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 3 месяца назад
ኩሎም ሓሰውትን ልቅማጻት ኢዮም እዚ ኩሉ ደም ናይ ይሕዋቶም ዘፍስስዎ ዝነበሩ ሓርበኛ ዑቅባጋብር ጽቡቅ ጌሩ ገሊጽዎ ሎ ኣብ መን ዩ ተዓዋቲ ትብል ዜማ ወየ ዳኣ ኩሎም ለቅለቅቲ ኮይኖም እንበር ።።።ኸምዚ እንዳ በለ ጉጅለ ሱሳዓት ግድን ክኣትውዎም ኢዮም ንመዝመዝቲ ውሽጣውያን ጸላእትና ክኾኑ ዘይደልዩ ናትና ዘወርቲ ወንጀል ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ዝፈጸምዎ ጭፍራውያን መሳፍንቲ ምውቆዖም ዘይ ተርፍ ኢዩ ሓደ ማዓልቲ ኣብ ልዕሊ መሬቶም ዝዛሕዝሕዋ ደም ‼️‼️‼️ ናይ ኣሕዋቶም ይጸበይዋ እንበር ህዝባዊ ፍርዲ ዘሎ ኣብ ርእሲኦም⛓⛓🕹
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 10 месяцев назад
ኩሉ ሃዶትዩ ኣብፍራንፎርት ኢዮም ፓስፖርቱ ኣህዶሞ ህክምናውን ብምስጢርዩ ኮነይሉ ኢሳያድ ዝመሃዞ ኢዩ ኩሎም ንሃገሮም ክምለሱ ኢዩተበሂሉነሩ ካብኡሃሊፉ ዋላውረቀትካ ይሰረዝ ንኣድኻ ክትምለስ ዝኽልክሎ የለን
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 10 месяцев назад
ዘይሃሰብካዮ ርከብ ኣይ መገም ኣይ ምርቃ ፥ንህና ኣሪትራውያን ሊአሊ 200፥000 ሺህ ሂወት ደቂ መረት መስዋአቲ ናይ ቀያህትን ጸለምትን ሪኢና ዝሰኣናዮም የህዋትና ኣጥፊአና ነጻነት ጨውዮም ናብ ረብህኦም ዝቀየሩ ሰብ ዝመስሉ ኣጋንንቲ ንረብሃ ክብሉ ኣብ በረካ ብጾቶም ቀቢሮም ዝመጹ ፥ንሃደ በታኣባቢኡ ዝተበደለ ሳዲስት ሳይኮፓድ ኣረመነ ዝኮነ ኢሳያስ ኣሚኖም ኣብ ጥፍኣትን መቅዘፍትን ምስዋርን መቅተልትን ብጾቶም ምንም ፍርሂ አግዚኣቢሀር ዘይብሎም ናይ በረካ ኣውረ ፥ሃገርና አታ ደቃ አትበልአ ድካን መናአሰይ ዘይብላ ባዶሽ ሃገር ገሮም ንህዝቢ ዝወለዶም ደቁ ብሃይሊ አናሃነቀ ሃገር ምሉአ ናብ መኣስከርን ክሳብ 45 ኢስሪበታት አናስረሀ ኣሪትራ ካብ ዲፕሎማሲ ገሊሉን ደቂ ሃገር በርጊጎም ከምጠፍ ኡ አናገበረ ፥ህዝብና ናብ ጽንተት ኣትዩ ክነብር ዝተፈርደ ፥ዝነብር ህዝቢ ኮይኑ ይርከብ፥
@hgdefmendef1937
@hgdefmendef1937 10 месяцев назад
Very well said
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@@hgdefmendef1937 wrong! This is the Woyane cadre narrative 😂 The poor idiot never accepted the Eritrean Independence !!
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 10 месяцев назад
Welcome Erisat
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 10 месяцев назад
እቲ ሽግር ባዕልና ኢና አዳሊናዮ ፣ ካብ ነብስካን ባህልካ ፣ቋንቋካ ክብርታትካ ክትሃድም ምድላይ አመና አሸጋሪ እዩ ፣ ከምታ ንሕብረተሰብና ዘታለልዋ መራሕቲ ሽዓብያ እታ ናይ ሐሶት ድርሰት ድማ ተማሊአቶም ከይዳ ንዓና ድማ ለኪሞምና ። ካብዚ እንምሃሮ ድማ ነብስና መሲልና ምንባር እዩ ዘዋጽእ ።
@hgdefmendef1937
@hgdefmendef1937 10 месяцев назад
👍👍
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
ሙሴ እዛ ትብላ ዘለኻ ተጋሩ (ምናዳ እቶም ምስ መንገሻ ስዩም መንገሻ ዝደናገጹ) ብዙሕ ክደጋግምዋ ኣስተብሂልና ኢና ቅድም ሕጂ። ካበይ ኢኻ? እንደርታ?
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 10 месяцев назад
@@user-ls9oh7wr8m ወዲ መራጉዝ እየ ። መንገሻ ስዩም ድአ ከዳዕ ናይ ከዳዓት እንድዩ ።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@@mussieokbe3607 እሞ ኤርትራዊ ኢኻ። ኣብ ባህልኻን ቋንቋኻን ክብርታትካ ኣለኻ!! እንታይ ደኣሉ እቲ ጸገም ትብሎ?
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 10 месяцев назад
@@user-ls9oh7wr8m ጸገምና ድአ አብ ኤርትራ ዘሎ ንዘይፈልጦ ኤርትራዊ ከናዲ ብሕማቅ አጣፋፍአ ጠፊኡ ፣አብ ትግራይ ዘሎ ህዝብና ድማ ንዘይፈጦ ኢትዮጵውነት ከናዲ አብ ሽግር ወዲቁ ስለዚ መን እዩ ተሐታቲ ። ራእሲ መንገሻ ስዮም እንዲታይ ከምዝገበረ ዘክርዋ ። ስለዚ ሕብረተ ትግርይና ተጋሩ ካብ ዘፈላልየና ፣እቲ ብሐንሳብ ብሰላም ከንብርና ዝክእል ይበዝሕ ።
@MFish7980
@MFish7980 10 месяцев назад
Thank you, brother Beyene. For your brief presentation about G-15. Thank you also Erisat for broadcasting it!!
@TBEBAT
@TBEBAT 10 месяцев назад
ኣሕ
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 10 месяцев назад
መስፍን ገበነኛ ሻዕብያ እዪ ንነብሱ ኮሓሒሉ ዝጽሓፎ መጽሓፍ ዝእመን መጽሓፍ ኣይኮነንን
@Kebiiiii
@Kebiiiii 10 месяцев назад
ባኮ
@aronhidray69
@aronhidray69 10 месяцев назад
ሓሰር ካብ ሓሰር ይወጽእ? 1970-90 ሙሉእ ስራዊት መሪሑ ዝኣተወ እካ እዩ!
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 10 месяцев назад
ዝኸበርካ ኣቶ መስፍን፡ ህጽጹነት ናይ ኩነታት ብምስትውዓል፡ ምስ ብጾትካ ክትጽንበር ድላይ እንተኔሩካ፡ ካብ ኣመሪካ ናብ ኣስመራ፡ ዘይተጓዓስካ ግርዲፍካ፡ ንምንታይ ብጀርመን ክትዳናጕይ መሪጽካ?
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
እዚስ ሕቶ ምዃኑ ድዩ?
@Liz-nx2br
@Liz-nx2br 10 месяцев назад
It’s called Transit
@Liz-nx2br
@Liz-nx2br 10 месяцев назад
🤦🏽‍♀️
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 10 месяцев назад
ዝኸበርካ ኣቶ መስፍን፡ ህጽጹነት ናይ ኩነታት ብምስትውዓል፡ ምስ ብጾትካ ክትጽንበር ድላይ እንተኔሩካ፡ ካብ ኣመሪካ ናብ ኣስመራ፡ ዘይተጓዓስካ ግርዲፍካ፡ ንምንታይ ብጀርመን ክትዳናጕይ መሪጽካ?
@segensegen962
@segensegen962 10 месяцев назад
Good jobbe Eri sat
@5.3mio
@5.3mio 10 месяцев назад
Zkeberkum eri sat bejakum n khaled abdu bbzhi nabzi medebkum amxulna
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
እሂ ደኣ ብዛዕባ ሽሬ ክጸውየካ? ነገር ዓጋመ 😊
@5.3mio
@5.3mio 10 месяцев назад
@@user-ls9oh7wr8m terewae 😂
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@@5.3mio ኤርትራዊ ክመስል ዂር ዝብል ዓጋመ ካብ ርሑቕ ኢና ነለልዮ 😊 እሞ ፍንፉናት፣ ኸመይ ይካየድ ኣሎ እቲ ናይ ግብረሰዶም ቢዝነስኩም?
@efremtecle4234
@efremtecle4234 9 месяцев назад
ኣምባሳዶር ሕብረት በርሀኸ ኣባል እዞም ጉጅለ 15ዶ ኣይኮነትን
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 10 месяцев назад
ዋላኳ ኣብ ልዕሊኦም ጨካንን ዘይፍትሓዊን ስጉምቲ እንተተወስደ። ንሳቶም ንባዕሎም ክንደይ በላሕቲ ዘሕቀቑ ገበነኛታት 'ዮም። ንሳቶም ንባዕላቶም ኢሰያስ ዝበሃል ቶኽላ ዝፈጠሩ፣ ንባዕሎም ተበሊዖም ንህዝቢ ኤርትራ ዘብልዑ ዘለው ድርባያት 'ዮም። ንሳቶም ንባዕላቶም፣ እዚ ሕጂ ዘሎ ህላወ ኤርቶራን ህዝባን ዝፈጠሩ ገበነኛታት 'ዮም።
@Fthawikun
@Fthawikun 10 месяцев назад
ቀስ በል ውጽዕ ክንስኻስ ወጻዒ ኮይንካ ኣይትረኸብ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 10 месяцев назад
@@Fthawikun ንስኻ ኢኻ ቀስ ክትብልን፣ ትርጉም ወጽዓን ወጻዒን ክትፈልጥን ዝግብኣካ። ኣነ ሕጂ ውን ብኦኦም ዝወረደኒ ውጽዓን ኣብ ልዕሊኦም ዝወረደ ወጽዓን'የ ዝገልጽ ዘለኹ። እዚ ከኣ ሓቂ'ዩ፣ ገበነኛታት 'ዮም።ንስኻ ከም ጀጋኑ ክትርእዮም ግን ትኽእል ኢኻ።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@@woldaislassie2930 ንስኻ ናይ ትግራይካ ግበር! እዚ ንዓኻ ዝምልከት ዛዕባ ኣይኮነን !!! በቃ ጦብሎቕሎቕ !!!
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 10 месяцев назад
@@user-ls9oh7wr8m 😂😂 ናይ ትግራየይ እኮ'የ ዝገብር ዘለኹ፣ሽለት።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
@@woldaislassie2930 ዛዕባ ትግራይካ ኣለልካ ! ኣይትህደም ካብ ጉዳይካ ከም ሓደ ድርባይ!!
@oneofakind3231
@oneofakind3231 10 месяцев назад
እዋይ ኣርካናትና ኣብዛ ሃገር ንዘንትእለት ስምኩም ንዘልኣለም ክከብር ኢዩ
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 10 месяцев назад
እንዲኸ፡ ካብ ባዓል መስፍን ሓጎስ ኮነ፡ ዶር፡ኣሰፋው ተኸስተ ዶር፡ዓንደብርሃን ሓቀይና ታሪኸ ክመጽእ ዝኸእል ተኸእሎ፡ ብጣዕሚ ጸቢብ ኢዩ፡ ታሪኸሲ ብሓደ ነጻ ኣካል ብዘይ ሻርነት እንክዝንቶ ኢዩ መልክዕ ዘለዎ።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
እዛ ትብላ ዘለኻ፣ ስቕ ኢልካ መደንቆሪ ዓጀውጀው ኢያ። ታሪኽ ብገበርቲ ታሪኽ ይትረኽ፣ ተመራመርቲ ታሪኽ ድማ ንዕዑታት ብምውካስ ናብ ሓደ ታሪኻዊ ከይዲ ብምጽጋዕ ትርጉም ይህቡዎ።
@zegelilaaccount
@zegelilaaccount 10 месяцев назад
ጎይቶት ህዝባዊ ግንባር !
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 месяцев назад
🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
@SalemHo-j3u
@SalemHo-j3u 10 месяцев назад
Amlak ywedalom
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 10 месяцев назад
ኣብ ዒራ ዒሮ ዘለው እሱራትን ሻዕብያን ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቅይዎ ዘለው ሻዕብያን ኣብ ደገ ዘለው ከም መስፍን ሓጎስ ከም ኣድሓኖምን ኩሎም ሻዕብያ እዮ ናይ ኤርትራ ስርዓት ናዚ ሂልትለራት እዮም
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
ይብል ሓደ ዝተናወጸ ትግራዋይ 😊
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 10 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@jossytm6814
@jossytm6814 10 месяцев назад
👍🏼
@Hanibal77777
@Hanibal77777 10 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭
@tsegaia2909
@tsegaia2909 10 месяцев назад
The Music It Don't Much With The Topics
@tebeagasa7221
@tebeagasa7221 10 месяцев назад
Thanks kubur Tegadalay Mesfin Hagos sle kulu negerka kemeu wun Erisat 🙏❤❤💙💙💙💙
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 10 месяцев назад
Esu mesfn ay falaleun eyom fek ay namnon ena hsot eu abytkiela anta metaleli nfelteka sudan mxika eka ko adanagrkana zgebrkyo gen da enty elkktzkro nskan esu hedegbn eu zlekum
@issackhadgu8566
@issackhadgu8566 10 месяцев назад
Bitaemi tsibuk ketsiliwo Erisat. Gin 15min wihida emsleni
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 10 месяцев назад
መስፍን ኢሰያስን ሓደ እዮም ገበኖም
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
ንስኻስ ኣበይ ዝወዓልካ ኮይንካ ኢኻ ብዛዕባ ገበን ትዛረብ? ካብቶም ንገድሊ ኤርትራ ጾሎሎ ክለኽዩ ዝተዓሰቡ ሓደ ዲኻ?
@Fthawikun
@Fthawikun 10 месяцев назад
እስኻ ውን ገበነኛ ኢኻ
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 10 месяцев назад
ኣቦና መስፍን ጅግና ቀፅለሉ .....
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
ርብቃ ጓል ትግራይ ( ክልተ ኣውዓሎ?) ብፀፀ ልባ ጠፊኡዋ 😊
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 10 месяцев назад
Abey nerka seb ms tzreblka hji ktzarb zhfr eu
@tesfaymeles4614
@tesfaymeles4614 10 месяцев назад
ዘይነበረ፡ታሪኽ፡ኣይትንገሩና፡በጃኹም፡ምንጭ፡ናይዚ፡መንዩ፡እንተ፡ኢልኩም፡መስፉንዩ፡ክትብሉና፡ኢኹም።
@rufaelberhe7279
@rufaelberhe7279 10 месяцев назад
ካብ መስፍን ንላዕሊ መን ደሊካ ኣንታ ድርባይ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 10 месяцев назад
Mistreu tesarhu ms esu eu mesfn kay tdanageru
@Fthawikun
@Fthawikun 10 месяцев назад
Suk Bel lekbat
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 месяцев назад
😂😂😂😂
@tekiefsahayemedhanie583
@tekiefsahayemedhanie583 10 месяцев назад
Dihul
Далее
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 51   May 28 - 2022
1:13:15