Тёмный

ERITREA:-  

SETIT
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

3 ካብ መጻሕፍቲ መም በየነ ኣብዚ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
semayat.com/%e1%88%83%e1%8b%a...
semayat.com/%e1%8a%ab%e1%89%a...
semayat.com/%e1%88%93%e1%8c%b...

Опубликовано:

 

8 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 171   
@bisratghoitom7155
እዞም ኣቦ ብሓቂ ለባም ሓቀኛ ኣቦ ኢዮም ።
@herculeseri9141
ጽቡቅ ምህሮ ናይ መም.በየነ ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝሓጸረ ከተቅርበልና ሓውና ሓድሽኣለም ንምሕጸነካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@yaredtesfagaber1251
Oh my dear teacher ኣነ ሓደ ካብቶም ብትምህርቶም ዝዓኾኽኩ ተመሃራዮም ኢየ፥መምህር በየነ ሃብታም ኣተሓሳስባን ብቑዕ ትሕትና ዚመልኦ ልቦናን፣ስልጡን ኣካዳሚያዊ ፍልጠት ዚውንኑ እዮም'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህረይ።
@goitomkhasay8961
Please please መም - ኣቦና ክቡር በየነ - ኣምጸኡልና በጃኹም !!! ፈጣሪ ጥዕናን ይሃቦም !!!
@eliaskidane391
ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ሰቲት ፡ ነዚ ኩቡርን ሑፉርን ዓቢ ኣቦ መምህር ዓዲምኩም ምምጻእኩም ፡ ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ። ብፍላይ ሓድሽ ዓለም ፡ ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ኢካ ክትቆጽሮ ዘሎካ ፡ ነዚ ዕድል እዚ ምርካብካ ፡ ምክንያቱ ከምዚኦም ኣቦ ፡ ብፍልጠት ይኩን ፡ ብ ሞራል፡ ብ ስነስርዓት ፡ ብ ዕድመ ብዓል ጸጋ ኪትረኪብ ኣዝዩ ሳሕቲ እዩ ። ደጊምካ ደጋጊምካ ክትዕድሞም ይላበዎካ ፡ ኣቦና በየነ ድማ ሓደራኩም ኣይትጋደፉና ምጹ ልመዱና ፡ ዓቢ ኣቦና መድረኽ ፡ ዕድል ፡ ባይታ ፡ ኣጋጣሚ ምስ ሰኣንኩም ኢኩም ፡ ታሪኽ ፡ ባህሊ ፡ ልምዲ ፡ ክብሪ ፡ ኮታስ ኩሉ እቲ ፡ ሰብኣውነት ክጅላሕ ንርእዮ ዘሎና። ስለዚ እዚና ኪንሰምዕ ካባኩም ኣቦና ፡ ብዝሒ ዝከታተለኩም ዘሎ ምስክረይ ይኩን ፡። የቀንየለይ ❤❤❤
@isakkesete5505
መምህር በየነ ናይ ብሓቂ ሙሁሩን ቁኑዑን ሰብ ኣይ ኢዮም ኢሞ እዛ ሃገር ከኣ ናይ ሰማእታት ሃገር ና ኢዮም ኢሞ ኣምላክ ከኣ የሊፉ ኣይህበናን ኢዩ ከምዚኦም ንፉዓትን ስለ ዘልዉ ካ ኣ ድሕሱ መሕለፊ የብሉን ክብረት ይሃብካ መምህር በየነ።
@user-rt7gs1st6h
መምህር በየነ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ። መታን ናዕና ክጥዕመና። ስለ ጻዕርኹምን ኣበርክቶኹምን ይቐንያልና !
@nurhussenabdella9702
መምህር በየነ ብጣዕሚ ጱቡቅ ትምህርቲ እዩ ንኡስ ወለዶ ነዚ መጵሓፎም ኩሉ ከንብቦ ይግባእ
@user-nd8ww8gq9u
هو ليس استاذ بس انما هو مربي الاجيال❤
@ghideonortho4957
ሓቀኛ መምህር
@thahrahmed4448
ኩቡር አያና መም/በየነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ከማኩም ይብዙሑ
@Massawa2002
Setit Media , you got high marks for inviting teacher Beyene Kelati . 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
@Massawa2002
መምህር በየነ ቀላቲ ናይ ኤርትራ ሃብትን ኩርዓትን ኢኹም : ልዑል እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :
@VeleroMedia4952
ጽቡቕ ትምህርቲ መምህር በየነ ቀላቲ ቡዙሕ ክንጽበ አና ካባኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና
@mesfinteklemariam2207
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና መም በየነ
@felegredae548
@felegredae548 28 дней назад
ከማኩም ኣቦ & መምህር ምህላዊና ክብር ንኣምላክ ይኩኖ ::
@user-nt6dj6dh2t
የቐንየልና መምህርእ ከምአኡ,ውን ሰቲት🙏
@qatardoha5290
ኣቦና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ መታን ንዓና ክሕሸና ኩቡር ወላዲ ብዙሕ ተማሂርና ካብ ትሕትና ጀሚሩ ምቅሉል ኣዘራርባኩም እንቃዕ ናህና ኮንኩም ይሕበን ብኣኩም ንበሩ ክበሩ ካብ ውልድኩም ጴጥሮስ ይትባረክ
@yohannestewolde8152
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfuberhe7842
@tesfuberhe7842 28 дней назад
መምህር በየነ ጠናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ እኹም ተማሓላልፍልና ዘለኹም ኣብዚ ግዜ እዚ ከማኹም ምሁር እዩ ዘድልየና ዘሎ ምኽንያቱ መንእሰይና ይጠፍእ ኣሎ እሞ ቀጽልዎ እየ ዝብለኩ።
Далее
На чем играют ПРО | Standoff 2
07:25
Просмотров 309 тыс.
На чем играют ПРО | Standoff 2
07:25
Просмотров 309 тыс.