Тёмный

ERITREA:-  

SETIT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 2,8 тыс.
50% 1

ትሕተ-ሃገራዊ ዝንባለታት ኣብ ደንበ ተቃውሞ

Развлечения

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
Setit Media, you are honest and dedicated journalist in North America. 🌹🙏❤️🙏❤️🌹🙏❤️🌹
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 6 месяцев назад
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤞🤞🤞👍🏽👍🏽💪🏿💪🏿💎💎🐪🐪🐪🕊🕊🌷🌷🌷
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
ናይ ሎሚ ኣጀንዳ ብጣዕሚ መሳጥን ኣምሃርን እዩ ነይሩ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ኣብዱ ዮናስ 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
@mekonengebrezgabiher5866
@mekonengebrezgabiher5866 6 месяцев назад
ሰላም፡ሰቲት።መደብኩም ይካታተሎ ኢየ፡ንሃገርን ህዝብን ኣገዳስን ማሃርን ፡ቀንድን ንሃንቲ ሃገር ዘድሊያ ንቅሓታዊን ግስጋሳዊን ፡ጽቡቅን ኢዩ ቀጽልዎ፡ ብዘይ ሻረንት በዛዘሎኩማ እንተ ቀጺልኩም፡ኣብ መጻኢት ምዕብልቲ ኤረትራ ፡ፍረ ጸዕርኩም ታሪኩም ዝህበኩም፡ካብተን ዝዓበያ ማስበዲያ ናይ ኤረትራ ክትኮውን ተስፋ ኣሎኒ።
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 6 месяцев назад
You guys are doing great thank you 🙏 for your time and energy
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 6 месяцев назад
Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv 6 месяцев назад
It’s interesting and fascinating content you guys bring thanks for sharing this topic ❤❤❤🇪🇷👏🏿👏🏿👏🏿❤️
@russombaynesagn1266
@russombaynesagn1266 6 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿🌹💪🏿💪🏿🌹💪🏿💪🏿🌹 I love my country
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ኣብ ሃገርና ኣውራጃ ተሪፉ እዩ እዚ መንእሰይ ዞባ ጥራሕ እዩ ዝፈልጥ በዚ ክርዕሙ ኣለዎም ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nasserahmed6595
@nasserahmed6595 6 месяцев назад
👍👍
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 6 месяцев назад
Welcome deqi Eriyyyy❤❤❤❤❤❤
@ber771
@ber771 6 месяцев назад
ስነጥበባዊ ምሕረትኣብ ምኪኤል ሓደ ግዝየ ኢንተርቪው ክገንር ክሎ ኣብ ትግራይ ምስ ኣተወ ሓደ ካብቲ ዘሰንበዶ ኩነታት እዚ ዓይነት ምፍልላይ ከም ዘሰንበዶ ገሊጹ ነሩ በዚ ምኽንያት ካብ ብዙሓት ካብ ናይ ትግራይ ልሕካን እውን ዝስማዕ ዘሎን ዝነበረን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@er937
@er937 6 месяцев назад
Xbuk tntena yoni abdat
@sarajoh313
@sarajoh313 6 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
ኣብ ሞላእ ኤርትራ ናይ ዓሌት ጸገም ጭራሽ የለን: እቲ ጸገም ኣብ ደገ ጥራሕ እዩ ዘሎ እዚ ድማ ሕዋሓት ን27 ዓመት ኣጥቢቃ ድሰርሐትሉ ጉዳይ እዩ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simret639
@simret639 6 месяцев назад
ሰቲት ብጣዕሚ ህዝቦምን ሐገረሙን ዝፈትዉ. እቶም ኤርትራ ዘገድሰኩም. ሕዝብኹም ትፈትዉ ሐደ ሳተላይት እንተትገብሩ ጽቡቅ ነይሩ. እቲ ኤርትራዉነት ዘክብር ካ ከም ዝሕግዝ ይኣምን ካብ ነብሰይ ጅምረ.
@semiramusa3217
@semiramusa3217 6 месяцев назад
ሰቲት ብጣዕሚ አገዳሲ ልዝብ እዩ የመስግን ።ተሐኤ ናብዚ ሕጂ ወዲቃቶ ዘላ ዝደርበያ ቀንዲ ትሕቲ ሃገራዉነት እዩ ንልዕሊ አርባዓ ዓመት ብዘይ ፍረ ዘትረፊ ተሐኤ ልዕሊ ደርጊ ሕዝባዊ ግንባር እዩ ፀላኢና ኢላ ትአምን ስለዝነበረት እቲ ዝዓበየ ፀገማ ኔሩ። ብድሕሪኡ ዝተፈጥሩ ብፍላይ አብ 2000 ዓመተ ምህረት ዝነበረ ሕንፍሽፍሽ ንዓይ ግልፂ እዩ ኔሩ አብ ማእከል ወራር ወያነ ዓለም እንዳጠለመትና ኢሳያስ ኢሳያስ ኢሳያስ ዝብል ጫቅጫቅ ናይቲ ግዜ ሕጂ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ስለዚ እዚ ሕጂ በፂሖሞ ዘለዉ ጭንቀትን ናይ መንነት ቅልዉላዉ ዝፈጠሮ እዩ ።ዓላማ ድዩ ስትራተጂ ወይ አይዶሎጂ ስለዘይነበሮም እዩ ከአ ክንዲ ጣፍ ትከዉን ከፍርዩ ዘይከአሉ ።በዚ ጀሚርኩሞ ዘለኩም ቀፅልዎ ዋላ እቶም ደገፍቲ ንበሃል ከምኩሉ ሕቶ አለና አብ ገነት ንነብር አለና አይበልናን ግን ኩሉ ድሕሪ ሃገር እዩ እቲ ፍልልይና እምበር ፍልልይ የብልናን ።ደቂ 80 ቀሪቦም ደኪምና ከይበሉ ሃገር መሬታን ባሕራን ሰማያን ዓቂቦም የረክቡኩም አለዉ እቲ ዝተረፈ ናይዚ ወለዶ እዩ የቀንየለይ።
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 6 месяцев назад
NATIONALISM is export PROPAGANDA to Ignore National Priorities. If failled, all comes back in force " la hawla wala quwwata". I remember the Ideology of the " Greater Somalia " Now in little Mogadiscio. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe, Ali Ahmed Igahleh Aburus Ali-Horre Eli-UBBAR DAMHOTTAE
Далее
МЕГА МЕЛКОВЫЙ СЕКРЕТ
00:46
Просмотров 291 тыс.
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
Просмотров 85 тыс.