Тёмный

Eritrean Interview with Artist Kiflu Dagnew (Part 2) - New Eritrean Interview 2017 

Jayo Truth
Подписаться 269 тыс.
Просмотров 232 тыс.
50% 1

Subscribe (IT'S FREE) ›› goo.gl/GibN2T
’’Eritrean Music’’ ‘‘New Eritrean Interview 2017’’ ‘‘Eritrean Interview with Kiflu Dagnew 2017‘‘
Eritrean Interview with Artist Kiflu Dagnew - Part 1
ኣብ Facebook ዝርከብ Page ማለት Jayo Truth ኢልና Like & Follow ብምግባር ተኸታተልቲ መደብና ክትኮኑ እትኽእሉ። Jayo Truth Entertainment is an Eritrean channel that brings different art products.
Copyright © Jayo Truth 2017
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |

Развлечения

Опубликовано:

 

2 дек 2017

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 889   
@Heaven_652
@Heaven_652 6 лет назад
ክፍሉየ መምህር ሂወት ምኽርኻ የድልየኒ ኣሎ ከምዚ ኣነ ኣብ ስደት 8 ዓመት ጌረ ኣነ ጓል 17 ዓመት የ ወጺአ ናብራ ስደት ብጣዕሚ ዩ መሪር ሕጂ ሆላንድ ኣለኹ ቅድሚኡ ከኣ እስራኤል ኔረ ናብ ክልቲኡ ከኣ ብ ሰሃራ የ ከይደዮ ኣብዚ ዘለኽዎ ካብ ዝኣቱ 2 ዓመት ጌረ ገን ወላ ሓደ ዕግበት ኣይረኸብኩሉን ሂወት እንታይ ዩ መቐረታ ወላ የ ዕጋበት ሲኢነሉ እዚ ክብለካ ከለኹ ግን ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ኣነ ፋንን ናትካ የ ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ዝረገጽካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ኣብ ኩሉ ዘመን ሂወትካ ንኻ ከም ትደልዮ ዘይይኮነስ ኣምላኽ ከምቲ ዝደልዮ ኩሉ ጸጽቡቁ ይምነየልካ ካብ ኩሉ ሕማቕ ዘበለ ይሰውርካ እንዳ ጃዮ ከኣ መልእኽተይ ኣንቢብኩም ወይ ካብ ተሞኩሮኹም ወይ ካብ ዝሰማዕኩሞ ብዝኾነ ይኹን ምኽርኹም ይጽበ ሳሚ ልዋም ኣቅረብቲ ናይዚ መደብ ከኣ ብጣዕሚ የ ዘድንቐኩም ቀጽልዎ ኩሉኹም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ከኣ ሰላም ኣኣብ ዘለኹሞ ። በዚ ናይ የሕዋትና ኣብ ሊብያ ዘለው ብጾለትና ንዘክሮም የሕዋተይ ።
@samsomasmerom8009
@samsomasmerom8009 6 лет назад
ሓብተይ ናተይ ኣብ ኩልና እዪ ዕጋበት የለን ታይ ዳኣ ከምቲ ዝገለጾ ኣብ ዓለም በቲ ዘለካዮ ተመስገን ምባል እዪ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ጀርመን ኣለኩ 4 ዓመት ገይረ ወላ ሓንቲ ውሽጠይ ኣይዓገብኩን ብሓጺሩ ስደት ጥዑም የለን ሓብተይ ናተይ ንኩሉ ባዕልና ነመቅሮ ፡ ኣሜን ሓብተይ ናተይ ንዓኪ ውን ሰላም ኣብ ዘለክዮ ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረሎም ነቶም ዝውጽዑ ዘለው ኣብቶም ኣረሜናት የውጻዮም፡ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኩሉኩም የሕዋት
@Heaven_652
@Heaven_652 6 лет назад
Samsom Asmerom ኣሜን ሓወይ ናተይ
@dejuwedieri4842
@dejuwedieri4842 6 лет назад
I'm from Eritrea love my country ሰላም ሃዛ ሓብተይ ኣብዘለኪዮ ሰላምን ቅሳነትን ዘለዋ ክትነብሪ ይምነልኪ ቀጺለ ከኣ ምንባር ማለት ብዚሕ ኢዩ ትርጉሙ ስለዚ በቲኣ ዝረከብኪያ ተመስገን እግዚአብሔር ኢልኪ ኣመስግኒ ነኣላኪ ምኽንያቲ ክንደይ ኣለው የሕዋትና ኣብ ሳህራ ዝተረፉ ክንደይ ኣለዉ ኣብ ባሕሪ ዝመቱ ስለዚ እቲ ዝመጻእክዮ ዘክርዮ እሞ
@Heaven_652
@Heaven_652 6 лет назад
ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ እግዛቢሄር ይመስገን ሓደ ሓደ ግዜ ጓል ምዃን ዝወርደካ ጸገም ኣሎ ንሱ ክሓስብ ከለኹ ብጣዕሚ ዩ ዝጨንቀኒ ብዙሕ ጸገም የሕሊፈ ኣብዚ ምብጽሐይ ነዚ ድየ መጺአ ኢለ ይሓስብ ናይ ኤሮኘ ነገር ስራሕ ካል ነገራት ሽግርካ ዘረስዕ እንተ ረኺብካ ዩ የሕዋተይ ብተጣዕሚ ዩ ዝጨንቕ ሓደ ሰብ ጸገመይ ዘዕልሎ ይደሊ ሞ ግን ኩሉ ሰብ ከኣ በቲ ዝነገርካዮ ነገር ክንዲ ከተባብዓካ ከነኣእሰካ በቲ ብኮኻ ክጥቀመልካ ጥራይ ዩ ዝደሊ የሕዋተይ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትኩም ኣዴታትኩም ኣንስትኹም ደቅኹም ኢና እሞ ሓግዙና የሕዋተይ ናተይ በዚ ዋሳብ ጌርኩም እባ ኣጸናንዑኒ ናይ ተስፋ ቃላት ክሰምዕ ከለኹ ሕጉስ ይብል ደስ ኢሉኒ ኣምስዩ ሎሚ ደስ ይበልኩም 0031686471904
@nathanhabtom5499
@nathanhabtom5499 6 лет назад
I'm from Eritrea love my country Selam amlak neaki ykun shikorina haftey . Ane Comment xhife ayfeltn eye . Natki ms anbebku gn kxhf tegedide. Ajoki kulu ab thti fetary kthalfyo eki . Amlak ab zelekyo kulu senay kgebrelki ymne . Ane wn xegemki kkafeleki ykel eye . Mkniyatu haftey sle zkonki. Hji wn degime senay gzie ymneyelki .
@yrgakiros1131
@yrgakiros1131 6 лет назад
ናይ መወዳእታ ብጣዕሚ ዝገርም ሰብ ኣነ ከም ሓደ ታራ ደራፋይ ወይ ኣርቲስት እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ግን ዓሚቕ ፍልጠት ዘለዎ ፍሉይ መንእሰይ እዩ።
@dan7marison78
@dan7marison78 6 лет назад
LS KIR really strong 💪🏼 artists
@nahearyonas3349
@nahearyonas3349 6 лет назад
ሳሚ ናሃትካ እንተርቪው ክንሰሚዕ ንደሊ ኣለና ንሳሚ እንተርቪው ክገብር ትደልዩ ላይክ ግበሩ
@aztv6058
@aztv6058 6 лет назад
kflu zfetu like gberu Abzi
@berekethadish417
@berekethadish417 6 лет назад
wow thank you for preparing to kuflu danew i really like his product and he is one of my favorite artist
@dcghetto
@dcghetto 6 лет назад
Thank you jayo truth for inviting Kiflu one of my favorite young artist 🎤🎤🎤💙💕💜❤️💚💐💐💐🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussiemussie7075
@mussiemussie7075 6 лет назад
ናይ ባሓቂ ኩፉሉ ፈትየካ ምኽንያቱ ኩፉት ነጻ ሰብ ኢካ ክገርመካ ቃል መጠይቅ ወዲኢያ ኣይፍልጥን ናትካ ግን 33፥05 ደቂቅ ኣይተረዳኣንን ክምቶም መጸጽቲ ቀጭዋን ዘረባ ዝዛረቡ ኣይኮንካን ////ሕጅ ኣነ ዝብለካ ኣብ ሓቂ ምንባር ንኩፉሉ መስይልካ እንድሕር ከይድካ ጉዑዝካን ዓወትካ ኣብ ቅድሚካ ኣሎ ብርግጽ ኣጆካ ጥራይ ቅንዕናን ልውህናን ትዕግስትን ጻዕርን ትብዓትን ዕጠቀን ብዝኮነ የቀንየልና
@wedifshaye4178
@wedifshaye4178 6 лет назад
ዋውውውውው ናይ ባሓቂ ኣብዚ ዘይተጻሕፈ ኮመንቱ ኣብዚ ዘይተዋህበ ላይክ እስከ ኣበይ ይዋሃብ ክፍሉ ናይባሓቂ ኣድኒቐካ ካብ ብልቢ ካኣ ፈትየካ ንፉዕ ስለ ዝኺንካ ካብቲ ዝሕጎሰኒ እንተሎ እስከ እንታይ ናይ ልበይ ረኺብካያ ናይ ኣብራሃም ኣፎወርቂ ብምድራፍካ ብምድራፍካ ጥራሕዘይኮንኩ ካኣ ካብ ዓቀኑ ዝሓለፈ ጌርካ ብምቅራብካ ንዓኻ ብምንምታምር ኣይርስዓካን እየ ደርፍታትካ ዉን ከም እንደገና ታሓጚሰ ክሰምዕም እየ ናትካ ዓቅሚ እንታይ እሞ ክብለካ እየ በምንም ታኣምር ኣይውዱኡን እዮም ብራቮ ብራቮ ብራቮ ቀጽሎ ኣለና ቲቪ ካኣ ንፉዓት ንስኹም ዉን ቀጽልዎ።
@solohaile6846
@solohaile6846 6 лет назад
ወዲ ቐርኔ. ሓላል alena Tv aykonun
@samsomasmerom8009
@samsomasmerom8009 6 лет назад
መርሓባ ብሮ ከመይ ድየ ዝፈትዎ ነይረ ሕጂ ካኣ ሞ በብርሃም ስለ ዝመጸኒ ብታሕጓስ ክነጥር ደልየ ጽቡቅ ገይሩ ገሊጽዎ እዪ፡ ብፍላይ እታ ደርፊ ጽቡቅ ገይሩ ደሪፍዋ ስሑል ጎሮሮ ፡ እታ ዘድነቅኩዎ ካኣ ቃል ናይ ኣብርሃም ጥበብ ዓለመይ እዪ ጥበብ ሂወተይ እዪ ጥበብ ኩሉ እዩ ክብሉ ሰሚዐ ኣነ ካኣ ምስኦም ተሰማሚዐ ፐውውው እውይ ቃላት ኣብርሃም እኮ ክፍሉ ጅግና ስሑል ጎሮሮ √√√√√√√√√√
@user-if3yg4bm5k
@user-if3yg4bm5k 6 лет назад
እዚኣ ናይ ኣብራሃም እንተርቪው ጌሩ ኔሩ ዝብልዋ ዘለዉ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል፡ pls , ዝፈልጣ እንተ ሃልዩ ተሓባበሩኒ ?
@jonasjonas8132
@jonasjonas8132 6 лет назад
ወዲ ቐርኔ. ሓላል xbuk endika gelixkayo gen hanti zenbebkuwa gen Alena Tv elkaya Jayo Truth eyom zbehalu ezia natey reyto eya
@wedibereloveispartoflife5882
@wedibereloveispartoflife5882 6 лет назад
ወዲ ቐርኔ. ሓላል jayo truth eyom hawey
@meradc6192
@meradc6192 6 лет назад
Good job kflu aytitfeana kea Jayo Truth kea Tnx for sharing it
@rahwaomar4032
@rahwaomar4032 6 лет назад
I'm a big fan of this guy I love his voice very much & all his songs are fabulous 😍eza interview kenan kef alwa positive energy 👍
@tekyamedia828
@tekyamedia828 6 лет назад
Matured as 🔥🔥🔥🔥stay safe & blessed man
@jonasjonas3327
@jonasjonas3327 6 лет назад
Nice interview with the best artist
@egzabhergasayeyu3403
@egzabhergasayeyu3403 6 лет назад
Ohhh my Godness his voice is so good even,when he is live ❤️😍❤️ I’am proud to be your fun❤️ Lov kflu
@tsegunguse7388
@tsegunguse7388 6 лет назад
ብጣዕሚ ጎበዝ አብ ምስጋና እዩ ዘሎ ዕግበት ተመስገን አምላከይ ክብሪ ምስጋና ነዓካ ይኩንን
@sabrinmohamedbrhanakriya1427
@sabrinmohamedbrhanakriya1427 6 лет назад
thank you jayo truth ገጽ ንፈትዎ መታዓቢትና ኣርኢኩሙና ድሕሪ ሕጂ ከይትጠፍእ ወዲ ዳኘው መታዓቢቲ።
@teddyonelove8445
@teddyonelove8445 6 лет назад
ናይ ብሓቂ ሰራቂ ልቢ በሃር ስነጥበባዊ ክፍሉ ኣይትጥፈኣና በል ።Jayo truth ከኣ ክብረት ይሃበልና።
@negasibarya977
@negasibarya977 6 лет назад
Really appreciate you What awesome artist
@Erilul
@Erilul 6 лет назад
Thank you jayo Truth(Sami grande) and the superb and shining star kiflu nebsi
@yekalohailewedigoluje8623
@yekalohailewedigoluje8623 6 лет назад
Great job dear bro Really we love you We wetting for you Hero
@kuluzkonensenaynau2036
@kuluzkonensenaynau2036 6 лет назад
Nice job & God bless u
@flimongebrengus4469
@flimongebrengus4469 6 лет назад
His songs are amazing talented person.... keep it up keflu
@ruthhenok5528
@ruthhenok5528 6 лет назад
ደቀስመራ ጻዕዳ ከምቲ ኣብረሃም ኣፎርቂ ኢሉዋ ዝበልኩማ ፡ ኣነ ውን ,,,,ብጀካ ምሳኩም ምስምማዕ ካልእ ምንም ምርጫ የብለይን። ንስኩምሲ ንበሩ ደኣ። i wish you happy new year and merry x- mas. Love you all.
@hanamelake6239
@hanamelake6239 6 лет назад
Bless you dear temesgen iyu maeser kulu mkniatu wedi seb egabet sle zeyblu.
@michaelrezene8883
@michaelrezene8883 6 лет назад
Bteami des eluni Jaho Truth Interteimet so gexlwo trah eye kublekum zfetu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfitsolomon1195
@tesfitsolomon1195 6 лет назад
ናይ ብሃቂ ኬፍ ዘለዎ ዕላሉ ፡ ኣገላልጻ ብጣዕሚ ስሓቢ
@mussietesfamariam6290
@mussietesfamariam6290 6 лет назад
kflu smart boy thank you . I love you
@mokiewedikeshi4066
@mokiewedikeshi4066 6 лет назад
Wawww enka bselam mexakum jayo truth thnxxxx
@yordayorda7111
@yordayorda7111 6 лет назад
I really appreciate guys, Best wishes kuflu
@meharikifle1797
@meharikifle1797 6 лет назад
ደስ ዚብል ዕላል ብሉጽ ድምጻዊ ክፍሉ ዳኆው ኣጆኻ ብዙሕ ኪንጽበ ኢና
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 6 лет назад
Waww kiflu shikor please bzuh ena kabaka ntsbe zelena you are so smart and talent 👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@bxayneqefeta5577
@bxayneqefeta5577 6 лет назад
thanks jayo truth
@mixedworld869
@mixedworld869 6 лет назад
Oh nay bhaki kafuye ane natka Best Fan eye God bless you kafuye, tibeb malet nay bhaki, thank you jayo truth Chanel
@teklitgebrelibanos4935
@teklitgebrelibanos4935 6 лет назад
ኣቱም ሰባት እዚ ብቅዓት ኤርትራውያን ኪንደይ የሕጉሰካ እዩ ካብቲ ድምጻዊ ሓታቲ ካብቲ ሓታቲ ድምጻዊ እስኪ ኣብቲ ዝሃለኩም ሃሊኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቱዋተይ!!!
@tititsegaytsegay1220
@tititsegaytsegay1220 6 лет назад
Teklit Gebrelibanos amen deki eriy ftwtw
@user-he1il1bd3b
@user-he1il1bd3b 6 лет назад
ኣብ ዓለም ዘቕንኣኒ ስብ እንተሊኡ ብጥበብ ተወጢሑ ጅብኡ ጥርሑ ሓንጎሉ ሙሉእ ሕማቕን ጽቡቑን ኣለሉ ዝጋዓዝ ሰብ ኢዩ፡
@shabatshalom693
@shabatshalom693 6 лет назад
Great gobez behaki xaeram eka,derfitatka ab kindi bi guayla kurub nab slow music gele mara sahabi mibelku,adnakotey gin bizyada ab filmtat tiserho gele bravo nay behaki hakegna hiwet eka telbiso especially biakin bisalakin gele etibil film ala I don,t the topic but you acted very very well so I appreciat you great.
@dahlak9935
@dahlak9935 6 лет назад
ደስ ዘብል interview ብፍላይ ከኣ ኣገላልጻ ኣብርሸይ ደስታ ልበይ ደስ ኢላትኒ thanks ክብለካ እፈቱ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ
@zekariaszemariam3573
@zekariaszemariam3573 6 лет назад
I love you're openin sistre postive minds
@dahlak9935
@dahlak9935 6 лет назад
Zekarias Zemariam Thanks dear
@samihani8126
@samihani8126 6 лет назад
Dahlak gal Abrham Afewerki halal kkkkkkkkkk do gn zeytmhrna eki hkot
@dahlak9935
@dahlak9935 6 лет назад
Sami Hani entay terekbe
@lovehabeshatv5346
@lovehabeshatv5346 6 лет назад
Nice interview keep it up kiflu shikor
@yotantesfu955
@yotantesfu955 6 лет назад
ዋው ካብ ቀዳማይ ካልኣይ ካብ ካልኣይ ቀዳማይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ፕሊስ ካብ ሕጅ ግን ኣይትጥፋኣና ፡አቲ ስሑል ጎረረካ ምስ ጥዑም ዘማታትካን ግጥምታትካን ብፍላይ ቪድዮ ክሊፕ ጌርካ አንተ ዘርጊሕካልና ብጣዕሚ ደስ ምበለና, ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ጃዮ ትሩዝ
@merhawifsahaye226
@merhawifsahaye226 6 лет назад
Jaho truth ብማዕሚ ኣድኒቀኩም ቅድሚሕጂ ሰሚዐምራይ አየ ዝኸይድ ነይረ ሎሚ ግና ብጣዕሚእየ ተደኒቀን ተመሲጠ ኣጆኹም በርትዑ ከም በዓል ክፍሉ ዝበሉ ንፉዓት ስነ ጥበባውያን ምቅራብ ኣይተቓርጹ ። So thanks
@youllneverwalkaloneliver2265
@youllneverwalkaloneliver2265 6 лет назад
Thanks kiflu shikor & Jayo❤
@wedishuk4605
@wedishuk4605 6 лет назад
Super!!!! tesfa zeleka meneesey ajoka keep going gbu
@ghilayweldemichael302
@ghilayweldemichael302 6 лет назад
good job Jayo and Artist Kiflu
@manutd4565
@manutd4565 6 лет назад
Artist malet kemzi you Thanks jayo Good Job
@user-xt9ww6xf7v
@user-xt9ww6xf7v 6 лет назад
ዋውውው jayo truth ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም ንዝሳኣናዮም ኣርቲስቲ ናብ መደብኩም ኣምጺእኹም ዘራኽብኩሙልና፡ኣነ ደልየያ ዘለኹ ነዛ ሸለው ሸለውለው ትብል ናይ ፍግራ ደርፊ ኣብ 3ይ ክፋል ባ ንኽፍልሉ ኣስማዓኒ በሉለይ ።
@tesfomhabte6154
@tesfomhabte6154 6 лет назад
Thanks morrrrrrrr jayo turth
@wedkidane2073
@wedkidane2073 6 лет назад
ብጥዕሚ ጽብቅ መደብ እዩ ጃዮ። ከይ ኣድነቅኩም ክሓልፍ ኣያ ደልን እየ ምስ ያቆበይ መሳርሕቱን ክፍሉ ሓውና ካኣ እንቃዕ ዳሓን መጻካና ክብረተይ ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣሳልጥን እምነይልኩም ዞም ሓውታይ ካብ ልቢ❤❤❤👌👌👌👍👍👍
@nanidc9122
@nanidc9122 6 лет назад
Nay lbey abrham bmtkaskan kab lbey zftweka mukankn edliena eye kflu hawey amlak msaka ykun 💕💕🙏🙏
@dejensultan4825
@dejensultan4825 6 лет назад
ናይ ብሓቂ ዘድንቅ ስራሕ ሳሚ ሓወይ ኩፍሉ ሓዉና ድማ wellkomm እንዳበልና ኢና ነዛ ሓፍትና ድማ ኣጀኪ ስደት ኣይጠዓመናን ግን ብዘለካ ተመስገን ምባል ኢዩ ንሕና ንሓይሽ ካብሎን ለይለይ ዝብሎ መናእሰይ ኣብ ፎቆዶ ስደት ዝተረፉን ዝሳቀዩ ዘለዉን ፍብላይ ኤርትራዉያን ሓታቲ የብልና እንትርፊ ጸጊቦም ካልእ ዘይብሎም ግን ድሓን ጸገም የለን ኣጀኪ ግን ንስኪ ዝሓፍተይ ።
@almazabraha
@almazabraha 6 лет назад
ዓደይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር።
@starboy3326
@starboy3326 6 лет назад
i love you so much this Guy 💗
@Kidu2022fish
@Kidu2022fish 6 лет назад
Btaemi xbuq interview dear Artist #kflu ajoka bertei kabzi nleali... Eske neza comment tenbbwa zelekum sebat entay kem zkonku yrbesh aleku ab geza emo gele tfekoseni #like habuni 🇪🇷👍✔🎈
@hisabuberhe5994
@hisabuberhe5994 6 лет назад
Welcome back to music and nice job habibina
@yoni8787
@yoni8787 6 лет назад
Bravo mekerat alem btemsgen tray 🙏😘kiflu abi seb
@hailegmariam1396
@hailegmariam1396 6 лет назад
No comment mejemerta gzie bkulu zegbeka derafi reye plsss keep it up bro we love u.
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 6 лет назад
Welcome back bro
@worldcup2826
@worldcup2826 6 лет назад
ዋውው ኩፍሉ ብጣዕሚ መሳጢ ትፈልጥ ኣብ ሃው ዝበለ ትዝታ አእትኻኒ ቡኡነት ሶ ቀጽለሉ ካፍቲ ዝሓለፈ ንላዕሊ ክትከውን ንምነየልካ ዕድመን ጥዕናን ሓርፈይ
@gottistliebeeri-boy9981
@gottistliebeeri-boy9981 6 лет назад
ኩፍሉ ናይ ብሓቂ ሓደ ካብቶም ብልቢ ዘድንቆን ዝፈትዎን ብሩህ መጻኢ ዘለዎም ኣርቲስት ሃገርና ዩ ብዘይ መግናን ደርፍታቱ ከይሰማዕኩ ኣይውዕልን እየ ሶ ደገፍትኻ ኣዝዮም ብዙሓት' ዮም ኣይትጥፋኣና ክብለካ ይፈቱ። ን ጃዮ ቱሩዝ ድማ ብልቢ የመስግን thank you😍
@shewitguash5651
@shewitguash5651 6 лет назад
Welcome bro we love you
@teddyande
@teddyande 6 лет назад
Wawww btaemi xbuq srah Jayo Troth and kflu
@tesfalemmeasho726
@tesfalemmeasho726 6 лет назад
kflu smart boy i love you so much pleas continue
@merhawimara2627
@merhawimara2627 6 лет назад
wawww kfulu btami anbsa so xbuk srah so ጃዮ ብጣሚ ነመስግነኩም
@WW-qo6vt
@WW-qo6vt 6 лет назад
ኩፉሉ ናይ ባሓቂ ኣድኒቀካ ጃዮ ቱርዝ ብጣዕሚ የመስግነኩም
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 6 лет назад
Thanks jayo truth bitami.gazetena gn aygdin aymezmezon n kiflu ab kexali kabzi n laeli kihatt nxbe.cuz nab wshti tibeb ayeetekayon just top top koinu hitoka.Thanks
@efremaraya416
@efremaraya416 6 лет назад
መጀመርያ ሰላምታይ የቀድም ቀጺለ ንክፍሉ ዳኞው ናይ ብሓቂ ከየመስገንክዎ ኣይሓልፍን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ልሳን ኣሎ ኣጀካ በርዕ ቀጽሎ ትጠፍእ ኣለካ ኣነ ናይ ብሓቂ እየ ደርፍታትካ ዝፈትዎ ኣብ ቀጻሊ ኣጆካ
@hanibalokab4529
@hanibalokab4529 6 лет назад
woooow kiflu dagnew nay bhaki des zebl u enkae bdhan mexakana you are smart boy bestrong bro we love you so much Go On
@EMW450
@EMW450 6 лет назад
Nay behaki nfui artist plz continue ayttfeana
@wedihamedtsada6077
@wedihamedtsada6077 6 лет назад
ya ma men keep it up and wel come !!!
@kibromrom8050
@kibromrom8050 6 лет назад
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ኣርትስ ሎምዓንቲ ሰሚዕ ፡ ኣታ እዛ ኢረናስ ክንደይ ዘይተፍሉጡ ከዋኽብቲ እዮም እባ ዘለውዋ ። ኣነ ከም ዝፎልጦ ማዕረ ኩንዱኡ ንፍዕ ኣርቲስቲ ይመስለኒ ኣይነብረን ፡ ልብካ ዝምስጥ ዘምታቱን ፍሊምታቲን ቡሉጽ ናይብሓቂ
@tesfitmengstab7981
@tesfitmengstab7981 6 лет назад
Wawwwwwww Kuflu jigna memehr hiwet kexlo ayttfana nice job
@awentawyannkun1447
@awentawyannkun1447 6 лет назад
Well come kufulye meksebna👍👍👍👍👍💛💛💛💛
@selamgh
@selamgh 6 лет назад
My favorite singer❤❤❤❤❤
@aklilubeyney1109
@aklilubeyney1109 6 лет назад
Jayo truth btami nfuat kexlwo btaemi tehagise kflu Nic Bro
@teklekidane9867
@teklekidane9867 6 лет назад
ኩፍሉ ናይብሓቂ ኣድኒቀካ ግን ሓደራካ ኣይትጥፋኣና
@meley_natey_4800
@meley_natey_4800 6 лет назад
Welcome back
@user-vg6ow4vk1s
@user-vg6ow4vk1s 6 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ደስ ዘብል ኩፍሉ ዳቸው ሓንቲ ብክሊብ ሰሪሕካ ስደደልና ኢካ ተረፍው ኣይደንጉይና ኢኩም
@LOVE-py4oh
@LOVE-py4oh 6 лет назад
ውውውውውው ክፍሉ ሃዉና አንቃአ ብሰላም መጻአካ❤❤❤❤❤
@germentesfahiwet4670
@germentesfahiwet4670 6 лет назад
waaaaaa kflu hawey anqoi dehan mexeikana .qedemi kelu beza nafqot tbel zerista derfiy mjemarka aze ye zemesgen tahnks bro bzeyada dema nezey joy truth interteyment key mesgana knhalf ayndelen .
@trueloveisneverend7964
@trueloveisneverend7964 6 лет назад
God bless you guys I like you so much
@melakebekuretsion755
@melakebekuretsion755 6 лет назад
ዋውውውውውውው ከፍሉ ናይ በሓቂ ንፉዕ ካብቶም ዝድንቆም ኣርቲስይካ ሎሚ ተሓጊሰ
@natey-ip6yd
@natey-ip6yd 6 лет назад
Gele aynet meglexi nay bhaki wedi shuk temesgen ewe nkulu nay bhaki ab temesgen u zelo bereket ajoka kexlo tum dmxi u zeleka kflu shikor keep it up 😘😘😘😘
@hyabeynatey7558
@hyabeynatey7558 6 лет назад
Kfluye yene marrrr enqae dehan mexaka❤️❤️yene akal mara Ye zfetweka bkulu negerka B flay hanti ala derfi neay elka zderefkaya koyna tsimeani😭😭love u marrr
@yoniyebyo1318
@yoniyebyo1318 6 лет назад
ብጣዕሚ ሓይል መንእሰይ ኣጆኻ
@edenkesete6557
@edenkesete6557 6 лет назад
Betami mesat elal sekakur😍😍😍
@zekariaszemariam3573
@zekariaszemariam3573 6 лет назад
Eden Kesete -coupled
@yafetcristiano2986
@yafetcristiano2986 6 лет назад
Mara mesati interview kiflu habibi
@bluefaceh_baby8301
@bluefaceh_baby8301 6 лет назад
ዋውውውውውውው kuflu dagiew nay bahaki ዓበይ ትምህርቲ ሂብካ nacie good
@yoelabrham7707
@yoelabrham7707 6 лет назад
wowwwww kiflu hawey mara bella interview.
@yonastesfamichael6085
@yonastesfamichael6085 6 лет назад
Kflu sebeay ajoka tray aythmek kemtom abeyti sne tbebawyan kem beal abrham kemtkewn yfelt eye ajoka. Mtami eka nfue😍 so i Love ❤
@erilove2882
@erilove2882 6 лет назад
Btamai eye zednkake kflu hawey klu derftatka mekeret zelewo eyu bflay ka Sgtrin Wledyon I love so much ❤️bzkone btami xbuk intervie part 3 ka aytdenguyuna knxbe ena tesfa ngebr ka Wledyo kula bkrar ktesmana 👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🌿🌿🌿❤️❤️❤️ ksab nrakeb selam ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@abelhadguabi7492
@abelhadguabi7492 6 лет назад
ዋውውውውውው ኩፍሉ ናይ ብሓቂ ጥዑም ድምጺ አንቃዕ ብድሓን ምጻካና ኩፍሉ ኣብኩሉ አካትንጥፍ ፉሉይ ኣብድርፍታትካ አንታይ አይ ምዓርክንድዚ ጥፌአካና
@angessomkifle7488
@angessomkifle7488 6 лет назад
Betaemi des tblu qexluwo we love you bro kiflu
@Yorda0808
@Yorda0808 6 лет назад
Kemey dye tehagise lomi enda Jayo btami yekeneley kflu ma favourite artist 3 part yxbe
@vipkarter1859
@vipkarter1859 6 лет назад
Kflu hawey God bless you
@asli7988
@asli7988 6 лет назад
wawww kiflu danew asli btami eye zednkeka ajoka koxlo 💕👍💕👍💖👍💘👍💟👍💞👍💝👍👍👍👍👍💖👍👂👂👍
@akberettella4773
@akberettella4773 6 лет назад
💗💕💕 very nice interview
@selinafkr6019
@selinafkr6019 6 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩፍሉ ድምፂ ካናሪ
@hlatv4531
@hlatv4531 6 лет назад
Wawww very nais kflu shikor jayo kea kexlwo amlak msakum ykun
@nm4173
@nm4173 6 лет назад
Bteami des zbl u I hope he can recover kabti zegatemo mekalfat n he will produce lots n lots of his golden talent
@awethabtemaryam5721
@awethabtemaryam5721 6 лет назад
Hji dzalebo deleku wela hanti ayrdeann eyu delo kuflu bejaka aytfeleyena beka kulatna nbeaselka alena bekiknaka kulu seb kuflu kuflu koynu 😍😍😍😍
@hagosteklemariam6477
@hagosteklemariam6477 6 лет назад
He is Smart Really,
@marthachanel1821
@marthachanel1821 6 лет назад
Wel komen kflu shikor nay bhaqi endamehare zezanagie medeb keep it up guys
@welditlove4758
@welditlove4758 6 лет назад
ቤላ ቤላ ቤላ yes yes yes ዕድለኛ እየ ኣነ ሓበሻን ሓውኹምን ብምኻነይ ኣቱም ሰባት ሕጅስ ፈሪሀ ን ኣምካኽ ገዲፈ ንስነ ጥበባውያን የመስግን ከይህሉ ላኪን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እንተ ኣመስገንክኹም ሓጥያት የብሉን ኣብ ጉዳየይን ሓሳባተይን ኽምለስ ሰላምታ ኣይረሳዕኹን ኣብ part 1 ሰላምታይ ኣመሓላሊፈ ነይረ ምሒር ስለ ዝናፈቅክኹም ግና ደጋጊመ ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ክፍሉ ዳኘው ሳሚ Jayo ኩልኹም ስነ ጥበባውያን ሃገርናን ህዝበ ሓበሻን ክቡራት ኣሕዋተይ ጥበብ እንታይ ምኻኑ ኣነ ኣይፈልጦን እየ፡ ዘይፈልጦ ክንሰይ ግና ባዕሉ እንታይ ምኻኑ ካብቲኦም ጥበበኛታት ዋናታቱ ብቃላቶምን ብተግባሮምን ካብ ባሕሪ ብ ጭልፋ ወስ ኣቢሎምለይ ኣነ ደርፊ ይሰምዕ እየ እቲ ፍረ ደርፊ ግና ኣየስተብህለሉን አየ ነይረ ጥበብ ክሳብ መስዋእቲ ከም ዝኽፈሎ ግና ካብ ዋናታቱ በሪሁለይ ብ ኣቆጻጽራ በርሊን ሕጂ ሰዓት 22:02 ኢዩ ዘሎ ኣነ ከኣ በይነይ ኣብ ገዛይ ኮይነ ተከታቲለዮ ናይ ክፍሉ ቃለ-መሕተት እቲ ጥበብ ካብቲ ዋንኡ ሓሊፉስ ናባይ በጺሑ ለከ ኣርቲስት ዓድና ሲ ግዜን ቦታን መነባብሮን ባይታን ኣሕሊፉ ስለ ዝሃቦም ኢዩ እንበር ውሽጦም ሲ ዘይተነበቡ መጽሓፍቲ ን ዝተጨነቐ ጭንቀቱ ዘራግፉ ን ተስፋ ዝቆረጸ ተስፋ ዘስንቑ ኮታስ ሓቀኛ ምስልናን ስምዒታትናን ኣንቢቦም ዝርድኡ ብ ህያብ ትቅበሎ ወይ ድማ ብ ውርሻ ከም ገዛን ንብረትን ካብ ወለድኻ ትቅበሎ ዘይኮነ እቲ ዝከፈልካ ከፊልካ ክትመልሶ ዘይትኽእል ክቡር ግዜን ጉልበትን ግዜ ንእስነትን ከፊሎም ዘጥረይዎ ምስጢር ህላዌና ዝኾነ ባህልና በብዝርዳና ቓንቓን ባህልን ብ ናጻ ኣብ ዘዘለናዮ ምዓደሉና ነይሮም። ክብራት ኣሕዋተይ ኣነ ብልክዕ ዘረባ ኣይክእልን እየ ግና ክብሎ ዝደሊ ኣለኒ ኣፍቅዱለይ እባ ኣብ ዝበዝሑ እኻ እንተ ዘይበልኩ ኣብ ገለ ገለ ሰባት ኣብ ኮመንት ብተደጋጋሚ ዘንበብክዎ እንተ ሃልዩ ን ኣርቲስት ክፍሉ መንፈሳዊ ኔርካ ትብል ሕቶ እያ ክቡራት ኣሕዋተይ ሰብ ክሳብ ሰብ ዝኾነ ክብርን መሰልን ኣለዎ ኣብ ሂወቱ ድላዩ ክገብርን ኣብ ድላዩ ክኸይድን መሰሉ ኢዩ ን ሓደ ወዲ ሰብ ከምዚ ግበር ናብዚ ኪድ በዚ እቶ በዚ ውጻእ ኣይብሃልን ኢዩ ከም ሰብ እባ ንሕሰብ ንምንታይ ዲና ኤርትራውያን ኣብ ስደት ዓዲ ጋና ርእስና ኣድኒንና ንኸይድ ዘለና ከም ሰብ እባ ንሕሰብ ሰብ ኮይኑ ኣይስረቕ ወይ ድማ ሰብ ከምኡ ኣየጋፍዕ እንበር ከም ርኢቶይ ጌጋ ሕቶ ንሓትት ከይንህሉ ደጊምና ክልተ ግዜ እንተ ንሓስብ ምሓሸ ምበልኩ። ክፍሉ ሃወይ ከኣ ገለ እባ በል ንስኻ ናይ ኣብራሃም ኣብራሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ምስ ደረፍካ ሲ ተንኪፍካኒ ናትካ ገለ ምባል ክጽበ እየ ሳሚ ሓቢቢ ከኣ ምስ መሳርሕትካ ደጊመ ደጋጊመ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ኢየ ወልዲት wedi keren kab German
@keseteyemane1609
@keseteyemane1609 6 лет назад
ዋው ኩንፉ ብጣዕሚ ለባም ሰብ ኢኻ ፍጹም ምስ ዕድሜኻ ዘይከድ ለባም ሓሳብ ኣለካ
Далее
The best Eritrean tigrinya music of kiflu Dagnew
1:16:55
Dimtzi Eritrawian Stockholm v46 2014
58:34
Просмотров 270 тыс.
How? 😱   @fash
0:12
Просмотров 25 млн