Тёмный

Eritrean music Kiros Asfaha-2023-twgahtray-(official vedio) 

Kiros Asfaha
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 221 тыс.
50% 1

twgah tray
camera and editing anatu
thaks God and medhane Denmark

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,5 тыс.   
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
ኣታ ኣርማ ዛ ሃገር ንበር ኣታ ጅግና ዛ ሃገር ንበር ኣታ ዋሕስ ዛ ሃገር ንበር ንበር ክበር ፋርሰይይይይ ኣጆኻ ክወግሕ ኢዩ ኪሮሰይይይ እንዳ ፈተኹኻ ክነብር ኢየ ፋርሰይይይይ
@kahsayyemane9563
@kahsayyemane9563 Год назад
Kiros ጅግና በዓል ሕልና ዓስቢ ጻዕርኻ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ዝረጋገጸሉ ርሑቅ ኣይኮነን❤
@medayow5556
@medayow5556 Год назад
King of King ኪሮሰይ ዕድመ ይሃብካ ንዓና ክሕሸና ነዞም ውጹዓት መናእሰይ ኣብ ስደትን ከርተትን ዘለና ገጽ ስድራናን ህዝብናን ብዓቢኡ ንፋስ ዓድና ውን ነስተማቅረሉ ኣይክርሕቅን እዩ ኣጆኻ 👑👑👑👑👑♥️❤️❤️♥️👑👑👑💪💪💪💪💪
@Qomal-Agame
@Qomal-Agame Год назад
Izi guhaf Agame, wedi shermuta loser
@sinosino6689
@sinosino6689 Год назад
ኣንታ ነቢ ሃገር ኣንታ ሃዋርያ ሃገር ኣንታ ጽላል ሃገር ኪሮሰይ ክበር ንበር ክትወግሕ እያ ኣጆና ጥራይ🇪🇷💪💙💙🙏
@Blue_2024
@Blue_2024 Год назад
ኪሮሰይይይ ❤️ ንጉስ ጥበብ 👑 ንጉስ- ሓቂ🦁
@abrahaleteshome
@abrahaleteshome Год назад
ኪሮስ ጸግዒ ውጹዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@nahommussie1311
@nahommussie1311 Год назад
እቲ ሓደን እንኮን!!!!❤❤❤🥰🥰🥰 Kirosey The one & only 🥰🥰🥰
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 Год назад
ከም ወትሩ ፅቡቅ ሥራሕ ኪሮስ ሓወይ ጅግና ዘይከም ካልኦት ዝነኦም ክዕቅቡ ሓቂ ዝረግጹ ንስኻ ግን ኣብ ጎድኒ ዉጹዕ ህዝብኻ ኮንካ ወትሩ ብዘይጠቅሙ ከይተገደስካ ቃልስኻ ቀጽል ❤🦁💪
@fi-uv1ds
@fi-uv1ds Год назад
King of king ብሉጽ ናይ ብሉጻት ምናልባት ለይቲ ስለ ዘሎ ጉዕዞና ጸልማት ተከልከሎ ይመጽእ ኣሎ ብሩህ መጻኢ ወይልካ ኣታ ዝብኢ ❤️❤️❤️ ኪኪ ናተይ ትውጋሕ ጥራይ ወ ክንጻባጸቦም ኢና
@samuelyemane1803
@samuelyemane1803 Год назад
Kiros king
@kokobmebrahtom5192
@kokobmebrahtom5192 Год назад
ኪሮስ እቶም ዝፈትዉካ ቀባጻት እቶም ዝጸሉኡካ ገን ሎቅማጻት ኢዬም kiros king
@user-cz8ju8us7k
@user-cz8ju8us7k Год назад
🔦🔦🔭ኪሮሰይይይይ ናተይ ፡መጸ ደስ እንዳበልኒ ዕልልልልልል ዶ ክብለሉ ደስ እንዳበለኒ ክሳብ ዝረክቦ ❤❤❤❤💖💗💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑 ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 Год назад
ኪሮስ ኣቦ መንእሰያት ተድንቅዎ 👇 ክንዲ ሽሕ
@teddyeri
@teddyeri Год назад
ኪሮሰይ ጅግና ቀዳማይ ረኺበካ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ❤❤❤❤❤
@roha9947
@roha9947 Год назад
Kerosey kulu wedi asemera kemeka entezekewen hemam hezebu zehmemo jegena wedi hezebi ❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💕
@user-qe9kz8ow8b
@user-qe9kz8ow8b Год назад
Kiros ኣምበሳው ትውጋሕ ጥራይ ክትወግሕያ ኣጆና ፈጣሪ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ኣሜን።
@fithawiyosief2625
@fithawiyosief2625 Год назад
ድሎ ብድሎ ደኣ ኣብ ኤርትራ እያ ምርካብ እንበር ፡ ኣብ ዩሩብ ድያ ዘላ ኪሮስ ዓፈል ሓርኢ ኣዉደኣመት
@brahaneandemariam7154
@brahaneandemariam7154 Год назад
ወዲ ኣስፋሃ ተባዕ ባዓል ሓሞት ድምጺ ውጻዓት ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣቦ ሓቒ
@TsflaBoy
@TsflaBoy Месяц назад
King of king❤ንጉስ ጥበብ መምህር ሓቂ ኣቦ ፍቅሪ ተስፍ ሃገር ትውጋሕ ጥራይ❤❤ታ❤ፍ❤፡
@berakibeyene3458
@berakibeyene3458 Год назад
እቲ ኣብ ናይ ሓሶት ግዜ እንኮ ኣብ ሓቂ ደው ዝበለ ጅግና ስነ ጥበባዊ ኪሮስ
@nahomnaho4213
@nahomnaho4213 Год назад
ኣዳ ጅግና ወ ትውጋሕ ጥራይ ኣሞ ኪሮሰይ ኣንበሳ
@Eritrea-funny
@Eritrea-funny Год назад
ኪሮሰይ ጸገዒ ውጹዓት ኤርትራ ናይ ደቂ መሬት እያ ኣጆና ዎናታታ ንሕና ኢና ነቢ💙
@cristiano-g6h
@cristiano-g6h Год назад
Moyte dye gele 🤣🤣🤣🤣🤣
@trhasyowhanns1649
@trhasyowhanns1649 Год назад
ኪሮሰይይ ቻው በሊ ማዓት ወረ ኤሊዛ ኣበይ ኔርኪ ዓይኒ ከተማ ኣለኩ ዝባን የሕዋት በልዋ ሸወደናዊተይ ቲኣምር ጾዳል ወዘተ ዝብል ደርፍካስ ተመሊስካ ትሰምዖ'ዶ ትከውን
@eritranhot203
@eritranhot203 Год назад
Kkkkk kkkkk do
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Год назад
😂😂😂😂 wa star b dhri computer , ewuyyy 💻 Maas ya natikum tikowun , wedi Afom yinebrela alo xubuk geru , yihiluwa ka alo kabakum ember nisikumsi Kedem mishetikumuna 😂
@eritranhot203
@eritranhot203 Год назад
Qondaf abey zelo yu kiros seraqi tfelto dika xbuq gierka
@merhawimogos7217
@merhawimogos7217 Год назад
እዝስ እንታይ ኢና ክንብሎ ሕጂ ደርፊ፧ጸር፧ምፍርራሕ ወይስ ፈኸራ'ዩ! ሃለውሎው ዘይ ምነዎ ዓንጃል ናይ ዓለምና
@meramera7646
@meramera7646 Год назад
ዕንቃዕ ብሰላም መጻኻ ኪሮሰይ 👑👑👑👑
@freyfrey-po6hy
@freyfrey-po6hy Год назад
Kiros my king 👑 አቦ ሕልና ኣቦ ሓቂ ኣይትመውትን ኢየ እወ ንስካ ከምዚ ከማካ ለባም ኢዩ ዝፍልጦ ኪሮሰይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኮማደረ እወ❤❤❤❤❤❤💖💗💗💗💗💗💗💗💗ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፍጣሪ ኪሮሰይ ደመይ ምቃል ታፍላ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@samw5749
@samw5749 Год назад
Kiros shkor, You have touched the hearts of millions with your songs…we love you!
@peace-pr9gp
@peace-pr9gp Год назад
Lol millions Baleka ab kemesh atika hadami Sebay ente konka da zeytewered n bereka Jajawi
@kabkone5196
@kabkone5196 Год назад
Kkkk heart millions nezi halewlew
@kemkemeydinanihina4622
@kemkemeydinanihina4622 Год назад
Hhhhhhhhhhh sorry Ane kemzi ele msh kiderif abzereba wen feras eu 😂😂 ab kemish dea men diu delo 😂😂
@beretekie9824
@beretekie9824 Год назад
Yes kiros shikor I admire you for ignoring these ignorant people under your comment
@salihalamin1127
@salihalamin1127 Год назад
ኪሮስ ጅግና ኣበይ ኢሞ ነሰካ መራሒ ኢንታ ትኮዊን
@kbriselam478
@kbriselam478 Год назад
You so honest and real respectful person I can see inside and outside 😊proud of you 👊🏿👊🏿👊🏿
@WaWa-gf5li
@WaWa-gf5li Год назад
my 👑of king kiroseyyyyy natey demey natey nebreley kesb nerakeb kirosey ❤❤❤❤❤❤ወደደየ ናይ በይነይ
@ilikehabshha5672
@ilikehabshha5672 Год назад
ጥበብ ድምጺ ኢዩ መልእክቲ ምምሕልላፍ ኢዩ ኪሮስ ኣቦ ውጹዓት ኪሮስ ጸግዒ መንእሰይ ንበረልይ ንበረልና ድሕሪ ሓርነት ናይ ክብረት ዶክተረይትን ስያመ ጎደናታትን ክንህበካ ክንስልመካ ኢና ብሂወት ከለካ ኽትርኢ ይግባካ አዩ።
@teklechimar7401
@teklechimar7401 Год назад
ሓኔታይ ፋሮ ንጉስ ጽድቂ ቀንዴል ሃገር ዝፋን ሓቂ ጸግዒ ህዝቢ ድርዒ ወርቂ ኪሮሳዊ ዋልታ መንእሰይ ታሓላቒ:: ማእገር ሃገር ጽኑዕ ዕርዲ ብርሃን ትኸውን ልክዕ ከምዛ ወርሒ ቃላት ኣይገልጸካን ቃላት ተጻሓፊ ብማዕረ ትርኢ ሕልፊ ብዘይ ትርፊ:: ህዝቢ ተገሪሙ ይዛረብ ብኣኻ መስተንክር ዩ ኹሉ ኩሉ ት'ቕያኻ ኣደ ትምከን ወሊዳ ንዓኻ እወ ትምከን ወሊዳ ንዓኻ:: ኣየ ማዓንጣ ትበተኽ ስጋቦይ'ለ ምዑት ኢኻ ዕጡቕ ስጋቦይ'ለ ኣየ ስረ ዓጢቕካዮ ብኡነት ኢለ ኣይራኣኹን ኪሮሰይ ከማኻ ዝበለ:: ኣርሓ ኣርሓ ኣርሓ ብግብሪ ተተግብር ልዕሊ ቓል ዘረባ ትደሚ ትርህጽ ከተውሕስ ጎጆኻ ንስኻ ባዕልኻ ንዓኻ ደም ራሃጽ ዘፍሰስካ ንስኻ:: {ድርብ2x} ኣብቲ ሕሱም እዋን ድምጺ ትኾነሉ ልቢ ተሰሊቡ ትንፋስ ዝጠፍኣሉ ኣብ ቀቢጸ ተስፋ ኒሕ ትሰኽዓሉ ሩሕ ሂብካ ሂወት ሂወት ትዘርኣሉ::
@B.S6093
@B.S6093 Год назад
ይመጽኣሎ ብሩህ መጻኢ ትውጋሕሞ ወይልኻታ ዝብኢ 👍👍❤️💯
@Wedmaha
@Wedmaha 11 месяцев назад
ኪሮስ ባዓል ሕልናናና----
@Samuelsemere74
@Samuelsemere74 Год назад
ጎይታ ሓቂ። ኣፍ መንእሰያት። ኣፍ ውጹዓት። ተባዕ ተቃላሳይ ኪሮሰ ኣጆና ጥራሕ።
@user-cg1ym1vh6n
@user-cg1ym1vh6n 5 месяцев назад
ኪሮስ ማለት ኣቦ መናእሰይ እዩ ኪሮሰይ ኣታ ጅግና ❤
@frezerussom9382
@frezerussom9382 Год назад
Waw ኪሮሰይ ሃብረምይ 👍👌👍👍👍👍👍👍ወትሩ ቡልጽ ኣብነት ኣርማ ሰላም ሓርነት 👍👌👍👍✅️👍👍👍👍
@Chelse131
@Chelse131 Год назад
ሓላል ፍጥረት መተካእታ የማነ ባርያ love you my blood
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ውጽዓት ጻማ ቃልስኻ ክትረክብ ቀርብካ እኻ ተባዕ ተቓላሳይ😍❤️💛
@user-om2qx5gt6x
@user-om2qx5gt6x Год назад
Kiroseyy b fqrka tesaire iye b derftatka muruk iye beza zelekaya kexileley natna ember zey natna ay temxalna kikeyyy king
@filimonandom2415
@filimonandom2415 Год назад
ኪሮስይ ወቱ ሩ ህዝበይ ምስ በልካ ኣምላክ ይባርካ ከሉ ግዜ ብዓል ሓቂ ❤❤️❤️❤️
@bereketgihdey2759
@bereketgihdey2759 Год назад
ኣዮካ ደላይ ፍትሒ ( ትውጋሕ ጥራይ) እወ ኺሮሰይ ጅግና።
@dejenhadush13
@dejenhadush13 Год назад
ኣብ ከብድካ ጸርካዮ ዘለካ ይርዳኤኒ ኢዩ ጎይታ ሓቂ ❤❤❤
@yapnepa1077
@yapnepa1077 Год назад
ብቆልዓይ ጀሚረ እስካ ሎሚ ዘይመንዎ ደራፊ 😍❤ ትግራዋይ ሓዉካ ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ 🇪🇷🤲🇻🇳
@nromenrome7193
@nromenrome7193 Год назад
Hawu ba rekbu hjis
@halamadrida6075
@halamadrida6075 Год назад
Wedi kelbi hgdef entay dieka tgebr aloka abzi wxae izi sefer jeganu iyu kid nabti adha zbl nay aedug derfka kid btaniela alet kelbi barya wedi medhn wedi xrgya
@gedele
@gedele Год назад
ደገፍቲ ኪሮሰይ ኣለኮም ዶ እስከ ላይክ ገርኩም ኣለና በሉኒ
@abiiiiiiiiiii22
@abiiiiiiiiiii22 Год назад
ኪሮስ ጊላ ዘይደሊ ንጉስ👑 ትሕዝቶ ደርፍታትካ ምሉእ'ዩ ካብ ቀደሙ🥰 ግን ቁሩብ ካብቲ ናይ ቀደም ጸለእትኻ ውን ዝሰግድሉ ዝነበሩ ደርፍታትካ ጣዕሙ ውሒድኒ ሎሚ🥰🙏
@yohannesyemane5569
@yohannesyemane5569 Год назад
ኪሮስ ሓቢቢ ኣቦ ሓቂ ኣያ ውጹዕ ጥበብካ የዳብሮ
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 Год назад
Kerosey kiwegihyu 💯💯💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤️🙏Amlak misanayu abta nifetwa adi kinirakeb ena
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Год назад
ክሮሰይ ንዓኻ ዝወልደት ኣዶ ወልደ ትብል ክበር ንበር ሓቀኛ ሰብ ካብ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ትግራወይቲ 💛❤ ሓፍትኻ 🙏
@TaflaTafla
@TaflaTafla Месяц назад
King❤ኪሮሰይ ኣቦ ውጻዓት መምህር ሓቂ ኣቦ ፍቅሪ❤❤❤❤❤❤
@genettedla4209
@genettedla4209 Год назад
Thank you kiros for beautiful music 🎶 nice to hear your voice we prodded of you and we love you ❤️ 👍 👌 😍
@saronzeru5000
@saronzeru5000 Год назад
Anbesa wexu kab dur kirosey King natey
@mahrayeyob9282
@mahrayeyob9282 Год назад
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ዉጹዓት
@temesgenbeyen4559
@temesgenbeyen4559 Год назад
ኣቦ ሓቂ ጎድኒ ውጹዓት በዓል ዓቢ ሕልና መምህር መንእሰያት ኣጆኻ ትውጋሕ ጥራይ 👍🏻👍🏻
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 Год назад
Kiros you typically define what a real artist is. We are lucky to have a such brilliant and brave artist in our region. Man of principle.
@gebreamlakasgodom7393
@gebreamlakasgodom7393 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ፍትሒ ❤❤❤❤
@cristiano-g6h
@cristiano-g6h Год назад
@@gebreamlakasgodom7393 ኣብ እርጋኑ ዝጸየቀሉ ጋህታፍ 800,000 💀💀💀
@nataneley
@nataneley Год назад
@@cristiano-g6h ሚካዊ ከዳሚ ኢሰያስ🤡
@hanimedhane9881
@hanimedhane9881 Год назад
Lalebi❤❤
@yitbarekg5927
@yitbarekg5927 Год назад
Huxub MeOanta kiros hawey , ajoka , weyliOm dea Hilna albo , nay seb yeblomun korakur kefiOom alewu ......entay key gebru !!!!!, , finally kitwegiH ya kiros hawey ,
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ኪሮስ ጅግና ዜማ100% ግጥሚ100% ግጥሚ100%ኣድናቅትና ሓፍቅኩም ጋል ትግራይ❤❤💛💛
@trhasyowhanns1649
@trhasyowhanns1649 Год назад
ኣብኣ ኣላትኪ ጓለይ ኣብዚስ ኣየናይ ግጥሚ ኣየናይ ዜማ እዩ 100 ካብ ሚኢቲ ትብሊ'ዶስ እቲ ናይ ቀደም ኪሮስ ዘይትፈልጥዮ እኪ ኮንኪ
@yowalove2200
@yowalove2200 Год назад
Kirosey marey ata jigna nay jeganu twegh teray ewe ketwgh eya ka ❤❤❤
@WediNega
@WediNega Год назад
ኪሮስ ንስኻ ሓቂ ኢኻ🌹🌹🌹።
@ermiasachs2205
@ermiasachs2205 Год назад
Tiwgah trah misaka wn niweraredo alena anta bieray new Eritrean music 2022-kiros asfaha-amberketa(official video)
@nataneley
@nataneley Год назад
ክበረልና ንበረልና ኪሮሰይ 👑❤️💙🙏👆
@wedid.c6732
@wedid.c6732 Год назад
እስኪ ላይክ ዘይገበርኩም እግርኩም ሓፍ ኣብሉ ዳይ ኩላትኩም ላይክ እንዳገበርና ንኪድ ።
@fala1219
@fala1219 Год назад
ኮሮስ ኣቦ ሓቂ ቀጽሎ ኣለና ኣብ ጎንኻ ❤️❤️
@redaebirhane4015
@redaebirhane4015 Год назад
Kiros nay bhaki seb. Ane kemzi kemaka tray eyu ab sne aiemroy zisilo ertrawi... Nmntay eyu kmzi habejeraway koinu eba please nigerena.... Keep going please welldone kiros abi seb
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh Год назад
ኪኪተይ ጎይታ ሕልናዊ ጎይታ ኹሉ ነገር ኢካ💙
@haylumaekel-ul9ib
@haylumaekel-ul9ib Год назад
Mehferi zebelu fetret Asmara ybehal alo elka zefekerka balka eka. ASHQELTEKAN NESEKA SEREKUM FETEHKUM. Shebeya!
@mituwiti999
@mituwiti999 Год назад
My Kiros ❤ We love you ኣቦ ሓቂ❤❤❤
@yonasteklhaimanot1715
@yonasteklhaimanot1715 Год назад
Ata kemakas wala 3 kntsean debah. Kirosey hmeret Mensey 🤴🤴🤴🤴🤴🤴
@tigrignapost
@tigrignapost Год назад
ንበር'የ ዝብለካ ንበር ክበር ንዘልኣለም፣ ዕድመ ምስ ጥዕና ይስዓብካ ኣብዛ ዓለም፣ እንግድዓኻ ይጽናዕ °ኪሮሰይ ዝያዳ ተተባባዕ፣ ሽሕ ብእልፊ ርባሕ °ኪሮሰይ ዓይኒ ብርክኻ ይጽናዕ፣ ንበር ክበር ኪሩ ሓንቲ ቅላዕ እያ ተሪፋትና ዘላ። ሽዑ እዘን ዝፍክራን፣ኣብ ቃንዛ ናይ ህዝብና ዝሕጭጫ ዘለዋ ባሮት ሻዕብያ ሽዑ ዘባኽየን ክስእና እየን።
@erishowmedia
@erishowmedia Год назад
😂😂😂😂😂
@kenerakebina3910
@kenerakebina3910 Год назад
😂😂😂😂😂😂😂
@shambel8316
@shambel8316 Год назад
🤙💯
@yibrah
@yibrah Год назад
Kiros king always
@ftsumtekle8710
@ftsumtekle8710 Год назад
ክክክክክክ ኣንታ ከዳዕ ወጊሑ እንዱ ወድዛ ሸያጢ ዓዱን መንነቱን ጉሓፍ ትግራዋይ ወድዛ መልመጺ ድስቲ ወያነ ክክክ ባዴላ ጁንታ እንታይ ሓቅ ለካ ወዲ ደብረጺዮን ሰክት እታ በሊድ ወላ ሽኑ
@yitbarekg5927
@yitbarekg5927 Год назад
Ajoka kiros hawey, hasewti endiyom , ajoka!!!!!!!, kulu gizie HaQi!!!!!!!!1
@searefitsum8652
@searefitsum8652 Год назад
ኪሮሰይይይ ጅግና ኣቦ ሓቂ
@AdelMohammed-sf8od
@AdelMohammed-sf8od Год назад
ኪሮሰይ ኣነ ብተዓሚ እየ ዝፈትወካ ሓቀንያ ኤረትረዊ ኣጆካ ጸበሕ ንስካ ኤካ ሓቀንየ ወዲ ሃገር
@ambesmedia4189
@ambesmedia4189 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ብዓል ድርብ ሕልና ኣቦ ውጹዓት ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ keep it up
@berihugebremariam7720
@berihugebremariam7720 Год назад
ኪሮስ ጅግና !ወድህዝቢ ብሓቂ ፣ ፈጣሪ ነቲ ጸዓርኻ ሪእዩ ፣ብርሃን ፣ብስራት የርእኻ
@user-cz8ju8us7k
@user-cz8ju8us7k Год назад
❤❤ቀሪቡ ኢዩ ምቃለይ ናተይ ኣብየት ድምጺ ቃላት ኩሉ ውህብቶም ኪሮሰይ ❤ብምንታይ ኢየ ክገልጸካ ኣታ ናተይ ጹሉል ኢየ ብኪሮሰይ❤💖💖 ደመይ🎉🎉🎉🎉📢📢📢📯❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@christophergtes2603
@christophergtes2603 Год назад
Abet gitmi 💯 % kirosey niberelna.
@MELEYAnbibaመለይዓንቢባ
ኪሮሰይ ጅግና እቃዕ ብደሓን መጻካ
@micaelmehari2294
@micaelmehari2294 Год назад
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ሓቂ ማዓስ ዳኣ ኣብ መርየት ክንወርድ ኢና
@hberi2489
@hberi2489 Год назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@haneber7369
@haneber7369 Год назад
ኪሮሰይይይ!!🕊☝️🕊☝️ መን ከማካ ሰብ የለንንንን!!!🙏🙏🙏🙏
@Theakran12
@Theakran12 Год назад
We are lucky to have you kiroooo the king
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 Год назад
ኪሮሰ ባዓል ጽኑዕ ዕላማ እምኒ እላባ ጽላል ህዝቢ ኤርትራ
@bibizeray7030
@bibizeray7030 Год назад
ኪሮስ ሓየት ኪንዮኻ ሞ መን አሎ ሓቀኛ ዕላማኻ ኑጹር መርገጺኻ ሓንቲ king of king 👑✅
@feshietesfamichael6377
@feshietesfamichael6377 Год назад
Nay bhaki kiroseyyy ajoka tiray ab konka alna🥰
@biniamluel7757
@biniamluel7757 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ❤️🙏
@leulawunethagereyyekeber.7206
Kirosssss king ❤😢Abo fithi
@kidanewelday1739
@kidanewelday1739 Год назад
ኪሮስ ንዘልኣለም ሓወልቲ ክስርሖ ይግባእ ትብዓ፣ሓሙት፣ሓቂ ኣብመን ይርከባ እንተ ኢልኩምኒ እብ ኪሮስ እዩሰፈረን።ብተወሳኺ ክኣ እቲ መወዳደርቲ ዘይብሉ ግጥሙን ዜሙእን ሞዴል ናይ ትግርኛ ደረፍቲ እዩ።
@sdetnewihkani1414
@sdetnewihkani1414 Год назад
Wedi asfaha our hero wetru Ab lbna eka abo haki 💚☘️💚☘️💚💚💚💪💪💪💪
@user-lh7ug3bg7b
@user-lh7ug3bg7b Год назад
Koros king of kings ✅️ ቀዳማይ ረኪበካ ዶ ንኮሮስ ዘድንቅ ጥራይ ላይክ ይሃበኒ ✅️✅️💯💯
@efarmogos2409
@efarmogos2409 Год назад
ኪሮስ ናይ ኢንግሊሽ ደራፍይ ተትከውን ኣበይ ማሃለካ ንስካን ጥበብካን ። ኣብ ታ መትካልካ ጥራይ ጠጠይ በል ዋላ መረት ግብ ተብል ።
@jonwidigerie825
@jonwidigerie825 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ላይክ እስከ ሃቡለይ ፈታዊ ኪሮስ ደቂ ኤረይ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Год назад
Kiros wedi hzbi 👌🏽👌🏽❤💛
@user-um3fg
@user-um3fg 4 месяца назад
ጅግና ጥበብ ኣጆካ ክወግሕ እዩ❤❤❤❤❤
@tirhasmichael614
@tirhasmichael614 Год назад
ኩሉ አዩ ደጸብቀልካ ኪሮስ🎶🎶። ኣቦ ሓቂ ❤ሓንቲ መዝሙር ንጽበ ካባካ❤
@TMmusic8278
@TMmusic8278 Год назад
ኪሮስ ሓወይ ሓቀኛ ተቃላሳይ መሳጅንተይ ዓዲ ኣቤቶ፡ ሓቂ ዘይፈልጡ ኢዮም ሰብ ሎምዘመን
@Senafae
@Senafae Год назад
Welcome our king 💙💙❣❣
@samriandsamru3319
@samriandsamru3319 Год назад
Entay emo kibel kiros abo haki wgen wexu king of king 💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰
@mera8881
@mera8881 Год назад
Kirosey ms belku endye king of kings ❤
@merhawitkeset3771
@merhawitkeset3771 Год назад
Kiros king of 👑 ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💯💋🌷abo haki Kemey dika mexelel 👑🥀
@user-qy9lb7om3y
@user-qy9lb7om3y Год назад
ምስ ሐቂ ዝሐቅቅ ጅግና ሐወይ ❤️👌
@yemaneyeibyo6644
@yemaneyeibyo6644 Год назад
Merhaba kirosey Hero of the young.
@salvato7665
@salvato7665 Год назад
ኪሮሳዊ ኣቦ ሓቂ ባዓል ሙሉእ ሓቦ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Год назад
👌🏽👌🏽❤💛❤💛❤💛💙💚💙💚💙💚
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ኪሮስ ጅግና አቦ ሓቅን አቦ ውፅዓትን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ ቀሪብኻ ኢኻ ፃማ ቃልስኻ ትርኢ🙏🙏🙏💛❤️💙❤️
@NatuTv2
@NatuTv2 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ኣብ ውሽቱ ብዙሕ ዝብሎ ኣለካ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና ኪሮስ ኣቦ ደላይ ፍትሒ ❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Как вам наши образы?🥰🥰🤍🤍
00:10
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Просмотров 602 тыс.
New Eritrean Song by Hanibal Alem "Men Kemaki"
4:56
Просмотров 772 тыс.