Habesha Education: መግለጺ እቲ ዝበለጸ ኣታዊ ! “ዋሕዚ ገንዘብ” ‘‘Cash Flow”።
Disclaimer/ መተሓሳስቢ
The information in this video is for educational purposes only. Before implementing the teachings, please consult a licensed attorney, financial advisor, or accountant.
ኣብዚ ቪድዮ ዝቐርብ ሓበሬታ ንመምሃሪ ጥራይ ዝዓለመ እዩ። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝተኣከበ እዩ። ቅድሚ ዝኾነ ትምህርተይ ምትግባርኩም ብሕያውነት ካብ ፍቓድ ዘለዎ ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ምኽሪ ድለዩ።
1 апр 2024