Тёмный

Hashew Geda Ile - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020 

Kiros Asfaha
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 301 тыс.
50% 1

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ኣቲ ድራር ዓይኒዝበሰለት ወይኒ
እንታይ ምኾንኪ ዲኺ ናተይ ተትኾኒ
ኣቲ ድራር ዓይኒዝበሰለት ወይኒ
እንታይ ምኾንኪ ዲኺ ናተይ ተትኾኒ
ኣቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ
ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ
ኣቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ
ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ
ኣቲ ሽኮር ቆልዓ ብሩር ኣብ ክሳዳ
ኣቲ ተፈታዊት ዘይንገር ጉዳ
ምስ ተፈለኽንስ ፈትየኪ ዝያዳ
ወላ ይሕሰመኒ ይደራዕ ጸገመይ
ወላ ስኢነኪ ይጸሙ ዓለመይ
የፍቅረኪ እየ ከምታ ናይቀደመይ
ኣሃኣሃይ ላሎየ
ኣሃኣሃይ ላሎ
ኣሃኣሃይ ላሎየ
ኣሃኣሃይ ላሎ
ከይተወዳኣኒ እዘን ውሑዳት ዕድመ
እንተዝሪኤኪ ብዓይነይ ደጊመ
ተጋጊኺ እምበሪ መሲልኪ ከምኡ
ምንባር’ዩ ኹሉ ምሳይ ኮነ ምስኡ
ላለ ለ ላለይ
መን’ኻ ኣታ ምስ ፍቕሪ ትውዕል
ኣማልደኒ እስከ ክነዕልል
ከማዓልካ ፍቕሪ ከማዓልካ
ኣታ መዳለዊ ከማዓልካ
ንስኻ’ውን ብላዕ’ዶ ለሚድካ
ፍቕሪ ጠላም ፍቕሪ’ታ ካሓዲ
መደብ ሂብካ’ስ መንጢልካኒ ንእዲ
ላሎየ
ኣቲ ዕባይ ጠስሚ
ላሎየ
ዕባይ ናይ ኣጅቦ
ላሎየ
ምሒር ናፍቖትኪ
ላሎየ
ኣስኢኑኒ ሓቦ
ላሎየ
ማዓር ከናፍርኪ
ላሎየ
ማዓስየ ዝረኽቦ
ላሎየ ላሎ
ከመይ’ሎ ኢልኪ ኣይትሕተትለይ
ከመይ’ሎ ኢልኪ ኣይትሕተትለይ
ነጊረኪ እንድየ ምሳይ ከለኺ
ነጊረኪ እንድየ ኣብ ሕቑፎይ ከለኺ
እንታይ ከም ዝኸውን ብድሕሬኺ
እምበር ኣዋልድ’ሲ ኣይ ከም ሎምን
ጎደናታት ቆናጁ ይዛሪ
ኣበይ’ሞ ሓንሳብ ኾይኑ ፍቕሪ
ዘይድገም እንድዩ ኾይኑ ፍቕሪ
ኣበይ’ሞ ሓንሳብ ኾይኑ ፍቕሪ
ዘይድገም እንድዩ ኾይኑ ፍቕሪ
ኣሚነ’የ ኣቲ ሽኮር ቆልዓ
ኣጥፊኤኪ’ዶ እዋይ ሳኣን መርዓ
ኣሚነ’የ ኣቲ ሽኮር ቆልዓ
ኣጥፊኤኪ’ዶ እዋይ ሳኣን መርዓ
ሃሲኽያ ልበይ ተኾሊፋ
ሸተት ኢልክኒ እዋይ ሳኣን ናቕፋ
ሃሲኽያ ልበይ ተኾሊፋ
ሸተት ኢልክኒ እዋይ ሳኣን ናቕፋ
ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ
ሸው ገዳይለ
ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ
ሸው ገዳይለ
ፍትውተይ’የ እንካብ ንፈላለ
ሸው ገዳይለ
ክሳብ ሎሚ ኣለኹ ከምኣይለ
ሸውገዳይለ
የልዕለኪ ምስ ባዓል እከለ
ሸውገዳይለ
ብሒትክዮ ዕላለይ ዘበለ
ሸውገዳይለ
ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ
ሸው ገዳይለ
ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ
ሸው ገዳይለ
ሓደ ባእታ እንካብ ኣካላተይ
ሸውገዳይለ
ከቢድዎ ትእዛዝ ናይ የዒንተይ
ሸውገዳይለ
ቀዲምኒ ሞይቱ ቅድሚ ሞተይ
ሸውገዳይለ
ብሰንክኺ እኳዩ’ቲ ደመተይ
ሸውገዳይለ
ኣነቲ ኣነ ኣነቲ ኣነ
ይዝክረኪ’ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ
ኣነወ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይናፍቐኪ’ለኹ
ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ
ኣቲ ዕባይ ጠስሚ
ዕባይ ናይ ኣጅቦ
ዕባይ ቀይሕ ሓመድ
ኣቲ ዕባይ ካምቦ
ዓይነይ ከይሪኤኪ
ከዊልኒ እምባ
እግረይ ከይመጻኪ
ከልኪልኒ ሩባ
ወላ ከምዛ ሓፍተይ
ኣብጥቓይ ኩኒ’ባ
ወላ ከም ጎሮቤት
ኣብጥቓይ ኩኒ’ባ
ኤሄ... ኤሄ... ኢሂ...
ወይ ኣነ ጉደ’የ ኣነ ጉደ’የ
ኮኾብ ክሕዝ ደልየ ዘየርክቦ ብኢደይ
ወይ ኣነ ጉደ’የ ኣነ ጉደ’የ
ኋል ሰብ ናፊቑስ ምኽኣል ስኢኑ ከብደይ
ኣነቲ ኣነ ኣነቲ ኣነ
ይዝክረኪ’ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ
ኣነወ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይናፍቐኪ’ለኹ
ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ
ኣቲ ዕባይ ጠስሚ
ዕባይ ናይ ኣጅቦ
ዕባይ ቀይሕ ሓመድ
ኣቲ ዕባይ ካምቦ
ዓይነይ ከይሪኤኪ
ከዊልኒ እምባ
እግረይ ከይመጻኪ
ከልኪልኒ ሩባ
ወላ ከምዛ ሓፍተይ
ኣብጥቓይ ኩኒ’ባ
ወላ ከም ጎሮቤት
ኣብጥቓይ ኩኒ’ባ
ኤሄ... ኤሄ...
ወይ ኣነ ጉደ’የ ኣነ ጉደ’የ
ኮኾብ ክሕዝ ደልየ ዘየርክቦ ብኢደይ
ወይ ኣነ ጉደ’የ ኣነ ጉደ’የ
ኋል ሰብ ናፊቑስ ምኽኣል ስኢኑ ከብደይ

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 126   
@medid.454
@medid.454 8 месяцев назад
Who is listening 🎶 to this ❤ music @ the beginning of 👉01👉2024. Long live to you our legend brother kiros asfaha.
@fioriTesfaldet22
@fioriTesfaldet22 9 месяцев назад
መን ኣሎ ኣብ ቲክቶክ ናይ ነሽነሽ ሪኡ ዝመጸ ላይክ እስከ
@hemenaman1901
@hemenaman1901 9 месяцев назад
አነ
@tedrostakelle
@tedrostakelle 2 месяца назад
Ane
@tedrostakelle
@tedrostakelle 2 месяца назад
Ane
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf 8 месяцев назад
ኪሮስና ዓስሊ ሰብ የዓኽ 🥺🥺🥺 ብጣሚ የ ዝፈትወካ😇 ሓፍትካ ካብ ትግራይ💛❤🥰
@danielyafet1600
@danielyafet1600 11 дней назад
C j C C c d chi icsrg😂❤dhxss
@user-ut6pr8vt7d
@user-ut6pr8vt7d 7 месяцев назад
23.1.2024❤❤
@YordanosBirhane-ek8lw
@YordanosBirhane-ek8lw 9 месяцев назад
ናይ ኪሮስን ናይ አብራሀምን ሰሚዒካ ዘይምኖ ደርፎም ❤❤❤❤
@ove6164
@ove6164 8 месяцев назад
ደርፍታትካ ሓኪም ከምዝኣዘዘለይ መድሓኒት ምዓልታዊ እየ ዝስምዖም🎼💉💙 💬2004✨forever and ever!
@emeamlekrhrhtehlna8141
@emeamlekrhrhtehlna8141 5 месяцев назад
😂😂😂 bhaqi
@GmariamTeklay
@GmariamTeklay 3 дня назад
kiros asfha kab libey eye lfetweka hawka fetawika kab tgray
@tahirahimed2020
@tahirahimed2020 9 месяцев назад
2023 ይስማዕኣሎ❤
@user-pq1zn2gt8c
@user-pq1zn2gt8c Месяц назад
ኪሮሰይ ዘመድ ልበይ ❤❤❤❤❤❤
@user-ni6qy1yq1b
@user-ni6qy1yq1b 9 месяцев назад
Kirosey king of kings zfetwo like👨🏽❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 9 месяцев назад
እዚ ህዝብና ጡዑም ደርፊ ስለ ዘይፈል ኢዩ እኮ ኣብ ቲክቶም ምስ ሰምዕዋ ናብዚ ዩቱብ ዝመጽ ደርፍታት ትግርኛ ጡዑይ ገርካ ዘይ ምፍታሽ ኢዩ እኮ ሃጠውቀጦው ብሚሎናት ይርአ ከምዚ ጡዑም ደርፊ ክኣ ኣብ ዩቱ ተቀቢሩ ዝተረፍ💔
@AbrahamBerih
@AbrahamBerih 8 месяцев назад
Kirosoy fewsi lbey men alo kmay geru derfi kiros zfotwo from💙💙💙💋
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 4 года назад
Welcome,kiros wedi hezbi, ኣቦ፡ጥበብብ ፍቅሪ,,, ፍትሒ ሓቂ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 года назад
ኪሮሰይ ይዝክር ስደት ዝወጻኩሉ ክሰምዓ ይውዕል ነይረ
@samrawitteklizgi7044
@samrawitteklizgi7044 9 месяцев назад
bi tik tok do mexikum kemzi kamy 😂😘😍😍💙💙💙kikey
@evengerieevengerie8834
@evengerieevengerie8834 2 месяца назад
Wahazitey❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ኣቲ ድራር ዓይኒዝበሰለት ወይኒ እንታይ ምኾንኪ ዲኺ ናተይ ተትኾኒ ኣቲ ድራር ዓይኒዝበሰለት ወይኒ እንታይ ምኾንኪ ዲኺ ናተይ ተትኾኒ ኣቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ ኣቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ ኣቲ ሽኮር ቆልዓ ብሩር ኣብ ክሳዳ ኣቲ ተፈታዊት ዘይንገር ጉዳ ምስ ተፈለኽንስ ፈትየኪ ዝያዳ ወላ ይሕሰመኒ ይደራዕ ጸገመይ ወላ ስኢነኪ ይጸሙ ዓለመይ የፍቅረኪ እየ ከምታ ናይቀደመይ ኣሃኣሃይ ላሎየ ኣሃኣሃይ ላሎ ኣሃኣሃይ ላሎየ ኣሃኣሃይ ላሎ ከይተወዳኣኒ እዘን ውሑዳት ዕድመ እንተዝሪኤኪ ብዓይነይ ደጊመ ተጋጊኺ እምበሪ መሲልኪ ከምኡ ምንባር'ዩ ኹሉ ምሳይ ኮነ ምስኡ ላለ ለ ላለይ መን'ኻ ኣታ ምስ ፍቕሪ ትውዕል ኣማልደኒ እስከ ክነዕልል ከማዓልካ ፍቕሪ ከማዓልካ ኣታ መዳለዊ ከማዓልካ ንስኻ'ውን ብላዕ'ዶ ለሚድካ ፍቕሪ ጠላም ፍቕሪ'ታ ካሓዲ መደብ ሂብካ'ስ መንጢልካኒ ንእዲ ላሎየ ኣቲ ዕባይ ጠስሚ ላሎየ ዕባይ ናይ ኣጅቦ ላሎየ ምሒር ናፍቖትኪ ላሎየ ኣስኢኑኒ ሓቦ ላሎየ ማዓር ከናፍርኪ ላሎየ ማዓስየ ዝረኽቦ ላሎየ ላሎ ከመይ'ሎ ኢልኪ ኣይትሕተትለይ ከመይ'ሎ ኢልኪ ኣይትሕተትለይ ነጊረኪ እንድየ ምሳይ ከለኺ ነጊረኪ እንድየ ኣብ ሕቑፎይ ከለኺ እንታይ ከም ዝኸውን ብድሕሬኺ እምበር ኣዋልድ'ሲ ኣይ ከም ሎምን ጎደናታት ቆናጁ ይዛሪ ኣበይ'ሞ ሓንሳብ ኾይኑ ፍቕሪ ዘይድገም እንድዩ ኾይኑ ፍቕሪ ኣበይ'ሞ ሓንሳብ ኾይኑ ፍቕሪ ዘይድገም እንድዩ ኾይኑ ፍቕሪ ኣሚነ'የ ኣቲ ሽኮር ቆልዓ ኣጥፊኤኪ'ዶ እዋይ ሳኣን መርዓ ኣሚነ'የ ኣቲ ሽኮር ቆልዓ ኣጥፊኤኪ'ዶ እዋይ ሳኣን መርዓ ሃሲኽያ ልበይ ተኾሊፋ ሸተት ኢልክኒ እዋይ ሳኣን ናቕፋ ሃሲኽያ ልበይ ተኾሊፋ ሸተት ኢልክኒ እዋይ ሳኣን ናቕፋ ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ ሸው ገዳይለ ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ ሸው ገዳይለ ፍትውተይ'የ እንካብ ንፈላለ ሸው ገዳይለ ክሳብ ሎሚ ኣለኹ ከምኣይለ ሸውገዳይለ የልዕለኪ ምስ ባዓል እከለ ሸውገዳይለ ብሒትክዮ ዕላለይ ዘበለ ሸውገዳይለ ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ ሸው ገዳይለ ሓሸው ገዳይለ ክብል ኢለ ሸው ገዳይለ ሓደ ባእታ እንካብ ኣካላተይ ሸውገዳይለ ከቢድዎ ትእዛዝ ናይ የዒንተይ ሸውገዳይለ ቀዲምኒ ሞይቱ ቅድሚ ሞተይ ሸውገዳይለ ብሰንክኺ እኳዩ'ቲ ደመተይ ሸውገዳይለ ኣነቲ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይዝክረኪ'ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ ኣነወ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይናፍቐኪ'ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ ኣቲ ዕባይ ጠስሚ ዕባይ ናይ ኣጅቦ ዕባይ ቀይሕ ሓመድ ኣቲ ዕባይ ካምቦ ዓይነይ ከይሪኤኪ ከዊልኒ እምባ እግረይ ከይመጻኪ ከልኪልኒ ሩባ ወላ ከምዛ ሓፍተይ ኣብጥቓይ ኩኒ'ባ ወላ ከም ጎሮቤት ኣብጥቓይ ኩኒ'ባ ኤሄ... ኤሄ... ኢሂ... ወይ ኣነ ጉደ'የ ኣነ ጉደ'የ ኮኾብ ክሕዝ ደልየ ዘየርክቦ ብኢደይ ወይ ኣነ ጉደ'የ ኣነ ጉደ'የ ኋል ሰብ ናፊቑስ ምኽኣል ስኢኑ ከብደይ ኣነቲ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይዝክረኪ'ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ ኣነወ ኣነ ኣነቲ ኣነ ይናፍቐኪ'ለኹ ኣብታ ንፈልጣ ኾይነ ኣቲ ዕባይ ጠስሚ ዕባይ ናይ ኣጅቦ ዕባይ ቀይሕ ሓመድ ኣቲ ዕባይ ካምቦ ዓይነይ ከይሪኤኪ ከዊልኒ እምባ እግረይ ከይመጻኪ ከልኪልኒ ሩባ ወላ ከምዛ ሓፍተይ ኣብጥቓይ ኩኒ'ባ ወላ ከም ጎሮቤት ኣብጥቓይ ኩኒ'ባ ኤሄ... ኤሄ... ወይ ኣነ ጉደ'የ ኣነ ጉደ'የ ኮኾብ ክሕዝ ደልየ ዘየርክቦ ብኢደይ ወይ ኣነ ጉደ'የ ኣነ ጉደ'የ ኋል ሰብ ናፊቑስ ምኽኣል ስኢኑ ከብደይ
@user-ek9yn4is7j
@user-ek9yn4is7j 9 месяцев назад
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo 7 месяцев назад
Respekt
@mussietn1966
@mussietn1966 3 года назад
ሓደ ባእታ እንካብ ኣካላተይ ሸው ገዳይ'ለ ከቢድዎ ትእዛዝ ናይ'ዒንተይ ሸው ገዳይ'ለ ቀዲሙኒ ሞይቱ ቅድሚ ሞተይ ሸው ገዳይ'ለ ብሰንክኺ'ኳ ዩ ቲ ደመተይ ሸው ገዳይ'ለ 🔥💚
@ናቲሓዉኣቢ
@ናቲሓዉኣቢ 3 года назад
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 20/11/2020 ዝሰምዓ❤
@nayzgitewelde7027
@nayzgitewelde7027 3 года назад
17/06/2021
@beteymeze6158
@beteymeze6158 3 года назад
Me 03/09/2021
@Habu98
@Habu98 Год назад
24-12-2022
@rodasgirmay5082
@rodasgirmay5082 Год назад
Ane wen kemka iye Btemi iye zfetwa semika zeytmno derfi
@filmonabrham9699
@filmonabrham9699 Год назад
Me 😊26/12/2022
@MMAli-jv7mj
@MMAli-jv7mj Год назад
Kab 2015 keren Kesab 24/12/2022 Ab Egypt yesma Alku zeytmno Derfi
@milligalakele2389
@milligalakele2389 11 дней назад
Gdefena eske kiki sorry r lovey😢💔💔💔
@bimelaeumnbarabzaalemichve6688
@bimelaeumnbarabzaalemichve6688 3 года назад
Eway eza derfi ab 2014 axelilatni nera .nhantiy hrma afkire nezia tray ksama ywal nere Sdet felaleyi. Nay edka aytsan
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk 2 года назад
21 /8/2022 man alo
@gidemehari9715
@gidemehari9715 3 года назад
I Love kirosa✓
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 3 года назад
❤️❤️❤️👑👑👑💎💎💎 Kirosey !
@gebshatesfay5408
@gebshatesfay5408 3 года назад
♥️🏙️♥️Kiros, ሃላል ሰብ
@harenakesete3628
@harenakesete3628 Год назад
Kirosey jgna 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@mikieritrea624
@mikieritrea624 Год назад
❤️❤️
@user-jl9vb3rm3k
@user-jl9vb3rm3k 9 месяцев назад
Kiros fewse lbey❤️‍🩹❤️❤️‍🩹❤️❤️‍🩹❤️❤️‍🩹❤️
@habunicefashionmodel5493
@habunicefashionmodel5493 4 года назад
Wey ane gudeye wey ane gudey kokob khz delyes zeyerkbo bedey🥺😢
@user-ne3tb9tu9w
@user-ne3tb9tu9w 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@heriakleguzaye7935
@heriakleguzaye7935 2 года назад
Kirosey ❤🧡❤🧡❤🧡
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
💚🖤
@luwammichael
@luwammichael 3 месяца назад
@AlmazGhezai-ln5pq
@AlmazGhezai-ln5pq 5 месяцев назад
💙💫👌🏻👍💪
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 2 года назад
Kirosey menabrtey memhr
@hhgghhgggc8823
@hhgghhgggc8823 Месяц назад
❤❤❤❤💛💛💛💙💙💙💙
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 месяцев назад
King of king
@williwilli8194
@williwilli8194 4 года назад
Kiros nebsey natka diya eza Chanel entzeykeynu nezom seriqom ztwu ayafqdne ?
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 3 года назад
Selam bro Ewe Nay Kirosey Chanel eya !
@Am-Rx173
@Am-Rx173 4 месяца назад
ምስ ተፈለኽንስ ፈትየኪ ዝያዳ,,, ከመይ ኣሎ ኢልኪ ኣይትሕተትለይ,,, እንተዝርእየኪ ብዓይነይ ደጊመ,,, ምቅርተየ ኣንቲ ሽኮር ቆልዓ ኣጥፊኤኪ ዶ ብሰንኪ ሻዕብያ,,,,, ይዝክረኪ ምስ በዓል እከለ ብሒትክዮ ዕላለይ ዘበለ,,,,፣ ሓደ ባእታ እንካብ ኣካላተይ ቀዲሙኒ ሞይቱ ቅድሚ ሞተይ ብሰንክኺ ኳ ኢዩ ኣቲ ደመተይ ሽው ገዳ ይለ።
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
ጎብለለይ ጎይታ ጥበብ ኣቦ መንእሰይ❤
@ሙኩሕሃገራዊ
@ሙኩሕሃገራዊ Год назад
ግ ግመ ኣዎ
@Amanuiel
@Amanuiel Год назад
Kemidika aryeff kiros arky kexelo
@yafetcafu1470
@yafetcafu1470 3 года назад
ata shekor edmen tenan eski yehabka
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 2 года назад
ከም ናትካ ደሪፊ የለን ኪረሰይ
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
ኣቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ ኣብዚ'ሎ ጥበብ 🖤👑
@Amanuiel
@Amanuiel Год назад
Tebatey kiros arkey ene Ema
@Amanuiel
@Amanuiel Год назад
Kexelo Kiros arkey Ene ema hawikiay
@hailetsenuezghi712
@hailetsenuezghi712 9 месяцев назад
❤ Kiros 🙌
@robelmhretab1470
@robelmhretab1470 6 месяцев назад
Still 25-02-2024
@abelsemere44
@abelsemere44 3 месяца назад
Qalat nieru risi endomo agdiu
@aneeyane9056
@aneeyane9056 Год назад
💚 ❤
@MelonaTube1223
@MelonaTube1223 8 месяцев назад
ጎብለል ጥበብ❤❤🎉
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@erigeographync5330
@erigeographync5330 3 года назад
Kiros lomi tebalashika ab azadarba. Ember kmey kem tfetwo nhzbka zeamatatka ynegruna Eyom.
@makdaeyasu11
@makdaeyasu11 3 года назад
Kiros kemzi lomi derfka chew keytseano kedem neru derfi naykiros
@user-vb4sy3yv3k
@user-vb4sy3yv3k 9 месяцев назад
👍👍👌👌👌
@yoni.muliye76
@yoni.muliye76 4 месяца назад
🫡💙🤟 መን እካ 'ታ ምስ ፍቅሪ ትዉዕል ? ኣማልደኒ እስከ ክነዕልል ከመዓልካ ፍቅሪ(2) ኣንታ መዳለዊ ከመዓልካ ንስካ ዉን ብላዕ 'ዶ ለምድካ ፍቅሪ ጠላም ፍቅሪ ኣንታ ከሓፊ መደብ ህብካስ መንጥልካኒ ንእዲ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
❤❤❤King
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@robelyowhanes5980
@robelyowhanes5980 5 месяцев назад
☪️🇪🇷✝️❤❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 3 года назад
ኣንቲ ጽብቕቲ ሕብሪ ከምዛ መርዓት ላኻ ትጽምም ኣቢልክስ ናተይ ኮንኪ ብኻ
@Messi-iw8rm
@Messi-iw8rm 5 месяцев назад
12/4/2]2024❤❤❤❤❤❤❤
@user-bs9iz5hr6s
@user-bs9iz5hr6s 10 месяцев назад
Kirosey goyta tbeb
@Siedkelifa
@Siedkelifa 9 месяцев назад
🇪🇷💯😊😊😊
@yyrhgge6917
@yyrhgge6917 2 года назад
ፍቅሪ ጠላም
@zantaadna9410
@zantaadna9410 3 года назад
💪🏿👈🏿💪🏿👈🏿
@HaregeKahsay
@HaregeKahsay 7 месяцев назад
10Q KIROSEY
@alexmaharena3933
@alexmaharena3933 6 месяцев назад
Ngus 🔥❤️
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@samrawittekle5009
@samrawittekle5009 3 года назад
🥰🥰❤❤
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 года назад
21.9.2022 Kikey wedi hizbi
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@Haz38BE
@Haz38BE Год назад
✌️👍👍👍👍👍👍👍🤟🤟🤟🤟🤟🤟
@meharihabtay7272
@meharihabtay7272 Год назад
🤙🤙🤙🤙🤙❤❤❤❤❤
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Год назад
💙💙💙💙💙
@user-cg7qs2br3p
@user-cg7qs2br3p 7 месяцев назад
Minbar eyu kulu misay kon misu do bel haku eyu yeaki
@brhanetesgay7229
@brhanetesgay7229 3 года назад
Dear levey kreis halal
@user-qn2cx5cx7i
@user-qn2cx5cx7i 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yonasluel331
@yonasluel331 3 года назад
ኪራ አስሊ
@solomonsrhu6187
@solomonsrhu6187 3 года назад
Kiros Halal Seb Betam new Mwedew
@user-mm5nr1ey7h
@user-mm5nr1ey7h 5 месяцев назад
ሰብ
@merhawitgebre7187
@merhawitgebre7187 9 месяцев назад
💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@musicaadmasawiqanqa7373
@musicaadmasawiqanqa7373 3 года назад
Nice
@iloveyourmam1005
@iloveyourmam1005 3 года назад
27 /5/2021👂🏾
@denaitzamn374
@denaitzamn374 3 года назад
28:5:2021 times 5:46pm
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
30.05.2021👂
@beteymeze6158
@beteymeze6158 3 года назад
3:00 am 03/09/2021
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 года назад
21.9.2022
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
25:11:2022
@milligalakele2389
@milligalakele2389 11 дней назад
Kikey💙🦁🤴🫶🏻
@SaraSara-zc5qo
@SaraSara-zc5qo 9 месяцев назад
Ana betame eya zeftew
@kirosasfha5838
@kirosasfha5838 3 года назад
King ናተይይ
@user-fc1mw4et4d
@user-fc1mw4et4d 7 месяцев назад
King of king
@EfremToumzgi
@EfremToumzgi 6 месяцев назад
💙💙💙💙💙🫶🫶🫶💙💙💙
@banakidane3778
@banakidane3778 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@user-bl7sr6tp1q
@user-bl7sr6tp1q 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@TTt-dh2od
@TTt-dh2od 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@yonastadese2220
@yonastadese2220 3 года назад
❤️❤️❤️❤️
@HenokTekle-uu2qo
@HenokTekle-uu2qo Год назад
🫶🏿🫶🏿🫶🏿🫶🏿
Далее
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Просмотров 22 млн
Eritrean music Guayla By Tedros kahsay ( xaedu)
24:14
Dluw Dika (feat. Kiflom Ykealo)
6:25
Просмотров 110 тыс.
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Просмотров 602 тыс.