Тёмный

ERISAT: ቃለ መሕትት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኤሪሳት 3ይ ክፋል 

ERISAT
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 97 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 625   
@ብሊና
@ብሊና 4 года назад
ኣምበሳ መስፍን ሓጎስ ቀደም ታሪኽ ሰሪሕካ ሕጂ ውን ታሪኽ ከምትሰሪሕ ዓቢ እምነት ኣለኒ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ፡ ነዞም ክርዳድ ምርዳድ ልኡኻት ናይ ህግደፍ እዝኒ ኣይትሃቦም።Go a head 💪💪💪
@asgedatsadwa4473
@asgedatsadwa4473 4 года назад
Love 💘 for you brother.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@asgedatsadwa4473 Love you brothe too i am hopping we willing this year።
@sabyhaile752
@sabyhaile752 4 года назад
ያላ መንእሰያት ኣሕዋተይ tiktok ማ tiktok ገደፍና ጉዳይ ሃገርና ንግበር ምቁጽይጻይ ነርክበሉ ኢና :: !!!!!! ይዳሃዩና ኣለዉ ኣያታትና ::
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 года назад
አንበሳ እወ ሐቂ ብሐቂ ንክይድ ጥራሕ ይርአየኒ አሎ አምላክ ምሳና ይኩን ህዝበይ ትንፋስ ንሃቦም ተሃዊኬ አለኩ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
🙌🏼👏👍🏽😘🇪🇷
@abrahamsebhatu989
@abrahamsebhatu989 4 года назад
@@Senafe-v2r dxwqww
@hadguakalu5473
@hadguakalu5473 4 года назад
@@freedompeace3359 QQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQQ
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 года назад
right❤
@forgivegod7693
@forgivegod7693 4 года назад
ኤርትራና 🇪🇷❤️ናዓኩም ጀጋኑ ወሊዳስ እዚ ተምበናይ ትግራዋይ ፈታዊ ተመሲሉ ዓዘንጊዕኩም ኣሕሕሕ ኣንበሳ ናቅፉ ፈንቃሊ ግንባር ኣፍዓበት ጀነራል ወዲ ሓጎስ 🙏❤️🇪🇷❤️
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
ሕዝቢ ኤርትራ አይሰምኤን እምበሪ ጹቡቅ ጌራ ብአኼባ ብመጽሔታት አብ ክሉ አድታት ኤርትራ ኣፊልጣ ግና ሕዝቢ ይኹን ተጋደልቲ አይነቅሕዎን።ሕጂ አነ ዝገርመኒ ጀብሐ እንዳ ቀሺ እንዳ ጠንቋሊ ይጽውእዋ ኔሮም እዚ ቃል እዚ ክትሓስቦ እዚ ሕጂ ጎያ ጎያ ብሐይለስላሴ ዝነበረ ተኽእሎ ይበረሐልካ።
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
Isaias Afewerki kab Tigray aykone kab temben kurax seytan xere hizbi yu
@zengihaki9003
@zengihaki9003 4 года назад
ዝኾነ ተጻዋታይ ብዘይ ኣሰልጣኒ ትርጉም የብሉን'ዩ ሞ ንሕና መንእሰያት ድማ ነዚ ምኩር ኣሰልጣኒ ማርሻል መስፍን ሓጎስ ክንጥቀመሉ ሕጂ ግዜና ዩ ንስዓቦ መገዲ ምስ ወዲ ዓዲ ዓወትና ናይ ግድን'ዩ.
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 года назад
ደሃይካ ኣይተሓባእ ማርሸል ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ንበረልና ክበረልና እስከ ጅግና ሓላል ኣቦ ኣቦ ኩሉ።
@hailetekle6023
@hailetekle6023 4 года назад
ክክክክ
@Dan-ih3dm
@Dan-ih3dm 4 года назад
@@hailetekle6023 you making fool of yourself.The dictator is about to be hunged for his crime
@sawrawidegens2016
@sawrawidegens2016 4 года назад
Kkkkk tgerm marshal entsy eyu ke tfelt do qondaf
@biniaminzemmo7994
@biniaminzemmo7994 4 года назад
ንኹልና ወኪልካ ዝጻሓፍካያ ጽሕፍቲ ፡ ይብል ፡ ብወገነይ ።
@biniaminzemmo7994
@biniaminzemmo7994 4 года назад
@@sawrawidegens2016 ማርሻል ዝባሃል ፡ ልዕሊ ጀነራል ። ንሓደ ክፍለ ሰራዊት ፡ ዉሉእ ። ብማእኸል ክልተ ጸላኢ ኣስሊኹ የሕሊፉ ፡ ነቲ መዳርግቲ ዘይብሉ ሓይሊ ናዶው እዝ ፡ ዝድምስስ ። ዳግማይ በንፉን ኣፍሪቓ ፡ ዘሰየመ ፡ ገዲም ተጋዳላይ ኤርትራዊ ፡ መስፍን ሓጎስ እዩ ። ምእንቲ ክርዳኣካ ። ኣንድነት ዋሕድ ። ወዲ ኢሰፓ ።
@wekillrudeboy4272
@wekillrudeboy4272 4 года назад
*well done mesfn hagos hzbi ab gonka Alena ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ኤርትራ ንኤርትራውያን....*
@eyobtes5588
@eyobtes5588 4 года назад
"" 1000 ይሙቱ መሕደር 1000 ኣይሙት ! "" ዝበሃልስ እንካ ከምዚ ኢዩ ! ኣብ ሜድያ ወጺእካ ብቕሉዕ ክትዛረብ ምስጀመርካ መሬት ቃው ቃው ኣበልካያ ። ክቡር ኣቦና ጅግና መስፍን ሓጎስ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ማርሽኻ ቀይር ነዳዲ ንኹን ሓቢርና ንቅድሚት ንወንጨፍ !!!
@neeusr8740
@neeusr8740 4 года назад
Eyob yes eza misela kem gele gerkaya mridaie abeyatine yariya eka shekoriy
@eyobtes5588
@eyobtes5588 4 года назад
@@neeusr8740 ኣብ ምንታይ ኢያ ከም ገለ ኮይና ?ብኸመይ 'ከ ክትዕረ ኣለዋ ትብሊ/ትብል ፧ እንተተኻኢሉ ደኣ እሞ ኣዐርይ እንዶኣብልለይ/ለለይ እዋኑ እዋን ምምልላእ ኢዩ ፡ ስለምንታይ ከምኡ ኢልካ እንተኮይኑ እቲ ሕቶ ግና ናይ ክንደይ ዓመታት ዝተዘርበሉን ዝተኸደን ጉዕዞ ክንድዚ ናይ ጅግና ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣብዛ ሳልስቲ ዝተዛረባ ዝፈጠሮ ኣብ ጸላእቲ ራዕዲ ፡ኣብ ደገፍቲ ሞራል ልዕሊ ማንም ምኻኑ ፥ ለካ ዓብን ክቡርን (ጅግና ) ብሓቂ ጸላዊ ስለዝኮነ ኢየ መሕደሪ ----- ዝበልክዎ ። ርዱእ ክኸዉን ተስፋ ይገብር የቀንየለይ ።
@ኤርትራኤርትራዊ
@ኤርትራኤርትራዊ 4 года назад
ካብ ዓለም ዝቅናኣካ ነገር እንተሃልዩ ከምዚ ናይ እዚ ዕጉስ፡ ምቁሉል ፡ዘይምካሕ ፡ጂግና ናይ ጀጋኑ ጀነራል መስፍይን ሓጎስ ኢዩ ፡
@zenithalem5503
@zenithalem5503 4 года назад
Nay bhaki jigna hdue
@Seysey770
@Seysey770 4 года назад
100%√
@sandrogebre4077
@sandrogebre4077 4 года назад
100%👐
@dawitkidaneweldeamlak3373
@dawitkidaneweldeamlak3373 4 года назад
Yigermeka u. Nadew .zidemses. azazi. Filposin. Sibhatn..neber
@asmarabokru5519
@asmarabokru5519 4 года назад
Yessss egus behal germa
@samuelmebrahtu6071
@samuelmebrahtu6071 4 года назад
ተስፋ ከም ሎሚ ጌረ ኣይፈልጥን ነቃላጥፎ ጥራሕ ❤❤❤❤👊❤
@howtoberight.1082
@howtoberight.1082 4 года назад
Me too.
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 года назад
ምሳካ አለኩ ኤርትራዊ ሰበይ
@noahgamer5762
@noahgamer5762 4 года назад
EWE TESFAY KIB ELU
@hailegebrezgi9179
@hailegebrezgi9179 4 года назад
ግዴና እዩ መንእሰይ ተባራበር ግዜ ለውጢ ሕጂ እዩ ። ዕድሜኻ ብጋሂ ከይዓረበት ኣብ ሃገር ዓዲ ጋና ከይበሊ ዕድሜና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jesusismylife8562
@jesusismylife8562 4 года назад
ኣቦና መስፍን ሃጎስ እንካዕ ንስካስ ኤርትራዊ ኮንካ ፡እንድዒ ወላሓንቲ ትድርበ ዘረባ ካኡ ዘይብሉ፡ ዘረባካ መጠን ኩቡር ምካንካ ኢዩ ዝገልጽ።
@yosief5946
@yosief5946 4 года назад
እቶ መስፍን ረዚን ሰብ ብጣዕሚ ሃዲኡ ኣስተወዒሉ ዝምልስ ዘይገብሮ ዘይዛረብ ናይብሓቂ ኤርትራና ከሲራ እያ ሄኖግ ዝሓተትካዮ ሕቶ ኣቡኡ ጥራሕ የብጽሓና ፈጣሪ ህዝቢ ኤርትራ እኮ ምሕረት ምግባር ዝተማህረ ህዝቢ እዩ ጽገም ዝባሃል የብልካን ኣቶ መንፍን ሓጎስ ኣቡኡ ጥራሕ የብጽሓና ፈጣሪ
@samuelmebrahtu6071
@samuelmebrahtu6071 4 года назад
ክቡር ኣቦና ጀነራል መስፍን ሓጎስ ወዲ ሓጎስ ሃየ ንቕድሚት ❤❤❤❤
@filigebre8474
@filigebre8474 4 года назад
Abonea genereal kkkkkk komeal ageame aleges
@samuelmebrahtu6071
@samuelmebrahtu6071 4 года назад
@@filigebre8474 ኣብ ደረጃኻ ኣይወርድን የ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
69 69 Xebuq melse::
@እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ
@@samuelmebrahtu6071 ኣንበሳ፡
@EreyNEriBEri
@EreyNEriBEri 4 года назад
ክቡር ኣቦና ጀግና ገዲም ተጋዳላይ ወደባት ኤርትራዊ መስፍን ሓጎስ። ንውጹዕ ህዝብና ሓርነት ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@EyobTes-xz2st
@EyobTes-xz2st 4 года назад
ኣቦና ጅግና ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ እቲ መደብ ወድእዎ ቦታ ኣዳልዉልና ንሜዳ ክነዉርድ ያላ ሸባብ ስደት ኪኖ ሓጹር ይደርበ ዋላ እንተተሰዋእና ኣብ ኢድ ህዝብና ይኹነልና
@adiamtekle8957
@adiamtekle8957 4 года назад
ኣቦናን መድሕን ህወት ህዝብ ኤርትራ ዓቅሉ ጸብቢዎ ንዓካ ኢጽበ ኣሎ ኣፍ ኣሩኩቡ ኢብላና ኣለዋ ኣዴታትና ህዚብካ ኣብ ጎንካ ኣሎ ግዜ ክንወስድ የብልናን በጃኩም ንቃላጠፍ ኩቡር ኣቦናን ጅግናናን
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ጀነራል መስፍን ሓጎስ ኣዚና ነመስግን ኣዝዪ ደስ ዘብል ወድዓዊ ኣስተምህሮ እዪ ' ብጣዕሚ ሓያል ስትራተጂክ እዪ ' ኣብ ጎንካ ኣለና እታ እንኮ ዘላትና ኣማራጺት ብ ኢትዮፕያ ምእታው እያ ።
@ruthgebresselassie9328
@ruthgebresselassie9328 4 года назад
God please u
@mariozaggalo2019
@mariozaggalo2019 4 года назад
you go first
@msraq
@msraq 4 года назад
ችድ ኩርኩር ወያኔ
@henokkibreab1789
@henokkibreab1789 4 года назад
ኣምበሳ መስፍን ሓጎስ ቀደም ታሪኽ ሰሪሕካ ሕጂ ውን ታሪኽ ከምትሰሪሕ ዓቢ እምነት ኣለኒ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና,....
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 4 года назад
He is already dead and you can get his body in Tigray.
@alganeshandebrhan4047
@alganeshandebrhan4047 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መብርሂ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡራት ኤረትራውያን የሕዋተይ ክቡር ጀነራል መስፉን ሓጎስ ኢልኩም ጸውዕዎ ንሰብ ከክብረቱ ምሃብ ባህልና አዩ
@berekettesfahiwet5689
@berekettesfahiwet5689 4 года назад
" ብሕቶታት ክንርብሾ ዘይኮነ ክንድግፎ ኢዩ ዝግባእ ኣይኮነን ብሕቶ ክንርብሾ ኣይግባዕን ኣብ ጎድኑ ጠጠብ ኢልና ተበገስ ተበገስ ንበል !
@berekettesfahiwet5689
@berekettesfahiwet5689 4 года назад
@@nomore5845 ብሓቂ ኣብ ሞንጎና ሓደ ክልተ ስለ ዝኣተዉ ረቡሾምና ! ፍትሒ ዘለዋ ሃገር ቀድም ይገበርናያ ግን ኣብ መንጎና ሰብ መሲሎም ህግደፍ ኣተሙና !
@MB-gd1uw
@MB-gd1uw 4 года назад
"ዚበልክዎ ተቀበሉ " ዚብል ኣይኮነን ኣቶ መስፍን: ኣብቲ ዚሃብክዎ መግለጺ ሕቶ ኣሎኩምዶ? ወይስ ትቅበልዎዶ ? እስቲ እንታይ ይመስለኩም ? በሃላይን ብህዝባዊ ተሳትፎ ዚኣምን ሰብ እዩ: ካብቲ ኣዘራርብኡ ከም እተዓዘብክዎ :: እዚ ኽሉ ጸገም ኣምጺኡ ዘሎ ኢሳይስ ዚበሎ " እዝጊ "በሎ:: ኣብቲ ኢሳያስ ዚበሎ ልክዕ ኣሎ ካልእ ዚበሎ ጌጋ ኣሎ ስለዚ ንየው በሎ :እንዳኣሉ ጸገም ዜምጽኤ:: ሸለልትነትንንሓደ መራሒ ውደሳን ርእሰ ኣምልኮነት ይፈጥር :: (personality cult) :: ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ ዓመቱ ናብ ውልቀ ማላኺነት ዚዓዘሮ ምሒር ውደሳን ንሱ ዝብሎ ዝንበረ : ከይሓተትካ ምቅባል እዩ:: ኣቶ መስፍን እዝን ኪንድዝን ጸሊኡ እዩ ነቲ ስርዓት ጠንጢንዎ ዚወጸ :: (accountability, responsibility and transparency) በዘን ሰለስተ ዓበይቲ ነገራት ይኣምን እዩ : ስለዚ ክሕተት መፍትኡ ክምልሽ ዕድኡ ሙኻኑ ይፈልጥ እዩ እሞ ኣይትሰከፉ:: እዚ ኺብል እንከለኹ ርእይቶኹም ኣይተሃቡ ማለተይ ኣይኮነን ነቲ ስክፍታ ተስፋ ንመሃብ ኢለ እየ::
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 4 года назад
@@nomore5845 biqelil aytiqotae,nisa wun agoki yediliya eu/hanxi qalatn srahin ybzah EMO agoka ....agona
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 4 года назад
@@koala10ish megemerya bzAeba ab wushtina zolo himam mielay:dahray bidege
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 4 года назад
@@koala10ish k=k ,no moral to be noted
@aronyonas2951
@aronyonas2951 4 года назад
እንቋዕ ብደሓን መጻእኻ ክቡር ኣቦና ጅግና ጀነራል መስፍን ሓጎስ:: ጉጅለ ሸፋቱ ህግደፍ ምስቅርበት ዉድቀቶም: ኤርትራ ዳግም ሓጎስ ብሓጎስ ከምትኸዉን ኣይጣራጠርን:: ስምረትዩ ሓይልና!!!
@ababayemane8746
@ababayemane8746 4 года назад
መርሐባ አቦና መስፉን ባዕል ድርብ ዓቅሊ ተስፋ አለና ንስካን ከማካን ዝአመሰሉ ጀጋኑ ብሐባር ምሳካትኩም ኬና ንሀገርና ነጻ ከተውጽእዋ አብ ጎንካ አለና ቀደም ጅግና ሕጅውን ጅግና 👍👏🙌
@ባናሓርነት
@ባናሓርነት 4 года назад
ኣንበሳ ናይ ኣናብስ: ጅግና ኣቦና ማርሻል መስፍን ሓጎስ ኣብ ጎንኻ ኣለና ደቅኻ። 👌🇪🇷✌🇪🇷💪🇪🇷🌹✌❤
@eritreawiwedebat7972
@eritreawiwedebat7972 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ፦ መስፍን ሓጎስ፧
@iseyasmelake576
@iseyasmelake576 4 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ትሓጉሸ ተስፋ ጌረ ብዛዕባ ናይ ፍልልያት ደለዎ ውድብ ንብሱ ንክግምግም ብልክዕ ኣብሪህካዩ ክብረት ይሃበልና
@milliokbazghi7790
@milliokbazghi7790 4 года назад
AJOKA ABONA JIGNA MESFUN HAGOS ASLAMNA KIRISTYANA KILU HIBI ERITREA ABI GONKA ALENA NIMDHAN HAGERNAN HIZBNAN TEBEGES MENESEY ERTITREA HJ EYA ETI SEATI 😍😍😍
@መርሃዊኣብርሃም
@መርሃዊኣብርሃም 4 года назад
ኣሕ መንእሰይ ኣጀኩም እባ እዚ ናይ ኣቦና ዘረባ ነስተብሀለሉ
@tedrosgirmay2795
@tedrosgirmay2795 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢንተርቪው ኣቦና መስፍን ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሒና መንእሰያት ካብ ኣቦታትና ዘይ ኮና ንጸብ ብናቶም ሓቤሬታ ብናቶም ጎስጋስን ድኣንበር ንሳቶም ኣይኮኑን ክቓሎስልና ንሶም ውን ዕረፍቲ የድልዮም እዩ ንናጸነት ኢሎም ምስ ተበገሱ ክሳብ ሕጂ ኣየዕረፉን ንሒና መንእሰያት ኢና ክንቅበሎም ዘለና
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 4 года назад
መርሓባ ክቡር ኣቦና በዓል ንጹር መትከል። እዛ ሰበይቲ ግን ስነስርዓት የብላን ኣዛራርብኣ ካልኦት ግና ብጣዕሚ ንቁሓት።
@tsegaia2909
@tsegaia2909 4 года назад
እንታይ ገይራ፡ ከም ጋዜጠኛ challenge ክትገብሮ ኣይግባኣን ድዮ፧ ዋላስ ኤርትራውያን ኣመል ኮይኑና እዮ ንሰብ እንዳፈለካ ምጥቃዕ።
@zeb2531
@zeb2531 4 года назад
ብጃኻትኩም ከም ጋዜጠኛ ግቡኣ ትሰርሕ ኣላ። ምንእኣስ ይትረፍ
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 4 года назад
ሐደ ማአልቲ ክትሕተት ሰሚኤያ ክትሐትት እዩ ጡኡም እበር ክትሕትት እባ ከቢድ እዩ ክትብል ሰሚኤያ ጌጋ ድአ ይክላአለይ እምበር ገሊኡ ሕቶ አብ ዘይ ሳአቱ እዮም ዝሐትዎ ዘለው ግን ብህድአት ይምልሰሎም አሎ እቲ ጅግንነትአብ ቦቱኡ አሎ
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 4 года назад
@@elsaniraya6745 ኤልሳ ሓፍተይ እንበርዶ ኣስተውዒልክሎም ካብቲ ህሉው ክንዲ ዝሓትዎስ ይነጥሩ ነይሮም፡ ፍትሒ ደልየ እዳበልስ ንስካ ዝገብውርካዮ ጌጋ'ውን ኣሎ ክትሕተተሉ ድሉው ዲካ ኢሎሞ፡ግን ቅንዕቲ መልሲ መሊሱሎም ሕማቅ ተጌይረ ደኣ ከም ሰበይ ፍትሒ ምስ መጸት ይሕተት ኢልዎም እዚ ኮርዒዳ።
@ferielslase9876
@ferielslase9876 4 года назад
HAREGU👌hzbi zihatom hto eya hatita bizigibae gzie nmqutab zitemesaqele hito ab mengo mihtata biqiata eyu zemelkit💔 ertrawian gn temekro yihaxirena alo Slezi mixirF gedifna aremtin neqeftn kinkewun mitegebeE Haregu 💪💪💪qexiliyo ezi nay cyber hbreteseb wala wala methazi tesaenwo hji wun kem tmali ndhur bahli miqlasu tre eyu kem rieyto eti interview bhade seb qeriblu neru entezikewun zibelexe mukone neru bzuh bezi xerfitat aytigedesi 👌
@liyategay874
@liyategay874 4 года назад
እቶም አብ ውድባት ኣለና ትብሉ ኣብ ሐደ ዕሰሉ ግዚኡ ሕጂ እዩ ይብለኩም አሎ ክቡር ታሪክ ሃገር ዘረከበ 100% ጅግና መስፍን ሐጎስ !!መንእሰይ ከአ ኩነታትኩም ሪኡ ክዓስል ኢዩ ናይ ዝሐለፈ ታሪክ ሕጂ ምልዓሉ ምሕታት ግዚኡ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ግዜ ዝበለዓ ንሱ እዩ ዝተረፈ ኢደ ኢድካ ምባል
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 года назад
የቐንየልና ራድዮ ኤረና ምስ ኤሪሳት ብዓቢኡ ድማ ክቡር ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ንስለ ምቕሉልነቱ፥ዓቕሉን ሓያል መትከሉን ብጣዕሚ እናማስገንኩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ከም እምነተይ እዚ ዝወጾ ዘይብሉ ሕቶን መልስን ናይ መጠረሽታ ክኸውን ኣለዎ መራኸቢ ብዙሓን ድማ ናብ ግብሪ ዝደፍእ ጎስጓስን ተበግሶን ግበሩ ንበገስ ንኺድ ንብሃሃል።
@ndjheijehheihd7015
@ndjheijehheihd7015 4 года назад
ዳርጋ ኩሉ ኮመንት ከንብብ ጸኒሐ ሓደ ኣስላማይ ዝጸሓፈ'ካ ኣይረኣኩን! ዒብ ዒብ ያ መለሀይ፡ወላ ንተስፋ ከምቲ ሓደ ኢና ንብሎ ናይ ሓባር ቃልሲ መታን ክመስል ገለ በሉ።ከምዚ ሕጂ ኣቦና መስፍን ዝገብሮ ዘሎ ኣስላማይ ይገብሮ ኔሩ እንተ ዝከዉን ግን እዛ ኩላ ምሽኪን ትግርኛ ፎርሳ እንዳበለት መተባባዓቶ ነይራ።
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
Awyy Yfrhaka ayu gn Antay koynom ayom Emnet Agudelom?😥
@ወዲሓጂ
@ወዲሓጂ 4 года назад
@@selamtekeste3793 nay athasasiba xegem alo also language gin kea etiom tigrinya ni mesfin support kendey % yekonu VIVA wed hages
@ብሩርወርቂ
@ብሩርወርቂ 4 года назад
@@selamtekeste3793 ኣይታሓጎሱን ሞስፉን ንሱዳን ወይ ናብ ኣዕራብ እንተ ዝኸይድ ግን ምታሓጊሱ ንትግራይ ስለ ዝከደ ኣይተዋሕጠትሎምን ነዞም ኣስላም ክክክክክ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
ፕረዘደንት ኤርትራ ቢትወደድ ኣብርሃ ኢዩ weyyy guddd Kulu gize Nedhret Zegotet Zeysan🤦🏻‍♀️Amo hjie Ka kfeleyu ayom Belenie🤔🙁
@ብሩርወርቂ
@ብሩርወርቂ 4 года назад
@@selamtekeste3793 ዳሓን ጸገም የብሉን ካብ ቀደሞም ኮሙኡ ኢዮም ኣስላም፡ ከምቲ ኢድሪስ ዓዋተ ዝበሎ ደቂ ትግሪኛ (ደቂ ከባሳ) ከይታሓወሱና ሓንቲ ከነፍሪ ኣይንኽእልን ኢና ከም ህበይ ካብ ጎቦ ናብ ጎቦ ክንሰግር እንተ ዘይኮና ዝበሎ ጀብሃ እንተ ኮነት ውን ሓማም ሃይማኖት ሒዝዋ ዕንክሊል ክትብል ፍረ ከየፍረየት ሻዕብያ ዝመንጠለታ ኢዮም ናይ ኣስላም ሕማቕ ነገሮም ብሃይማኖት ስለ ዝሓስቡ ኢዮም ሓማም ሃይማኖት ኣለዎ
@Etchannel607
@Etchannel607 4 года назад
ዋውውውውው
@ድምጺዉጹዕህዝቢኤርትራ
ጽቡቅ ሕቶ፡ ጉጅለ15 ጽቡቅ ስራሕ አንድዮም ወጢኖም ኔሮም። ግን ነዚ ሰይጣን ኢሰያስ አጸቢቆም ስለ ዝፈልጥዎ አብ መሓንቆ አዮም ከአትዉዎ ኔርዎም። ምኽንያቱ ሂወቶም አብ ሓደጋ ከም ዝወድቅ ፍሉጥ አዩ ኔሩ ። ብወገን ህዝቢ ኤርትራ ዉን ንሓቂ ዘስምዕ አዝኒ ዘመዛዝንን ሓንጎል ንቅሓትን አይነበረናን። ስጋዕ ሕጂ ዉን አዞም ጠይቂ ዑስባት ህግደፍ ዝኾኑ ዘመዛዝን ሓንጎልን ልብን አይተዓደሉን ዘለዉ። ብንአሽተይ ረብሓ ተዓሲቦም ትንፈር አይትንፈር ጤል አያ ዝብሉ ሕብረተሰብ አንስሳ ተፈጢሮማ ነዛ ሃገር ኤርትራ ። አንስሳ ተኾነ ቀታሊኡ ሓራዲኡ ይፈልጥ አዩ ናይዚኦም ባራዩ ህግደፍ ግን መግለጺ አየ ዘይረኽበሎም።
@jesusismypover4939
@jesusismypover4939 4 года назад
ረዚን ሓሳብ ኽቡር ሰብ ኽብር ሓሳብ ይሓሳብ ጀግና መስፍን ሓጉስ ዐወት ንህዝቢ ኤርትራ
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 4 года назад
እዚ ጅግና ባዓል ውዕለት እዛ ሃገር ማዕርግ ኣለዋ ስለዚ ካብ ገዲም ተገዳላይ ኢልኩም ትጽውዕዎ በቲ ማዕርጉ ጸውዕዎ ባዓል ቡዑልግ ሰራቂ ፊልጶስ ከማን ጀነራል ይባሃሉ ኣለው ምጽኣት ዓለም
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 года назад
Yes that's true bro
@adnaqimerebestifanos7078
@adnaqimerebestifanos7078 4 года назад
ናይ ብሓቂ
@arsemajoel906
@arsemajoel906 4 года назад
ጽብቅ አለካ
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 года назад
እዚ መንእሰይ ተግባር ኢዩ ዝጽበ፡ ንኢሰያስ ኲናት ገርካ ምቕታል ኢያ።
@freedompeace3359
@freedompeace3359 4 года назад
ምሳካ አለኩ👍 ተግባር👍 ተግባር👍 ተግባር 👍ንሱ ኢዩ ዘድሊይ👍👍👍👍👍
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@freedompeace3359 መንእሰይ እኳ እዩ ሰውራ መሪሑ ተጋዲሉ ኤርትራ አሚጺኡ ናይ ብሐቂ እንታይ ገደሰኒ እምበርከ መንእሰይ ሐንጎል ብርኪ ቅልጽም ምስኡ እዩ።
@solomonimesghen5959
@solomonimesghen5959 4 года назад
አብ ቃለመሕትት አብ ዝግበረሉ ግዜ ሓሐሊፉ ተቕርብዎ ዝነነበርከም "አብ ዐለም ዘቕንእ ነገር እነተልዩ ከምዚ ጅግና ሙኻንዩ " ብሐቂ ህዝቢ ናቱ ፍርዲ ክህብ ይምረጽ ።
@LYE4EVER
@LYE4EVER 4 года назад
እንታይ እዩ ወሪድና ኣንቱም ሰባት ባዐል ሓግስ ጅግና እንተዘይ ተባህለ ዳአሞ መንዩ ጅግና ወይ እንታይ እዩ ጅግንነት ፡፡ ዘይ ትፈልጥ እንተ ኾንካ ኸአ ሕተት ??
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
@@LYE4EVER mesfin hagos dia jigna equa kiwihdo
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 года назад
Hizbi nihna ina ko , he is Hero ,jigna nay jeganu keman
@LYE4EVER
@LYE4EVER 4 года назад
@@shabaymender9126 እሱዩ እቲ ሓቂ ንሰብ ናቱ ሃቦ
@እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ
*ኣቦና መስፍን ሓጎስ መርገጺኡ ፍሉጥ እዩ ንህዝቢን ሃገርን ናጻ ንምጻእ እዩ ተበጊሱ ዘሎ ስልጣን ክሕዝ ውን ባህጊ የብሉን ዘይወድኦ ምዕራፍ ስለዘለዎ እዩ ኣብ መደምደምትኡ ከብጽሖ ሓገዝ ይሓትት ኣሎ ስለዚ እንታይ እዩ ትርግሙ ክንድዚ ጸቅጢ ትገብርሉ ዘለኹም ድሓር ክኣሲ ካብዚ ኩሉ ቃለ ምልልስ ሓንቲ ቃል ኣጆኻ ምሳኻ ኣለና ትብል ኣይሰማዕኹን ካብ ሰለስተኹም እንታይ ኢኻ ክትገብር ካብ ምባል እንታይ ኢና ክንገብር ተትእርምዎ ምሓሸ ካብ ትዕዝብተይ ስነሓሳብ ናይ መስፍን ኣይተቀበልኩሞን ኣለኹም pls በጃኹም ንቃራረብ ኣቦና መስፍን ንለውጢ ተበጊሱ ኣሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ንበሎ ሞራል ንሃቦ ካልእ ኣማራጺ የብልናን*
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 4 года назад
Very articulated man l did not expect him like this he is a true leader.👍
@astertewolde9140
@astertewolde9140 4 года назад
ህግደፍ ሐፍ ኮፍ አቢልካዬም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ከምእውን ዓወት ንውጽዕ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@msraq
@msraq 4 года назад
ችድ ኩርኩር ወያኔ
@astertewolde9140
@astertewolde9140 4 года назад
msraq ህግደፍ ካብ መሬት ዓድና የጥፍአልና
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 года назад
ሎሚ ኢሰያስ በየን ዪቕተል እምበር ጽላል ወላ ጸሓይ ዝበሃል ክተርፍ ኣለዎ ፡ ሸቐጥ ኢዩ። ናይ ሓባር ስራሕ ጽላል መታለሊ ኢዩ። ፉጹም ሓድነት ገርና ኣብ ጨመተ ጸላኢና በጺሕና ዝብል ኢና ንደሊ።
@meharig.tesfay9974
@meharig.tesfay9974 4 года назад
ኣብ ደገ ዘሎ መንእሰይ ስለምንታይ ዘይቃለስ ኣብ ትብል ሕቶ ስምዒታት ሃገራውነት ዝጎደሎም መንእሰያት በዚሖም ። እዚ ከኣ ብሰንኪ እቲ ረሳሕ ስርዓት ዝመጸ ሽግራት እዩ
@ወዲኣባት
@ወዲኣባት 4 года назад
Eske tergum hager hagerawenet kabey yemese negrena
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 4 года назад
99,999999% off Eritrean youth are supporter of Eritrean gov.
@meharig.tesfay9974
@meharig.tesfay9974 4 года назад
@@samsonwoldegaber5060 ተርሳኽ ሓስዊ ኪድ ብመልሓስካ መዓኮሩ ኣማስጎ ።
@kewanisium2643
@kewanisium2643 4 года назад
ፍትሒ ካብ በልካ ናይ ቀደም ጌጋ ኣየገድሰናን ምዕራፉ ዝዓጸወ ኢዩ።
@samsomgere6068
@samsomgere6068 4 года назад
ልዕሊ ኩሉ ሰብ ኢኻ ረዚን ኣቦ እንቅዕ ኣቦና ኮንካ ተፈትዩ ተጸሊኡ ኤርትራ እትምካሓሉ ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር ናትካ ዓሻራ ዘይብሉ የለን ልዕሌኻ የልቦን ፊልድ ማርሻል እንተተባሃልካ ውን ይንእሰካ እምበር ኣይ በዝሓካን ፍናን ህዝብና መሊስካዮ ኣብ ተስፋ ኣለና
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 года назад
@berihalem9639
@berihalem9639 4 года назад
ጽቡቕ መደብ ፕሮግራም ኤሪ-ሳት ፡ ኣጆኻ መንእሰይ መራሒ ማለት ቀሊል ኣይኮነን ፡ እዚ ሕጂ ዝኽሰት ዘሎ ተርእዮታት ብግቡእ ክንወርሶን ክንመሃሮን ንቕድሚት ንድፍኣሉ ፡ ተመክሮ ዘውርሱና ውሑዳት ኣይኮኑን ፡ ጀነራል መስፍን ሓጎስ ውን ምትብባዕን ምስዓብን ይግብኦ ዩ
@genretekle7322
@genretekle7322 4 года назад
ናይ ብሓቂ ግልጽነት ዘለዎ ሕቶታት ንዓይ ደስ ኢሉን ብደይ ንሓፍነት ብኣኽብ ዝመልኦ ክብሪኦ ሕቶታልል ቀርቡሉ ንጀነራል መፉን ብሓቂ ካኣ መልሲ ናይ ጀነራል መፉን ደስ ኢሉኒ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅታት ኣቐልሚጡ ብደይ ንሓፍነ ብኣኽብሮት ዝመልኦ 1. ኣብቲ ናይ ጽላላት ዝሓቦ መልሲ እሱ እዩ እቲ ሓቂ 2. ኣብ መንእሰያትና ዝሃበሉ መልሲ ኩሉ ሓቂ እዩ ክዝየ ዝህበሉ መልስን ዝካታዓሉ ዝነበርኩ ኢየ መንእሰይ ከይተሳተፈ ክእለቱን ዓቕሙን ኣብ ዝመረጾ ውድባት ኣትዩ ከይ ሰርሓሉን ንዓቅምታቱ ብስርሑ ከየላለይ ከመይ ገይሩ ናብ ስልጣን ኩሓኩር ስልጣን በዳያይቦ ኣስካላ መዔቅንታት ኣለዎ ብስምዒት ንስልጣን ብኹሊቱ ኣይእተኦን እዩ። 3. እቲ ኣታሃላልዋ ንይ ተቃውሞ ኣሰኪፍዎም ዝብል ኣዛራርባ ይስማእ እዩ ኣብ ብረታዊ ሰውራ ውን ካብዚ ናይ ሕጂ ውድባታትናን ሰልፍታትናን ዘሰክፍን ዝኸፍእ ኣሻሓት ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝበልዕ ኲናት ሕድሕድ እኮ ነይሩ ኢዩ መንእስያት ናይቲ እዋን እቲ ግን ነናብ ዝኣመነሉ ይሳተፎ ነይሩ እጓዩ ስለ ዝኾነ ድማ ደረጃ መንግስቲ ኣብጺሕዎ ነቲ ውድባታትና እቲ ሓደ ውድብ ተሳዒሩ እቲ ሓደ ውድብ ካኣ ተራጋሪጉ ስዒሩ ኣትዩ ኤርትራና ናብ ሉዑላውነት ናጻ ኤርትራ ኣራጋግጭዋ ነዋዳድሮ እሞ እዚ ሕጂ ዘሎ መንእሰይ ናሓደ ዝኣምነሉ ውድብ ክዕቢ ኣይ ካለን ብጣዕሚ ኢካ ትስከፍ ብመንእሰያትና ሃገር ናይ ብዓል ዳሕራይ ግራት ንባዓል ብዕራይ እኳ ዝብሃል ሃገር ናትካያታ መንእሰይ ተወደብ ስልጣንካ ዕተሮ ባዕልኻ ኣቦታትካ ኣዴታትካ ካብ ሕጂ ንንዮው ብርኪ የሎን ጥዕና የሎን ህግደፍ ነዚ ፈሊቱ ናብ መንእሰያት ታርጌት ገይሩ ይጉስጉስ ኣሎ ንጥፋትካ ልቦና ስኳዕ ኛበልኩ ኣገባዕ ኤረሳት ኣገናዕ መስፉን ጀነራል ሓጎስ aብ ጀብሃ ዝነበርና ንጽቡቕ ጽቡቕ ክንብል ንሕማቕ ሕማቕ ክንብል ኣብ ሕሉፍ ታሪኻት ኣይ ንታሓጸር ሓደራ ስታት ኣህድሕድ እንተለና ኣብ ቁዋማኢት መጻኢት ኤርትራ ፈፋይልኩም ሕጅኩም ቅረቡ ፈራዲ ኣካል ዘይብሉ ንብቕርሕንቲ ተላዕጢና ናይ ቃልሲ ኦንቅፋት ኣይ ትኹኑ ስርሖም ይሰርሑ ኣለው ሓቒ እንተ ኣሊኩም ካብ ምክሳሳት 30 ዝኾና ውድባት ምምስራት ሃገር ቀዳምነት ጊርና ውድብና ተሓኤ ንምለስ ህዝባዊ ግምባር ውድቦም ይመልሱ ኣለው። መርየት ይዓርበና ኣሎ በዚ መሰረት እዚ ሃገራዊት ናይ ሓባር ውድብና ተሓኤ ንህነጽ ሽዑ ህዝባዊ ግንባርን ጀብሃም ከም ክልልተ ፓርትታት ኮይነን ይዋዳደራ እዚ ኣሳራርሓዚ ጀነራል መስፉን ብጉቡእ ገሊጽዎ ክንደይ ጽላላት ተመስሪቱ ኩሉ ኣባል ጽላል ኣባል ጽላል ነንውዱቡ ኢዩ ዝሰርሕ ነይሩ ዝበሎ ንዕዞቦን ንሪኦን ዝነበርና ኢዩ። ነዚ ሓቂ እዚ ማይ ጌርና ንውሓጦ ብዚ ኣጋጣሚ እዚ ውድቡክም ተሓኤ ካብ ሳላሳታት ውድባት ገዲፍኩም ናብ ንቡርና ተመሊስና ናብ ዓባይ ጀብሃ ክትምለሱ ይጽውዕ ዳሓር ክም ፓርቲ ንዋዳደር ምስ ህዝባዊ ግንባር ። ኩሉ ፓርቲ ዘዘፍረዮ ይሓፍስ ። ደጋጊመ ንሓፍነት ዘይቡሉ ሕቶታት ንኤረ ሳት TV የመስግን ነት ስለ ደሕደርና ክኣይግባእዩ ኣብ ሕ
@abrhaleytekle2827
@abrhaleytekle2827 4 года назад
ኣቦና መስፍን ሓጎስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ካባኻ ብዙሕ ተማሂርና ኣለና ኩሉ ሓሳብካን ቃላትካን ክትግበርካ ተስፋ ንገብር።
@BhHb32
@BhHb32 4 года назад
ሚ/መስፍን ሓጎስ ወትሩ ኣብ ጎድንኹም ኣለና፡ ወላኳ ተዕርፍሉ ግዜ እንተነበረ፡ ግን ኣይትትዓደሎ ተዓዲልናዮ
@howtoberight.1082
@howtoberight.1082 4 года назад
ጅግና ,we respect you! We are with you ❤.
@123abc758
@123abc758 4 года назад
ናይ ሀገራ ቅዋም ምትግባር ንኹሉ ሀገራዊ ኤርትርዊ ዝምልከት ኢዩ ሓቂ ብሕቂ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ ሀገር ጨብጥና ብዘይ ሕጊ ሰርዓት ክነብር መሪጽና እዚ ማለት ንቕዋምና ምትግባሩ ሓላፍነት ንውሰድ ::
@tsegaia2909
@tsegaia2909 4 года назад
Great interview Erisat with Ato Mesfine Hagose, one of Eritrean hero's .
@melikiasgebrehiwet2421
@melikiasgebrehiwet2421 4 года назад
🇪🇷🌱💐🌿💚🌹🌱💐🌿🌴🇪🇷 መጀመሪያ ፈሪሕናካን ጠርጢርናካን ኔርና ሕጂ ምስ ተዛረብካ ግን ዋላ ቸጉቬራ እንተበልናካ ውን ምግናን ኣይኮነን እሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🇪🇷🌱💐🌿💚🌹🌱💐🌿🌴
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 4 года назад
ክብር መጀር ጀነራል መስፍን ሐጎስ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡፡፡፡
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 4 года назад
Wow thanks General Mesfen Eritrean people proud of you no one can do for that long for his country and we always stand with our hero ❤🇪🇷💯🇪🇷
@shidenhabtu7815
@shidenhabtu7815 4 года назад
ማማ ሓረጉ ህድኢ በሊ። ኣብ መንጎ ከኣ አትው አትው ትብሊ ነርኪ። ንካልአ ከኣ ዕድል ሃብዮም። አብራሂም ዉን ከም ማማ ሓረጉ አካ ነርካ። ሉዙብ አንተቭው ቲገብሩ ኢይ ነበርኩምን። ቢዝኮነ ኣብ መጻኢ ክተማሕይሽዎ ዪላባወኩም። ሀኖክ ደሓን ነርካ ጊን ተነቃፊ ሕቶ ማለት ምስጢር አካ ተሓቶ ነርካ። ቢዚኮነ ቢ መልሲ ናይ ማርሻል መስፊን ዓጊብና አና።
@Adina809
@Adina809 4 года назад
Akoy mearey I am so proud of keep going your great 👍🏽 job love 💕 you 💪🏽
@Meng430
@Meng430 4 года назад
My countrys hero I stand with you. Please young eritreans lets do our part, in all means, stop widening our difference, be united and rescue our people.
@mekdeswube4729
@mekdeswube4729 4 года назад
ዝኸበርካ ኣቶ መስፍን ሓጎስ እቲ ልምድኻን ፍልጠትካን ኣዝዩ ወረጃን ልቦና ብዝመልኦ መገዲ ስለዘቕረብካዮ ንኹላትና ክሕጉሰና ዝግባእ እዩ።
@hadasamedai5800
@hadasamedai5800 4 года назад
The interview was amazing. You sound like Nelson Mandela
@hadishketema1545
@hadishketema1545 4 года назад
የቀንየልና ክቡር ኣቦና ኣቶ መስፍን ሓጎስ ኢግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ሕቶ ናይ ሓረጉ ቀለታ ግና ዘይዋሓጥን ናይ ኣቃጫጭ ዝመስል ኮይኑ ይስመዓካ፡ ኣን ቀጻሊ ዝሓሸን ሞያዊ ኣቀራርባ ክትገብሪ ይምነ፡ ናይ ውልቀይ ሪኢቶ ዩ።
@aronyonas2951
@aronyonas2951 4 года назад
ከም ናተይ ሓሳብ ቀዳምነት ዝስራዕ ልኡላዊነታ ዘውሓሰት ፍትሕን ስርዓትን ሰላምን ዘለዋ ሃገር ምርግጋጽ :: ድሕሪኡ ኣብ ህዝብን ሃገርን በደል ዝበደሉ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም ህዝቢ ይፈርዶም:: ብዝኾነ ጀነራል መስፍን ሃገር ከድሕን ተበጊሱሎ:: ናይ ሕጂ ግዳ ዘይትገብሩ:: ቅድም ሰረገላ ዳሓር ፈረስ ኣይትግበርዎ::
@biniamtecle307
@biniamtecle307 4 года назад
Hakka
@meharig.tesfay9974
@meharig.tesfay9974 4 года назад
ክቡር ኣቦና መስፉን ሓጎስ መወዳድርቲ ዘይብልካ ጅግንነት ንመዋእል ኣብ ሓወልቲ ልብና ከንብረካ እዩ።
@lordjesusisoverall2138
@lordjesusisoverall2138 4 года назад
Abiet lbona.Lebam seb si kndey yxbq.Lebam:hdue: mqlul: rezin: tebao Abo bhaqi.Odmen tonan yhabka kbur Abona gedim tegadalay Mesfun Hagos.Amlak yhagzka! Much love and respect!
@eritrawitpatriot8122
@eritrawitpatriot8122 4 года назад
Good job Mesfin Hagos. Menesey Eritrea nihu betiku eyu. Kab gorarbtu meneseyat kmehar nerwo.
@mebrahtutekle4488
@mebrahtutekle4488 4 года назад
ኣምበሳ ኣምበሳ ኣያና/ኣቦና መስፍን ሓጎስ ሾቆጥቆጥ የእቲኻለን እንዳ ህግደፍ ጡፍ በሉለይ ጽባሕ ኣንጊሁ ክገይሽ ኢዩ ኢሳያስ ናብ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ , ሱዳን 👍💪👍💪
@msraq
@msraq 4 года назад
ችድ ኩርኩር ወያኔ
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 4 года назад
Thank u General..The reason many youth have not yet joined the movement because many feel betrayed by our elders and leaders beside the monster whom many knew yet didn't take action. We need youth form to heal and move forward.
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 4 года назад
ኣታ መስፍን ኣብ ሕቶ ግዜ ኣይተሕልፎ ብጾትካ ኣብ ጉድጉዋድ ብሂወት ተቐብሮም ኢዮም ተበገስ በዓል ብዙሕ ተመክሮ ኢኻ ክንስዕበካ መቃለሲ ትግራይ ባይታ ኣለካ ታሪኽ ስራሕ
@helenab2437
@helenab2437 4 года назад
God bless you Abona Mesfin Hagos. Henok your question about his past wasn't right at this time.
@hamidmohamed7690
@hamidmohamed7690 4 года назад
His history is the same as his boss Isyas. I Believe he involved in crime against the eritrean people since the Eritrean independent 1991. He relised the truth after he reached the age of retirement. That too little to late.
@kahseytamene1063
@kahseytamene1063 4 года назад
ኣጀካ ኣቦና ክትከብሩ ይግባኣኩም ነይሩ ግን እሰያስ ዝብኢ ንገለ በልዕዋ ንገለ ኣባሪርዎ እሞ ሕጂ ህዝቢ eritrea ኩሉ ኣብ ጎንካ እዩ ብዘለካ ተመክሮ ምርሓና ሕጂ እያ ኩሉ ፍልልይ ይትረፍ ቀዳምነት ድሕነት ህዝቢ ነቀድም
@landlstaddon7061
@landlstaddon7061 4 года назад
ብትዕግስትነ ሕድአትን ዝገበርካዮ ቃልመሕትት ብልቢ የመስግን:: Neghesti (Canada)
@msraq
@msraq 4 года назад
ችዲ ኩርኩር ወያኔ ካብ ካናዳ
@brhaneberakie5670
@brhaneberakie5670 4 года назад
አነግን እቲ ዝግበር ቃለመሕትት ግዝዩኡ ዝሐለወ ኮይኑ እይስምዓንን ምኽንያቱ ነቲ ጸላኢና መነመን ይሕግዙኻ ከምዘለዉ ምሕባር ኮይኑ ይስማዕኒ ብኻለእ መንገዲ ተጠንቀቅ ንብሎ ዘለና ኮይኑ ይስመዓኒ ቁሩብጽንሕ ክብልመሐሸ
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 года назад
You are right.
@hhg622
@hhg622 4 года назад
ኣደይ ሓረጉ sorry ድኣ እንበር ከማኪ ጋዘጠና ሪኤ ኣይፈልትን ትሮቦ ትዛናጠሊ ኮይንኪ, ሰብኣይ ዘለኪ ኣይትመስልን ኢኪ።
@zo-ma6557
@zo-ma6557 4 года назад
ክብረት ናይ ደቅሰባት ይሃልወና :- ገንጫር ስበይቲ ትመስል! 🤨
@YonasG
@YonasG 4 года назад
ብጣዕሚ አተሓትታአ ብዙሕ ዝምስገን አይኮነን ስለዝፋለጡ ዶ ይዀኑ?
@harshumamender8349
@harshumamender8349 4 года назад
Niskhan sebeyti wey arki gual zelatika aytimesilin
@teclewoldemichael5500
@teclewoldemichael5500 4 года назад
Please respect others in order to be respected yourself. It’s none of your business having her husband or not.
@hhg622
@hhg622 4 года назад
@@nomore5845 kkkkkk ይገርመካ ኢዩ
@sabasimon4736
@sabasimon4736 4 года назад
ገዲም ትጋዳላይ ኩቡር እቦና ሐጎስ የቀንይልና ስለ እቲ ዘይሕለል ቃልስኻ ማዕሪኡ ድማ ይሐዝን ምኽንያቱ አብዚ ግዜ እዚ ትዕርፈሉ እምበር ተምሊስካ አብ ቃልሲ ትአትወሉ አይኮነን ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ
@fache9801
@fache9801 4 года назад
መንእሰያት ሕጂ ኢዩ አቲ ግዜ ናይ ቃልሲ ንኣቶ መስፉን ሓጎስ ንሰዓቦ
@zemen9194
@zemen9194 4 года назад
I felt touched by the responses former General Mesfin Hagos gave from 38:00 to 38:55 minutes. He is very genius man 👏 😍 ❤ . Yuhuda Isseyas dma tenkol tray eya meliA Eta rEsu. nay hzbi Halyot zeyblu.
@samsonermias6303
@samsonermias6303 4 года назад
Very interesting interview, God wiling we will get our country back
@diamond75
@diamond75 4 года назад
Ato mesfin hagos is one of the oldest tegadalay, he gave his entire life to his country and now at his seventies her he is again desided to stand against ygdef regime, he is the only from the high rank officers who bravely left Eritrea to support against esaias afwerki, we were looking to get support from someone like him that has so much knowledge about esaias and ygdef, I don't understand to give him difficulties questioning him that is difficult for him to answer. Some of the questions might create a problem to reach his goals and ours. What we need to do is to support him as long as his goal is to fight against the enemy esaias, every one of as that we live abroad, we can support him or any Eritrean who is ready to fight financially and mentally but we can't do nothing more than that, we should be greatly appreciated his efforts and his willingness to fight for as, we need to stop questioning that is negative and that will satisfy esaias afwerki. We need to have respect for this man. Thanks
@fesshawoldu7191
@fesshawoldu7191 4 года назад
There are no permanent enemies or permanent friends. Only permanent interests. That is how the World runs. Thank you Mesfin!!
@ለዋህእግዝኣብሔር
@ለዋህእግዝኣብሔር 4 года назад
ጅግና ኣቦና ኣነስ መጀመርያ ብሓሶት ጸሚመ ኔረ እየ ሕጂ ግን ኩሉ ዓቅልካ ሓቅነትካ ገሊጽዎ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
አለም ብአለማ ጀናራል መስፍን ሐጎስ በለት።ተስፍ አለዋ ዝሐገር ካብ ዝሩጎም ተመን ቴምቤነዋይ።
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ዝተመነኻ አሜን አሜን አሜን አነ ናይ ብሐቂ እየ በኽየ ናብ ሚሊታሪ ክዳን ተኸዲኑ ሐላል በጣዕሚ ፍሊፖስ ይርኤካ ዶ ይህሉ ቡጸተይ ከብል እካ ነርዎ ክንጽበ ኢና ክትተአኻኸቡ ብዕርቂ ቃል መሕትቱ ግነ አብክይኒ 😭😭😭😭😭😭😭
@symonwilliam8346
@symonwilliam8346 4 года назад
ኣጆካ ተበጊስና ኣለና ምሳካ ጥራሕ ህጂ ይኩን ስጉምትና
@bahri1415
@bahri1415 4 года назад
ኩሎም ኣጥፊኢዎም ኢንድዩ ነዚ ወልዱ ም ኢንቲ ኢዛ ኩሉ መስዋኢትን ድካምን ናዓካ ምትራፉ ፈጣሪ ኣይትትፉኡ ስለዝበለና ኢዩ ጂግና ኣቦና ተጋድላይ መስፍን ኣብ ጉንካ ኣለና ብልኪዒ ካኣ ኢቲ ንድልዮ ክከወን ኢዩ
@bahri1415
@bahri1415 4 года назад
@@user-uf5bk8zc7n u wll com bro
@peacefully5610
@peacefully5610 4 года назад
Yes Action now before the evil comes. Thank you all. Thumbs up to Mesfun Hagos.
@jowisdom5321
@jowisdom5321 4 года назад
Overall though, thank you Abo Mesfin - have a massive respect for you! Gazetena: Why are Meneseyat (Youth Eritreans) do not participate? Abo Tega. Mesfin: I do not know, emm...I guess there is something I can't see. Youth Eritreans be like: We are trying to survive in the country that give as a chance to breath. Trying to learn different cultures, languages and support our individual parents/family. No Eritrean community welcomed us in any country. So, yes Eritreans youth are trying to live and real survivors.
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 года назад
Every single ward with respect, GENERAL Mesfin hagos keep going we need more attention to your program 🇪🇷🇪🇷❤️❤️✌️✌️✌️🙏🙏🙏🙏
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 4 года назад
An excellent interview! and a very smart political answer by the prime minister.
@simretlm
@simretlm 4 года назад
ጅግና!!!!!! ተስፋ ይግብር ኣብ ዓዲ ልቦም ተደፊኖም ዘለዉ ጀጋኑ ክስእቡካ: ብዘይ ምትአትታዉ ናይ ደገ ዘይብሉ ባአልኩም ክትውድአዎ
@teclewoldemichael5500
@teclewoldemichael5500 4 года назад
Thanks God that you’re not disappeared with your colleagues ( comrades). At least you’re left behind to accomplish the mission of Eritrean need. We’re doing to be on your side at any cost.
@jesusismypover4939
@jesusismypover4939 4 года назад
እዚ ሩጉም ኢሰያስ ንክላትኹም አደናጌሩኩም ,ሕጂ ውን ንጉየይ አምላኽ ይሐግዝና ወዲ ተምቤን መዐልቱ ክትሐጸር እዩ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ህግደፍ ምስቶም ገዳይም ተጋደልቲ ከምዘይ ንተኣማመን ጌሮሞ እዮም ነዚ መንእሰይ 20 ዓመት ንሱ እዪ እቲ ጠንቂ ' ብዝኮነ ሎም እዚ ኩሉ ፕሮፓጋንዳ ተሰሪሕሉ እዪ '።
@akbarbhai9975
@akbarbhai9975 4 года назад
Nisika degafi esayas 1 leba eka mesfun hagos 20 amet abey nerka
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 4 года назад
Very honest& Trustworthy Man.
@especially4657
@especially4657 4 года назад
Viva mesfin hagos 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌞
@medhinaymengisteab8801
@medhinaymengisteab8801 4 года назад
ጽቡቅ መግለጺ ንኹሉ መደባት ግን፡ ናይ ፎርቶ አንታይ ኮንኩም ዘይ ጠቀስኩማ ናይ በዓል ወዲ ዓሊ?
@temesghenmehari2057
@temesghenmehari2057 4 года назад
ክሳብ ሕጂ 59 ህግደፍ ተከታቲሎማ ዘይምሕጓሶም ድማ ቁቡል'ዩ ። ኤርትራውነት ወትሩ ኩርዓት ወትሩ ሓበን ፡ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ንሰውራውያን ተጋደልትና ፡ ኣቦ ዋርሳይ መላስን ሓላውን ክብሪ ሕብረተ-ሰብና !
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
ዋውውውውዕድመ ጥዕና ሰሚዕካ ዘይጽገብ መልሲ ምሰናይ አኽብሮት ፍቅሪ ሃገር ፍቅሪ ህዝቢ ዋውው ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ተስፋ ጌሩ ይረኤሎ ዋላ እካ ኩቡር አቦና ሐውና አያና ንስኻ እካ ጀነራል አይ በጸሕኩን ተበልካና ንንህዝቢ ኤርትራ ግን ጀነራልና ኢኻ ጠፊአ ነበረት ሃገር ዠምለስካ ሕጂ በትሪ ሐቂ ትቀጥን እንበር አይትስበርን ተሐቢአ ነበረት ሽምካ ተኾሊዓ እልልልልልበሊ ኤርትራ 🇪🇷ብጣዕሚ አብ 2020 ዒሰራን ዝበጸሔ አተሐሳስባ ምስ ዘረባ ኢሰያስ ከመዝኖ ከለኹ ኢሰያስ አብታ ዝተወለደላ ዓመተ ምህረት አብ አርብዓታት ይሐስብ ከዓሽወና ይፍትን ካብዚአ ሰሚዑ ብዘረብኡ ክሐፍር ኢሰያስ ርእሱ ዘድንነላ ግዜ መጺአ 💪🙏
@ፈጣሪሰማዕዩ
@ፈጣሪሰማዕዩ 4 года назад
Ato mesfin akli 100% Haregu gn aygdn
@allsaho
@allsaho 4 года назад
It is important to add that we all grateful for the positive contributions that Mr Mesfin Hagos made during liberation for freedom prior to PFDJ era.
@biniaminzemmo7994
@biniaminzemmo7994 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ኣቦ ኤርትራዊ ።
Далее
Как не носить с собой вещи
00:31