Тёмный

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 5 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2019 

Kemalatkum Entertainment
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 203 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 269   
@merebanatv22
@merebanatv22 5 лет назад
ብትግራዋይነትኩም ትሕበኑ ጥራሕ ሰብስክራይብ ግበሩና
@henok7568
@henok7568 5 лет назад
Merebana Tv be Eritrawnetna 🇪🇷 nhben ke subscribe kngebr yfkedena diyu 🤪
@merebanatv22
@merebanatv22 5 лет назад
@@henok7568 100%
@raya6333
@raya6333 5 лет назад
@@merebanatv22 ትግራዋይ ምኻነይ ድፊለጥ ብሰብስክራይብ ዱኡ ወይ ጣጣጣ😝😝😝
@opaopa5360
@opaopa5360 5 лет назад
Merebana Tv y
@ትግርኛናንቅድሚት
መልካም ሓዱሽ ዓመት ይግበረና ደቅ ትግራይ ሽኮሪናታት 😍😍😍💖💖💖💖🇻🇳✔️
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ዓመተ ራህዋ ዓመተ ሓድነት ይግበረልና 🙏🙏💗
@ኤችነኝየናቴመርኮኛ
አሜን
@janeetjaneet8531
@janeetjaneet8531 5 лет назад
Amen
@ጓልሓውዜን
@ጓልሓውዜን 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 лет назад
Amen
@loveeriteraloveasmer7191
@loveeriteraloveasmer7191 5 лет назад
ረዊና ጓል ትግራይ nekulkum Ethiopia rus hadeah amet yegbrlkum kabe hawekum wedi eriatra love u tigrawiy
@mahiyemikitanash6471
@mahiyemikitanash6471 5 лет назад
አረ ዓወተይ ብሳቅ😂😂😂😂😂 ብዝኮነ ሓሪፍ ስራሕ እዩ በርትዑ
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
ኣሰይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት
@genetgeryeiamproudoftigray3032
Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ለለ ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣብ ብውሽጢ ዓድን ወፃእን ዘለኩም ተጋሩዋይ
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ገንየ ማዓረይ
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
ኣሜን ምቅርትዋይ
@ተመስገንመድሃኒኣለም-ኰ4ፀ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
Genet Gerye Iam proud of tigray ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓላለይይይይ ከመይ ኣለኽለይ ምቅርተይይይ
@janeetjaneet8531
@janeetjaneet8531 5 лет назад
Amen zyaday
@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
ሙፂእኩም ዶ ርንዳ ኣመል እስቲ ጣፍ ፃህያይ ዙለኩ ግጭውን ናጋ ሰኒ ስራሕ ድዩ ባዓል
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
ሰላም ደቂ ዓደይ ምዓረይ እፎ ሓደርከም ወእፎ ወዓልኩም ወከርምኩም ወእፎ ሰነበትኩም ሙቁራተይ እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ሰላም ናዓኹም ደቂ ዓባይ ትግራይይይይይ ፍትውትውውውውውው
@ማሾጓልትግራይ
@ማሾጓልትግራይ 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
@sarahh6264
@sarahh6264 5 лет назад
ኣነሰ ዝዓወት ክፈትዎ ሰናይ ሐዱሸ ዓመት ከዓ ይግበረልና 🙏
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
ኣመል ኣለኒ ንዝርኣኽዋ ጎርዞ ኣብ ገለ ቦታ ዝፈልጣ መስለኒ ከምዚ ከማይ ንተለኹም like *ሊድያ* ብፍቕርኺ ኣይበልዕ ኣይሰቲ ኮይኑ በሉለይ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
ኣዮካ ናይና 😆
@wedigurum4034
@wedigurum4034 5 лет назад
Ayka zay nayna
@yohanazekaryas2766
@yohanazekaryas2766 5 лет назад
Fkri ayoknen zeleka haneyneta eyu
@bibitv8209
@bibitv8209 5 лет назад
ክክክክክ ሎሚ ከኣ ረኪበካ ኣታ ናይሕማመይ ኣመል ከይንካ ኣይበልዕ ኣይሰቲ ክትቢል
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
@@ፈቅሪጥዑምሰቃይ ወዲ ዶ ይኮንካን
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ዋውው እንካዕ ዳሕን መፃኩም ሽኮሪናታት ኣታ ባህጉ ዋላ ንዓይ ኣፍሪሕኒ ክክክክክክ ብዝኮነ ቀፅልሉ ኣይትጥፍእና
@ሽኹሽኹታሽኩ
@ሽኹሽኹታሽኩ 5 лет назад
ካብ ኩሎምስ ባቡ ምርአይ የዕግበኒ😬😁
@ጽርሐአርያም
@ጽርሐአርያም 5 лет назад
ን'ሊድያ ዝፈቱ ስከ ኣነስ ክሕብያ ማዓት የ ምቅርተይ ሰይቲ ሓወይ ክትኮኒ ኢኺ ጎብዝለይ ጥራይ ግን ሓንቲ ክብለኩም ዝደሊ ተጋሩ የሕዋትና ናይና ኩርዓትና እንዲኹም ቁሩብ እቲ ኣዛራርባ ኣዋዳድቃ ቃላት ፍልይ ዝበለ ንኽኮነልኩም ፈትኑ ንኣብነት (እሺ) ናብ ሕራይ) ተልትቅይርዋ ብዝያዳ ብሉፃት እንዲኹም ቁሩብ
@meseretkasa8800
@meseretkasa8800 5 лет назад
ድንግል ሆይ አትለይኝ ዋእ ችግር የለን ኡሺ ኢሎም ሕራይ ኢሎም ኩሉ ናቶም (ኢትዮጲያወት ) እንድዮም መራዳድኢ ሃገርና ኢ.ያ ኣማርኛ እዩ ስለዚ
@ጽርሐአርያም
@ጽርሐአርያም 5 лет назад
Meseret Kasa ማዓስ'ሞ ኣማርኛ ፍልሚ ይፋለምለው ኮይኖም ናይ ኣማርኛ ቋንቋ ክሓውስሉ ምሽ ተጋሩ ዮም ብናይ ባዕሎም ቋንቋ ክኾርዑ ኣለዎም ኣምሓርኛ መረዳድኢ ቋንቋ ሃገርና እዩ ናበልና እንድዮም ኣብ ርእሲ ኮፍ ዝብሉ ዘለው እቲ ፍቅሪ ሰላም ከም ኩነታቱ ካብ ሐጂ ንድሓር ግን ብቋንቋካን ባህልካን ኣኽቢርካ ንናይ ባዓልካ ዩ ዘዋፅእ ዝመስለኒ
@meseretkasa8800
@meseretkasa8800 5 лет назад
ድንግል ሆይ አትለይኝ ኣይተረዲኡኒ እዩ ካብ ቅድም ግን እቶም ቦኳዓት ሓማስን ግን ብዙሕ ኣይጣጠዩ ናይ ባዕሎም ይፍለጡሞ ካብ ሃገሮም ወፃኢ ዝጥቀሙ ናትና ባዕልና ኣለናዮ
@earmiagame1155
@earmiagame1155 5 лет назад
ብጣዕሚ ኣድናቒኹም እየ በርትዑ ርሑስ ሓድሽ ዓመት።
@madeintigraitube1197
@madeintigraitube1197 5 лет назад
ዓወት ካሕሳይ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ግን ኣብ ትግርኛ ኣጠቃቅማ ዝተወሰና ችግር ኣለዎ ንኣብነት ታይ ድዩ ዘሪፉ ይብላ እና ኣይኩም ናይና
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 4 года назад
Tkkl tgrigna keaeryu alewom tgrigna ab tgray amharigna endahaweska mzrab eya koyna bfla cheweta zerifwo beteley zmesaselu btedegagami zzreb eyu
@meseretkasa8800
@meseretkasa8800 5 лет назад
ሙቁራት መረሳ ሽኮር፡ ኩሉኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ፈታ ዘና በሉ
@ሽግርዩ
@ሽግርዩ 5 лет назад
ዋውውው ፡ዝፎትዎም ህዝቢ ትግራይ ገለ ዓይነት ብጣዕሚ ጽብቅቲ ድራማ ፌቴያ ፡ካብ ሕጂ ጽቡቅ ጌሬ ክካታተላ የ ፡from Eritrea, 👉🇪🇷
@tigray3538
@tigray3538 5 лет назад
ኣዮኩም ነይይ ለለ ሚስ ይ ምቁራት💯💝♥️
@loveeriteraloveasmer7191
@loveeriteraloveasmer7191 5 лет назад
Netsi Gal Tigray kabe tigrwity kewled delya eb thbbruniy dikiy tigray
@loveeriteraloveasmer7191
@loveeriteraloveasmer7191 5 лет назад
Netsi Gal Tigray xebukat dekiy tigray iam eriteran boy ilove tigrwity girl thbbruniy dikiy tugray
@فلحانفلحان
@فلحانفلحان 5 лет назад
እንኳ ኣብዕህኩም ልሓዱሽ ኣመት ካብ ጉንዲ ምስኣም ላብ ከንፈር ምስኣም የሸጋግረኩም
@tsegaarefayne438
@tsegaarefayne438 5 лет назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል ግን ኣይተሕፅርዎ ብዝተረፈ ማራ እዩ ደስ ዝብል
@gmilkiyas
@gmilkiyas 5 лет назад
ፍቕረ ሃወይ...በጃኻ'ባ "ጸርፊ" ግደፎ..? ።ካልእኻ ግን ተመቺዩኒ'ሎ።
@ertaletv1514
@ertaletv1514 5 лет назад
ኣታ ኣብዚ ፊልሚ ትሰርሑ ሰባት ንእሽተይ ዕረፍቲ ወሲድኩም ኣስተውዕሉ። ደራሲን ዳይሬክተርን መረሳ ካሕሳይ ድራማ ትግርኛ ምስራሕ ምጅማርካ ነመስግነካ፤ ነገር ግን ብዙሕ ተመሓይሾም ነገራት ኣለዉ። በይዛኻ በይዛኻ ካልኦት ፊልሚታት እስቲ ርአ፣ መጀመርታ ናይቲ ድርሰትካ ዓብይ መልዕክቲ ኣቀምጥ፣ ቀጺሉ ትሕዝትኡ ኣስተካክሎ። እዚ ናይ ሕዚ ድራማስ ዓብዩ መልዕክቱ እንታይ እዩ? ትሕዝትኡ ከ? ጊዜ ወሲድካ ድርሰት ናይ ካልኦት ፊልምታት ብምርኣይ ኣስተካክሎ።
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 5 лет назад
እንጀራ ዓለም ብላዕ ወደይ ኣየስሕቅ ኣይምህር ሃለውለው እዩ ሱቅ ኢልካ😏😏😏
@hassenmehammedbrehan6741
@hassenmehammedbrehan6741 5 лет назад
Tigray Adey behaki korealki, Gobezat deki Adey, like beluni bejakum
@selamselam5669
@selamselam5669 5 лет назад
welcome back deki Tigery sehkiornata kesilolo yetifien like 👍👌
@amexdagnew9767
@amexdagnew9767 5 лет назад
Eski endene begugut sitebkachew yenebere
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 5 лет назад
Welcome deki tigray marey nice film btaemi Des bahalit l Love you tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@befkirnfkirnfkirbefkr7238
@befkirnfkirnfkirbefkr7238 5 лет назад
Tigru shukorrr I love you 🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷✌💗💗
@alxsgery1479
@alxsgery1479 5 лет назад
ጭዋታ ቆልዑ ኣይትግበርዎ ደቂቃ ኣይተንእሱ
@monumonyo6370
@monumonyo6370 5 лет назад
ኣሹ ክክክክክ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ
@መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ወለሎ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ስደትና እውን የሕፅረልና ኣሕዋተይ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ይግበረልኩም
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
ኣሜን (3) ምቁራተይ
@janeetjaneet8531
@janeetjaneet8531 5 лет назад
አሜን (3)
@efremkesete9735
@efremkesete9735 4 года назад
reta. sekoerr
@justgames7567
@justgames7567 3 года назад
WAWWWXBOQ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 года назад
ገይሶ ዝባሃል ንስዋ ዝኾን እቲ ቖፅሊ ቆርጥጥዎ ይባሃል ንጨጉሪ ምቕምቓም ክትብሉ ይላቦ ዓወት ካዓ እንትን ትብል ቃል ግደፋ
@habenredae5519
@habenredae5519 5 лет назад
ናየ ልቢ ሰሪቁ
@SH-mu4ci
@SH-mu4ci 5 лет назад
IT WAS NICE I LOVE YOU GUYS ❤❤👈👈
@abrahamghebremedhin1694
@abrahamghebremedhin1694 5 лет назад
ሰላም የሕዋት እዚ ሙቪ ትግርኛ እዩ ንሱኩም ግን ኣምሓርኛ እንዳ ኣእተኩምሉ ድስ ኣይበለን እሞ ትግርኛ ኮይኑ ትግርኛ ክከዉን ኣለዎ ብዝተረፍ ጥዑም ድራማ ሓደራኩም ካልእ ቃላት ኣይትስኩዕሉ ሓዉኩም ካብ ኤርትራ
@dhriwdketaloawet6161
@dhriwdketaloawet6161 5 лет назад
Hawey ane eritrawiye nay eritrake areb talyan wezete hawisom do yzarebu alew.
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ሓሪፍ እዩ ደቂ ዓበይቲ ቀፅልሉ::::!!!
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 4 года назад
Awet btami nfuat tewaseeti ekum btami ena nketatelekum bflay ab dege zelena koynu gn Kab hiji nhna tegaru kuankuana kneamaebl ygbeana amharigna mhwas gdefwo cheweta. Beteley. Zerifwa. Bzuhat nab tgrigna hawuskum tezarebu ekum emo metshaf anbibkum nab ttklegna tgrigna etewu emo Nana mharuna emo ketslulu
@alexanderkehase3335
@alexanderkehase3335 Год назад
ትግራይ 💛💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💛❤️💛❤️💛❤️💛
@nanucliptips523
@nanucliptips523 5 лет назад
nice comedy,,,eti zereba,,,b mejemertan b mewedaetan zelo,,tigebro zeleka,,si ab midgigagm asselchawi keykewin,,ente tigedfo tsibuk mikone yble
@jolyanna5404
@jolyanna5404 5 лет назад
ደቂትግራይ ማአሪይ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብጽሓኩም
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም ሙቁራት እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐና ንሓዱሽ ዓመት ሙቅራት ዘበና ሰላም ይግበረልና
@yemaryamlij2282
@yemaryamlij2282 5 лет назад
ፍ💗ት😘ዉ💗ት😘ዉ 👌
@geskhigh6654
@geskhigh6654 4 года назад
keldukm harif eyu gn kumneger yeblun
@linallll5482
@linallll5482 5 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ደቂ ዓደይ ሙቁራት ኣጆኩም ቀፅልሉ😍😍😍😍
@shewithaile6590
@shewithaile6590 4 года назад
KKKKKK
@ሂወትደስታጓልትግራይ
መረሳ ንፉዕ ቀፅለሉ
@iloveyoutigrayyou2903
@iloveyoutigrayyou2903 4 года назад
Konjo eukum zelokum kesilulu
@selamselam555
@selamselam555 5 лет назад
Esey Ajekum Tegaru Betame Dess Yebel Ena Sebscrib geberulom nezea Deteketatelu Ahewatena kea zetebereket sembet Yegberlikum 😍😍😍💘💝💘
@ሚስጥርፍቅሪ
@ሚስጥርፍቅሪ 5 лет назад
Wwww desbehali filmi xtsululu
@trhasgebremedhn7722
@trhasgebremedhn7722 5 лет назад
welcom deqi Tigray shikorinatatttttt
@halefomberhe214
@halefomberhe214 5 лет назад
ንቕሽተይ ዝምሓሽ አለዎ ብዝተረፈ ጽቡቅ አለኹም
@mamisweet4327
@mamisweet4327 5 лет назад
ገሬ እሙን ዝረኣየየየየየየየየ ዓይኑ ይብራህ
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
ተሰሓሒትካ/ኪ ክቡር ሓውይ ሓደ ተዋሳኣይ ኣብ ዝሰርሓሉ ክትስእኖ ከለካ እዩ ኣበይ ኣሎ ኢልካ ዝእለሽ። እዚ ድራማ እዙይ ንዑኡ ኣይገልፅን ነቶም ኣብዚ ሰርሑ እዩ ዝምልከት ንኣብነት ኣብ ገዛካ ኮፍ ኢልካ ከለካ ካለእ ሰብ ንወዲ ገዛ ዘይኮነ ፀውዑለይ እንተኢሉ እንታይ ይስመዓካ?
@meseretkasa8800
@meseretkasa8800 5 лет назад
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ሓቅኪ ጎለይ ጋል ዓዲ ሽኮር
@rraarrss8596
@rraarrss8596 4 года назад
Amaney kemey diye zifetiweka fitiwutuwwwwwwww
@ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
ፍ😘ት😍ው😘ትው😍😍
@ኤችነኝየናቴመርኮኛ
ዝረአኽዎ ንመጀመርያ እዩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዋውውውው
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
ሰላም
@afikidane138
@afikidane138 3 года назад
Kkkk kkkkk kkkkk it’s good job
@adinabdu7354
@adinabdu7354 5 лет назад
ኣሹ ሓጺራ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 лет назад
ኣሹ ፍቅር 😘😘😍
@afqirkakalonahomeytrezayet9230
Ezi wedom nbaba zeru kef delewo love you Wedi tgray kab eri😚
@rozy1257
@rozy1257 5 лет назад
Tgraway tfetwi yetfki tsllti
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 5 лет назад
ምስቶም ዓበይቲ ስነ ጥበበኛታት ተላዘቡ ፡ ምኽንያቱ ስርሓትኩም ዝበለጸ ክኾነልኩም መታን ፡ ሊድያ ከኣ ስዓሙለይ ።
@mulutesfay7219
@mulutesfay7219 4 года назад
Kexileu bitami xibuk
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 5 лет назад
👏👏👏👏🔥Ayekum Nayna ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ
Awetey shuker wddd
@መዲጋልትግራይ
@መዲጋልትግራይ 5 лет назад
ዋው ቀፅልሉ
@loveeriteraloveasmer7191
@loveeriteraloveasmer7191 5 лет назад
ane eriterwiy WEDI asmera eya ethiopa beflay dikiy tigray love u so much zelkwo adrss UK
@ርችጓልገዳምየኣብርሃወኣፅ
ዌል እንዳ ኣመል
@abrahamtsegay4557
@abrahamtsegay4557 5 лет назад
Velkommen deqi Tigray adey adi jeganu
@User-jh2fc
@User-jh2fc 4 года назад
Well come
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 5 лет назад
ደቂ ትግራይ ሃገረይ የመና እዩ ዘጥዕመልኩም ክፈትወኩም ከኣ!!
@kokololo1017
@kokololo1017 5 лет назад
enkae absehekum shkorinatatt🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@gd5yhd368
@gd5yhd368 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 4 года назад
Babu😂
@safihmohammed6640
@safihmohammed6640 2 года назад
😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
@hjezehjezr9522
@hjezehjezr9522 Год назад
😅😅😅😅❤❤❤
@hayatmehamed923
@hayatmehamed923 5 лет назад
አረ ልህፃናት እውን ዝረአ ይኩን ልኩሉ ቤተስብ ንህፃን መነአስይ ንአረጋውያ ዝምልከት ተዝከውን
@ጓልመልአክስላምቅዱስሚካኤ
ፅብቅ እዬ ከብራተይ ሻኮረናታት ብርቱዕ አጅኩም
@nasanatgabrianas9005
@nasanatgabrianas9005 Год назад
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@samarahabsha3639
@samarahabsha3639 2 года назад
😘😘😘😘😘😘
@tsigehagoshagos5418
@tsigehagoshagos5418 5 лет назад
Aye mukurat
@monalizagirma306
@monalizagirma306 5 лет назад
ቀፅልሉ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ምቁራት ደቂ ዓባይ ትግራይ🇻🇳
@muluraya7756
@muluraya7756 5 лет назад
ምስ ዓወት ፍቅር ሒዙኒ😍😍😍
@ጋልተዋህዶ-ጐ4ኈ
@ጋልተዋህዶ-ጐ4ኈ Год назад
❤❤❤
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ሙቁራተይእንካዕኣብፀሐኩም፣ሓዱሽ፣ዓመትትትት
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
💋💋💋😍
@እዚውንክሓልፍዩ
@እዚውንክሓልፍዩ 5 лет назад
ሰማዕቲ ትግርኛ ይርደኣኩም ዘሎ ቋንቋ ቻይና ህኮት
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ትግራይ እና ኤርትራ ፈደላን ናይ ዜማ ፈደላን ቋንቋ ትግርኛን ግእዛን(ግዕዛን) ኣዝያ ኣጥቢቃ ክትሕዞ ኣለዋ!!! ናይ ግእዝን ናይ ትግርኛ ፈደል ክንበብን ክፃሓፍን ሓደ ዜማ እዩ! ኣምሓሩ ግን ሀ ልክዕ ከም ሃ የንብብዎ ን አ ከም ኣ የንብብዎ ን ሐ ከም ሓ የንብብዎ ን ኀ ከም ኃ የንብብዎ ን ዓ ከም ኣ ኣንቢቦም ከምኡ ድማ አ ኢሎም ይፅሕፍዎ ብዙሕ ፈደላት የዛብዕዎ ዜማ ግእዝ ብልሽሽት ዝበለ ብዝተዛብዐ ፈደል የዜምዎ እና ብጣዕሚ ተፀጊምና! ተጋሩ ናይ ፈደል ባዓል ገዛ ዝኾኑሲ ንምታይ ባዓልቶም ተጋሩ ዘይውንንዎ? ብስሩ ተጋሩ ደቂሶም እዮም ዘለዉ ዝኹሉ ማንነቶም ፈደለምን ዜማ ግእዞምን እናተባላሸ ሱቅ ይብሉ ማራ የናድዱ ኡፍፍፋ በጃኻትኩም ፈደልናን ግእዝናን ኣስተኻኺልና ክነስፋፍሕ ኣለና ትግራይ እና ኤርትራ ንቅሑ ኩልኻትኩም ማንነትኩም ክትውንንሉ ዝግባእሲ ንካልኦት ሰባት ከምድልዮም ኣጫማሊቆም ክውንንዎን ክቆፃፀርዎን ክትፈቅድሎም ኣይግባእን ነይሩ ብስሩ ፈዚዝኩም ሕጂ እውን ንቅሑ ዝተዛብዐ ፈደልኩምን ግእዝኹምን ኣስተኻኺልኩም ኣብ ስርዓቱ ኣእቲኹም ኣጥቢኩም ሒዝኩም ኣስፋፍሕዎ ባዓል ገዛ ምኻንኩም ንዓለም ኣፍልጡ ይስፋሕፋሕ ናይ ኣቦታት ሕድሪ ፈፂሙ ኣይርሳዕን ኣብ ትግራይን ኣብ ኤርትራን ብስሩ ኣዝዩ ክምዕብል ኣለዎ ብደንቢ ግእዝ (ግዕዝ) ሰፊሕ ትምህርትቤት ክስፋሕፋሕ ኣለዎ ንቅሑ ፈጣሪ ሒዝኩም ንቅድሚት ምጉዓዝ እዩ ኣጀኹም ደቂ ፅዮን ማርያም ቅድስት ድንግል በርትዑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ማዓራተይ:::!!!😚😚😘😍😍😚😎😎😚😘
@freenhagereeritreamesdeqa6363
@freenhagereeritreamesdeqa6363 5 лет назад
ኣነ ኤርትራዊ እየ ከም ተዛራቢ ትግርኛ ብዙሕ ኣሎ ዘይሰምዖ ናይ ትግራይ ትግርኛ ክሰምዖ ጽን ይብል እሞ ይርድኣንን እዩ ብዓል ለለ ብስሩ ግዕዛይ ብደንቢ ብዙሕ ኣሎ።
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 лет назад
Welcome sekarenatata enka besalm maxakum tagru sekarenatata bexame ey zeftwakum kab hawekom Wade Eriy ey kab jareman
@asterwubneh3204
@asterwubneh3204 5 лет назад
Entay gberu eika zbelkana bzkone tekebilna alena
@kesetegeresus5249
@kesetegeresus5249 5 лет назад
Wawwwww gbzkum nay bhaki harf comedy like habewom eska habsha
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ኣጀኩም በርትዑ
@ashwagalmotiri8352
@ashwagalmotiri8352 4 года назад
አይ ፍቅር ናእድኻ አይትስኣንን
@smretsmret2064
@smretsmret2064 5 лет назад
Btami dess bhali srah eyou gna kulu mealti tekatateluna enabelkum amil aytehdmu film gna btami xbuk eyou kexllu Ztezarebkwo dma nay wulkey rito eyou
@yutub1531
@yutub1531 4 года назад
ንሓጋዚ ዝፈትይ like
@howardjames9543
@howardjames9543 5 лет назад
too much time for introduction can you put it at the end instead. Nobody cares acters names we only want to watch the video.
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 2 года назад
ጽቡቅ ሰራሕ እዩ ደቂ ዓደይ😘😘😘😘
@ማማየናፊቀ
@ማማየናፊቀ 5 лет назад
ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ዲኩም ሙቁራት ❤❤❤❤
@ለሁሉምነገርጊዜአለውተስፋ
ልበይ ሰሪቁኒይ ሓቅኪ
@awalomokbay4444
@awalomokbay4444 5 лет назад
Enty meslka ezi arkey abxmat kelena atmxa ????
@ተመስገንኣምላክ-ቐ5ዘ
ደሰ ክትብሉ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Дикий Бармалей разозлил всех!
01:00