Тёмный

lisan tewahdo web tv; መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ጉዳይ 3ይ ፓትርያርክ ነበር አቡነ እንጦንዮስ (1ይ ክፋል) 

Lisan Tewahdo
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 июл 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 468   
@tesfaldetgerezgiher3654
@tesfaldetgerezgiher3654 5 лет назад
ኣቦታትና እዚ ኮ ክንደይ ግዜ ኢና ሰሚዕናዮ ዘይተቅርብዎም ኣቅርብዎም እሞ ክንኣምን ቃሎም ከይሰምዓና እንታይ እዩ እቲ እንኣምኖ
@user-ov5rb6ge1t
@user-ov5rb6ge1t 5 лет назад
ርኢና ክንኣምን ንእትብሉ ሰባት እንሆ ነዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ምስ አቡነ አንጦንዮስ ተሃድሶ ከመይ ዝበለ ርኽብ ከምዝነቦሮም ፍለጡ ኣህዋት እቲ ጉዳይ ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እምበር ፖለቲካ ኣይኮነን። m.facebook.com/story.php?story_fbid=891038381237323&id=100009935074009
@fitsumabraha8881
@fitsumabraha8881 5 лет назад
@@user-ov5rb6ge1t ሰላም ሓወይ ካልእ እንተኣለካ ደኣ እንበር እዝስ ተዓዲሞም ዝመጽእዎ እዩ ኣብዚ ግዜ እዚ ፐትርያርክ ኣይነበሩን እንተደኣ ካብዚ ግዜ እዚ ምንፍቅና ጀሚሮም ኮይኖም ደኣ ንምንታይ ተመሪጾም በጃኩም ዓቅሊ ንግበር እቲ ሓቂ ኣብ ዝተወሰነ ኣዋርሕ ብሓይሊ ፈጣሪ ክንሰምዖን ክንሪኦን ኢና ኣይንፍረድ
@user-vz5iy7jl4t
@user-vz5iy7jl4t 5 лет назад
Yonatan Berhane Selam hawey amilak miss kulatina yikun ! Kexile kibelka zideli ezi tadimom keyidom kikonu sile zikeulu bezi ayinfired ezom abo behaki dyom menfikan kinfelt eintekona hadish video kinrei Alena kab afom neger gin zerba nay sebat wey nay abotat semaeka mengedika ayitshat you kibelka zideli nay abona eintniyos kihdet zerba miss tiseme gin natka mircha u zihawey wedhanka selam fikirin eizgabeher amilak yewirdelna
@user-zv5lk5di3z
@user-zv5lk5di3z 5 лет назад
@@user-ov5rb6ge1t ሕማቕ ሰብ ኢኻ ግን ።እታ ትፈርደላ ዘለኻ ልሳንካ ጽባሕ ከይተፍርደካ ተጠንቀቕ
@filmonhagos9376
@filmonhagos9376 5 лет назад
Haqi zeyblom kabey kemxiwo ??? bejakum eba atum abotat ena tiblu selam habuna hagerna selam sienas ab sidet kea selam kitkeluna..
@abiyabiy7857
@abiyabiy7857 5 лет назад
"ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ " ናይ ዘመና ሃዋርያ💛
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 года назад
ቃል ብጹእ ኣቦና ኣንጠንዮስ ቃሎም ከይተሰምዐ ዝግበር ክሲ መሰረት የብሉን ኣምላኽ ነናይ ግብርኹም ይሃብኩም።
@bisratkifleyesus
@bisratkifleyesus 2 года назад
Amen hakika zihawey.
@user-ju2yp6we4t
@user-ju2yp6we4t 5 лет назад
ነ ኣቦና ብጹእ ወቁድስ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዛ ናትኩም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቃልኩም ትህብዎ ዘለኩም ፡ስለምንታይ ቃሎም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክህቡ ዘይተፍቅድሎም፡ንሕና ክኣ ቃሎም ሰሚዕና ምኣመናኩም ፡ እንተዘይኮይኑ ሕጂ ውን ንሶም ዮም ኣቦና።
@okubayweldemichael8152
@okubayweldemichael8152 5 лет назад
ኣምላክ ምስቶም ዝወጹ ይውጻኣና ኣብ እምነትና የጽንዓና ።
@tsegayatse4570
@tsegayatse4570 5 лет назад
Amen amen amen
@mhretamlakyabikabhatyatey9997
@mhretamlakyabikabhatyatey9997 5 лет назад
Amen Amen Amen
@shaneyohannes8578
@shaneyohannes8578 5 лет назад
ቅዱሳን ኣቦታትና ቃል ክሕደቶም ዘይተስምዑና ክንኣምን ኣማን ብኣማን ክንስዕበኩምን ጭብጢ የጨባብጥ ማእሲ የጋላብጥ ይብሉ ኣቦታትና
@user-th4oe9mj8j
@user-th4oe9mj8j 5 лет назад
ንስጥሮስ ኣርዮስ ቃሎም ዩ ተሰሚዑ ዝተወገዘ እንበር ተኣሲሮም ኣይሰማዕናን
@simon3752
@simon3752 5 лет назад
bereket kfle hiwet kuwnneten qalom abey semiekayo?
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 4 года назад
@@simon3752 ኣበይ ሰምዕካዮ ኣብ ቕድስት ቤተ ክርስትያን ስምዕናዮ
@sebumekseb2069
@sebumekseb2069 4 года назад
Nstris aryos qalom kihbu kelewu aboka diyu neyru wela hatneka miseom zneberu papasat eka eyom tezeraribom eziom kea abti qdus sdenos zeyxewieka delika
@user-th4oe9mj8j
@user-th4oe9mj8j 4 года назад
@@sebumekseb2069 bruk hawey kale hiwet yesmalna
@user-lz9ef1zr5w
@user-lz9ef1zr5w 5 лет назад
ኣጆኩም ኣይትፍርሁ ኣቦታትና ንምንታይ ትፈርሁ እቲ ሃቂ ዘይትምስክሩ ንዕኦም ነኣቦና እንጥንዮስ ጸጋ ትውስኩሉ ኣለኩም ንርእስኩም ሕሰቡ ኣቦታት ኩሉ ሰብ ፈሊጥኩም ኢዩ መንግስቲ ፈሪሑም ትገብርዎ ዘለኩም እግዚአብሔር ይምለስኩም ናብ ልብኩም ካልእ ዝኮነ ኣይንብልን ኢና ንኣቦና ኣቡነ እንጥንዮ ኣብ ሃቅነቶም የጽንዕልና
@merhawiandegergish78
@merhawiandegergish78 5 лет назад
እዞም ኣቦ ልዕሊ ስእሎም ጽሑፎም ኣካሎም ኣሎ እንዶ ብኣካል ዘይ ተቅርብዎም ሞንጎና ጌርኩም።
@filmonhagos9376
@filmonhagos9376 5 лет назад
Merhawi Andegergish amlak azarebeka wedey muqur hawey 👍🏻✝️🙏🏼
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 4 года назад
ሓምሽተ ምእትን ሳላሳን ድስ ላይኪ ገሮም ኣለዉ ስለዚ ኩሎም መናፍቃን እዮም ማለት እዩ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኣሜን ን ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የቢኩም ፈጣሪ
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 5 лет назад
ኣንቱም ኣቦታት በጃኹም እባ ንህዝቢ ብዝርድኦ ቋንቋ ኣረድእዎ ኢሎም ካብ ትብሉና ብሂወቶምን ምስ ምሉእ ጥዕንኦም እንከለዉ ባዕሎም ዘይብሉና ዘገርም ዩ።
@user-bi3iq5fp1c
@user-bi3iq5fp1c 5 лет назад
ካብ ስርዓትን ሕጊን ቤተክርስትያን ዝወጸ መግለጺ ኣይንቅበልን።ሓቂ እንተለኩም ምሳኩም ዘይትቅርብዎ ብኣፎም ዘይንሰምዖ።ዕርቂ ኢልኩም ዝጀመርክሞ ድራማን ድምጺ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ድምጺ ምስ ተስምዐን ዓቅልኩም ጸቢብኩም ሓቂ ክትሽፈን ኣይትክእልን እያ።ዕቦጦ ዕቦጦ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣይሰርሕን እዩ። ክሕደቶም እንታይ እዩ፧ ዮሃንስ 7፡51 " ሕግናኸ ንሰብዶ፡ ቅድም ከይተሰምዔን እቲ ዝገበሮ ኸይተፈልጠን፡ ይፈርዶ እዩ፧ በሎም።" ብዛይካ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ካልእ ፓትራያሪክ ኣይንቅበልን።
@mhretabsolomon3861
@mhretabsolomon3861 5 лет назад
" ሕግና ኸ ንሰብዶ ቃሉ ከሰማዕካን(ዘረባ ክልተ ከይሰማዕና) ክንፈርድ ይፈቅድ 'ዩ ? " ስለ 'ቶም ዕቡሳትን ድምጾም ዝተዓፈኑን ኣፍ ኮይና ክንዛረብ ይግባና 'ዩ "
@djxbhxhshzjs4657
@djxbhxhshzjs4657 5 лет назад
ኣቶ ዮሃንስ ኩፉእ ሓማሰየናይ ጳጳስ።
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 лет назад
ክንቅበልኩም እንተ ደሊኩም ነቦና ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዚ ናትኩም መሰሉ ብዝተሓለወ ጉባኤ ቃሎም ኣስምዑና ኣፎም ኣይትዕበስዎም ።
@user-tq6oj9rd3f
@user-tq6oj9rd3f 5 лет назад
ትክክል ፡1ይ ቆረንቶስ 14 (1 Corinthians) 40፤ ግናኸ ኲሉ እትገብርዎ ብስርዓትን በጋባብን ይኹን።
@semariaissac9119
@semariaissac9119 4 года назад
Xiaomi Nite ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-uS1zVsiQAX0.html Ezia link tewikiki/ka abti mewedaeta simiayo emo abona baelom nmeglexi kem ziabeyun kem zewixiewom kitisemuu ekum. Haki kizarebu yikielu kemuu wun hasot kizarebu yikielu sile zikielu silemintay tesfaka ab abona gerka. Tesfana kab Egzabihier amlak tiray eyu. Sibhat le Egzabihier
@user-mu3zi4fz3g
@user-mu3zi4fz3g 5 лет назад
እዞም ኣቦ ብልክዕ ምንፍቅና ኣንተ ሃሊዎም ኣብ ጉባኤ ኣቅርብዎም ንሶም ዘለውዎን ከምዛ ሕጂ ንስኩም ዘለኩሞ ኣቀሪብኩም እንተ ዘየዛሪብኩምዎም ንሶም ቁኑዕ ከም ዘለዉ ኢና ንኣምን ኣይኮንን ንህዝቢ ትብትንዎ ኢኩም ዘለኩም በጃኩም በጃኩም ሰለ ኣምላክ ኣብ ጉባኤ ኣቅርብዎም
@arayaberhe1056
@arayaberhe1056 5 лет назад
እዞም ኣቦ ብልክዕ ምንፍቅና እንተ ሃሊዎም ኣብ ጉባኤ ኣቅርብዎም ከምቲ ናይ በዓል ኣርዮስ፡ ንስጥሮስ፡ መቅደንዮስ፡ ወዘተ ዘኣመሰሉ ከሓድያን፡ ሰለዚ ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ፡ ተባዕ ሓቀኛ ኣቦ እዮም፡ ምክንያቱ ሓቀኛ እንተዘይ ኮኑ ነሮም ሓንቲ ለይቲ ኣይመሕደርኩሞምን ኔርኩም ምሰጎኩሞም፡ ሕጂ ግን እታ ሓቂ ኣብኦም ኣላ፡ ሓቂ መታን ከየውጹኡ ን12 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ብብረት ክሕሎዉ ምጽንሖም እዩ፡ ኣብ ድሕሪ 12 ዓመት ግን (እግዚኣብሄር ቅሩብ ለየዋሃነ ልብ፡ መንክር በላዕለ ቅዱሳኑ) ሓቀኛ ዝኮነ ቃል ቦሎክ በለ፡ (ስለዚ ሓንቲ ሕቶ ከሓቶኩም ኣቦታት፡ ከሙ ውን comment ትጽሕፉ ዘለኩም ኣሕዋትን/ሓትን፡ መናፍቅ ቶኮይኖም ስለምንታይ ኣብቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን እትውንኖ ገዛ ተኣሲሮም ይነብሩ፡ ዘይትሶጉዎም መናፍቅ ዶ ኣብ ቀጽሪ ቤተ ክርስትያን ይቅመጥ እዩ፡ 2ይ፡ ንመናፍቅ ዶ ደሞዎዝ ካብ ቤተ ክርስትያን ትከፍሎ ኢካ? 3ይ፡ ሰብ ብሂወቱ ከሎ በዓልካ ትዛረበሉ ኢካ፡ ስለምንታይ ቃሎም ዘይ ስማእ? 4ይ፡ ካብ ብዙሕ ብውሕዱ እዚ ይመስል፡ ኣነ ከም ነብሰይ መጠን ሎሚ ኣቦና ጺባሕ ኣቦና፡ ትማሊ ክርስቶስ ሎሚ ክርስቶስ ጽባሕ ክርስቶስ ካልእ ጎይታ የለን እሞ ኣይ ንቅይርን እምነትና፡ እዚ መርገጺ ኣቡነ እንጦንዮስ እዩ፡፡ እግዚኣብሄር ነቦታትና ናብ ልቦም ይምለሶም፡ ንሃገርና ድማ ካብዚ ወሪዱና ዘሎ መዓት ሰላሙ ይልዓከልና።
@yebiokubrom8951
@yebiokubrom8951 5 лет назад
ኣምላኽ ልብና ካብ ምትራር የድሕነና ጥበቡ ይለግሰልና። ካብ ብዙሕ ምፍላጥ ብዙሕ ፍርሃት ይዓድለና። ንቕኑዕ የቕንዓልና ንዝተጋገየ ናብ ልቡ ይምለሰልና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@nebyatsolomun5222
@nebyatsolomun5222 5 лет назад
Egziabher amlak ab emnetna yexneana Yqre ybelelna fetari.
@robielokubazgi8820
@robielokubazgi8820 5 лет назад
ኣቦታትና ኣደንጊጽኩምኒ ብሓቂ ። ብዝበለጸ ተወሳኺ ሒዝኩሙልና ክትመጹ ተስፋ እናገበርና፡ ግን ቤተ ክርስትያን ሲ ትኣስር ድያ? ንምንታይ ነጻ ዘይኮኑ ከም ድካዮም ዘይንቀሳቀሱ፡ ንምንታይ ዓጺናዮም ኣብ ገዛ? እንታይ ጌሮምና ድዮም ኣቦታተይ ? ብእምነት ስሒቶም እንተ ኮይኖም ተወዲኣ ከምዛ ሕጂ ትነግሩና ዘለኹም ጌርኩም ዘይተፋንውዎም፡ ንምንታይስ ይዕጸዉ ?
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 4 года назад
ቤተክር ስቲያን ተኣሰር ዲያ። ለባም ዘረባ።
@lulaentertainment8592
@lulaentertainment8592 5 лет назад
ዋይ ሓጥያት ፣ እዚኦም ብሞባእ ዝናበሩ ጀነራላት እዮም ። ኣቦና ኣብ ፍርዲ ቀሪቦም ከይሓትካስ ክንድዚ ይህውትቱ ፎ
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 4 года назад
LULA Entertiment 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@abielgrmay6634
@abielgrmay6634 5 лет назад
ዕበጦ ዕበጦ ዘይኮነስ ልክዕ ከምዛ ናትኩም ጌርኩም ከኣ እታ ናቶም ድምጺ ኣስምዑና ሽዑ መን እዩ ሓቀኛ ክፍለጥ
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 лет назад
ዋላ መጺኡ እዉን ኣይትኣምንን እካ
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 лет назад
@@abielgrmay6634 ንቅዱስ ሲኖዶስ የይኣመንካ ጥርጣረ ትገብር ደለካ ኩሉ ሓደ እዪ
@wedihager7244
@wedihager7244 5 лет назад
እምነተይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ወልደ ዋህድ ትብል kemey Geru hade kkkkkkkk way shigr eziom amalk diyom keamnom
@loversofgodthinkbeforethey8677
@@wedihager7244 sinodos Amlak gerom enda wesedwo endyom gega yblun zblu, btemi zehzen,
@terhasessam5732
@terhasessam5732 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቁሳን አቦታትና እግዝአብሄር መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐልኩም
@samites2073
@samites2073 5 лет назад
ክክክክክክ
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 4 года назад
Terhas Essam qale mergem ybxahka zhawey hiwet zhib qale aysemaenan.
@eritreaniberi4336
@eritreaniberi4336 3 года назад
Amen Amen Amen abti tseletukum zekuruna burukat abotatna
@trhasbrhane7858
@trhasbrhane7858 5 лет назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ሊቃውንቲ ኣቦታትና ክብርን ምስጋናን ኒኢግዛኣቢሃር ይኩን ዕድመ ይሃብኩም ንዓና ከኣ ኣብ ኢምነትና የጽናዓና
@desutesfai9923
@desutesfai9923 5 лет назад
ኣቦታት ብዘይ ምቅናኩም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተፍርስዋ ኣለኩም ቅንዕና እንተለኩም ኮፍአቢልኩም ኣዛርብዎም
@misgnaweldezghi4752
@misgnaweldezghi4752 5 лет назад
ኩቡራት ኣቦታት ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ካብ ጉይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ናይበሓቂ ቡጹእ ቁዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ መናፍቅ ኮይኖም እንተኮይኖም ንምንታይ ከምዛ ናትኩም ቃሎም ዘይተስሙዑና?ቅድሚ ተወጊዞም ሚባልኩም ቃሎም ከተስሙዑና ነሪኩም፡ብሕጂ'ውን ቃሎም ከይሰማዕና በፊጹም ኣይነኣሚንን ኢና።ብዕበጦ ዒበጦ ዝከውን የለን።
@mebrahtomkesete7607
@mebrahtomkesete7607 5 лет назад
ተጋግየ ኣይበሉን ታኣሲረ እየ ጥራይ እዮም ኢሎም ዋይ ቃልኩም እንዶ ቃል ኣቡነ እንጦንዮስ ዳኣ መናፍቅስ ርሑቅ እዩ ካባይ ኢሎም እዮም መናፈቅ መናፍቅ ምባል ኪድ ካብ ሃይማኖትካ ምባል እዩ ኮይኑ ዝምስማዕና ኢሎም እዮም
@user-nq4mq1px5o
@user-nq4mq1px5o 5 лет назад
ንዓኹም ዉን ዝቅበለኩም የለን ክትፈልጡ
@filmonhagos9376
@filmonhagos9376 5 лет назад
እመ ብርሃን እመ ብርሃን nihiwetu zidelya eyu kabzom abotat ena enabel chira mengsti hizom zikedu zirihik, nisiki hiseb men ymerhaka lo.
@fanuelhabtemlariam540
@fanuelhabtemlariam540 5 лет назад
Skf aybelka nhna nkbelom emnet ka bzhi seb aykonen zedlyo ab emnetu znebr eu zedlyo seytan wn eko ms kahade kudus mikael hmak aygeberon egziabher ygnahka eu elwo ezom abotat ka n bzuh gze teagisomom eyom hgi gn srnayn krdadn zfelaleyelu gze eu egziabher amlak mhret yewrdelna.
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 5 лет назад
በስመ ኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ። ሰላም ኣቦታት ካህናት ዲያቆናት መዛምራን መዛምራት ምእመናን ምእመናትን እግዚኣብሄር ዘፍቅረኩም ህጻናት ምህረት ናይ ክርስቶስ ኣምላክና ኣማልድነት ናይ እመ ብርሃን ፍጹም ተረዳእነት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን። 1፣ኣቡነ ቄርሎስ ኣይኣሰርናን ኣይሸምናን ኢልኩምና ሸምኩም ኢኩም ኣስርክሞም ጠልምክም ኢኩም ብስራት ከስምዐኩም ኢየ ኢልኩም ምእመናን ዓመት ምሉእ ተጸብዮም ዘይትጸበዮዎ ሰድድኩሎም ብጣዕሚ ዝሕዚን ኢዩ ትገብርዎ ዘለኩም ። 2፣ኣቡነ ዮውሃንስ ኣብ ቅዳሰ ጸውዕክሞም መን ኣውርድዎም ኢልኩም ዘክርዎም ኣቦና ኢዮም ተኣስሮም ውን ኢልኩም መስኩርኩም ኢኩም 3፣ኣቡነ ሉቃስ ምሸምና ነሬና ግን ኣይሸምናን ክንሸይም እንተደልና ኣቡነ ቄርሎስ ምሸመና ነሩአና ቃልኩም ኢዩ ኣብነ ሉቃስ 4፣ ኣቡነ ጴጥሮስ ኣብ ኤመርካ ብለይቲ ምስ መናፍቅን ብቀትሪ ምሳና ኢልኩም ብለይቲ ግን ናትኩም ኢዩ ቃል ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 5፣ ኣቡነ ባስሎስ ኣቤት ሰማይ ዘሃገርኩም እንታይ ከም ዘውሓጥዎም ትብሉ ኣለኩም እንታይ ከም ዘውሓጠኩም መንግስቲ እንበር ንሰሞስ ካብ ተዋህዶ ይሰግኒ ኣለው ምስ መንግስቲ ኮይኖም ኢዮም ኢሎም ካብ ቃሎም ሱቅ ኢልካ መናፍቅ ምባል ካብ ኢምናትካ ምስጋግ ኢዩ ቃል ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 6፣ ኣቡነ ሉቃስ በጃኩም ሓደ እግርኩም ናብ ጉድግድ ኢኩም ዘልኩም ኻብ ዘረባኩም ትፈልጡም ሎሚስ ዘሮ ኢልኩም ኢዩ ህዝብኩም ብከመይ ከ ኣቡነ ሉቃስ ጥራይ ብተደፍጋገሚ ንስኩም ትዛረቡ ምጽላም ናተይ ኢልኩም ስለ ዝሓዝክምዎ ኢዩ ። ከመይ ኢዩ ግን እዚ ማስመዲያ ንዓኩም ሓውኩም፡ ንቡጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ጋና ዝኮነቶም 7 ፣መዓርጎም ጥሕስኩም ሰብኣዊ መሰሎም ግህስኩም ኢሰበኣዊ ኢመንፈሳዊ ኣብ ጌዜኩም ተረእዩ ዘይፈልጥ ኣብ ዓለም ንስኩም ትንቢት ፈጽምኩም ዘይትሰድዎም ከ ክንደይ ትጭክኑ ናብ ድላዮም ዘይከዱ ምባል ጭቃነን ናትኩምን መንፈሳውነትኩምን በዚ ውን ህዝቢ ተዋህዶ ኩሉ በርህሉ ኢዩ ወረቀት ጌርኩም እመኑ ብምባልኩም ግን ብሂወት ከለው ኣቱም በጃኩም ነዚ ህዝቢ ኣብዘይሓጥያቱ ኣይትእትውዎ ምስ ኣምላክ ኣይተባእስዎ
@erishikor916
@erishikor916 4 года назад
Amlak msakum ykun abotatna Amen amen ameb
@zreyeleyfqri6737
@zreyeleyfqri6737 5 лет назад
ካብ ቁስሊ ናብ ቁስሊ ኮይኑ ኣምላኽ ደኣ ባዕሉ ፍትሒ ይሃበልና ብሓቂ ክኣምኖ ከቢዱኒ ።
@fereweynhadisfreweynihadis2265
@fereweynhadisfreweynihadis2265 3 года назад
Amen amen amen
@aramtewelde3602
@aramtewelde3602 5 лет назад
God bless you
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 9 месяцев назад
ቃል ኣቦና ኣይሰማዕናን፡ ናብ ህዝቢ ከተቅርብዎም ነይርኩም
@user-ze2pu3bu7i
@user-ze2pu3bu7i 5 лет назад
ኣንቱም ኣቦታት፡ ብጽእ ኣብነ እንጦንዮስ ወላ ይክሓድ ንምንታይ ይእሰሩ? ? ?
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 5 лет назад
Emo abotat yesiremo maletka dyu zhawey bzerebaka keredaka entekihdom tbl aleka entay ykonu ab Eritrea sebat tekihdom mengsti entay ygebrom ab fekedo maeserti do aykonun zkedu.
@hagernehna5979
@hagernehna5979 5 лет назад
አቦታትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንኽትህሉ እግዚአብሄር አምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም !
@YakuYakuza
@YakuYakuza 3 месяца назад
ን ኣቦና መዋጽእቲ ይፍጠሮሎም🙏🙏🙏🙏
@luwamteklay4001
@luwamteklay4001 5 лет назад
kale hiwet yesmalna abotatna
@nebyatsolomun5222
@nebyatsolomun5222 5 лет назад
አብ ጸሎትኩም ዘክሩና አቦታት አዉራ አብ ስደት አርሒቅናን ተፊኢናን ዘለና ሰባት።
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ንዕኦም ናብ ልቦም ይምለሶም ንዓና ከኣ ኣብ እምነትና የጽንዓና
@meharigebremeskel478
@meharigebremeskel478 5 лет назад
እንታይ ስለ ዝሰማዕክሎም ኢኪ ናብ ልቦም ይምለሶም ትብሊ ዘለኪ ?
@siemtekie77
@siemtekie77 5 лет назад
Rahel Guesh nska teray nab lebka temeles
@filmonhagos9376
@filmonhagos9376 5 лет назад
Eway hizbina beqa koynuna qali hiwet yesmealna tiray.
@awetdebesay1803
@awetdebesay1803 Год назад
Tebareku kubrat abotatena Amlak mesakum yekon 😘🇪🇷⛪
@nunichbins8346
@nunichbins8346 3 года назад
እግዝኣብሔር ልብን ኩሊትን ዝምርምር ካብ ኮነ ንዑኡ ንጎድፎ ኣምላኽ ንህዝቡን ንቤቱን ይሓሊ እዩ ሞ ንዕኦም ኮነ ንዓኩም ኣይንፈርድን ሓቂ ግን ኣብ ሰማያት ሓሊፋ ንኩላትና ክትፈርድ ትጽበየና ኣላ።
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣቦታትና
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 5 лет назад
ክቡራት ብጹኣን ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናይን ይሃበልና ፈጣሪ፡እቲ ናይ ኣቡን እንጦንዮስ ቃል ምስክርነት እንተትዝርግሕዎ እኳ ክምዚ ኢዩ ጌግኦም ምባል ኣይመድልየኩምን ኔሩ፡ሰብ ብዓይኑ ርእዩን ሰሚዑን ምኣመነ!!!
@habeshalife9481
@habeshalife9481 5 лет назад
ሓቅነት ዘይብሎም ኮይኖም እምበር ኣየናይ ርስቲ ክኸዉን ዳኣ ኣቐሚጦም ኢልካዮም። ኣብ ስእሊ ርኣይዎ ይብሉና ኣለዉ እምበር ስራሕ ቆልዑ። ንግሆ ንግሆ ንርእሶም እንዳ ተዛረቡ ሓንቲ መዓልቲ ካብ 4745 መዓልታት (13 ዓመታት) ቃሎም ከይስምዑና ናይ እዞም ምስኪናይ ኣቦ። ይገርም እዩ። ኣምላኽ ይፍረድ
@emebrhane
@emebrhane 5 лет назад
@@habeshalife9481 ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ ነቦና እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሎም
@loversofgodthinkbeforethey8677
Ygerem eyu wethaderawi tizzaz yhbuna alwo, abune Antonios semom key tsewae yblu ente xewikum ka bhgi kehttekum eyu nbhal alna, ezi nay menfsawi melkti aykonen.
@shamasgodomsham4294
@shamasgodomsham4294 5 лет назад
ዓቢ ከሑሱ ከሎስ ንጾት አለም
@solomontekle6870
@solomontekle6870 9 месяцев назад
አቦታት እግዚኣብሔር ይአለኩም
@heaventesfay5012
@heaventesfay5012 2 года назад
ሓቂ ወጺኣያ ንሓቂ ምዕባጥ ማለት ክርስቶስ የለን ማለት ይቀልል ሕጂውን ንሓቂ ሸፊንኩም ብመንገዲ ጽጋም ካብ በልኩም እግዚኣብሄር መንገዲ የማን የምርሕኩም
@beruwaberuwa5859
@beruwaberuwa5859 5 лет назад
ኢሎም ኢሎም ኮይኖም ኪሒዶም ሓንቲ ቃል ከይተዛረቡ ባእልኩም ትለፋለፉ ኣለኩም! ሓቅነት እንተሃልዩኩም ምስኦም ኮፍ ኢልኩም ከምኣ ዘይትብሉ 14 ኣብ ቅድምኦም ከይተዛረብኩም ኣብየት፣ኦ ጎይታ ንዓና ዝጋስዩ ኣቦታት ሃበና ኣሚን
@kokobsolomon3937
@kokobsolomon3937 5 лет назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna bxuan abotatna. Ezom menafqan / tehadso hwatna bftret kxarefun abotatom yehwatom ente awaredu: mhret yewrdelom nbl. Ente nskum gen Bxuan abotatna Egziabher btanan bkdsnan btghatn yhalwelna. Nhna dekkum knezezekum ina. Egziabher bakum geru haymanotna yakbelna. Ab xelotkum zekruna nana hatan dekkum🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💒🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌷🌷🌷💒🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💒🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸
@user-mg8jc3pc3x
@user-mg8jc3pc3x 4 года назад
ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩን ማቴ 7 ኣብ ኾመንት ዘለኹም ስባትትት ንምንታ ኣቦታት ትዝንጥሉ ሓሓጥያትኩም ሓሓጥያትናን ያኣኽለና
@danielgirme6592
@danielgirme6592 5 лет назад
Abet O fetri kulu alem ne abotatna bkeneti haymanot kmerhuna tsega menfes kduska leakelom Netom seytanawi hasab hizna btebit tehamisna nexaref zelena dema bemhretka ykre belelna emebetachen lewah adenan neana dekeki xelyelna Amen Amen Amen 🙏🏼
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 3 года назад
ወይጉድ በዝ ኣይንታለልን እና ።ሓቂ እንተ ሃልኩም ኣብ ጉባኤ ቃለም ኣስምዕና ። ኣባካትኩም ዘውደቀና ፈጣሪ ነማርሮ ሕጂ ዝታለል ሰብ የለን።
@rstomyeman3254
@rstomyeman3254 5 лет назад
ስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ጠቒሰ፡ ልባውን መንፈሳውን ሰላምታይ አቐድም ኣለኹ። እቲ ብቪድዮ ዘሕለፍክምዎ መልእኽቲ፡ ገጽኩም እናረአኹ ሰሚዕዮ። ንቕዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብታ ንስኹም’ውን ኮፍ ኢልኩምላ ዘለኹም፡ ከምቲ ናትኩም፡ ናቶም ድማ ገጾም እናረአና ክንሰምዕ ዘይምግባርኩም ግን፡ ተግባራትኩም ፍትሒ ዝጐደሎ ኰይኑ ረኺበዮ። ስለዚ ድማ ክጽሕፈልኩም ወሲነ። ንሕና ክንሰምዓኩም ትጽበዩ እንተለኹም፡ ንሕና ድማ፡ ንቕድም ንስኹም፡ ንቕዱስ ኣቦና ክትሰምዕዎም ንጽበየኩም ምህላውና፡ ክሕብረኩም ብሂገ፡ ብርዐይ ኣልዓልኩ። ድምጺ ሓደ ወገን ሰሚዕኩም፡ “መርሚርኩም ፍረዱ” ዶ ይበሃል’ዩ፧! እቶም ቅዱስ ኣቦ፡ ምሳኹም ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይኰኑን ዘለው፧! እሞ ከመይ ደኣ፡ ንስኹምን እትረኣይሉ፡ ድምጾም ግን ዘይስምዓሉን ምኽንያትሲ እንታይ እዩ፧! ኣብቲ ዘረባኹም፡ ኣቡነ እንጦንዮስ ገና ጳጳስ እንከለው ኣትሒዞም ኣብ ምንፍቕና ኣትዮም ምናባሮም ኢኹም ጠቒስኩም ዘለኹም። ከምኡ እንተዀይኑ፡ ፓትርያርክ ኰይኖም ንኽሽየሙ ዝመረጽኩሞምን፡ ስምረትኩም ዝገለጽኩምን ግን ከ ደኣ ንስኻትኩም ዶ ኣይኰንኩምን፧! ብፍላይ’ኳ ብጹእ ኣቡነ ቄርሎስን ብጹእ ኣቡነ ዮሃንስን። እቶም ዳሕረዎት ብኢዶም ጵጵስና እተቐባእኩም ድማ፡ እቲ ፍጻመ፡ ሓቂ እዩ፡ ቢልኩም ነቲ ዘረባ ካብ ደገምኩሞ፡ ብሓቂ በቶም ኣብ ምንፍቕና ዝነበሩ ኣቦ እቲ ማዕርግ ተቐቢልኩሞ ኣለኹም ማለት እዩ’ሞ፡ ጵጵስናኹም ከ ደኣ፡ በየናይ መለክዒ እዩ፡ ቅቡል ጵጵስና ክስመ፧! “ብቓላት ኣፍካ ተፈንጠርካ” ዝብል ጽሑፍ ንጉስ ሰሎሞን ዶ ዝፍጸም ዘሎ ኣይመስልን፧ (ምሳ 6.2)። ብጹኣን ኣቦታት! ንኣቡነ እንጦንዮስ፡ መናፍቕ ዝገብሮም ሓሳብ ወይ ትምህርቲ እንተልዩ 'ንዶ ጥቐሱልና። ወልድ ፍጡር ድዮም ኢሎም፧ መንፈስ ቅዱስ ህጹጽ ድዮም ኢሎም፡ ሰብዓቱ ምስጢራተ ቤተክርስቲያን ግጉይ ድዮም ኢሎም፧ ነየናይ ሰረተ-እምነት እዮም ጥሒሶም፧ እቲ ከተረድኡና ዘለኩም’ኮ እዚ እዩ። ምስ መንግስቲ ተዛሪቦም፡ ምስ እከለ ተራኺቦም፡ ገንዘብ ተቐቢሎም፡ መጻሕፍቲ ዘርጊሖም፡ ምባል ግን፡ ብሓቂ ዶ ንሰብ መናፍቕ የብሎ እዩ፧! ገንዘብ እንተተቐቢሎም ብብልሽውና፡ ስሑት መጻሕፍቲ እንተዘርጊሖም ብገበን፡ ምስ መንግስቲ እንተተዛሪቦም ከኣ ብፖለቲካ ዶ ኣይኰነን ክኽሰሱ ዝግባእ፧! ግደ ሓቂ፡ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ መናፍቕ ምዃኖም እንተተረጋጊጹስ፡ ከመይ ኢልኩም ደኣልኩም፡ ሕጂ’ውን ይቕረታ እንተሓቲቶም ክንቅበሎም ኢና ትብሉ ዘለኹም፧! ከምቲ ትብልዎ ዘለኹም፡ እዞም ቅዱስ ኣቦ፡ 10 ግዜ ሓሳቦም እናቐያየሩ ዶ ኣይኰኑን ኣሸጊሮሙኹም ዘለው፧! ብጹኣን ኣቦታት! ቅድሚ ሕጂ’ውን፡ ፓትርያርክ ዝኣክል ሼምኩም ኔርኩም ኢኹም’ሞ፡ ሕጂ’ውን ዓቃቤ መንበር ምሻምኹም፡ ብርቂ ክኸውን ኣይክእልን’ዩ። እቶም ብፍታውኩም ኣብ መንበር ፓትርያርክ ዝተቐመጡ ኣቦ፡ ብኸመይ ዝበለ ኣማውታ ከምዝሞቱ ግን፡ ባዕልኻትኩም’ውን ምስክር ኢኹም። “ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ፧” ይብሉ እቶም መሳቱኹም ዝዀኑ ወለድና። ክፉእኩም ኣየርእየና፡ ክፉእኩም ኣየስምዓና ፈጣሪ! ኢልና ድማ ንህለል ኣሎና፡ ንሕና እቶም ነኣሽቱ ደቅኹም። ኣቡነ እንጦንዮስ ነታ መንበር ንኽቕመጥዋ፡ ስላሴ ኣይከፈሉሎምን፡ ድማ ኢልኩምና ኣለኹም። ነቶም ብሞት ዝሓለፉን፡ ነዞም ሕጂ ኣብ መንበር እተቐምጥዎም ዘለኹም ከ፡ ስላሴ ዶ ከፊሎምሎም እዮም፧! ብዙሕ እንሓተኩም ሕቶ ኔሩ። ብርግጽ ንስኹም’ውን ብዙሕ ክትብልዎ ትኽእሉ ነገር ይህሉ ይኸውን። ንኹሉ መታን ክጥዕም ግን፡ ጉዳይ ኣቡነ እንጦንዮስ ብሕጊ ቤተክርስቲያን፡ ሓደ ፓትርያርክ ኣብ ዘለዎ፡ ጉባኤ ተጌሩ፡ ብነጻነት ክርአ ዘይድለየሉ ዘሎ ምኽንያት እንታይ እዩ፧! እታ ቅንዕናሲ ኣበይ እያ ተጓሒፋ፧ “ንለባም ሓንቲ ቃል ትኣኽሎ እያ” እንዲኹም ትብሉና፡ ክንሰምዓኩም እንተደሊኹም፡ ስለምንታይ ኢኹም፡ “ንዓና ጥራይ ስምዑና” ዝብል መልእኽቲ እተሕልፉ ዘለኹም፧! እየ ክብል ደልየ ዘለኹ። ቤተ-ክርስቲያን ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ተባሂላ፡ ኣብ ክልተ ንኽትግማዕ ዝድርኽ ውሳነ ተሕልፉ ምህላውኩም ዶ፡ ካን ተሰዊርኩም እዩ፧! ምውጋዝ፡ ምውግጋዝ ንጐረቤትና ኢትዮጵያ ኣይጠቐመን። ንልዕሊ 20 ዓመታት ብውግዘት ተፈላልዮም ዝጸንሑ፡ እቲ ሓደ ሕጋዊ፡ እቲ ካልእ ኸኣ ቅዱስ ዝብሃሉ ዝነበሩ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ሲኖዶስ ምንባሮም እትዝክርዎ ፍጻመ እዩ። ስለምንታይ ደኣ’ሞ ናብ ከምኡ ዓይነት ዝደፍእ ኣካይዳ ክትከዱ ትመርጹ ኣለኹም፧! ብጹኣን ኣቦታት! ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ ትማሊ ቅዱስ ኣቦ ኰይኖም ማዕርገ ጵጵስና እንተሂቦሙኹም፡ ሎምን ጽባሕን’ውን ንሶም’ዮም ቅዱስ ኣቦ ኰይኖም ዝቕጽሉ። ንሶም ብህይወት እናሃለው፡ ካልእ ዝትካእ ግን፡ ሕጋዊ ሰረት ዘለዎ ስለዘይኰነ፡ ኣፍልጦ ክወሃቦ ዝከኣል ኣይኰነን። ካልእ ጉዳይ እንተለኩም፡ ኣብ ካልእን ብኻልእ ኣገባብን ግበርዎ። ብጉዳይ እምነትን፡ ሃዋርያዊ ሰንሰለትን መጺእኩም ግን፡ ርኡይ ፍትሒ ብዝጐደሎ ኣገባብ፡ ነቶም ቅዱስ ኣቦ ከተጸልሙን፡ ካብ ማዕርግ ክትኣልዩን፡ ስቕ ኢልና ክንርኢ፡ እቲ ዝሃብኩምና ስልጣነ ክህነት’ውን ዘፍቅደልና ኣይኰነን። ንሕና ክንሰምዓኩም ትጽበዩ እንተለኹም፡ ንሕና ድማ ሓንቲ ክንሓታ እንደሊ ሕቶ ኣላ። ንቕድም ከኣ ንስኹም፡ ንቕዱስ ኣቦና ስምዕዎም። ህድእ ኢልኩም ክትሓስቡን፡ ውሳነኹም ዳግመ ግምት ክትገብሩሉን፡ ትሕት ኢለ እልምን፡ እምሕጸነኩም’ውን ኣለኹ። እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና! ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል ደብረ ኢየሱስ መድሃኔ ኣለም ኡምዮ፡ ሃገረ ስዊድን
@Robiel13Nebi
@Robiel13Nebi 2 года назад
Amlak mesta abne Antonyos yhabku m. Negestat bmfrah zgber Amexa .
@mulueeyob8384
@mulueeyob8384 4 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደልና እበር ሎምስ ክንኣምነኩም ከማን ኣጸጊምና
@rahwahaile3735
@rahwahaile3735 2 года назад
ሎሚ ትማሊ ምስ ኣቦና ምስ ኣቡነ ወብጽአ ኣንጠንዮስ። ወይሊኹም ደኣ ዉግዛት ንስኹም፡ ቐተልቲ ኣቦና።
@dahabteklezgi4173
@dahabteklezgi4173 5 лет назад
Klna reieto wehbtie kabmfrad nkoteb defirka nebotat mzerab ayiebehalnan ahwty ntenkek egzabhar beayenie mehrtu yietemtena amen
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 года назад
ፍቅራት ኣቦታትና ንምንታይ ከምዛ ናትኩም ኣብ ቅድምኦም ኢዚ ኪሕድኩም ዘይተዘራርብዎም ንምንታይ ትኣስርዎም?
@abiyabiy7857
@abiyabiy7857 5 лет назад
ን13 ዓመት ካብ ሰባት ሓቢእካ (ጨዊኻ) ሕጂ ዘውፃእካ እንተውፃእካ ንኽፍኣትካ መኸወሊ ኣይኮነካን ኢዩ::ቤተ ክርስቲያን ነቱ ሓደ ትቐርቦ:ነቱ ሓደ ትርሕቆ ኣይኮነትን::ብሓቂ‼️ ደቂ ቤተ ክርስቲያን እንተ ኮይና ብቀኖና ቤተ ክርስቲያን ንዳነ::
@abrahamgirmay1523
@abrahamgirmay1523 5 лет назад
እብይ ዘሎ ሕጊ እዩ ሕጊ እብ ፍርድቤት እዩ ዘቅርብ ንባዕሉኩም ነብሱኩም ኣብሕጊ ዘይብሉ ሀገር ኢኩም ዘለኩም ብሐቂ ሰይጣን ካብ መልኣክ ከምዝፈርሕ ኣቦና ባካል ምቅራብ ሲኢንኩም
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 5 лет назад
ኣቦታትና ብሓቂ ቃለ ህወት የስማዓልና ትዕግስትኩም ኣይ ወሐደን ክርስቲያናዊ ትዕግስትኩም እገልግሎትኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሐግዚኩም ኣሜን ስብሐት ለእግዚኣብሔር ኣምላክ ወለ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን 3።
@asmaitabraha1658
@asmaitabraha1658 5 лет назад
ኢግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣምላከይ ባኢልካ ተጣበብ
@danialves3825
@danialves3825 5 лет назад
tekesasi zeyblu frdi amlak bmhretu ytemtena
@samsomzeromgo7440
@samsomzeromgo7440 5 лет назад
ቃሎም ኣስሙዑና ነቲ ሓቂ ክንስዕብ ኩቡራት ኣቦታትና ከምዛ ናትኩም ጌርኩም ኣብ መስሜድያ ኣቅርብዎም ቁስሊ ህዝብና ክፍወስ
@astertewelde9749
@astertewelde9749 5 лет назад
Abet Egziabher zgebrwo ayfeltun ayom amo AKRE belelom. 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭. OOO Egziabher manti buxua Abona Antinos ati hagi glexo. 😭😭😭😭😭😭♥️🙏💒🙏♥️
@astertewelde9749
@astertewelde9749 5 лет назад
@@Ereytsda Zhawey wey zhaftey anes temekahit beta chw zbelku orthodox tewahido abotatey zexnhuley temerihe zguaz seb aye. Antekone bezi weridna zelo abin chekan gzi 😭😭😭 Bejekati neza alem nfetere lewah gita nayn kemzikemayn hatiategnatat keybele xiruna zelo Egziabher mhretu yewghalna. Hagerna selam hzbna keytebataten selam yewrdelna. ♥️🙏💒🙏♥️
@Teqwamemahitot
@Teqwamemahitot 5 лет назад
መስቀለ ክርስቶስ ዝኣክል ተሰኪምኩምሲ እንታይ ከኒና ከምዘውሓጥዎም ኣይንፈልጥን"! ግዳ ከምኦም ትብዕ ዘይትብሉ ካብ መሳርሒ ናይዚ ዓማጺ ስርዓት ትኾኑ"! ክርስቶስ ሓቂ ከውጽኣልና 'ዩ"!
@gebrihiwetmehari7783
@gebrihiwetmehari7783 4 года назад
Selam
@user-yx7ky6gf8r
@user-yx7ky6gf8r 4 года назад
ኢግዛኣብሄር ይመስገን መናፍቃን ዘጋለጸን ዘከሽሐን።ብቀደሙ ሰይጣን ይጅምር ኢንበር መዓስ ይጭርሽ።ኢዚ ኣቦታትን ኣዴታትን ቀደም ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ኢንዳ ስላሰ ዝጀመርዎ ቃሊሲ ሎሚ መፈጸምታ ረኺቡ።
@Habteabgremay2023
@Habteabgremay2023 2 года назад
እግኦ መሓርና ክርስቶስ ካብ ንሰብ ምፍራሕ ሲ ናኣምላኽ ምፍራሕ ዶ ኣይበልጽን ነቶም ንስጋ ጥራይ ክቐትሉ ዝኽእሉ ኣይትፍርህዎ ነቲ ንስጋን ንነብስን ክቐትል ዝእል ዳ ፍርህዎ ዶ ኣይኮነን ዝብልና እቲ ወንገሉ ንመን እና ነገልል ዳኣ
@user-bt6rj6pt3x
@user-bt6rj6pt3x 5 лет назад
ትሕትናን ሓቅን ዘለዎ መናፍቕ ርኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ኢና። ንቦታትካ ዘይምእዛ ድማ ምልክት ምስክርነት ምንፍቕና እዩ። ስለዚ ንሕናውን መናፍቓን ዝብል ሓሳብ ኣይነበረናን ብሕጂውን ክህልወና ኣይክእልን እዩ።
@shewitamanuel7112
@shewitamanuel7112 Год назад
መናፍቃን እንተኮይኖም ዳኣ ኣቦና ዳኣ ከመይ ግይርኩም ኣብ ገዳም ኣቡነ እንድራስ ስርዓት ቀብሮም ተካይዱ ነዚኣ እስኪ መልሰለይ ነዚኣ ዝሕከፍክ ወናኒ እዚኣ ይቱበር
@amawitghebrehiwet32
@amawitghebrehiwet32 4 года назад
,🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕💕
@user-bh1ck8pg8j
@user-bh1ck8pg8j 5 лет назад
ዋላ እንተኻሓዱስ ንምንታይ ይእሰሩ
@teklemariamtesfazgi3245
@teklemariamtesfazgi3245 2 года назад
Amennnn abona kidus /abotatin kidusana neti kalikum emuopi elina kinirdo zelena 1,, fetarn/amilak abo 1,,iminetwilud/welid 1,,menifes kidus timiket mikanu bimikan eu (((((((Ab welid menifes kidus amina abi tewahdo ortodekis habirna kinitseni kemizelena eu zebirh)))))))amen nikiluna Amenit tewahdo ortodeks .
@sorialhorieb3475
@sorialhorieb3475 5 лет назад
Amlak axerari betekirstian yehalwena.
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 5 лет назад
ዮሃንስ 7 51፤ ሕግናኸ ንሰብዶ፡ ቅድም ከይተሰምዔን እቲ ዝገበሮ ኸይተፈልጠን፡ ይፈርዶ እዩ፧ በሎም።
@1221mi
@1221mi 5 лет назад
ኣቦታትና ንዓና ክሕሸና ኣምላክ ዕድመ ይሃብኩም!!!ንጠቢብ ካኣ ሓንቲ ቃል ኢያ ትኣኽሎ ነቲ ክኣምን ዘይደሊ ካኣ ክሰምዕ ስለ ዘይ ደለየ ኣይክርድኦን ኢዩ።10ጳጳሳት ነጊሮሞም ዘይኣመኑ ሓደ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ዘይተዛረቡ ኢሎም ሽሕ ጊዘ ይዛረቡ ኣለዉ እሞ ኣምላክ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃቦም ነቶም ፈሊጦም ዝጋገዩን ዘጋግዩን ኣምላክ የቓልዓዮም ነቶም ከይፈለጡ ዝጋገዩ ዘለው ድማ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም። እንባኣር ኣነ ካብቲ ዝረኣኹዎ ክምስክር ኣቡነ ኣንጠንዮስ ንመናፍቃን ዲቁንና ይህቡ ከምዝነበሩ ብዓይነይ ስለ ዝረኣኹ። ኣብ ቤት ትምሕርቲ ባርካ ሓደ ዕሉል መናፍቅ ንቅድስቲ ቢተ ክርስቲያና መንደቅ ትሳለሚ ነታ ዝምካሓላ ድንግለይ ካኣ ንግስቲ ጠፈር ኢያ እንዳበለ ወትሩ ምሳይ ዝካታዕ ዝነበረ ማናፍቅ ሓደ መዓልቲ መጺኡ በሊ ረኣይ ኣነ እኮ ዲያቆን ኮይነ ኢሉ ነታ ናይ ዲቁንና ታሴራ ኣርኢዩኒ ኣነኻኣ ንስኻ ዳኣ ከመይ ኢልካ ዲያቆን ትኸውን ኢለ ተኻታዕኩዎ ንሱ ካኣ ኤ እሞ ሂቦምና ኢሉኒ ኣነ ኻኣ አዚኣነገር ገሪማትኒ ንነዊሕ እዋን ኣብልበይ ትመላለስ ነበረት ስለዚ የሕዋት ሎሚ ካህናት ን ዲያቆናትን ኮይኖም ነዛ ቤተ ክርስቲያና ዝፍተኑ ዝርብሹ ዘለዉ መናፍቃን ንፍለጦም ነስተውዕል ንዓና ክሕሸና እንበር ኦርቶዶክስ ሲ ንዘልዓለም ኢያ ትነብር ደጌታት ሲኦል ኣይከናውጽዋን ኢዮም።
@hagosmeles4645
@hagosmeles4645 5 лет назад
እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ ምስዝወጸ ኣውጸኣና እቲ ግዜ በጺሑ እዩ ኣስተውዕል ህዝቢ ክርስትያን ተዋህዶ: ምኽንያቱ ምስትውዓል ዘድልዮ ፈታኒ ዘበን ይመጸካ ኣሎ።
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 5 лет назад
mejemerta egziabiher amlak xega yebzhalkum abotatna tizarebwo zelekum hakikum endiyu gin zianenen zikebexen hade endiyu kem zibhal nihna kia rienan semienan kinkebx ab fitkum fit hizbin arakibuna abotatna
@abiyabiy7857
@abiyabiy7857 5 лет назад
"ዘአውገዘ በከንቱ ውጉዝ ውእቱ::እቱ ብኸንቱ ዘውግዝ ውጉዝ እዩ::"
@solomonkfle2831
@solomonkfle2831 5 лет назад
Mo hanti video mkuan sinkum wala swrti kamera tetgebru zbelexe neru
@astertesf7420
@astertesf7420 5 лет назад
ክቡራት ኣቦታት እሞ ነቶም ተሃድሶ ህንኩም ኣቦኹም በልዎም ወጊዝኩም መሊስኩም ኣይትእሰርዎም።
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 5 лет назад
18፥50 ናይ መወዳእታ ውሳነ ቅድሚ ምሃቦም፡ ናብ ኣቡነ እንጠንዮስ 7 ሰባት ኣትዮም video ሒዞም ወጊዝዎም ከምዝበሉ? ነስተውዕል ክቡራት ኣሕዋት!
@beregere124
@beregere124 5 лет назад
Tesfai Tecle 👍
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 лет назад
ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ እዮም ጌጋ እንተ ኣለዎም ካኣ ንምንታይ ጉቡእ መንፈሳዊ ፍርዲ ዘይተቀበሉ እቲ ዝሸይም ዘውርድ ክርስቶስ እዩ ፖሎቲካ ከም ሃይማኖትና ይውጻእ ኣቦና ይፈትሑ ሕጊ ቤተክርስትያን ተደፊሩ ጳውሎስ ጰጥሮስ ስለ ሓቂ ሰለ ቤተክርስትያን ብሴፍ ሓሊፎም ጀጋኑ ኣቦታት ስለዚ ኣቦታትና እግዚኣብሄር ልቢ ይሃበና
@user-ov5rb6ge1t
@user-ov5rb6ge1t 5 лет назад
ርኢና ክንኣምን ንእትብሉ ሰባት እንሆ ነዚ ሊንክ ብምጥዋቅ ምስ አቡነ አንጦንዮስ ተሃድሶ ከመይ ዝበለ ርኽብ ከምዝነቦሮም ፍለጡ ኣህዋት እቲ ጉዳይ ጉዳይ ሃይማኖት እዩ እምበር ፖለቲካ ኣይኮነን። m.facebook.com/story.php?story_fbid=891038381237323&id=100009935074009
@dngley274
@dngley274 5 лет назад
Kalom keysemana bezi tblwo zelekum zeamnekum krstyan yelen bzuh aytdekemu,
@teklegebresilassie3408
@teklegebresilassie3408 5 лет назад
ቅዱሳን ኣቦታት ኣጆኹም ስላሴ ኣጋእስተ ዓለም እንዳመርሕኹም እዮም ዝኸዱ ዘለዉ። እቲ ሕቡእ ኣጀንዳኦም ኣምላኽ ኣቃሊዕዎ ኣሎ ተመስገን። እዞም መናፍቓን ዝበሉ እንተበሉ ኣበይ ከይበጽሑ ሳጥናኤል ዝመራሒኦም ኩሉ ግዜ ውዱቓት እዮም። ኩቡራት ኣቦታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 5 лет назад
ኣምላኽ ይሓልወና ካብዚ ኽሕደት እዚ። ንዓኩም ከኣ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
@Firstlikes
@Firstlikes 5 лет назад
I can only accept HH Abuna Antonios the patriarch of Eritrea. እቶም ሓሙሽተ ጳጳሳት ከኣ ብ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝሾሙኩም ደጊም ኩም ክትሓስብሉን ይቅሬታ ንኣቦና ክትሓቱ ንሓትት ኣለና # ኣምላክ ንኣቦና እንጦንዮስ ኣምላክ ዓወት ክህቦም ከምእውን ብዙሕ ዕድመ ኣብ ይሃቦም ናይ ኩሉ ግዜ ጸሎትና ኢዬ#
@mahtbdr5887
@mahtbdr5887 5 лет назад
ሓደ ኣቦ ንበተ ክርስትያንን ንአመንታን ካብ መናፍቃን ናይ ምሕላው ሓላፍነት ኣለዎ። ካህናትን ኤጲስ ቆጶሳትን ዝተመርጽኩን ንዓኩምን ነታ ቬተ ክርስትያንን ሓልዉ ኸምዝተባህሉ ።
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
አዝግዮ ማሃረና ክርስቶስ አንታይ ዝኮነ ድራማ ዩ ወደይ ኣምላክ ኣብ ከውሒ ስለ ዝመስረታ ኣይትድከሙ ፡ ኣቦታትና ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም፡ ኣምላክ ካብ ኩሉ መናፍቅነት ንቤተክርስትያና ይሓልወልና
@johndawit9266
@johndawit9266 5 лет назад
Abona antonyos ab menber kof abilkum qalom kensemea ena ndely mknyatu hgdef gedidkum tezarebu keythlwu
@ristomyeman2210
@ristomyeman2210 5 лет назад
Thznu
@fanusakolomarefaine3841
@fanusakolomarefaine3841 5 лет назад
ብመጀመርታ ነዚ ቃልኩም ቃል ብጹኣን ኣቦታት ክንሰምዕ ዘፍቀደ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን ብምቅጻል ኣነ ክብላ ዝደሊ ከምዚ ናትኩም ቃል ንሰምዕ ዘለና ቃል ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ እንተተስምዑና ህዝቢ ዕረፍቲ ምረኸበ ብፍላይ ተቐመጥቲ ወጻእ ሃገር ዘለና ።
@dngley274
@dngley274 2 года назад
Hasewti
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 5 лет назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣምላኽና፡ ደሓን ሓቂ ትዱንዲ እንበር ሓቅስ ሓቂ ኢያ። ኣብ ሓቂ ዘሎ ሰብ እንተኮይኑ ኩሉ ኣየፍርሆን ኢዩ። ፊት ንፊት ከኣ ይካታዕ እንተ እዚ ናትኩም ግና ከይትርትዑ ኢልኩም ትገብርዎ ዘለኹም ኢዩ ዝመስል። ነቲ ንስጋን ንነፍስን ዝቀትል ደኣ ንፍርሃዮ እንበር፡ ነቶም ንስጋ ጥራይ ዘጥፍኡ ኣይንፍርሃዮም። እታ መንበር ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ብዘይ ሕጊ ኮፍ እንተኢልኹምላ ክተቃጽለኹም ኢያ። እግዚኣብሔር ዘይ ናቱ ኣይፈቱን ኢዩ
@swallswall2858
@swallswall2858 4 года назад
ኢዚ መግለጺ ቁዱስ ሲኖዶስ ዘይኮነ መግለጺ ርኹስ ሲኖዶስ አዩ ።
@mogosgebreslase3966
@mogosgebreslase3966 5 лет назад
We kulu tikiel eyesus kurstos mhret awrdelna fkirin sinitn abena
@Yersalem858
@Yersalem858 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓወልና ኣሜን ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ኣትናወጽን እያ ኣሜን
@robelberhe8941
@robelberhe8941 5 лет назад
ኣቦታት ትጋገዩ ኣለኩም ናብ መድረኽ ኣቕርብዎም ብእንተ ወላዲት ኣምላኽ ናብ መድረኽ እንተዘይ ኣቅሪብኩሞም ኣቦታትና ኢልና ኣይንቅበለኩምን
@user-jv6zp3et2z
@user-jv6zp3et2z 5 лет назад
Robel Berhe smayo eba abyomna ab camera mkrab kblu xenihom.
@wegahtazerabruk7219
@wegahtazerabruk7219 5 лет назад
Egzio meharena krstos! O amlake kdusan mienti kdst weladitka mienti kulom kdusan ! Ayne lbinana abrhalna mengedi yeman mrhana!!!
@zarahiwet1
@zarahiwet1 5 лет назад
ከምዛ ናትኩም እንዶ ኣዛርብዎም ሓቂ እንተ ኣሎኩም?
@weinekassa3875
@weinekassa3875 3 года назад
ክርያላይሶን ክርያላይሶን ክርያላይሶን ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏 መምሃራን ብፅዕን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድለኹም 🙏 ናይ ጊዜ አገልጉሎትኹም ዘመን ይዓድኹ🙏 እወ ብሐቂ. ተውሃዶ ቅዱስ ሲኖዶስ ንዘልአለም ትንበር ጎይታናን መድሐኒና ኢየሱስ ክርስቶስ አደና ቅድስቲ ቁድሳን ድንግል ማርያም ኢዱ ዘርጊሑ ይሐልዋ 🙏 መላእክትና ሚካኤል ገብርኤል ሩፋኤል ብዓሉም ብከንፎም የጽልሉዋ 🙏 ጸመና ጸመ ማርያም ጸመ ነብያት ጸመ ሃዋርያት ይግበረልና አሜን አሜን አሜን. 🙏🙏🙏❤❤❤💘💘💘💖💖💖💝💝💝💕💕💕💜💜💜
@rshanftwi902
@rshanftwi902 5 лет назад
Etom temerexu kea kemtom qdmiom znebru ygberelom አግዚኦ
Далее
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Просмотров 583 тыс.
መግለጺ ቃል ብጹዕ ኣቡነ ሲኖዳ
18:21
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Просмотров 583 тыс.