Тёмный

lisan tewahdo web tv : መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ጉዳይ 3ይ ፓትርያርክ ነበር (3ይ ክፋል) 

Lisan Tewahdo
Подписаться 35 тыс.
Просмотров 69 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

8 авг 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 610   
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 5 лет назад
ኣብዚ ዘመንና ናይ ትዕግስቲ መምሃራን ብምካንኩም ብጹኣን ኣቦታትና፡ ንእግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ክህበኩም ንምሕጸን። ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ካብቲ ዘይዉዳእ ጸግኡ ይዓድልኩም።
@amanuelabraha4670
@amanuelabraha4670 5 лет назад
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል እዩ እቲ ኩሉ ንቤተክርስትያንን ንብጹኣን ኣቤታትናን ዘጸልሙን ነቶም ብዘይ ፍላጥ ዝስዕብዎምን ዓቢ ሰነድ እዩ ።ብጣዕሚ ከኣ ነመስግነኩም ክቡራት ኣቦታትና ብልቦናን ውሕልነትን መገዲ ብምካድኩም ፣ልሳን ተዋህዶ ከኣ በርትዑን ቀጽሉልናን
@entenfakersientaykonmukena9654
እዋይ ኣቱም ኣቦታት በሓቂ ሕጂውን ተጋጊና ኢልና ኣይንኽእሎን ኒና እሞ ይቕረ በሉልና እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልና።
@hermonyerdanos5243
@hermonyerdanos5243 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነዚ ዝገበረ ኣምላኽና ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ኣቦታትና ካኣ ኣምላኽ ዕድመን ጸጋ ይዓድልኩም።
@sabasimon4736
@sabasimon4736 2 дня назад
አሜን አሜን አሜን እንቋ ነዚ ሰላም እዚ አርአየና አቦታትና እግዚብሄር ጸጉኡ የብዝሐልኩም🙏🙏🙏
@dnglemariyamadeyadeamlakey5246
ብመጀመሪያ ኩሉ ንዝኽእል ልዑል እግዚአብሔር አምላኽ ፥ አምላኽ ቁዱሳን አቦታትና ቁዱስ እግዚኣብሔር አምላኽና ክብሪ ምስጋን ይብጻሓዮ። ወላዲተ አምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስት ድንግል እግዝእትነ ማሪያም ን ኹሎም ቁዱሳን መልኣኽትን ቁዱሳን ጻድቃን ሰማእታት ምስጋና ይብጽሃዮም። ብጹአን አቦታትና ስለቲ ኩሉ ጻዕርኹምን ትዕግስትኹምን እግዚኣብሔር አምላኽ ኣብዚሑ ጸጋ ሂቡ ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም ። ኩሉኹም ገዳማውያን ኣቦታትን ሊቃውንትን ከምእውን ነዚ ሰነድ ሰኒድኩም ንምዕቃብ ዝደኽምኩምን እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይኽፍልኩም።ብጹአን አቦታትና ንኹሉ ትዕግስትኹም ከምዚ ዝበለ ጭብጥታትን ኣብ ኢድኩም እናሃለወን ብዝተፈላሌ መገድን ብመስኮት መራኸቢ ብዙሐን እዚ ኹሉ ኣብ ልዕሌኹም ዝወርድ ጸለመን ዘለፋን(ብፍላይ ኣብ ስድት ብዘለና) መንፈሳዊ ኣቦነት ገንዘብኩም ብምግባር ተጻዊርኩም ብምኻድኩም ናይ ኣቦነት ተግባር ሚሂርኩሙና። እግዚኣብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም።ጸሎትኩም ኣይፈለየና ፡ ንኹሎም ዝተጋገዩ ናብ ልቦም ተመሊሶም ብሓቅን ብፍቅርን ብሓድነትን ብሰላምን ንእግዚኣብሔር አምላኽ እነመስግነሉ ሰላም የውርደልና።
@tekleberhe786
@tekleberhe786 5 лет назад
ጥዑም ዘረባ ።
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናንን ይሃቡኩም ኣቦታተይ ኣብ ጸለትኩም ዘክርና ኣብ ዉሽጥና መዓት ተሃድሶ ኣለዉ ሕጂ ምብርታዕ ከድሌና እዪ
@abrahamyafet1415
@abrahamyafet1415 5 лет назад
ይገርም ኢዩ። ኣቱም ኣብስደት ዘለና ካብ ዝዓበየ መዓር ጀመርካ ካሳብ እቲ ኣማኒ ተከታሊ። ቅሩብ ትዕግስቲ የድልየና ኣሎ። ካብ ስምዕት ወጻኢ ኮይና ጉዳይ ቤተ ክርስትያና ንካታተል። ካብዚ ወጻኢ ግን ሰባት ክንፈርድ ንውዕል ኣለና ግን ብእንፈርዶ ኢና ንሕና ውን ንፍረድ። ስለዚ ካብ ጸርፊ ንዕቀት፡ ካብ ድፍረት ካብ፡ ምውርዛይ እንተ ወጻና ይሓይሽ።
@yonasteklay1491
@yonasteklay1491 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ኣብ ምስማዕን ትዕግስትን ዘሎ ፍረ ምሂርኩምና፡ ክሳብ ክንደይ ንሓድነትን ምሕረትን፡ ሃይማኖትና መንቅብ ከይርከባ ብጹኣን ኣቦታት ምሉእ ሂወቶም ከም ዝውፊላን፡ ዓሚቕ ምስጢር ዝሓዘለ ገድሊ ከም እትጋደሉ ተማሂርና። ኣንቱም እንተደሌኹም ሲኖዶስ እንተ ደሌኹም ሊቃውንቲ እትኾኑን፡ ኣብዘይ ዓቕምኹም እትኣው ግና፡ ምፍላጥ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ከም ዘሎካ ኢዩ ዘፍልጠካ እሞ፡ ሕጂ ውን ብዙሕ ዘይንፈልጦ ከምዘሎ ንረዳእ። እዚ ኣብ ፌስ ቡክ ጀሚሩ ኣብ ፌስቡክ ዝውድእ ሃለውለው ክንሓድጎ ክኣ እግዚኣብሔር ይደግፈና።
@berhanzebaaman6840
@berhanzebaaman6840 5 лет назад
እግዝኣብሔር ኣምላክ ነቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@tesfamariamgirmay7559
@tesfamariamgirmay7559 5 лет назад
ኦ እግዚአብሔር ይቅረ በለልና ብሰንኪ ዓቕሊ ዘይምግባርና ንኣቦታትና አቃሊልናን ዘይከውን ተዛሪብናን ኢና'ሞ ኣይትሓዘልና ንኣቦታትና ከኣ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ኣብ'ቲ ትገብርዎ ጸሎትኩም ከኣ ንዓና ንድኹማት ደቅኹም ዘክሩና ። ትዕግስቲ መራር እያ ፍሪኣ ግን ምቁር 'ዩ ሞ ሰንኪ ዓቕሊ ከይንጠፍእ ህዝበ ክርስትያን ነስተውዕል።
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 лет назад
እወ ወደይ
@kokobsolomon3937
@kokobsolomon3937 5 лет назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna
@kdusweldeyosis6541
@kdusweldeyosis6541 5 лет назад
Sekit wedi diyablos
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 лет назад
tesfamariam girmay hji BuxuE Abona xbah BuxuE Abona Antonious eyom patriarch.Subake GubAA haqi enteznebrom n13 amet neboaom kab kdasen kurbann aymkelkelwomn, ezi dma aqli geyrom zeykonus, eti debdaben tewasOn ksab ddalo eyom zxbeyu nerom, ember Abona kemzeybedelu kemzeytefaomsi fulut eyu kabti dtezarebwo bflay etom abi papas slki msdeweluley bzaeba ezi selam si klay gzie zteweledku tiemuni elom, slezi etom Papa sät abotatna wun teqaqirom kemzneberu eyom zerei. Bzkone xagan TEnan n patriarchna Antonious Amlak yhabom 🙏
@wintaghebremedhin7327
@wintaghebremedhin7327 5 лет назад
በስመኣብ በወልድ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ተመስገን ኣምላክናን ጎይታናን መድሃኒናን አየሱስ ክርስቶስ ሕጂ ውን ዝተመስገነ ይኩን ኣቦታትና ካብዚ ናትኩም ቁሩብ ኣቅሊ ምሳአና ብታዕሚ አዩ ዘህዝን ደስ ዘብል መግለጺ አዩ ነዚ ዝየስተወዕል ዓይነ ልቦናኡ ይክፈተሉ ናዓና ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ብፍላይ ነዞም ኣብ ስደት ንነብር ዘለና ደቅኩም ።
@hm5694
@hm5694 5 лет назад
ኣቦታትና ብሰንኪ ቶማሳዊ እምነትና ኣብ ደረጃና ኣውሪድናኩም ብሓቂ ግን ትዕግስትኹም ብግብሪ ምሂርኩምና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@lidzet1660
@lidzet1660 5 лет назад
እቲ ንቤተክርስትያን ጽንዓታ ዝኾነ እግዝኣብሄር ይመስገን። ንሽግርና ሰሚዑ ኣብግዚኡ መልሲ ስለ ዝሃበና። ዝተረፈ ግዜ ብሓጎስ ክትሓብሩ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹነልና። ተመስገን።
@zemsraq4894
@zemsraq4894 5 лет назад
እየሃድጋ እግዚአብሔር ለቤተክርስቲያን እስመ ያፈቅራ ፈድፈደ እመኩሉ። እግዚአብሔር ንቤተ ክርስቲያን ኣየሓድጋን እዩ ካብ ኩሉ ኣቡሊጹ ውን የፍቅራዩ።⛪💌
@terhasessam5732
@terhasessam5732 5 лет назад
ብጹአን ዎቁሳን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ አኦርተደክስ ተዋህዶ ንዘንት እለት ትንበር ብሐቂ አብዚ እዋንዚ ኩልና ደቂ ዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ሐቢርና ክንብርትዕ እግዝአብሄር ሐይሉን ፅግኡን ይልአኽልና አሜን
@angesom6218
@angesom6218 5 лет назад
ናብቲ ሓድሽ ኡስሩቤት ይሓይሽ!
@selambetenna
@selambetenna 5 лет назад
FYI፡ ሓደ እዮም ጥራሕ ቅዱስ ዝበሃሉ፡ ፖትርያርክ፡ እቶም ጳጳሳት ድማ ብፁዓን
@sassone5106
@sassone5106 4 года назад
@@angesom6218 ኡሱሩቤት እንታይ ማለት እዩ? ብምንታይ ቋንቋ?
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ብጽኣን ኣቦታትና ኣምላክ ንቤተክርስትያና ሰላምን ሓድነትን ይልኣከልና ብሓቂ ኣነ ከም ዝመስለኒ ከምዚ ዝኣመሰለ ምሽጢር ይኩን ኣኬባ ውልደ ክህነት ስቅ ኢልካ ናብ ምእመናን ኣይቀርብን ዩ ግን አንታይ ክገብሩ ንፈልጦ ዘይ ብልና ሰነድ ዶ ቃሎም ዶ አንዳ በልና ኣናዊጽናዮም ህጂ ከኣ ኩሉ የፍልጡና ኣለዉ ሞ ንጠቀመሉ ምስ መን ከም ንዛረብን ንመን ከም ንሓትትን ከም ዘለና ከኣ ኣይንዘንግዕ ኩሉ ብትሕትና ይኩን ነቦታትና ጸሪፍናን ኣዚዝናን ንሓስር አንበር ኣይንከብርን የሕዋተይ፡ ኣምላክ ንዝተጋገዩ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ነቶም ኣብ ቅኑዕ ዘለዉ ከኣ ኣብኡ የጽንዓዮም ስብሃት ለአግዚኣብሔር
@biniammaharena3744
@biniammaharena3744 5 лет назад
ኣምላክ ይመስገን ነዚ ገጽ ንገጽ ነቦታትና ክዛራረቡ ዝገበረ ኣምላክና ኣምላክ ኣቦታትና ክብርን ምስጋናን ይብጻሓዮ ኣነስይ ንኩሎም ኣቦታተይ ካይ ወቀስኩ ንምጽንሐይ ብጣዕሚ ደስ እሉኒ ደግም ሽግር ቤተ ክርስትያና ደወድኡ እዩ ደግም ተሃድሶ መናፍቃን ብስም ኣቡነ እንጦንዮስ ኣፈፈት ምእተዊ ንኦርቶዶክስ ክትሕምስዋ ዝጸናሕኩም ኣብቅዑ ካን እሉ ተወድኡ እዩ ነኣቡነ እንጦንዮስ ኣምላክ ጥዕና የሃቦም ምስ እምኖቶምን ኣሕዋቶምን ስምምዕ የሃቦም ናዓኩም ድማ ናብታ ዘዓበኩምላን ዝዕበየትኩሙን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ክትምለሱ ክፉት ኣዩ እሞ ተመለሱ ተወድኡ እዩ ኣይትድኮሙ ደግም ተወድኡ እዩ ትሕት እልኩም ንዝቃላት ስምዕዮ መልሲ ድማ ክበኩም እዩ ።
@nzy4459
@nzy4459 5 лет назад
ኣኽ ንዚ ክሉ መርትዖን ምሰረጃን ሕዝኩም ክሳዕ ሕጂ ጸንሕኩም ኩቡራት ኣቦታት ዝጥቅም ዘይጥቅም ክጽርፍኩም ክናሽውኩም... በሓቂ ትዕግስቲ ፍቅርን ጽንዓት ኣብ ሃይማኖት ምህርኩምና ኩቡራት ኣቦታት እግዝኣብሔር ዕድመን ትዕናን የሃብኩም ።
@habenhagos5175
@habenhagos5175 5 лет назад
Anta seb hakin meregagetsn entelewom nmntay zeyekrbwom baelom kzarebu and nbaelka kal klte keysemaeka nmntay tferd
@amanuelzeray6700
@amanuelzeray6700 5 лет назад
Behaki mhiromna tegstn fkrn xnatn
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
ብሓቂ ንዓና ግና ፍቅርን ትሕትናን ዓቅልን ሚሂሮሙና
@nzy4459
@nzy4459 5 лет назад
Haben Hagos ከይርኣኽዮ ድኻ ትጽሕፍ ዘለኻ ,ኣቡነ ኣንጥንዮስ ተዛርቦም ንቲ ዝፈርምሉ ወረቀት ኣሜን እሎም ትቅብለሞ. .. ኣብዚ ቭድዮ ርእኽዮ እንተኮንካ ። ኣቦታት ክኣ ብዙሕ ግዜ ክም ዝብጽሕዎን ኣብ ግብኤ ክም ዝቅርብዎን ብዓይኒና ንርኢ ኣለና ። ኣቡነ ኣንጥንዮስ ግን ንዚ ክሉ ኣሉ እልሞ እዮም ጸንሖም ቅድሚ ሕጂ ዝተዛርብዎ ። ዝብዝሕና ኪኣ ኣብ ኣቦታት ዘይድሊ ቅርታ ሕዝና ንዛረብ ነርና ክሳዕ ሕጂ ንዚ ምስርጃ ከይረኣና ። ሰለዚ ንኣቡነ ኣንጥንዮስ እቲ ዝግበር ክሉ ገርምሉ ብትዕግስቲ ብዙሕ ተጽብዮም ምኻን ምስ ኣብዮም እዮም ንዚ ውሳኔ ንድሕነት ቤትክርስትያን ወስኖም ። ቅንዲ ውድቀት ኣቡነ ኣንጥንዮስ ተሓተቲ ግና እቶም ኣብ ስሜን ኣመርካ ዝቅመጡ ተሃድሶ መንፍቃን እዮም ።
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 5 лет назад
Haben Hagos egzabhier kab semay weridu etegeletselka ewn aykirdakan eyou libka ykifetelka entehasebkayo ezom kulom abotat entay kirekibu eyom ketselimwom hiwetom niegziabhier ziwefeyou abotat entay eyom kirebhu kabzaalem
@nfakerntehagegeztv5488
@nfakerntehagegeztv5488 5 лет назад
ኣቦታትና ኩልኩም ነዊሕ ዓቅልን ትዕግስትን ሰለ ዝሃበኩም ንኣምላክ ነመስግኖ ሕጂ ውን ከይ ደከምኩም ንኣቡነ እንጥኖስ ብጾሎትኩምን ወከልቲ ብምስዳድን ካብቶም ዘይ ጠቅምውም ክፍለዩ ክትልምንውም ኣምላክ ይሓግዝኩም ። ኣቡነ እንጥኖስ ኣቦና ከኣ ኣምላክ ካብቶም ዘይ መሳርሕትኩም ፈልዩ ምስ መሳርሕትኩም ዘሳማምዕ መንፈስ የሃብኩም ። ኣምላክ ቤተክርስትያናን ሃገርናን ይባርክ።ኣምላክ ካብ መከርቲ ጸላምን ጠለምትን የስውረና ኣሜን።
@marazimarazi8618
@marazimarazi8618 5 лет назад
ኣቦታት ቡጽኣን ጸጋኩም የብዝሓዮ ሊቃውንቲ ኣቦታት ስምረት ገዳማት ጻዕርኩም እግዚኣብሄር ይክፈልኩም ነቶም ብስሚዒት እትዛረቡን እትጻረፉን እግዚኣብሄር ናብ ልቡኩም ይምለስኩም
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 5 лет назад
ክብረት የሃበልና: ክቡራት ኣቦታትና ከምዚ ብምግባርኹም:ፍጹም ተሓጉስና ሕጂ ውን'ታ መንበር:ኣምላኽ የጽናዓልና ንዘሕለፍክምዎ ጻዕርን ድኻምን:ንጻማ ይግበረልና ብፍቅሪ ብሰላም ብጽድቂ:ክንከይድ ናብ ሰማያዊ ኣቦና ኣብዚ ምድሪ ድኣ:ገድሊ እምበር እንታይ ርስቲ ኣለና።
@bahtateame8990
@bahtateame8990 5 лет назад
ኣንታ ኣምላኽ ነታ ኣብ ኮውሒ ዝሃነጽካያ ቤትካ ባዕልካ ሓልዋ ፡እንትዩ እዚ ክሉ ኣዝዩ ዝገርመካ ኣቦታትና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡
@samuelteklay1325
@samuelteklay1325 5 лет назад
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ፈኣታሪ ኣቦታትና ወልድ ዋህድ ዳበልና ከም ኣቦትታና ጸኒዕና ክንነብር እግዜብሄር ይደግፈና
@selambetenna
@selambetenna 5 лет назад
ሰላም ኩቡር ኃው ሳሙኤል፡ "ወልድ ዋህድ" ምባል ሰናይ በልካ፡ ግፍዒ ኣብ ፖትርያርክ ግን ነቲ ቃል ክርስቶስ ንዘክር፡"ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል..." ማቴ 10:40 ኩሎም እዞም ኣቦታት ኣብ ሽግር ኣለዉ። ሽግርና ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊ ጉባኤ የድልየና ኣሎ።
@mahtbdr5887
@mahtbdr5887 5 лет назад
Gባኤ እንተኣድለየ ድማ ቅዱስ ሲኖዶስ እዩ ዝጋባእ። ናይ ነገረ ሃይማኖት ሓጋጊን ወሳኒን ኣካል ንሱ ስላዝኮነ ። እነሆ ከኣ ተጋቢኡ ዘሕለፎ ውሳኔታት ኣመሐላሊፉልና ። ኻብኡ ዝተረፈ ግን እዚ በኣል ማርቆስ ዝብልዎ ሰሚዕና በብዝመጸ ዉሕጅ ኣይንወሰድ ። ኣቦታትናን ቤተክርስትያና ዝበለትና ንቅበል።ናይ ዞም ገርህታት ኣቦታት ኣምላክ ኣይፈለየና ። እዞም ብንቑጽ ቅጫ እናፀለዩ ዝነብሩ ኣቦታትና በረከቶም ኣይፈለየና .
@selambetenna
@selambetenna 5 лет назад
@@mahtbdr5887 እወ ሲኖስ ጉባኤ ይጽውዕ፡ ኮይኑ ግን ብቀኖናን ዶግማን ቤ/ክ። ነዚ ኣገባብ ስለ ዘይተኸተለ ኣብ ዓለም ተነጽሎ ረኺቡም። ቤ/ክ ድኳን ኣይኮነትን ብሕግታትን ጉባኤን እያ ትምራሕ። ናይ ቀሺ እገለዶ፡ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ጉዳይ ኣይኩነን ዘዛርብ ዘሎ። ሕጊን(ቀኖና) ቤ/ክ ኢና ንዛረብ ዘሎና። ንስኹም ዓንድሩ፡ ንሕና ድማ ኣምላኽ ሒዝና ዓገብ ንብል።
@ablelasefaw3950
@ablelasefaw3950 5 лет назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቦታትና ንቡጽኣን ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እመ ኣምላክ እመ ብርሃን ብኣማላድነተ ብረደኤታ ብበረከታ ወትሩ ኣብ ዙርያና ትኩን
@trhasbrhane7858
@trhasbrhane7858 5 лет назад
ተመስገን ኣምላኽ ኩቡራት ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና ንበተክሪስታና ከኣ ሰላሙ የውርደልና ናይ ቅድስትን ርህትን ኣደና ረዴአት ኣይ ፈለየና ኢግዛቢሀር ኣምላኽ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና
@medhaniebokuretsion2381
@medhaniebokuretsion2381 5 лет назад
ብሓቅ ቅዱሳን አቦታትና ካብ ትዕግስት ክርስቶስ ዝዕብ ትዕግስት የለን እሞ ንስኩም ከአ ትዕግስት ምሂርኩምና I love you so many of you.
@filmontedros9772
@filmontedros9772 5 лет назад
ኣሰይ ኣታ ክንዱይ የፍቅረና ልኡል ኣምላክና ሰላሙ ዝለኣከልና እቃዕ ኣብጸሓና ነዛ ዕለት ብሓቂ እልልልልልል (ኣርቶዶክስ ) ብሓቂ ቀኑዕ መንገዲ ኣሰይ እንቃዕ ነዚ ኣርኣየባ
@user-db9od2eb9f
@user-db9od2eb9f 5 лет назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ሃይማኖትና ይዕቀበልና ደለይቲ ጽልኢ ደለይቲ መቀኝኘት ኣሕዋት ጸላም ኣምላኽ በእድዎምን ብእጋሮምን ይሓዘልና ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን አኸተልቲ ሓቀኛ ኦርቶዶክስ ።
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 5 лет назад
ድምጺ ሂወት ቲቪ kal hiwet yesmalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒💒
@thenaturalist8822
@thenaturalist8822 5 лет назад
ብሓቂ ዓቃል ሃይማኖት ኦርቶድክስ፡ እንቃዕ ናትኪ ኮንኩ ! ኣነ በዞም ናይ ሰሜን ኣመሪካ ዘሎው ዝተዳናገርኩ ሰብ ኢየ ጸኒሐ ? ካብዛ ሎሚ ዕለት ግን ኣብ ናይ ፕሮፓጋንዳ ፖለቲካ፡ ሰናይ ናይ ህዝብና ዘይትደሊ፡ ንምክፍፋልናንን፡ ምብታናን እትምነ ቤተ-ክህነት ምጽነሐይ ፈሊጠ ኣሎኹ። ሎሚ ዓይነይ በሪሁለይ፡ ተመሊሰ ኣሎኹ። ነቦና ስለቲ ኣብዛ ዓለም ብዙሕ ቶንኮላት ከምዘሎ ከይተረደኦም ብግርህነት ዝተጋገይዎ ምልእ ምሕረት ይሃቦም። ንዓና ምሉእ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ! ኣሜን+3 !!!
@user-jv6zp3et2z
@user-jv6zp3et2z 5 лет назад
Naturalist ከምዛ ዑፍ ምድሪ nay bhaki kemzi kemaka ybzhun. Mtas keman abi tsega eyu.
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 5 лет назад
Poor people you are blowed by every wind that blows from nowhere
@kidanemihret6091
@kidanemihret6091 5 лет назад
amen !!! lbi egzabiher beanan bmfllaynan buzuh shakila eya xniha lomi nety haki zfeltnan zteredeanan hiwetnan megednan knfelt zgebre.bweladit amlak amaladnet bebotatna xlot zeygedefena Lul Egzabiher ymesgen AMLK ABI GBRY GERLNA EYOU EMO NEMSGNO LEL NEBLO NSUMU HABIRNA ntgah nnkah enkae bselam mexka hawey
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 лет назад
ዕልልልልልልል
@kokobsolomon3937
@kokobsolomon3937 5 лет назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna Egziabher nebotatna dew yeblelna haymanotna yakbelna
@taezazkahsay2746
@taezazkahsay2746 5 лет назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abotan!! Egzabher amlak Edmen tanan yhabkum. Nhzbna fkren snitn ab Emntu xnat yhabena fetary
@asmelashkahsay5291
@asmelashkahsay5291 5 лет назад
Bhaki kdusan abotat ልዕሊ እቲ ሓቂ ብትዕግስትኩምን ዓቅልኩምን ሓቄና መንፈሳዊ ትምህርቲ ምሂርኩምና እዚ ክኣ ንጹር እዩ ብዘይ ሕርክርክ ዝወርድ ሓቂ እግዚአብሔር ኣዕዚዙ ጸግኡ የብዛሓልኩም ክቡራት ኣቦታት ።ኣቱም ብእከዉን ወይ ክኣ ብዘረባ ብዓል ቀሺ ማርቆስ ሰኪርኩም ዝጸናሕኩም የሕዋት ክኣ እግዚኣብሔር ናብ ልብኩም ይምለስኩም
@medhaniehaile6416
@medhaniehaile6416 5 лет назад
እግዚኣብሄር እምነትና ይባርኽ፡ ደስ ዘብል ዕርቂ ምዃኑ፡ ካብ ማእሰርቲ ንኹሉ ምእመና ስለዝፈታሕኩምልና ዘይጋገ የለን እሞ እንቋዕ ድማ ንንስሓ በቃዕና ንኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ድማ በረኸት እግዚኣብሄር ኣብ ልዕልኦም ይኹነልና፡ ነቶም ነዚ ዕርቂ ዝጸዓሩ ኣቦታት ድማ እግዚኣብሄር ይባርኮም፡ ንምእመና ድማ በረኸቶም ኣይኽልኣና፡ ኣብ ምጥርጣር ስለዝነበርና ድማ ብዘይፍላጥ ዝበደልናዮ ምሕረት የውርደልና፡ ተመስገን ንኹሉ እትኽል ግሩም ዝኾንካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡
@TewahdoTV
@TewahdoTV 5 лет назад
ስልጣን ፖትርያርክ ብኸምዝን ወዲ ከምዝን ዝስዓር እንተኾይኑስ ንምንታይ እተን ካልኦት ኣኃት ኦረንታል ነዚ ዘይሰምርኦ፡ ነዚ ደርሆ ጻሕቲራ እትረኽቦ ውዲት ህግደፍ ዘይምፍላጥኩም ዘገርም እዩ? 13 ዓመት ኣብ ሱባኤ ይበሃል እዩ። ነዞም 94 ዓመት ዕድመ ዝገብሩ ቃሎም ኣላጎብካ ዝግበር ውዲት ሰይጣናዊ እዩ። እቲ ሓቂ ክኽሱ ይኽእሉ እዮም ፍርዲ ናይ መንጎኛ እዩ፡ ምጥባቕ ንመሰሎም ድማ ክሕሎ ኣለዎ!! ሕጂ ውን ምስ ውጹዕ ኣቡና ኢና!!!ብዝተደገፍኩም እንተደገፍኩም ንሓቂ ቃል ክልተ ንስማዕ ድሓር ክንፈርድ። ናይ ቅዱስ እንጦንዮስ ሓቅኛ ካብ ኣፎም ካልእ እዩ ንስምዖ ዘሎና!!! እተን መስረታውያን ክሲ 6ተ እየን ንስን ድማ ካብ ስልጣን ዘውርዳ ኣይኮናን!!!
@sebseb1795
@sebseb1795 5 лет назад
@@TewahdoTV ኩሉ ብባርኾት ናይ ኦሬንታል ድዩ ግድን ክኸዉን ዘለዎ ፧
@wediseraye1756
@wediseraye1756 5 лет назад
Kale hiwet yesmealna Abotatna bgiga rdiet knxaref xenihna ena emo Egzibher amlak ykre ybelelna deki Ortedexc Tewahdo Amen
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 5 лет назад
ብጹኣን ኣቦታትና፡ ስምረት ገዳማትን፡ ሊቃውንትን ዝገበርኩሞ ጻዕርን ትዕግስትንል ዘገርም ኢዩ ፡ እዚ ኩሉ መረጋገጺ ጭብጥታት እንከለኩም ዘርኣኩሞ ትዕግስቲ ንዓና ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ። እግዚኣብሄር ቤተክርስትያና ይዓቅበልና ።
@tedrosmsgananzgie7431
@tedrosmsgananzgie7431 5 лет назад
ቆራሪጽካ ዘይኮነስ ምሉአ ትሕዝቶ ኣቅርቡ ሰብ ተጽድፉ ኣልኩም። ፍርዲ ሲነ ሽማግለ ስነ ሕጊ በተክርስቲያን የለን ዮም ዝበሉ ኣቦና።
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 5 лет назад
ኩቡር ሓውና ልዕሊ እዚ ጽፉፍ ኣቀራርባ የለን ። ብቃሎምን ብጽሑፎምን ፡ ካብዚ ዝዓቢ የለን ። ፍረ ትዕግስቲ ጽድቂ ኢዩ ፡ ስለዚ ኣይትተሃወክ እቲ መረጋገጺ ይቅጽል ኢዩ ዘሎ ። ካብ ስምዒት ወጺእካ ኣመዛዚንካ ሕሰብ። ጉዳይ ቤተክርስትያን ስለዝኮነ ብሸለልትነት ዝሕለፍ ኣይኮነን። ብሩክ ሓወይ ምቅናይ ጥራይ ብዙሕ ክትሰምዕን ክትርእን ኢካ ።
@tedrosmsgananzgie7431
@tedrosmsgananzgie7431 5 лет назад
ኢሞ ኣይተበደሉን ዲካ ትብለኒ ዘለካ፡ዋላ ኣቦና ሓሳዊ ትገብሮም ኣለካ ማለት ዱዪ፡ ብዘይ ወገንነት አስከ መልሰለይ ብ ቃል ኣምላክ
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 5 лет назад
ሓሳዊ ዝብል ኣይወጸኣንን፡ የግዳስ ከምዛ ዝረኣናያ ፡ ብቃሎምን ብፌርማኦምን ከምዝተጋገዩ ኣሚኖም ፡ ኣብ ቅድሚ ኩሎም ፡ ነቲ ዘኣመንሉ ከኣ ባዕሎም ኣፍሪሰሞ። ተመለሱ ተባሂሎም ፡ 13 ዓመታት ተጸብየሞም ፡ ልዕሊዚ ምጽማም የለን፡ ካብ ውልቀ ሰብ ቤተክርስትያን ትዓቢ ኩቡር ሓው ። እንተክኢልካ ኣብ ጸሎትካ ዘክሮም ውግዘት ክለዓለሎም ።
@mahtbdr5887
@mahtbdr5887 5 лет назад
@@muluebrhanhaile5468 ente zey tegagiye Kisab hiji zirranayo melikti videotat kab Meargom awridnayom zibl yimesleni. Ab zikitsil video dima kiberhalna eyu.
@teklegebresilassie3408
@teklegebresilassie3408 5 лет назад
ክቡራት ኣቦታት እግዚኣብሄር ድኻምኩም ይርኣየልኩም። ስለ እቲ ውሕሉልን ጥበብ ዝተሓወሶ ኣካይዳኹም ክብረት ይሃብኩም ፡ ቤተክርስትያና ለባማት መማህራን ኣለውዋ ክህልውዋ ድማ እዮም፡ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን፡ ኣሜን
@merhawitewelde6902
@merhawitewelde6902 5 лет назад
በትረ ሓቅስ ትቀጥን አምበር ኣይትስበርን አያ፡ ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድሓኒኣለም ክርስቶስ ካብ አምነትኩም ነቅ ኣየብለና ኣምላክ ቅድሳን ።
@AGAPEERI
@AGAPEERI 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕን ድንቂ ዝኾነ ፍቅራዊ ጉዑዞን ናይ ኣቦተትና።
@merhawihagos7668
@merhawihagos7668 5 лет назад
ተመስገንካ ፈታሪ ኩሉ ኣለም ጸሎትና ሰሜካ ኣብ ሃደ ዝገበርካና ክብሪን ምስጋናን ኣምልኮቲን ነኣካ ይኩን ዚተረፉ ኣህዋትና ብዘይ ምፍላት በተክርሲያን ክብቱኑ ዝፍቲኑ ዘለዉ ኣህዋትና ልቢ ጸካናት ተራህሪህ ንስካ ኢካ እሞ ልቦም ኣራህርሃሎም ፈታሪ ኩሉ ኣለም ኣቢና ኣሚን ኣሚን ኣሚን
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w 5 лет назад
እዛ ትዕግስትኩምን ሓቅነትኩም ዘንጊዓ ዝጸረፈትን ዝዘለፈትን መልሓሰይ በታ ቅድስቲ መስቀልኩምን በቲ እግዚኣብሔር ዘሃበኩም ስልጣን ክትፈትሑንን ይቅረ ክትብሉለይን ብስም እግዚኣብሔር ይምሕጸነኩም ክቡራት ኣቦታተይ ። ኣብነታውያን ኣቦታት ደቂ ቅዱስ መቃርዮስ ዓቢይ ጌጋ ሓው ዝከደኑ እሞ ምድራዊ መልኣከ ከም ዝተባህሉ ንስኩም ድማ ብሓቂ እግዚኣብሔር ባዕሉ ምድራውያን መላእክቲ ክብለኩም እዩ። ነቦና ድማ እግዚኣብሔር ናብ ልቦም ይምለሰልና ኣቡነ ቂርሎስ ኣቦ ህዝቢ ብቃላትኩም ልበይ ተተንኪፈ። እዛ ትሕትናኩም ኣብ ልዕሊ ኩልና ደቅኩም ትሕደር።
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 5 лет назад
ብሓቂ ኣነ ውን ተተንኪፈ ኢየ ።ፍቅሪ ትሕትና ምሕረት፡ትዕግስቲ ተማሂረ ።
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 лет назад
ኣምላኽ ይምሓርካ ለባም ሰብ ከም ኡ እዩ ዝብል
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 4 года назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ እግዚኣብሄር ዝምለስ ልቢ ዝሃበካ ይመስገን ኣመስግኖ ብዛዕባ ዝተዛረብካዮ እግዚኣብሄር ይቅረ ኢሉልካ ኢዩ እቲ ንሰብ ዝጸርፍ ይሕደገሉ እቲ ንመንፈስ ቅዱስ{እግዚኣብሄር} ዝጸርፍ ግና ኣይሕደገሉን ኢዩ ከም መቃርዮስ መራሒ ተሃደረሶ ማለት ኢዩ ንእግዚኣብሄር ንጽህቲ ጌርካ ክትፈጥራ ኣይትኽእልን ኢኻ ት:ኢሰ45፥9 እቲ ምስ ሰራሒኡ ዝካታዕ ስርሓት መሬት ወይልኡ: ንሱ መሬት ኣብ ማእከል ስርሓት መሬት ኢዩ። መሬትዶ ንሰራሒኡ «እንታይ ትገብር ዓሎኻ፧» ይብሎ ኢዩ፧ ስርሓትካ ዶኸ «ክእለት የብልካን» ይብለካ ኢዩ፧… ጥንተ ተኣብሶ ኣለዋ ማለት እዚ ኢዩ እዝጊዮ መሓረና ክርስቶስ።
@bereketbereket4145
@bereketbereket4145 5 лет назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣቦታትና ኣምላኽ ነዚ ዘብቅዓኩም እንተ ንሕና እሞ ብሰንኪ ድኽመትና ምሳና ምስ ዓለም ኣዋዳዲርናኩም ኢና ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና
@foreverlove6331
@foreverlove6331 5 лет назад
ዕድመን ጸጋን ይሃብኩም ኣቦታት ነዚ ኹሉ ከቢድ ዓቕልን ትዕግስትን መስዋእትን ስለ ኣቦና ኣንጦንዮስ ክትብሉ ዘሕለፍኩሞ ገድሊ ኣምላኽ ባዕሉ ጽድቅኹም ከም ሑጻ ባሕሪ የብዛሓዮ ኣቦታት ሰንሰለት ሃዋርያት ወልደ ዋሕድ ተዋህዶ ኦርትሆዶክስ ሃይማኖት። ይቕረ ምብኃል ዓቢ ጸጋ እዩ።መንግስተ ሰማይ ብኸምዚ እያ ትኽፈተልና።
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 лет назад
Anta neziatom dea Edme yihabkum zeykone. Ab lbkum yimleskum eu zibehal. Abiet hasot abiet kihdet.
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 года назад
l Love my country. 👌ane kea nsu eyu zgermeni, aklm buzuh gfEn baqli zehlefwon gena wun yehlfwo delewu nbuxue Wekudus abona patriarch Antonious ember ezom abotatsi aboaom asirum zxenhu, Amlak yqre ybelelom.
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 5 лет назад
ቃል ሕይወት የስመዓልና ፡ቅዱሳ ኣቦታት፡፡
@amanuelzeray6700
@amanuelzeray6700 5 лет назад
Amen Amen Amen egziabher nezi senay nay ykreta, mmlas abona zerayena ztemesgene ykun!!!
@issayasberhe5014
@issayasberhe5014 5 лет назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ሕልሚ ታሃዱሶ መናፍቃን ኣብቂዑ።ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ነ ኣባ ኣንጦንዮስ ናብ ልቦም ይምለሶም ካብ ናይ ዞም ቶኻሉ መጻወድያ የዉጻኣዮም።
@theotokos9636
@theotokos9636 5 лет назад
ኣምላኽ ንሃገርና ጸጋኡ የብዝሓላ።
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 3 года назад
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን*
@teklit3568
@teklit3568 5 лет назад
Amen Amen Amen, fetari selamna yebzhayo
@mikaelat4557
@mikaelat4557 5 лет назад
ባሓቂ ሓቀኛታት ወተሃደር ክርስቶስ ምካንኩም፡ ብትዛርብዎ ዘይኮነስ ብዝገብርኩሞ ስራሕ ብግብሪ ነዞም ፍርቂ ልቦም ኣብሪሂኩሙሎም ኣለኩም። ሕጂ ዉን ከም ኣመሎም ጋል መንገዲ ዘረባ ካብ ምድላይ ደው ከም ዘይብሉ ሩጉጽ ነገር ኢዩ፡ ነቦና ኣንጦንዮስ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም፡ ናዓኩም ካኣ እግዛብሄር ኣምላክ ይክብርኩም ሃዋራውያን ኣቦታትይ፡ ማዕረ ክንዲዚ ክብሪ ሂብኩም ኣክቢርኩሞም ምምላስ ካብ ኣበዩ ዝባሃል የለን ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም።
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 лет назад
ASEY XELOTEY SEMERE MAT entay zgeberwo alewom, nwedi 93 amet BuxuE Abo slezaseru, selam gerna elom melisom ab mwnjalom sledtesemamau, aye Amlak yqre ybelelna.
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 лет назад
ASEY XELOTEY SEMERE emberdo yemro aleka eu eziatom bihasot ab lili bixayom zimiskru zelewu amxti eyom. Balatom kesesti balatom feredti. Egziabhier ab Lbom yimlesom.
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 лет назад
Eziatom bimkuanom merahti nayza qniti haymanot aziyu yehzineka.
@mikaelat4557
@mikaelat4557 5 лет назад
@@mhaymanot1290 amlak da nukuluna yqre ybelelna... Ezi melkti gen nxur. Ab kdmi xehay tewaff kenebrhh sle nften delena teray u eti xegem. Amalk nukuluna nab hadnet yemxena.
@mikaelat4557
@mikaelat4557 5 лет назад
@@llovemycountry.1631 ኣብ ቅድሚ ጸሓይ ጥዋፍ ክነብርህ ኣይንፈትን፡ እንተኪልና ስለ ንብስናን ስለ ቤቴክርስትያንን ዳ ንብከ፡ ንጸሊ ዝሓወይ። ጸርፊ ካ ኔው በሎ
@tekliane1153
@tekliane1153 5 лет назад
ኣሰይ አንታ ኣምላክ እዚ እንካዕ ኣርኣኻና ኩሉ ብምሕረትካ ጠምተና ፈጣሪ ምድርን ሰማይን ዝኾንካ አምላከ
@adiyamgebru2139
@adiyamgebru2139 5 лет назад
Amen amen abotatna Dew belulna amlak: ymesgen segu yebzahlom egzabher mhretu ylakelna; nkul
@tekleabtesfaytesfay7117
@tekleabtesfaytesfay7117 5 лет назад
ብጹኣን ኣቦታት እግዚኣቤር ዕድመ ይሃብኩም ሊቃውቲ ኣቦታትናን ስምረት ገዳማት ኤርትራን ድማ ጻዕርኩም እግዚኣብሄር ይክፈልኩም። ነቶም ብስሚዕት እንዛረብ ድማ ነዚ ሪኢና ናብ ልብና ንመለስ እዛ ግልጺ እዚኣ ኢና ደሊና ኔርና እንቃዕ ረኣናያ ዘተረፈ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ኣነጺርኩምን ኣጽፊፍክምን ክትሰዱልና ብትሕትና ንጽበየኩም ኣነ ብወገነይ ብዙህ ተማሂረን ፈሊጠን ኣለኩ እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና ።
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 5 лет назад
ነቲ ባዕሉ ዝሓልየላ ነታ ቅድስት ቤቱ እግዚኣብሄር ኣምላክና ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ፡ምስ ወላዲቱን ኩሎም ቅዱሳኑን።ኣቱም ክቡራት ብጹኣን ኣቦታትና፡ኣብርእሲ እቲ ክብርኹም እስከ ክብሪ ይሃበልና ፈጣሪ፡ንኣቡነ ኣኣንጦንዮስ ከኣ፡ናብ ደቆምን ኣሕዋቶምን ይምለሰልና ፈጣሪ፡ እዞም ቶዃሉ በዓል ቀሺ ማርቆስ ኢዮም ደስሕትዎም ደለዉ እምበር፡ተረዲእዎም ኣይኮነን፡ኣሳእን እግርኹም ክፈትሑ ዘይበቕዑ፡ዝዋራዘዩ ደለዉ ውን ምስትውዓሉ ይሃቦም ፈጣሪ ባዕሉ።
@hannabeblessed785
@hannabeblessed785 4 года назад
አይትጋገዩ. ቀሺ ማርክቆስ ሃቂ እዩም ዘውጽኡ ዘለው መንፈስ ቅዱስ ሃይሊ እንዳሃቦም ::: እግዛብሔር ይመስገን::
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 4 года назад
@@hannabeblessed785 ኣቲ ክርቲ ሓብተይ ቐሺ ማርቆስ'ሲ ሓቂ ተዛሪቡ ይፈልጥ ኢዩ፡ምናልባሽ ንሕጂ ኣኣቲ ድዛረቦ ፖለቲካ ኢዩ ድረኣየኪ ደሎ፡ወላዲት ኣምላክ ክትጽረፍ ግን ቂር ኣይብለኩምን ኢዩ
@user-mg8jc3pc3x
@user-mg8jc3pc3x 5 лет назад
ወይ ኣምላከይይይይ ጥዑም ሕጂ ዳኣ እቶም ወጨጭቲ ኣካላት እንታይ ትብሉ ትመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ንንጹር መልእክቲ ኣብ ልብና ፡መክብብ 8፥ 11 እኩይ ግብሪ ብቕልጡፍ ኣይፈርድን እዩ እሞ፡ ስለዚ ልቢ ደቂ ሰብ እኩይ ንምግባር ብሃቐና መልኤ። 12 ሓጥእ ሚእቲ ሳዕ እኳ እኩይ እንተ ገበረ፡ መዓልትታትውን እንተ ኣንውሔ፡ ኣነስ ነቶም ኣብ ቅድሚኡ ዚፈርሁ ፈራህቲ ኣምላኽ ሰናይ ከም ዚኾነሎም፡ ብርግጽ እፈልጥ አሎኹ። 13 ረሲእ ግና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣይፈርህን እዩ እሞ፡ ሰናይ ኣይኮነሉን፡ ንመዓልትታቱውን ከም ጽላሎት ገይሩ ኣየንውሕን።
@yrgalemgebreslasie3606
@yrgalemgebreslasie3606 5 лет назад
ብምሕረቱ ይምሓረና ፈጣሪ!እዞም ኣቦ ሕጅ'ዉን ተጋግየ ይቅረታ ኣይበሉን ኣብ ዘረባኦም እቲ ዘንብብ ዘሎ ግን ባዕሉ የቀናብሮ ኣሎ።
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 лет назад
እግዚኣብሔር ሰላም የውርደልና
@andomgebru5969
@andomgebru5969 5 лет назад
እግዚአብሔር ሰላሙ ይልኣኸልና። ንዓና እዚ መልእኽቲ ዘይበርሃልና፡ ብርሃኑ ልኢኹ የብርሃልና። ኣቦታትና ዝገብርኩምዎ ብዙሕ ጻዕሪ፡ ንምክልኻል ንኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ብዙሕ ከም ዝኾነ ክርድኣና ክኢሉ እዩ እሞ ጻዕርኹም እግዚአብሔር ይኽፈልኩም። ንዓና ኽኣ ጸልዮልና። እዋንዚ ኩልና ደቂ ዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ሐቢርና ክንብርትዕ እግዝአብሄር ሐይሉን ፅግኡን ይልአኽልና አሜን kab nay sihitet zelewom memharen kea nisewira bebzeleneyo kea eti haki timirti nay Eritrea orthodox nimihar neau nisabo kisto keshi kemzi elina keynitatelel Hadera orthodox tewahdo ze Eritrea liqawitina neleli hadera thank you everyone
@mahtbdr5887
@mahtbdr5887 5 лет назад
ክቡራት ኣሕዋት ነስተውዕል፣ ኣዴኻ እንተደልኸየት እንተሐመመት ኣይትገድፋን ኢኻ ፣እዛ እምነትና ግዳ ዕጣር ዘይብላ ብደም ክርስቶስ ዝተመስረተት እያ። ብብዙሐት ተከቢባ ክትቃለል እቶም ኣብ ወንበር ሃዋርያት ዝተቐመጥና ድያቆናትን መምህራን በሃልቲ ምስቶም ዘይፈለጥዋ ኮንና ከነቕስላ ኣይጊድን። ኣበይ ደኣ ኣሎ አቲ ሃዋርያነት . ናይ ጳውሎስ መንበር እኮ ሰይፊ ይሐትት እዩ ፣ናይ ጴጥሮስ መንበር ቁልቁል ምስቃል ይሐትት እዩ ፣ንሕና ግን ብማስ ሚድያ ጥራይ ኢድና ሂብና። ጳውሎስ ከምዝበሎ መዓልቲ መዓልቲ ጸበባ ብአይሁድ ጸበባ ብአህዛብ ጸበባ፣ብመግረፍቲ ብጥሜት፣መርከበይ ኣብ ባሕሪ ብምስባር ብዕርቃን ፣ኣነ ግን ዘተሓሳስበኒ ብዛዕባ በተክርስትያን እዩ 2ቆሮ 11: 23-30 ስለዚ ንጽናዕ ኣብ እምነትና ካብ ክርስቶስ ፍቅሪ ዝፈልየኒ መን አዩ ንበል ። ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክሕቨና ።ተዋህዶ ንዘለአለም ክትነቢርያ ፣ተሃድሶ የዕግሰልና።
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 5 лет назад
ወ-ማቲወስ ፥7-13፣በታ ጽባብ ኣፍ ደገ እተዉ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ኣፍ ደገ ርሕብቲ ፡ መገዳውን፡ ገፊሕ ኢዩ ፡ እቶም ብኣኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሐት ኢዮም ። 14 እታ ናብ ሕይወት እትወስድ ኣፍ ደገ ግን ጽባብ ኢያ ፡መገዳ'ውን ቀጢን ኢዩ ፡ እቶም ዚረክብዋ ክአ ውሑዳት ኢዮም። ንኩልኩም ኣቦታት ቃለሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ንቤቱ ኣሕሊፉ ኣይ ህባን ንባዓል መቀርዮስ
@kesisteklebrhan5314
@kesisteklebrhan5314 5 лет назад
እቲ ብቃል እንፈልጦን ዝተማሃርናዮን ትዕግስትን ዓቕልን ኣቦታትና ብግብሪ ብኣቦታት ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ርኢናዮ። ንኹሉኹም ኣብዚ ጉዳይ ዝተሳተፍኩም ክቡራት ደቂ እዛ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ኣቦታትና ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስን ስምረት ገዳማትን ሊቃውንትን ኣቦታት ኣዴታት ኣሕዋት ኣኃት: ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ። እግዚኣብሔር ንህዝብናን ቤተ ክርስቲያንናን ሃገርናን ብልጽግናን ዕቤትን ሰላምን ፍቕርን ይሃበልና።
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 лет назад
Anta niskas Diaqon dika kitbehal. Nezi neger ezi mimmayu sinka malet diu. Bejaka neti kubur meargka teteqemelu. Eziatom Bietechristian fah zeblu zelewu azabiee eyom. Egziabhier ab Lbom yimlesom.
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንኣቦታትና እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘስምዓና ክርስቶስ ካብ ቤተ ክርስቲያን ከም ዘይፍለ ቃል ኣትዩላ እዩ እሞ፡ ንቤተክርስቲያን ካብ ክርስቶስ ክፈልያ ዝክኣሎ የልቦን።ስለ'ዚ ዋላ'ኳ ኣብ ጉዕዞ ዓቀበተን ቁልቁለተን እንተ ኣጋጠማ፡ ኣብ ትሕቲ ክርስቶስ ዘላ ቤተ ክርስቲያን ኣይትፈርህን ኢያ።ኣብ ግበ ምድሪ (ካታኮምብ)'ውን እንተ ቀደሰት፡ ወይ ኣብ ወርቂ ዝተልበጠ፡ ብሃሪ ዘንጸባርቅ ቤተ መቅደስ'ውን እንተ ቀደሰት፡ ቤተ ክርስቲያን ናይ ክርስቶስ ኢያ። ኣብ እምነትና ጽንዓት ይሃበና ኣምላኽ
@loversofgodthinkbeforethey8677
መክብብ 8 (Ecclesiastes) 11፤ እኩይ ግብሪ ብቕልጡፍ ኣይፍረድን እዩ እሞ፡ ስለዚ ልቢ ደቂ ሰብ እኩይ ንምግባር ብሃቐና መልኤ። 12፤ ሓጥእ ሚእቲ ሳዕ እኳ እኩይ እንተ ገበረ፡ መዓልትታትውን እንተ ኣንውሔ፡ ኣነስ ነቶም ኣብ ቅድሚኡ ዚፈርሁ ፈራህቲ ኣምላኽ ሰናይ ከም ዚኾነሎም፡ ብርግጽ እፈልጥ አሎኹ።
@awetstartric4403
@awetstartric4403 5 лет назад
ዝገርም'ዩ ዝዓበየ ጌጋ ይፍጸም ከም ዘሎ ዘብርህ video ሰዲድኩምልና 1. ሕጅ ውን ቃል ኣቦና ቆራሪጽኩም ኢኩም ኣቅሪብኩሞ ምኽንያቱ ኣብ ሞንጎ edit ገርኩም ዝስገርኩሞ ከም ዘሎ ርድእቲ ነራ ብውሕዱ ሕደ ጊዘ ኣስተውዒለላ ከም ዝተረዳትኒ 2. ካብ'ቲ ቀንድን ብዝያዳ ዘሰከፈንን ንዓይ ድማ ኣቦና ኣብ ኩለን እተን video ይታኸሱን ይድቅሱን ነሮም ወላ'ካ ምስ ሕማሞምን ቃንዝኦምን ከም ዝመጹ ብቃሎም ዝበልዎ እንተኾነ ግን ስዉር ኢድ ከይ ህልዎ ዘሰክፍ'ዩ 3. ኣብ መወዳእታ ከም ዝበልዎ ድማ ኣነ ንዝተወሰነ ክፍጽም እየ መጺአ ደኣ እምበር ስለ ዝበደልኩ ይቅረታ እትብል ቃል ኣቦና ኣየስማዕኩምናን 4. ህዝቢ ዝደልዩ ዘሎ ድማ ብቃሎም ከምዝን ከምዝን ኣጉዲለ ወይ ድማ ኣጋጢምኒ ነይሩ ዝበልዎ ቃል 5. ሓደስቲ ኢና መጽናዕቲ ውን ይውሕደና'ዩ ደኣ'ዩም ኢሎም እምበር ሓዲሽ ስለ ዝንበርኩ ተጋጊያ ወይ ድማ በዲለ ኣይበሉን ኣይሰማዕኩን ኣይሰማዕናን ውን ? ? ? ?
@yassim9143
@yassim9143 5 лет назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽና እምነትናን ሃገርናን ባርኽ እዞም ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዘለዉ መናፍቓን ከም ኣባ መቃርዮስን ሰዓብቱ ተጻረፍቲ ካህናት መናፍቓን ከም ቀሺ ማሪቆስን ቀሺ ገብረሚካኤልን ዕላማኹም ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስርስትያን ተዋህዶ ከተዕንዉ ፍርሃት ዘይብልኩም ኢኹም እግዝኣብሄር ባዕሉ ይካሕስኩም።ቤቱን ቤት ወላዲት ድንግል ማርያም ከተዕንዉ ህዝባ ክትመቓቕሉን ከይደቀስኩም ተቓሊስኩም ኢኹም ዳኛ ሰማይን ምድርን ይፍረድኩም እቶም መናፍቓንን ሕማም ዓዳውነትን ዝመለለይኹም እንታይ ክትብሉ ኢኹም በዓል ቀሺ ማሪቆስ ኣቡነ መርቆርየዎስን
@selambetenna
@selambetenna 5 лет назад
ዓቅሊ ጥራሕ! እቲ ሓቂ መን እዩ ከዕኑ መን ዝሃንጽ ነዊሕ ከይከደና ክበርሃልካ እዩ!! በዚ ተዋስኦ ሓቂ ኣይትሽፈንን ኢያ!!! "ኣምላኽ ሰላም ከኣ ንሰይጣን ቀልጢፉ ኣብ ትሕቲ እግርኹም ኪቕጥቅጦ እዩ። ጸጋ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኻትኩም ይኹን።" ሮሜ 16፥20
@selambetenna
@selambetenna 5 лет назад
facebook.com/1926964817592906/videos/381902232512051/UzpfSTEwMDAwNzQ5MTU0MjA4NDoyMzI5OTQ2MzcwNTk4Mzky/
@merutsbkti1131
@merutsbkti1131 5 лет назад
Aytnawexn ya tewahdo kibri namlak ykun
@fanuelhabtemlariam540
@fanuelhabtemlariam540 5 лет назад
Selam nakum ykun abotat buzuh teserifkum ekum gn ka ab awet besihkum alekum menfesawi tegadlokum ka b zhayele keslwo ezi zelenayo nay menafkan gze eu ezom hgi zkhdu zelewu kemti nay seytan zkehado khdet eu emo ezi ab orthodox tewahdo agatimu zelo khdet wn ay hadsum egziabher amlak hayli yhabkum.
@mletebrehanmhailu1860
@mletebrehanmhailu1860 5 лет назад
አሜን እልልልልልልልልልል አሜን
@kokobsolomon3937
@kokobsolomon3937 5 лет назад
Ellllllllll Elllllllllll Ellllllllll kal hiwet yesmealna bxuan abotatna. Meglexikum bselam bexihunan berihulnan eyu🌸🌸🌸💒🌸🌸🌸💒🌸🌸🌸💒🌸🌸🌸 Egziabher edmen tanan yhabkum. Eza emnetna kab zom menafqan / tehadso bpoletikawi hasabom nbetekrstiyana zexelmu zelewu Egziabher nana ktmhrun nbetekrstiyan ktkalakelula Amlak hayli yhabkum. Nhnas kab hgi abotatna nths mot yhshena:: knezezekum kdste kdusanen kulom kdusanen ydegfuna
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 лет назад
Kokob Solomon entay eske berihulki ngerna, Ewe Abona tebedilom kezelewus berihlna alo.
@mebrahturezene1346
@mebrahturezene1346 5 лет назад
Egziabher amlak xegeu yebzhalkum abotatna
@sagalaney4676
@sagalaney4676 5 лет назад
በስመኣብ በወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።እዞም ኣቦ ብዙሕ ኢዮም ተጋግዮም ምሶኦም እውን ንብዙሕ ሰባት ኣጋግዮምን ሕንፍችፍች እውን የእትየምልና ነቶም ከም ቀቺ ማሪኮስ(ተሃድሶ) እውን ሕንፍችፍች ከእትዉ መንገዲ ከፊቶምሎም ግን ኣይተዓወቱን በትሪ ሃቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ስለዚ የቀንየልና እቲ ሓቂ ዘፍለጥኩምና ስለዝኮነ እንሆ እቶም ትጋጎና ዝጸናሕና ህዝቢውን እቲ ሓቂ ፈሊጥና ተረዲእና ናብ ልብና ተመሊስና ስለዚ የከንየልና ንዓካትኩም ክኣ ኣምላክ ኢዱ የንብረልኩም ንዓና ክኣ ኣብልብና የሕድሮ ጌታ ኣሜን
@selemawimebrahtom376
@selemawimebrahtom376 3 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@shishay7546
@shishay7546 5 лет назад
Egziabhier Selamu yehabena
@nebyatsolomun5222
@nebyatsolomun5222 5 лет назад
Amen amen amen abotatna tum semaena tum yhabkum ab xelotkum zekurna.
@Eri22
@Eri22 5 лет назад
Fetari haderaka n qudus sinodos kubur abona awne entenyosn selam awrdelna aytifelalyom hade eka aytetfaalna
@mikigoitom6821
@mikigoitom6821 5 лет назад
Kal hiwet yesmalna abotatna
@spirtualgrowth-6978
@spirtualgrowth-6978 5 лет назад
Egziabhier n bietun n hizibun b ayni mihretu yiray... n abotatina kea hailin fikrin yhab. Geberti selam wulud amlak kibahalu eyom emo butsuan eyom... n selam n dileya tserfi kufu zereba kab afina aynewutsi. Egzabhier miskulatina yikun
@okubayweldemichael8152
@okubayweldemichael8152 5 лет назад
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ኣቦታትና እግዛኣቢሄር ኣምላክ ኣስብኩም ይክፈልኩም ኣብታ ቅንቅቲ ኦርቶዶክስ ቶዋህዶ ሃይማኖትና የጽንዓና ።
@skhhaile2184
@skhhaile2184 5 лет назад
Qal hiwet yesmeala amlak
@tekleberhe786
@tekleberhe786 5 лет назад
ኣቦታትና ቅዱሳን ጳጳሳትን ፡ገዳማውያንን፡መፈሳውያን ሊቃውንቲ ምሁራት ቅኑዓት ሃይማኖት፡ መስዋእቲ ዘመና እዚ እዩ'ሞ ቀጽልዎ ።ሓለዋ ቤት-ክርስትያን ተስፋና ካብ እግዝኣብሄርን ወላዲቱን፡ቅዱሳንን ፡ካባኩም ቅዱሳን ኣቦታትና ጥራይ እዩ።ኣጀኩም ኩሉ ግዚየ ምሳኩም ኣሎና ።ዘይተረድኦም ዝጸንሑ እሕዋትና ድማ ድሮ ተረድእዎም ይምለሱ ኣሎው።ስለ፡ዚ ነዞም ንቤት-ክርትያን ከም ናይ መሽቀጢ ናይ ግሊ ድኮን ዝጥቀምላ ፡ናይ ዘመና Marthin Luther ዝፈለጡሉ ግዝየ ኣኪሉ እዩ።ስሞም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፡ግብሮ መናፍቃን መፍረስቲ ሕጊ ደረት ኣቦታቶም ፡መድነቕቲ ፍልስፍና ዓለምን ፍትወታን ።ፖሎቲካን ፡ሃይማኖትን ዝደባሉቁ ።ንገርህታት ደቂ ሰባት ዘዳናግሩ። ሃብታን፡ጥበባን ፡ደጉማን፡ቑኖናንኣን ንቤት-ክርስትያ ዘቃሉሉ።ንሓላፊ ፈልጠትን፡ፍልስፍናን ዓለምን ከድንቁን ክሰብኩ ዝውዕሉ። ስሱዓት ፡መምሰልቲ ፡መዳናገርቲ እዮም።ሰለ'ዚ ብስም ወልድ ዋህድ ኦርቶድክስ ምሽቃጥ ክሳብ ዝገድፉ፡ወይ ድማ ይቅረታ ሓቲቶም ናብ ቅድስቲ ጥንታዊትን ሃወርያዊትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት-ክርትያን ተነስሖም ክሳብ ዝምለሱ ኩላትኩም ደቂ ቅንዕቲ እምነት ኣብ ውሽጢ ወጻኢ ዘሎኩም ቃልስና ኣይነቆርጽ።ብፍላይ እቶም ናይ ቕብኣ ቤተ-ክርስትያን ዘሎኩም ወገናት ።ካብ ደቂቕ ክሳብ ልቕ።የቐንየለይ።
@user-lc8hq6vc5g
@user-lc8hq6vc5g 5 лет назад
ሓቅስ ብርአሳ አንተቀበርካያ በአግራ ትወጸአ ብሓቂ 20 ኣባጊዕ ኮብኪብና ዘይ ንከአል ምስቶም ብሓቂ መንፈሳውነት ዝሰርሑ ኣቦታት ክንጻረፍ ንውዕል ዝነበርና ሰባት ሕጂ አንታይ ኢና ክንብል ብፍላይ ባኣቦና ኣንጠንዮስ ዘይ ኣምን ቀሺ መስቀል ከሳልመኒ ከይ መጸአ ንብል ዝነበርና ሰባት ሕጂ ከ ናይመን መስቀል ኢና ንሳለም ብጿኣት ኣቦታትና ንድኩማት ደቅኩም ጸሎት ግበሩልና ባዕልና ፈረድቲ ተቀይርና መፍቶ መናፍቃን ኮይና ኔርና ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
@wediseraye1756
@wediseraye1756 5 лет назад
Amen Amen Amen behaki zhawey
@mendelay6645
@mendelay6645 4 года назад
ኣሜን(3)ዝሓወይ ክሳብ ሕጂ ኣለና ዘይኣመና ቤተክርስትያን ደይንፈልጣ ወይ ደይንጽዕረላ ንማስሜዳ ግን ክንረክባን ክንካታዓላን ደኪምና ንውዕል ኣለና እሞ ናብ ልቦናና ይምለሰና ኣሜን(3)
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 5 лет назад
ኣቦታትና እግዝኣብሄር ኣምላክ እድመን ጥእናን ይሃብኩም ነቦና ከኣ ናብ ልቦም ይምለሶም እንታይ ይበሃል ኮይኑ ንዓና ከኣ ኣብ እምነትና የጽንዓና ፈጣሪ
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 5 лет назад
ኣምላኽ ሕጂ እውን ኣለኻ ንስኻ ንዝተጋገየ ባዕልኻ መልሰልና። ጽቡቅ መግለጺ ኢዩ ከይደንጎየ እቲ ዝስዕብ ክፋላት ክመጽእ ንላቦ።
@awetbrhane9114
@awetbrhane9114 5 лет назад
Ezgabher selam yewrdelna
@ermiaskeleta615
@ermiaskeleta615 5 лет назад
ተመስገን ተመስገ እግዛቤሔር ኣምላክና ብሂወተይ ከለኩ ነዚ ሓቂ ዘስመዓካኒ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ኣሜን ኣ እምነትና ከኣ ኣጽናዕና ተመስገን ፈጣሪ
@kdusweldeyosis6541
@kdusweldeyosis6541 5 лет назад
Sekit wedi diyablos
@openmind3269
@openmind3269 5 лет назад
Amlak ybarkum kuburat abotat,fetena egzabiher kulu gizie alo,ab emnetka ente xenieka ika kaa tisero,imo abona Antonios kaa hade maalty ab lbom temelisom yesmaana,fetari amlak menfesu yadlena,Amen
@eritrea7449
@eritrea7449 5 лет назад
Kab megemerta ayteayun Nisinodos gedifom Mis menafqan zimakeru
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 5 лет назад
Nayi egziabiher kulu tium iyu giziu akilu tewahdo ayitnawexn iya egziabiher weladit amlak kdsti dngl mariam bereketomn xegomn ayifeleyena
@user-eh4lf8rr2v
@user-eh4lf8rr2v 5 лет назад
ኣቦይ እንጦንዮስ ይቅረ ኢሎም ዝብል ኣበይ ኣሎ ልሳን የብሎምን ድዩ
@mussiezewelday4884
@mussiezewelday4884 5 лет назад
ኣይርድኣካን ዲዩ እዋይ ሽግር ቀስ ኢልካ ድገሞ ኣብ ቅድሚ ኩሎም ዝንበብ ዘሎ ከኣ ኣስተውዕለሉ
@AsAs-us6ve
@AsAs-us6ve 4 года назад
ሱቕ በል ኣነ ንነዊሕ ዝተደናገርክዎ ኣጣዒስኒ ኣሎ፣ እምበር ኣቦታት ዝሰርሕዎ ብጣዕሚ ጽፉፍ እዩ።
@wedighilazghi3503
@wedighilazghi3503 4 года назад
@S Sweetie ካብ ነቶም ንጹህ ዘርኢ ድዘርኡ ነቶም ክርዳድ ድዘርኡ ኢኹም ትፈትዉ ንስኹም፡ኣምላክ ደኣ ብምህረቱ የእምሮና ይክፈት እምበር
@eriasmara9789
@eriasmara9789 5 лет назад
እዚ መርትዖ ዘይቅበል ካልእ ዕላም ዘለዎ ጥራይ እዩ ክከውን ዝክእል።ንኣቦና ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ኣምላክ።ኣብ ቦትኦም ዝመለሱሉ ግዜ ርሁቅ ኣይኮነን።ንኩሎም ኣቦታትና ሰላም ይሃቦም።ነቶም ኒዚ ጉዳይ ተነሃህሪ ዘለኩም ተኣረሙ።
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 5 лет назад
Eri Asmara ewe nezi zeykibel tehadiso nibetekirstiyan keeniwu zitebegesu tray eyom
@eriasmara9789
@eriasmara9789 5 лет назад
@@wegahtagebrehiwet9751 እወ ቤተክርስትያን ኣይትፈርስን እያ።እዚ ዝቀርበልና ዘሎ መርትዖ ስጋብ ህጂ ከይተገለጽ ምጽንሁ ናይ ኣቦታትና ቅንዕናን ኣንዊህካ ምህሳብ እዩ ዘርእይ።ሎም ነዞም ቤተክርስትያን ዝከፍሉ ዘለው ብፍላይ ውልደ ክህነት እግዝኣብሄር ልቦም ይተንክፍ ።ኣሜን
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 5 лет назад
Eri Asmara Amien
@user-dk2fo4lf3m
@user-dk2fo4lf3m 5 лет назад
እግዚአብሔር ሰላሙን ፍቅሩን ይሃበልና ንሃገርናን ሕዝብናን ቤቴክርስትያናን አዴና ንጽሕተ ንጹሐን ቕድስተ ቕዱሳን ብጸሎታን አማላድነታን ሐድነት ትፍጠረልና ንመናፍቃን ድማ ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈት አምላኽ መናፍቅ ማለት ባድላ ዝተኸድኑ መፍለስ ማለት እዬም መፍለስ ግራት የዕኑ መናፍቃን ድማ ሰባት የዕንው ወ/ማቴ 24፥24-25 ምኽንያቱ ኸአ ሐሰውቲ መሲሐትን ፡ ሐሰውቲ ነብያትን ኪለዓሉ እዬም ። እንተተኻእሎምስ ነቶም # (ኅሩያት) ከይተረፈ እካ ንምስሐት #(ዓቢይ) ምልክታትን ተአምራትን ኪገብሩ እዬም ። 25* እነሆ አቐዲመ ነጊረኩም አለኹ። ብሩኽ ጾመ ፍልሰታ አብ ጾሎትኩም ቁዱሳን ቡጹዓን አቦታትና አይትጋደፉና አሜን አሜን አሜን !!!
@yonastesfasilasie8352
@yonastesfasilasie8352 5 лет назад
Egzabiher amlakna ymesgen nezi kulu zigebere . yhwatey kabzi ziabi meregagexi yelen ayneashu . nezom bigega ridiet tegageyu yehwat abotat Egzabiher ymlesom ab xoloyina nizekirom .
@brhaneteklay4820
@brhaneteklay4820 5 лет назад
Nmejemeryaneti luoul semayawi abo semayn mdrn zfetere Egziabher amlak msgana ykuno Bmkxal dma mhretun selamun geta egziabher ayfeleyena ab haymanotna xeniena knebr haylun menfesun ayfeleyena amen
@samuelson2010
@samuelson2010 5 лет назад
Netiom bgega rdeit zxenhana ykre belulna lewahat abotat xeletkum ayfeleyena. Nay iseyas seli gn aygdn abzi qdus bota
@luwamteklay4001
@luwamteklay4001 5 лет назад
kale hiwet yesmalna abotatna edmen tenan yhabkum Fetari temesgen Amlak Aboy
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 5 лет назад
Amlak mhret yewrd nebotat tmelalesu zelekum nsom sleyn slekumn so xolot kgebru zwelu akli tegsti yhalna.
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 лет назад
Hawey wey habtey astewelna nizareb. Naziato tselot ziabselna yeblun lekimomuna eba adina hawiyetiyomula bigbri nriyo alona. Amlak ab Lbom yimlesom.
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 лет назад
l Love my country. Kgermeka meEseri Abona, msyuftahe sledeytesemamau ember, ab hymanotomsi, hiwetom nEgzaabher zwefeyu eyom, gn teqene Tehadso serihom zeysmom zeriei debdaben kemau dma filmi zserhwo enho nriao, ember kab botoaom zewrdsi wela abti tebteb enabelka nmwnjalom zteserhe filmi wun bhayli Amlak ayteAwetun.
@amamebrahtu8880
@amamebrahtu8880 5 лет назад
Btsuan abotat egziabher nay agolgulot zemenkum ybarkh ab tgebrwo xelot dma neana dikhumat deqikhum ab xelotkum zekruna nbietekrstiana dma egzibher selamn kisanetn yewrdela adena qdste qdusan dngl mariam xlala tenbrelna amen(3).
@redaehabte3672
@redaehabte3672 4 года назад
ጽቡቅ መደብ።
@mebrihtadhanom4901
@mebrihtadhanom4901 5 лет назад
Kudus abotatnan kal hiwet yesmeaelna egziabiher msakum ykun tegstukum kem tegsti abona eyob kem zkone tmahirna egziabiher ka eti zmedebo ab zfekedo kem zgebro riena ena emo egziabiher wetru ab zuryakum yukun
@berhanesium6489
@berhanesium6489 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ብሩህን ንጹርን እዩ ኣቦታት፡ ግን ግዜ ነዊሕ ብምስጋሙ እዚ ጉዳይ ኣብ ምእመናን ህዝብና ዓቢ ጽልዋ ኣሕዲሩ እዩ። እግዚኣብሔር ሰላሙ ይሃብ ንዝተጋገዩ ድማ ይቅረ ይበለሎም ።
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 5 лет назад
Our people please don't judge in other persons.this is ture Ture message, our God bless Orthodox Christians forever, amen!
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 5 лет назад
Mein lohn ist Zeit Mein Lohn ist zeit do u think so , what happen then where is our father mate u need to assist by yourself mate don’t come into conclusions just yet let our father talk by himself I think he can express his feeling
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 5 лет назад
@@selteneyohannes6469 He has talked .u do,t haer all video
@ericanbarbershop
@ericanbarbershop 5 лет назад
Egziabhier amlak mhretu yewrdelna nzetegageyu ymleselna lbu nzetrere yelemlmna. Buxuan abotatna egziabhier amlak edmen tenan yhabkub nay behaqi abi tmhrti koynna alo abemneta yexneana.
Далее