Тёмный

LUL WERKI ENTERTAINMENT/ሓጺር ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ቶማስ የማነ 

LUL WERKI ENTERTAINMENT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

welcome to lul werki entertainment
unauthorized use, distrubtion and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertainment 2022
#lulwerkientertainment
#eritreamovie
#tomasyemane

Опубликовано:

 

29 май 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 191   
@selam801
@selam801 2 года назад
ብሓቂ more እየ አድኒቀኻ ቶማሰ ሓወይ ክንደይ ኢና ዘለና ንሰጋና ክንብል ማዕተብና ንብጥሰ so አብ ሃይማኖትና ጽንዓት ንኹን የትም ቦታ ማህተቤን አልበጥሰም ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 года назад
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ባሃል ደቂ ተዋህዶ ኩላትና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና ያፅነዐና
@filmonsirak3159
@filmonsirak3159 2 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ቶማስ ሓውና እግዚአቢሔር ወትሩ ኣብ ዙርያካ ይኩን ብራቮ
@titigaltigray7118
@titigaltigray7118 2 года назад
ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ቶሚየይ ዝፈትወካ 🥰🥰 እመብርሃን ወትሩ ምሳካ ትኪን ናይ ብሓቂ ደስስ ዝብለ እዩ ን ሓፍትናለ ብዝወፀ ይተከአልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስጥታ 🥰🥰🥰 ቶሚየይለ ኣብ እምነትካ የፀንዕካ✝️🥰🥰🥰 ናይ ብሓቂ ተዋህዶ ምካን ክንደይ ትዕድልቲ እዩ✝️✝️✝️🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰
@bsratgalkesi2507
@bsratgalkesi2507 2 года назад
ኣሰይ ኣከዳድንኣ ክንደይ ደስ ይብለካ 💒❤❤
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 года назад
ኣሰይይይ ቶሚ ቡሩከይይ: መግለጺ ቃላት የብለይን 🙏🙏🙏🙏
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 2 года назад
አታ አነስ በቃ ስቅ ኢለ እንድየ ዝፈትወካ ሕጅሞ ለለ ዝያዳ ፈትየካ ቶማሰይ ብጣዕሚ ንፉዕ ❤❤❤ ካልኦት አለዉስ እንታይ ፀገም አለዎ ንሓንቲ ማዓልቲ ማዓዕተበይ መዉፃእክዎ ይብሉ 😥🤔 እሞ ይገርመኒ 🤔 ናትካ ግን አድኒቀካ ቀፅለሉ ❤ እግዚአብሔር አምላክ ከዓ አብ እምነትካ የፅንዓካ ቶማሰይ🌹🌹🌹🌹🌹
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 года назад
እተን መንፈሳዊ ድራማ እባ ስደዱልና በጃኹም ቶሚ ኣምላክ ይባርኽካ 🙏🙏🙏❤️
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 года назад
ቶሚየይ ብምክንያት እየ ዝድንቀካ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቶሚየይ ሓላለይ✝️😍❤❤❤
@user-xj6ul3tj1u
@user-xj6ul3tj1u 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቶማስ እግዚአብሔር ኣብ እምነትካ ይፅንዕካ ዛሓወይ በርትዕ
@fromtgray6076
@fromtgray6076 2 года назад
ቶሙየ ብምክንያትን እንድየ ዝፈትወካ ንስራሕ ኢለ ማዕተበይ ኣየውጽን ቡሉጽ ኢካ ንስካ ቶሙየ
@hhggcc6251
@hhggcc6251 2 года назад
ብሓቂ ቶማስ ሓወይ ግን ሓፍትና ፅፍርኪ ፀጉርኪ ኣስተካክሊ ክብረተይ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
bravo tomi hawey ንሕና እውን ከምዚ ክንከውን ኣለና ኣብ ማዓተብናን እምነትናን ብተለይ#ሰዕዲ_ዓረብ ዘለና ክፈትወክን ወጋናተይ እግዚአብሔር ይሓልወና 😘😘😘
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 года назад
ንሕናም ፍትዉትዉ ሰሉየ ጋል ስድራና
@rimtedros6957
@rimtedros6957 2 года назад
ኣሰይ ቶማስ ሓወይ ብልቢ ኣድኒቀካ ነቲ ዘለኒ ኣድናቆት መሊሰ ወሲከሉ ቀጽሎ ብሩከይ እግዛብሄር ምስ ኩላትና ይኩን ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
@merhawitesfaldet6590
@merhawitesfaldet6590 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቶሚ ሓውይ ቀጽሎ ኩሉ ፍሕሪ ሃይማኖትካ አዩ
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 2 года назад
ቶሚ ሓወይ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃበካ ፈጣሪ :ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም ትንበር 💞✝️❤⛪️💘
@rgatgaltigray2197
@rgatgaltigray2197 2 года назад
ቶማሰ ማዓረይ ቅድሰት ድንግል ማርያም ትሓልካ
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 2 года назад
አሰይ ቶም ጹቡቅ ፊጥረት ዕዲመንጵጥዕናን ይሀብካ። ዲራማ ናይ መንፈስ ዳአ አበይ ክንሮኽበና ? ደስ ዝብል 🇪🇷🥛❤️🙏🏾
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 года назад
ኣሰይይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ክርስቲያን ኩሉ ጊዜ ክርስቲያን እዩ ማዕተብ ዘይትፈለ ካባና ከኣ መለለይና ብጣዕሚ ኣዲኒቀካ ኣጆካ በርትዕ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
ቶማሰይ መቀረት እመብርሃን ወላዲት አምላክ ስራሕካ ተሳልጠልካ❤️❤️ብልጽ ሰብ ኢካ ተፈታዊ ሓወይ
@Zufantgraweytizufan
@Zufantgraweytizufan 2 года назад
ቶማሰ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ ድንግል ማርያም ኣብ ዙርያካ ትኩን🙏🙏🙏❤❤❤
@trhas4824
@trhas4824 2 года назад
ቶማስ ሓወይ ንኣውቶዶክስና ክማካ ዝበለ ይብዝሐልና በሓቂ ፅኑዕ ንሳ እያ እታ ቅንዕቲ ሓቀኛ ሃይማኖቲ ኩላቲና ፅኑዓቲ ክንከዉን እዚግኣብሄር ኣምላክ ያዓድለና
@salamsaleem9814
@salamsaleem9814 2 года назад
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሕልኩም ባሓቂ ደሰሰሰሰሰ ዝብል እዩ እግዚኣብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክቡር ሓወይ
@anbetekle2665
@anbetekle2665 2 года назад
100 ንዓይ ነብሱን ሃይማኖቱን ኣክቢሩ ዝከይድ ስነጥበባዊ ርኤ ተሓጉሸ ከኣ ኣምላክ ይባርክካ
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 21 день назад
Tomaseyyyyyy idmen tinan yhabka🙏🏻 Abagabr yhalka🙏🏻
@fuch9239
@fuch9239 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቅራተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልሲ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የፅነዐና
@senaytburuk7248
@senaytburuk7248 2 года назад
ቶማስ ሓውይ ማራ ኣኪቢረካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ
@almazokubaslasie2161
@almazokubaslasie2161 2 года назад
Wedi kudus gergeshe endika Tomi hawey bravo edmen tienan yihabka 🙏metabiti
@selomonkidaneabay1113
@selomonkidaneabay1113 2 года назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስነ ጥበባዊ ቶማስ ማዕረ ማዕረ ኣብ ዓለማዊ ስነ ጥበብ ዘልካ ዕዙዝ ኣበርክቶ ኣብ ሃይማኖትካ ዘልካ ኣረኣእያ እውን ብጣዕሚ ዘደንቕ እዩ ፈጣሪ ጸጋኡ የብዝሓልካ
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 2 года назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ደስስስ ይብል ቶማስ አብ ሃይማኖትካ ዘለካ አረአያ አዙዩ ደስ ይብል አንሕና ክርስቲያን ማዕተብ /መስቀል እንአስሮ ንመጋፂ አይኮነን አብ መስቀል ውዒሉ ብደሙ እዩ ዓዲጉና አብ ክሳድና ገይርና ድማ ማዕተይ ካብ ትብጠስ ክሳደይ ትበጠስ ዝብል ትርጉም ዘለዎ ከምቲ አቦታትና ዝብሉና ግን ሓደ ነገር ሕቶ አለኒ ንሓውና ቶማስ ? ወዲ ብሃይማኖትና ፆጉሪ ምንዋሕ አይፍቀድን ንምታይ ዘይትሰዶ 1ይ ቆረንቶስ 11: 14: ወይስ ሰብኣይ ጸጒሩ እንተ ኣንውሔ፡ ሓሳሩ ምዃኑስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህረኩምን እዩ፧ 15: ሰበይቲ ጸጒራ እንተ ኣንውሔት ግና፡ ጸጒራ ኣብ ክንዲ መጐልበቢ ተውሂብዋ እዩ እሞ፡ ንእኣ ኽብረታ እዩ። ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ክቡር ሓወይ
@samualemayo7029
@samualemayo7029 2 года назад
❤❤❤🙏🙏
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 2 года назад
@@noahnatey2275 ልክዕ ክቆልፆ ይከውን እዩ ነቶም አብ ገዳም ዝነብሩ አቦው መነኮሳት እኮ ፆጉሮም እተ አንዊሖም በረክት አለዎ ንአብነት ፦ ሳምሶም ሓይሉ አብ ፆጉሩ እዩ ዝነበረ።
@ilovemymam8875
@ilovemymam8875 2 года назад
ንፉአአአአአአአ ቶሚ ሓወይይይይይ ንስጋን ነዛ ዘይንነብረላ ዓለም ከይትሃስብ ሶ ሃሳብ ልብካ የስምረልካ ፈጣሪ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቶማስ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ የክብርካ
@yrgalemgbrenseanuguse285
@yrgalemgbrenseanuguse285 2 года назад
ኣዲኒቀካ ፡እግዝአብሄር፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ፡
@user-rw2ho7nl6s
@user-rw2ho7nl6s 2 года назад
ብሓቃ ቶሙየይ ንዓና ንክርስትያን ማዕተብና ህወትና እዩ አሕዋተይ ዛድራማ መንፈሳዊ ዝሰርሑዋባ አይ ክረክባ ይክእል ስእነያዋ📖♥
@naoddemoz7621
@naoddemoz7621 2 года назад
ቶሚ ሺኮር ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኢካ ቀጽሎ ኣምላኽ ይሓልወካን ይባርኸካን GOD bless you love you tomiye❤️❤️❤️❤️❤️
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 года назад
ብሓቂ መርኣያ ብሉፅ መንእሰይ ቅድሚ ሃይማኖትና ማንም ክስራዕ የብሉን እግዛብሔር ኣምላክ እንተሎና ኩሉ ኣሎና ካብ ብዘይ እግዛብሔር ምንባር ሞይትካ ምስ እግዛብሔር ምስ እግዛብሔር ምንባር ይበልፅ ኣጀካ ብርትዕ ኣብ እምነትካ
@slamahslamah9270
@slamahslamah9270 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና አነስ ብሃይማኖቱ ጠንካራ ሰብ ተሪኤስ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ቶማስ ሓወይ ዝፈትወካ ዘክብረካ ሓወይ ኢካ ግን ቶማስ ሓወይ ኩሉ ትፈልጥ አለካ ማለተይ ፀጉርካ ዘይትሰዶ ምስ ሃይማኖትና አይከድይ ልምዝካር ኢለእየ እምበር ጠፊኢካ አይኮነን ከም ድፍረት አይትቁፀሮ ሓፍትካ መፍቀሪት ቅድስቲ ድንግል ማርያም እየ ጥቅሲ ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ዘውፃእካያ ዶሞ ደስ ኢላትኒ ወንጌል ማቴዎስ 11 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ²⁸ ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። ²⁹-³⁰ ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። አነውን ዝፈትዋ ጥቅሲ
@saron.m4310
@saron.m4310 2 года назад
Tomi bhaki hayal fekar Amaniiii des ktbl tebarek zhawey 🙏❤
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኣጆኹም፡ከኣ በርቲዕኹም፡ብካልእ መደብ ምጹና ።
@tube9434
@tube9434 2 года назад
ንሓውና ቃለ ህይወት የስምዐና ቀጽሉሉ ንሓፍትና ግን ኣጽፋርቲ ኣወጽእዮ መንፈሳዊ ትምህርቲ እናምሃርኪ ንመንፈሳዊ ዘይውክል ካብ ምግባር ተንቁጠብ ሰላም ንዓኩም
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
ቶማስ ለባም ሰብ ኣነስ ክፈትዎ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ ሓቅን ቅንዕናኻን ቀፃሊ ክኾውን ይመነይለካ ተባርኽ 🙏🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
Respect for you all!
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ❤❤❤
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 года назад
_አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዝሓወይ ተመስገን_
@user-li2or7zw2g
@user-li2or7zw2g 2 года назад
ኣዚኩም ደስ ትብሉ ፍትዋት ይሕዋትና እመ ብርሃን ምስ ፍቁር ወዳ ምሳኩምን ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ትኩን
@yordanosbeyene4504
@yordanosbeyene4504 2 года назад
Amen Amen Amen bhaki Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy Nay bhaki des zebl iyu ✝️🙏❤️💒❤️❤️❤️🤲
@okbaylayne1913
@okbaylayne1913 2 года назад
I appreciate you guys so much love ❤️ 🙏
@whdixjdogsk2821
@whdixjdogsk2821 2 года назад
ዋዉዉዉዉዉዉ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐላካ እግዚአብሔር ኣምላክ ቶማሰ ሓወይ እአድኒቀካ 💊❤❤❤
@lovepeace1314
@lovepeace1314 2 года назад
እዚ ተዋስአይ እዝስ ካብቲ ዝተዋሰኦ ቃለ መሕተት ዝገበሮ ይበዝሕ
@user-kh7ur2fu2g
@user-kh7ur2fu2g 11 месяцев назад
Egzabher yemesgen ab. Emenatkum mezteykum. Gen bezuh eyu zeterfena emo. Haya aynehemak ehwat❤❤❤ kemza nay emebetachen. Selie abey yerekeb.
@user-xf6cd1lw5t
@user-xf6cd1lw5t 2 года назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቶማስ ሓወይ ቀፅለሉ
@filmonsirak3159
@filmonsirak3159 2 года назад
ሉል ሓፍተይ ግሩም ሕቶን ስራሕን ኣቃውማኪ ውን ጽቡቅ
@raimekseb1812
@raimekseb1812 2 года назад
😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤
@medameda3453
@medameda3453 2 года назад
ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ቶሞ አዛ ናይ ማአተብ ቀጽሎ
@godislove1967
@godislove1967 2 года назад
Wow good job luli and tomiye shkor love u so much and am so proud of you all time ❣️❣️❣️❣️
@samuelhabte6836
@samuelhabte6836 2 года назад
ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ ኣብ መንፈሳዊ ዘለካ ርድኢት ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላኽ ይሓግዝካ
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 2 года назад
ጅግና ናይ ብሓቂ ቶማስ ሓወይ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 года назад
ብሓቂ ደስስስስ ዝብል ትምህርቲ ነይሩ ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቡራተይ ብዙሕ እና ተማሂርና እና ቀፅልሉ እኩም
@fhdjrbtucjcjdbdu5919
@fhdjrbtucjcjdbdu5919 2 года назад
Amen Amen Amen Kal hwet yesmeana zfetwen zednkon tewasay
@yordanosgrmay8234
@yordanosgrmay8234 2 года назад
kale hiwet yesmalna tomas hawuna
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z 2 года назад
አሰይይይይይ ቶሚየይይይ ባሓቂ ኮሪዕ ባኣካ ብጣዕሚ ዲየ ዝፈትወካ ከዚ ለ ወሲከ ካቡኡ ንላዓሊ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ አብ ኩሉ ሂወትካ ስራሕካ እግዚአብሔር ኣምላክ እመብርሃነይ ምሳካ ይኩን ኣጆካ በርተዕ
@user-fy7eh7zi6i
@user-fy7eh7zi6i 2 года назад
ቶማስ ዓይነይ 🙏🙏ማዓተበይ ኣየውስን ክንደይ ትነፍአ አካ ኣምላኽ ይሃልውካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@kokobeyselu7294
@kokobeyselu7294 2 года назад
L love ❤ you Tom hawey ziydey wedi Orthodox
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቶማስ ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 2 года назад
Tami hawna edmen tenan yhabka fetari
@kefkummypeople698
@kefkummypeople698 2 года назад
lomeanti bdngla rekibeya eza comment, good job guys
@user-wh6di9kd7w
@user-wh6di9kd7w 2 года назад
ቶማየ ማዓርይ እስይይይይይ አነስ ከመይ ድዩ ቅስና ብአካ አሕውተይ ከሉትኩም አርቲስት ከብ ቶማየ እስኩ ተማህር ከሉኩም ማዕተብ ምእንተ ንስራሕ እሉነ መውፅእነየ እሉኩም ቶማየ ግን ናይ ብሓቂ መቅስነይ ❤❤❤❤
@ilovemymam8875
@ilovemymam8875 2 года назад
ናይ ብሓቂ ንስጋ ትራህ ንሃስብ አንዲና ኮይና
@rahelhabtom5130
@rahelhabtom5130 Год назад
Egzabiher xegeu yebzehalka Tomi hawey
@askaluferezgi386
@askaluferezgi386 2 года назад
እግዛኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ዛ ሓላል ሜሬት።
@tesfu87
@tesfu87 2 года назад
I proud you tomi
@user-qq4wo2zt6q
@user-qq4wo2zt6q 2 года назад
ናይ ባሓቂ ቶማስ ሓውና ኣብ እምንትካ የጽንዓካ ፈታሪ እታ መንፍሳዊ ድራማ ዳ ኣብይ ንረክባ ሱደድልና እባ
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 2 года назад
ማዕተበይ ኣይበትክን ቶማስ ሓወይ እመብርሃን ትጠብቅህ ሉሉዋይ ኣሰይ ኣከዳድናኪ ደስ ክትብሊ ደስ ኢሉኒ ዞም ኣሕዋተይ💝💝💝
@abrehettekle6285
@abrehettekle6285 2 года назад
ቀጽልዎ አህዋተይ ክንደይ ደስዘብል እግ ዚአብሔር ይባርኩ ሐብትና ግን ነጸላ እንተትገብርስ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ ምስናይ ይቅሬታ
@genettewelde7944
@genettewelde7944 Год назад
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 qale hiwet yesmealna eta menfesawit drama ba link sdedulna
@sabagebry5017
@sabagebry5017 2 года назад
Ezgabhr Amlak Edman tenan yhabkum
@user-vs5tm8om5i
@user-vs5tm8om5i 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ቶማስ ሓወይ
@samsomteklya6863
@samsomteklya6863 2 года назад
I appreciate you more Bro gbu
@gebrebrhantsege8706
@gebrebrhantsege8706 2 года назад
ክቡር ሓውና ቶማስ ነቲ ሕቶታት ናይ ክርቲ መእምናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓብትና ምምላስካ ነመስግነካ እታ ናይማዕተብ ዝበልካያ ግና ደቂ ሰባት ሙሉኣት ኣይኮናን ንሱ ተጋግዩ ንስኻውን ምተጻውርካዮ ምናልባት ግን ዘጋጊኻ ኣዕሩኽ ነይሮሙኻ ከይትኾውን ስለቲ መልስኻ ግን ነመስግነካ እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@selemawitbahlbi8894
@selemawitbahlbi8894 2 года назад
Asey asey tomiye edime tienan yhabika fetari bhaki nifue
@robelboktsion9672
@robelboktsion9672 2 года назад
Kal hiwet yesmalna wendme
@kidanejeben8730
@kidanejeben8730 2 года назад
Tomiii👍👍👍 😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@susinazemichal851
@susinazemichal851 2 года назад
Ambessa gbu🙏
@lemlemas4783
@lemlemas4783 2 года назад
እታ ናይ መንፈሳዊ ፊልሚ ዝሰርሕዋ ኣበይ ኣሎ ሊክ አቅምጥና ኣነስ ስኢነያ
@samrawittewelde8919
@samrawittewelde8919 2 года назад
Kal hiwet yesmalna temas hawna tewahdo nzelalem tnber
@kefletsenkefletsen3342
@kefletsenkefletsen3342 2 года назад
I'm proud of you tomi heway 🥰🥰🥰🥰🥰
@almazt3763
@almazt3763 2 года назад
Aseyyyy Tommy hawey &all❤❤👌🙏🙏🙏
@fiyoriyemane298
@fiyoriyemane298 2 года назад
Aseyyyyyyyy Tomi hawey btami Endye zekbrekan zednqekan nay lomi gn halefa alewo Egziabher xegeu yebzhalka adena dngl maryam mengetka tebrhalka
@kisanetmengstab9025
@kisanetmengstab9025 2 года назад
Nay bahqi des zbl eyu tomi hawey ajoka kexlo
@hareyakeshi7126
@hareyakeshi7126 2 года назад
ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ አሕዋተይ እና እዛ መንፈሳዊ ድራማ ዝሰርሕዋ ድራማ ማ ኣበይ ኣላ ዘይረከብዋ አሕዋተይ
@abiteyyyalemnateyyyy3886
@abiteyyyalemnateyyyy3886 2 года назад
Wawwww nay bhaki temi shikorrrrr
@user-xz2ix2xm5f
@user-xz2ix2xm5f 2 года назад
Amlak xegau yebzhalkum Yehwat
@habtegabrmehari2186
@habtegabrmehari2186 2 года назад
ብመጀመርታ ሉል ኢንትርተይመት ንእትገብርዎ መንፈሳዊ መደባትኩም ብጣዕሚ ክትምስገኑ ይግበኣኩም ብምቅጻል ነቶም ብኹሉ ኣብነታውያን ዝኾኒ ስነጥበባውያን የሕዋትና ከኣ ጸግኦም የብዘሓሎም እግዝኣብሄር ቶማስ ሓውና ኣዚኻ ትድነቅ ኢኻ ኩሉንትናኻ ኮንቱ ውዳሰ ከይንውድስ ዓስብኻ ከየጉደለልካ ቁሩብ ቂር ዝበለኒ ግን ኣሎ ከም ትእርሞ ከኣ ይኣምን ኢየ ሓደ ኣብ ስረኻ እዛ ኣብዚኣ ተኸዲንካያ ዘሎኻ ማለተይ ኢየ ካሊእ ኣብታ ነታ ህያብ ኣብ ምቅባል ክብሪ ዘጉደልካ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ሓፍ ኢልካ ብኽልተ ኢድካ እንተትቅበላ ክንደይ ደስ ምበለና ሩኢቶይ ምስናይ ኣኽብሮቱ ኢዩ የቀንየልና
@frezgibrhane8864
@frezgibrhane8864 2 года назад
You are right ✅ tome hawey
@maharigebrehiwet1943
@maharigebrehiwet1943 2 года назад
ቶሚ ሓወይ ብሓቂ ንፉዕ ኣድኒቀካ ካብ ኩሎም ንላዕሊ ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልካ ብምድራዊ ሂወትካ ኣብ ፈተና ግዜ እመብርሃን ትሓልኻ ሓበን ተዋህዶ ኢኻ ነቄፌታ ኣቅረብቲ መደብ ስእሊ ኣድህኖ ግን በጃኹም ኣይትቖራርጽዎ
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 2 года назад
እቲ ዝሰርሕዎ መንፈሳዊ ድራማ ንቶማስ እማ ሊንክ ኣቅሙጥለይ በጃኩ ክሪኦ ደልየ
@user-uv3tn6zs7i
@user-uv3tn6zs7i 2 года назад
ናይ ብልቢ ናይ ድንግል ማርያም ስእሊ እያ ትኮን ኢለ ገሚተ ኔረ ንስኩምከ ተዓዘብቲ
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 2 года назад
Www btami very well
@hermelazeray2424
@hermelazeray2424 2 года назад
I admired u tomi hawey
@user-es4fn5dv8i
@user-es4fn5dv8i 2 года назад
ብሓቂ ደሰ ዝብል ቀጽሎ ቶማሰ ሓወይ ግን ንምንታይ ግን ትሰአሊ ኣድህኖ ቁርጽራጽ ገይርኹም ትሰርሕለ ይቅሬታ
@user-vy5cm8ri7y
@user-vy5cm8ri7y 2 года назад
❤️❤️❤️👏👏👏
@amenamenamenamen8386
@amenamenamenamen8386 2 года назад
Gobez tomi,
@meda7695
@meda7695 2 года назад
100% kemey aynet menesey e u. Sebay.
Далее
New Eritrean Interview - Hannibal Alem on Lidu Show
32:15
БАТЯ И ТЁЩА😂#shorts
00:58
Просмотров 3,4 млн
TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment''
20:31