Тёмный

LUL WERKI ENTERTAINMENT/መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊ ዳኒኤል መለስ 

LUL WERKI ENTERTAINMENT
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 105 тыс.
50% 1

Welcom To Lul Werki Entertainment
unauthorized use, distrubtion, and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertainment 2022
#LUL WERKI ENTERTAINMENT
#ERITREAMOVIE
#DANIELMELES

Опубликовано:

 

14 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 625   
@user-uf1jl6xt9r
@user-uf1jl6xt9r 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩ ቀጽልዎ። ግን ሓደ ሓደ ነገር የዐርይ ኣብልዎ 1፦ ሎጥ ንኸይ ገብረን እግዚኣብሔር ዝኣዘዞ ኢልኪ ሓቲትክዮ ካብዚ ቦታ ተንስእ ኣብ ብዘሎ ጎልጎል ደው ኣይትበል ናብ እንባ ኣቢልካ ህደም ንድሕሪት ገጽካ ግልጽ ኣይትበል። ኣብ መልሲ ጸገም የብሉን ኣብ ሕቶ ግን፦ ካብዚ ተንስእን ናብ እንባ ኣቢልካ ህደም ዝብላ ክገብረን ዝኣዘዞ ኢዩ። ከይገብረን ዝኣዘዞ ካኣ ኣብ ብዘሎ ጎልጎል ደው ኣይትበል ንድሕሪት ገጽኻ ህደም። እታ ሕቶ ክልተ ክገብረን ክልተ ካኣ ከይገብረን ዝኣዘዞ ተትኸውን ጽቡቕ ኔሩ። 2፦ ማርያም መግደላዊት ቀዳም ትንሳኤ ሪኣ ኢልኩማ። ሰንበት ካኣ ትንሳኤ ኢልኩም እዚኣ ካኣ የዐርይዋ። ሰንበት ትንሳኤ ትኽክል ኢዩ። ቅዳም ትንሳኤ ሪኣ ትብል ግን ኣስተኻኽልዋ። 3፦ንጎይታ ጎኒ ዝወግኦ ኣብ ልዕሊ መስቀል ከሎ መን ይብሃል ትብል። ሊንጎስ ኢልክያ ግን ለንጊኖስ ኢዩ ስሙ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝጎደለ ዳመላእኩም ሊቃውንቲ ኣዳልዉልና እንዳ በልኩም ቀጽልዎ። ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን ኣገልገልትን ተገልገልትን።
@fifi6286
@fifi6286 2 года назад
Beles kiiiiiiii regomo bejaki qal Amlaki anbbi
@user-uf1jl6xt9r
@user-uf1jl6xt9r 2 года назад
@@fifi6286 ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኺ ይኹን ሓብተይ ናተይ ይቕሬታ ኣይተረዳኣትንን ትደግምለይ
@MeriMeri-gm5tf
@MeriMeri-gm5tf 3 месяца назад
@teklittes5682
@teklittes5682 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ እዩ ቀጽልዎ ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏
@herangualagame7447
@herangualagame7447 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ቡሩኻት ኣሕዋትና✝️❤❤
@gebrelukas5616
@gebrelukas5616 2 года назад
Amen amen amen
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 2 года назад
Waw daniye kal hiwet yesmealna
@samuelhabte6836
@samuelhabte6836 2 года назад
ዳኒኤል ሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣጆኻ ኩላትና ፍርሃት እግዝኣቢሄር ክህልወና ኣምላኽ ይሓግዘና ነንሕድሕድና ክንፋቐር ኣምላኽ ይሓግዘና
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o 2 года назад
ኣሰይይይይይይይ ዳንየይ ለባም ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ዕድመ ይሃብካ ዝሓወይ ሓፍትና ውን ጸጉኡ የብዝሐልኪ ፈጣሪ
@tsegieredafesshaie6475
@tsegieredafesshaie6475 2 года назад
I am so proud of you my Eritrean brothers and sisters. God bless you all and keep the good work.
@dawithadgu9051
@dawithadgu9051 2 года назад
ኣቀድመ ክብርነ መጎስነ ንጎይታናን መድሓንናን እዮሱስ ክሪስቶስ ይኹን ።ቀጽለ ዳኒ ሓውና ቃለ ህወት ከሙኡ ውን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኦሪቶዶኩስ ንዘልኣለም ትምበሪ 🙏🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️⛪️
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@Tesfausnkey12345
@Tesfausnkey12345 2 года назад
ናይ ምድሓን ምኽንያት ክትኮኒ ስለ ትኽእሊ ንፍዕቲ ብርክቲ ሓፍትና ሉልወርቂ'ንኹሎም ዳኣ ከምኡ ገርኪ ብጽሕዮም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ተባረኪ እመ ብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኪ።
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 2 года назад
ንፉዓት የሕዋት ኣምላክ ኣብታ ጥንታዊት እምነትና የንብረና ሓይሉ ይልኣከልና። ብርሃበ ትንሳኤኡን ብሰላም የብጽሓና።
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ኤርትራዉያን አዝየ እየ ዘድንቆም በታ ፅብቅቲ ቋንቋና እታ መሕደሪት ነብስና ክብርቲ ሃይማኖትና ብዝግባእ እዮም ወንጌል ዝሰብኹና ተጋሩ ንሕና ግን ብሓቂ ናይ ማትና ቋንቋ አማርኛ ወንጌል ይሰብኹና ገለና ንስምዕ ገለና ደቂርና ቀፅልሉ ፅብቅተይ በዚ ሐዚ ጊዜ ከምዚ ዝበለት ጓል ንአምላኻ ተገልግል ምርካብ ብሓቂ ትድነቅ እያ ዕድመን ትዕናን ንኹላትኩም🙏🙏🙏
@asugualkeshi2082
@asugualkeshi2082 2 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-VHRbHCKxWvE.html
@asugualkeshi2082
@asugualkeshi2082 2 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-sJjNilf-2us.html
@asugualkeshi2082
@asugualkeshi2082 2 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-p7Ze-rUhWKU.html
@user-ph2qf6yu7i
@user-ph2qf6yu7i 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራት አሕዋተይ ካባካትኩም ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ ፅሩያተይ ብመዝሙር&ድራማ ተትመፅእ ብዝያዳ ደስ ምበለና ክቡር ሓወይ
@kalabtesfagergs7706
@kalabtesfagergs7706 2 года назад
ክብርቲ ሓፍቲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቃራርባ ኣምልክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ደስ ዝብል መደብ ቀጽልዮ ዝሓፍተይ በዛ ትገብርያ ዘለኺ ሓደ ሰብ ካብ ሓኣጥያቱ እንተተመሊሱ ንዓኺ ቡዙሕ ኣዓስቢ ኣለኪ ብወገነይ ቡዙሕ ተማሂረ Thanks you Sister
@mikaltesfagabir427
@mikaltesfagabir427 2 года назад
Bhaki des tbl wela agelalxea hdee zbele egziabiher xeguu yebzh Amen
@elyasabrham8346
@elyasabrham8346 2 года назад
Edmen tena Daniel hawey Egziabher newih edmen tena thanks fetari
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 года назад
ብጣዕሚ ኣማሓይሸኪ መፂኪ ክብርቲ ሓፍትና ፅብቅ መደብ ካዓ ቀፀልዎ
@user-ry9ps9qw6b
@user-ry9ps9qw6b 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሕቶ ቃለ ሂወት የስመዐልና ዳኒተይ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ
@selam801
@selam801 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፍትዋተይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ጸግኡ የብዘሐልኹም ክብርቲ ሓፍትና ከአ ርኢቶና ተቀቢልኺ ሰለ ዘሰተኻኸልኺ ካብ ልቢ ነመሰግን ቀጽልሉ
@user-es4fn5dv8i
@user-es4fn5dv8i 2 года назад
፣ቃል ሂወት ያሰማልኝ ክቡራተይ ደሰዝብል ሕቶ አዩ ክቡር ሓውና ዘለካ ፀጋ ተጠቀመሉ ደሰሰሰ ክብል ድምጽካ ዝማሬ መልኣክት የሰመአልና ሓፍትናውን ምክርና ከይነዓቅኪ ዘለኪ ጎዶሎ ኣሊኺ ሰለ ዝመፃክና ካብልቢ ነመሰግን
@senedasfaha880
@senedasfaha880 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልል ደቂ ተዋህዶ ብምንቃሕኩም ብዙሓት ተማሂርና ዳኒ ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣብ ቀጻሊ ብመንፈሳዊ መዝሙር ወይ ፊልም ክትመጸና ብሃንቀውታ ንጽበ ዲኑየ ብልጽቲ ሰብ ርኢቶና ሰሚኪ ኣብ ተግባር ምውዓልኪ እግዚኣብሄር ኣብ ትገብርዮ ጸሎት ይስማኪ እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ይኩን
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ቀፅልሉ ደቂ ተዋህዶ አፅኒዒና ንሓዛ እምነት ተዋህዶና
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐና ✝️ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኽቡራት ይሕዋት ኣሜን ፫
@lulasolomon9911
@lulasolomon9911 2 года назад
That's the best program please keep going shikorinatat deki ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 года назад
Amen(3) kale hiwet yesmealna brukat yehwat Nfuat Orthodox tnber🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ichlibeeritrea2143
@ichlibeeritrea2143 2 года назад
ብጠዓሚ ደስ ዝብል መደብ ዳኒ ከኣ ናይ ኣጎልግሎት ሂወትካ እግዛኣብሄር ይባርክ!!!
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 2 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna yehwatey. Deszbel bhaqi
@user-fg5pe6on3n
@user-fg5pe6on3n 2 года назад
ኣሰይይይይይይ ደስ ክትብሉ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዳኒኤል ሓውና ይኹን ካልኦት ስነጥበባውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ድማ መንፈሳዊ ሂወትኩም ድማ ኣበርቲዕኹም ክትቅጽልዎ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን። እወ እዛ ዓለም ከምዛ ንርእያ ዘለና ከንቱ እያ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘቕርበና ሰናይ ግብርን ትእዛዙ ክንሕሉን ኣለና ።
@abitigraweyti3608
@abitigraweyti3608 2 года назад
ንመጀመርታ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ብትሕትና ክላወበኩም ኣሕዋተይ ቃል እግዚኣብሔር ብምስትውዓል ይኩን ምክንያቱ ንሕና ዘይንፈልጥ ካባኩም ስለ ንማሃር ስለዚ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ንኣዳም ድሕሪ 5500 ዓመት ከድሕነካ እየ ዳኣ ኢሉዎ እምበር ድሕሪ 5500ዓ,ም ኣይኮነን ዝበሎ ንምንታይሲ ዓ,ም ኢልና ምቁፃር ዝጀመርና ድሕሪ ጌታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ልደት እዩ ቅድሚ ጌታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ልደት ዝነበረ ዓመት ዓ,ዓ ኢልና ኢና ንፅውዖ ብዝተረፈ ግን ቀፅሉሉ
@Maku2023
@Maku2023 2 года назад
ጽቡቅ ኣለኻ ፍቁር/ቲ ሓወይ/ተይ ዘመኔ ኩነኔ ተባሂሉ ይጽዋዕ ኔሩ ብምቅጻል ብ5500 ወይ ሓሙሽተ መዓልትን ፈረቃን ካብ ጋል ጋልካ ተወሊደ ከድሕነካ'የ ኢልካ ድማ ኣርማ
@fevenangesomkidan1006
@fevenangesomkidan1006 2 года назад
Kale hiwet yesmealna. Abet ትሕትና des ktblu kulu orthodoksawi knwnno zgbeana & htotat wala perfect kulatna kem orthodoxe knfelto zgbeana
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀግኡ የብዝሐልኹም ዳንየ ኣብ ቤቱ የንብርኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ
@kurubeltesfahans4221
@kurubeltesfahans4221 2 года назад
ንድንግል ማሪያም ተፍቅራ ዶ ? እወ የፍቅራ ኣደ ፍቅሪ ስለ ዝኮነት ፡ እወ ብርግጽ ኣደ ፍቅሪ ኢያ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣጆካ ሓውና ዳኒ ፍቅሪ ትመሊኣልካ እታ ርህርቲ ኣደ፡ጸግኡ የብዝሃልካ ፈጣሪ ፡ ብወገነይ ሑጉስ ኢየ በኣካ፡፡
@nigusebrhane8817
@nigusebrhane8817 2 года назад
ቃል ሂውውት ይስመዓልና ብሩካት የሕዋት ገላትያ ፡5፡22፡ እቲፍረ መንፈስ ግና ፡ፍቅሪ፡ሓጎስ፡ዕርቂ ፡ዓቅሊ፡ለውሃት፡ሕያውነት፡እምነት ፡ህድኣት ፡ይኣኽለኒ ምባል እዩ፡ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ኣጆና የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ኩሉልና ይኩን፡
@luliaswork7399
@luliaswork7399 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ብርክተይ
@mehariykealo4740
@mehariykealo4740 2 года назад
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኪያከ እዝጊኦ ዘይ ኮነስ ኪያከ እግዚኦ ኢዩ ።ቃለ ሂወት ይሕዋተይ
@user-pq2mk9li4l
@user-pq2mk9li4l 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐና ብሩኻተይ ዳኒተይ ዘድንቀካ ኣርቲስት🥰
@Maku2023
@Maku2023 2 года назад
ኤርትራውያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ህይወትና ምስ ደርፍን ካልእ ዓለማዊ ነገር Adopt ኮይኑ ከይተርፍ የፍረሓካ ምኽንያቱ ኣብ ደርፊ ኮሞንት ክንርኢ ከለና ንቁዱሳን እኳ ከሙ ጌርና ኣይንውድስን ብዓይኒ መንፈሳዊ ክንርኢ ከለና ግና ጠመተና መሬት ዘቢጡ ኣዝዩ ድማ የሕዝነካ:ኮይኑ ግና ንጽቡቅን ንሓቅን ዝስዕብወን ውሑዳን ስለዝኾኑ ሓዱሽ ነገር ኣይኮነን ክትብል ትደፍር:: ስለዚ እዚ መደብ ቀጻልነት ክህልዎ ብዝተካእለና ሞራል እንዳሃብና ነበራታዓዮም ኩሉ ሰብ ድማ እምነቱ ፈሊጡ ክነብረሉ'ዩ
@berimaranatamaranata2937
@berimaranatamaranata2937 2 года назад
ያ ጽቡቅ ኣለኻ ክቡር ሓወይ ነዓይ ዋላ ውን ካብቲ ዝገርመኒ ዩ
@ghadi1022
@ghadi1022 2 года назад
ቀፅልዎ ክብራተይ እሕዋተይ
@Rgbegaltewahado
@Rgbegaltewahado Год назад
ብሓቂ💯
@user-kw7wv3yl7z
@user-kw7wv3yl7z 2 года назад
በእውነት ቃለህይወት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛላችሁ❤️🙏
@hadishmahari8
@hadishmahari8 2 года назад
ዳኒ ብጣዕሚ ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከም ኡ ውን ንኣቅረብቲ ዚመደብ ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ስለ ትምግቡና የቐንየልና
@danayabrham1249
@danayabrham1249 2 года назад
ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን እናበልኩ ኣብታ ቀዳም ስዑር መዓልቲ ቅዱሳን ኣንስቲ ዘይኮነስ ቀዳም ስዑር እዩ ዝበሃል ስዑር ዝተባህለሉ ድማ ካብ ዓመት ምሉእ ቀዳም ትጽወም ንሳ ስለዝኮነት ቀዳም ተሳዒርኪ ንክብሊ ስዑር ተባህለት ቅዱሳን ኣንስት ግና ቅድሚ ዳግማይ ትንሳኤ ዘላ እያ ቅዱሳን ኣንስት ትበሃል መኣረምታ ኣብ ቀረባ ግዜ ንጽበ ሰናይ ንዓኩም
@filmonlove5754
@filmonlove5754 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣቢሄር ክብርቲ ሓፍትና ከኣ ነዓና ድኩማት ኣሕዋትኪ ከይነዓቅኪ ሕቶና ሰሚዕኪ ልዑል ክብሪ ይሃብኪ
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 Год назад
Eritrean artists love you guys good job im so happy for you bout orthodox
@user-fc7gj9su7q
@user-fc7gj9su7q 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁራተይ ዳኒኤል ሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ መድሃኔ ኣለም
@Erey9999
@Erey9999 2 года назад
Aseyyyy des zbl medeb qetslwo fetari tsegu yebzhalkum
@kirostesfahans
@kirostesfahans 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም
@luleyshmangus1921
@luleyshmangus1921 2 года назад
ብሓቂ ደሥ ዘብል ሕቶን መልስን ንሓውና ዳኒኤል ቃል ሂወት የስምዓልና ንሓብትና ድማ ዘመንክክ ይባሪኽ ናይ እመብርሃን ኣደ ፍቅሪ ተኻፈልቲ ፍቅራ ክንኮውን ዝፈቀደ ልኡል እግዝኣብሄር ይመስገን ኣሜን ጾመ ሕማማት ብሰላም ኣጀመሩ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና ኣሕዋተይ ኣሜን ።
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዝ ካባና ኣብ አጓላት ዕፅፊ ታዓፃፀፍ ዝበልፀና ወዲ ነፅልኡን ካሊኡን ቀፅለሉ😘😘)
@user-xg8ty1hu1x
@user-xg8ty1hu1x 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሓልኩም ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ብሩካተይ💘✝️💘😘
@aziebgebrekrstos835
@aziebgebrekrstos835 2 года назад
Amen Amen kale hiwet yesmaelna ❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@lulamehari7785
@lulamehari7785 2 года назад
Qale hiwet yesmealna kbur hawna Daniel btaimi nfuie
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 10 месяцев назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egziabihier xegu Yebzhalkum nfat
@kibromzerufael3046
@kibromzerufael3046 2 года назад
Kale hiwet yesmialena! bitaemi miharin tesfa zihiben eyu, thank you!
@bahriherani4060
@bahriherani4060 2 года назад
እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።ቀጽልዎ ን ብዙሕስት ኣብነት ትኾኑ ኣለኹም።
@tsegaygebremariyam2499
@tsegaygebremariyam2499 2 года назад
Im very happy to See our beloved brother and sister to have a lot knowledge about theirs orthodox Religion .God blesses you guys. More Respect for our Eritrean artists.
@user-uf1hf7qb1n
@user-uf1hf7qb1n 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም ቡሩካተይ ዛምቤተይ ጽፍርኺ ብምስዳድኪ ኣዝየ ተሓጒሰ ቀጽሉሉ በረከቱ የብዛሓልኩም ኣምላክ ቀዳም ስዕር ዝብል ካዓ ኣብ ማይ ኣይሂ ኣቦና ኖህ ነታ ርግቢት ምስሰደዳ እቲ ማይ ከምዝነጸፈ ንምሕባር ቆጽሊ ኣውሊዕ ሒዛ ከምዝተመለሰት ቀዳም ስዑር ድማ ናይ ሓጥያት ዘመን ሓሊፉ ድሕነት ረኺብና ንክብሉ ሰንቲ ይዕድሉና እዮም ወለድና ወይ ኣቦታትና ካህናት ስዕር ዝብል ተብሃለሉ ምክንያት ቀዳም ኣብ ኩሉ ዓመት ኣይጽወምን ሓንቲ ኣብ ጾም ኣርባዓ ግን ትጽወም እያ በዚ ምክንያት ካዓ ቀዳም ስዕር ኢሎም ዘዪመምዋ ኣቦታትና ብዝተረፈ ኣይትጥፉኡና ንፉዓት ኢኹም።
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኽቡራት የሕዋት 🥰🥰🥰⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
@filmonandebrhan9633
@filmonandebrhan9633 2 года назад
Kalehiwet yesmaalna kburat Yehwatey tsgeu yebzahalkum 🙏🙏🙏💞💞💞
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ክቡራተይ ብጣዕም ደስ ዝብል ሕቶ እዩ ቃፅልሉሉሉሉ ዝማር መልኣክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልካ ዳንየ🙏🙏🙏
@user-qh8ol4vo3u
@user-qh8ol4vo3u 2 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና ዝሓወይ ፅብቅ ኣለካ ፀጉኡ የብዘሐልካ ንኩለኩም ዕድመ ይሃብኩም
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 года назад
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ_
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ክቡራተይ እዘን ሕቶታት እባ አብዚ ብፅሑፍ ላአክልና ክብረተይ❤❤
@user-wh6di9kd7w
@user-wh6di9kd7w 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓወና ሓፍትና እውን ፀጉኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ
@kebarifsaha4327
@kebarifsaha4327 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna. Agziabihir amlak xegu yebzahalukum yhwaty marey
@goodboyeshabasi1662
@goodboyeshabasi1662 2 года назад
ብጣዕሚ ቃል ህይወት የስምዐልና ኣሕዋተይ ንኣናለ ዓውየ ትምህርቲ እየ ዋ ቀፅልሉ ፀጉኢ የብዝሓልክም
@samrawitteklu8185
@samrawitteklu8185 2 года назад
Kali hiweta yesmealna Amen amen amen 🙏
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@fuch9239
@fuch9239 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ
@flimontsegay9828
@flimontsegay9828 2 года назад
Asey des kbuluka qale Hiwet yesmalna ezom yehwatna🙏🙏🙏
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ብዙሕ ተማሂረ ቀጽልዮ ክብርቲ ሓብትና።
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 года назад
ዋው ደስ ዝብል ድምፂ ኣለካ ዳኒኤል ሓወይ ብመዝሙር በጃካ ምፀአና ክብረይ
@merej4755
@merej4755 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋትይ
@yordanosbeyene4504
@yordanosbeyene4504 2 года назад
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igzabhier amlak xegu yebzhalkum yhwatey kxlwo btami des zenl iyu lxluwo yhwatey ✝️🙏❤️💒❤️❤️❤️
@fithawitnegash2952
@fithawitnegash2952 2 года назад
Kale hiwet yesmalna ahwatna nfeti haftey kexlyo
@user-qo1rm6xu8r
@user-qo1rm6xu8r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡራት አሕዋተይ ብሓቂ ከንደይ ደሰሰ ዝበለ እዩ ብእውነት
@user-wd7vi5ij3b
@user-wd7vi5ij3b 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶን መልስን እዩ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ ቀፅልሉ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ እየዝፈትዎካን ዘድንቀካን ❤🕊አደይ ማርያም ትሓሊኩም ትሓልወና🙏
@freweynitsegay5137
@freweynitsegay5137 2 года назад
Qale hiwet yesmaelna ehwatey edmen tenan yhebkum ftari kulu Elem esey Dani hewey tebarek
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 Год назад
Wow nice kal hwat yesimalna Hwey naty God bless you Dana ❤️ 🙏 amen 🙏 ❤️
@mikalhayelom3562
@mikalhayelom3562 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት 💒🙏🥰
@user-kd4tm4ln4z
@user-kd4tm4ln4z 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ ደስ ዝብል ት/ቲ እዩ ቀፅልዎ
@Habeshawiiii
@Habeshawiiii 2 года назад
Kale hiwet yesmealna kburatey berktu ayfeleyekum 👏👏👏💖
@tesfombokure5391
@tesfombokure5391 2 года назад
Xegu yebzhalkum btami dess zebl medeb tebareku kexlwo
@debesaymebrahtu3128
@debesaymebrahtu3128 2 года назад
❤qal hiwet yesmalna agziabher edmen teanan yhabka
@astertekle474
@astertekle474 2 года назад
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna ahwat
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur hawey xegeu yebzhalka eti lueul fetari
@habtemariamtsagay1546
@habtemariamtsagay1546 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ይባርክ ሕቶ ን ኣዳለዉቲ ኣብ ቀጻሊ ንስነጥባባዊያን ኪትሓቱለይ ይምሕጸን 1 ኣብ ኪሳዶም መዕተብ ኣይግብሩን ንሓድነት ኣስላም ኪርስቲያንን ኢሎም ካብ እምነቶም ን ኣመንቲ እሲልምና ኢሎም ገጋዶ ኣይኮነን
@user-gb1yu6td3x
@user-gb1yu6td3x 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም
@achotse4427
@achotse4427 2 года назад
Amen kale hiwet yesmealna🙏🙏🙏 Xbuk srah kexlwo burukatey❤️❤️❤️
@haiahh4466
@haiahh4466 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰሐዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም ቀጸልሉሉ ወገናተይ
@emanuel650
@emanuel650 2 года назад
Qale hiwet yesmalna brkat yhwatna nklom yhwatna amxwom eza medeb fly zbelet endya kale wn zbelexe jnxebe ina and i appreciate you reyto semiki tsfrki mlgaski keep it 👍 💯
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 года назад
እንኳዕ ብስላም መጻኩም ደቂ እመ ብርሃን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣጀኩም በርትዕ ብጣዓም ንፍዓት
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ደስ ዝበል አዩ ቃጸሉሉ ጸጉኡ የበዘሐልኩም ኣሕዋተይ
@user-dl5jy6xu9v
@user-dl5jy6xu9v 2 года назад
ኣሰይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍትና ቀፅልሉ
@miherttewlede7088
@miherttewlede7088 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏 qal Hiwet yesmalin yihwaty
@Add05
@Add05 2 года назад
So educating 👏👏 thank you so much 🙏🙏🙏 God bless you 🙏🙏
@Maranatha92
@Maranatha92 2 года назад
Yehwatey mearey kale hiwet yesmalna zemenkum ybark
@teklitzekaryas2063
@teklitzekaryas2063 Год назад
ቃለ ሂወት የስማልና ኣጆኩም ቀጽልዉ ንተውሃዶ ንምንቃህ ኣቢ ተምርቲ
@user-xf6cd1lw5t
@user-xf6cd1lw5t 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ
@yordanoshans2828
@yordanoshans2828 2 года назад
Amen Amen Amen qalhiwet yesmalna egzabher amlak
@yordanosberihu413
@yordanosberihu413 2 года назад
Amen amen amen 🙏kela hiwet yesmealna
@hanayemane9855
@hanayemane9855 2 года назад
ቃል ሂወት የስማና ብሩካት የህዋተይ ጸጉ የብዝሃልኩም ፈታሪ
@kibram6805
@kibram6805 2 года назад
Kal hiwet yesmalna brukatey btaemi xbuk medebu mehariwin u kexlwo tebareku.💒🙏🙏🙏🤲🇪🇷❤.
@user-ft8te9we6z
@user-ft8te9we6z Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ቀደም ስዑር ዝተብሃለትሉ ምክንያት አብ ዓመት ሓደ ግዜ ስለ ዝትፀወም ምክንያቱም ናይ ዓለም ፈጣሪ አብ መቃብር ስለ ዘሕለፎ እዩ ቅድሳት አንእስት ዝብሃል ቀፃሊት ቀዳም ቅድሚ ዳግማይ ትንሳኤ ዘላ እዩ
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 648 тыс.
Is it impossible to cut off so much?💀🍗
00:14
Просмотров 2,3 млн
когда мучает жажда // EVA mash
00:58
Просмотров 819 тыс.