Тёмный

Mahari Yohannes on Ethio Eritrean No War NoPeace Condition መሓሪ ዮሃንስ ኣብ ጉዳይ ኩነታት ኣይሰላም ኣይኲናት ኢትዮ ኤርትራ 

BRANNA Tube (ብራና)
Подписаться 77 тыс.
Просмотров 115 тыс.
50% 1

Political analyst, academician and Altra national Activist Mahari Yohannes from Tigrai Ethiopia Remarks on Ethio Eritrean no war no peace condition.

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 900   
6 лет назад
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኻ ክቡር መምህር! እተቕርቦም ሓሳባት ኩሎም ኣብ ርትዕን መኽንያትን ከምኡ እውን ንዘለቔታዊ ሓፈሻዊ ማሕበረሰባዊ ለውጢ ዝጠቕሙ ብምዃኖም ዝያዳ ኩሉ ሓለፋ ዘለካ ለባም መንእሰይ ይገብረካ። መብራህቱ ደሳለኝ እየ ካብዚ ካብ ጎንኻ ዩኒቨርስቲ መቐለ ቀጽሪ ዓዲ ሓቂ ።
@queenshebatigray5412
@queenshebatigray5412 6 лет назад
ተመስገን ናዓካ ዘልዓለ ኣምላክ! በጃኩም ኩሉኩም ተጋሩ ኣብ ጎኒ ነዚ ጀግና ኩኑ
@mohmadabdallh4516
@mohmadabdallh4516 3 года назад
mahare gayeta katelale
@efrem7433
@efrem7433 6 лет назад
መ/ ም መሓሪ በርትዕ አጆኻ ንሕና አብ ጎንኻ አለና ጽቡቅ ሓሳብ ፍጣሪ ይታሓወሶ።
@yirgalemtadesse2868
@yirgalemtadesse2868 6 лет назад
ኣታ ጅግና ናይ ልብና ዘረባ ትዛረብ ኣለኻ ንገሮም ነዞም ደለይቲ ኩርሲ
@solomonembaye5417
@solomonembaye5417 6 лет назад
Yirgalem Tadesse ቨ
@ቢቶወደድአብርሃብዓልመትከ
ከመይ ድየ ፈቴካ ዘለኩ ፈውሲ ልቢ ሓሳብካ ኩሉ ሓቂ ዝተሞርከሰ እዩ!! አጆካ ወዲ መሬት ክትዕወት ኢካ
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
ሰሚዐ ሪኤ ዘይጸግቦ ♥💛 መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በቃ ቃላት የብለይን
@የእዉነትመንገድ
@የእዉነትመንገድ 3 года назад
You only say that now, nobody listened when he was ringing the alarm 🚨
@zerationkflay1816
@zerationkflay1816 6 лет назад
መሓሪ ሓወይ ብኣኻ ኩሉ ግዜ ኩሩዕ እየ መደብካ ኩሉ ግዜ ብሃንቀዉታ እየ ዝጽበዮ ዘለኹ ኣጆኻ በርትዕ ኣይትተዓንቀፍ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ንሕና ሰሜን ተጋሩ ኣብ ጎንኻ ከምዘለና ከረጋግጸልካ ይፎቱ።ነዚ ትግራዋይ መንእሰይ ምብርባር የድልዮ እዩ ስልዚ በርትዕ
@lopkhmmm4984
@lopkhmmm4984 6 лет назад
ኣጆኻ እስኪ መሓሪ ኣንቅሐዮም ነዞም መናእሰይ ትግራይ እምበር እሶምስ ደቂሶም እዮም ዘለዉ። ንሕና ኣብ ውጪ ዘለና ተጋሩ ኣብዚ መፂኦም ብላብላ ዝብሉ ዘለዉ ውድብ ሕውሓት ውፅኡ ኢልና ካብ ኣዳራሽ ኣባሪርናዮምን ኣጠንቂቕናዮምን ኢና ንኣብነት ጌታቸው ረዳ ኣብ ጀርመን መፂኡ ልክዕ ልክዑ ሂብና ኢና ሰዲድናዮ
@natusami6487
@natusami6487 6 лет назад
A Real hero of tgraway, ናይ ብሓቂ ጅግና ሓሳባይ i love your analyst ኣጆካ ቀጽሎ። ኢሰያስ ሓደ ካብቶም ከይተፈጥሩ ክሓልፉ ዝግብኦም ዝነበረ ስሱዕ ድያብሎስ ኢዩ። ኣብ ታሪኽና ከም ኢሰያስ ገሩ ዝጸየቀ የለን ኣደይ መድሂን ኢሾኽ ዘሪኤናልና ከደን።
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
Natu Sami ትክክል ዋእ ዝዕዉር ሽይጣን ህዝቢ ኤርትራ በቲኑስ ህዝቢ ትግራይ እካ ኣርኪብሉ ዕላማኡ እንታይ ከም ዝኮነ ይገርመካ
@Asmera-1
@Asmera-1 6 лет назад
Natu Sami ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ መድህን ኣዲኡ ኣይኮነትን፣ ኣዲኡ ኣብኡ ትሰርሕ ኔራ። መድህን መኻን እያ።
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Selamawi Metkel ንስኻ እምበር ዘይትፈልጦ ትዛረብ ፣ አደይ መድህን ዓባዮ እየን። አደ አዲኡ እየን
@amdomgebre4391
@amdomgebre4391 6 лет назад
መሓሪ ሓውና ዶው በለልና። መናእሰይ ተጋሩ ብጣዕሚ እዮም ዝፎትዩካ ግን ክትፎልጦ ዝግበአካ ናይ ኒትወርክ ችግር ስለ ዘለዎም እዮም እምበይ መናእሰይ ተጋሩ ሚእቲ ፐርሰንቲ እዮም ሃሳብካ ዝቅበልዎ ። ምንም ጥርጥር የብሉ አጀካ በርትዕ ቀፅለሉ
@amdomgebre4391
@amdomgebre4391 6 лет назад
እኳዕ ብሰላም መፃእካ መሓሪ ሓውና መደባትካ ብሃቀውታ ንከታተሎ አለና በርትዕ ቀፅለሉ አጎንካ አለና ጅግና ኩርዓት። ትግራዋይ
@yirgalemtadesse2868
@yirgalemtadesse2868 6 лет назад
መሓሪ ጅግና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ከመይዲና ተጋሩ ሐደ ልቢ ሐደ ህዝቢ ኣጆኹም ትግራይና 💪💪💪💪
@rozroz9244
@rozroz9244 6 лет назад
Yirgalem Tadesse 💟💖💞💕💔👏👏👏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@እብራሃገብረ
@እብራሃገብረ 6 лет назад
ምሓሪ ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ ምናልባት ፕሮግራምካ ናይ ሓደ ሳዓት እንተገርካዮ ካኣ ጽቡቅ ፡ ሰብ መታን ብምልኣት ክከታተሎ
@hailestekle679
@hailestekle679 6 лет назад
ኣነ ክሳብ ሎሚ ዝገርመኒ፡ኢዚ ተዛራቢ ትግሪግኛ ይመዊት ኣሎ ፡ይጸንት ኣሎ። ባድመ መረት ኣርትራ መረት አኢቲኦፒያ ኣይኮነንን ፡መሬት ተዛረብቲ ትግሪኛ ኢዩ። ኣምሓሩን ኦሮሞን ገርኩም ኮለል ኣይተቡሉና። ቲግሪኛ ኪንካባበር ኣለና። ሕጂ ኢዊን ተዛረብቲ ትግሪኛ ኢና። ባድመ ናይ ተዛረብቲ ቲግራይ ትግሪኛ ኢዩ፡ ስለዚ ቅልጡፍ ፍታሕ ክመጺኢ ኣለዎ። ሃይለ ኢየ ካብ ኢርትራ ፡ሰላም ንደሊ ኣለና ተጋሩ byyyy
@michaelmebrahtu8241
@michaelmebrahtu8241 6 лет назад
መሓሪ ጅግና ወዲ ጅግና አጆካ አለና አብጎንካ ❤️🌹👌
@aryanagasi4754
@aryanagasi4754 6 лет назад
ናይ ብሓቂ ማሓሪ የውሃንስ ጅግና፣ኣብ ዝሓለፈ ቃለ ማጠየቅ ኣቦ መምበር ህውሓት ኣቶ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ጉዳይ ዶብ ንህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ኣይኮነን ዝምልከት እዚ ጉዳይ ፈደራል ኢዩ ኢሉ መሊሱ እቲ ግዳይ ዝከውን ዘሎ ግን ህዝቢ ትግራይ ዳኣ እምበር ኣምሃራይ ወይ ኦሮሞ ኣይኮነን ስለዚ መንእሰይ ትግራይ ሽግሩ ባፅሉ ክፈትሕ ኣለዎ።ብሓፈሻ ክልተ ተዛረብቲ ትግርጛ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ራሻይዳ ይኩን ሕዳርብ ኣይንታይን ኢዩ።
@teweldemahari568
@teweldemahari568 6 лет назад
Tgrawnet kurua manner mehari Lebam mestewali ajoka akusumawi tgrawayn Ertrawi tgrawayn mayn xeban kkonu eyom
@iloveyou3670
@iloveyou3670 6 лет назад
ካዓ መፀ መፀ ኣሉላ ይመስል ካብ ማህፀን ትግራይ ዝወፀ።ኣንታ ጅግና እንካዕ።ኣደ ትግራወይቲ ወለደትካ
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ 6 лет назад
ናይብሓቂ እቲ ክውንነት ወለቕ ዘለቕ ዘድልዮ ኣይኮነን ንዓለምኩም ብኸመይ ትነብርዋ ትውስኑ መንእሰያት ባዕልኹም ኢኹም ።ብሕጂ እዞም ዕድሚኦም ዘእከሉ ብዝበስበሰ ኣተሓሳስባ ዝመሽመሹ ሰባት ሕጂውን ተሪፈን ዘለዋ ዕድላትኩም ክውስኑ ዕድል እንተሂብኩሞም ናይብሓቂ ዎሎዶታትኩም እናረገመኩም ክነብርዩ ስለዚ ኣጀኹም ኣይትሕመቑ ኣብጎንኹም ኣለና ።
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ 6 лет назад
እቲ ዝገርመኒ ኣብቲ ዝተኻየደ ናይ 2 ዓመት ውግእ ካብ ኤርትራ ዝተማረኹ ወተሃደራት ብምልኦም ሳላትግራዎት እምበር ኣምሓሩ ክቐትሉና ይቀዳደሙ ኔሮም እዮም ዝብሉ ኩሎም ተለቒቖም ምስተመልሱ ።ኮምኡ ከይዛረቡ ከኣ መጠንቀቕታ ይወሃቦም ኔሩ ።ነዚ ክኽሕድ ዝኽእል የለን ።ሓቂ ሓቂያ ኩሉግዜ መራርያ: ዝኾነ ኤርትራዊ ምሰምሓራይ ጥዕምቲ ለይቲ ክሓድርየ ኢሉ ኣሚኑ ኣይፈልጥን ብሕጂ እውን ኣይኣምንን ።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 6 лет назад
Adler Temie ብርግጽ ሓቅኻ ኢኻ።
@musiedawit8107
@musiedawit8107 6 лет назад
Yessss
@raskeisar4049
@raskeisar4049 6 лет назад
ብዘይ ምግናን ሓቂዩ! ከምዛ ዝበልካያ በቲ ዝተማረኹሉ ግንባር ዝተቐበሉዎም አምሃሩን ደቡብ ሕዝቦችንዮም ኔሮም በምሃርኛ፡ መን ምሶኦም ንድህሪት ክምለስዩ ነቃብጾም ኢሎም ቦታ ክመርጹ ከለው ካብቶም ኤርትራውያን ሓደ አምቼ በጃኹም ግደፉና፡ ኢሉ ሃሳቦም ከቐይሮም ፈቲኑ። ምሩኻት ከምዝአተዉ ዝተሓበረ ትግራዋይ ሓላፊኦም ብማኪና ብቕልጡፍ መጺኡ ጉዳዮም አነ'ዬ ሒዘዮ ንአይ ግደፉለይ ንስኹም ግን ሃገራዊ ሓላፍነትኩም ጌርኩም ኢኹም ኢልዎም ንሶም ከአ ጽእጹእ ኹናት ስለዝነበረ ዘይንርሽኖም ኢሎም አእዘምዚሞም ተሪፎም ኢሉ ሓቂ ምስክርነት ሒቡኒ።
@መታንጽባሕክሓይሽካብ-የ2መ
Adler Temie tezaribe elka dika mstom kketlu elom zmexu ke tgrawot ayneberun alet diu, zeykewn aytzareb, kab amharay tegraway zbedelena ykefie bezi natkum melhas ztalel Eritrawi yelen,
@መታንጽባሕክሓይሽካብ-የ2መ
Adler Temie tgraway ke amharay sltan ente hizu meriet kem af unqi kemtxeba man seb zshto aykonen ajewjew gdefu eti haki lbkum ziezzekum tezarebu
@goitomhagos4781
@goitomhagos4781 6 лет назад
መሓሪ ዘረባካ ኩሉ እየ ዝከታተሉ ብጣዕሚ መምሀሪ እዪ አነ ነዚ ክከታቶሉ ዝከአልኩ እቲ ናይ ሚድያ አክሰስ ስለዘሎኒ እየ። እቲ ክረክቦ ዘይክእል ትግራዋይ ከ እንተትሓስበሉ ይብል ብወገነይ።ወይ ብ ሲዲ ከረከቦ እንተዝግበር ምበልኩ።
@ANYE.MiCHELE
@ANYE.MiCHELE 6 лет назад
ጅግና መጺኻ ዶ ኣጆኻ ክቡር ሓው ኣብ ጎንኻ ኣለና ፡ ካብ ሓውኻ ናይ ኤርትራ ትግራዋይ !
@amdomgebre4391
@amdomgebre4391 6 лет назад
እኳእ ብሰላም መፃእካ ኩውር ሓውናን ኩርዓት ትግራወትን። ዝኮንካ ወናም ትግራዋይ አጀካ አብጎንካ አለና ብኩሉ መዳይ
@yemaneamaha3137
@yemaneamaha3137 6 лет назад
ናይበሓቂ ክቡር ሓው እዞም ንፈልጦም ደገፍቲ ህግደፍን ነቶም ደቀምሓሩን ፈሊጥናዮም ኣለና እቶም ናይ ኢኣረብ ስነሓሳብ ዝሓዙ ኩነታት ክርድእዎ ኣለዎም
@ትግርኛኩራቴ
@ትግርኛኩራቴ 5 лет назад
@Red sea Camels የአማሮቹን አገር ማቃጠል ሰለማዊ ህዝብ በግፍ መግደል (ሽዕብ) በተዋጊ ጀት ስላማዊ ህዝብ መደብደብ (ምፅዋ) ቁጥር ስፍር የሌለው ጭቆና እና ረገጣ ሁሉ ለሰላሳ አመት በኤርትራ ህዝብ ላይ የደረሰውን በደል ይቅር ብለህ ልደመር ካልክ(እንደ እብዱ ኢሳያስ) ? እንዴት ብለህ ነው ታዲያ ያይን ከለር (ትልቅ ታሪካሪ ስህተት) ያለህን ወንድምህን ይቅር ማለት የማትችለው? ከአማሮች ደሞ 1000 ጊዜ የትግራይ ወንደሞቼ ይበልጡብኛል:: በነገራችን ላይ እኔ ራሴ ያይንህ ከለር ከተባሉት ሰዎች ውስጥ አንዱ ነኝ (ለያውም ለአቅመ አዳም እንኳን ሳልደርስ) ...አንዱን ታሪካዊ ስህተት ግን አሁን ወንድሞቻችንን አሳልፈን ለአማራ በመስጠት ሌላ ታሪካዊ ስህተት አንፈፅምም::
@ትግርኛኩራቴ
@ትግርኛኩራቴ 5 лет назад
@Red sea Camels አንተ እናትህ አጋሜ እያለች ነው እንዴ የወለደችህ? አንተ ኤርትራዊ አይደለህም እኛ እናደንተ አይነት ጋጠወጥ የኣማራ ወታደር ልጅ ምንም አይበጀንም:: Go home to Gondar , you are not Eritrean
@ትግርኛኩራቴ
@ትግርኛኩራቴ 5 лет назад
@Red sea Camels ዝሞ በል የወታደር ዲቃላ ሂድ አባትህን ፈልግ ጎንደር ላይ
@asafasaf5672
@asafasaf5672 6 лет назад
ደጊምካ ኣቅሲንካኒ ዓሽ ዓሽ ኣንበሳ ቀፅሎ ተባዕ ትግራዋይ ንፁር መብርሂ ሂብካ ጅግና።
@kokobabrham1405
@kokobabrham1405 6 лет назад
ናይ ብሓቒ ገላጺ ዘረባ ፡ ግን ክትገልጽ ከለኻ ህድእ ኢልካ ግለጽ ፡ ብዝተረፈ ኣጆኻ ደጊመ ኣብጎንኻ ኣሎና ብሰላም ክነብር ቐንዲ ረቖሒ ህዝቢ ትግርኛ ብሓባር ክነብር ከሎ ጥራይ ኢዩ።
@kabaabera3932
@kabaabera3932 6 лет назад
መሓሪ ጅግና ብኡ ቀፅል ትግራይ በህወሓትያ ተጎዲኣ ሕቶ ሓቲትካ ዝምልስ ኣካል የለንሕጊ ምፅሓፍምበር ሕጊ ምትግባር ኣይኽእሉን
@moses9882
@moses9882 6 лет назад
The only problem Among Tplf and Eplf is The people over 60 yrs old Those are still sit on the table with one idea marixs and lenin Youth people are Moved Because no change A country with out youth is like a house with out mother What is going on know in Eritrea Isyas is hajuaked our Good history Always speaks lies lies But know God gives like you and Tesfazion We are proud We are learnig know the the truth. Believe me your followers are milliones.
@Mahari5965
@Mahari5965 5 лет назад
ኣነ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ተባዕ መንእሰይ ኢኻ ከማኻ ተድበዝሑ ዘተኣማምን ሰላም ምመጸ ኢለ ይሓስብ ሰብኣይ ኢኻ ስኻ ቀጽሎ ኣነ ኤርትራዊ የ ካብ ኤርትራውያን ብዙሕ negativ ግብረመልሲ ክመጸካ ዩ ውጽኢቱ እንታይ ምካኑ ግን ኣይትስሕቶን ኢኻ ብዝኾነ ኣጆኻ ጅግና ኢካ።
@worldcomm9842
@worldcomm9842 6 лет назад
ሰብ ዝኣመነሉ ሓሳብ ክዛረብ ጥዕና ኢዩ ንብዙሓት ከኣ ተስፋ ይኸውን ልከዕ ከም ወዲ ዮሃንስ ጅግና!! በሉ ሃየ ከይንፈላለ!!
@tedyabbby4704
@tedyabbby4704 6 лет назад
አጆኺ ቐሪብና አለና
@teklayteklay9524
@teklayteklay9524 6 лет назад
መምህር ማሓሪ ሓሳብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ግን እቲ ጸገም ትግራዋይ ዳርጋ ኩሉ ይፈልጦ እዩ ጸገም ዘሎ ኣብ ኤሪትራውያን እዩ ኽልቲኡ ህዝቢ ብሽርሒ እዩ ተፈልዩ እተልካዮም ኣይኮነን ዓባይ ትግራይ ክትምስርቱ ኢኩም ደሊኩም ዶ ባሕሪ ኢኩም ደሊኩም ዶ ገለ ከሙ ዓይነት ዘረባ እዮም ዝብሉካ ኢዚ ንክርዱኡ ብዙሕ ግዜ ከድሊዮም ይመስለኒ ዳሓር ካዓ ሓቆም ኢሳያስ ካብ ንባዕሉ ትግራዋይ ትግራዋይ ክጸሉኡ ጌርዎም ሓንቲ ጋል እታይ ኢላትኒሲ ኣነስ ትግራዎት ተባላዕቲ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ ተቀቢሎም እጀራ ምስ ኣብልዑኒ ግን ገሪሙኒ ኢላትኒ ኣነ ኤርትራዊ መሲልዋ እንድዩ ዘኪረ በይነይ ይስሕቅ
@geeznation5251
@geeznation5251 6 лет назад
teklay teklay 10%
@LunaEntertainment99
@LunaEntertainment99 6 лет назад
teklay teklay ንሕና መመሬትና ሒዝና ተኸባቢርካ ምንባር ኢና ንደሊ
@ተስፋዊዘጽዮን
@ተስፋዊዘጽዮን 6 лет назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ሓውና ፡ እወ ሓቅኻ ፡ጉዳይ ኣይሰላም ኣይኲናት ፡ ብረብሓ ዓይኒ ትግራይ ክረአ ኣለዎ፡ ቀጽለሉ ንሕና ኣሕዋትካ ኻኣ ኣብጎንኻ ኣሎና ፡።
@path2success709
@path2success709 3 года назад
Nkulom merahti etiopian eritrean 1000 Amet halifwom zelo bsul seb.neaka mksar malet darga klte hager kemzkeserka eyu.great go ahead i'm proud of you .from eritrea🇪🇷
@abebahailu5423
@abebahailu5423 6 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ጅግና ትግራዋይ ከማካ ዝበሉ ተጋሩ የብዘሐልና
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 6 лет назад
ሰላም “ተጋዳላይ”መምህር ማሃሪ you just put it as it is ! ድህሪ 2አይ ናይ ዓለም ጦርነት እኒ ዊንስተን ቸርችል, ጆሴፍ ስታሊን, ሮዝቬልት ፣ ንምንታይ ንጀርመን ን2ተ ፈንፂሆማ ?ምኽንያቱም ሃይሊ ጀርመን ንአውሮፓ ስለዘስግኦም እዩ !ድህሪ ምፍራስ በርሊን ዎል ሎሚ አብ አውሮፓ the most power full country in Europe ጀርመን እያ !ብጣዕሚ ዘህዝን ዘህፍርን ግን ናይ ደቂ 40,50 ተጋሩ ድህሪ መስዋእቲ አሻሀት ተጋሩ አብዚ ዝንሄናዮ ንርከብ !ጸገም ትግራይ ትግሪኚ ፣ ሸርኢ ጣልያንን, ሽዋዊ ምንሊክን እዩ ዋላኳ እንተበልና ፣ ካብ ጣልያንን ምኒሊክን ብዘይንእስ ፣ መራህቲ ቲፒልፍ ንህዝቢ ትግራይ እናፈለጡ ኽሂደሞ እዮም ፣ ኽደግሞ ኽሂደሞ እዮም ፣ ህዚ እውን ተጋሩ ከም ተጋሩ ህልውናና ክንህልው እንኽእል, ከምዛ ትብላ ዘለኻ ክንህሉ እንተኾይኑ ብጥቕሚ ተጋሩ እምበር ፣ ብጥቕሚ ቲፒልፍን ካድረታታን ክኸው ን የብሉን !!!!ቲፒልፍን ካድረታት ቲፒልፍን ፣ ህዝም እንተኾነ አብፌደራል ንዝወርዶም ዘሎ ኽሳራ ፣ ንኸደላድሉ እዮም ተጋሩ ተጋሩ ዝብሉ ዘለዉ እምበር ንረብሃ ህዝቢ ትግራይ ሀዚኖም አይኮኑን this is fact
@danielgebreab692
@danielgebreab692 6 лет назад
ሓቂ ባሓቂ ጽቡቕ መግለጺ
@tesfalemalay5162
@tesfalemalay5162 5 лет назад
I wish this hero was born before Isayas and Meles, I wish he has had a power to govern Tigray before Gebru Asrat, I am very proud to be Tigrigna ethnic, and for the first time, Mehari got my heart, his speech will eventually unify these two brotherhood people, people from Kebesa Eritrea and Tigray in Ethiopia should listen you, If we don’t listen Mehari, Dr. Abiy’s example of ethnic extinction will apply, we will face a bigger challenge than Dergue regime Bravo Mehari, Eritreans agree with you too...
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Tessi Neggi ሐቂ አነ ከምኡ ውን ቡዝሐት ልቦም ክኽፍትሉ እዮም
@redcougar7007
@redcougar7007 6 лет назад
ኣንታ ሓወይ መሓሪ እግዚአብሔር ይባርካ... ከመይ ገይርና ኢና ትግራይን ኤርትራን ሓደ ኣዲ ንገብረን ኣብ ሓፂር ግዜ
@rmkabfsx6845
@rmkabfsx6845 6 лет назад
What kind of drug are you using,, let me tell u one secret the most hated and underestimated people in eritrea are tigray people,, Eritreans don't like tigaru wake up brother! We are in 2018 don't say this word in front of Eritreans
@rmkabfsx6845
@rmkabfsx6845 6 лет назад
"Sheh geze tekone heyawaye aytemen tigraway"
@rmkabfsx6845
@rmkabfsx6845 6 лет назад
Oromo, Amhara heji ketfekum mese metseu heji mese eritrea haaaaahaaaaa you are so funny
@brhanetekle393
@brhanetekle393 6 лет назад
Good job mehari we are always proud of you you will be remembered as hero of agazian people in history
@habtomissak3967
@habtomissak3967 5 лет назад
Anbesa
@yosief5946
@yosief5946 6 лет назад
ኣነ ኤርትራዊ እሞ ብጣሚ እየ ዘድንቆ ን ማሓሪ ንሰላም ዘልዎ ድለት ይግርም እዩ ኣምላክ ምሳካ ይኩን እምበር 20 ዓመት መራሕቲ ኢሂወደግ ተዛሪቦምሉ ኣይፍልጡን ብዝኮነ ብርትዕ ኣብጎንካ ኣሎና
@youssofsaleh2823
@youssofsaleh2823 5 лет назад
Amnnnne
@asmaer1858
@asmaer1858 5 лет назад
Goneka temlok kursus hassawi kondaf sahsah lemani betanti Meles Guday tegrayka geber.
@lichiaalemu2772
@lichiaalemu2772 6 лет назад
Mehari, I understand this is the beginning, but you already articulate what need to be done very well. I am proud and hopeful “Tegaru” like you will rescue our beloved Tigray. TPLF has lead the people of Tigray to glorious victory during the armed struggle restoring our dignity, identity and territorial integrity. We should all be eternally thankful for that. Since victory, for Tigray the journey has been very disappointing. When all is done who do you think history give credit for bringing democracy to Ethiopia? With so much opportunities and good will of the people squandered I am certain TPLF no longer has the will nor the know how to maneuver the current political landscape peacefully to benefit Tigray and Ethiopia. TPLF is now just a small group of people who are trying to cling to power. It is very much left behind in its own world. Had it not been for TPLF Tigray would have given us thousands of Abiy’s and Lemma’s. TPLF is now not a cause anyone is willing to sacrifice anything. If not challenged TPLF will take down Tigray with it. An alternative political party is the only guarantee going forward. Remember the next battle and war will not be with guns. It will be all political economy. We are not in good position specifically because all Ethiopia’s trade routes have been diverted away from Tigray-Eritrea never to return all because of TPLF. What a unwise thing to do. May the Lord give you the strength to persevere! May your ideas be the light that guide us to the shore & safety! May your idea get to the heart of millions of young Tegaru who dare!
@yonasberhane4252
@yonasberhane4252 6 лет назад
Lichia Alemu thank you!!
@sarayilma8367
@sarayilma8367 5 лет назад
TPLF never led your struggle ... Shaebia Led it and made it successful .... Don't try to praise those who did nothing except cheating & crime.
@tigriynamusic7700
@tigriynamusic7700 6 лет назад
ኩቡር ወዲ ኩብራት ሓውና መሓሪ ናይ ብሓቂ ከድንቀካ ይፈቱ ።ምክንያቱ እቲ ፖለቲካ ወይ እቲ ስነ ሓሳብ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ትግርኒ ብምርዳእክካን ተረዲእካ ድማ ፍትሕ ንምንዳይ ተበጉሶ ብምውሳድካን።ኣነ ወዲ ሰንዓፈ እየ ካብ ኤርትራ ማለት እዩ ።እዚ ሎሚ ዝዘርዘርካዮ ረብሓ ህዝብና ኩሉ ኣብ ሰንዓፈ ሕጂ ከድካ ትረክቦ ከተማ ሰንዓፈን ዛላበሳን እተን ወደብ ናይ ክልተ ሃገራት እየን ።እዘን ከተማታት እዚኤን ኣብዚ ሕጂ እዋን ግና መደበር ወተሃደር እየን ኮይነን ዘለዋ።ስለዚ ንሕና ብርግጽ ኣንጻር መንነትና ክንቃለስ መስርሕ ተሰሪሕሉ እዩ ።ግና እሱ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ እቲ ኣገዳሲ ኑዑኡ ተረዲእና ኣብ መንነትና ሓሪና ሓይልናን ምስራሕ እዩ። ኣነ ዝብል እቲ ለውጢ ኣብ ዓዲ ዘሎ ካብዛ ሕጂ ክልል ትግራይ ክጅምር ኣለዎ።እቲ ቀዳማይ ክስርሐሉ ዘለዎ ጉዳይ ድማ ኣብ መዓስከራት ዘለዎ በዓይኒ ስደቴና ዝረአ ዘሎ ህዝቢ ሓራ ይገበር ኣብ ደስ ዝበሎ ከተማ ትግራይ ክቅመጥ ይፈቀዶ መሰል ናይ ዜግነይ ይወሃቦ፡ክነግድን ክሽቅጥን ኣብቲ ፖለቲካ ናይ ክልል ትግራይ እውን ክዋሳእ ዕድል ይወሃቦ ይከፈተሉ።እዚ ምስ ተገበረ እዩ እቲ መንእሰይ ክቅየርን ክፈልጥን ረብሓታቱ ክርእን።ንመንነቱ ክቃለስን ዝክእል።ስለዚ ሙሑር ሓወይ ይርደኣኒ እዩ ብዛዕባ ኩሉ ።ግና ነቶም ኣብ ክልል ትግራይ ዩኩን ኣብ ካልኦት ክልላት ዘለዉ ኤረትራውያን ተጋሩ ክጥማያየጡ ኣለኩም።
@tsehayetewelde7858
@tsehayetewelde7858 6 лет назад
ዋዎ ናብሃቂ ኣጆ ካ ሰብኣይ ቀፅሎ እዝ ትገብሮ ዘለካ ናወትሩ ቅሳነት ዝፈ ትር እዩ ኣብጎንካ ኣለና
@meazatamesgan24
@meazatamesgan24 5 лет назад
ኣጆካ ማሓሪ ሓዉና ናይ ብእዉነት ጅግና ትግራዋይ ኣብ ጎንካ ኣለና
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Mehari : I am an Eritrean who has observed and listened to you very attentively. You speak with clarity and well defined purpose. I agree the 98-2000 war wreckless by irresponsible leadership on both sides. I applaud you for recognizing Eritrea as a free country but deep shared and common origin and history .keep it up. Rest assured your political discourse is the future that will be well aligned to the near future. Please continue to take care of those Eritreans in Tigray today !!
@SolutionByBrain1
@SolutionByBrain1 5 лет назад
He is supporting agaazi. Be careful my friend he is going to replace eritrean peoples by tigaru as he said I support agaazi... Where is his humanity.
@VwapTrader
@VwapTrader 5 лет назад
solution by brain the Tigrinya and Tigre of Eritrea are Agazi too That is why he supports Agazi, because people from both Eritrea & Tigrai Region are Agazi
@SolutionByBrain1
@SolutionByBrain1 5 лет назад
@@VwapTrader Nonesens argument ... Agazi is language that came from Yemen.... And it is not only tigre and tigrenya but also amharic is agazi.... Why didn't you call them to the land of Eritrea? Why didn't you call the ppl of sudan who has native language tigre? Go and clear your heart plz.....
@yemanetewlde6543
@yemanetewlde6543 6 лет назад
"3rd movement of weyane tigray" kmsret alewo ab tigray
@mosyella
@mosyella 6 лет назад
The change is happening already. Thanks to social media like RU-vid, even the illiterate can listen to you Mahari Yohannes, and correct the missunderstandings. Meles and Issaias are heroes of the past in my view. Tigrinya/Tegaru like Mahari Yohannes are the heroes of the future. We can be 2 countries but never 2 people!
@ኣብሄርግደይ
@ኣብሄርግደይ 6 лет назад
ጅግና ወዲ ጀጋኑ። ዕድመ ይሃብካ ክቡር ሓው። ወትሩ ኣብ ጎንኻ ተባዕ ትግራዋይ ፣ጸባ ኣስቲኻና።
@musiedawit8107
@musiedawit8107 6 лет назад
ብጣዕሚ ደስ ዝበለንሲ መብዛሕትኡ ኮመንትኻስ ዘተባብዕ እዩ። እዚ ማለት ድማ ሓሳብካ ተቐባልነት ረኺብካ ማለት እዩ። ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ። ቀጽለሉ
@hadashadgugebru810
@hadashadgugebru810 6 лет назад
Mahari betam tiru new qetilibet
@tequentes
@tequentes 6 лет назад
TOO LATE or LATE BETTER THAN NOT ?
@yemaneamaha3137
@yemaneamaha3137 6 лет назад
ናይግድን ክኣምበር ከምዚ ኢልካ ሓሳብካ ናይምግላጽ እንዲና ስኢናዮ ዘለና
@brehanegebreselase4291
@brehanegebreselase4291 6 лет назад
ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ማሓሪ ኣብ ሓሳካ ኣነ ኢውን ይሳማመዐሉ ኢየ ። ንሕና ክልተ ህዝቢ ብባህሊ ብሃይማኖት ቢብሀር ሓደ ዝኾና ህዝቢ ኣብ መንጎና ከምዚይ ዝበለ ነውጺ ኢሞኻኣ ንሊዕሊ ዕስራ ዓመት ኪወሲድ ብጣዕሚ ኢዩ ዘስደሚመኒ ኣብ ኪንዲ ተራዳዲካ ዝፍታሕ ናብ ረጽሚ ኪኣቱ ዘይጉቦኦ ነገር ኪንሱ ዝኩሉ ሂወት ፈሲሱ እዚ ኩሉ ሂወት ፈሲሱ ካኣ ናብ ቤት ፍርዲ/ዳኒነት ከድና ኢንድሕር ናብ ዳኒነት ትከይድ ኮንካ ዳኣ ኢንታይ ሂወት ምክፋል ኣድለየ ድሕሪ ዳኒነት ካኣ ንዓሰርተ ሸውዓተ ዓመት ወሲዱ ኢንታይ ኢዩ ኢቲጠንኪ ኪፎልጦ ኣይካልኩን ።ስለዚ ብዙሕ ምበልኩ ግን ኒቲ ኢትዛረቦ ዘረባ ህዝቢ ጉዳዩ ፈሊጡ ኪስቦን ኪክቶሎን ኣሎዎ ። ጸጋታቱ ባሉ ኢቲ ክልተ ህዝቢ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሂዝቢ ኪበልሕን ኪርዳን ኢዩ ዘለዎ ኢበር ኪልተ መራህቲ ዳኣ ስልጣኖም ኢንዳሉ ዘገዱሶም ኢቲ ቀንዲ ተወጺዑ ዘሎ ህዝብታት ካኣ ኣብ ኪልቲኡ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ኢዩ ቀንዲ ናይ ኢቲ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ወጽዑ ኪፈልጥን ኪርዳን ኪክል ኣሎዎ።
@barnabaslemma1392
@barnabaslemma1392 6 лет назад
This is what the people of Tigray have been looking for long. Much appreciated!!!!
@ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ
ኣስይይይይ ጅግና ደስታይ ኣይካኣልኩውና ዘረባካስ ልበይ ጠስሚ ኣስትይወ
@gedlitigray
@gedlitigray 6 лет назад
ሐዚ ጽቡቕ ቁምነገር፡ ኣውጊዕኻ፡ ክጠቅም ዝኽእል ጸገም ዝንጽር ዛዕባ!!
@genetgeryeiamproudoftigray3032
ብራቮ መሓሪ ኣይዞኩም እስኪ ኣብ ጎንኩም ኣለና ዓወት ንሓፋሽ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
Genet Gerye awet nhafsh eko chrho nay shabya hzbi eritrea eyu
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 6 лет назад
Zemen Wedi eri. ሃላይ ኣይትኹኒ ዓወት ንሓፋሽ ናይ ወያነ ውን ጭርሖ እዩ ሓፋሽ ማለት ንቱይን ንዙይን ዘብል የብሉን
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 6 лет назад
Zemen Wedi eri natna nay eri ktblu gzie halfukum.. mejemeria it’s kal Awet tbil trguma fleti denkoro atkuni..👎
@genetgeryeiamproudoftigray3032
Zemen Wedi eri. ችድ ድርባይ ደደብ ንስካትኩም ታይ ጭርጦ ትፍልጡ ዘይ ጉራን ፀርፍን ንዘይፈልጥ ተናገር
@rozroz9244
@rozroz9244 6 лет назад
ገነት ነኝ የያቆብ ኣድናቂ 😍😍😍👑👑👑💟💗💖💞💕💔💝💓👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👌👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👄👄👄👄👄💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@lilylily4741
@lilylily4741 6 лет назад
welcome Mahari, well done good point👍👍👍👍
@bereketgde20
@bereketgde20 4 года назад
ንመሓሪ ብዙሕ ግዜ ይካታተሎ እየ። ናይ በሓቂ መብራህቲ ትግርኛ እዩ! ኣነ ከም ናይ ሰሜን ትግርኛ መጠን፥ ብመሓርን ከምኡ ዝኣመሰሉን ሕቡን እየ። ሕጂ ብማዕዶ ይካታተሎ ኣለኹ፥ ኣብ መጻኢ ከኣ ብኣካል ኣብ ጎኖም ኮይነ ናይ ህዝቢ ትግርኛ ታሪኽ ከዕሪ ክቃለስ እየ። ንቐጽል ጥራይ!! We'll Make our history right, and our people will be on our side for sure! Because this notion of Tigrigna unity will easily appeal to them because it's right!
@kokobsemay5858
@kokobsemay5858 6 лет назад
እወ መምሁር መጻኢና ሓደ ኢዩ ዝተፈላለየ መጻኢ የብልናን ነጻጺልካ ዝረአ መጻኢ የብልናን ስለዚ እዚ ንእሽቶይ ወለዶ ረብሑኡ ከለሊ ኣለዎ መምሁር ድማ ቀጽሉሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና
@ddenchiros7283
@ddenchiros7283 6 лет назад
አታ ወድመን ዲካ ወዲ ትጂግና እንዲካ ዋይ ነሰካስ ጠቅላይ ሚንስተር ክትከውን ነይሩካ ህዚዉን አጀኳ በርትእ ::
@hiwotrobins8523
@hiwotrobins8523 6 лет назад
መሓሪ ሓውና፡ አንታይ ሞ ክንገብር !! ኣጆኹም አግዚኣብሔር ይሓገዝኩም። Look after yourself Mehari ሃውና።
@sirak1626
@sirak1626 6 лет назад
Great mahari from asmara
@abrehahishe2177
@abrehahishe2177 5 лет назад
መ/መሓሪ ቀፅለሊ አጆካ።። ሓንቲ ነገር አላ ፓተሊካ እምበር አብ ተግባር የለን ሓለፍትእና እበሉ ህዝቢ ዘዳናግሩ አለዉ ዓበይቲ አካላት። ወሪድኩም ናይ ህዝቢ ድምፂ ዘትሰምዑ ባዕላ እታ ምድሪ ትምስክር እያ።
@gebreslassiemezgebe1164
@gebreslassiemezgebe1164 6 лет назад
ኢትዮጵያዊ መንነትስ ክፍጠር ያኢ ኣሃሃሃ ከሲርካ ወያነ ኤርትራዊ መንነትስ ክፍጠር ያኢ ኣሃሃሃ ከሲርካ ህግደፍ
@rhuszemen5426
@rhuszemen5426 6 лет назад
መንእሰየት ዝበዝሆ ሃገር ብመንእስያት እዩ ክንምራሕ ኢና ንደሊ ሓየ ብሓባር ንስራሕ ተባረክ ሓወይ ናተይ
@Fili12258
@Fili12258 5 лет назад
ኩሉ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዓሌት ትግርኛን ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘልዉ ዓሌት ትግርኛን ነዚ መረዳእታ እንተ ዝህልዎም ፡ ክንደይ ጽቡቕ ምኾነ ።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
መሓሪ ለባም ኣምላክ ሓሳብካ የሰስኖ።
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 6 лет назад
ማሓሪ የውሃንስ ኣጆካ በርትዕ ብመትከል ቀጽሎ ከምቲ ን ተስፋጽዮን ብዙሕ ጸርፍን ውርደቲን ዘየለን ዘይተገብረን ዘጋጠሞን ዘጋጥሞን ዘሎ እሞ ከየቃረጸ ዝመከቶም ብዘይ ምፍራሕ ኣብ ረብሓ ትግራዎት ክትሰርሕ ኣለካ።
@Marwahistory
@Marwahistory 6 лет назад
ኩቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓደይ ኩቡር ወዲ ኩቡራት ግን ሓደራ ነብስካ ሓሉ ካብዞም በልዕቲ ሰብ ሕድሪ ወለድና ዝበልዑ ደም ኣቦታትና ኣሕልፎም ዝህቡ ከየጥፉአካ ተጠንቐቕ . God bless you bro
@yohannesbisetegn8547
@yohannesbisetegn8547 3 года назад
Who is watching this in June 2021?... I’ve so much respect for Mahari Yohannes! Victory for Tigray! ✊🏽❤️💛
@msraq
@msraq 2 года назад
Who is watching this in January 2022?... I’ve would have more respect for Mahari Yohannes, if he comes harder on MLLT!
@gebruhaylu6865
@gebruhaylu6865 3 года назад
እንካዕ ተወለድካላ ነዛ ሃገር ትግራይ ናእዳይ ቃላት ይሓፅረኒ
@michaelmalake5219
@michaelmalake5219 6 лет назад
እንቃዕ ብደሓን መጻእካ መም መሓሪ!
@youssofsaleh2823
@youssofsaleh2823 5 лет назад
Amnnnne
@arayagebrehiwet9474
@arayagebrehiwet9474 6 лет назад
ብጣዕሚ መምሃርን መነቃቅሕን ሓቀኛ ታሪክ ብትክክል ኢኻ ትገልፆ ዘለኻ እሞ ቀፅለሉ ምክንያቱ ክልቲኡ ህዝብታት ዘኩርዕን ዘመን ዝሓልፍ ታሪክ ዘለና ህዝብታት ኢና እሞ በተለይ ኣብ ክልቲኡ ህዝብታት ዘሎ መንእሰይ ብትክክል ናይ ኣያታቱ ኣቦታቱን ዝሰርሕዎን ዝገደፍልናን ታሪክ ፈሊጥናን ሓብሒብና ኣብ ምካድ ብዙሕ ክፍተት ኣሎ ሞ ከምዙይ ዝብለ መድረኻት ተጠናኪሩ ክከይድ ኣለዎ እብል ኣነ ምክንያቱ ደርሆስያ ምስ ምዓንጥኣ ትጫወት ኮይኑ ብሰንኪ ፖሎቲካ ኣፈላላይ ወርቂ ኣልማዝን ዝኮነ ህዝብታት ወዲ ሰራሒ መዓፆስያ ዝብኢ ወሰዶ ኮይኑ ሰሰናዩ ሰናይን ሰላምን ንዝምነ ክልቲኡ ህዝብታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር
@abrahamdasta8798
@abrahamdasta8798 6 лет назад
ዓወት ኣጋእዝያን ናይ ግድን ዮ ኣጆኻ ኩቡር ሓዉ ኣብጎድንኻ ኣለና
@ተባዕጓሳ
@ተባዕጓሳ 3 года назад
ማሓሪ ሓወይ ንፍዕ ብጣዓሚ ከማካ ሰብ ዩ ዘድልየና ደሎ እንታይ እሞ ጥንቅቅ ዳኣ በል እዞም ህርፋን ናይ ሓላፍነት ዘለዎም ገበድቲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግርኛ ጅግና
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
ክቡር ሓው መሓሪ ሕጂ ታሪክ ዝስረሐሉ እዋን እዩ ኣጆካ ትግራይ ኣብ ቀራና መንገዲ እያ እንያ ከምኡ እውን ኤርትራእውን ኣብ ስደትን ጭቆናን እያ እንያ ስለዚ ሕበሩ ታጋሩ ክንውደብ ኣሎና እንበር ህወሓት በስቢሳ እያ ኣምሓሩ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ መርዚታት ክትነዝሕ ትቅረብ ኣላ ክንጥንቀቀሉ ዝግባእ እዩ
@abrhaleyasmelash1035
@abrhaleyasmelash1035 5 лет назад
መሓሪ ሓወይ ቃለስኻ ቐፅለሉ፡፡ 99.99 ትግረዋይ ኣብ ጎንኻ ከም ዘሎ ከረጋግፀልካ ይፈቱ፡፡ ሓሳባትካ ሓሳብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ እዩ ኢለ ይኣምን፡፡ ውሑዳት ደም ሽዋ ዘለዎምን ኣምሓሩ ውሽማታት ዘለዎኦምን ዘይክትምችዎም ትኽእል ኢኻ ፡፡ ንኣኣቶም ተጋሩ ስለ ዘይኮኑ ኣይትገደሰሉ፡፡
@oneday7251
@oneday7251 6 лет назад
በቲ ሰንኮፍ ዲሞክራሲ ናይ ሕዋሓት ዝዓወሩ ተጋሩ ብዝሓት ኢዮም ስለዚ ማሓሪ የውሃንስ ጽቡቕ ጌርካ ከርበ እንዳሓወስካ ዕጠነለይ ካብ ሓውካ ወዲ ደቐምሓረ።
@gamlak1
@gamlak1 6 лет назад
ክቡር ሐው መሐሪ የውሃንስ። ኩሉ ትንታኔኻ ጽን ኢለ ሰሚዔዮ እዚ ጎዲሉ ዉን ክባሃል ኣይክእልን ብስርዓት እቲ ኹነታት ኣብሪህካዮ። የቀንየልና ክብረት ይሃበልና።
@yonimebrahtu3976
@yonimebrahtu3976 6 лет назад
ከማኻ ይብዝሑ። ጅግና
@bahiremesfin819
@bahiremesfin819 5 лет назад
መሐሪ ብሐቂ ግብርኻንሽምካን ዝሰመረ እዩ ናይኩሉ ትግራዋይ ቦታን ግዘንከምኡውን ቕሚ ረኺቡ ክብሎ ዝደሊ ዝነበረሐብ ኢኺ ተዛሪኻ እሞ ንኹሉ ተግራዋይ ዘስማዕምዐና ኢዩ አብጎንኻ ኢና።
@gebreyohanes9268
@gebreyohanes9268 5 лет назад
I strongly support Mr. Mehari Yohanes speech. Eritrean and Tigrean are same people same psychological makeup same historical background and under same geo political environment. Our people means Eritreans and Tigreans are confine by the totalitarian rulers an ideology that was failed long time ago. The rulers of Eritrea and Tigrai are overshadowed by their blind philosophy not by the objective reality. Yes our people means Tigreans and Eritreans are manipulated by those rulers for decades as the result of that we fought against each others and yet the Central government in Ethiopia celebrated its victory over Tigrean and eritrean people. Wake up people our enemies are standing firmly to eliminate tigreans and eritreans. Our leaders of tigrai and Eritrea are fools they just think about revanging to each other but as people let us ignore these empire mongers and let us strengthen our unity and awareness of the situation right now
@sarayilma8367
@sarayilma8367 5 лет назад
Eritreans & Tigray people are not the same ... NEVER EVER!!!! ... Don't try to do your foolish brokerage game again .... Game is OVER!!!!! .... Didn't you Hear that!!!??? .... Kikikiki. We are not the same to TPLF & Agame canibals.
@TemesgenHadgu-o9h
@TemesgenHadgu-o9h 6 лет назад
Bravo 👍🏽
@tar6336
@tar6336 5 лет назад
Your principal is great, and has not change. Which is great, I notice Amahara and Oromo so called educated, they seems to change their Idea and principal every week and days. It is hard to understand them. But you, Mr Mahari yohannes your explanation is wide clear. It shows us how, we must come together.
@Sunshine-vv6xd
@Sunshine-vv6xd 6 лет назад
ቀጽለሉ መሓሪ ኣጆኻ ትኽክለኛ መምህር
@helendesta3180
@helendesta3180 5 лет назад
መምህር የቀንየልና ጥዕና ይሀብካ
@bgman9634
@bgman9634 6 лет назад
ዝኮነ ሰብ ሓሳቡ ክገልፅኣለዎ ።ናይ መም ድማ ብናተይ ዓይኒ ትኽክል እዩ ።ኣጆካ ድማ
@kenewetina
@kenewetina 5 лет назад
አይተ መሐሪ ዮሃንስ ሰላም! ምፍጣር ሃገራት አብ አፍሪቃ ምስ ናይ ኤውሮጳ መግዛእቲ አብ መበል 19 ክፍለዘመን ብፍላይ ከአ አብ ትሕቲ "ምምቕቓል ንአፍሪቃ" (The scrumble of Africa) ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ካብ 1881-1914 ዝተፈጸመ ታሪኻዊ ፍጻሜ ምዃኑ ብሩህ ኢዩ። እቲ ንአፍሪቃ ምሉእ ከም ሃገራት ቅርጺ ዘትሐዘ፣ ከአ ብተመሳሳሊ ንህሉው ቅርጺ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከም ሃገራት ዘትሐዘ ፍጻሜ ምዃኑ ትስሕቶ አይመስለኒን። ነብሲ ወከፍ ሃገር ምስ ዝዳወቡዋ ሃገራት ዘለዉ አህዛብ ብታሪኽ፣ ባህሊ፣ ቋንቋ፣ መልክዕ ከምዝተአሳሰሩ ከአ ንጹር ኢዩ። እቲ ጻልጣ ሐቂ ንሱ ክነሱ፣ ኩሎም አህዛብ አፍሪቃ ምስቶም በዚ አብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ዝራኸቡዎም አህዛብ፣ ብሰላም ዶባቶምን ሃገራዊ ልዑላውነቶምን አኽቢሮም እንዳኸዱ፣ ስለምንታይ ኢዮም ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምቶም ካልኦት ብኹሉ ዝተአሳሰሩ ሃገራት አፍሪቃ ሐቢሮም ንሒዞሞ ዘለዉ ሃገራዊ ልዑላዊ ህልውና አኽቢሮም ዘይኸዱ ብሐቂ ዘጠያይቕ ኢዩ? ህዝቢ ኤርትራ ካብተን ካልኦት መዳውብቱ ሰጊኡ አይፈልጥን ኢዩ። ኢትዮጵያ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ወትሩ ስግአት ምስ ፈጠረትሉ ኢያ። ንሕና ከም ኤርትራውያን ነቲ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሐፈሻ፣ ምስ ህዝቢ ትግራይ ከአ ብፍላይ ዘተአሳስረና ታሪኽን ባህልን ቋንቋን አይንኽሕዶን። የግዳስ ከምቶም ንታሪኻዊ ምትእስሳሮም ብግቡእ አኽቢሮም ሃገራዊ ልዑላውነት ሕድሕዶም አኽቢሮም ዝኸዱ አፍሪቃውያን፣ በብናትና ተኸባቢርና ጉርብትናዊ ሕውነትና ሐሊና ብሰላም ክንነብር ንደሊ። ስለዚ ነዚ ሰብን እዝግን ዝቕበሎ ስለዝበልናስ ከማኻ ምሁራት ተጋሩ እንታይ እቲ ቆጭቆጭ ዘብለኩም እንድዒ? ነብሲ ወከፍ ሃገራት አፍሪቃ አብ ልዕሊ ሕድሕደን ንተአሳሰር ኢና ብዝብል መዘዝ እንተዝትንሳአስ አፍሪቃ እንታይ ኮን ምኾነት። ብርግጽ ናብ ገሃነም እሳት ምተለወጠት። ኤርትራ ብፍላይ እቲ ከበሳዊ ሸነኽ ብድሕሪ 1890 ካብ ኢትዮጵያ/ አቢሲኒያ፣ ሃገራዊ ጆኦግራፍያዊ መልክዕ ሒዙ ፈጺሙ ተፈልዩ ኢዩ። ካብ ሚኒሊክ ጀሚሩ ወላ ሃይለስላሴ ብ1930 ናብ ንግስነት ኢትዮጵያ ክመጽእ እንከሎ ኤርትራ ፍልይቲ ሃገር ግዝአት ጥልያን እምበር ምስኡ አካሉ አይነበረትን። ስለዝኾነ ከአ ቆንስል ናይ ሃይለስላሴ ኢትዮጵያ አብ ኤርትራ ነሲቡ ዘአማኑኤል ዝብሃል ነበረ። ስለዚ ጎረቤት አሕዋትና ኢትዮጵያ ብሐፈሻ፣ አሕዋትና ተጋሩ ከአ ብፍላይ፣ እቲ ብኹሉ ታሪኻዊ ምትእስሳርና አብ ቦትኡ ኮይኑ፣ ከምቶም ካልኦት ሃገራት አፍሪቃ መምስ ብታሪኽ ዝመሳሰልዎም ተኸባቢሮም ዝኸዱ፣ ንሕና'ውን ከምኡ ተኸባቢርና በብናትና እንተኸድና ኢዩ ንኩሉ ዘርብሕ። ብምክብባር ዝጀመረ ናይ ሐባር ዝምድናታትና ማዕቢሉ ከአ አብ ዝለዓለ ደረጅኡ ክበጽሕ ከምዝኽእል ዘጠራጥር የብሉን። ብፍላይ አሕዋትና ተጋሩ ንሃገራዊ ህልውና ልዑላዊት ኤርትራ ምጽባእን ምትንዃልን ንረብሐኹም ከምዘይኮነ ብብሩህ ክትግንዘብዎ ይግባእ። ብታሪኽ ዘባእስ የብልናን። ንመጓዕጸጺ ጎረባብትኻ ከተውዕሎ ናይ ሸንኮለል ትንታኔ ጌርካ ንክዉንን ህሉውን አብ ባይታ ዘሎ ሐቅታት ክትጥምዝዝ ምህቃን ግን ትርጉም የብሉን አይግባእን'ውን። ብመሰረቱ ታሪኽ ደቂ ሰባት ሐባራዊ ኢዩ። ክብራ ተኸባቢራ ኢዩሞ ሃየ ድአ በብናትና ብሰላም ንከባበር።
@menkemwediasmera447
@menkemwediasmera447 6 лет назад
wowwwwwwwww kemaka lebam Seb yibzuhu hawey natey
@wedihayelom690
@wedihayelom690 6 лет назад
very interesting and inspiring idea. Thank you. Keep on enlightening us.
@danielteklit7705
@danielteklit7705 6 лет назад
Excellent explanation Mehari.
@welditmedhanie5697
@welditmedhanie5697 6 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና ኣጆካ በርትዕ ኩቡር ሓው መ/ር መሓሪ።
@tedyabbby4704
@tedyabbby4704 6 лет назад
ሓወይ በርትዐልና።
@Tumzgi-millionaire
@Tumzgi-millionaire 5 лет назад
መምህር ኣብዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ካባኻ ብሕጂ ብዙሕ ኢና ንጽበ ብዝዓበየ እዚ ኣብ ክልተ ተገሚዑ ብባዳውያን ኣብ ኤሪትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ሓደ ሕብረተሰብ ትግረዋይ ሓቢሩ ሓደ ሃገር መስሪቱ ሓቢሩ ዝነብረሉ ባይታ ክፍጠር ኣለዎ ብኣኹም ካባኹ ነዚ ቃልሲ እዚ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትጅምርዎ ለባዋ ነቅርብ መኽንያቱ ኣባይታ ስለዘለኹም እዚ ቦታ ወይ መይዳ ምስተጣጡሑልና ንሕና ሰምየን ተጋሩ (ኤሪትራ) ክንዓስሎን ከንስለፎን ከም ምኻና ብጥብቂ ንሕብረኩም ዓወት ነዐሰና ንተጋሩ ድሕሪ ደጊም ኣብ ክልተ ንግመዐሉ መፍተት ፖሊቲከናታትን ጓኖትን ንኾነሉ የለን።
@selamawitaraia2227
@selamawitaraia2227 5 лет назад
Tumuzghi Gebrelibanos we are Eritreans and not Tegaru Period.
@asafasaf5672
@asafasaf5672 6 лет назад
ኣጆኻ ናይ ትመጽ ሃገር መራሒ ኢኻ።
@alazary2460
@alazary2460 6 лет назад
መም/ር ማሓሪ ዮዉሃንስ በርትዕ ቡዙሕ ተስፋ ኣለና ካባካ ።ንዝኮነ ፀገምን ራህዋን ኣብ ጎንካ ኣለና !!!!
@HhHh-uq6ef
@HhHh-uq6ef 6 лет назад
ጅግና ወድይ ትግራይ ቀፅለሉ ፅቡቕ ሓሳብ እየ።
@selemunsolo8798
@selemunsolo8798 5 лет назад
ካብ ኤርትራዊ ሓውኻ # ብጣዕሚ ብሉጽ ኣብ እዋኑ መሰስ ዝበለ ኣብነታዊ መንእሰይ : ምእንቲ መኪና ክዝውር ብባሕርን ሰሓራን ዝጥሕስ ደይኮነ ራኢ ደለዎ ከምዚ ዓይነት መንእሰይ እዚ እዩ ዘድልየና ደሎ ግን ገና ኣይተፈጥረን ደሎ : እቶም ደለው ድማ ደረፍቲ ኮይኖ ነንዝጸበቐት ጎርዞ ዝደርፉ ጸጉሮም ዝጥቕልሉ እዬም ::
@brhanemehari9570
@brhanemehari9570 5 лет назад
ከማኻ ይብዝሑ መሓሪ ንዝበልካዮ እንተደጊምናዮ ከይነበላሽዎ ጌና እቲ ሓቂ ክንመሃር ግን ጥዕና ይምኔልካ
@hailabgebrkstos4416
@hailabgebrkstos4416 6 лет назад
ኣነ ኣርትራዊ ኢየ ተጋዳላይ ናይ 90 ኢየ ናይዚ ሓሳብ ኢዚ ጊን ኢድግፎ ኢየ
@sarayilma8367
@sarayilma8367 5 лет назад
Eritreans & Tigray people are not the same ... NEVER EVER!!!! ... Don't try to do your foolish brokerage game again .... Game is OVER!!!!! .... Didn't you Hear that!!!??? .... Kikikiki. We are not the same to TPLF & Agame canibals. Don't trust TPLF ... WOYANE is Cruel & unhuman to our people. WOYANE expelled Eritreans from Ethiopia, Do you forget that?! ...
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 6 лет назад
መምህር መሓሪ የቀንየልና !! ብጣሚ ደስ ዝብል አገላልፃ
@ermiasfsahaye1857
@ermiasfsahaye1857 6 лет назад
Jigna Mahari nay bhaki ftah gn ms agazian mwdab eyu
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 6 лет назад
ኣጆኻ አታ ሕማም ፈሊጥካ ኣለኻ።መድሃኒት ክኣ ሓቢርና ንርከባ።ናይ ፖሊቲካ ኣረኣአያ ፍልልይ ንኽልተ ህዝቢ ጨፍሊቑ ክኸይድ የብሉን።20 ዓመት ኣይ ስላም ኣይ ኪናት ቀሊል ኣይ ኪነን።
@ትግርኛወዲግእዝ
@ትግርኛወዲግእዝ 6 лет назад
mensey mehari yewhans wxit nay tesfaxion eka ezi tesfaxion si teadilu ashhat menseyat afryu b wegen semenn debubun tigray viva hizbi agazian long live agazit hagerey
@ኩሉወዮስቅእንተልካወዮተተ
ክክክክክ ፈስፋስ ተስፋፅዮን ተጋሩ አብ ፌቡ ካብ ዝፃሓፍዎ ናብ ዩቱብ አምፂኡ ስለ ዝፈነዎ ድዩ ፈስፋስ ውፂኢት ሳጬዮን ክአ ትብል አለካ ንመ.ም መሓሪ ንምንእኣስ ድዩ ሳጬን ድአ ዘይፀርፊን ዘይምቁሽሻን እንታይ እዩ ተዛሪቡ ቁዱድ ኢካ ንስካ
@ezanaaxum3061
@ezanaaxum3061 6 лет назад
መሃሪ ዮውሃንስ ናይ ብሓቂ ጅግና ወድዓውን ሳይንሳዊ ትንተናን ኣስመዒካና ትግራይ መኻን ኣይኮነትን ኩሉ ምሳኻ እዩ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ በርትዑ መንእሰይ ተጋሩ ዓብይ ተስፋ እዩ ጻዕርኻ ይቐጽል ኣጆኻ ዓወት ን ኣግኣዝያን
@moses9882
@moses9882 6 лет назад
Keep Going bexihna alo From Eri, ,,Germany
@sarayilma8367
@sarayilma8367 5 лет назад
Eritreans & Tigray people are not the same ... NEVER EVER!!!! ... Don't try to do your foolish brokerage game again .... Game is OVER!!!!! .... Didn't you Hear that!!!??? .... Kikikiki. We are not the same to TPLF & Agame canibals. Don't trust TPLF ... WOYANE is Cruel & unhuman to our people. WOYANE expelled Eritreans from Ethiopia, Do you forget that?! ...
@muluitekile9814
@muluitekile9814 4 года назад
መምህር ማሐሪ ብጣዕሚ ጽቢቅ ሐሳብ እዩ ግን ንምታይ ኢካ ንሕውሐት ምስ ህግደፍ ተዋዳድሮ ብዙሕ ግዜ ክልቲኦም ውድብ ዲግታተራት እዩም ኢልካ ትገልጽም ቅሩብ አብዚአ መብሪሂ እንተ ትህበላ ጽቡቅ ዩ
@yrgakiros1131
@yrgakiros1131 6 лет назад
ጥሩ ነው ግን 1 ሰኣት ይርዝማል በጣም ሙሉዉን ለማዳመጥ ጊዜ እና ትእግስት ይጠይቃል ስለዚ ኣጠር መጠን ብታረገው ይበልጥ ይሰማል ብየ ኣስባለው።
@Sami-qu8vr
@Sami-qu8vr 6 лет назад
LS KIR ለኔ ያንሰኛል :በደንብ ከሰማህከው አምጣ ኣምጣ ይልሃል እንደ ጣፋጭ ኬክ
@ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
ትክክል ኣሕፅር ክብል ኣለዎ
@redcougar7007
@redcougar7007 6 лет назад
ብትግርኛ ጌርካ ፀሓፍ .. ሓደ ሰዓት ውን እንትንእስ እዩ
Далее
ŠKODA не перестает удивлять
00:48
Тупой и ещё тупее. (и поддоны)
00:37
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02