Тёмный

ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ! 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 132 тыс.
50% 1

ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
እዚ መጽናዕታዊ ጽሑፍ'ዚ በሪሁ መብራህቶም "linguistic Identity in Eritrea" ብዝብል ኣርእስቲ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ዘዳለዎን ዘቕረቦን ኮይኑ፡ ቁሩብ ምምሕያሻት ተገይሩሉ "ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝቐርብ ዘሎ እዩ።
ቋንቋ እንግሊዝኛን ትግርኛን ኣብ ፊደል ኣካዳሚ፡ www.fidelacademy.com/
Mahder-Production social media links;
/ mahderproduction
/ mahderproduction
/ mahder_production
www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲ-መምህር
profile.php?...
መወከሲታት/References
Almedom, Astier .2006. Re-reading the Short and Long-Rigged History of Eritrea 1941-1952: Back to the Future?. Nordic Journal of African Studies 15, pp. 103 - 142.
Bereketeab, Redie. 2010.“The Politics of Language in Eritrea : Equality of Language Vs. Bilingual
Official Language Policy”, African and Asian Studies 9,pp. 149 -190.
Dardjowidjojo, S. 1998, ‘Strategies for a Successful National Language Policy: The Indonesian Case,’ International Journal of Sociology of Language, vol. 130: 34-47.
Ellingson, Lloyd. 1977. “The Emergence of Political Parties in Eritrea, 1941-1950,” Journal of African History, Vol. 18, No. 2, pp. 261-281.
Eritrean Constitution - 1952.
Eritrean Constitution - 1997. Accessed 07/05/20, confinder.richmond.edu/admin/d...
Ethiopia is adding four more official languages to Amharic as political instability mounts. Accessed 07/05/20, news.yahoo.com/m/85bb6267-ea3...
Francis B. Nyamnjoh, Harri Englund.2004. Rights and the Politics of Recognition in Africa. London:
Zed Books Ltd, pp. 219 - 236.
Erlich, Haggai . 2010. Islam & Christainity in the Horn of Africa: Somalia, Ethiopia,Sudan.
Holmes, J. 2001. An Introduction to Sociolinguistics. England: Pearson Education.
Kaplan, Robert B.; Baldauf, Richard B. (1997). Language planning from practice to theory. Clevedon: Multilingual Matters.
Mohammad, Abdulkader S. 2015. “Mother Tongue versus Arabic: The Post-independence Eritrean
Language Policy Debate”, Journal of Multilingual and Multicultural Development, pp. 523 -535.
Miran, J. 2005. “A Historical Overview of Islam in Eritrea.” Die Welt des Islams . pp 177-215.
Negash, Tekeste. 1987. “Italian Colonialism In Eritrea, 1882 - 1941 Policies, Praxis and Impact”. PhD Thesis.
Negash,Tekeste. 1997. “Eritrea and Ethiopia, The Federal Experience” pp. 44.
Rajogopalan, Kanavillil.2001 “The politics of Language and the Concept of Linguistic Identity”, Centro Virtual Cervantes, pp. 17-28, Brazil.
Tesfay, Alemseged.2003.ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ማትየንሶ ክሳብ ተድላ (1951 - 1955), Vol. 2, pp. 168-173.
Woldemikael, Tekle M. 2003. “Language, Education, and Public Policy in Eritrea”, Journal of Multilingual and Multicultural Development,pp. 523 -535.
Weldehaimanot, Simon M. 2010. “Eritrea’s Two Constitutions: A Comparison”, Eritrean Law Society Occasional Papers.
Yeibio, Ghirmay .2013. “Independent Eritrea: A Crumbling Nation and a Tragedy”.
European Commission (2011). Lingua franca : Chimera or reality ?
termcoord.eu/wp-content/uploa...

Опубликовано:

 

12 май 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,4 тыс.   
@bbri8242
@bbri8242 3 года назад
Language identity and, to be more specific, the role Arabic language in Eritrea has remains a sensitive issues that many not dare to hover it. Berihu, nonetheless, in the face of its commotion, raised & discussed the issue boldly but based on facts @ figures. I’d also like to Thanks Wedi Memhir for your courageously presentation. Wether we like it or not this has been one of the most challenging issue that we could have faced.
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 3 года назад
why should be a sensitive issue,when there are ruthless people who pushed in the 1st place that alien language through your throat,i consider it as lack of bravery and courage on the side of the Tigrigna speaking Eritreans as they are the back bone of the country.
@abukamil7376
@abukamil7376 3 года назад
ኣብ ኤሪትራ ህልቅት ንምስዓብ ዝግበር ጎስጋስ ተዛረብቲ ትግርኛ ሓደገኛ ስለ ዝኾነ ፥ ለውጢ ከድሊ እዩ ። እቲ ምስ ኣምሓራ ተጀሚሩ ዘሎ ዝምድና ቀጻሊ እዩ ። ኣድላይ እንተኾይኑ ፥ ካብ ዓሌታዊ ውግእ ዝሓሸ ምርጫ ፥ ኣምሓርኛን ኦሮምኛን ከም ዕላዊ ቋንቋታት ኤርትራ ክምረጻ እየን ። ትግርኛ ነዋናታታ ክትኮውን እያ ። ኣስላም ኤሪትራ ግን ዓረበኛን እንግሊዘኛ ክጥቀሙ ክፍቀደሎም እዩ ። ሽዑ ኤሪትራ ክትህሉ ኣይኮነትን። እተን ሰለስተ ኣውራጃታት ከበሳ ምስ ትግራይ ክሰምራ እየን ። ካልኦት ኣውራጃታት ኤሪትራ ፥ ውሽጣዊ ምምሕዳር ክህልወን እዩ ። ኣስላም ኤሪትራ ኣካል ኣስላም እትዮጵያ ክኾኑ እዩም ። ተፈጸመ ።
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 года назад
@@abukamil7376 እዋይ ናትካስ ማይዘይሓለፎ ሕልሚ እዋይ ኤርትራ ዝርኸበቶ እንቆዕ ሓፍ ኣቢልካ ትውሰድ ኣይትኸውን ዘይትብልዎ የብልኩምን
@abukamil7376
@abukamil7376 3 года назад
@@user-os1yl8hc3i እዚ ኩሉ ዘረባ ብዛዕባ ዓረበኛ ፥ ካብ ጽልኢ ንምስልምና ዝተበገሰ ሙኻኑ ፥ ንሶም'ውን ይርዶኦም እዩ ። ኣንቱም ኣስላም ኤሪትራ ንሱኹም ኣብ ትሕቲ ልዕልነት ቋንቋን ባህሊ ትግርኛ እኹም ትክበብሩ ዘለኩም ፥ እዮም ዝብሉ ዘለዉ ። ስለዚ ንዞም ዓሌታውያን ፥ ህላወ ኤሪትራ ኣየርበሖምን ። ካብኦም እሰያስን ብድሕሪኡ ክሕዝ ተመዲቡ ዘሎ ወዱ ኣብራሃም፥ ማሓዛ ኣምሓራ፥ ክቅጽል ይሓይሽ ። እወ፥ ሰብ ካብ ዝሃልቅ ፥ መግዛእቲ ይሓይሽ ።
@abukamil7376
@abukamil7376 3 года назад
እዞም ሕጂ ፥ ኣብ ሓማሲየን-ጸረ-ኣከለ ህልኽ ኣቲዮም ንኤሪትራ ሰላም ከሊኦምዋ ዘለዉን ፥ ከምኡ'ውን እቶም ምስ ትግራይ ሓደ እና እሎም ዘዕገርግሩ ዘለዉ ደቂ ኣከለ-ጉዛይ ፥ ብጉዳይ ኤሪትራ ዝግደሱ ኣይኮኑን ። እሰያስ ኣብ ኣምሓራ ይሸጣ ኣሎኹ እንተ ዝብሎም ፥ ኣሳልጦ ይሃብካ ምበሉዎ ። ኣቢይ ኣሕመድ ፥ ኣብ ሓደ ምልዮም ዝቀራረብ ሰራዊት ኣብ ምምልማል ይርከብ ። ኣብ ትግራይ ብድሕሪኡ ፥ ኣማኢት ኣሻሓት ዝሞቱሉ ውግእ ክጅምር እዩ ። ኣብ ውሽጢ ዝመጽእ ዘሎ ሓሙሽተ ዓመት ፥ ትግራይ ሙሉእ ዕንወት ክበጽሓ እዩ ። እቲ ውግእ ንትግራይ ኣብ 1974 ዝነበረቱሉ ኩነታት ምስ መለሳ ጠጠው ክብል እዩ ። ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ምስ ኣብቀዐ ፥ ምምሕዳር ትግራይ ንወዲ እሰያስ ክወሃብ እዩ ። እቶም ምስ ትግራይ ሓውሱና ዝብሉ ዘለው ኩሎም ፥ ኣኣውራጆኦም ሒዞም ክኸዱ ዕድል ክዋሃቦም እዩ ። ሓማሲየን ምስ ዓድዋ ጸረ ኣከለ-ጉዛይ ምስ እንደርታ ፥ ናይ ስልጣን ውድድር ክህሉ እዩ ። ክንዲ ዓድዋ ዝበልሕ ግን ኣይክህሉን እዩ ። ኣቢይ ኣሕመድ ንኣምሓሩ ሙሉእ ስልጣን ኣረኪቡ ክእለ እዩ ። ንሶም ፈደራላዊ ስርዓት ኣማሓይሾም ፥ ክልላት ዝዋሓደ ስልጣን ከም ዝክህልወን ክገብሩ እዮም ። ብሰንኪ ውግእ ትግራይ ፥ ካብተን ዝደኸያ ክትኮውን እያ ። ብሰንኪ ጸቅጢ ኦሮም ዝሳቀዩ ዘለው ኣምሓራ ፥ ሓይሎም ኣብ ሰሚየን ከም ዝዛዚ ክገብሩ እዮም ።
@warrihabesha
@warrihabesha 3 года назад
ከማኻ ገይሩ ዘኹርዓኒ የለን ኣጆኻ እስከ መኹሪዒ ህዝቡ💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@gidomekidane8524
@gidomekidane8524 2 года назад
Behuq
@user-tn2bh6tc2s
@user-tn2bh6tc2s 3 года назад
ቃንቃ ዓረብ ፍርቂ ስዓት ኢያ ነይራ ዕድሚኡ ያ በለ ሐነታይ አቦይ ሃብተማርያም።አጡምና like ጀሞዓ
@berhanmohamedberhan4525
@berhanmohamedberhan4525 3 года назад
Ayekeserenan how many second eya
@eriboy1145
@eriboy1145 3 года назад
Bel fkri hzbi eritreas areb eyu zzareb
@hananidris1090
@hananidris1090 3 года назад
Hahaha hji nsikas eritreawi dika hahaha meskinay ahbay koinom mengistika hwahat . kedka zoo sirhalom hahaha
@berhanmohamedberhan4525
@berhanmohamedberhan4525 3 года назад
PIA strong leader says Game over nobody forced you to be Eritrean
@alexandergmx5520
@alexandergmx5520 3 года назад
@@berhanmohamedberhan4525 msu zerakb yeblun kanka arab 30 Minute News tigrina gno mewedata yeblun wedi hamea
@wedimokie4968
@wedimokie4968 3 года назад
ወዲ መምህር ,መምህር ንኡስ ወሎዶ ምሳይ ትሳማምዑ ፎርሳ በል
@mrara3405
@mrara3405 3 года назад
ኩሉ እቲ ተልዕሎ ኣርስቲ ማህርን ኣገዳስን ዩ።ካብኪሉ ካብ ሙስሉዩንት ሪሒቅካ ብትብዓት ብምዝራብካ ኩሉ ግዜ ምሰመስጎንኩካ የ ሞ፡ የቅንይላና ።
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 года назад
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@monalizagirma306
@monalizagirma306 3 года назад
ኣነስ ወዲ መምህር "ምስዚ ወጋሕታ ዝወጽእ ኮኾብ ይመሳሰለኒ ። ፍልይ ዝበለ ኩሉ ዘይሪኦ ዝረአዮ ግን ኩሉ ግዜ ክሪኦ ብህንጡዩነት ዝጽበዮ" 😍😘
@mikialehailay231
@mikialehailay231 3 года назад
👍❤
@eri-academy-6484
@eri-academy-6484 3 года назад
ክሪስላም 19/07/2020 ማዕተብካ ኣብ ክሳደይ መስፉሓይ ኣብ ኢድካ ኮኾብ ኣብ ኣድባረይ መስቀል ኣብ መስጊድካ ሃልየን ነይረን 'የን ቤት እምነት ኣቚመን ዘመን ዘሳገራ ሎሚ ሓድሽ የለን ከምኡ ይቕጽላ ምንባርና የምዕራ። እዘን ቤት እምነትና ከም ወትሩ መናቱ ጉዝጉዝ ንሓድሕደን ፍቕረን ኣቕኒኡናስ ንሕና ድማ ከምአን ኔርካለይ ሃልየልካ ኣብ ሞትን ህላወን ንሕና 'ታይ ሃብትና ዘይፍቕርን ሰላምን ብኡ ሓሊፍናዮ መከራን ጸላምን ። ሕጂ'ውን ከምኡ'ዩ የለን ተቐየረ መዓስ ሰርኒቑኒ ሕሩድካ በሊዐ ምውሓጥ ዶ ኣብዩኒ ሓሳብካ ሰሚዐ ሃይማኖት ናይ ግሊ ሃገር ግን ናይ ሓባር መዝሙርና ቀጸለ ኣዛንናን ደወልናን ሓቢሩ ኣድሃየ ከምቲ ትማል ዳግማይ ኣንጉዐይ ኣንጉዕካ ደም ጥምረት ፈጠረ ኣነ ንስኻ 'የ ምሽ ንስኻ ኢኻ ኣነ ምሩናት ብመትከል ዓረ ኣብ ዝመረረ። ስለ'ዚ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ምልኪ ባዕዲ ኣይሰርሐን ትማል ዘበት የለን ሎሚ ስሕታን እንከጋጥም እሕሕ ንበሃሃል ግስጽ ኣብለኒ ኣባይ ከይትዕንትር ኣነ ኣይዕንትርን ንውሕጦ ደም ስኒ ኣብ ፍቕያ ንስለፍ ተጻይ ጽባቐና ከይክዕወልና ሓዊ። በል ሰበይ ኣምላኸይ ኣላህካ ሓደ እንካብ ኮኑ ሸኸይን ቀሽኻን ኣምላኾም ይስዕቡ ንሕና ድማ ከምኡ ከምቶም ዝቐደሙ 'ቶም ካብ ሕሰም ዝረብሑ ቀዝሒ ክግረፉ ብፍቕሪ ንጣመር ፈሺሎም ይተርፉ። ኣብ ዛዕባ ክልቴና ክሪስላም እምነትና ነናትና ዘሎና ኣብ'ቲ ናይ ግልና ንሕና ሓደ ኢና ስለ ኤርትራና ኤርትራ ነኽብራ ሓድሕድ ተፋቒርና ንምኽሪ በደልቲ ዋጋ እንከይሃብና።
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 3 года назад
Dani king of Tigrinya ✝️💖✝️💪🇪🇷
@Yosan23697
@Yosan23697 3 года назад
🤮
@godislove9722
@godislove9722 3 года назад
Ja mann I am tigrina I am proud of dani my God bless you
@yonasberhane6836
@yonasberhane6836 3 года назад
@@Yosan23697 hasad
@user-uu1sg8gh4j
@user-uu1sg8gh4j 3 года назад
@@Yosan23697 ለኽባጥ
@FidelFinance
@FidelFinance 3 года назад
Thank you for taking your time to share your knowledge with us, Dani! 🙏🏽
@AbrahaleTesfalem
@AbrahaleTesfalem 3 года назад
Fidel kem shmu eza jemirkayo deleka kexlo
@FidelFinance
@FidelFinance 3 года назад
@@AbrahaleTesfalem Thank you Abrahale 🙏
@danielkfle5759
@danielkfle5759 3 года назад
ሕጂ ቡዙሕ ፈነጠር ጠር ተበሉ ዝቕየር ነገር የለን ምክናቱ ትግርኛ ባዕብሉ ጥርዚ በጺሑ ኢዩ👍
@wedifarus5609
@wedifarus5609 3 года назад
Yemesleka yekewn dey qeyr eln arku deqeska aleka teberabr abenet wesed kab tigray arku betonkol enber besire asbut kum ena wedi awan wahid
@danielkfle5759
@danielkfle5759 3 года назад
@@wedifarus5609 ኣታ ወጃም ኣስላማይ ለሓሲ መዓኮር ሰበሳግም ናይ በረኻ እንታይ አዩ ከፊእካ ነዓኻ🤣
@wedifarus5609
@wedifarus5609 3 года назад
@@danielkfle5759 ata resah makoru dehre akeba dezare sabayka U ete aslama merihuka zeatewe
@danielkfle5759
@danielkfle5759 3 года назад
@@wedifarus5609 ኣታ ካብ ፍልጠት ናጻ ዝኾንካ ሰብ ትግርኛ ጺሕፍካ ኣይትኽእልን ድኻ 🤣🤣🤣
@wedifarus5609
@wedifarus5609 3 года назад
@@danielkfle5759 leleka enber yexfe wdiza aglo rusu
@dolshibobmarley9177
@dolshibobmarley9177 3 года назад
Daniwi ኮኾብ መናእሰይ እመነኒ ድሕረኻ ብዙሕ መንእሰይ ትርጉም ቃልስን ንምንታይ ይቃለሱን ክቃለሱን ከምዘለዎም ተማሂሮምን ተማሂርናን ኢና ደጊመ ኮኾብ መንእሰይ ኢኻ ግና please ብዝተካእለካ ጊዜ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ምጻና Thank you 🙏
@teklomgebre5047
@teklomgebre5047 3 года назад
ዓረብ ኣብ አርትራ 30 ደቂቅ ዕድመ ጥራይ ኢዩ ዘሎዋ
@kubromfutuwi301
@kubromfutuwi301 3 года назад
Kakakakakakakaka
@Eri-dj8hc
@Eri-dj8hc 2 года назад
ምሽ ወዲ ዶንቆሮ አቲ ምስ ትግሪያ ሓዊስካ ትዛረበሉ ኢንታይ ዲዩ ቆንዳፍ ዓጋመ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
እቲ ቅኑዕ ሕቶ ክኸውን ዘለዎ፥ ስለምንታይ እዮም ገለ ጉጅለታት "ኤርትራውያን ኢና" እናበሉ፡ ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ጸሊኦም ብሓዊ ዘንደዱ፧ እረ ስለምንታይ እዮም ንባዕዳዊ ዓረብኛ እናምለኹ፡ ነቲ ደምና ዝኸፈልናሉ መንነትና ቋንቃታትና ዝፍንፍኑን ዝንዕቑን፧ ኤርትራውያን ምስ ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑን ዝነዓቑን፡ ካብ ዓረብ ንላዕሊ ምስ "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ምስሉያት ኵይኖም ከም ሶማል የመን ሊብያ እንተዘይኮይኑ፡ እትረብሕ ኤርትራ ክምስርቱ ዝሕሰብ ኣይኮነን። ስለዚ ጉርሑ ለብሙ፡ ንመን ንምንታይ ከም እትሞቱ ፍለጡ። ንኸንቱ ምስ ከንቱ ኣይትምከሩ።
@qjani3676
@qjani3676 3 года назад
ሃየ መንእሰይ ሕጂ ብኣውራጃ ምሕሳብ ዘይኮነ'ስ ብሃገር ንሕሰብ ፕሊስ እቲ ስልጡን ቓንቓና ኣብ ሓንቲ ኣውራጃ ዘይኮነ'ስ ኣብ ሙሉእ ሃገርና'ዩ ዘሎ ፕሊስ ፕሊስ ኣስፊሕና ንሕሰብ !!!! ደሓር መዝሓሊ (ሴፍ) ከይንከውን"
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 3 года назад
lebam mikiri
@mtadifoto3309
@mtadifoto3309 3 года назад
Mejemerta nska baelka abey iyu awrajaka dahar bzaeba hager nhseb tbl awraja entay malet iyu keteredaani entekielka ,abey ke tnebr?
@qjani3676
@qjani3676 3 года назад
@@mtadifoto3309 ኣነ ኣውራጃ ኣከሎጎዛይ እየ ።ግን ኣነ ብውራጃ ዘይኮንኩ ዝሓስብ ብሃገረ ብምልእታ እየ ዝሓስብ መኽንያቱ ንዓይ ኣቦታተይን ኣያታተይን ኣብ ኣውራጃ ኣከሎጎዛይ ጥራይ ዘይኮኑስ ኣብ ብምልእታ ሃገረይ እዮም ተሰዊኦም። ተወሓኪ .... እቲ ቓንቓና ከኣ ኣብ ሓንቲ ኣውራጃ ዘይኮነ'ሲ ኣብ ምሉእ ሃገርና እዩ ዘሎ ስለዚ ከኣየ ብሃገር ንሕሰብ ዝበልኩ።
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 3 года назад
@@qjani3676 👌🏾👌🏾👍🏾🇪🇷
@user-sj8il1bx9s
@user-sj8il1bx9s 3 года назад
ብራቮ ንደቂ ከባቢኻ ኣለብም ከምኡ ጌርካ ብኣካል ኣብ ዝተኣከብኩምሉ እቶም ናይ ካልእ ኣውራጃ ከኣ ንሰርሓሉ ኣለና።
@user-jv4on9gc2o
@user-jv4on9gc2o 3 года назад
መጸ መጸ ወዲ መምህር 👌👑 👉 ካብ ዝገረምርኒ 306 view 122 like ጌሪሙኒ 0 dislike 🤝💯👊
@amunamohammedmosa1167
@amunamohammedmosa1167 3 года назад
You tigrinya speakers let muslims decide what they want you can not forcera them to ignore arabic langugage. What happened in the past does work now. You have a good example in Canada, there are two official language and in Switzerland there are more than two official languages. Take it easy you do not need to worry let the Muslims speak for themselves.
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 2 года назад
@@amunamohammedmosa1167 ክክክክ ኪድ ያ ዓብድ ቋንቆኦም ይዛረቡ ስፓንሽ ፡ ንስኻ መኽኑድ ግን ሩዝ ሓሊፉካስ ቋንቋ ከኣ ትልምን ኣለኻ። ኣስኩት ያ ኣህበል ኪድ ቋንቋኻ ተዛረብ ዓረብ ኣይኮንካን እዮም ዝብሉኻ ኣብ ኣፍካ ኣታ ለማኒ ቋንቋ።
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 3 года назад
ኣነ ትግረዋይ እየ ግን ዳኒ ወዲ መምህሪ ብጣዕሚ በዝገርም ኢኻ ተንቲንካዮ ( ነቶም ስርሓት ኢድ ዓረብን ጣልያን )ዝኾኑ ሰባት ግን ጽቡቅ ገርካ አረድኣዮም ::
@temesghenweldu981
@temesghenweldu981 3 года назад
Agame tekoinka nay adka zeytgebr
@user-ht6xy8iv1m
@user-ht6xy8iv1m 3 года назад
ናይቶ ከም ሃመማ ይረግፉ ዘለዉ ህዝብካ ግበር ኣታ ተረፍ ባጫ ደበሌ።
@MusieTV
@MusieTV 3 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ወዲ መምህር ኣንበሳ 🤝🤜🤛💪
@user-fz6sz7td7g
@user-fz6sz7td7g 3 года назад
ኣነ ግን ዝገርመኒ ነዞም ጣቆ ዘይብሎም ቻነላት ሳብስክራይ ገርኩም 100000 ኣብጽሕኩመንስ ነዚ በሊሕ መንእሰይ እንታይ ኮንኩም ሳብስክራይ ዘይትገብርዎ ዝገርም ኢዩ።ሕጂ ውን ስማዕ መንእሰይ ዝጠቅመካ ፍለጥ ተምሃር ቅዱስ ቅንኢ ድማ ይሃልኻ።
@wedigurum3321
@wedigurum3321 3 года назад
ይገርመካ እዩ
@habtomtesfay1440
@habtomtesfay1440 3 года назад
ትክክል ሓወይ ናተይ
@godislove9722
@godislove9722 3 года назад
Nay bahaki
@wedihaleka2027
@wedihaleka2027 3 года назад
Nay bhaki
@filimontewelde7181
@filimontewelde7181 3 года назад
Qumneger zsema seb yelen hawey gayla nfetu kala ka were semina keman aynzereben ena chaf hizka kolel tray
@biniamsolomon6955
@biniamsolomon6955 3 года назад
I'm contented enough about what you have taught us, may god keeps you alive 4ever
@ybeltsommulue73
@ybeltsommulue73 3 года назад
ወድመምህር ጅግና ንቅድሚት ጥራይ በል ። ናይ ማይናስ እባ ከምይ ትርእዮ ሓደምዓልቲ ገለ በለና
@berhanmohamedberhan4525
@berhanmohamedberhan4525 3 года назад
Better idea if you want make tegrga You must forced to back to our beloved country and your answer easy especially those live Arab countries But if can't do this our people live inside and outside just you make superset our people after Game over You need to play New Game You are good for nothing
@jordanoshaile3043
@jordanoshaile3043 3 года назад
Am proud of you Dani 🌸☀️🇪🇷🇪🇷💪
@hermonseyoum6864
@hermonseyoum6864 3 года назад
Don't have enough words to describe bright Dani.Proud of you role model of Eritrean youths.
@titisame1578
@titisame1578 3 года назад
So proud of you and I hope the young generations learn from you . Very informative, confidence, decisive and brilliant man. Our national language should be Tigrina, and Tigre done Dani man.
@TearewediEri
@TearewediEri 3 года назад
ሳሓበይ eritrea🇪🇷 100% ናይ ትግርኛ ያ ነቶም ስደተኛታት ከምደቂ ዜጋ ኣይትሕሰቦም
@saraa.8672
@saraa.8672 2 года назад
Thank you for sharing you education and knowledge. Good work!
@tedrosteklu9771
@tedrosteklu9771 3 года назад
ዝጭበጥ ስነ ሞጎት ዳኒ ጅግና።
@loveumom8428
@loveumom8428 3 года назад
ኣብዚ ኣለኩም ኣንበሳ! ካብዚ ኣከለ ዝብሃል ከባቢ ሓደ ጅግና ወዲ መምህር ጥራይ ኣሎ። ካልኦት ሓሽኳላት፡ዓለታውያን፡ ሰብ ረብሓ እንበር ስምዒት ናይ መንነት ዘይብሎም ብሽም መንነት ዝሽቅጡ እዮም።long live wedi መምህር❤❤❤💪💪
@johnkidane2121
@johnkidane2121 3 года назад
ኤቨ ንኩላትና እንዳ ሎኮምኩማ ጉድ ረኪብና ኣነ ሕጂ ኣደናቂ ናይ ዳኒ ኢየ
@efremefrem4807
@efremefrem4807 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልሲ እያ ኣኩለግዛይ ልዕሊ ኩሉ ነዚ ደምበ ተቃውሞ ዕንክሊል ዘብልዎ ዘለዎ እዮም፡ምርሑ ተበልካዮም ኣይመርሑ ፡ተመርሑ ተበልካዮም ኣይምርሑ ርስሓት ናይ ህዝቢ ትግርና ተበልናዮም ክንብሎም ዘድፍር እዩ፡ምክንያቱ ቓላቶም መንንነት ይብሉ ግን ኣብ ጸቢብነት ዝነብሩ ሕማቃት ፍረ ዘየውጹ እዮም። ከም ብዓል ዉፉይ፡ዮናስ ማስቲካ፡ዳኒ ክትሪኢ ከለካ ግን ተስፋ ትገብር ግዜ ወሲዶም ከዐርይዎም፡እምበር እታ እንኮ ተስፋ ዘለዋ ብሩህ መጻኢ ከዕንውዋ ዝሓስቡ ዘሎዉ ንሶም እዮም እታ እንኮ ዘየፍረስዋ ውዱም ንሳ ስለ ዝተረፈቶም። ንዑ ሓሳብ ሃቡና ተበልካዮም ብጀካ ስምዓና እምበር ኣይንሰምዓካን ዝብሉ ንጸርፊ ከም መካትዒ ሓሳብ ዘምጽኡ ናይዚ ዘመን እዚ ክከኑ ከለዉ ብሓቂ የሕዝነና።ግን ፈትዮም ጸሊኦም የሕዋት እቲ ክጸርፍዎ ዝዉዕሉ ምካኖም ክቅይርዎ ዘይክእኩ ክርዱኡ ይግባእ።ተስፋ ንገብር እቲ ኣረጊት ትርጉም ዘይብሉ ካብ ገዝኦም ቀሲሞሞ ዝመጹ ክጉህፍዎ።
@loveumom8428
@loveumom8428 3 года назад
@@johnkidane2121 ሰበይ ካብቶም ኣክቲቪስት እየ። እንበር ህዝቢ ምሉእ ምጽራፍ ነውሪ፡ ከምኡ ዓይነት ሰብ ውን ኣይኮንኩን! ብኻልእ ኣይትረድኣዮ!!!
@user-kh8me1pg5p
@user-kh8me1pg5p 3 года назад
Nska domo hmaq twxu aleka,,,,,awrajawi. Empty space has make much noise.
@loveumom8428
@loveumom8428 3 года назад
@@user-kh8me1pg5p do you know me where am i from?
@esiabu8665
@esiabu8665 3 года назад
Welcome dani smart man waiting you as always
@snitbereket9469
@snitbereket9469 3 года назад
Thanks and God bless you,doing great job keep up
@yacubunatey8234
@yacubunatey8234 3 года назад
ዳኒ ብሉጽ ከም ዎትሩ ኣምላኽ እስራኤል ይባርኽካ
@habentemie5875
@habentemie5875 3 года назад
ኣምላኽ ኣጋዝያን ክትብል ዲኻ
@amanueltesfagebriel753
@amanueltesfagebriel753 3 года назад
Ndani zfetu ❤💯👍
@abrishgeriye5436
@abrishgeriye5436 3 года назад
Bejakum follow gberewo z'wedi my boy you are so smart guy
@tamratevents
@tamratevents 3 года назад
ዳኒ ብምንታይ ከምዝገልጸካ ኮ ቋንቋ ስኢነ። ከምዚ ከማኻ እንተንኸውንሲ ቁሩብ ዶ ኾን ምሓለፈለና።እንድዒ፥ መቸም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ታሪኽ እዚ ምህሙንን ተስፋ ኣልቦን ወለዶ ከምወርቂ ትኹላዕ ሓደ ንስኻ ጥራይ ሪኤ ኣለኹ። ንዘይለበምና ተለብም ንዝደንቆርና ትምህር መንእሰይ ምዃንካ ይኾርዓልካ። ካባኻ ብዙሕ የ ዝጽበ ሞ በርትዕ እግዚኣብሄር ሓይሉን ፍልጠቱን ጥበቡን ይግለጸልካ።
@beramutes9467
@beramutes9467 3 года назад
Selam yehwat eza insturmental music ab (backgraund) zela zfelta wey link zsedeley gele ztehaber entelos tehababeruni.
@sami4534
@sami4534 3 года назад
ብጣዕሚ ብጽቡቕ ኣገላልጻ ብዝተመልኦ ንምርድኡ ብዘየሸግር ምግላጽካ የቐንየልና ወዲ መምህር እዚ መንእሰይ እንድሕር ፈሊጡ ዩ ክካታዕ ዝኽእል ስለዚ ክፈልጥ ዓቢ እጃምካ ተበርክት ዘለኻ ደጊመ የቐንየልና እንዳበልኩ ክትቕጽሎ ክኣ እላቦ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Год назад
ተባረኽ እዚ ወደይ...
@gme6751
@gme6751 3 года назад
Thankes for sharing 👍🏾👏
@jossiboy5464
@jossiboy5464 3 года назад
ወዲ መምህር ሓውይ በጃኻ ናይዚ ማይናስ ዝብሃል ወዲ በካሊ ሕብረተስብ ቫይረስ ዝኮነ ሰብ ገለ በለና ።አነ ብጣዓሚ እየ ዝሓዝን ክርእዮ ከለኹ ማለት ዕንወት ይገብር አሎ ይርዶኦ የለን ምንቃፍ ጽቡቅ እዩ እሞ ዝግብሮ ዘሎ አስተብህለሉ ።አጆካ ቀጽሎ
@johnkidane2121
@johnkidane2121 3 года назад
Msaka aloku ዓርኩ ማይናስ እቲ በላሊ ሕብረተሰብ ወዲ ሹቕ ዶ ገለዳ እንዳ በለ ነዛ ኩላ መንእሰይ ይብልላ ኣሎ እቲ ዝገርም ግን ነዚ መእሰይና ከምዛ ናይ ወዲ መምህር ገሩ ዝነግረና ኢና ሲኢና ጸኒሕና እበር ናይ ማይናስ ፈትይዎ ኣይኮነን።
@majorasgele6482
@majorasgele6482 3 года назад
ናይ ልበይ ኣነ ክጸልኦ
@theotokostube5419
@theotokostube5419 3 года назад
Hii ጆሲ ኣነ እውን ናይ ማይናስ ነገር ብዙህ ግዜ ዝግረመሉን ንምንታይ ከምኡ ይሰርህ አለ ዝሃስብ ማይናስ ንምንታይ ከመኡ ገሩ ንሱ ዝምልሶ ነገር ኣለዎ ናቱ መልሲ ክሳብ ባዕሉ ዝምልሶ ንግደፎ እሞ ኣነ ናተይ ሓሳብ ከም ዝመስለኒ ማይናስ አሃሪ ስራህ ክሰርሕ ኣይደልን አዩ አቲ ዝሰርሆ ስራህ ከመይ አሉ ኣታዊ የምጻሉ አምበር አንታይ ይምህር ኣሎ ዝሃስብ ኣይመስለኒንን 2 ነግራት ኣጽኒዑ ኣይሰርህን እዩ። እቲ ቀንዲ ኣነ ዝተረዳኒ ግን ባሕሊ ክዕቅብ ኣይደልን እዩ ከምኡ እውን ባእሊን ሕብረተሰብን ምትፈኡ ዘተሃሳስቦ ኣይመስለኒን እዩ
@mebrahtufetwi7821
@mebrahtufetwi7821 3 года назад
Lkeeeeeeee aleka msaka aleku kabkulu hjie zwledu delewu natu qonqa kzarebu ytefuna alewu nezom nayhmamey ka qurub kem amsl abilka keytqyomuna gn kolo gena yqreta
@eri-academy-6484
@eri-academy-6484 3 года назад
ክሪስላም 19/07/2020 ማዕተብካ ኣብ ክሳደይ መስፉሓይ ኣብ ኢድካ ኮኾብ ኣብ ኣድባረይ መስቀል ኣብ መስጊድካ ሃልየን ነይረን 'የን ቤት እምነት ኣቚመን ዘመን ዘሳገራ ሎሚ ሓድሽ የለን ከምኡ ይቕጽላ ምንባርና የምዕራ። እዘን ቤት እምነትና ከም ወትሩ መናቱ ጉዝጉዝ ንሓድሕደን ፍቕረን ኣቕኒኡናስ ንሕና ድማ ከምአን ኔርካለይ ሃልየልካ ኣብ ሞትን ህላወን ንሕና 'ታይ ሃብትና ዘይፍቕርን ሰላምን ብኡ ሓሊፍናዮ መከራን ጸላምን ። ሕጂ'ውን ከምኡ'ዩ የለን ተቐየረ መዓስ ሰርኒቑኒ ሕሩድካ በሊዐ ምውሓጥ ዶ ኣብዩኒ ሓሳብካ ሰሚዐ ሃይማኖት ናይ ግሊ ሃገር ግን ናይ ሓባር መዝሙርና ቀጸለ ኣዛንናን ደወልናን ሓቢሩ ኣድሃየ ከምቲ ትማል ዳግማይ ኣንጉዐይ ኣንጉዕካ ደም ጥምረት ፈጠረ ኣነ ንስኻ 'የ ምሽ ንስኻ ኢኻ ኣነ ምሩናት ብመትከል ዓረ ኣብ ዝመረረ። ስለ'ዚ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ምልኪ ባዕዲ ኣይሰርሐን ትማል ዘበት የለን ሎሚ ስሕታን እንከጋጥም እሕሕ ንበሃሃል ግስጽ ኣብለኒ ኣባይ ከይትዕንትር ኣነ ኣይዕንትርን ንውሕጦ ደም ስኒ ኣብ ፍቕያ ንስለፍ ተጻይ ጽባቐና ከይክዕወልና ሓዊ። በል ሰበይ ኣምላኸይ ኣላህካ ሓደ እንካብ ኮኑ ሸኸይን ቀሽኻን ኣምላኾም ይስዕቡ ንሕና ድማ ከምኡ ከምቶም ዝቐደሙ 'ቶም ካብ ሕሰም ዝረብሑ ቀዝሒ ክግረፉ ብፍቕሪ ንጣመር ፈሺሎም ይተርፉ። ኣብ ዛዕባ ክልቴና ክሪስላም እምነትና ነናትና ዘሎና ኣብ'ቲ ናይ ግልና ንሕና ሓደ ኢና ስለ ኤርትራና ኤርትራ ነኽብራ ሓድሕድ ተፋቒርና ንምኽሪ በደልቲ ዋጋ እንከይሃብና።
@user-uu1sg8gh4j
@user-uu1sg8gh4j 3 года назад
ወዲ መምህር ጅግና፡ እንዳ ጠፋእካ እዚ ኹሉ ሰብ ብሃንቀውታ ዩ ዝጽበ ተረዳእዮ ሕራይ ዶ ኣንበሳ፡ ካብ ኩሉ ከም ናትካ ዕድመ ዘለና መንእሰያት ንስኻ ኢኻ ናብ መንነቱ ትመልሶ ፡ በኡነት ከማኻ ዝትንትን መንነቱ ዘኽብርን ትውልድ ክፍጠር ኣለዎ። ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ዓረብ ንኣዕራብ ጥራይ ሃቦም, ። ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ቦታ ክህልዎ ኣይንደልን ። መጥፍኢና ቋንቋ ዩ፡ ብዘለዎ ስግረ ዶብ ኣንጥሮ። ትግርኛ ንቕድሚት ወደባት ኣማሓድር ንወደባትን መደባትን ኣቦታት ።
@simonfshaye5072
@simonfshaye5072 3 года назад
powerfull thoghts Dani smart man. keep teaching be strong.
@user-zt8gu1lj3h
@user-zt8gu1lj3h 21 день назад
ብጣአሚ ጽቡቅ ስራሓ ቀጽሎ ዳኒ ሓውና
@user-qq1vv3ul4s
@user-qq1vv3ul4s 3 года назад
እኻዕዳሓን መጻእካ ኣታ ኣበሳ ከማካስ ሽሕ (1000)ይወለዱ ❤️🥰😍😘
@amilaknatey7844
@amilaknatey7844 3 года назад
Mexiyu Jgna, 🤗✌🏽... wellcome Azmarino ♦️🤝
@selamyemane1640
@selamyemane1640 3 года назад
Keep enlighting us! Thank you.
@abelgere601
@abelgere601 3 года назад
Mexika do Dani wedi! Bienvenue.
@Wediuser
@Wediuser 3 года назад
Well researched, prepared and analysis Wedi Memhr. Love the openness!
@hawimekseb6332
@hawimekseb6332 3 года назад
Tigrina 4EVER ❤🇪🇷
@abilove6739
@abilove6739 3 года назад
Dani jigna am proud of you keep it up
@dawitwedieri227
@dawitwedieri227 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ኣነ ካባኻ ቡዙሕ ተማሂረ ኣሎኹ ክንደይ ከምዝ ከማይ ዝተማሃሩ ከምዘሎዉ ዉን ኣይጣራጠርን ።
@kunamawedisheraro1821
@kunamawedisheraro1821 3 года назад
Merhab bro 💖👈
@user-jg2yc4yp3f
@user-jg2yc4yp3f 3 года назад
መርሓባ ዳኒ ሕጅስ ሞባይለይ ክድርብያ እንዳበልኩ መጺኻ
@wedigash1920
@wedigash1920 3 года назад
Kemzi gerka haberetatat kitakib kelial srah aykonen. Ablak yebarka wedi Memhr hawey. Bless
@nahomtsegay6117
@nahomtsegay6117 3 года назад
What a wonderful video I learned a lot
@kokobgere8053
@kokobgere8053 3 года назад
ዳኒ ኣስሊ ወልካም ምስ ብሉጽ ኣርአስቲ አካ መጺካ ፡ ቃንቃ ዓረብ ኣብ ኤረትራ ስደተኛ አዩ ፡ ኣብ ኤረትራ ናይ ቃንቃ ሽግር የለን ናይ ሃይማኖት ሽግር አዩ ዘሎ፡ ቃንቃ ዓረብ መሳሪሒ ፖሎቲላ አዮም ዘምጽዎ አምበር ባዕሎም ከማን ኣይፈትዉዎን አዮም ነቲ ቃንቃ ዓረብ
@moon6634
@moon6634 3 года назад
Well come
@Henok.M
@Henok.M 2 года назад
Educational video!❤❤❤
@luwamsium646
@luwamsium646 3 года назад
እዞም 119 dislike ፍሉጣት ጀብሃ ምስ ደቆም ምኻኖም ።
@yo-61
@yo-61 3 года назад
እወ ክክክክ
@mandelaman776
@mandelaman776 3 года назад
Luwam sium. Hegdaf medaf seik bal 🐒
@theotokostube5419
@theotokostube5419 3 года назад
ልዋም ሲዩም ሰላምም አዛ ዝጸሃፍክያ ሪእቶ ወይ ሓሳብ ብዙህ ኣይደገፍክዋን ግን ብዝኮነ ካብ 32 ደቂቅ ክሳብ 34 ዘሎ ዳኒ ተዛሪብዋ ኣሎ እሞ ደጊምኪ ስምዕያ።
@luwamsium646
@luwamsium646 3 года назад
@@theotokostube5419 እሞ ራሻይዳስ እባ ከኣ ኣይኮኑ ። ዝተረፉ ብሄራት ኤርትራ ከኣ ብናይ ባዕዲ ዘይኮኑ ብናቶም ቃንቃ ኢዮም ቀዳምነት ኩራዓት ።
@shewitkdane6163
@shewitkdane6163 Год назад
Kkkkkkkkkkk ya
@natitv3473
@natitv3473 3 года назад
Arab is a foreign language in Eritrea. We don't need foreign language, we have our own language period.
@idanyalove111
@idanyalove111 3 года назад
Its ironic , you are commenting in English
@user-dh6ox4ku5x
@user-dh6ox4ku5x 3 года назад
Well said bro
@moloboerchannel3603
@moloboerchannel3603 3 года назад
Amazing 👏
@bahri1415
@bahri1415 3 года назад
ደስ ዝብለ ዘቅንእ መንኢሰያ ወዲ ሃገረይ ጅግና ብልጽ ስራሓካ መድብትካን ብሓቂ ወዲ መምህር ንስካ ወን ዓቢ መምህር ናይዞም ከም በጊዒ ዝሓስቡ ን ማስመድያ ኣንጎሎ ዝዓበይሉ ደንበ ወይ ጎቦ ን ስንጭሮን ገሮም ወሲዶም ዝፍንፍን ክዝርቡሉ ዝዊዒሉ ገለ ተተምሃሩን ጥቅሚ ሓቅንትን ፍልጠትን ተተርዲኡም ኣጽቢቃ በርቲዒ ዒድምን ጢዒናን Dani
@tellaaregay8070
@tellaaregay8070 3 года назад
You are briliant, nsika blux eka kem almaz, asabatkan etemahalalifo meliktakan kaa nzelialem nabiri eyu. Eski n wedi memhr tftwu like giberu,💯💯💯💯💯💯💯💯
@kidanetsegu1629
@kidanetsegu1629 3 года назад
ወዲ መምህር ንቁሕ መንእሰይ ብስምዒት ዘይኮነ ብርዲኢት ዝዛረብ ናይ 2021 ኖቤል ናይ መንእሰያት ሽልማት ይግብኣካ ኢዩ ኣጆካ ቀጽሎ!።
@biniam1467
@biniam1467 3 года назад
ካብ ልበይ ተሓጊሰልካ መዓር ኣኾሊስካኒ።
@yaya-ts8ko
@yaya-ts8ko 3 года назад
Thank you dani
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 года назад
Nice Program, try to come with small topic.
@embahbelen4657
@embahbelen4657 3 года назад
Well done.
@zewengeltewelde3445
@zewengeltewelde3445 3 года назад
Arabic is a foreign language just like English or French in Eritrea. The indigenous languages and official( working ) of Eritrea are Tigrigna and Tigre. The Eritrean Muslims can used Arabic language in their Islamic faith but they do’t have right to put Arabic Language as the official language of Eritrea. This is the fact. Thanks Wedi Memher for the truth and MGB 👏👏👏.
@politics9714
@politics9714 2 года назад
Yes pleaseee
@ahawalimoussa7753
@ahawalimoussa7753 2 года назад
You think tigregna national langouge Tigregna official langouge at the time of isyas
@hasanmiah6841
@hasanmiah6841 Год назад
yea its clear that we Muslims don't want your 5 worded Tigray's language .. that Arabic you forget what your ancestors told u about, very marvelous. Ask your grand pa about that...
@bereketanday221
@bereketanday221 3 года назад
Keep going dani bro ✌
@yesyoucan3007
@yesyoucan3007 Год назад
ዳኒ፣ ሕመረት ናይ’ዚ ዘልዓልካዮ ሓሳብ ክትርዕሞ ዘተባብዕ’ዩ። ስለዚ ብወገነይ አመስግነካ!
@abrhayobeyene3440
@abrhayobeyene3440 3 года назад
ቤት ኣስገደ ዓዲ ተክልየስ ዓዲ ተማርያም ቤት ኣብረሀ ማርያም ቀያሕ ማርያም ጸላም.....ወዘተ ኣብ መንሳዕን ሳሕልን ዘለው ኣህዛብ ክርስቲያን እዮም ነይሩም።ናይዚኦም ምልክታት ናይ ኤርትራ ገዳም ዝዓበየ ኣብ ሳሕል እዩ ዘሎ( ሃገረ ነግራን) ክኣ ይበሃል።ከምኡ ውን ሮራ ሓባብ ሮራ መንሳዕ ዝበሃሉ ከባቢታት ኣሰራት ቤት ክርስትያን ኣለው እዮም።
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 3 года назад
Tebarek ezi hawey haki tiketinmber aytsibern.
@hibtzgiawalom8230
@hibtzgiawalom8230 3 года назад
መንሳዕ ኢልካ ኣርማ ቤት ኣብረሀ ቤት ሻሕቀን ስለዝኾኑ
@abrhayobeyene3440
@abrhayobeyene3440 3 года назад
@@hibtzgiawalom8230 እወ ጽቡቅ ኣለካ ኣብቲ ትንተና እንተ ኣቲና ኣዝዮም ቡዙሓት እዮም።ግን ከም ኣብነት እየ ጠቂሰዮ።
@afewerkigitom4775
@afewerkigitom4775 3 года назад
Bi hagerawi kanku zhben like atmuni
@abrahamtse2019
@abrahamtse2019 3 года назад
Thank you bro 🙏🏽
@liveinafrica9346
@liveinafrica9346 3 года назад
ዳኒ ናይ ብሓቂ ገላጺ ከምኡ ውን እዋናዊ። ብዙሕ ቃንቃ ምፍላት ጸጋ ኢዩ ግን መሰል ብዙሕት ረጊጽካ ናይ ብዕልካ ቃንቃ ክትምስርት ግን መሰል ምግሃስ ኢዩ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ - ትግረ ትግርኛ - ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ዓረብ ንባዕሉ ሓራ ዘይወጸ ንባሮቱ፡ ናታቱ "ዓቢድ " ዝብሎም ሰዲዶም፡ ንኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም ፡ ንገዛእ ርእሶም ኣብ ባርነት ዓረብ እናነበሩ "ሓራ ከነውጽኣኩም ኢና" ፡ እናበሉ ይሽቅጡ። ብዛዕባ ድሕረትን ድንቁርናን ዓረብ ካብ ዓረብ ስምዕዎ። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aHV7G-pTZjw.html
@misginaokubu7213
@misginaokubu7213 3 года назад
ኣዚኻ ብሉጽ ኢኻ'ሞ። ከይውድቁኻ ጥንቅቅ በል ። ደረጃኻ ሓሉ ። ከማኻ ዝበለ መንእሰይ ሃገርና የድልያ እዩ። ከምዚ ክብለካ ከልኩ ። ብዙህ ናእዳ ክመጸካ እዩ ። ግን መሐየሊኻ ግበሮ ። ክመጸካ ንዝእል ጸርፊ ግን ግዜ ከም ዘይብልካ እየ ዝኣምን ኣይትገደሰሉ። ሰላም ንዓካ ይኩን ጅግና።
@sociallife7616
@sociallife7616 3 года назад
ብሉጽ፡ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ!
@semereamanuel686
@semereamanuel686 3 года назад
ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣገላልጻ ብጣዕሚጽቡቅ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@chakurshow2269
@chakurshow2269 3 года назад
Wellcome Bro👍
@michaelghidey753
@michaelghidey753 3 года назад
like ከማን ክውሕደካ ንዓኻስ ካሊእ ክህሉ ነይርዎ ንዓኻ ዝገልጽ ተባዕ
@user-np2yx9cl9x
@user-np2yx9cl9x 3 года назад
Thanks dear bro ኩሉ ትገብሮ ወትሩ ኢየ ዝከታተሎ ቀጽሎ ኣነ ሓንቲ ካብ ናይ ማይናስ ስራሕ ወዲ ሹቅ ህያሰአና መልእኽታን ብዝግባእ ተዓዚብካ ክተቅርበለይ ብትሕትና ይላቦ
@teamemerhawi8161
@teamemerhawi8161 3 года назад
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዳኒ.
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 3 года назад
Thanks 🙏 Wedi memhir
@negagebre8822
@negagebre8822 3 года назад
Thanks dani hawey 💪💪💪💪
@letsgo4323
@letsgo4323 3 года назад
Nay 40 ቃልሲ ዩ ዘሎ ኣብ ኤርትሪን ይገርም ሕጂ ውን ትግርኛ ዩ ሃገራዊ ቋንቋ Eritrea ab thtou des ዝበሎም ቋንቋ ክዛረብ ዝኸልኦ የለን
@fifi6429
@fifi6429 3 года назад
Hi Bro would you do research about tigrinya Population in eritrea and how will be in the future.
@yo-61
@yo-61 3 года назад
Eritrean Tigrinya speakers numbers in Eritrea is decreasing fast due to low birth rate...infant mortality, immigration and natural and unnatural death. Just think about all those those young men and women who died fighting for independence with out having a baby..for example , Ethiopian population in 1970s was 30 million ...now 110 million ....Eritrean population in 1970 ...3 million....now approximately 4 million. plus or minus...That will give you an Idea where were are.
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 3 года назад
Kulu seb beti natu qanqa kurue kkewn alewu, saho entekonka deqika saho ktmhromn qanqa saho keteiebn eka leytn mealtn ktserh zeloka, nsu yu natka, meqlexi entaynetka,Areb bkemey kwkleka ykiel? Etom kaliot bherat wn kemue, nenatka mhaz eyu. Kabzi halifu terifu gn Areb enabelka mchfar gn snemogotawi ykun dimokrasawi lkienet yeblun. Areb nay baiedi qanqa eyu nhzbi Erta kea kwkil aykieln yu.
@russomkidane7188
@russomkidane7188 3 года назад
እንካዕ ዳሓን መጻካ ዳኒ መሰታይ ግን ኣይትጥፋእ ብዉሕድ ሰሙናዊ ተዛወረና እዚ ናትካ ዘረባ ክዋሓጠሉ ዘይክእል የዕብዮ ጥራይ እዩ ምክንያቱ ኣብ ምስልይነት ሰለ ዝነብር እምበር ሓቂ ዝሓዘ ዕዉት እዩ ኩሉ ግዜ ናይ ሳላሳ ዓመት ክትቅይር ብዙሕ ዋጋ ሰለ ዝሓትት ኣይትድከም ከይትሓለልካ ጽዓር ምክንያቱ ኣብዚ ኣለዉ ዕድመ ከምዚ ናተይ ናትካን ዝውንኑ ከምዚ ናይ የዕብዮ ሰነ -ሓስብ ዘሎዎም ከተረድኦም እንተ ፈቲንካ ናብ ጸርፊ ዝገዩ
@Shatira_23796.
@Shatira_23796. 3 года назад
ናይ ብሓቂ ሃገር ክልተ ባንዴራ ክልተ ቓንቃ ክትስከም ከይትኽእልን እያ::
@eliasgebremicael1090
@eliasgebremicael1090 3 года назад
Thank you bro
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 3 года назад
ኣምላኽ ይባርክኸካ ጽፉፍ መልኽቲ
@selammichael3108
@selammichael3108 3 года назад
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ብዙሕ ንመሓር ዘለና ። ከማካ ይብዙሑልና ነዓና ንህዝቢ ትግሪኛ 👑❤️
@bitewmyhero7012
@bitewmyhero7012 3 года назад
Well prepared & clear explanation dani boy, so Thank u for sharing ur knowledge and ur time. This is very important topic!!! Also, as some people already mentioned on the comments section about Yonas ( minus) work. Please do review his work, particularly “wedi - shuk”. I think he’s comedy is quite funny but same time it’s dangerous especially for the young people. Thank you so much again👍👍👍
@asmelashmehari1445
@asmelashmehari1445 4 месяца назад
Informative and well organised presentation.❤
@goitomkiros2700
@goitomkiros2700 3 года назад
ዳኒ ወዲ-መምህር ስለ እቲ ኩሉ እትህበና መረዳእታ ብጣዕሚ'የ ዘመስግነካ ። ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ናይ መንፈስ ሓወይ ።
@samuelghebretatios1620
@samuelghebretatios1620 3 года назад
Really constructive media this is my favourite and one of the most i followed, nice Mr Dan. proud of you be my Eritrean brother, can't wait to see the next.
@weldinoshow2731
@weldinoshow2731 3 года назад
Mexe mexe wedi memhr Subscribe gchewna
@user-bk6zv3zy4j
@user-bk6zv3zy4j 3 года назад
ጅግና ውድ መምህር We love you
@jossi2794
@jossi2794 3 года назад
Good job keep it up...
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
ህዝባዊ ግንባር ሓደ ዕዉት ውድብ ምንባሩ ኣብ ልሳንካ ምጽኡ ጥራይ እኩል'ዩ ነቶም ህዝባዊ ግንባር ሽፍታ'ዩ ዝብሉ ገለ በሎም መክንያቱ ህዝባዊ ግንባር ንህውሓት ኣብ ኣዲስ ከም ዘብጽሓ ዘይፈልጥ ወይ ድማ ዝኽሕድ ቡዙሕ ስለ ዘሎ
@kubromfutuwi301
@kubromfutuwi301 3 года назад
Tenkifuwa ko alo
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 года назад
እዚ ህዝባዊ ግንባር ዝብሃልል መሪሕነትት ,,፡,ክንደይይ ህዝቢ,,,፡ መሁራትንንን,፡ንጹሃትንን ደረፍትትትት,, ደቂ ሓሮሶቶት ዘአጽነትት እዩ ግን ነታ ሽፍታ ትብልል ቃላ,,፡,,፡ዊሕዳቶ ከማንን
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
@@bogeabilekijermen4129 ህግደፍን ህዝባዊ ግንባርን ፈላልዮም
@ftl6230
@ftl6230 3 года назад
@@bogeabilekijermen4129 ms hizbawi gnbar mbaes malet mo ms tarik hizbi Eritrea mbeas u. Eta enko nhbenela nay qerba tarikna ya. N HGDEF gn bdlayka glexo
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 года назад
@@erimonia6574 ሓወይ፡ናተይ ህግደፍ፡ናይ ሕጂ ፡ ናይ ቀደም ህዝባዊ ግባር እዩ ፡ ወላሕንቲ ዘፍሊ ይቡሉንን,,፡ እስያስ ፡እኮ፡ኣብ ኣስመራ ኣይኮነንን ገቢሉ ካብ ሳሕልል ዝጅመሮ,,ስራሕ ክሳብ ሕጂ ,መንስያትት,,,,፡መሁራትንን ጽሓፍትንንን፡ይጥፍእ ኣሎ,,, ያኣ ይርዳኣኒ ፡እዩ፡እውሓትንን ኣቦታንን ,,,ወዘት ኣጥፊኢና፡ግን፡እንታይይ ሪብሕና፡ኮላይ ክትብል ኣለካ,,,ከምዚ ምሪሕነትት ህዝባዊ ግባር,እንተከፈ,,,,,ንጹሃትት ሰባት ከመ ዝተከፉ ከይመስለካ,,,፡ ናቶም,፡ጽቡቅ ነገር,,,,,,,፡ባይቶ ,, ሕጊ እዩ፡ዝፈርዶ,,,፡ ኣነ ዝብል ሰለኹ,ውዱብ ህዝባዊ ግባር,፡ጸረ ክሓስብ ዝኽእልል,,ደረፍቲ፡ከም፡ባዓልል ዑቁጋብር,,,,,,ወዘተ፡ ህዝቢ ኣጽኒቱ, ገበነ እዩ እየ ዝብል ዘለኹ ,
@user-kt3nr5sz9o
@user-kt3nr5sz9o 3 года назад
Without going to much into the historical background as to why Arabic is one of Eritrean national language, we need to ask and listen to what our fellow Muslim brothers want. In my opinion pretty much all of the will like Arabic to be one of the national language. Instead of spending your time and energy in trying to suppress Arabic, it will be beneficial to the county to respect our follow Muslim brothers choice. If about 50% percent of the population want Chinese to be the national language, the other 50% all they will have to do is respect and accept it. Let’s not spend too much time in trying to understand the motive as to why Muslims want Arabic to be one of national language and most of Christians don’t. We need to build a country where we all live in harmony by respecting other people opinion and chose. Arabic is one of Eritrean national language. Let’s accept that and focus on things that matters most.
@fruitsarelife148
@fruitsarelife148 3 года назад
Was there a vote for this language?
@hasanmiah6841
@hasanmiah6841 Год назад
one in million, like u much.
@adulis73
@adulis73 6 месяцев назад
Arabic is not native and cannot be national language as the rest of eight national languages. But it is a foreign working language as English.
@teweldetesfazghi5335
@teweldetesfazghi5335 3 года назад
Wellcome Great Man, u are left longe time away from media
@peterelias2211
@peterelias2211 3 года назад
Keep it brother
Далее
ፋራነት ማለት...!
17:01
Просмотров 138 тыс.
Четыре тормоза
00:53
Просмотров 45 тыс.
FARUX RAIMOV AVJIGA CHIQDI - JAVOHIR🔥
01:01
Просмотров 1,5 млн
ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
32:00
Просмотров 127 тыс.
ናይ ምዝራብ ናጽነት!
22:12
Просмотров 141 тыс.
ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....
22:31
Просмотров 112 тыс.