Тёмный

New Eritrean Music 2023-michael tekle (santa) Axabiyni ሚከኤለ (ሳንጣ) ኣጻብኒ 

Amt Entertainment
Подписаться 42 тыс.
Просмотров 3,5 млн
50% 1

New Eritrean Music 2023-michael tekle (santa) Axabiyni ሚከኤለ (ሳንጣ) ኣጻብኒ
#AmtEntertainment #NewEritreanMusic 2024 #INTERVIEW Christmas & New year 2024ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና#
Gidowun#yemane #Michael (santa) #Amt_Entertainment #Eritreannewmovies #BestEritreandrama #Tigrinaderfi #Tigrinaawdametderfi #Fasicashow #Eritreanshow #WataMusic #Derfikedem #OldMusic #Ethiopianmusic #NewEthiopianmusic #Amharicmusic #NewEthiopiammusic2024 #eritreanmuzic #Eritreanmovie #eritreanmovie #Eritreanguayla #eritreantiktok #edenkeste#kelab #semhar #sabaandemaryam#timnit #selam #efremamare #milonhaylu #abrahamalem #Eritreaninterviews #etiopanmusic #salieim #saliem # Akram # Michaelteklesanta #santa # abielkiflom #berket #sikay # yemanezerabruk #abereberket #santa #meronfsahie #qarya #nhommeste #kelab

Видеоклипы

Опубликовано:

 

5 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@hope9203
@hope9203 2 дня назад
Hidden talent 💫👏👌
@gedele
@gedele Год назад
2012 ኣብዛ ደርፊ ተዘክሮ ዘለኩም ላይክ ጽቀጡ 💔💔💔👈
@merhawiestifanos910
@merhawiestifanos910 Год назад
Btami tezekro zelewa eya neay 2012
@meronjon7955
@meronjon7955 Год назад
Awe yakk
@Yosiefjose
@Yosiefjose Год назад
Mera eske😢
@onelove323
@onelove323 Год назад
Aykemayn btami zfetwa hji kea emo nabti sheu zebere hiwet melisatni
@bisratandeberhan2314
@bisratandeberhan2314 Год назад
Nice Songs tesfa zelka. Mice hawey
@filmon7518
@filmon7518 Год назад
ንጸባበ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንራከብ ኢና ከምኡ ኢሉ ዝነብር ኣይኮነን ክበሊ'ዩ ምፍልላይና ኣይትጃጅዊ ጥራይ ኣይተዕርቢ ሕልና ንጸባበ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንራከብ ኢና ከምኡ ኢሉ ዝነብር ኣይኮነን ክበሊ'ዩ ምፍልላይና ኣይትጃጅዊ ጥራይ ኣይተዕርቢ ሕልና ድሕሬካ ኣይጥዓማን ሰሚዐ ጽምዋ ኣሕሚቕዋ ሰሚዐ ቀጨውጨው ትብል ኣላ ሰሚዐ ሕልምልም ኮይንዋ ሰሚዕ ኣይፋልክን ሓላለይ ግርምቲ ክዕለለሉ 'ዩ ጽባሕ ንርሑቕ ጠምቲ ብዓይኒ ጽባሕ ኪድዮ እቲ ናይ ጽምዋ ሰልሚ ንጹህ'ዩ ኣዳራሽ ልበይ ከም ቀደም ከም ዓሚ ነብስኪ ኣይተውድቒ ሓደራ ከይጋግዮ ምልዖ ገጽኪ ንግዚኡ 'ዩ ምፍልላይና ንሓዋሩ ኣይምሰልኪ ኣይጠፍኣንን ለዋሃትኪ ዘቐደመ ንብዓት የዕይንትኪ ማዓዶ ከዊሉኒ ግርምቲ መጽኢ ከይእብደኪ ከመይ ኮን ትህሉ ካብ ምባል ዓዲ ኣይውዓልኩን ሻቕሎት ቆንጢኒ ጽብቕቲ እኳ ድኣ ኣይቀሰንኩን ድርብ ተስፋ ተነጸፊ መማቕርቲ ምምባር ሓሳብ ኣይተክብዲ ልብኪ ካብ ምቕሓር ካባኪ ርሒቑ ኣካለይ እንተገዓዘ ሞራልኪ ከይነጽፍ ባህገይ እንዳጎበዘ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ ምጭናቕ ግደፊ ቐልብኪ ከይገሸ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንግዘም ዝሓሸ ብዓቕሊ 'ዩ ኩሉ ኣይኮነን ብጉያ ንጸበ ኣጻብይኒ እዛ ዓቐብ ንውጽኣያ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ 🤗🤗🤗🤨
@dawitmekonen323
@dawitmekonen323 Год назад
👍
@loveyoueritrea4452
@loveyoueritrea4452 Год назад
👌
@kisanetdebesay5018
@kisanetdebesay5018 Год назад
Thankfully
@leaassefaw7061
@leaassefaw7061 Год назад
🙏🙏
@user-xq6tj5jg1y
@user-xq6tj5jg1y Год назад
ንፉዕ
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Год назад
ኣበይ ትሓቡኡ ነይሩ ድምጹ ካናሪ ዝኮነ 💞💞💞💞 ብፍላይ እዛ ደርፊ ሽሕ ግዜ ሰሚዐ ዘይጸገብክዋ😥😥😥💞
@dejenasefaw920
@dejenasefaw920 Год назад
Teasru neyru 10 amet mulu bro
@tesfamariamhabteab9996
@tesfamariamhabteab9996 Год назад
Buzh shiger eyu ahlifu hiji temelisna tesfa nihabo
@hermonmicheal5354
@hermonmicheal5354 Год назад
@@dejenasefaw920 ata kndey tekezeb hasawi
@teamegirmai3459
@teamegirmai3459 Год назад
Good
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Год назад
@@dejenasefaw920 ata hakika dika Bro?
@BhHb32
@BhHb32 Год назад
ለካ ጥበብ ዋናታታ ተሓቢኦም ኢዮም ቀንጠብጠባውያን መሊኦም መርገጺ ሲኢናላ ዛምድሪ፡ ብዝኾነ እንቋዕ ገጽካ ኣርኣየና ፈጣሪ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ ብዓል ልደት👑❤️👌🇪🇷
@fanuszarea941
@fanuszarea941 Год назад
Leke tbeb wanatata tahabiom iyom bqentetewiyan meliom mergexi sienla edemen tienan yhabka santa hawey
@hjhfdd
@hjhfdd 5 месяцев назад
Keyteredaka haki tezaribka brgen n hamedu eyu really eritreans axkitom eyom delewu
@amtentertainment188
@amtentertainment188 4 месяца назад
❤️❤️❤️❤️👍
@filmon7518
@filmon7518 Год назад
..ድሕረካ ኣይጠዓማን ሰሚዐ ጽምዋ የሕሚቅዋ ሰሚዐ... ቀጨውጨው ትብል ኣላ ሰሚዐ... ሕልምልም ኮይንዋ ሰሚዐ... ኣይፋልክን ሓላለይ ግርምቲ ክዕለለሉ'ዩ ጽባሕ ንርሑቅ ጠምቲ ብዓይኒ ጽባሕ ኪዲዮ እቲ ናይ ጽምዋ ሰልሚ ንጽህዩ ኣዳራሽ ልበይ ከም ቀደም ከም ዓሚ ነብስኺ ኣይተውድቂ ሓደራ ከይጋግዮ ምልዖ ገጽኪ ንግዜኡ እዩ ምፍልላይና ንሓዋሩ ኣይምሰልኪ... Oneday🙏❤❤❤
@kokobteklu2133
@kokobteklu2133 Год назад
ደርፊ ማለት ኣብዚ ኣሎ ይዝኪር😔😔🎧🎶ኢስከ ነተባባዮ❤️❤️❤️❤️
@TN-xj9be
@TN-xj9be Год назад
ኣብዛ ደርፊ ዝኽሪ ዘለኩም፡ ኣብ ኣስካላ ኣብ ኣንጎሎ ምስ ኣፍቀርትኹም ዝሰማዕኩማ like
@hayleandbrahan950
@hayleandbrahan950 Год назад
ፉሉይ ዝኽሪ ዝኽሪ ኣለኒ ዛደርፊ 2013 ሳዋ 26 ዙሩያ በዚ ኣጋጣሚ ኣባላት 26 ዙሩያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 Год назад
Amen 🙏 zarkey
@merhawihabte6959
@merhawihabte6959 Год назад
Ayewe 26 zurya kemzi Lomi sdet keywexana
@hanahhaile1337
@hanahhaile1337 Год назад
Amen zhawey ❤Neaka ewn kemu
@mamismam1055
@mamismam1055 Год назад
Daki zurey abey alekum tezokiro husum 😔😔
@danaittesfamichael9956
@danaittesfamichael9956 Год назад
@@mamismam1055 alena fah elna nnebr kem deki zagra sdet hsum.😔😔😪
@samuelmesfin406
@samuelmesfin406 Год назад
ሚኪ ሓወይ ከምቲ ኣብ ግጥምካ ዝበልካዮ ኣጆካ ተስፋ ተነጸፍ ኣይትጃጁ ውጻዮ እቲ ኣቀብ።ብሓድሽ ስራሕ ክትመጸእ ክንጽበየካ ኢና
@filmonkiflemariyam4667
@filmonkiflemariyam4667 Год назад
ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ አለና ሚኪ ሓውና በርትዕ ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልካ ምስ ኩሉ ፋሚልኻ ❤❤❤❤❤❤
@michealgergies7900
@michealgergies7900 Год назад
100million eba ente trea welcome back 🙏 miki
@tekiebereketu
@tekiebereketu Год назад
ብሉጽ ስራሕ ምኪኤል ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ንጸበ ንጸበ ኣጻብይኒ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንኩልና🇪🇷🌲🌻
@agenzaghirmay4309
@agenzaghirmay4309 Год назад
Wawwww💞❤👍💯💯🌷💕
@selammerkeb9754
@selammerkeb9754 Год назад
ሚኪ ሓወይ ጥዑም ድምጹ፡ ኣብዚኣ ደርፊ እዚኣ ኣብ ሂወተይ 100% ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኣብ ሓለዋ ሃገር እጃመይ ከበርክት ወፊረሉ ኣብዝነበርኩ ግዜ፡ ነታ ናተይ ዝብላ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ኣብ ፍቅራዊ ሂወተይ ቦኽሪ ኣፍቃሪተይ ናይ ሎሚ በዓልቲ ቤተይ ኩሉ ነገረይ ዝኾነት ጓል ሄዋን፡ እቲ ምዉቕ ፍርና ብጽልእን ባእስን ዘይኮነ ብሰንኪ ንውሓት ግዜ ዓቅላ ተፈታቲኑ ተስፋ ከምዝቖረጸት ትሕብር ደብዳቤ ምስ ሰደደትለይ እዛ ደርፊ ግን ኩሉ ነገር ኮይና ልዕሊ ልሳን መልእኽተኛን ልዕሊ ደብዳቤን ነዛ ደርፊ ጽሒፈ ጥራይ ንበይና ሰዲደ ዘለኽዎ ኩነት ከክትርዳኣለይ ድማ ነታ ደርፊ ደጋጊማ ክትሰምዓ,ሞ ድሕሪኡ ደስ ዝበላ ክትውስን ልኢኸላ። ዘለኽዎ ሃዋህው ተረዲኣ ብጽንዓት ክትጽቤኒ ተስፍኣ ክብርኽ ተማሕጺነያ።ብልክዕ ውን ነቲ ሸይጠናዊ ሓሳብ ኣሳጒጓ ይቅሬታ ዝተሓዋሶ ንልቢ ዘረስርስ ውሕሉል ቃላት ዝሓዘለት ካብኣ ዝተላእከት ድሕሪ 2 ኣዋርሕ ቀዳም ምሸት ምስ ሓደ ወዲ ኣሃዶይ ንዕረፍቲ ናብ ስድራቤቱ ከይዱ ዝነበረ ምስ መጸትኒ እጻ ደርፊ ልዕሊ ንቡር ክፈትዋ ተገዲደ።ጥበብ ኩሉ ነገር ምዃኑ ውን ኣሚነ።ካብ ፍሉይ ስምዒት ዝተላዕለ ነዚ ደራፋይ ክረኽቦ ጽዒረ ግን ኣይካኣልኩን ክረኽቦ።ሕጂ ግን ርኤዮ ሚኪ ሓወይ በጃኻ ብምንታይ ክንረኽበካ ንኽእል እባ ሓብረና በጃኻ።ኣነ ብናተይ ወጻኢታት ሓንቲ ደርፊ ክትሰርሕ ክሕግዘካ ይደሊ,ለኹ በጃኻ።
@teweldetesfalemtvshow7980
@teweldetesfalemtvshow7980 Год назад
ብጣዕሚ ዝብላዕ ሓሳብ እዩ ሰናይ ሓሳብ
@seluweldat6655
@seluweldat6655 Год назад
Waw des zbil giuzo fqri.. hasbka kea blux amlak yhagzka
@amtentertainment188
@amtentertainment188 6 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️
@jossawitalajawi6788
@jossawitalajawi6788 Год назад
ሊድ ጊታሪስት ኬፍ ኣለዎ።ሸይፍዎ ላይክ ርገጹ ከኣ።peace✌️🇪🇷....በብዘለናዮ ንጸበ ንጸባበ ሓባይቢን....🙏🙏🙏
@the3as147
@the3as147 Год назад
Me too the guitar 🎸 so 😍
@jorginho5....752
@jorginho5....752 Год назад
his reaction is unbearable
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Год назад
Mara eske
@asmeretgebrat8015
@asmeretgebrat8015 Год назад
Me toooo kif zeliwo gtarst ❤❤❤
@yoyoeri2565
@yoyoeri2565 6 месяцев назад
Seli ❤❤❤❤❤
@hadiyajabar9034
@hadiyajabar9034 Год назад
ሰላም ደቂ ኤሬ ንዚ ጋዜጤና ብጠዕሚ አድኒቀዩ ይሕዋትና ዕድል ዘረከብ እዳዉጸኤ ዘቅርብ ዘሎ ብጣዕሚ ጺብቅ ቀጺሎ🙏🙏❤❤
@user-ns1qb6jl2r
@user-ns1qb6jl2r Год назад
💘💞💗💓 ዝኽሪ ብዝኽሪ ጌርካና ሳንጣ ዓርከይ
@tsegugebremdhin4429
@tsegugebremdhin4429 Год назад
ሳኣንጣ ነብስ ድሕሪ ነውሕ ግዜ ምምጻካ ኣጆካ በሪትዕ
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 Год назад
I love z reaction of z Gitarist. He is deep within
@mehretabkebreab9202
@mehretabkebreab9202 Год назад
That’s the first thing Notice
@user-dk8tj6lr7p
@user-dk8tj6lr7p Год назад
ዝፈትዋ ደርፊ ሕጂ ኣብ መዓልቲ ብዉሑድ 5 ግዜ ይሰምዓ ኣለኹ። ንጸባበ ዘላና ኣምላኽ የተኣኻኽበና🙏🙏🙏
@akliludebesay7230
@akliludebesay7230 Год назад
ድምጺ ማለት እሞ ኽኣ ብላይፍ ኣመስግኑለይ ብጣዕሚ ዝንኣድ ደርፊ ርሑስ በዓል ልደትን ዓመትን ንኹልና
@onelovexx5074
@onelovexx5074 Год назад
ኣነስ ምስዚ ባዓል ሊድ ጊታር እምበር ፍቅሪ ሒዙኒ ንዑዑ ክሪኢ ኢለ ይደጋግማ ኣለኩ😊😊
@afeworkitesfu3829
@afeworkitesfu3829 Год назад
ደውልሉ ከይደማኪ ከለዋ 😂😂😂🙏
@onelovexx5074
@onelovexx5074 Год назад
@@afeworkitesfu3829 numberu mo kabey kemxio 😞
@tsegamuluegeta5321
@tsegamuluegeta5321 Год назад
Takdemki balw blu kademy alku
@the3as147
@the3as147 Год назад
Me too 😲
@amtentertainment188
@amtentertainment188 Год назад
Namber ksdelkum ena
@rezenetesfu2502
@rezenetesfu2502 Год назад
ዋውውውውው ዋውውውውውው እታ ዝፈትዋ ደርፊ እያ ሳጣ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ። ናበይ እዩ ጠፊኡ ይብለካ ነይረ እሞ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና መታዓቢቲ
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 Год назад
አጆካ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ካናሪ ድምጺ ገለ ዓይነት ድምጺ ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዘየሰልቹ መደብ መሳጥን ሰሐብን 💯🇪🇷🙏❤️
@danobmulu2345
@danobmulu2345 Год назад
ነብስኪ ከይተዉድቂ ሓደራ🥰😘
@issakabraham933
@issakabraham933 Год назад
Neska keytwdek nebska halu kelay
@tesfay7622
@tesfay7622 Год назад
ዕንባባኩም የብዛሕዮ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@queen-vr8vk
@queen-vr8vk Год назад
Please please Moral for this singer we have childhood memories from this song ❤❤❤❤❤ we love you please we waiting more song with your amazing natural voice you have ❤❤
@danielbereketeab1585
@danielbereketeab1585 Год назад
I am listening 100 time's wonderful musician
@hypeddude6132
@hypeddude6132 Год назад
Merry Christmas to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷and Ethiopian.
@binianabraham8393
@binianabraham8393 Год назад
Merry chritstmas to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅❤❤❤❤💯💯
@awettekeste5801
@awettekeste5801 Год назад
ጥበብ ዋና ኣለዎ ንዋናታቱ ክኣ ንግደፎ ሓደ ካብኣቶም ኢካ ቀጽሎ ብሩክ ሓወይ ❤
@NatuEyasu-kp8sr
@NatuEyasu-kp8sr 7 месяцев назад
ሳንጣ ሓወይ እንቲይ እየ እሞ ክብለካ ንስካ ከለ ዓይነት ፊሉይ ነገር ኣለካ 👑❤️🇪🇷
@abrahaleygebrhiwet5719
@abrahaleygebrhiwet5719 Год назад
Ak Eqea mexakana Ajoka Ab godeneka Alena veri good muzic ❤😘😘😘😘😘Atetefanea hadera
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 Год назад
ድምጺ 100% Please ነዞም ምስ ብቅዓቶም ዝሃሱና ዘለው ደረፊቲ ንታሓጋገዞም
@user-wd9ze9xz9h
@user-wd9ze9xz9h Год назад
ኣቤት ተሓቢኢና ዝጸንሐ ድምጺ በዓል ስሑል ጎሮሮ ኣብ ቀጻሊ ብካሊእ ደርፍን ክሊፕ ክንጽበ ኢና ወዲ ኤረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@abdulwaseiomar5019
@abdulwaseiomar5019 Год назад
ቤዝ ጊታር ዝወቅዕ ወዲ ኬፍ ዘለዎ ያክ ❤❤❤🌹
@RuftaEwan
@RuftaEwan Год назад
ምኪኤል ተክለ ጸባ ስተ ካናሪ ድምጺ፡ እምበረ መጠን ብሉጽ ዜማ፡ ውህደት ሙዚቃ እሞ ከኣ ዘረባ የብሉን። ምትብባዕ ዘድልዮ ብሉጽ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ናይ ዘመና ደረፍቲ። ሼር ላይክ ኣይነውሕደሉ💯😍😍
@EriTikMedia1970
@EriTikMedia1970 Год назад
ንጸባበ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንራከብ ኢና ከምኡ ዝነብር ኣይኮነን ክበሊ'ዩ ምፍልላይና ኣይትጃጅዊ ጥራይ ኣይተዕርቢ ሕልና , , , , , , , , , , , , , 2 ድሕሬካ ኣይጥዓማን ሰሚዐ ጽምዋ ኣሕሚቕዋ ሰሚዐ ሕልምልም ትብል ኣላ ሰሚዐ ቀጨውጨው ትብል ኣላ ሰሚዕ ኣይፋልክን ሓላለይ ግርምቲ ክዕለለሉ 'ዩ ጽባሕ ንርሑቕ ጠምቲ ብዓይኒ ጽባሕ ክድዮ እቲ ናይ ጽምዋ ሰልሚ ንጹፍ 'ዩ ኣዳራሽ ልበይ ከም ቀደም ከም ዓሚ ነብስኪ ኣይተውድቒ ሓደራ ከይጋግዮ ምልዖ ገጽኪ ንግዚኡ 'ዩ ምፍልላይና ንሓዋሩ ኣይምሰልኪ ኣይጠፍኣንን ለዋሃትኪ ዘቐደመ ንብዓት የዕይንትኪ ማዓዶ ከዊሉኒ ግርምቲ መጽኢ ከይእብደኪ ከመይ ኮን ትህሉ ካብ ምባል ዓዲ ኣይውዓልኩን ሻቕሎት ቆንጢኒ ጽብቕቲ እኳ ድኣ ኣይቀሰንኩን ==================================== ተስፋ ተነጸፊ መማቕርቲ ምምባር ሓሳብ ኣይተክብዲ ልብኪ ካብ ምቕሓር ካባኪ ርሒቑ ኣካለይ እንተገዓዘ ሞራልኪ ከይነጽፍ ባህገይ እንዳጎበዘ ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ እ ዋ ይ ምጭናቕ ግደፊ ቐልብኪ ከይገሸ ንጸበ ኣጻብይነ ክንግዘም ዝሓሸ ብዓቕሊ 'ዩ ኩሉ ኣይኮነን ብጉያ ንጸበ ኣጻብይኒ እዛ ዓቐብ ንውጽኣያ
@mesfunmogos6839
@mesfunmogos6839 Год назад
miki abey nerka ezkulu amet Thanks Abraham kemzi gerka nkulom axalna wedi ereyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Год назад
What unforgettable memories 😭😪😥 I still hear it to this day We are not looking for old songs We are looking for memories 😥
@eyobalem8328
@eyobalem8328 Год назад
Wall
@meronemahatsion7424
@meronemahatsion7424 Год назад
A wonderful artist from my childhood miki the best artist for ever and still didn’t lose the best voice ❤
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 Год назад
እዋይይ ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ደርፊ አታ አበይ ኔርካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💥⭐️💥⭐️💥
@lydiashkor7472
@lydiashkor7472 Год назад
Naybhaki
@abiel603
@abiel603 Год назад
ዋው ኣቤት ውህብቶ ስቲዲዮ ዘየድልዮ ደራፋይ
@Badema23
@Badema23 Год назад
ናይ ብሓቂ ኣበይ ተሓቢኡ ኔሩ፣ እዚ ቡሉጽ ስራሕ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ።
@agenzaghirmay4309
@agenzaghirmay4309 Год назад
😍🥰💞👍💯💯💯
@johngebrekidan5736
@johngebrekidan5736 Год назад
ፎርሳ ደቅ ኤረይ ሓደ ሚለን ነብጽሓየኣ
@abebasolomon1742
@abebasolomon1742 Год назад
ይበል ድምጺ እድመን ትእናን ራህዋን ይሃብካ ፈታሪ🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 Год назад
Ab 2013 Beza derfi tezkor zelewo just like yeberiii❤ And 2023 ab sedt koyenu zesema zelewo 💔😥
@Elilta1
@Elilta1 Год назад
Love this song soooo much! Goes straight into my heart 😔
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Год назад
ክንራክብ ኢና አወ😢🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤረይ ፍቅሪ
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Год назад
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪 ክንራኸብ ኢና
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m Год назад
አዚ ዝፈትዎ ምጭው ጋዜጠኛ ብልበይ ብስም ኩሎም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ የመስግኖ ገንዘብ ሕሱም ሰበን ዝይሰበን ዝገበር ምዚኹሉ ኣርሃ መራውሕ ድምጹ ሱቅ ኢሉ ኔሩ ነዚ ምሕጋዝ ዓስቢ ኣለዎ🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጻብይኖ
@rezenechaey6335
@rezenechaey6335 Год назад
እስኪ ነቲ ንነዊሕ እዋናት ካብ ማኣዲ ስነ-ጥበብ ታኣልዮም ጸኒሖም ከም ዲኤንኤ ካብ ቡዙሓት ኣለልዩን ፈልዩን ናብ ኑቡር ክምለሱ ዝገብሮም ዘሎ ኣብራሃም እስከ ክምዚኣ ገርኩኡም👍💝ሕልፍ ቦሉኒ።
@mehratbtesfazgi4056
@mehratbtesfazgi4056 Год назад
Edmen tinan yhabika my favorite music and artist 🎨 ❤️
@taflat9364
@taflat9364 Год назад
What a voice!. IT is nice to know real Eritrean artists with such voice exist. Unlike many Eirtrean so called artist who use auto-tune, this artist is real.
@9856359
@9856359 Год назад
I discovered Eritrean music 2 months ago, the songs could be much better without it!
@kingarnaf
@kingarnaf Год назад
ናይ ትግርኛ መምህረይ ኣፍቂረ ኔረ ሽዑ ጊዘ 💀🎧♥️
@awettekeste8597
@awettekeste8597 Год назад
ከም'ዚ ዝኣመሰለ ብቅዓት ሒዞም ባይታ ወይ ዓቅሚ ሲኢኖም እሞ'ኸኣ ምስ'ዚ ናይ ሃገርና ዘሎ ብድሆታት ሕጂ ግን ክምስገን ዝግብኦ ጋዜጠኛ ኣብርሂሞ ሓውና።
@feshietesfamichael6377
@feshietesfamichael6377 Год назад
Abey nerka wadey I love the song 🎵 💯🤞🇪🇷
@hriytiteweldemedhin3238
@hriytiteweldemedhin3238 Год назад
Bezi agatami gazetena Abrham bitaemi tdinek liul misgana ygibiaka zitefelaleyu sinetibebenatat hagerna ziteresiu nab media bimikrabka.GBU All.
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk Год назад
Wawwww semika zeytmnoderfi abey tehabieu tsenihu 👍👍👍👍💯❤❤❤ 💞💞💞💞💞
@robelmengsteab1357
@robelmengsteab1357 Год назад
It's great,the return of our old days singers
@agenzaghirmay4309
@agenzaghirmay4309 Год назад
💯💯💯💯💯💯💯
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 Год назад
What a nice voice ✅ Just Amazing keep up the good job
@tsgetsge3518
@tsgetsge3518 Год назад
ብሽም ሚኪ ሳብስክራይብ ጌረ ኣለኩ።
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
ካብ ኩሉ እቶም ምስኡ ዝደርፉ ዘለዉ ሙዚቀናታት ደስ ኢሎምኒ❤
@Eriboy5968
@Eriboy5968 Год назад
ኣታ ሳንጣ ሓወይ በጃካ እባ ተመለስ ኣበይ ጠፊኢካ 💖💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጸበ ንጸበ ኣጻቢኒ ብካልእ ስራሕ ክትምለስ ተስፋ ይገብር ቅ
@user-hk6uk5go1f
@user-hk6uk5go1f 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@tesfay7622
@tesfay7622 Год назад
ኣብርም እቶም ኩሎም ተሓቢኦ ዘለው ኩሎም ኣርትስ ኩሎም ከምዚ ገርኩም ኣምጽእዎም
@EriTikMedia1970
@EriTikMedia1970 Год назад
ፎርሳ ጥራይ 1 Million ኣብ ሓደ ሰሙን ሳንጣ ዓይነይ
@semharasmerom6371
@semharasmerom6371 Год назад
One of the best songs ❤️❤️❤️
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
welcome back miki 😍 2013\14 💔❤️🇪🇷
@Badema23
@Badema23 Год назад
What a great song and incredible vocal performance
@muluesolomon280
@muluesolomon280 Год назад
Waw tesifa zelewu meniesey♥️🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Amorawedigash
@Amorawedigash Год назад
ጥዑም ድምጺ well coom back ወዲ ዓሚ ጅግና✌🇪🇷
@yorsalemkesete3171
@yorsalemkesete3171 Год назад
Ewy eza derfi ab 2013 ab sawa 25 zurya knmdeb ms temelesna nsemia neyrna tezekro ktiem 💓💓💓
@atetse106
@atetse106 Год назад
Welcome back Mike kanari zkone demxi Thanks abrhimo for bring him back 🙏 love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️ 😍
@danielbereketeab1585
@danielbereketeab1585 Год назад
This guy has a nice voice they should help him
@yoditweldie3378
@yoditweldie3378 Год назад
እዋይ እዛ ደፍፊ ከብድኻ ትበልዕ ንኹሉ ኣብ ናፍቆት ዞሎ እያ ተንብዕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 Год назад
ሕቡእ ኮኾብ ካናሪ ድምጺ ሚኪ ሓወይ ምዚ ሱሑል ዝኾነ ተውህቦ ዘለካ ተፊካና እንቃዕ ድሓን መጻካ ንጽበ ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ምስ ቡዙሕ ተዘክሮ ኣብ ቀረባ ብኻልእ ስራሕ ክንጽበ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
@shewitestifanos7655
@shewitestifanos7655 Год назад
I remember 2012 Sawa 26 round I miss that moment 😢
@abrahamhaile7272
@abrahamhaile7272 Год назад
Gal zerey
@godislove732
@godislove732 10 месяцев назад
ya we were hearing it 24/7
@MF23720REG
@MF23720REG Год назад
best tigrina voice 100% keeping up brother,,,,
@leaassefaw7061
@leaassefaw7061 Год назад
What a beautiful song 🎵 😍 ❤️ Base guitarist 🎸 ❤️ 👌👌
@ftsumteweldebrhan2572
@ftsumteweldebrhan2572 Год назад
ኣሕሕሕ እዋይ ደርፊ ኣብ ደምካ ዝኣቱ ደርፊ ጥዑም ከሎ ግዜ
@samharamen
@samharamen Год назад
Sdetna yhtsrelna amlakey😥🤲🙏 Rhus hadsh ametn beal ldetn deqi Erey mearey🙏❤🇪🇷
@ed2821
@ed2821 Год назад
❤️🇪🇷🇪🇷❤️👌🙏😁🎉🎉🎉Merry Christmas Eritrea 🇪🇷. Great voice.
@faniaraya-24
@faniaraya-24 Год назад
ኣበይ ነሩ ድምጺ ካናሪ ብሓቂ❤❤❤
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 Год назад
Waw btaami blitsti derfi🇪🇷♥️🌹👍🙏🇪🇷
@samiraomer6175
@samiraomer6175 Год назад
እልልልልልል ፈውሲ ልቢ ዝኮነት ደርፊ ርሑስ በዓል ልደት ዓመተ ሰላም ራህዋ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🌹❤️❤️🌹❤️❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️❤️🌹❤️🌹❤️🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳
@eribella3873
@eribella3873 Год назад
Amazing voice! It’s on repeat! Love it and Keep it up Wedi Erey
@tbereket1380
@tbereket1380 Год назад
ኣበይ ሓቢእኩማ ኔርኩም እዛ ብልጽቲን ተንካፊት ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ደጋጊመ ዘይመነኩዋ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 7 месяцев назад
Naylbey haki mskreyu ❤
@asmelashberhe9237
@asmelashberhe9237 Год назад
my new herro .... go ahead. lovly music
@samuelmesfin406
@samuelmesfin406 Год назад
መርሓባ ሚኪ (ሳንታ) እንቈኣ ድሓን መጻካ ክተፍእ ዘይግበኦ ሰብ እዩ ።ካብ ድምጹ ክራሩ ካብ ክርሩ ግትሙ ኮታ ኩሉንትንኡ ዉዱእ።ብዙሕ ተስፋ ዝነበሮ ጠፊእና፨
@sase6047
@sase6047 Год назад
Santa Santa yaho 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Год назад
ብዙሕ ትዝታ ኣለኒ 😥
@binahf5061
@binahf5061 Год назад
Me too ❤
@gidegoitom6225
@gidegoitom6225 Год назад
Waww dmxi 💯 bravo 👏
@biniammihretab922
@biniammihretab922 Год назад
ሰምዕኻ ዘይትሙኖ ሙዝቓ☺😊❤
@salih5156
@salih5156 Год назад
Wow what a wonderful moments which never comes back great 👍 👌 music 🎶 🎵 ❤️
@abrahaleweldemichael
@abrahaleweldemichael Год назад
Miki betami nufu kaxlo nemalte 10 geza yesma alku❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇸🇪
@milieteghebremariam581
@milieteghebremariam581 Год назад
ናይ በሓቂ ዘይትምኖን ንድሕሪት መሊሳ ኣብ ብዙሕ ዝኽሪ ትመልሰካ መሳጢት ደርፊ። በዚ ኣጋጣሚ ምስዛ ደርፊ ኣተኣሳሲረ ኣብ ግዜ ሳልሳይ ዝተሰዉኡ ብጾትና ካብ ዝብልዎ ዝነብሩ ዘርሳዕ ቃላቶም ክጽሕፍ እየ።
@mikieletesfamikael7820
@mikieletesfamikael7820 Год назад
ናይ በሓቒ ደስ ዝብል ደርፊ ኣበይ ነሩ ክሳብ ሕጂ ኣጆኻ ድፋሉ ካባኻ ቡዙሕ ክንጽበ ኢና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@hermonfessahaye9742
@hermonfessahaye9742 Год назад
ብጣዕሚ ጽበቅ ስራሕ ንመጀመርታ ዝመሰትኒ ደርፊ ድምጺ ቅላጸ ትሕዝቶ ግጥሚ ይበል ብዙሕ ሰራሕ ንጸበይ ተስፋ ዘለዋ መንእስይ እንቋዕ ሓጎሰካ ሩሑስ ልደት
@TomikMedhane
@TomikMedhane 2 месяца назад
I'm Sudan Ilove u Eritrea music 🎉
@cirilomendesmendes9542
@cirilomendesmendes9542 Год назад
Miki hawey ❤❤❤❤ kexlo Adnaki Abrham Aforki mukankan Abzikurub gzi kaleyti Derfi ketekrb Mukakan 2017 Ab Hal hale Kelena Tnegrena Nerka Ksab hij Gen Nxbeyeka Alena ❤❤❤ Fursa
@yoniyoni4180
@yoniyoni4180 Год назад
ጥበብ ናብ ዋናታቱ ይምለስ ኣሎ
@nahommehari8842
@nahommehari8842 Год назад
ንይ ብሓቂ ስብኣይ ግዚ ሓጺርና ኢንተርቪው ናይ በይኑ ግብርሉ ፡፡ ግን ሓንቲ ካንቲን ከላስ ልብካ ትረክበካ
Далее
Ozoda - JAVOHIR ( Official Music Video )
6:37
Просмотров 6 млн
JANAGA - Интервью (Official Music Video)
2:38
Просмотров 230 тыс.
Toxi$ - I GOT U
3:31
Просмотров 1,7 млн
SLAY (Slowed + Reverb) - Eternxlkz
2:15
Просмотров 585 тыс.