Тёмный

New Eritrean Video 2024 ዝኽሪ ፍቕሮም ፊልን ሚካልን 2ይ ክፋል (ንገዳም ከይደ ክምንን እንዳ ሓሰብኲ'የ ተመርዕየ) PART0 2 

HENPAS ENTERTAINMENT
Подписаться 102 тыс.
Просмотров 187 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,3 тыс.   
@tsegino5553
@tsegino5553 3 месяца назад
Gofandume ይከፈተሎም ብኡነት እስከ ኣብዚኣ ድሰማማዕ like ይጽቀጥ 🙏🙏🙏🙏
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 3 месяца назад
Ya neziom ygbom u ❤
@fioryweldu538
@fioryweldu538 3 месяца назад
Gofandume must
@bahlbibrhane875
@bahlbibrhane875 3 месяца назад
Xubuk hasab
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 3 месяца назад
Gofundme okay
@temesgenamlak7598
@temesgenamlak7598 3 месяца назад
Xbuk kuduss hasabbbb 🙏❤️
@Eritreana1991
@Eritreana1991 3 месяца назад
ናይ መርዓኦም ቪዲዮ ኣብዚ ቻነል ይእቶ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሩ
@tuan2023-
@tuan2023- 3 месяца назад
Yekflwom kea
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 3 месяца назад
Ykeflwom do​@@tuan2023-
@ZebibAmaniel-be6es
@ZebibAmaniel-be6es 3 месяца назад
👈👈👈👈👈
@Eritreana1991
@Eritreana1991 3 месяца назад
@@tuan2023- ናይ ግድን ዓብ ሓገዝ እዩ ንዓኦም
@semhartsegay5312
@semhartsegay5312 3 месяца назад
ኖኖ ንሱ ናይ ውልቆም መዘከርታ ኢዩ፡ብክብሪ ይታዓቀብ ይብል ኣነ።
@senaithagos6045
@senaithagos6045 3 месяца назад
ከምዚ ንሐማትኪ መግለጺ ሲኢንክላ ዘለኺ አነ ዉን ንዓኺ መግለጺ ሲኢነልኪ 🙏❤️🙏
@samuelghebre6226
@samuelghebre6226 3 месяца назад
Senait Hagos nay bhaqi megletsi sienala ❤️
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 месяца назад
Nay behaki ❤
@mengsteabamanuel7515
@mengsteabamanuel7515 3 месяца назад
ህላወ እግዚኣብሔር ዝገልጹ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምርሑ ብሩኻት ኣሕዋት፡ ብፍላይ ድማ መካል ሓፍትና። እቲ ዝተወከልኩሞ እሙን ኣምላኽ ንምሉእ ዘመንኩም ኣየሕፍረኩም ኢዩ፡ ብብሩኻት ደቂ ክሽለኩም ኢዩ፡ ንዓኹም ስለዝሃበና ንኣምላኽ ነመስግኖ።
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 3 месяца назад
አነ ክዓ ዝምነዮ ዘለኩ ድንግል ማርያም ጥዑይ ቆልዑ ሂባቶም መፂኦም ሓጎሶም ዝገልፁ ሞ ዝሪኦም ዳግማይ ብሙሉእ ተስፋ ይፅበ ንዓኣ ዝለመነ ዝሓፈረ የለን ሞ አይተሕፍረንን ክዓ ብሓቂ❤❤❤❤ ፀበል ዶ ከይዶም ኔሮም ፈጣሪ ኮ ዝሰአኖ የለን ❤❤❤❤❤
@Feleg545
@Feleg545 3 месяца назад
ፓስታ ሓወይ ነዞም ኣብነታውያን ጀጋኑ ናይ ፍቅሪ ዝሕገዝሉ ባይታ ክፍጠር ኣለዎ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ❤❤
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 3 месяца назад
ያ ብሓቂ ❤
@Yonatan-fq8dr
@Yonatan-fq8dr 3 месяца назад
Nay baHaqi telefon keman share ente zgebro xbuQ nieru bwlqi kdwl zdeli kabay jemirka bzuH alo nay Hagos nbaat enda nebaeku yrie aleku ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ostirch
@Ostirch 3 месяца назад
እወ ግድን❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 3 месяца назад
ግድን
@selam21277
@selam21277 3 месяца назад
awe
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 месяца назад
ነዚኦም ድኣ like❤ ናይ ሰብ ኣይኮነን like❤ ናይ ፈጣሪ ከማን ወሲዶም ኣለዉ❤❤❤
@yordanosweldemichael1707
@yordanosweldemichael1707 3 месяца назад
Yes you are right
@furtunakibrom5943
@furtunakibrom5943 3 месяца назад
True
@aronkifle2423
@aronkifle2423 3 месяца назад
Kkkkkk nai behaki kkkkkk
@hegawi7
@hegawi7 3 месяца назад
Wow wow. Fliyti hsab
@ami_su
@ami_su 3 месяца назад
ብሓቂ ናይ ሰብ ወጋ የብሉን ብዓቢኡ ናይ ጎይታ ረኪቦም አለዉ ❤
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 3 месяца назад
ወሊዶም ዘሚዶም መጽዮም ሓጎሶም ክገልጹ ኣምላኽ ይታሓወሶ❤❤
@AbrahamGebrehiwet-q5q
@AbrahamGebrehiwet-q5q 2 месяца назад
ብጣዕሚ ነታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንፈልጣ ሳራ ሰበይቲ ኣብርሃም፡ ዝተከኣታ ትመስል። ኣምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ።
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 3 месяца назад
ዕልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልኣነስ ብታሕጓስ በክየ😢😢😢ፍረዩ ፀግዩ ተክሊ ወይኒ ኩኑ ኣነም ከምዚልበልኩም ፍቁራት ብምርኣየይ ዕድለኛ እየ ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏
@yohanaberhe3525
@yohanaberhe3525 3 месяца назад
Wela ane 😢
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 3 месяца назад
@@yohanaberhe3525 ሳብስክራይብበልኒሓፍተይ
@خضاحلستراء
@خضاحلستراء 2 месяца назад
امن
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 3 месяца назад
እዛ ሰብስ ብሕልና እንድያ ጌራቶ ንሰብኣያን ንስድራቤቱን ክትሕግዝ እንተኮይና ግን ናትና ሓገዝ የድልያ እዩ እሞ ገለ ግበር ፓስታ ሓወይ
@okbamariamsahle9498
@okbamariamsahle9498 3 месяца назад
ናይ በሓቂ ኩቡር ሓዉ ❤❤
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 3 месяца назад
በጃኻ ዝሐወይ ቴሌፎኖም አቀምጠልና ክልተ ማዓልቲ ዓቢ ትምህርቲ ተማሂርና ብዝገርም ኩነታት ክሕገዙ አለዎም🙏❤
@Erilove8102
@Erilove8102 3 месяца назад
Negirom alewu ab mewedaeta simayo
@misganatekle4930
@misganatekle4930 3 месяца назад
Jaaaa knhgzom
@Acnt12
@Acnt12 3 месяца назад
On part one video there is telephone 📞 number
@fkriumengedey8933
@fkriumengedey8933 3 месяца назад
Bejaka telefon akemtelna khgezu zelewom seb hadar eyom mrglexi zeyblom
@YonatanYemane-cc9mj
@YonatanYemane-cc9mj 3 месяца назад
Bejaka tegdiska telpon akemtelna
@abrahammeaza4283
@abrahammeaza4283 3 месяца назад
ፈጣሪ ይባርካችሁ ዘራችሁን ያብዛው እመብርሀን የልብሽን ቅንነት አይታ ሙሉ እድሜችሁን በደስታ ኑሩ ፈጣሪ ይባርካችሁ ቃል አይገልፃችሁም የኔ እህት,✝️❤️🙏
@rahelgoytom7926
@rahelgoytom7926 3 месяца назад
betam ❤❤❤❤
@elsatesfay6014
@elsatesfay6014 3 месяца назад
Amen ❤
@YohanaBeyene
@YohanaBeyene 3 месяца назад
Amen
@QwerQwer-z7z
@QwerQwer-z7z 3 месяца назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏💖🙏💖
@soliananegassi9107
@soliananegassi9107 3 месяца назад
😊😊😊
@MA16M3
@MA16M3 3 месяца назад
ኡፍፍ 😢 ዕልልልልልል ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ቡኡነት ዝተባረኹ ጥዑያት ን ብሩኻትን ቆልዑ ክትወልዱ ኢኩም ኡፍፍፍ እንዲዒ በቃ ቃል ስኢነ እንዳ ባባ መኮነን እንቃዕ ሓጎሰኩም🎉 እግዚኣብሔር ኣምላኽና ክብርን ምስጋናን 🙏🙏🙏
@senaighebrehiwet1445
@senaighebrehiwet1445 3 месяца назад
ሚካል ሓፍተይ ነቲ ልቦናኺ ብኸመይ እሞ ክንገልጾ ኢና፡ ንስኺ እታ ንጉስ ሰሎሞን ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ 31፡10 - 31 ዝገለጻ ይውሕደኪ እምበር ኣይበዝሓክን ኢዩ። በታ ኣብ መወዳእታ ዘላ ግን ክንእደኪ ይፈቱ፡ "ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ክትነኣድ ይግብኣ። ፍረ ጻማኣ ሃቡዋ፡ ኣብ ባይቶ ድማ ኩሉ ኺንእዳ ግቡእ ኢዩ።" ኣብዚ ጸላም ግዜ እተብርሂ ዑንቂ ኢኺ እሞ እግዚኣብሄር ክሳብ ፍጻሜ ህይወትኩም ብቕድስና ይሓልኹም። ብሩኻት ውሉድ ይሃብኩም።
@efremmered
@efremmered 3 месяца назад
ንስኺ ሰብ መሰል አደይ ማርያም ብሂወታ ኢኺ አብዚ ግዜ ከምዚ ናትኪ ቁዱስ ተግባር ክገብር አይኮነን ዝሐስብ የለን ካባይ ጀሚርኪ እንታይ ከምዝብለኪ ቃላት የብለይን ወሊድኪ ብዉላድኪ እንዳታሐጎስኪ ንበሪ ኩሉ ተግባርኪ ናይ ጻድካናት እዮ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 месяца назад
ቃልን ግብርን ክሳነ ብሓቂ ርኢና፡ እዋይ ትሕትና፡ ነዚኦም ድኣ ልዕሊ like እንተዝህሉ ከማን ምሃብናዮም ሄኖክ ንስኻውን ኣብዚ ኣምጺእካ ምስ ህዝቢ ብምልላይካ፡፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@SenaytFshaye-jl3mq
@SenaytFshaye-jl3mq 3 месяца назад
Nay bhaki kbrin msganan ybxhayo nezi kdus kaln kdus tegbarn knseme zgebere ❤❤❤
@karma5064
@karma5064 3 месяца назад
Hakeka ezi Henok zebehal seb betami abi seb iyu. Kedmi hji nab hezbi keribu zenebere Yonas zebhal cancer zenebero hezbi zehagezo ab kurub seattat bemengedu iyu nab hezbi keribu neru. Betami helna zelewo aynet seb iyu. Kexlo Henoka👍
@tesfamichaelnuguse9171
@tesfamichaelnuguse9171 3 месяца назад
Nay behaqi eye meglexi sienelom ane ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 3 месяца назад
ብሓቂ❤
@tewelde9778
@tewelde9778 3 месяца назад
እቲ እትኣምንዮ ኣምላኽን ስማ ጸዊዕኪ ዘይትጸግብያ ወላዲተ ብርሃን ድንግል ማርያምን ምሳኹም ይኹኑ።ብዓል መደብ ብሓቂ ጽቡቅ ኣንግል መሚካ ኣቅሪብካልና ከየመስፈንኩካ ኣይሃልፍን።ጽቡቅ ኦም ብፍሪኡ ይፍለጥ ፡ስድራ ሚካል ውን ዓቢ ምስጋና ይግብኦም ብሉጻት ሕብረተሰብ!!!!!!ኩልኹም ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ጽዮን ማርያም ኣስመራ ዘለኹም ከምዚ ዓይነት ፍረ መንፈስቅዱስ ዝኮኑ ከተፍርዩ ኣምላክ ሂብኩም እዩ እሞ ዓስብኩም ስምኩም ኣብ መጽሓፈ ህይወት ይጽሃፈልኩም።እዚ ማለተይ ሚካል ካብ ተማሃሮ ቅድስት ድንግል ማርያም ርእሰ ኣድባራት ስለ ዝኮነት እየ።
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይይይ መቅራተይ ኣነስ ደስ ክበሉን ፍትዋተይ ኣነሰ ቀደም ማለት እዩ አብ ትግራይ ሲ ከምዚ ሪአ ነይረ ስ የገረመ ነይረ ቆልዕ ኣየ ነይረ ግና ኣካለ ተይክንሰ ርእሲ እዩ ብዓብዩ ኣሰይይ መቅራተይ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 3 месяца назад
ብኣካል ኣብ ቤትኩም ክበጽሕ ባህጊ ኣለኒ ኣምላኽ ይሕግዘኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@Asmir-yg4jn
@Asmir-yg4jn 3 месяца назад
ጎፋንድሚ እንተ ዝህገዙ ንሓዳሮም ዝኸውን ጽቡቕ ኔሩ ነዛ ንፍዕቲ ሓፍትና ሃውናን
@luchaiteklebrhan6053
@luchaiteklebrhan6053 3 месяца назад
Ja,xebkiti hasab eya❤❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 3 месяца назад
Btaemi tsubuk hasab eyu
@elsamicheal9036
@elsamicheal9036 3 месяца назад
Tsbuk hasab eyu
@ህይወትዘይፍትሓዊት
@ህይወትዘይፍትሓዊት 3 месяца назад
Senay neger u❤
@makiblessed8565
@makiblessed8565 3 месяца назад
Misaki yisemamae bitaemi xibuk hasab ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 3 месяца назад
ካብቲ ናቶም ፍቅሪ እቲ ዛንቶኦም ንዓና ፍቅሪ አትሒዞምና ከምዚአ ንጽህቲ ጓል ሂዋን አይተራአየን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤️🥰
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 месяца назад
Amen🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 3 месяца назад
ኣነ ከም ሎሚ ዝሕጎሰትኒ ቃለ መሕተት የላን ብሓቂ ሃብቲ ካብ ወለዲ ኢዩ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር ኢያ ይብል ጥበበኛ ሰለሞን ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ውላድኩም የርኤና እግዚኣብሄር ብእግርኻ ደው ኢልካ ክትከይድ ምስ ኩሎም ስድራኻ ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን ከይረብረብኩም ማየ ጸሎት ኪዱ ኣምላኽ ኩሉ ኢዩ ዝኽእል ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ንሱ ኢዩ ኣጆኹም ኣብነታውያን ኢኹም ሓጎስና ወሰን የብሉን ለካስ እታ ኣብ መዛሙር ኣልብኪ ነውር ብናይ ጸማማት ምልክት ትገብርሲ ንሳ ኢያ ማለት ድዩ ኣነ ከኣ ኤዲት ይመስለኒ ኔሩ ከመይ ጌራ ሰሚዓቶም ተመልክት ኣላ ጸማም እንተኮይና ይብል ኔረ
@eriforum9493
@eriforum9493 3 месяца назад
ሚኩ ሃገር ተትመርሕ ንኹሉና ምሓቃቀፈትና ኢለስ ምስ ውሽጠይ ይዛረብ ሓልዮታ፡ ፍቅራ፡ለውሃታ፡መንፈሳዊ ጸግኡ ዘውረደላ ፍጥርቲ እያ። ኣምላኽ ይክኣሎ እዩ ኣብ ዝላዓለ በጺሓ ክርእያ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983 3 месяца назад
እንታይ ገበረትካ ወደይ ሰላማ ክትዘርገላ ሰብ ዝመርሕ ኣምላክ ዝጸላኣሉ እዩ😂
@wedigashe2552
@wedigashe2552 3 месяца назад
Really
@adegoytay7989
@adegoytay7989 3 месяца назад
​@@adeymaryameyhalwnitemesgen9983 nay bhaki
@semarmatiwos3065
@semarmatiwos3065 3 месяца назад
@@adeymaryameyhalwnitemesgen9983nay bhaqi
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 3 месяца назад
እንቲዒ እንታይ ከም ንበል እኮ ተፊኢና ሎሚ ከምዚኣ ሰብ ኣሎ ክብሃል ዋላ ዕላላ ዋላ ክጥዕም ❤
@kisanet4715
@kisanet4715 3 месяца назад
ምቅርቲ ብኸማኺ ያ ዛ ዓለም ደው ኢላ ደላ ተባረኪ 🙏❤
@ariamkidane2250
@ariamkidane2250 3 месяца назад
ፍቁራት መርዓውቲ እግዚኣብሄር ኪዳንኩም ይባርኽ። ናይ ኣደይ ዘረባ ዘኪረ ከምዚ ዓይነት ነገር ክትርኢ ከላ እግዚኣብሄር ዘርኡ ኣየጥፈኤን ኢያ ትብል እሞ ብሓቂ ኣምላኽ ዝባረኻ መርዓት ሂቡካ ፊሊ ሓወና ፡ ፍሬኹም የርእየና ❤❤
@tehe7774
@tehe7774 3 месяца назад
ኣነስ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ንዓኩም የማስለና ናይ ምምባር መመህር ኢኪ ሶሉ ከም ናትኪ ፍርሓት እግዚኣቢሄር ይሀበኒ , እግዚኣቢሄር ይሓልኩም ኩሉ ከም ፍቃዱ ይኩን, እግዚኣቢሄር ዝኣመነ ከኣ ኣይ ሓፍርን, ርሑስ ጋማ❤❤❤
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 3 месяца назад
እቲ ዝገርም ኣምላኽ ንጽብቆም ዩ ናብዛ መደብ ኣምጺእዎም ዘሎ ኩልና ሰብ ሕልና ንሓግዞም ነዞም ስድራቤትና❤❤🇪🇷🇪🇷
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 3 месяца назад
እቲ ዛኣመንክዮን ዝተወከልክዮን ኣምላክ ኩሉ ሰናይ ግብርኪ ርእዩ ሰናዩ ኣይግደፍኪ ብርክቲ ❤❤❤❤❤
@Wedi641Wele-i3f
@Wedi641Wele-i3f 2 месяца назад
ክብርን ምስጋናን ነቲ ህያው ኣምላኽ። ምሳሌ 19፥14: ቤትን ሃብትን ካብ ወላዲ ይውረስ፡ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር እያ። ሚኩ ሓፍተይ ክገልጻኪ ክብል ሲ ከይ ኣባላሽወልኪ ፊሊ ሓወይ ዕደለኛ ኢኻ ኣብ ሂወትኩም ድማ ፍቅርን ስኒትን ይምነየልኩም ድንግል ማርያም ኣብ ዝርያኹም ትኹን። ምስ ሕልናይ ከምዝዛረ መሂርክኒ ሚኩ መምህረይ Thanks a lot for your advice me ሚኪ ሓፍተይ።
@samsonelias2971
@samsonelias2971 2 месяца назад
my eyes are tears. I can only praise the lord for all his deeds. God bless you abundantly. still the best yet to come.
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 месяца назад
ተጽግበኒ ቅጫስ ኣብ መቕልኣ ከላ እየ ዝፈልጣ ከምዝበሃል ካብ ኣበጋግሳኺ ፍሉጥ እዩ፡ ከማኺ ይብዝሓ ኣምላኽ ከኣ ከምታ ድልየትኪ ይሃብኪ፡ ብሩኽቲ ካብ ኩለን ኣንንስቲ ከም ቅድስቲ ማርያም ብሓቂ!!❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ኣበነታዊት ዋዕሮ መንፈሳውነት ብግብሪ ኣሪኽና ንዓኺ ዝገልጽ ቃላት የብለይን እንተ ንሕና ግና ነብሰና ክንፍትሽ ከምዘልና ኢና ተማሂርና ብፍላይ ከኣ እቶም ኣባላት ትምህርቲ ሰንበት ብቃል እንበር ብግብሪ ዘይንፈልጦ መንፈሳዊ ሂወት
@yon-h8z
@yon-h8z 3 месяца назад
ፓስታ ከምዚ ዓይነት ኣብነታውያን ሰብ ብምቅራብካ ክትምስገን ይግብኣካ። ብሓቒ ኣብዛ እዋን እዚኣ ከምዚኣ ለባም ምልእቲ ሰብ ሪአ ኣይፈልጥን፡ ኩሉ ነገራ ክትገልጻ ትሽገር ፍልይቲ ፍጥረት በሓቂ፡ እንዳተሓጎስኪ ንበሪ፡ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፈጣሪ፡ ኣብ ኣምላኹ ተጸጊዑ ዝሰኣነ የለን፡፡ ንኹሉ ዓቢ ትምህርቲ ተወሲዱ ከምዘሎ ርግጸኛ እየ፡፡ በጊዕ ንሕጽኖት ከነውድቐሎም ቴሌፎን ግደፈልና ።
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ፍልይቲ ፍጥረት። ከምቲ ንሓማታ መግለጺ ዝሰኣነትላ፡ ንሕና'ውን መግለጺ ስኢናላ። ኣምላኽ ውላዶም የርእየና።
@yon-h8z
@yon-h8z 3 месяца назад
@@mihretyemane7190 ናይ በሓቂ መግለጺ ኢኻ ትስእነላ፡ ሰብኣውነት ዝበሃል ነገር ኣብዛ ሰብ እዚኣ ሪኢና፡ ምርቕቲ እያ እዚኣ ኣብ ምድረ ዓለም ከላ ገነት ኣትያታ ብኣቛራጭ
@senaynekulu7644
@senaynekulu7644 3 месяца назад
Ab mewedeato alo tel
@salemsahlu6096
@salemsahlu6096 3 месяца назад
ንስኪ ባዕልኪ መግለጺ የብልክን አምላክ ሐዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@beautifullife2986
@beautifullife2986 3 месяца назад
I have no words for you mikal, you are a big big role model for all human being ❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaronMichiale-zk7uq
@SaronMichiale-zk7uq 3 месяца назад
uff ናይ ብሓቂ ንብዓት ሲዒርኒ ፈቃርን ለዋህን ፍርሃት እግዚአብሄር ዘለዋ ሰብ መግለጺ ዘይብላ ፍቅርኩም ይባርክ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 3 месяца назад
እዋእ ክትጽሕፍ ትደሊ ግን ቃላት ይሓጽረካ ናይ ብሓቂ ትብሎ ይጠፍኣካ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fryattsegay
@fryattsegay 3 месяца назад
በቃ ቃላት የብለይን 👍 ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ🙏🙏🙏
@tseguteklemikal-fk7lo
@tseguteklemikal-fk7lo 3 месяца назад
egzabher amlak kal kidankum ybarkelkum🙏🙏🙏 edmen teanan yehabkum fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 3 месяца назад
ሄኖክ ሓውና ኩሉ ተቅርቦ መደባት ጽቡቅ እንድዩ ግን እዚኣ ኣዚያ ልቢ ወዲ ኣዳም ዝተንከፈት ኢያ ሞ ኣነ ሓደ ነገር ክብለካ ክሕገዝሉ ዝክእሉ መደባት እንተትገብር ጽቡቅ ነይሩ ከሙ ድማ ተለፎኖም ኣብ እስክሪን ተተምጽኦ ጽቡቅ ነይሩ ❤ ሚኩን ፊሊን ኣምላክ ፍቅርኩ ከም ማይ ዋሓዚ ይዛሪ❤ ሚኩ ሓፍትና ድማ ኣምላክ ይከኣሎ አዩ ናብ ገዳማት ወይ ማጮሎት ዉሰድዮ ኣምላክ መሓሪ ኢዩ ከምቲ ናጻ ኮንኪ ዝገበርክዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ❤ ፓስታ ሓውና ካብ ልቢ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካብ ቀጻሊ ንጽበ ❤❤❤
@eriboy62833
@eriboy62833 3 месяца назад
እዛ ሰብ እዚኣ ተምሳል ፍቅሪ ኣብነት እዛ ዓለም እያ ብቃላት ክትገልጻ እንተደለኻ ወላ ቃላት ትስእነላ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርካ ❤
@tsegaelias3647
@tsegaelias3647 3 месяца назад
Amlak kem emnetki kulu senai yigberelkum, fereitn tsegeitn yigberkum❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@febi.febiti
@febi.febiti 2 месяца назад
ሚካል ሓፍተይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ቅዱስ ቅንኢ የቅኒእክኒ ብጣዕሚ ከኣ ተገሪመልኪ እሞ ከኣ በዚ ሎሚ ጊዜ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሓዳርኩም ይባርኽ ፊልሞን ከኣ እንቋዕ ሓጎሰካ ከምዚኣ ዓይነት ሰበይቲ ምርካብካ ❤❤❤❤❤
@meharenabrhane2658
@meharenabrhane2658 3 месяца назад
ክብሪት ሓፍቲ ከማኺ ዚበለት ሰብ ኣብዚ ዓልም ትሂሉ ዶ ትኸው ነዓይ ኣይመስለንን ናይ ብሓቂ ለዋህ እኺ ብኽመይ ክም ዚገልጸኪ እንድዒ ኣነ ዚምነየልኪ ቀዳምነት ሙሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ኣብ ሓዳርኪ ከኣ ፍቅርን ስንትን ይምነየልኹም ፍረኹም የርእየና ሰብ ሙሉእ ጥዕና ዊሉድ ይሃብኽም ብህዝብና ከኣ ሓገዝ የድልዮም ኢዩ ንእሽተ ዱኻን እንተ ዝግበሮሎም ጽቡቅ
@yossiefmer733
@yossiefmer733 3 месяца назад
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ❤❤
@yoditmehari48
@yoditmehari48 3 месяца назад
Zon nhagozom tblu ahwats ahwatey mkankum yhgos❤❤❤❤❤tebareku
@yossiefmer733
@yossiefmer733 3 месяца назад
@@yoditmehari48 ኣሜን ክብርቲ ሓብተይ ሰብና እኮ ዋጢጥ በዚሕዎ እምበር ለዋህን ክሕግዝን በሃሊ ዩ
@mazakdusan562
@mazakdusan562 3 месяца назад
ኣቲ ናይ እግዚኣብሄር ኣገልጋሊት ኩሉ ከም እምነትኪ ይኩነልኪ ናይ ግብሪ መምርህር ኢኺ
@ta-sy6up
@ta-sy6up 3 месяца назад
ብዙሕ ተማሂርና ክባኹም ብዘለካ ንፈጣሪ ምምስጋን ናይ ሚካል ዝገርም ንእሽቶይ ክንሳ ልቦናአ ዝድነቅ ብፍላይ ስድራቤታ ክምስገኑ ዝግቦኦም. GBU and Ur familly ❤🎉❤🎉❤
@AbelAndemichael-r6e
@AbelAndemichael-r6e 2 месяца назад
ንስኺ ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ ኣብ ዓለም እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኺ ይሃብኪ ወላ እንታይ ከምዝብለኪ ኣነ ቃላት ስኢነ ኣለኹ መምህር ልዕሊ ኩሎም መምሃራን ኢኺ በቃ ❤❤❤❤❤❤❤
@selamawaitteweldemedhin1433
@selamawaitteweldemedhin1433 3 месяца назад
Fetari kidankum ibarkelkum zome ahwatey 🙏🙏🙏🙏🙏🫶🫶🫶🫶🫶🫶
@AbrahamMihretab
@AbrahamMihretab 3 месяца назад
ኣብ ሂወተይ ዘስተማቀርክዎ ታሪክ ሂወት❤❤❤❤❤❤❤❤
@Elu13
@Elu13 3 месяца назад
Ab beyney du ንብዓት aziu agerami God bless you miku mis kilom family tebareku
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 месяца назад
Me too ኣምላኽ ዓቢ ግብሪ ጌርሎም እዞም ስድራ
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 3 месяца назад
Ezgabiher kal kidankum ybark, Dnqi sra Ezgabiher ybzhalkum, Ezgabiher zseano yelen fili hawna tensiu kikeyd yereyena Amen
@meramkchanel957
@meramkchanel957 3 месяца назад
ሓብቲ ክብላ ዝደሊ፡ ንስኽስ እንኳዕ ናብ ገዳም ኣይከድኪ፡ ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ትገብርዮ ዘለኽን ዝገበርክዮን ቅዱስ ስራሕ ክንፈልጦ ኣይምኽኣልናን ኔርና😢😢😢❤❤❤
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ነቲ ሰናይ ሓሳብኪ ክትፍጽሚ ቅዱስ መንፈሱ ይላከልኪ።ኣብዚ ግዜ እዚ ጥልመት በዚሕሉ ዘሎ ከምዚኣ ዓይነት በዓልቲ ሓዳር ክትረክብ ጸጋ ኣምላኽ እዩ።
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 3 месяца назад
መርዓት ናይ ብሉጻት ብልጽቲ አኺ ።ስድራ ፊሊ ብጣዕሚ ዕድለኛታት አዮም።ስኒትን ፍቅሪ ናይዞም ስድራ አዝጋሄር ዓስቦምን ሂብዎም።*ከለኻ ፍቅር'ስ ሕነ ሞት አያ * ከምዝብሃል ንሕብረተስብና ዓባይ ትምርቲ አዩ። ኣቅራቢ ናይ'ዚ መደብ ብጣዕሚ ሞጎስ ይግባካ የቐንየልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nebu5224
@nebu5224 3 месяца назад
ሚካል ሓፍትና ምልእተ ጸጋ ተስፋ ንዝቖረጹ ኩሎም ተስፋ ዘሪእክሎም ኣብ ዓለም ከለኺ ኣኽሊል ጽድቂ ረኺብኪ ኣምላኽ ውላድኩም የርእየና 🙏❤️🥰💐
@samriissak1204
@samriissak1204 3 месяца назад
Ewa haki
@askaluasfaha3487
@askaluasfaha3487 3 месяца назад
Nay bhaki, Amen 🙏
@fioribahlbi4713
@fioribahlbi4713 3 месяца назад
Amen. Bhaki.
@AdyamRussom-gu1ku
@AdyamRussom-gu1ku 2 месяца назад
Aseyy ellllll des kblka ruhus gama fereytin xegeytin kem abrahamn saran ygberkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤
@banuk7394
@banuk7394 2 месяца назад
Amlk mesakom yekyon na abi haki temery eyo good congratulations both guys n tobu gen amlak mesaka yekyon 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👏👏👏👏👏👏
@MatiwosGerie
@MatiwosGerie 3 месяца назад
ሰበይቲ ብፈጣሪ ያ ትወሃበካ ክበሃል ሲ ብግብሪ ሪኢናዮ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፍጣሪ ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይምነየልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 3 месяца назад
ክብሪቲ ሐፍቲ ከማኪ ዝበል ስብ ክሳብ ሕጂ ኣይራኩን ኩሉ ጸጽቡቁ ይምነየልኪ ቃል ኪዳን ኣብርሀምን ሳራን ይግበረልኩም ❤
@bisratandom9824
@bisratandom9824 3 месяца назад
mulu seb yelen neski gen meleti seb eki eta megedi nay amlak kulu mesaki alo ❤❤❤❤❤❤
@kibrabahta4531
@kibrabahta4531 3 месяца назад
Egzabiher kem emnetki ykunelki amlak zhareyeki bxeti eki bdemu yshefnki 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🌟🌟🌟
@semharweldu5965
@semharweldu5965 3 месяца назад
እልልልልል መክሰበይ ሓፍተይ ምሳኪ ትኮም ወላዲት ኣምላክ ዝሕቆፍ ቆልዓትሃብኮም ምቆራት❤❤❤ ዝማረመላክ የስመዓልና ምቆራት
@helenselama4064
@helenselama4064 3 месяца назад
ነዞም ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር መግለጺ ስኢነሎም ኣምላከ ቃል ኪዳንኩም የጽንዓዮ ገለ ነገር ዝሕገዝሉ መንገዲ ተዝፍጠር ደስ ምበለና 🎉🎉❤❤❤❤
@titiyey3789
@titiyey3789 3 месяца назад
ኣኦኦኦኦ ፍልሞን ኣግዝብህር ይፍትወካ ኣዩ ብሐቂ ዝይትድገም ፍጥረት ብኩሉንትንኣ ምልእት❤ ኣግዛብህር ዕድመን ጥዕና ይሀብክ 🙏🙏🙏
@11-vu6oy
@11-vu6oy 3 месяца назад
ምንም ቃላት የብለይን ንዓኪ ዝከውን መድሃኒኣለም ምሉእ ዘመንኪ ብርሃን ይዓድልኪ❤❤❤
@ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ
እግዚአብሔር ይባርኽኩም ዋይ ገራም ድኾነት ሰብ እግዚአብሔር ይመሰገን እዝ ኽንሪእን ድህይወትና ንክንምርምርን ዝገበረ በእዉነት መድኃኔዓለም ይሓልኹም ብቆሉዑ ይባርኹኹም🤲❤️❤️🤲
@ቃልሥጋኮነ
@ቃልሥጋኮነ 3 месяца назад
ኩሉ ኢዩ ዓዲልኪ ሚኩ ሓፍተይ። ትሕትና ፍርሃት እግዚኣብሄር። እምነት ድንጋጸ ለውሃት ኣብዚ ዘመን እዚ ከምዚ ክትሰምዕን ክትርእን እንድዒ ኢድ እግዚኣብሄር ኢያ ብመንገድኺ ኣቢላ ተዓዪ ዘላ ዋይ ተዓዊትልኪ።ነዛ ገዛ ብርሃን ሂብክያ ብርሃን ተዓደሊ ካልእ መግለጺ የብለይን።ልኡል እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ ውላድኩም የርእየና።
@merontekleabwedisaryam
@merontekleabwedisaryam 3 месяца назад
ተዋዛይት ከኣ😂🎉🎉🎉😂
@galhagusha
@galhagusha 3 месяца назад
እዋይ ከምዝይ ውን ኣሎ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ዓይኒ ልቦና እቦ ክፈተልና: ከምትይ ኣበባኩም የርእየና ፈረኩም 👏👏👏
@KedishWeldu-t2i
@KedishWeldu-t2i 3 месяца назад
ምግለጺ ቃላት ኮ ኣይረክበልክን አንድየ ግን ብጥበብን ፍርሓትን አዚግኣቢሄር ተኾስኺሳ ዝዓበየት ክብለኪ ❤❤❤
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 2 месяца назад
እግዝኣብሄር ዝልኣኻ መልኣኽ በዚ ነታ ተግባራት ብዙሕ ሓዳር ከምዝስተካኸል ይርኣየኒ ኣሎ ኣብነታዊት መንእሰይ ለዋል ከም ልግቢት ኖህ❤❤❤።
@aronkifle2423
@aronkifle2423 3 месяца назад
Perfect zibihal yelen yibihal emo nisiki gin PERFECT eki
@mersina.2
@mersina.2 3 месяца назад
Well said
@merhawitmehari2548
@merhawitmehari2548 3 месяца назад
Nay bhaki💯💯💯👌👌👌
@dawittesfu382
@dawittesfu382 3 месяца назад
Nay bahaki ❤
@sabaokbagergish2065
@sabaokbagergish2065 3 месяца назад
ሄኖክ ሐወይ ሐንቲ ነገር ንሚካል ተትሐተለይ ደስ ምበለኒ። ናይዞም ፋሚሊ disability is a genetic. ሕጂ ሚካል አብ ጥንሲ ቅድሚ ምብጹሖምስ ምስ ዶክተራት ገብሮ ምኽርስ አሎዶ? ቅድሚ ኹነት ሐገዝ ናይ መዲካል treatment ክትረክብ ሐጋዚ ኾይኑ ይርከብ።
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 3 месяца назад
U are right sister. ✅️
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 3 месяца назад
Yes exactly 💯
@Erilebna
@Erilebna 3 месяца назад
That is a good idea before pregnancy she has to visit the doctor
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 3 месяца назад
But the medical in our country is not that developed. I hope the church not interfere with science.
@sabaokbagergish2065
@sabaokbagergish2065 3 месяца назад
@@Desertflower-k6z you are sis, she is an Educated person and needs to be smart for her future children. Under God, doctors play a big role. In my opinion, she needs to ask for advice.
@haygetgebutan287
@haygetgebutan287 3 месяца назад
እቲ ዝአመንክዮ አምላኽ ሕጂውን ኪዳንኩም ይባርኽ ነቶም ገዛ ልኡክ ኮንኪ ዝመጻእክዮም ይመስል ፡ወሊድኩም ዘሚድኩም ክንርኢ አምላኽ እሙን እዩ!❤❤❤❤❤
@asdfretg
@asdfretg 3 месяца назад
Asey mkurat family edmen tenan yhabkum fetaryy hagez gen ygeberelom bejakum❤❤❤❤❤
@yosiefhabtezionlea44
@yosiefhabtezionlea44 3 месяца назад
“እንቋዕ ፍቕሪ ህይወትካ ረኺብካ። ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ጽምብል💕 ሕብረትኩም ይኹን ናይ ሓጎስን⚘️ ምርድዳእን ምክፋልን ህይወት🙏 ይግበረልኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fredawit200
@fredawit200 3 месяца назад
ኣሰይ መግለጺ የብለይን ❤❤❤❤❤ከምሎሚ ተሓጉሰ ኣይልጥን ቡዙሕ ነገር ምህርክና miss you ❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 3 месяца назад
እግዚአብሔር መፈፀምታኩም የፀብቀልኩም ዉለዱ ክበዱ 😍
@SmonGebre
@SmonGebre 2 месяца назад
Kemaki yeley haftey bamlak rkebyo hadarkum ybark ms wladkum mexikum hagesku ktgelxulna ygbrkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 3 месяца назад
መግለጺ ስኢነልኩም ደጋጊመ ይርእዬ እሞ ባህታ ሓጎስ ይፈጥረለይ ፊሊ ሓወይ ዕድለኛ ኢኻ ከምዚ ልቦናን ትሕትናን ፍቅሪ ሓልዬት ጎዶሎ ዘየብሉ ኣምላኽ ክህበካ ቀሊል ኣይኮነን ፍረዩልና ንስኹም ንዓለምና መምሃራን ኢኹም እንካዕ ናትና ኮንኩም
@Merebino
@Merebino 3 месяца назад
ንሚካል ዘይረኣየ ምሉእ ሰብ የለን ይብል❤ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@kahasezeraburuk8058
@kahasezeraburuk8058 3 месяца назад
ካብቲ ናቶም ፍቅረ እቲ ዛንቶኦም ንዓና ፍቅሪ አትሒዞሞና ከምዚአ ንጽህቲ ጓል ሂዋን አይተራአየን አግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኬም ኣሞላኽ ቅንዕናኣ ርእዩ ጥዕያት ቆልዑ ክህባ ተስፋ ንገብር
@semeregoytom50
@semeregoytom50 3 месяца назад
Haftey natey nay behaqi lebam seb eiki emo amlak ab hiwetkum selam ksanet yhabkum fetari hadrkum ybarek ❤❤❤
@ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
መገለፂ ቃላት የብለይን ብሓቂ ዘገርም
@tehtnawerasi3574
@tehtnawerasi3574 3 месяца назад
ብመጀመሪያ ዝከበረ ስላምታይ ይብጻሕኩም ❤ ህወተይ ሙሉእ ከምዚ ሓጎስ ተሰሚኡኒ አይፈልጥን ኢዩ ❤ ንዓኩም ምስረዓኩ ተስፍ ሓጎስ ሓበን ተሰሚኡኒ የቀኒየለይ ተምስገን አምለክ ከምበሓዲሽ ዝተፈጠኩ ኮይኑ ተስሚኡኒ ብንኢሽተይ ነገር የምርር ኔረ ሚካል ካባኪ ብዙህ ተማሪከ የቅኒየለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simontekle7173
@simontekle7173 3 месяца назад
ብልክዕ ቃልን ግብርን ኣብ ግብሪ ኣርእዮምና ተባረኹ❤❤❤🎉🎉🎉
@adiamberhane9848
@adiamberhane9848 3 месяца назад
Endie entay kemzbl tefiuni.qal yebleyn.z amenkmo amlak ayehfrekumn yu,bereketu ybzahalkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@THT2025
@THT2025 3 месяца назад
This channel deserves like, share and Subscribe!!! Guests able to express themselves without any interruption. Amazing 👍
@mmn5965
@mmn5965 3 месяца назад
ብርክት ሰበይቲ ካብ አግዛብሄር አያሞ አግዛብሄር amlak hadar ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ ሓዳርኩም ይባርክ 🙏🙏🙏
@mesgenaasgodom9670
@mesgenaasgodom9670 3 месяца назад
❤ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም ቃልኪዳንኩም ቃልኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ውላድኩም የሪኤና ኣሜን❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@wienshetberhanegebre6506
@wienshetberhanegebre6506 3 месяца назад
Egziabher Amlak zemenkum ybark fereytn segeytn ygberkum ❤️❤️
@muraeltadese5856
@muraeltadese5856 3 месяца назад
Xelot adekan dikaman kab Egzihebiher ztewahba Ade eiya lieilihom tehegisa.des tibilu Egzihebiher hedarkum ybark.
@rozalbab1528
@rozalbab1528 3 месяца назад
ንስኺ ብርኽቲ ጥራይ ዘይኮንኪ መስሃቂት ዉን ኢኺ ጎይታ ይባርኽኪ❤
@HabteBeraki
@HabteBeraki 3 месяца назад
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ እግዚኣብሄር ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ፍልይቲ ሄዋን ኢኺ ብልቢ ♥️ ኽሉ እንዳገበርክ ሲ ዝገበርክዎ የለን ምባልኪ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ንስኪ ኣብነታዊት ሄዋን ኢኺ ሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንምሉእ ስድራቤት ድማ መድሓኔ ዓለም ክርስቶስ ፈውሲ ምሕረቱ ይልኣከሎም ሎሚ ብምሕረት እግዚኣብሄር እንዳ በላዕና እንዳ ሰተና እንዳ ደቀስና እንዳ ተሳእና ክንስና ንእግዚኣብሄር ክነመስግን ኣይከኣልናን እንተ ናይዛ ስድራቤት ትዕግስቲ ግን ብጥዕሚ እዩ ዝገርም ንዝወረደካ ሸግር ብተመስገን ክትቅበሎ ዓቡይ ጸጋ እዩ ኣምላኽ ንኹላትና ሰላሙ ይስደደልና
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz 3 месяца назад
ዋው ኢልካ ሱቅ ❤❤❤❤❤❤❤እንታይ ከም፡ድጽሕፍ ጠፊኡኒ❤❤❤ሓዳርኩም ይባረኽ
@Blue1989-Jz
@Blue1989-Jz 3 месяца назад
Amlak Mewalea yihabikum Naye Behaki Lewah Amlak zibareka Fitret.
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 2 месяца назад
አብ ዘመንና ከማኺ ዓይነት ብልፅቲ ብቃላት መግለፅ ዘይብላ ጋል ሂዋን በርከት ንምድርና ኢኺ ኢለ እንተገለፅኹኪ ምግናን ኣይኮንን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🎉🎉🎉❤❤❤🥰🥰🥰
@Aman80770
@Aman80770 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉ሓበን ተሓቢንካ ንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትምኒትካ ይሃብካ ኦኦኦ ረቢ ማሻላሃ
@hunnyfilihunnyfili8080
@hunnyfilihunnyfili8080 3 месяца назад
A women of God 🥰 she is beautiful n inspiring women with beautiful soul❤🙏💥May God bless you both🙏💝
Далее
ዮአዳን (ክፍል 31)
29:20
Просмотров 136 тыс.
Самая сложная маска…
00:32
Просмотров 1,1 млн
Офицер, я всё объясню
01:00
Просмотров 3 млн
Eritrean best wedding Dr Selomie & Aman Seattle USA 4k
40:09