Тёмный

New Ethiopian Tigrigna Comedy- Ayni B'Ayni ዓይኒ ብዓይኒ Part 2 (FULL) 2019 

Koshta Entertainment
Подписаться 106 тыс.
Просмотров 238 тыс.
50% 1

እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

Развлечения

Опубликовано:

 

27 июл 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 203   
@abrehahishe2177
@abrehahishe2177 5 лет назад
መፅሓፍ። ቅዱስ መፃወቲ አይኮነን
@teklayteame9575
@teklayteame9575 4 года назад
ብመፀሓፍ ቅድስ ምቅላዶም ዘይኮነስ ሰብ ሩክስ መንፍስ ክሕዞ ከሎ መፀሓፍ ቅድስ ፣ ዳዊት ....... ክንበበሉ ወይ ክድግመሉ ከሎ ይድሕን ምባል ይመስለኒ ከምቲ አነ ዝተረደአኒ።
@user-jy1iq6kj7w
@user-jy1iq6kj7w 5 лет назад
ዋውውው መፅሓፍ ቅዱስ መቀለዲ ገይርክምዎ ኣብ ሳልሳይ ክፋል ብካልእ ሙፁና
@ngstiarayaweletegerima5578
@ngstiarayaweletegerima5578 2 года назад
ይቅሬታ አሕዋተይ ቃላት ንጠንቀቅ ቅዱስ ቃል ብዝተረፈ ጎቦዛት ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 лет назад
መፅሓፍ ቁድስ ኢባ ኣይትቃልዱ ደቂ ዓደይ😢😢👈
@natsi8179
@natsi8179 5 лет назад
yesss
@mehari9567
@mehari9567 4 года назад
ፀሎት ምግባሮም ፅቡቅ ነይሩ ግን ከቃርፅዎ አይነበሮምን ከንብብ ከሎ እውን ድምፂ አይድልን ነይሩ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ትክክል ለምለምይ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 4 года назад
ቃል አምላክ ናብ ዓለማዊ አይተእትው ሰለ መድሃኒ አለም ስምዑና ሰነ ስርዓት
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 лет назад
ዋ ኣቱም ትጾሎት ናበይ ናበይ ኢኩም ተብልዎ ዘለኩም በስመ ስላሴ ብካሊእ ተላገጹ ዋ ብጣዕሚ ተጋጊኩም ደቂ ዓደይ ንሎማዓንቲ ዲስ ላይክ ጋቢዘኩም አለኩ ምክንያቱ ብቃል እግዚአብሔር ቀልዲ የለን ባእ 😢 ካልኣይ ክኣ ብጸሎት ኣእምሮካ ኣይምላእን ትብል ዘላ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ ኢና ንምሃር ብጸሎት ዘይፍታሕ ነገር የለን ነስተውዕል ደቂ ዓደይ ንክተማሓይሹ ተስፋ ንገብር ፎእ በይዛኩ በይዛኩም ኣውጽእዎ እንታይ እዩ ክምሃር ቱ ህዝቢ ??????
@ferffdet8192
@ferffdet8192 5 лет назад
👍👍👍👍👍
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 4 года назад
ትክክል ይቅርታ ጠይቑ ኣብ ናተይ ኣቲኺ ርኣዩ ደራሲ ዮውሃንስ ኣለማት
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 4 года назад
@@user-mc5ho4vs2e ሊንክ ልኣክልና
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 4 года назад
@@qudusegziabher4338 ብፅሑፍ እዩ ኣብቲ ኮሜንት ኣታ ኡይይ ዶ ክብል ሰብ ዶ የለን መፅሓፍ ቅዱስ መቐለዲ ኮይኑ ኢለ ዝፅሓፍክዎ ኣብ ውሽጢ እተዊ /ው
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 4 года назад
@@user-mc5ho4vs2e አሀ ኦኬ
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 5 лет назад
ቃል ኣምላክ ኣይተፋክሱ በጃኩም ኣይትጋገዩ
@romanromi6501
@romanromi6501 4 года назад
ለምለም ዓይነይ ኩሉ ግዜ ኣደ ኮይንኪ ተትሰርሒ ይወፀአልኪ እዩ ብዝተረፈ ቆንጆ
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 5 лет назад
መፅሓፍ ቅድስ መፃወቲ አይኮነን ክንከታተለኩም እንተ ደሊኩም አስተዊዒልኩም ስርሑ ትግራይ ዘፅርፍ ስራሕ አይትስርሑ ትግራይ ዓዲ ሃይማኖት እያ
@saminegn6416
@saminegn6416 4 года назад
ብእግዝአብሄር ቀልድ አይትግበሩ እግዚአብሄር ይቅር ይበልኹም ድጋሜ ከይትስሓሐቱ ፀሎት እንዳዘባዕኻ ናይ እግዚአብሄር ቓል ቀልድ አይኮነን
@axsumtube9454
@axsumtube9454 5 лет назад
ናይ ሓቂ ድዩ ሒዝዋ ሙሉእ ጸሎት ትደግሙ ዘለኹም
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 года назад
ሸኮሪናታተት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ስላም ቅሳነት ናዓኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
@suzifessha8600
@suzifessha8600 5 лет назад
ሰላም ንኩሉኩም ደቂ ትግራይ ❤❤❤
@kashaymekrmen4935
@kashaymekrmen4935 4 года назад
ጌጋ እሕዎተይ ቃል ኣምላክ ዎ ዎ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ኣየኹም ናይና ፅብቅ ስራሕ ዩ
@geezentertainment6045
@geezentertainment6045 5 лет назад
Wowww ayni bayni number one
@gejwtsus9905
@gejwtsus9905 Год назад
ሓሪፍ ስራሕ ቀፅልሉ
@Eritrea20431
@Eritrea20431 5 лет назад
Enkae dahan mexakum tegaru muqurat ❤❤
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 5 лет назад
Wowwwww woowww wowww koshta proud of u keep going
@formafireck3833
@formafireck3833 5 лет назад
😅😅😅💖💗💕💕Betami eya defetwekem
@yonasabay3838
@yonasabay3838 4 года назад
ቅድሚ ናብ ካሜራ ምምፃኹም ኣብ ፈላጣት ኣህይስዋ ጌጋኹም ኣርሙ ወይስ መሳርሕቲ እቶም ኣንፃር ኦርቶዶክስ ዝኾኑ ኣህዛብ ኢኹም ናይ መፅሓፍ ቁዱስ ተኣምር ብከምዚ ዓይነት ኣቕሊልካ ዝረኣ ኣይኮነን ኣብ እምነት ኢድኩም ኣይትእትው
@genetdesta4970
@genetdesta4970 4 года назад
መፅሓፍ ቁድሰ መቀለዲ ከይኮነን
@mulugetakiros8071
@mulugetakiros8071 4 года назад
ኣሕዋት ብሃበ ተረኽበ ኣይለዓልን መፅሓፍ ቅዱስ
@brhanewelday2424
@brhanewelday2424 5 лет назад
አሕዋት እዝአሰ ምሰ ፈጣሪና ከተባአሱና
@kahsanayzgiy5125
@kahsanayzgiy5125 4 года назад
እቲ ክቡር መፅሓፍ መፃወቲ ክከውን ኣይብሉን በይዛኻትኩም ቀይሩ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
ጎቦዛት ንመሽረፈት ኣባህርርዎ ማኣስዶ እናበለ ይዉዓል ዙሩኹስ
@ziongeb2474
@ziongeb2474 4 года назад
So nice
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 2 года назад
ብመፅሓፍ ቅዱስ ተዘይትቅልዱ ደቅ ትግራይ ዓደይ ቅድም ኹሉ ፈጣሪ ምፍራሕ እዩ
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 4 года назад
መፅሓፍ ቅድስ አብ ዓለማዊ ድራማ አይተእትው
@linidesbele380
@linidesbele380 5 лет назад
ኣታ እታ ሓዳስ ኮይና ትስርሕ ዘላስ ሰበይቲ ክትኮን ከላ እምበር ሕምምቲ ቆልዓ ኮይና ክትሰርሕ ከላስ ክተፍርሐካ ክክክክክ
@user-rb4ye1ug4o
@user-rb4ye1ug4o 4 года назад
ብመፅሓፍ ቁዱስ ኣይትቀልዱ
@solomongebretnsae6944
@solomongebretnsae6944 5 лет назад
ደሓን እቶም ኣሕዋትና ንሶም ብዝረኣይዎ መነፀር ስለ ዘይረኣናዮ እዩ
@debishasli7724
@debishasli7724 5 лет назад
ንፉዓት ኣጆኹም ቐጽልዎ
@menberesbhatu450
@menberesbhatu450 4 года назад
ወይ ግእዝ ገደል አእቲካዮ እኮ ታይ አለዎ ላብ ሚድያ ቅድሚ ምውፃኡ ብደንቢ ለይትመሃሮ !
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 5 лет назад
ኣታ ኡይይይይይ ኢልካ ሰማዒ ዘየለ ናይ እግዚአብሔር ቃል መቐለዲ ገይርክሞ እግዚአብሔር ይቅር ይብልኩም
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 4 года назад
መልአክቲ ካብ ደራሲ ዮዉሃንስ ኣለማት ብመጀመርያ ከመይ ኣለኩም ኩቡራት ተከታተልትና አምባኣርከስ ከምቲ ትህቡና ዘለኩም ሬኢቶ ትኪክል ኢኩም ነገር ግን ንህና አዉን መጀመርያ ክንሰርሆ ተለና ብህማክ ኣይኮነን በቲ አሱኩም ቶሩጊምኩሞ ዘለኩም ኣይሃሰብናዮን አና ካላይ ጊዚ ከምዘይድገም በዚ ኣጋታሚ መልአክቲ ንህልፍ ስለ ኩሉ ትሁቡና ሪኢቶ ካብ ልቢ ነምስግን
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 4 года назад
@@gebrehiwotbiru8285 ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቡዙሕ ግዜ ሪኢቶ ኣይትርኡዩን ነይርኩም ናብ መራሕቲ ሃይማኖት ናብ ዲያቆናት ኣውሪደ ክሰዶ እየ ኢለ ነይረ ኣቦታተይ ርኣይዎ በሉ ኢለ መቐለዲ ገይረሞ ምፅሓፍ ቅዱስ ኢለ ከርእዮም እየ ካብኡ ክጠንቅቕኩም ክትሕተቱ ደልየ ነይረ ሕጂ ስለ ዝመልስካለይ ፀጋም የብሉን ስሙ ኣይፈልጥክዎን እቲ መፅሓፍ ቅዱስ ዘንብብ ዘሎ ሕጂ ጥራሕ ኣይኮነን ብናይ እግዚአብሔር ዝቕልድ ቕድሚ ኣውርሕ እውን ኣቕሽቲ እንዳ ስዋ ከምዝውዕሉ ከም ዝሰኽሩ ገይሩ ሰሪሑ እዩ ግን ፍፁም ጌጋ እዩ ነውሪ ካህናት ከምዚ ገይሮም እዮም እሊካ ድራማ ምስራሕ ነውሪ እዪ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ካህናተይ ኣይትንኩለይ ኢሉ እዩ ብሰማይ ዘኣሰርክሞ እሱር ይኩን ብምድሪ ዝኣሰርክሞ ድማ እሱር ይኩን ኢሉ እዩ ግን ኣይጋገዩን ኣይሰኽሩን ኣይበልኩን ነግር ግን ንዓኣቶም እግዚአብሔር ዝጥይቖም እና በጃኹም ሕጂ እይኩም ጅሚርኩም ነግር ግን ናይ እግዚአብሔር ኣብ ድራማ ኣይትስርሕዎ ህዝብይ ስኣን ምፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ ይብል ትንቢተ ሆሴዕ እና ኣብ ሰማይ ተጠየቕቲ ኢኩም ካሊእ ዘሕዘነንስ መፅሓፍ ቅዱስ እናንበብስ ሕገመንግስቲ ንሰይጣን ይኣስሮ እዩ ትብል ሓፍትና እግዚአብሔር ልቦና ይሃባ ተጠንቒቕኩም ስርሑ ኣነ እንጅራኩም ኣይኮንኩን ዘባልሹ ዘለኩ ነግር ግን ንህዝቢ ዝጠቕም ስርሑ ምዓንጣኻ ዘሕርርር ኣይትስርሑ ብዝሕተረፈ ካሊእ ፀቡቕ ድራማ ከተመፅና ተስፋ ይገብር
@user-hf4vx2pk7n
@user-hf4vx2pk7n 5 лет назад
ኣቱም ሰባት ብጸሎት ብስላሴ፡ብድንግል ማርያም፡ብቅዱሳን ወዘተ ብናይ ቤተክርስቲያንና ብኦርተዶክስ ኣይተላገጹ ዋላ ብካልአ አምነት ብትኣምንዮ ኣምላኽ መሃሪ ፊልሞ ስርሑ ብዙሕ ተኸታሊ ክህልወኩም ሕጂ ውን ደጊመ ብትኣምንዮ ኣምላኽ ብሃይማኖት ኣይትላገጹ ኣኸለ አሺ ዶ ተጋግየ ዲየ ?ነዛ ኮመንት አንተ ኣንቢብኩማ መልሱለይ ምስ ትሕትና።
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 5 лет назад
ጓል ገሬ ዝተዛረበቶ ኮመንት ዝኮመትኩም ኩሉኩም ኣይተረደኣኩምን። ጓል ገሬ ክትገልጾ ዝሓሰበት ቅድሚ 27 ዓመት ሕገመንግሥቲ ዘየክበረ ኩሉ ይእሠር ነይሩ፡ ሕጂ ኣብይ ( መሽረፈት ) ምሥ መጸ ግን ንቶም ሸይጣውንቲ ኩሎም ፈቲሕዎም እዩ፡ ቲ' ቅኔ ብዝኮነ በርትዑ ኣጀኩም።
@user-er3li7kv7g
@user-er3li7kv7g Год назад
መፅሓፍ ቅዱስ ብጥንቃቀ ክንጥቀሞ ይግባእ ተጋሩዋይ
@user-jp2rj1kf5h
@user-jp2rj1kf5h 5 лет назад
ደስ ባሃሊ ድራማ ግን መፅሓፍ ቁዱስ ብ ካሊእ ተትትክእዋ ምሓሸት ነሩ
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 года назад
ሙሁራት ሎሚ ንመጽሓፍ ቁዱስ ዳርጋ ቀይሮማ ኢዮም
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 5 лет назад
ኣይ ካልእኩም ፅቡቅ እዩ በእግዚአብሔር ቃል ምቅላድ ግን ጌጋ እዩ መፅሓፍ ዝድገም ሕሊናካ ሰብስብካ እበር እናሰሓቅካ ን እናቀለድካን ኣይኮነን ምስትክካል ግበሩ ድኣ መጨረሻኩም ከይሓምቅ
@ferffdet8192
@ferffdet8192 5 лет назад
👍👍👍
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 5 лет назад
ክክክክክክ ተተረዲኡኪ እቲ ቀልዲ ንመሽረፈት እዩ ሕገ መንግስት ገዲፉ ብመፅሓፍ ቅዱስ እናሰበከ ዝውዕል ፖስተር
@ferffdet8192
@ferffdet8192 5 лет назад
Kkkkkk
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 4 года назад
@@user-vs2ww6vr7m ንመሽረፈት ምኳኑ ምዓዝ ጠፊኢኒ ዓርከይ ግን ውዳሴ ማርያም ሒዞም ክላገፁ ኣይነበሮምን ኢና ንብል እለና እበር
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 4 года назад
@@user-oy2su2zn6u ክክክክክክ ንሱስ ኢትዮጵያ እግዚአብሔር ይጠብቃታል እናበለንድዩ ዝቅልድ ዘሎ በቲ መፅሓፍ ቅዱስ
@_mahdertigray6122
@_mahdertigray6122 5 лет назад
ፅቡቅ ነይሩዋ ብመፅሐፍ ቅዱስ አይትቀልዱ መፅሐፍ ና ፖለቲካ አይትሐዋውስዎ
@user-hz1yo3ib3z
@user-hz1yo3ib3z 4 года назад
ተጋጊኩም ብመፃሓፍ ቅዱስ ቀልዲ የለን
@berheafera9383
@berheafera9383 4 года назад
kale egziabher mekeleja aydelem fara .lemialf enjera bleh bersu atkeld.wey bedemb awkeh ena teredteh anbbew
@marrykonjo4412
@marrykonjo4412 5 лет назад
Welll😍😍😍
@semereandebrhan7227
@semereandebrhan7227 4 года назад
Welcome guys
@user-lj6pb7me5k
@user-lj6pb7me5k 4 года назад
ለይባ ያ ተበልዎስ ልዋ ዝበልዎ መሰሎ በሉ ዓበይቲ. ቀፅልዎ ንፉዓት ተበልናኩምሰ ናብ ቃል ኣምላኽ ኣቲኹም? ኣይፋልኩምን የሕዋት 🤔🤔🤔
@abrahamgebreabraham1160
@abrahamgebreabraham1160 4 года назад
Nice
@rsahnrsahn1157
@rsahnrsahn1157 4 года назад
መፃሓፍ ቅዱስ አብ ድራማ ክአቱ የብሉን ዋ ድራማ ደስ ዝብል እዩ
@linidesbele380
@linidesbele380 5 лет назад
ወዲ ፋራ ኣይትበሉ ስነ ስርዓት ክህሉ ኣለዎ ምክብባር ክህሉ ክክእል ኣለዎ 2 ግዜ ወዲ ፋራ ኢልካ ብዝተረፈ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልዎ ኣብ ዘዘለናዮ እመቤታችን ትሓልወና።
@rahwag3281
@rahwag3281 5 лет назад
😍😍😍😍
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ዋይይ ጸሎት ኣትዮ
@hassenmehammedbrehan6741
@hassenmehammedbrehan6741 5 лет назад
bitami konjo srah eyu ketsulilu deki adey meary
@WS-Media553
@WS-Media553 4 года назад
Kkkkk geez moyta
@user-he7cp6qp6x
@user-he7cp6qp6x 4 года назад
ወይ ስምንት ሺ ብመፅሓፍ ቅዱስ ለለ ጀሚርኩም በይዛኹም ልቢ ግበሩ። ጌታ ሆይ የማያርጉትን አያቁም ና ይቅር በላቸው
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ዋዉዉዉዉብጣዕሚ፣ደስትብል፣ግን፣ንሓበሬታኮነኩም፣ጌጋ፣እዩ፣ካልእ፣ነገፍሉይእዩ፣ሰሱንልና፣ደቂ፣ዓበይቲ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ሌባቡ ቃለ ኣምላክ ኣይተቃልሉ።
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 5 месяцев назад
ኣቱም ህዝቢ ቃል እግዚኣቤሄር ትቅሉዱ ይቅር ይበልኩም
@user-js7zk1ut4v
@user-js7zk1ut4v 5 лет назад
ታይኬንኩም ኣታ ደቂ ዓደይ ካልእ ናተፀበና ብመፅሓፍ ቁዱስ መቀለዲ ጌርክምዎ በሉ 3 ይ ክፋል ብካልእ ሙፅና
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 4 года назад
መልአክቲ ካብ ደራሲ ዮዉሃንስ ኣለማት ብመጀመርያ ከመይ ኣለኩም ኩቡራት ተከታተልትና አምባኣርከስ ከምቲ ትህቡና ዘለኩም ሬኢቶ ትኪክል ኢኩም ነገር ግን ንህና አዉን መጀመርያ ክንሰርሆ ተለና ብህማክ ኣይኮነን በቲ አሱኩም ቶሩጊምኩሞ ዘለኩም ኣይሃሰብናዮን አና ካላይ ጊዚ ከምዘይድገም በዚ ኣጋታሚ መልአክቲ ንህልፍ ስለ ኩሉ ትሁቡና ሪኢቶ ካብ ልቢ ነምስግን
@user-dm3et9kn6c
@user-dm3et9kn6c 4 года назад
wa ayum sebat amehayshu meshaf qudus meqeledi ay konen wa gele kmselna eyom qurub ayskefekumn dyu wa gud
@brhanewelday2424
@brhanewelday2424 5 лет назад
ወድዛ ፋራ ዝትብል ቃል ተትገድፉወ አሕዋት
@ferffdet8192
@ferffdet8192 5 лет назад
Kkkkkkkk OK
@gualtigray7667
@gualtigray7667 4 года назад
ብመፃሓፍ ቁድስ እሰከ ኣይትላገፁ ብካሊኢኩም ስሩሑ
@ethio-ericulture9844
@ethio-ericulture9844 4 года назад
Ajokum ketsulul ahwat
@mulertsegu2037
@mulertsegu2037 5 лет назад
Ymochkum deki adey
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 лет назад
አየኩም ናይና
@ymeronenat1552
@ymeronenat1552 4 года назад
Deki adey mearey bemetshaf kudus aytekeldu zemhatey eshi
@rainrelaxingsoundsofnature5715
@rainrelaxingsoundsofnature5715 3 года назад
❤️💛
@selamalemayu3585
@selamalemayu3585 5 лет назад
ኣታ ሰነ ስርዓት እስከ ቃል ኣምላክ ኣይተቃልሉ ካብኡ ክዓ ሸይጣን መልኣክ ገይርክምዎስ ሰም ሸይጣን ተቃላምጡ እዚኣስ ኣይግድንን ኣይተሓዝለይ ግን
@natsi8179
@natsi8179 5 лет назад
Yess lki elki
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 4 года назад
መልአክቲ ካብ ደራሲ ዮዉሃንስ ኣለማት ብመጀመርያ ከመይ ኣለኩም ኩቡራት ተከታተልትና አምባኣርከስ ከምቲ ትህቡና ዘለኩም ሬኢቶ ትኪክል ኢኩም ነገር ግን ንህና አዉን መጀመርያ ክንሰርሆ ተለና ብህማክ ኣይኮነን በቲ አሱኩም ቶሩጊምኩሞ ዘለኩም ኣይሃሰብናዮን አና ካላይ ጊዚ ከምዘይድገም በዚ ኣጋታሚ መልአክቲ ንህልፍ ስለ ኩሉ ትሁቡና ሪኢቶ ካብ ልቢ ነምስግን
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 5 лет назад
ኣቱም ሰብ ብጌጋ ኣይትውሰድዎ ንመሽረፈት እዩ እቲ መልእክቲ
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 4 года назад
ምሳሕ ኣብሊዐዮ ዶ በልካ ገራሚ ባህሪያትና እዩ
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет назад
ክንካታተለኩም እንተኮይንና ብቁድስ መጽሓፍ ቀልዲ የለን ኣማሓይሹ ሪኢቶ ናይ ሰብ ረአዮ
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 4 года назад
መልአክቲ ካብ ደራሲ ዮዉሃንስ ኣለማት ብመጀመርያ ከመይ ኣለኩም ኩቡራት ተከታተልትና አምባኣርከስ ከምቲ ትህቡና ዘለኩም ሬኢቶ ትኪክል ኢኩም ነገር ግን ንህና አዉን መጀመርያ ክንሰርሆ ተለና ብህማክ ኣይኮነን በቲ አሱኩም ቶሩጊምኩሞ ዘለኩም ኣይሃሰብናዮን አና ካላይ ጊዚ ከምዘይድገም በዚ ኣጋታሚ መልአክቲ ንህልፍ ስለ ኩሉ ትሁቡና ሪኢቶ ካብ ልቢ ነምስግን
@user-wb9cs4uu3d
@user-wb9cs4uu3d 4 года назад
ብዛዕባ ካልእ ስራሕኩም ደስ በሃሊ እናተኸታተልና ንርከብ አብዚ ናይ ቃል እግዚኣብሔር ዝብል ግን ኣስተኻኽልዎ ምኽንያቱ ስመይ ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ስለዝብለና
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 4 года назад
ዋይ ስነ ስርዓት እስቲ መፅሓፍ ቅዱስ ኣይትቀልዱ ወይለከ
@user-js1sb8bz6q
@user-js1sb8bz6q 4 года назад
1000semanyan
@sdfgsdfg2573
@sdfgsdfg2573 4 года назад
መጽሐፍ ቅዱስ ገለመለ ትብሉሰባት ንስኹም ገዲድኩም
@nuribrahim1106
@nuribrahim1106 5 лет назад
Kkkk tgrigna moyta kkkkk
@brhanublack8210
@brhanublack8210 4 года назад
ካልአይ መዓልቲ መፅሓፍ ቅዱስ ትቅልዱ ተኮይንኩም ብሎክ ክንገብረኩም ኢና ንባሃልን ዘይበሃልን ዘይትፈልጡ
@abrahaleyaregay3556
@abrahaleyaregay3556 4 года назад
ፅብቅቲ ያ ዛ
@abdujafer9429
@abdujafer9429 5 лет назад
kkkkkk ati hassas mesari entay malet eyu
@user-dm9ne7il3t
@user-dm9ne7il3t 4 года назад
እቲ ቃለ እ/ር ታይ ክገበር እዩ መፁ
@genettamrat5655
@genettamrat5655 4 года назад
ደቅዓደይ ብመፅሓፍ ቅዱስ አይትቀልዱ
@user-et3tt8fe3z
@user-et3tt8fe3z 5 лет назад
እባእ ብቃል እግዚኣብሄር ኣይትቀልዱ ኣስተካክልዎ አይደገም
@user-gm3xf8hc3j
@user-gm3xf8hc3j 4 года назад
ብቃል እግዚኣብሔር ኣይትቀልዱ
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 5 лет назад
ኣቱም ጀጋኑ ኣጆኩም ኣለና ምሳኩም
@user-ys6tg8fh2r
@user-ys6tg8fh2r 4 года назад
ስነ ስርዓት ፆሎት ዘይፈልጥ መሰል ደራሲ ክሕሉ ዘይካኣለ ስራሕ 'ዩ ሃይማኖትና ኣብ ዕዳጋ ቀልዲ ዝድርበ መፂሄት ኣይኮነን ። ይትረፍ ክትቅፅል ኣብ ዩቱብ ክትቅኒ ኣይግባኣን ብዛዕባ ሃይማኖት ዝምህር ድራማ ካባኻትኩም ኣይንደልን ስነ ስርዓት መሰል ህዝብን ሃይማኖትን ሓልዉ ክንዲ 'ቲ ንፈትወኩም ከይንፀላኣኩም።
@natsi8179
@natsi8179 5 лет назад
መፅሓፍ ቁዱሰ መቀለዲ እዚኣስ ተቲገደፍዋ መሓሸ ቢዚኮነ ፅቡቅ ሰራሕ
@Mamoosha
@Mamoosha 5 лет назад
kkkkkkk ewe meshirefet sheytan
@selamselam555
@selamselam555 5 лет назад
betami kongo Eyou
@musabahta4171
@musabahta4171 4 года назад
Selam ahwat medebkum eqa tsibuk ente kone bi metsihaf kudus mikilad tsibuk aykonen emo bikalie melikie ente tserhiwo ziyada medebkum mitsebeke.
@bsratdemoz898
@bsratdemoz898 4 года назад
Ohhhhhhhh goyta yikre belelna bi xelot dirama please please kal Egizabher kibur eyu ahwat .
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 5 лет назад
ኣታ በጃኩም ስነ ስርዓት ዘይትገብሩ ዋ ብመፅሓፍ ቅዱስ ቀልዲ ጥፍኡ ያኣኽ ደቂ ጥፍእቲ ሕማቃት unlike😫😫😫
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 5 лет назад
ብመፅሓፍ ቅዱስ ኣይትቀልዱ 😢😢😢
@mulugetakiros8071
@mulugetakiros8071 4 года назад
ኣብኢድካ ክንድግዛዕ ዝኸውን ሽቦ ኣንጠልጢልካስ ኣሕዋት ኣብዝሰራሕክምዎ በረከት ክትረክቡ ናይ ፈጣሪ ቃል ወይ ክዓ በረከት ኣለዎ ስለዚ በቃለ አ/ር ተዘይትቅልድ ዋዋዋ!!
@afrabtarar8979
@afrabtarar8979 4 года назад
xebuk serah neyru gen please deki adey kenketatelekum entedelikum mexhaf kedus kema aytegberu yehwatey
@mironatsbha1742
@mironatsbha1742 4 года назад
Be haymanot aytkeldu eshi
@edeneden1590
@edeneden1590 5 лет назад
Pls mexhaf kudus 😔😔🥺
@davoaman5402
@davoaman5402 4 года назад
ብፀሎት ትላገፁ እንታይ ዓይነት ፍጥረት ኢኹም???
@lwammobilee2312
@lwammobilee2312 4 года назад
bstelot ember bmntay dea wa ata nkebaber
@AaAa-mr6gu
@AaAa-mr6gu 4 года назад
አታ ወዲ ሰበይቲ መፅሓፋ ቁዱሰ አይት ቀልድ ቡዙይ ቀልዲ የለን
@haftomhadish7606
@haftomhadish7606 4 года назад
Eti kudus meshafe mesaweti aykonen kethetetelu mukankum aytizengeu denakurr
Далее
Фэйворит жвачка А? (2024)
01:00
Просмотров 240 тыс.
New Ethiopian Tigrigna Comedy Athlete Part 1 - 2019
21:19
Gere emun part 18
33:45
Просмотров 699 тыс.