Тёмный

New Ethiopian Tigrigna Comedy- Ayni B'Ayni ዓይኒ ብዓይኒ Part 3 (FULL) 2019 

Koshta Entertainment
Подписаться 109 тыс.
Просмотров 449 тыс.
50% 1

እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 258   
@axsumtube9454
@axsumtube9454 5 лет назад
ንዘብራኣብሩኽ ትፈትውዎ ተሃሊኹም @ሰፕስክራይብ@ ግበሩኒ ደቂ ዓደይ
@ርችጓልገዳምየኣብርሃወኣፅ
ኣታ ለማኒ ገይረካ ኣለኩ
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
መቸም ሳብስክራይብ ኣይጠቅመካን በል ኣግርጩው ኣቢለካ ክክክክክክክክ
@habenchayina1169
@habenchayina1169 5 лет назад
Sori no
@hadu5935
@hadu5935 5 лет назад
ክክክክክክክክ
@axsumtube9454
@axsumtube9454 5 лет назад
thanx you ሓላላት ኣይትሰኣኑ
@hassenmehammedbrehan6741
@hassenmehammedbrehan6741 5 лет назад
ብ ትግራውነቱ ዝሕበን like ግጨዉኒ.
@kingscopion7060
@kingscopion7060 5 лет назад
Kkkkkkkk
@melesnegash7413
@melesnegash7413 5 лет назад
ግጭውጭው እምበር አያ ሓሰን
@crazyme.4953
@crazyme.4953 5 лет назад
ha ha ha
@munakamel8675
@munakamel8675 4 года назад
💪
@arsenalfanschannel2154
@arsenalfanschannel2154 4 года назад
Gerchewnkum baba husen😁
@madeintigraitube1197
@madeintigraitube1197 5 лет назад
ጆ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ዙፋን እውን ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ብሓፈሻ ንኩልኩም ብፍላይ ንዮውሃንስ ኣለማት ኣብ ዕብየት ትግርኛ ትገብሮለካ ኣስትዋፅኦ ከይነኣድኩ ኣይሓልፍን
@malhabib357
@malhabib357 5 лет назад
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ድቂ ትግራይ ማዓርይ፡ኣድነቅቲ ዘራኣብሩኽ እስከ #ላይክ
@awetayneta5640
@awetayneta5640 5 лет назад
ዘርአብሩኽ ናይ ሕማመይ እኮ ኢኻ ክፍ ዘለዎ ወዲ።
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ትግርኛ ዝእረመሉ ጌጋተት እዙይ ኣለኩም ኣስተኻኽልዎ፥ ምርጢ ንዝብል ምርፅቲ! ተንኮለኛ ንዝብል ጎራሕ እዩ ዝባሃል ተናገር ወይድማ ተዛረብ ትግርኛና እዩ ብዝተረፈ ኣጀኹም በርትዑ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
selu haile: ተንኮለኛ ብኣምሓርኛ እዩ ሕራይ ጎራሕ ድመ ትግርኛ እዩ
@j4l472
@j4l472 5 лет назад
@@NaTe-ep6be ተንኮለኛ ማለት ክፉእ ዝሓስብ ማለት ኢዩ ጎራሕ እንተ ኮይኑ ግን በሊሕ፡ መስተውዓሊ ኢዩ ። ተንኮለኛ ዝብል ቓል ከኣ ኣብ ክልቲኡ ትግርኛ ንጥክቀመሉ ኢና ማለተይ ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኣብ ትግራይን ።
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
selu haile: ኣነ ኤርትራ ኣይኮንኩን ትግረይ እየ
@Seb15
@Seb15 4 года назад
Na Te ክቡረይ ብዙሕ ቃላት ናብ ኣሚርኛ ከምተወሰደ ውን ባ ንፍለጥ
@j4l472
@j4l472 3 года назад
@wedibashay መን ከ ኣሎ ኢሉካ
@merryyemanezale9738
@merryyemanezale9738 5 лет назад
ኣሕዋተይ ማዓረይ ጽቡቅ ስራሕ እንድዩ ግን እቲ ጸይቂ ሲ ብፍላይ ንህጻናት ሕማቅ ትምርቲ ኢዩ ወላ እውን ነቲ ባህልና ጽቡቅ ኣይመጽእን ብዙሕ ማሃሪ ነገራት ኣሎ እዚ ጸይቂ ግን ንዮው በልዎ
@iloveyoutigrayyou2903
@iloveyoutigrayyou2903 4 года назад
betikikil
@20ዓዲወጀራት
@20ዓዲወጀራት 5 лет назад
ቀፅልሉ ኣጀኹም ሓደ ሓደ ግዜ ግን ካመራኹም ኣብ ኮሜድ ነይርኹም ናብ ቀረፃ ልምምድ ተብልዎለኹም ማለተ ኣብ መንገኡ ቃለ መሕተት ኣይትሕወስሉ
@hailzgihailway5248
@hailzgihailway5248 5 лет назад
ኣብዛ ናተይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ እባ ግበሩ ኣሕዋት ሕጉዙና ደቂ ትግርኛ ማርያም ትሓልኩም
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
አሜን አሜን አሜን ንኩላትና ትሓልወና ማርያም፡ጽዮን!
@azmeruabrha6994
@azmeruabrha6994 5 лет назад
Amen amen amen
@filifili4614
@filifili4614 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@በጃኪይድፈአኒትግራይ
ኣብየት ልመና ገይረልካ ኣለኩ ክክክክክ
@saleemassadek5757
@saleemassadek5757 4 года назад
فضيت ندا
@Mebriekampala
@Mebriekampala 5 лет назад
Tegaru shukorinatat comodikum mara eyu kief zbeni ajokum qexlwo hawkum wedi Eritrea
@mdrehabesha6420
@mdrehabesha6420 5 лет назад
ንባህሊ ትግራይ ዘይውክል ብዕልግና ግደፉ ገስረጣት፣ ሰብ ይሓዝነልኩም እንበር ኣይስሕቐልኩምን!
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ 5 лет назад
ብዕልግና ይኹን አንደበት ናይ ትግራዋይ ናይ ኢትዮጵያዊ አይባሃልን ሕማቕ ንኹን ፅቡቕ ንምስራሕ ሰብ ምኻን እኹል እዩ ናይ ወዲ ሰብ ኣመልን ተፈጥሮን ዳኣምበር ግድን ናይ ሓደ ሃገር ወይ ክልል መግለፂ አይኮነን
@mdrehabesha6420
@mdrehabesha6420 5 лет назад
@@ሰላምሰላም-ከ6ዐ ተጋጊኻ፣ ኩሉ ዓዲ ነናቱ ክብርን ባህልን ስልጣነን ኣለዋ፣ ዝኾነ ጥበባዊ ንማሕበረሰቡ ክመስል ኣለዋ፣ ንኣብነት ኣብ ኤመሪካ ከምዚ ዓይነት ኮመዲ ወይ እውን ካብዚ ግድድ ዝበለ እንተዝስራሕ ብዙሕ ዝግደሰልካ ሰብ የለን፣ ምኽንያቱ እቲ ሕብረተሰብ ለሚድዋ እዩ....ኣይኮነንዶ እዚ ናይ ብዕልግና ኣክተራት እውን ስለዘለዋ! ስለዚ ዝኾነ ስነጥበባዊ ናይ'ቲ ዝነብረሉ ዓድን ባህልን ልምድን ከንጸባርቅ ኣለዋ። ንኸባቢኡ ክመስል ኣለዋ። እዚ ኮመዲ ቡዙሓት ኣሕዋትና ኣዋልድን ኣዴታትናን እየን ዝሪኦኦ፣ እንታይ ይስመዐን ይመስለካ? ኣነ ምስ ሓፍተይ ኮፍ ኢለ ብሓንትሳብ ነዚ ክሪኦ ደስ ኣይብለንን፣ ስለዚ ከምዚ ዓይነት ቡዕሉግ ሰብን ደራስን ኣየድልየናን። ብቕዓት እንተሃሊይዋም ኣብ ካልእ ቡዙሕ ጉዳያት ክዋዘዩ ይኽእሉ እዮም፣ ሓደ ከይበሉ ነጢሮም ኣብከምዚ ዓይነት ብዕልግና ምእታዋም፣ ከምይ ዓይነት ንፉሳት ምኳኖም'ዩ ዘረደካ። እዚ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ስልጣነ ክኸውን ኣይኽእልን። ብዝኾነ ጌጋ እዮም ገይሮም ዝዓርከይ።
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ 5 лет назад
@@mdrehabesha6420 ትኽክል ኢኻ(ኺ) እቲ ዝሰርሕ ዎ ድራማ አብ ሕብረተሰብና ዘሎ እዩ ግን ከዓ ግልፂ ጌርካ ንኽትዛረቦ ልሙድ አይኮነን አነ ውን ምሳኻ የ ሕጂ አይኮነን ግዚኡ ከምዚ ዓይነት ድራማ ንምስራሕ እንኳን ዶ ብክልልና ብሃገርና ኢትዮጵያ ውን ፊልሚ ዝሞትና ኢና ኮፒ ስለ ነብዝሕ ናብ ውሽጥና ስለ ዘይንምልከት ስለዚ ፍቅሪ አብ ኩሉ ቦታ አለዎ አብ ሞንጎ ወድን ጓልን እብ ውሽጢ ስድራ ...አሕዋት ..መሓዙት ..ጎረባብቲ ...መማህርቲ...ከምኡ ውን መሳርሕቲ እና ታሪክ ተሳኢኑ አይኮነን ብፍላ ናይ ስድራቤት ፍቅሪ ዘርኢ ስድራ ማለት ታይ ማለት ምዃኑ ዘምህር ሓላፍነት ስድራ አስፊሑ ዝገልፅ ፊልምታት ምስራ መኻኣሉ ግን ከም ዝቀለካ ጥር ምባል ንፈቱ ኢና ጌገኦም ከዓ ብዘይ ፀርፊ ንንገሮም ባሃሊት የ
@mdrehabesha6420
@mdrehabesha6420 5 лет назад
@@ሰላምሰላም-ከ6ዐ እወ ጽቡቕ ሓሳብ፣ ግን እቲ ዝስራሕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ዝበልክዮ፣ ንሱ ድኣ ኩሉ'ኮ ኣብ ውሽጥና እዩ ዘሎ፣ ግን እቲ ብውሽጢ ንገብሮ ብውሽጢ ክተርፍ ኣለዋ። ነውሪ ስለዘሎ ኢና'ኮ እቲ ናይ ውሽጢ ብውሽጢ ንገብሮ ዘለና....ስለዚ እቲ ናይ ውሽጥና ክተናኹፍልና የብሎምን። ብዝኾነ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፣ ከማኺ ዝበለት በላሕ ሰበይቲ እንተትርከብሲ ከመይ ጨለ ነይሩ ይመስለኪ😲
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ 5 лет назад
@@mdrehabesha6420😁 😉 ታንኪው
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 лет назад
ብጣዕሚ ደባሪ ዘሕፍር ስራሕ እዩ ዋእ እንታይ እዩ እዙይ እስኪ ናይ ትግራይ ብህሊ ዝውክን ኣስተምሀሪ ሕዝኩም ቅረቡ
@teklayteame9575
@teklayteame9575 5 лет назад
ንሃይሉ 100 like. ሂበዮ አለኹ እንተ ንትረሓስ ግን ፍትየያ አለኹ ንገሩለይ
@ጓልትግራይፃዕዳ
@ጓልትግራይፃዕዳ 5 лет назад
ኣስይይይይ ሽክራናታት ኣሕዋተይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ like10000
@genetbirhane817
@genetbirhane817 5 лет назад
ታይ ዩ መልእኽቱ? አረ ካብ ባህልናን እምነትናን ኣይትውፁ በይዛኹም።
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
Atyo hedge do tsebuk alwu
@mihretgess9368
@mihretgess9368 5 лет назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ኣነ ኣብ ትግራይ ተንኮለኛ ዝባሃል ቃል ወይ ትምህርቲ ሰሚዐ ኣይፈልጥን! ግን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተንኮለኛ እናተባሃለ ብኣምሓርኛ ክስየም ይሰምዕ ዋላ ኣብ ትምህርትቤቶም! ጎራሕ ግን ናትና እዩ ናይ ትግርኛና ንፅቡቅ እውን ትጥቀመሉ ብኣንፃሩ ድማ ንሕማቅ እውን ትጥቀመሉ ( ጎራሕ ማለት በሊሕ ንምባል ክትጥቀመሉ ትኽእል! ብኣንፃሩ ድማ ክፉእ ሕማቅ ገባሪ ንምባል እውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ማለት እዩ!::) ብኣምሓርኛ እውን ከምኡ ተንኮለኛ በሊሕ ክብልዎ ይክእሉ ከምኡ ብኣንፃሩ ድማ ሩጉም ፄቂ ገባሪ ክብልዎ ይኽእሉ ሕራይ ኣነ ከምኡ እየ ዝፈልጥ ብዘበለፀ እቲ ትኽክል ዝኾነ ነገር ንምፍላጥ ፅንዓት ተዝግበረሉ ፅቡቅ ነይሩ ኣብ ትግራይ ካበ ሳልሳይ ክፍሊ ጀሚሮም ክሳብ ያኒቨርስቲ ብኣምሓርኛ ቃንቃ እናምሃርዎምስ እንታይ እሞ ዘይገበሩ ኣምሓርኛን ትግርኛን ናይ ስርዓት ቃንቃኡ ሕውስውስ ኣቢሎም ኣባላሽየምዎ! ሕጂ ድማ መንግስቲ ትግራይ ንዓዱ ዝግደሸሉ እንተሃልዩ እዚ ነገር እዚ ከስተኻኽሎ ከፅርዮ ኣለዎ ስርዓት ከትሕዞ ኣለዎ ካብ ሳልሳይ ክፍሊ ብኣምሓርኛ ቃንቃ ደው ክብል ኣለዎ ተደልዮም ኣብ 9ይ ታሽዓይ ኣብ ዓስራይ ክፍሊ ይግበርዎ!: በጃኻትኩም ቃንቃና ዓድና ንከደሰላ ንሕሰበላ መንግስትና ክግደሰሉ ኣለዎ ብዛዕባዙይ ሓደራኹም ደቂ ትግራይ ድምፅኹም ብሓባር ኣስምዑ ነስምዕ።።። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ ፈጣሪ ኣዝዩ ይርደአና ዓድናን ኣዝዩ ይሓልወልና ንንዓለም ኩሉ ሰላም ይሃበልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::::
@yemaneghebremariam6061
@yemaneghebremariam6061 4 года назад
አንተ ደንቆሮ ተብትባ ፣ጎራህ ማለትና ተንኮለኛ ማለት የተለያየ ትርጉም አለው ክክክክክክክ እናንተ ፋራ
@melashuabirha5903
@melashuabirha5903 5 лет назад
ለለ መፃኹም ምቁራት ቐፅልሉ ፡ካላንደር ዕፅው እዩ ኪኪኪ ፡
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 5 лет назад
እረ በጃኩም ንእሽተይ ስርዓት ዘለዎ ስራሕ ስርሑ ትምህርቲ ዘለዎ ቁም ነገር ዝሓዘ ዋ ይቅርታ ድኣ እምበር እዛ ስራሕ ምንም ደስ ኣይትብልን😏😏😏😏
@selamgmedhin3072
@selamgmedhin3072 5 лет назад
Ewa ehi entay koynu
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 5 лет назад
@@selamgmedhin3072ዝሓፍተይ እሂ እስከ እዚኣስ ተስሕቅ ድያ ወይስ ተምህር ኩሉ ነገራ ዜሮ እያ በቃ ብዛዕባ ጌርና ተጋቢርና ኣግብራና እዚ ድዩ ት/ቲ
@محمدخاطرمقوري
@محمدخاطرمقوري 3 года назад
بحبكم من سودان 🇸🇩🇸🇩♥🌍♥♥♥🇪🇹
@ሳራጋልትግራ
@ሳራጋልትግራ 3 года назад
ሰላም❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 5 лет назад
እግዚአብሔር ኣይፈላልኩም ጡዑማት ላዛ
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 лет назад
So nice film and like like 100 %👏👏✌️😍 you everyone 😘😘😘🙏
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
ፀጋዋይ ፅሪቲ ዘረኣብሩከይ ታማ ቆላሕ ቆላሕ ኣብዚሕኩም ብቻ ፅቡቃት ኢኩም ሰላምኩም የብዝሐዬ ቀፅልሉ
@bbbjjj6791
@bbbjjj6791 5 лет назад
Kkkkkkkk aaaaaaa
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
አያይ ዘዉሮአውሮኽ ከመይ ድየ ዝፈትዎኩም ማዓር ወለላ ኮኢኹም
@haftaygebremkael9747
@haftaygebremkael9747 5 лет назад
የይ ኣምሓይሹ ብዓለግለግ ኣይትበሉ ንህዝቢ ዝምህር ጥዑይ ስርሑ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 5 лет назад
Haftay Gebremkael 😂😂😂😂😂 omg
@bmeng9780
@bmeng9780 5 лет назад
Tekekel belegna yetrefena okay?
@sabamengsteab1240
@sabamengsteab1240 4 года назад
Kikkkkkkkk mara eska kxle 😂
@afeworkgidey5245
@afeworkgidey5245 5 лет назад
ካብ ስርቅን ሽርሙጥናን ዝወፀ ገፀ ባህርይ ተላበሱ ሕብረተሰብና ኣይተበላሽዉ ። ብወገነይ ዓይኒ ብዓይኒ ክሳብ ሀዚ ከም ተኸታተልኩዎ ኣዕጋቢ ኣይኮነን። ታሪኽ ባህሊ ምክብባር ዘዉርስ ዜጋ ዝሃንፅ ስራሕ ተተትኩሩ ይምረፅ። 👈👈
@helentewelde3891
@helentewelde3891 5 лет назад
Nay bhaki lebam zereba
@mehari9567
@mehari9567 5 лет назад
አብ ሓደ ሓደ ንግግር ኩም ናብ ኤርትራ ታብለኹሞ ትግርኛ ኩም አዕብዩ እንተ ካሊእ ሰራህኩም ዝነአድ እዩ ጎብዙ
@NevergiveupEri
@NevergiveupEri 5 лет назад
ቅቅቅ ኣስሒቅክኒ ናይ ኤርትራ እንታይ ድዩ ቋንቋና ብዝኾነ ከም፡ናይ ኤርትራ ቋንቋ ክትዛረቡ ጸዓሩ ፕሊስ
@samuelkidane4912
@samuelkidane4912 5 лет назад
Kkkkkkk keme naye Eritrea dea kemey gierkum ktzarebu 😂
@mehari9567
@mehari9567 5 лет назад
@@NevergiveupEri ንዓካትኩም እዉን ክመዕደኩም ዝደሊ ናይ አረብኛ አይትሕወሱ ቓንቓኩም አዕብዩ ዳርጋ ፍርቒ አረብኛ እዩ ፍልምታትኩም
@mehari9567
@mehari9567 5 лет назад
@@samuelkidane4912 ናትካትኩም እውን እኮ አረብኛን እንግሊዝኛ ን ዝተሓወሶ እዩ ዝፀር አይከነን ቃንቃኩም ከዚ ደሞ አማርኛ እንተወስኩምሉ ጨሪሱ ከይጠፍእ ብቃንቃኩም ኹርዑ
@haftisem2712
@haftisem2712 5 лет назад
Kkkkk way tgru komalat kem nay eritrea da blue edmeki tmherki aytkelyon 👎😂😂😂😂😂
@waziramada6747
@waziramada6747 5 лет назад
እሰይ እንኳዕ ብስላም መፅእኩም
@yutub1531
@yutub1531 3 года назад
Tegaru shikorinatat
@zedadasta8816
@zedadasta8816 3 года назад
ሰላም
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 лет назад
ጽቡቅ ኣለኩም ቀጽልዎ ደቅዛ ሓላል መሬት
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ጀጋኑ፣ጥራሕ፣ቀፅሉ፣ንቅድሚትትትትትት
@hadu5935
@hadu5935 5 лет назад
ኣረ በጣም ነዉ የሚደብረዉ ምንም መልእክት የለዉም ኣልገባኝም
@heaventesfie2889
@heaventesfie2889 5 лет назад
Enkoe dehan mexakumlna txbit newihuna keniyu
@dawithagos285
@dawithagos285 4 года назад
ካላንደር እዩ ላይክ የለይ እዋይ ዘብራአብሩኽ ትገብር ዘለኻ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 лет назад
ንፉዓት ቀፅሉሉ።
@حمادهعثمان-س1د
@حمادهعثمان-س1د 4 года назад
ያሬድ ካህን ጥዑመ ልሳን Axumeit kingdom
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 5 лет назад
ትግራይን ተጋሩን ዝፈቱ like ኢሉኒ ይሕለፍ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 5 лет назад
አቱም ሰባት ናበይ ኢኩም ትከዱ ዘለኩም እዙይ ባህልና አይኮነን ታይ ዓይነት እዩ እዙይ ዋይይ ሕራሮት አመሓይሹ መምሃሪ እሰከ ስርሑ
@khalidas1708
@khalidas1708 5 лет назад
ሓቂ
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ
@ሰላምሰላም-ከ6ዐ 5 лет назад
ባህሊ ጥራሕ ድዩ ሂወት
@hailesietna4328
@hailesietna4328 5 лет назад
ካላደር እዩ ክክክክ
@ORO1242.-_
@ORO1242.-_ 3 года назад
See
@ORO1242.-_
@ORO1242.-_ 3 года назад
See
@እማሓላላይናፍቀኪ
ናይ ቡሒቃ ሰራሒ ምዱሊይ ፀቡቅ አዩ። በሉ ቀፂሊለ ደካማ ፀቡቅ ነገረ ሑዘከም ናዑ አሺ በሃናቀዉታ ናፁበየከም አሺ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 лет назад
ኣስተማሃሪ ንህዝብና ዝጠቅም ሒዝኩም ንዑ በጃኩም
@مارياكبنش
@مارياكبنش 4 года назад
Berihu Gerezghier ወለተ
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 лет назад
Ya ezi xelim wedi bela tgrina eu dzareb enber kalie esi kkkkkkkkkkkk
@monumonyo6370
@monumonyo6370 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩ ፁሩያት ደቂ ዓደይ
@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486
ዋወወወወ ቤላ ኔራ ግን ኣሹ ደይብላ ሲ ሸዋየ ስሓቅና ዊሒዳ
@issatoure4300
@issatoure4300 5 лет назад
ናይባሓቂ እቲ ናተይ ድሌት ፈሊጥካለይ
@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486
@@issatoure4300 ja ብሓደ ጸኒሕና ማለት እዩ ከምዛ ናተይ በል ረጊጽካያ ሕልፍ በል እነታይ ድ
@raya6333
@raya6333 5 лет назад
ኣጆኹም ተጋሩና ጀጋኑና ድቅድምት 💘💘
@fufdif3768
@fufdif3768 3 года назад
yes
@ube-23s
@ube-23s 5 лет назад
በጃኹም ኩሉ ኣማሓይሽዎ። ዛንታን፡ ኣዘራርባን፡ ናይ ነብሲ ምስቕስቃስን ።ናይ ጾታ (sex)ዘረባ እንተለዎ ይነገር ብዕሊ ( Adult only) ይጽሓፍ ፡Acting body language lኩሉ ኩሉ ኣብ ትሑት ደረጃ እዩ ዘሎ።
@abuduselammohammed3383
@abuduselammohammed3383 4 года назад
taydea bikez gze timeyet
@galtigiray3362
@galtigiray3362 2 года назад
ኣልዓይ ዋይ🤣🤣🤣🤣🤣
@nihal963
@nihal963 5 лет назад
ነዕርርር በስ መርዓ መርዓ ኣይተምስልዎ
@ስድተኛኮይኑስመይ
ጽብኪቲ ፊሊም ከጽሎ
@danielaradom7240
@danielaradom7240 4 года назад
I am from eritrean l like comedy etihpen
@tmariamguesh9299
@tmariamguesh9299 4 года назад
ተመቺያትኒ እያ አይትስእን ክክክክክ
@ምስኩሉሰላም
@ምስኩሉሰላም 5 лет назад
ዘይባህልና ኣይትስሩሑ በጃክም
@salmwelela610
@salmwelela610 4 года назад
Language Tigrnj
@alemgeze7766
@alemgeze7766 5 лет назад
Sedinet dikum nehtsawenti ketemhurulna
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ
ክክክክክክ እዋይ ጭብጥብጥ ፡ኣታ ዝወዲ ሓሓሊፉ እምበር ኣብ ሙድ የእትወን ኣሎ፡ኣጆኻ እስኪ በል ።ክክክክክክክክክክ ኣታ በጃኹም ነዚ ወዲ ዚ ምስ ሃለካ ኣራኽቡለይይይይይይ እዘን ሃገራት እኳ ሰላም ምኾና ሓጎስ ብሓጎስ ምኾና ።
@Haylewedimhrey
@Haylewedimhrey 8 месяцев назад
😂😂😂😂😂
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 года назад
ካብዚ ኮመዲዝስ አንታይ ክንማሃር ንኽአል ማለትዩ ጸላኢና።
@yasinhata9695
@yasinhata9695 5 лет назад
አጆኹም ዛንታ ዘሩ ኣብሩኽ በርትዑ
@teklayteame9575
@teklayteame9575 5 лет назад
ክክክክክክክክክክክክክክክ "አልማዝ ወየ ንዒ የለን ካላንደር ዕፅው እዩ" ክክክክክክ
@hayleteka5940
@hayleteka5940 5 лет назад
Number one hiji tsubuk serihukuma gobezt
@roozkiros6065
@roozkiros6065 5 лет назад
እሰይ ደስ ክትብሉ
@asmaytabraha4947
@asmaytabraha4947 4 года назад
Funny
@abihile4642
@abihile4642 5 лет назад
Wowwww
@saraha9159
@saraha9159 Год назад
ፁቡቃት ከመይ ድየ ዝፈትወኩም
@ዮስራ
@ዮስራ 5 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ
@tahacell2780
@tahacell2780 5 лет назад
Dekay tegray shkurat
@mmepawer8412
@mmepawer8412 5 лет назад
ሃይሉ ግደፍ ስዋ ጸበል ገርካየ አኮ አዘን ኣንስቲ ቅቅቅቅ
@tsigenevadanewzemedey3647
@tsigenevadanewzemedey3647 5 лет назад
ክክክክክ እብር ሃይሉ ግን ምግባር ልጠፋኤ የለን ካልእ ተትሰርሑ ይምርፅ
@amhamt62gmail54
@amhamt62gmail54 4 года назад
Tsige Nevada New Zemedey tsige Nevada new
@habtegebru5601
@habtegebru5601 5 лет назад
Oque fiz fazer agora que piada,,,
@joniyoni3535
@joniyoni3535 5 лет назад
Rshat alekum xreyu bejakum hakef hakef eda belkum tserhu bedanat
@gebrehiwotbiru8285
@gebrehiwotbiru8285 5 лет назад
Tsubuk srah eyu gobezat ajokum
@ymeronenat1552
@ymeronenat1552 4 года назад
Ewent ezi parti betami bhelena zeywukel eyu ena dhna memhari nana zewukel srah tesrahkum tsebuk eyu
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 5 лет назад
Welcome
@hilufbrhane6249
@hilufbrhane6249 5 лет назад
ኣይ ስራሕኩም ከጽለአካ ሰረቀ ሸርሞጠ
@ilovemycountryethiopia3450
@ilovemycountryethiopia3450 5 лет назад
Tesbu geberu
@hananira4512
@hananira4512 5 лет назад
yene marat des bahalti
@arsenalfanschannel2154
@arsenalfanschannel2154 4 года назад
Serahkum aytselaekuwon deki adey gn drama mesrah malet maerekndey antsebaraki ab mahberesebn bahln kemzekone felitkum gegatatkum arimkum ab kexali bexebuk nesebe❤❤❤shekorinatat
@ጌታቸውአሰፋ
@ጌታቸውአሰፋ 5 лет назад
ለምለም ንላመን ኢና😛😜🙄
@adosolyana6388
@adosolyana6388 5 лет назад
Taydo konkum ezi Des zeybl nay baalege srah gdefyo htsawti kabzi etay ymeharu elkum hsebuba suk elkum gda gere emun ketslwa aytdeguyuna bzterefe ajokum
@GebreslasieTsagay
@GebreslasieTsagay 10 месяцев назад
ኣላምና ኬፍ እኒአወ
@ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል
ክክክክክክክ ኣየለምለም ምቅርተይ
@selamfshaibrahim2231
@selamfshaibrahim2231 5 лет назад
ኣይ ከፅለኣካ ኣቱሙ ኣሕዋተይ ከመይ ዓይነት ስራሕ እዩ ትስርሕለኩሙ ኣረ በዘኩሙ ለዉጥይ እምፁኡ ክትድብሩ ኣይ ሕራሮት
@abuduselammohammed3383
@abuduselammohammed3383 4 года назад
dramakum harf neyru gini tumuyat koynukum ?
@haftahshla5409
@haftahshla5409 5 лет назад
Kkkkkkkkkkkkkkk 💟
@ffffgggff7622
@ffffgggff7622 5 лет назад
ሰላም
@ኢትዮኢትዮ-ቘ8ጀ
@ኢትዮኢትዮ-ቘ8ጀ 5 лет назад
Wowwww keep going
@hailemariamabrha2722
@hailemariamabrha2722 5 лет назад
Your message and your physical appearance are not compatible.
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 4 года назад
Tigricha kurub moytatkum gele gele ayrdakan any way good job
@tsegaywelu5994
@tsegaywelu5994 5 лет назад
ata tsbuk do ayneberkumn tay dea konkum ezi comedy aytemechewenn bwegeney!!!!!!
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ዋይ ኣነ ኮሞንት ተቀዲመ ክሪኣ ኢለ ዛርጉምቲ መዳመይ ፀዊዓትኑ ሽኮሪናታት ደስ ክትብሉ መቅሰናት ቀፅልሉ ኣይትጥፍኡና
@tb323
@tb323 5 лет назад
kkkkkkkkkk kitlmenya eki !!!!!
@ትግራይዝዓደይዓዲማዓርፀባ
Hahay kemey dikum mkuratey
@chernetful
@chernetful 5 лет назад
ahahahaha....ere mesiheki. tlminya eki ena yelen zbla kalat kef alewen
@TigrayBroadcastService
@TigrayBroadcastService 5 лет назад
Eri drama tigrigna wala am haric ayteredanin
@goodplaza2999
@goodplaza2999 5 лет назад
Kkkkkk teamr yu Bzkone gobezat🇻🇳
@hayledaniel7296
@hayledaniel7296 5 лет назад
Zera Bruch sehaq meyte🤣🤣🤣🤣🤣🤣wtran meytu 🤣🤣🤣🤣💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇹niiiiccccccc
@user-bb8en5yv5s
@user-bb8en5yv5s 5 лет назад
Abyet Awedat tegaru kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk eten harmu teregobiti b klte ed yehisha
@salhaman8804
@salhaman8804 4 года назад
Drama beautiful tigrigna
@gofarreri2094
@gofarreri2094 5 лет назад
Himaq dumu eizie bael midri kitsrahana kebdey teqerise beahaqi
Далее
Gere emun Part 17
32:12
Просмотров 1,2 млн
DAXSHAT!!! Avaz Oxun sahnada yeg'lab yubordi
10:46
Просмотров 515 тыс.
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 738 тыс.
Gere emun part 16
27:34
Просмотров 1,5 млн
ገሬ እሙን ሜኪንግ Making
24:08
Просмотров 435 тыс.
Gere emun part 14
24:53
Просмотров 883 тыс.
gere emun part 13 part 14 part 15 funny film making
7:05
gere emun part 49
34:20
Просмотров 429 тыс.
DAXSHAT!!! Avaz Oxun sahnada yeg'lab yubordi
10:46
Просмотров 515 тыс.