Тёмный

Part 127 ልካልኣይ ክፍፋል ፊደል ፈ ዝምልከት መክሠቲ ኢይዩ። 

Bokre Culture & History
Подписаться 14 тыс.
Просмотров 2,5 тыс.
50% 1

ነቶም አብ ብሉይ ጥንታዊ ታሪኾም፡ ቅርሳዊ ውርስታቶም፡ ክቡር ትግራዋይ መንነቶም ብምእማን ዝግደሱ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም ብኅልሊና ድግማ፡ አብ ዝፍነዉ አስተእምራታተይ ተገዲሳቶም ዝከታተሉ ክቡራትን ክቡራን አክካላት ፡ ኁልቍን አጽናፍን ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the pre-historic development of language of the letter ፈ in Tigray and Eritrea
Part 2

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 59   
@ሐቂንሕልናይ
@ሐቂንሕልናይ 9 месяцев назад
እንዃዕ ደሐን መጻኹም መምህር ❤❤❤
@ziggyyemane355
@ziggyyemane355 9 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና መኣምር ቦኽረ
@kaleabmekonen7662
@kaleabmekonen7662 9 месяцев назад
ሊቅነት ቓንቃ ኣብዚ ኣሎ!
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 9 месяцев назад
የሚገርም ነዉ❤❤❤
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
Welcome our beloved prof. Bokre the great hagarian genius
@rofly158
@rofly158 9 месяцев назад
ይቅኒይልና ኣቦና፣ ክብርት ይሃብካ። ክርደኦ ጅምር ። ቀጽለልና😅
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
Welcome welcome as m lucky to be the first to see u today
@abraham1489
@abraham1489 9 месяцев назад
WELL COME KUBUR ABONA MEMER BOKRE👑👑👑 IDMEN T'NAN ENATEMENEKU KIBRIN MESGANAN N'AKUM YEKUN 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🙏🏾
@mmkafl6326
@mmkafl6326 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@zakz1724
@zakz1724 9 месяцев назад
ክቡር መአምር ቦኩረ አምላክ ይባርኩም ባህ ዘብል ትምህርቲ
@mmkafl6326
@mmkafl6326 9 месяцев назад
ኣቦይ ቦክረ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም
@tirhasmezgebe-fx1pe
@tirhasmezgebe-fx1pe 9 месяцев назад
እዚ ኹሉ ሸውሃት ዝኸፍት ዝግኒ ኣበይ ይርከብ!? ንሕና'ሞ ዕድመን ጥዕናን፣ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ሕይወትኩም እናተመነና ሃረምረም እናበልና፣ ዘርጠብጠብ ከይብል ደጋጊፍና ንምገብ ኣለና። የቐንየልና መእምረይ።😊
@Sebrigum
@Sebrigum 9 месяцев назад
Yehiwat sher nbellom kulatna seb mientan kimhar❤
@teamemerhawi7731
@teamemerhawi7731 9 месяцев назад
ሓንቲ ክብል ዝደሊ ፡ ብዝሒ ሰብ ይስማዕ ኣይስማዕ፡ ከይተሃከኹም ክትቅጹሉ ትሕት ኢለ፡ይምሕጸን።❤❤❤
@tdf214
@tdf214 9 месяцев назад
ኩቡር ኣቦና መእምርና ቃላት ይሓጽሩኒ ንዓኹም ዝገልጽ ካብ ❤❤❤❤ ናይዚ ሕጂ ወሎዶ ዕድለይና'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብመጻሕፍቲ ክኣ ይተሓተመልና 🎉🎉🎉🎉
@almazmennetey
@almazmennetey 9 месяцев назад
ድሙቕ ተስፋ ዝህብ ኣስተምህሮ , ኣዝየ የመስግነኩም ኩቡር ኣቦና ቦክረ ,
@yemanegebray9682
@yemanegebray9682 9 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@Best-Habesha
@Best-Habesha 9 месяцев назад
❤💛💙
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 9 месяцев назад
Ab Abune Aregawi Debre Damo volcanic rock kemzikone efelit eye
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 месяцев назад
Welcome ❤️ professor bokre
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 9 месяцев назад
Etom Tigre ewin ahwatna eyom yimesleni gin nimintay kemtefeleyu baelom yihasbu? Kab Noba meseret silezelewom diyu
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 9 месяцев назад
Miwlad kemey mitsdak yikewin mibukar ember
@MerhawiTewelde-lq6su
@MerhawiTewelde-lq6su 9 месяцев назад
❤ተባረኲ መእምር ቦኲረ
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 месяцев назад
❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 месяцев назад
God bless you and your family thanks Michael Issack Florida ❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 9 месяцев назад
Very nice experience
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 9 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና መምህር ናይ መማህራን ሊቅ ናይ ሊቃውንቲ ኩቡር ኣቦና መእምር ቦኽረ
@tdf214
@tdf214 9 месяцев назад
ኩቡር ኣቦና መእምርና ቃላት ይሓጽሩኒ ንዓኹም ዝገልጽ ካብ ❤❤❤❤ ናይዚ ሕጂ ወሎዶ ዕድለይና'ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብመጻሕፍቲ ክኣ ይተሓተመልና 🎉🎉🎉🎉
@Adulisawi
@Adulisawi 7 месяцев назад
መእምረ ቦኽረ ስለ ኩሉ ኣበርክተኹም ነመስግን።
@abraham407
@abraham407 9 месяцев назад
እዝስ ኣዝዩ ዝገርም እዩ፡ ናብ ትውልዲ ክነሰጋግሮ ኣሎና። ብዘይምኽንያት ዝተማህዘ ቃል ይኹን ፊደል የብልናን።
@zedzed1044
@zedzed1044 9 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና መእምርና ዕድመ ይሃበልና
@biniamlainetareke4826
@biniamlainetareke4826 9 месяцев назад
ሰላም መምእር ከም ርትዒ እንተ ኣነ ከራታዓኩም ወይ ልስኩም ከተራትዑኒ። ከለው ዝብህል ፊደል ብዝኁ ግዝዜ ክትጥቀሙ ኣስተባሂለ ሃለውኩ። ላይ እዝዚ ከለው ሥርወ ፊደሉ ሀለወ ዶ ኢ ከወነን። ከለው ዝብህል ቃል እንተ ተጠቂምና እትቲ ፊደል ሀ ኢወኃጥን። እትቲ ርቱዕ ጽሕፈቱ ከሀለው ዶ ኢከውነን። መልሲ ላይ ሕትቶ-ይ ክፅበየኩም ኢይየ መምእረ-ይ። አመስግን
@amanuelkesete4005
@amanuelkesete4005 9 месяцев назад
ዝኸበርኩም መእምር ቦኽረ ንእትህቡና ዘለኹም ኣስተእምሮ ብዛዕባ እሙዋተ-ኣቦዋትናን ታሪኽናን መንነትናን ከምኡ'ውን ብዛዕባ ኣበቋቊላ ውርሲ እምዋተ-ኣቦዋትና ዝኾኑ ፊደላትና ካብ ፊደል "ሀ" ክሳብ መፈጸምታ ፊደል "ፈ" ብዕውቀትን ክህለትን ስለዘስተምሃርኩምና ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ድማ እብል። ቀጺለ ኣብ ፊደል " ፈ" "ርግዘት " ዝብል ቃል ፍሕረት ምኳኑ ተማሂርና። እዚ ምስ'ቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ቃል "ግርዘት" ዝብል እንታይ ተመሳሳልነት ክህልዎ ይኽእል፧ ከምኡ'ውን ዓፋር ወይ ዓፈር ብኣማርኛ ድማ ኣፈር ዘይፈሪ ወይ ፈረዘይህብ ሓመድ ምኳኑ ኣስተእሚርኩምና። ምስ'ቲ ዓፍራ ኢልና እንጽዎዖ ናይ ሳሙና ፡ ናይ ውሕዥ እንታይ እዩ ዝምድናኦም፧ ክብረት ይሃበለይ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 9 месяцев назад
አምሓሩ እኮ ነህ ድንቅ ትግርኛ ናይ ኢፍ ሥንቓ ይብሌና አብን ንስኹም ከአ እቲ ግእዝ ትግርኛ ናቶምውን ቓንቓ እዩ ትብሉናለሁም በቨይ ገይሩ ?
@danielabera5108
@danielabera5108 9 месяцев назад
ክቡር ኣቦና መጽሓፍ ኣበይ ንረክብ
@john7630
@john7630 9 месяцев назад
Gehari zibhali adee alo .
@Metsae.Hagos-Ca
@Metsae.Hagos-Ca 8 месяцев назад
Father i will never forget you. Father, I appreciate you being the best teacher for me and correcting me. I will always hold you in high regard and watch you again.
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
eti whole ziblwo kal win kabana ziwesedwo eyiu. Kabti hilla zibil
@kubromhaile8723
@kubromhaile8723 9 месяцев назад
ኣቦና ዕድመ ይሃብሉም ታሪኽና ክንፈልጥ ክንዕወቅ
@merhabachannel9922
@merhabachannel9922 9 месяцев назад
Welcome memhr❤
@grmawi27
@grmawi27 9 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ኣቦና!! ዝገርም ጥበብ
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
Teltal ab merietna sefiru nahna yiblena alo gud eyiu.
@Mewarsti123
@Mewarsti123 9 месяцев назад
እዚ ሰብኣይ ሲ ናቱ ዓለም ዘለዎ ሰብኣይ. ይገርምዩ 😢😂😅😜
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 9 месяцев назад
ከምይ ገይሩ እዩ ንኣምሃሩ ዝበፅሆም፡ ንኢርትራ ኣበፂህ ንኣምሃሩ ኣይበፂህ፡ ንኣምጋሩ ዝበፂህ እንተኾይኖ ታሪካዊት ምስክር እንተልዩካ ንኩሉ ኢትዮፒያዊይ እውን ይበፂሆም እዪ፡ ካብ ተማህር እየሞ ሃተውቶም ይቅርታ ምስቱይ ምዒባይኩም፡ ግን ኢርትራዊት ዝፃሃፎ ምስክር መፅሃፍ ኣቅሩቡ ብግእ ናይ ሃደ ሽህ ዓመት፡ ከም ትግራይ ሻዓብያ መፂሃፋት ውሪሩ እዩ፡ ግን ምንም ኣይጠቅሞን ብሃደ ሽህ ዓመት ዝተፃሃፍ ፉሉጥ እዩ፡ መሬት ይውርር እዩ ዑና ህንፃታት ይውርር እዩ ፊደላት ትልቀሆ እካ ታርክ ግን ኣይውርርን፡ በዙይ ቭይዲዩ ናይ ትግራይ ቤተክስያናይ ክክሳኩም ይክእላ እየን፡ ፊልጥውተን እዩ ዋላኾ ዓብይ እንተኾንኩም ናይ ሃደ ሽህ ዓመት ግን ኣይኾንኩሙን፡ ክፃሃፍ እንተሎ ዝተስሃሃተ ነገር ይብርህልኩም ይኮውን እዩ፡ መልኣክታት እውን መዳናገርትይ ክይኮኑ? ምዒራባዊያን እውን እኾ ኣለዎ ካብ መብዛህቱ ትግራዋት ግእዝ ዝፈልጡ፡ ግን ናኣቶም ክገብሩዎ ኣይክእሉን፡ ብዛዓባ ሞበቖል ታርክ ግእዝ ክትዛርባ ናይ ትግራዋይ ኾምዝኮነ ኣብግንዛበ ይእትዊዎ ብተለይ ታርክ ቤተክስትያን ትግራት ከምዝኾነ፡ ካብ ኣምጋሩ ተገላግሎምስ ህዝካ ኢርትራዊያን፡ ብዓለም ኣፍልጦ ዝተዋሃበሉ ዝይካሃድ ታርክን ባህልን ትግራይ፡ ኣነ ንባዓለት ካብ መጠንቀቅታ ምሃብ ዝሃልፍ ኣይኾንኩን፡ ኩሉ ግእዝ ዝተማሃር ዝተፈላፈስ ናትና እዩ ክብል ኣይክእልን፡ ንምንታይ ቤተክስያን ትግራት ምስክራ ኣብ ትህትይ እዳ ስለዝኾነ፡ ኣብ ኣመርካ ክንደይ ናት ግእዝ መፅሃፍት እውን እኾ ኣሎ፡ ተፈላፊሶም እሉ ተጠቅመሙሉ እዮም ጋና ኢርትራ ክይተመስርተት ናቶም ግን ክገብሪዎ ኣይክእሉን፡ ትግራዎይ ከም ህብርተስብ ኣሎ ከም ፋራኦ ኣይጠፍእን ዋላኾ ብጦርነት ናይ ውርርትይ ጋይለይ ንኡሽተይ ኣእምሩኡ እንተተዓፈነ፡ ብኩሉ ክብርት፡
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
Entai eka kitbil delika zeleka bezhi huwtut tsihufka. Amhara tegaru mukanom zeytifelit ente koinka hiji temhar. Kidim amharan amaran filiom
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 9 месяцев назад
እንታይ ክብል ደልይ ኣይተርደእኩሙን ዲዩ፡ የጥንቅቀኩም ኣለኩ፡ ካብ ውርራ እዲኩም ኣልዒሉ፡ ተውዲኣ ክይትፅህፉለይ፡
@asebawi
@asebawi 9 месяцев назад
Come on what is wrong with you coming with this stupid comment. Think deeply before you start you use your pen. You better follow his teaching before you embrace your self before the whole world. Your comment show the world that you are mal-educated who has got no ideas about history. Foolish to talk about geez documents in USA, the whole thing is not about geez it about our ALFABETS. Stop bullshitng , learn instead!
@kakamhari1433
@kakamhari1433 9 месяцев назад
@@alemshaygebremarim4642 kid tirai akorka akib akar bizaba mihrona kingebir kid trai resah
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 9 месяцев назад
ርሳሃ ኣጫንኩሙንይ ዶ፡ ስንስርዓ ንሳክትኩም እኩም ትከዶ ምን መፂዩኩም፡ ንስካትኩም እኩም ትመፁ፡ ይከይድ ናብ ዝደለክዎ፡ ውይለክይ ጉድ ተርክቡ፡ ዓሻሹ፡
@sunrise3179
@sunrise3179 9 месяцев назад
እንታይ ኣምጾኦ ካብ ምፍጣር ፊደላት ናብ ብልዕቲ ሰበይቲ
Далее
Лучше одной, чем с такими
00:54
Просмотров 532 тыс.
БАГ ЕЩЕ РАБОТАЕТ?
00:26
Просмотров 44 тыс.
Part 126
1:30:41
Просмотров 1,3 тыс.
Part  123  ፊደል   ፀ   ቀድዳማይ ክፍፋል፡
1:27:05
Лучше одной, чем с такими
00:54
Просмотров 532 тыс.