ነቶም አብ ብሉይ ጥንታዊ ታሪኾም፡ ቅርሳዊ ውርስታቶም፡ ክቡር ትግራዋይ መንነቶም ብምእማን ዝግደሱ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም ብኅልሊና ድግማ፡ አብ በኣይ ዝፍነዉ አስተእምሮታት ተገዲሳቶም ዝከታተሉ ክቡራትን ክቡራን አክካላት ፡ ኁልቍ፡ አምጣንን አጽናፍን ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the pre-historic development of language of the letter ፈ in Tigray and Eritrea Part 3
1 окт 2024