ነቶም አብ ብሉይ አውዋናውን፡ ጥንታዊ ሐዲስ ዘመናውን ታሪኾም፡ ብሉይን ሐዲስን ቅርሳዊ ውርስታቶም፡ ክቡርን ሠናይን ትግራዋይ መንነቶም ብምእማን ዝግደሱ ደቂ ሀገረይን፡ እቶም ወይ ነቶም ብኅልሊና ድግማ፡ አብ እቶም በኣይ ዝፍነዉ አስተእምሮታት ብኀላፍነት ተገዲሳቶም ዝከታተሉ ክቡራትን ክቡራን አክካላት ፡ ኁልቍ፡ አምጣንን አጽናፍን ዘይብሉ ምስጋና እፍንው። In this video we show the pre-historic development of language, cultur and History of Tigray and Eritrea Part 130
1 окт 2024