Тёмный

PART 3 EriXpress Interview with Estifanos Abraham (Zemach) ዕላል ምስ ገዲም ስነ ጥበባዊ እስጢፋኖስ ኣብርሃም (ዘማች) 

EriXpress Media
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

PART 3 EriXpress Interview with Estifanos Abraham (Zemach) ዕላል ምስ ገዲም ስነ ጥበባዊ እስጢፋኖስ ኣብርሃም (ዘማች)

Опубликовано:

 

9 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 82   
@stellakibrom3849
@stellakibrom3849 Год назад
ዘማች! ተቐዲሑ ዘይዉዳእ ታሪኽ ዘለዎ ሕቡን ስነጥበባዊ ተጋዳላይ! ናይ ብሓቂ ዕላሉ እናሰማዕካዮ ከይዉዳእ እትሃርፎ ዕላል! ካብ ክፋላት ናብ ክፋላት ብዘይምቁራጽ ብሃንቀውታ ተኸታቲለዮ። ጋዜጠኛ ከይሰልከኻ ዕላሉ ቀጽለልና!
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
እዚ ዝኣክል ጅግና ምቁሉል ዕላሉ ጥዑም ኣበይ ነይርኩም ክሳብ ሕጂ ዘየቕረብኩምልና ኣንቱም ብጾት፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘማች እነሆ ድንቂ ዝኾነ ስነጥበባዊ ኣፍሪኻልና ሜሮን ሓበን ሃገር፣ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ኣቦን ወድን።
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Год назад
ኣንታ'ዚ ዘማች ክንደይ ይፍተወካ እዚ ዕላሉ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 Год назад
ይፍተወካ ጥራይ
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Год назад
መርሓባ ወድ ኤረይይ💪🇪🇷✊🏾🐪🐪🇪🇷ጅግና ነመስግነካ ዝሓለፈ መርሪ ቃልስ ተዘኩሮታት ናይ መደ ታርክ ምክፋልካ ብልብ የመስግን 🙏🏾💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🍀🌴🌴🌻🌻👍🏾Thank you 👍🏾🤚🏾🇪🇷
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪይ። ኣቦና ጅግና ተቃላሲይ ...እስቲፋኖስ ኣብርሃም ( ዘማች) ዕላሉ መሲጥኒይ ደስ ክብለካ ጆኬር... ኬፍ ዘለዎ ኣዝማሪኖ ን በሩሉና ክበርሉና ን ኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ንምንየልኩም...ጀጋኑና
@eriangelino7800
@eriangelino7800 Год назад
Stifanos Abraham [Zemach] - you make those hard and scary scenarios of struggle for independence easy like many heroic Eritrean tegadalai. Thank you for sharing your story.
@yohannestesfamariam
@yohannestesfamariam Год назад
ኣቦ ሓቂ ካባኩም ምውላድና ሕቡናት ኢና ደቂ ሰውራ ኤርትራ 🇪🇷♥️🇪🇷 ዘማች ዕላልኻ ዘይምኖ ከባኩም ምፍላይ ሕሱም ኢዩ ባሓቂ ሜላ ዕላል ሜላ ምንባር ብሜላ ኣካይዳ ኮታ ኩሉ ጥዑም ምሳኩምን ምስ ኤረይይን 🇪🇷 ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሳዓብኻ ባባ እስቲፋኖስ 👑ኣብራሃም (ዘማች)
@kidistiissack8359
@kidistiissack8359 Год назад
Thanks zemach we love you more more ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 Год назад
Efrem I like the way you prezent your question you make Zemach lough a lot a the people around the planet.
@yoditisaac1885
@yoditisaac1885 Год назад
The best and most interesting interview. Tnx zemach
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h Год назад
ኣመጻጽኣ በዓል ዘማች ናብ ጥበብ ርኢኻ ነዞም ናይ ሕጂ አርቲስት ኢና ብርሃልቲ ክትርእይ ሃየንታ እዩ:: ነቶም ንምንታይ እዩ ናይ ገድሊ ዜማታት ዘይወድቕ ን እትብሉ ድማ ታሪኹ ስምዕዎ:: ነፍሲ ወከፍ ደርፊ ናቱ ታሪኽ ስለዘለዎ እዪ ላዝኡ ዓቂቡ ዝኸይድ ዘሎ:: ዘመቻ ዘማች ኣዚና ኢና ንፈትወካ
@thomasaraya344
@thomasaraya344 Год назад
Zemach shkor mara eye zfetweka long life with healthy my hero
@zehayeberaki60
@zehayeberaki60 Год назад
What a wonderful day is it today it is very relaxing,Zemach yet have a lot teach and intertain.
@user-kq7rz3ij8y
@user-kq7rz3ij8y Год назад
Legend and hero and my favorite artist
@thomasmahari4480
@thomasmahari4480 Год назад
Nay behaki mesattiiii elalllll edemen tenaaaa zemachhhhhhhhh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ggyrtu3599
@ggyrtu3599 Год назад
Tawat wedi ERI JEGNA ZEMACH🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@amanerilove
@amanerilove Год назад
ናይ ብሓቒ ጥዑም ዕላል ዘማች መሳጢ ነጻ ሰብ ኬፍ ዘለዎ ዕላል
@michaelestifanos4467
@michaelestifanos4467 Год назад
Kife alewooo zemach yaoo 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶🎶
@amra5753
@amra5753 Год назад
I love. Youre speaking.
@senaitainalem9645
@senaitainalem9645 Год назад
Our HERO ❤🇪🇷⚘
@NOOR-ni7vr
@NOOR-ni7vr Год назад
I can’t wait to read your book my hero 🤴🏾🇪🇷🙌🏾
@selamawetmehari9836
@selamawetmehari9836 Год назад
ስላም ስላም ደቂ ኤረይ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌷🌷🌷👍👍👍🌿⚘🌿⚘🌿⚘👌🥰
@jemanejemane91
@jemanejemane91 Год назад
Thanks zomach we love u 🇪🇷.
@danieltela8608
@danieltela8608 Год назад
Never come back that generation. I thank u all fir ur services.
@user-xk9ee5zd5k
@user-xk9ee5zd5k Год назад
Welcome zemach great artist 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎤💯💯🇪🇷🇪🇷
@tmlmyora1943
@tmlmyora1943 Год назад
ዘማሽ ቅርሲ ኢኻ. 🙏♥️♥️🙏
@sarahtesfai4740
@sarahtesfai4740 Год назад
ዘማች ጅግና ኣብ ደርፍታትላ ብዙሕ ሰብ ዘባራበረ እዩ::
@filmontesfamichal1698
@filmontesfamichal1698 Год назад
WELL COME
@homewithoutmamiisjustahous6557
Zey mino elalu zemecha shukor. 😍😍😍😍
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 Год назад
ኣዋይ ዘማች ዕላሉ ክጥዕም ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Год назад
Amen Amen Amen
@MahammedAwel
@MahammedAwel 2 месяца назад
አድናቂህነነኝ
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 Год назад
ዘማች ኩሉ ዘጸብቀልካ ብዙሓት የድንቁካን ይፈትውኻን ኣይግድሰካን ኢዮ ናይ ሂወት መምህር ኢኻ
@user-wm1ev2ge5b
@user-wm1ev2ge5b Год назад
Amazing
@abanobrobel3602
@abanobrobel3602 Год назад
Ata azi au ati tarik eritrea jgna jgna au zweld 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hzbawigimbar1854
@hzbawigimbar1854 Год назад
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 Год назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌸
@habtemariamtabot3938
@habtemariamtabot3938 Год назад
Kief zelewo ilal next part aytdenguyna
@user-re1de8pu4t
@user-re1de8pu4t Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷
@michealtesfay4899
@michealtesfay4899 Год назад
💖💗💓💞💕💟
@user-ql5mp4jo8l
@user-ql5mp4jo8l Год назад
Zemach Elalka Aymnon Eyu.Mexhafka Abey Krekba Ykiel
@dahabykealo960
@dahabykealo960 Год назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Год назад
🇪🇷🇪🇷🥰🥰❤❤
@user-re1de8pu4t
@user-re1de8pu4t Год назад
Legendary zemach
@futsumgful
@futsumgful Год назад
I like him , very attractive
@khaldabdulkader2346
@khaldabdulkader2346 Год назад
Ewayy ziarkey tehum eilal zeymino
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Год назад
Welcome EMNA
@nugusearey3923
@nugusearey3923 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@khaldabdulkader2346
@khaldabdulkader2346 Год назад
Gazitena plz anwih abilelna ezi eila
@tedroshdray6061
@tedroshdray6061 Год назад
Merhaba deki halal meret
@khaldabdulkader2346
@khaldabdulkader2346 Год назад
Ewayyy kitehimmm elalu zemach sebuk tarik derfika terah deykone tehum eilalkawun tehum eu
@mera5209
@mera5209 Год назад
Zommach has sense of humour .
@michealtesfay4899
@michealtesfay4899 Год назад
Ezi elalkas des kibleka kexilwo zemach
@hizbawiginbarginbarghinda3872
ታሪኽ ተጋዳላይ ሻዕቢያ ዘማች ሓበን ሓገር ሓበን ሰውራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@novieldenden3165
@novieldenden3165 Год назад
ሓደ ካብ ኣርካናት ኣያታትና ልዕሊ እቲ ሙቁር ፍርያቱ ስነ ጥበብ ኣብ ዛንታ ዕላሉ ድማ ኣመና መሳጢ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን እናተመነናሉ ነዚ ቃለ መሕተት ዝያዳ እንተትቕጽልዎ ጽቡቕ ኔሩ
@danieltela8608
@danieltela8608 Год назад
ዘማች ብታዕሚ ካብንፈትዎም ኣርካናት ገድሊ ኢኻ። ወድኻዉን ከማኻ ክከዉን ተስፋ ንገብር። ግን ቁሩብ ኣብለጭላጭ ይመስል ከም ሕቶ እያ ይቅረታ ግን።
@majornamen7150
@majornamen7150 Год назад
ኬፍዘለዎ ታሪኽ ዘመነ መቅሰን
@solomonkidane229
@solomonkidane229 Год назад
ክበር ንበር ጂግና ኣቦ ጥበብ
@dawittesfay3235
@dawittesfay3235 Год назад
zemach abo tnat
@teklezgifitwi1578
@teklezgifitwi1578 Год назад
ኣታ እዚ ዘማች ክንደይ ይጥእም እዚ ዘረቡኡ
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 Год назад
Kem beal semira qebirka gedifka kemey felket kemzi lomi hari ekli key sesenu.
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu Год назад
ኣንታ ክንደይ ትፈኩስ🙈🙈🙈 ወደገባስ ተጋድሎ ሓርነት እዮም ትብል። እዛ ኩላ ካብ ህዝባዊ ግንባር ዝኸደዐት ከ ሓፋሽ ውድባት እዮም ኔሮም🙈🙈🙈🙈 ሓደ ክልተ ትብል ኣበይ ኮይንካ ከ ቆጺርካዮም
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy Год назад
ንዓይ እውን ገሪማትኒ። መዓት ወደገባ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኔሮም እምበር።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu Год назад
@@ghirmaiyy ይገርመካ እዩ። ብትምክሕትን ምስሉይነትን ተባዒጦም።
@oneeritrea725
@oneeritrea725 Год назад
Zomash naybhki kebid gedli halifu🙉
@dahlak3739
@dahlak3739 Год назад
ዞማች ኣይምኖን ዕላሉ ሓታታይ ግን መሰልቸው ክምሓየሽ ኣለዎ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Год назад
ዘማችሲ እታ ንወልደገባ ዝደረፈሎም ናይ ሜዳ ብካ ደጊምዋ😀 ምክንያቱ ከም ሎቁማጽ ከልቢ ኣብ ኩቡር ሃገራዊ ብዓላት እናዘሩ ዝርብሹ🐕 ገለ ዑሱባት ዘመናውያን ወልደገባ የእዱግ ንሓመዶም ዝብሃሉ ከኣ ኣለው🇪🇷 ማለት ፍትሓዊት ባቡር ናጽነት ኣይኮነን ብደንጎላ ብቦምባ ከማን ከምዘይትዕገት መዘካከረቶም🐫 ንምካኑ ገዲም ስነጥበባዊ ተጋዳላይ ኣሮን ጋል ኣስመራ ትብል ናይ ፍቅሪ ደርፊ ውን ኣላቶ❤
@tmlmyora1943
@tmlmyora1943 Год назад
ቀይሲ ጠቒስካዮ ንሱ ውን ቅርሲ እዩ. ታይሞ ሕማቕ እዋን ግዝየ ይረከብ.
@ghirmaiyy
@ghirmaiyy Год назад
"ከምቲ ዝበነረ ተወፋይነት ኣይነበረን ክመጽእ እውን ኣይክእልን እዩ" ዝብል መግለጺ ኣይሰማማዓሉን። ነፍስወከፍ ወለዶ ኣብ ወለዶኡ ዘጋጠሞ ብድሆታት ካብ ኣቦታቶምን ኣያታቶምን ዝቐሰምዎ ተሞክሮ ተጠቒሞም ንኤርትራ ዓቂቦማ። ናይ ገድሊ ወለዶ ከም ፍሉይ ጌርካ ምቕራቡ ናብ ትዕቢት ዝዝአምበለ ስለዝኾነ ንህዝብና ኣይጠቕሞን እዩ። ናይ 70ታት ተጋዳላይ፡ ቀዳማይ ዙር ወይ 32 ዙር ሃገራዊ ኣገልግሎት ወዘተ ኩሎም ማዕረ እዮም፡ ማዕረ ክብርን መጎስን ከኣ ይግብኦም። ህይወቶም ምእንቲ ሃገር ግንባሮም ንጥይት ስለ ዝተበጀዉ። እዚ ገዲፍካ ዕላል ጥዑም ኔሩ።
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Год назад
ናይ ሕማመይ ሲ ምስ አዚኦም ክተዋዳድሮም ደሊኻ ስምዓዮ ምናልባት ካኣ ነቶም ካልኣይ ጀነረሽን አንተትኸውን አምበር ነዞም ሳልሳይ ጀነረሽን ምስ አቶም ቀዳማይ ከተዋዳድሮም አዚኦም ኮ ምስ ኣቦኻ ተጋዲሎም ምስ ምዕባይ ሓውካ ተጋዲሎም ምስኻ ተጋዲሎም ምስ ንአሽተይ ሓውኻ ተጋዲሎም ብሕጂ ከማን ክጋደሉ ኢዮም ምናልባት ተቃዋማይ ክትከውን ትኽአል ኢካ አዚ ግና ሓቂ ኢዩ ፈቲኻ ጸሊኢኻ አዚ አንተስ አግሩ ሰንኪሉ ዲዩ አንተስ ገለ ገሩ ሃገር ካብ ጸላአቲ ኣምጺአልካ ኢዩ ብዝተረፈ ነቲ ኣብ ዓድኻ ዘሎ ቅዋም ተጸሊአካዮ ናትካ ጉዳይ ኢዩ ንሱ ናጽነት ኣምጺአልካ ኢዩ ምዕቃባ ካኣ ናትካ ጉዳይ ኢዩ አልፊ ጀልፋፋት ከማን ሰብ ክሰብኹ ይውዕሉ ኣለዉ
@zbanayakulu
@zbanayakulu Год назад
ዘማች ኩሉ ደርፍኻ ይፈትዎ የ ግን ኣይከም ንዓ ስኪ ማንጁስ ትብል ደርፍን። ማንጁስ ኣብ ዝነበርኩሉ እያ ተደሪፋ። ዝባንያ ኩሉ ወይ ኣያ ኹሉ ዝነበረ ኦፕሬተር ግን ኣብቲ ልዕሊ ደቆጽነዓ ዝርከብ ጎቦ ኣያ ኹሉ ዩ ። ኣያ ኹሉ ዝባንያኩሉ ክልቲኡ መጸዊዕኡ ዩ ግን ኣብ ሰንዓፈ ከባቢ ኣይኮነን ። ኣቲ ጎቦ ኣብ ዕዲ ቀ ተኹላ ጉሕጭዓ ን|ዞ| ድባርዋ እዩ።
@user-vd5ev8ud7l
@user-vd5ev8ud7l Год назад
Way z wedey nay mntay kchin 3 gzie kkkkkkkkkk zemach
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Год назад
ወዲ መድህን በራድ ተላጊፅሉ ታሪኽ ኤርትራውያን:: ዝኸፍአ ፀላኢ ተሰኪምኩምልና እባ መጺኹም::
@stellakibrom3849
@stellakibrom3849 Год назад
ስዲ! ታሪኹ ሸይጡ ዝተሰነዐ ታሪኽ ናይ ወያነ ዘድንቕ ዕሱብ! እምበር እዚ ታሪኽ ናይ ዘማች ኤርትራዊ እንተ ኴንካ ክትኮርዓሉን ክትሕበነሉን ዘለካ እዩ!
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 Год назад
@@stellakibrom3849 በዓል ስቴላስ እንታይ ምግባርክን ይሓይሽ:: እዞም ወያነ ኣብ ኣፍኹም ተወቂጦም:: 23 ዓመት ተዛሪብኩም በዞም ትንዕቕዎም ዉድብ:: ኤርትራዊ እንተኾንኻ ዲኺ ዝበልኪ ሓቐይ? ኣነ ደኣ ወዲ ቶም ጀጋኑ ናጽነት ኤርትራ ኣምጺኦማ ኢልኪ ትምኽሕላ ዘለኺ ኤርትራ እየ:: ወዲመድህን በራድ ግን ትሕቲ መሬት ኣስፊርዎም:: በዓል ንስኺ ከማን ኤርትራውያንና ኢና ኢልኹም ትዛረቡ ኣለኹም:: ዘመነ ጽውጽዋይ ኣብቒዑ እዪ ብርክቲ ሓፍተይ:: ብድሕሪ ወያነ ምሕባእ ፉሽኑ ሓሊፉ እዪ:: ሰነፋት::
@tsegaia2909
@tsegaia2909 Год назад
Gedli Hzbawi Gnbar Mestenkir Neyru Mewedatu Eti Zkefe srat Eyu Fetiru.
@firstpeople728
@firstpeople728 Год назад
ድንቁርና እንበር ንቕሓት ዜሮ እዩ ነይሩ፡ ኣንታ ባርያ ኢሳያስ።
@amanuelhabtayeyenumberone1581
Senef donkoro abey adieka tfelto.Nska eka donkoro uh nska si May koinka kitkeid neiruka
Далее
27 June 2024
3:17
Просмотров 789