Тёмный

Raiena.and Zelenayo show ......Live discission 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 4,5 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Развлечения

Опубликовано:

 

24 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@bkt2781
@bkt2781 20 дней назад
Excellent discussion. we need this kind open dialog among us. I enjoyed it. thank you
@TEBERHE1
@TEBERHE1 14 дней назад
" Hari Maetebe'ye àshiye ember kulukum Sebey" Bereket Mengsteab. Nay Ahwat gonxi entegatim bWuHlil lzib neEryo.❤
@tigezana3605
@tigezana3605 19 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝርርብ 💙💙💙💙
@FiliSelie
@FiliSelie 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@Fagi311
@Fagi311 19 дней назад
እኩባት ሓመይቲ 7 ሰብኡት ንሓደ ዉፉይ ክትሃርሙ ትእከቡ ሰነፋት 😂😂😂😂😂😂😂
@simonsxderkidane6592
@simonsxderkidane6592 19 дней назад
👍👍👍
@user-qb6ey5op1n
@user-qb6ey5op1n 19 дней назад
Anta ezom akolgozay hej dekom tefltwom zelkom kab kedem eyom kemu betame eyo zegrmokom ane abe asmara kelko 1979 mekanke mes had wedi akolgozay jemere etom kolom deki adu eyom ane teray eye kab kale awerja nekolom azemdo somnawe 3 birr yehbom nay 1 birr yehbene nero emu ane kabom yehyesh ner ezom hemakat hezebe eyom wala netom deki asmara eyom lekemome esyase haku eyo kexlom axelelmo eyom nerom abe meda wala ne esyas yexlayo
@semerearaya7302
@semerearaya7302 19 дней назад
ኣጆኩም ቡሉጻተይ በርትዑ
@amthegreat63
@amthegreat63 17 дней назад
ሰልጠነ እኮ ካንሰር ናይዚ ደምበ ፍትሒ ኮይንና ህኮት
@user-qb6ey5op1n
@user-qb6ey5op1n 19 дней назад
Kabetom abe zenbero korakor zebzhe alo deyo maet gernab zenberum
@lion78adu63
@lion78adu63 19 дней назад
Wedi ngus entay eyu weridwo gerimni
@filimongebre8553
@filimongebre8553 18 дней назад
ወኻሩ ክትሓምያ ሪሂጽክን ስርሓ ካይ ሰራሕካ ቅድሚት ምምጻእ የለን መሪጽናዮ ኣለና
@user-vj6dy9vn1t
@user-vj6dy9vn1t 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosiefabrha7786
@yosiefabrha7786 19 дней назад
Xsbuk hasab eu Gn ab tnkakeflu gzie nkthanxswo gberwo b lagxsi tekownu nab hlkh eu zwesd.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 19 дней назад
ሰላም ንኹላትኩም ...... መ/ም በየነ ገብረዝጋብሄር ( ውፉይ ) እዝ ረኽብዎ ዘሎ ክብረ ብፃዕሩ ላይትን : ቀትርን ሰርሑ እንበር ከፍ እሉ : ወይ ማና ኣይፈሰሶን ..... ግን ካብ ሒሜታ ምስ ዉፉይ ዘይትሕግዝዎ ዘይትሰርሑ ???? ሓንኮልቲ ኣይንኹን ንዝቃለስ ነተባብዕ ?? ወዲ ንጉስ ከም ቀደምካ ኹን ናብ ልብኻ ተመለስ ኣቦ መነንት ትግርኛ ግእዥ ምኻንካ ኣይትረሰዕ : እዝኦም ደቂ ዓካይ ድስቲ ብገረብ ዝምሕሉ ነነሎም ብዝኸነ ወ/ሮ ዮዲት ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ገዛኺ ተቆፃፀሪ እንታይ ይብሉ ይሰርሑ ከም ዘሎ ምስትውዓል ...??? ንሓንቲ ኤርትራ ንህዝቢ ኤርትራን ንስራሕ ሰለሜ ሰለሜ ፀወታ ንግደፎ ማይ ብርእሲ ትፍሰስ ከም ዝበሃል ሓብርና ንስራሕ ዮቀነለይ ❤💙💙💙💙🙏
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 20 дней назад
Jeganu
@SeifeTekle
@SeifeTekle 20 дней назад
ወይ ሽግር ኣንቱም ህዝቢ ንዑ እባ ግደፉ ሓደ ኢዩ ጸላኢና ናብኡ ንጠምት ፡ካብ ንከማኻ ዉጹዕ ተኣኪብካ ምህራም ፡ቅንኢ ሕሱም
@MerihHadgu
@MerihHadgu 20 дней назад
እዚ ደንበ ፍትሒ ክዕወት ኣይክእልን እዩ በቃ ኣብዚ ድያስቦራ ዘለኩም ጥራሕ ኢኩም ትሓስቡ
@nebiatteweldemedhin1988
@nebiatteweldemedhin1988 18 дней назад
Anes kedem kreyeka keleko dhan zkonka seb tmesleni nerka kndi abotat zkonkom seb kndi entay ngber elkom tmexo seb kthamyo elkom tekebo zgerm eu eza eritrea ayhalfelan eu
@semerearaya7302
@semerearaya7302 19 дней назад
እዞም ዝነቃሕና ሰባት ጥራይ ኢና ኣብ ናትኩም ሓሳባት እንሰማማዕ
@merih689
@merih689 19 дней назад
ጨው ቀትሪ ትሕስዉስ እንታይ ክብሉና ኢዮም እዞም ህዝቢ ኣይትብሉን ዲኩም። ህዝቢ ስለዝፈተዎ ኣብስልጣን ከይመጽእ ውፉይ ኢልኩም ትሓሙ። ቃልስና ንፍትሒ እምበር፡ መራሒ ኣይኮናን ንደሊ ዘለና። ግብዝናኩም ግን መግለጺ ስኢነሉ፡ ክተቆናጽቡ ኣምሲኩምሲ፡ እርኑባት ክትመስሉ ከኣ ትህቅኑ። ጽልኢ እምበር ሓሳብ የብልኩምን።
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 19 дней назад
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዎ ደስ ዝብል መደብ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 20 дней назад
Ata kndey thamik drbai eka gin kemza zelekya bke gohaf hasad wufuy Seltene abmntaykum weilom fooooo👎👎👎👎👎👎
@user-lj9pd7ru1g
@user-lj9pd7ru1g 20 дней назад
እዞምዕስለ ሃመማ ነቲ ኣናህብ ዘዕሰለ ሽም ንህቢ ክሃርሙ ተኣኪቦም
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 20 дней назад
ብቅንኢ፡ሸራእራእ፡ኢልኩም
@user-zv5lk5di3z
@user-zv5lk5di3z 19 дней назад
Unsubscribe ግበሩ ኢልካና ጌርናላካ ወዲን ን,ስ
@RaienaMedia
@RaienaMedia 19 дней назад
👍
@simonm.7755
@simonm.7755 20 дней назад
ሰማርን ተስፋይን፥ ፋሕ ኢላትኩም ኣላ። ወዲንጉስ፥ ሰልጠነ ሰልዘሕረቖ እዚ ሓደ፥ copy ናይ ተስፋጽዮን። ዉፉይሲ ምረጹኒድዩ ኢሉ? ብሓይሊ ስዓቡኒ ድዩ ኢሉ? ካብምንታይ ዝነቐለ ፍርሒ ኢዩ ተርእዩ ዘለኹም? ዝገርም ኢዩ። ዳሓርካኣ ተስፋይ ኩሉጊዜ ኣብ personal ኣይንኣቱን ኢና ኢኹምትብሉ'ሞ 'ካባ' እንታያምጽኦ? ኣይግድን። I am totally shocked with today’s show.
@Bluerevolution.23
@Bluerevolution.23 19 дней назад
😞😞😞 ዕንዝራ ንዕንዝራ ሰላም ክትምህሩና ንፈጠርቲ ሰላም 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@anmeb6220
@anmeb6220 19 дней назад
ነዚኦም ሒዝካስ ያኢ ዓዲ ክእቶ
@user-lj9pd7ru1g
@user-lj9pd7ru1g 20 дней назад
ሰማርን ተስፋይን ኣቦታትኩም ዓፊንኩም ቅተሉ ክብሉ ዝየሰከፎም ንውፉይ ምንቃፍ ኣይሰክፎምን ዩ ወዲ ንጉስ ግን ቅድሚዓመታት ምራሒ ምድሪ ሓበሻ እዳበልካ ባዕልኻ ዝትኸደንካዮ ካባ ትብጽብጸና ኒርካስ ኣብ ውፉይ ብጺሑ ኣበይ ዩ ትሓጥያት ዘይትብል ፡ዶ ባዕልኻ ምሽላም ሓላል ዩ፡ቃልሲ ኩሉ ዝጀመሮ ይውደኦ ማልት ኣይኮነን ገሊኡ ድሮ ዓወት ይገድፈካ ግሊኡ ድማ ኣብ ዓወት ይጽንበረካ እንተደኺምኩም ኣዕርፉ ብዓቕሙ ዝፍትን ዘሎ ሰብ ኣይተዳኽሙ ፡ነቲ መንእሰይ ድማ ሓሳባቱ ኣይትከፋፍልዎ
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 20 дней назад
ሓሳዳት
@jemjamxaber
@jemjamxaber 19 дней назад
መንጋ ሰልጠነን መንጋ ዕነን መንገዲ ቁልቁለት ኮይናትኩም ክክክ እንታይ ገደሰኩም እና ረኣኹም እና ሰማዕኩ ትጸድፉ? እታ "ክልተ ወገን" እትብል ቃል ካበይ ከም ዝመጸት ንፈልጥ ኢና። ክልተ ወገን ዝበሃል ንኤርትራ የብላን ። ደንበ-ዕነ ንታሪክን መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ንምጥፋእ ካብ ዝብገስ ከሪሙ እዩ። ህዝብን ሰራዊትን ሻዕብያ ከም ትማሊ ኣብ ሓድነት እዩ ዘሎ ነገር ተወዲኡ’ዩ። ደንበ-ዕነ ኵላ ጃንዳ ከተጣቅዓላን ርእሳ ክትድህስሳን ከላ ተፍቅራ ይመስላ ኔሩ። እዛ በዚ ደቡብዊ ሸነኽ ዘላ ጎሮቤት ከማን "ክልተ ወገናት" ምባል ተስፋ ኣቁሪጽዋስ ኣመላኻኽተኣ ተመቃቂሉዋ ኣሎ። ስለዚ እቲ ቅልስ ተወዲኡ እዩ’ሞ ኣታ ከይፈለጥካ ተዓኒድካ ዘለኻ ዕነ። ነዘን ኣርባዕተ(4) መፍትሒ ነጥቢ ተቀቢልካ ካብ ዕንይንይ ውጻእ። 1. ጃንዳ ኣጽዋራ ኣራጊፉ ኢዳ ሂባ’ያ፡ ልዕሊኣ ከዕጥቀካ ዝክእል የለን ኣይትደናገር፡ ምስ ነብስካ ተዓረቅ። 2. ኤርትራ ኩሉ ሙላ ናተይ’ያ በል፡ ሕቶ እንተለካ ምስቶም ናትካ ኬንካ ኣልዕል። 3. ይኽፋእ ይጸብቕ ኩሉ ግዜ ሃገርይ በል። 4. ኤርትራ ብሓባራዊ ታሪኽ ዝተሰርሐት ስለ ዝኮነት፡ ኣብ ሃገራዊ ምምኽኻር እመን።
Далее
እዋናዊ ጉዳይ
1:12:44
Просмотров 450
ፕሬዘዳን ኢሳያስ አፈወርቂ 25 June 2024
1:01:38
ናይ ኲናት ጥበብ | The art of war
26:30
Просмотров 46 тыс.
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
0:29
Power of science !! #shorts #explore #fyp
1:01
Просмотров 53 млн