Тёмный

TBS TV| ፈረቓ ምስ ዕልልታ ምስ መምህር ሃፍተ ንጉሰ//Fereka ms Elilta// 

TBS TV
Подписаться 28 тыс.
Просмотров 4,6 тыс.
50% 1

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Развлечения

Опубликовано:

 

16 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 55   
@kingdesta8815
@kingdesta8815 18 дней назад
የቐንየልና ዕልልታ እዚ መዓር ዝኾነ ስነልቦና ትምህርቲ ንኽንሰምዕ ቦታ ስለዘመቻቸኺልና ሓውናን ኣቦናን መምህር ቐሺ ሃፍተለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጥዑም ትምህርቲ ነይሩ።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 17 дней назад
ዕልልታ ሰበይቲ እቲ ልምዓት ሓርበኛን ባዓልቲ ቤትን አዶ ደቁ ምኳንክን ኹርዕን ተሓበንን መደብኪ ድማ ዕዉት ክኮነልኪ ንምነ ብፅት አርኣያ ዘሪሁን !!👌✍️👏🙌🤝👏🙌
@user-ou9lx2fk5d
@user-ou9lx2fk5d 22 дня назад
ዕልልታዬ እንካዕ ናብ ዓድኺ ብሰላም መፃእኺ ፈጣሪ ደቅኺ ይባርኸልኪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ።
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 22 дня назад
ኣምላክ ንኩልና ገበርቲ ሕማቅ ምስትውዓል ይሃበና። ልቢ ንበል ክላትና
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 22 дня назад
ከምቲ ክብርቲ ሓፍትና ጋዜጠኛ ወ/ሮ ዕልልታ ዝበለኦ፡ መንፈሳዊ ምስ ዘመናዊ ትምህርቲ ተዋሃሂዱ ንክወሃብ፡ ሊቃውንቲጊዜ ከይወሰድኩም ክቡር ኣቦና ንሶምን ከምኦም ዝበሉ ምሁራት እንተ ትሰርሑሉ ጽቡቕ እዩ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ኣብ ከቢድ ሓደጋ ኢና ክንወድቕ። መንገዲ ምድሓን ጽባሕ ዘይኮነትስ ሎሚ እያ!
@user-zd2pr4mb9i
@user-zd2pr4mb9i 22 дня назад
Thank you for your service & to reflect our pros & cons .
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 22 дня назад
TBS- amazing programme. That is what Tigray and its people need right now. Gibre Gebinet- displine, compassion towards each other, caring, sharing what we have with our tegarus.
@user-xy5pe9dg8k
@user-xy5pe9dg8k 22 дня назад
ብሓቂ መምህር ከማኻ ዝመሰሉ የብዘሐልና
@bktigrayadey6331
@bktigrayadey6331 22 дня назад
ክቡር/ቲ እዞም ኣቦ ቀሺ እዮም ቀሺ ከኣ ብሕብረተ-ሰብና ተዓፃፊ ይመስለኒ።
@haftehailu6074
@haftehailu6074 21 день назад
ይቀፅል! ዕልልታ!
@gebreeyesushishe456
@gebreeyesushishe456 21 день назад
የቐንየልና ዕልልታ እዚ መዓር ዝኾነ ስነልቦና ትምህርቲ ንኽንሰምዕ ቦታ ስለዘመቻቸኺልና መሓዛና ሓውናን ኣቦናን መምህር ቐሺ ሃፍተለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጥዑም ትምህርቲ ነይሩ።
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n 20 дней назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ቀፅልሉ ዕልልታ❤
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay 22 дня назад
ንሚድያታት ትግራይ ሓደ ስጒሚ ዩ ። የቐንየልና ዕልልታ ።
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 20 дней назад
❤❤❤
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 22 дня назад
Thank you for service ❤🙏 ❤
@gebreyesuselsa6998
@gebreyesuselsa6998 17 дней назад
❤❤❤
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 22 дня назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ፕሮግራም!
@almazteklehaimanot7621
@almazteklehaimanot7621 20 дней назад
Ellley haftey ❤ I love you sweety
@fhdfxhgfy2230
@fhdfxhgfy2230 21 день назад
❤❤❤🎉🎉
@anisaany6039
@anisaany6039 21 день назад
❤❤❤❤
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re 21 день назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abebadesawit8537
@abebadesawit8537 22 дня назад
Thanks ❤❤❤
@jenneritalemseged-reiter
@jenneritalemseged-reiter 22 дня назад
Wowwww
@user-he9np6to4r
@user-he9np6to4r 3 дня назад
Very good job
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 22 дня назад
Tigray has everything to be a great independent state. It only needs a bold, determined, strategic leadership with clear goals and visionary! Our people can do everything.
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 22 дня назад
ዕልልታ ብሓቂ በዚ መንገዲ ስለዝርአኹኪ አዝየ ተሓጉሰ ሓደሓደ ሕማቕ ግዜ ንፅቡቑና እዩ አብ ስነምግባርን ምህናፅ ስነ አእምሮ ዝተተሓዘ ብፉሉይ ክንሰርሐሉ ዝግብእ ዓውዲ ምኻኑ ክንርዳእ ስለትገብርና ነመስግነኪ❤❤
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 20 дней назад
ሚድያና ነዐቢ ክቡራት ኣሕዋት ❤
@teklearaya2273
@teklearaya2273 22 дня назад
Two great people
@atkiltwoldeyesus9105
@atkiltwoldeyesus9105 19 дней назад
Amazing perspective
@user-no1be3yg8d
@user-no1be3yg8d 13 дней назад
Keep it up
@user-xq7sj7gi2p
@user-xq7sj7gi2p 21 день назад
Such a great step
@hareguzewdu6530
@hareguzewdu6530 22 дня назад
Great agenda
@haftomasefa1989
@haftomasefa1989 22 дня назад
❤❤❤ፅቡቅ ኣስተምህሮ እዩ ። ምሁራን አብ ስነ ምግባር ዝለዓለ ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ብፍላይ ቤተክርስትያን ኣብዚ ልዑል ሓላፍነት ትውሰድ!! ፅቡቅ ፕሮጋራም ልእልታ ሓፍትና
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 21 день назад
ጌጋ! መራሕቲ ሀይማኖት ማ ተራእዬም እኮ ንባዕሎም ሰነ ምግባር ዘይብሎም?
@didodido4814
@didodido4814 22 дня назад
So Genius god bless you elelta shkorina kefeteweki ♥️🥰💕🎊💫🎉🪅🌙🔥♥️🥰👍🏼💕🎊🌙🪅🎉💫💯
@MikiBercy-cp7su
@MikiBercy-cp7su 22 дня назад
Leleta ፅብቅ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤
@goitomkahsay4101
@goitomkahsay4101 21 день назад
ፅቡቅ መሰረት ይንፀፍ'ሎ ❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 21 день назад
ዕልልታየ ብዕሚይ እየ ዝፈትወኪ ቀፅልሉ ደስ ዝብል መደብ ❤ ኣምላኽ መስተወዐሊ ልቦና ይዓድለና😊🙏
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 22 дня назад
ጹቡቅ አጀንዳ ጽቡቅ ትምህርቲ👏🏽
@fisgeb5225
@fisgeb5225 22 дня назад
ግርም ጅማሮ TBS ሐዚ እያ ትግራይ ሚድያ ዘግነየት: ቀፅልሉ ዕልልታ:
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 20 дней назад
❤❤❤❤
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g 21 день назад
Ewe sine migbar zibehal ab tigray tefiuu alo
@user-wp3tz3jb9o
@user-wp3tz3jb9o 21 день назад
Everything good is based in biblical ethics. There is no such a thing as worldly and religious ethical teachings.
@gene6075
@gene6075 12 дней назад
2ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ
@mefbr07
@mefbr07 22 дня назад
መምህር ሃፍተ ንጉስ ኣብ ባህልን ስነ-ፅሑፍን ዓብይ ሞያ ከምዘለዎም ይፈልጥ እየ ግን ብሓደ እናነበርና እናሃለና ሓቂ ንምዝራብ ክንድዚ ዝኣክል ሞያ ከምዘለዎምን ክንድዚ ኣበርክቶ ከምዝገበሩን ኣይፈልጥን ነይረ:: ዕልልታ ሓፍትና ድማ ገና እዚ ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር እትገብርዮ ዘለኺ መደብ ዕውት ከምዝኾነልኺ ዓብይ ተስፋ ይገብር:: ክብረት ይሃበልና!!
@user-gz3vw8cb3v
@user-gz3vw8cb3v 21 день назад
ንፋዓት ህዝቢ ክድሕን ቀፅሉ
@destacherkos22
@destacherkos22 22 дня назад
ግርም ዘረባ እዩ።
@kingdesta8815
@kingdesta8815 18 дней назад
በዚ ትምህርት እዚ ድማ ብዙሕ ሕ/ሰብና ትምህርት ክወስድ ከምዝኽእል ነኣምን፡፡ በተለይ እዚ ሐዚ ተፈጥሩ ዘሎ ችግር ብዝሓፀረ እዋን ክፍታሕ ተስፋ ንገብር በዚ ከምዝ ዓይነት ትምህርት ::
@yibrahbeyene8147
@yibrahbeyene8147 13 дней назад
ኣቦ ንስሃ ደቆም ምምሃርን ምቁፅፃርን ካብ ዘቋርፁ ዳርጋ 30 ዓመትን ልዕሊኡን ገይሮም ኣለው
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 21 день назад
ብጣዕሚ ፅቡቅን መምሀሪ አርእስቲ እዩ ። ነገር ግን መሰረት ናይ ስነ ምግባር ሀይመኖት ክኸውን አይግቦኦን። እዚ ማለት ሀይማኖት ዘይብሉ ሰብ ሰነ ምግባር የብሉን ማለት እዩ። ነዚ ዘፍርስ ድማ 92% ቻይናውያን ሀይማናት የብሎምን ነገር ግነ ሰነ ምግባር አለዎም። ብዝኾነ መሰረት ሰነ ምግባር አወቃቅራ ህዝባውን መንግስታዊ ስርዓት መሰረት ዝገበረ እምበር ሀይማኖት አይኮነን። ብተወሳኺ መሰረት ስነ ምግባር ሀይማኖት እንተዝኸውን መራህቲ ሀይማኖት ኢ/ያ ከምዚ ዓይነት ሓሶትን ጨካነን አይመርአዩን ነይሮም።
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g 21 день назад
Abona Eyesus kirsos bicha eyu abotat nibaelot hassewti serekti geberti kifue koynom endahalewu.. Metshaf kidus minibab kab kulu kifae kitDHIN YIGEBIR MIKINIYATUN BIMOGZITNET ZIRKEB DIHINET WEYIM NAY HIWET LEWTI YELEN..
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 17 дней назад
ዝኮነ ሃይማኖት ይኩን እምነትን "" ንምሰል ከመ ፈጣሪነ "" ይብሉ ኩሎም እምነታት ግዳ ንዙዙይ አፍሪስና አብ እከይ ተግበራት ስለ ምንታይ አፍቃሬ ንዋይ ኮይና ??? ቀሺ ዝገበሮ አይትግበር ዝበለካ ግበር ዝብል አምር አዝዩ ነዉራምነት ዝፍፅሙ መራሕቲ እምነታት እዮም ስለ ምንታይ ?? ተምሳሌትን መርኣየታትን ክኮኑ ዝግበኦም አፍቃሬ ነዋይን ሓላኩስን እትኮኑ እቲ ተካታሊ እምነታት ዳኣ መን ሪኡ ሞራላዊን ግብረ ሰናይን ክክተል ???
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 21 день назад
❤❤❤❤
@letezgheralebel9012
@letezgheralebel9012 21 день назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 22 дня назад
❤❤❤❤
Далее
Найди Влада на стадионе
0:26
Просмотров 3,9 млн
Поймал редкий кадр🤨
0:22
Просмотров 1,2 млн