Тёмный
No video :(

Tesfazion. ስለምታይ መጻኢ ክልል ትግራይ ከም ኣካል ኢትዮጽያ ገሃነብ ዝከውን? 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Tesfazion. Why Tigray Future Within Ethiopia Will Be Hell?

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 162   
@jerryjerry4050
@jerryjerry4050 Год назад
ዝገርመኒ ተስፋጽዬን አምሓራይ መበቆልካ ከለካስ በሓይሊ ትግርኛ እዬ ትብል ንበመቆል መንነትካ ኣምሓራይ ትጻራፍ
@bana4me935
@bana4me935 Год назад
I never stop listening you."The more u listen.the more you find the z fact at it is"💕💕💕💕👌👌👌
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 Год назад
ተጋ. ተስፍጹን ዘሃገረ ሓማሴን ጅግና ናይ ጀጋኑ
@haylehayle8123
@haylehayle8123 Год назад
ኣቦ ትግርኛ ብልቢ ነመስግነካ ሳላ ሓያል ሃገራውነትካ ሓያል ጻሕርካን ኩሉ ትግርኛ ትግርኛ ጨንዪ
@SuperMengis
@SuperMengis Год назад
መምህረይ ሃንደበት ህሩግ ኢልካና። እንቋዕ ብሰላም መጻእካ።
@tesfana
@tesfana Год назад
ብጣዕሚ እዋናዊ ትንታነ ተስፌ ጂግና ።
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 Год назад
መምህር ሓቅን ጭብጥን ተጋዳላይ ተስፋ-ጽዮን,እንቋዕ ብደሓን መጻኻ!!! እንሻዕ ክርእየካን ክሰምዓካን ከለኹ ኣብታ ልኡላዊት ሃገረይ ቁጠባን ጸጥታን ሃኒጽና ብሰላም ከምንነብር,በቲ ናይ ተስፋን ራእን ዘረባኻ ተስፋይ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሰማይ ይዓርግ. ዳዊት 134 (Psalms) 3፤ ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር ካብ ጽዮን ይባርኽካ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። እዛ ተወሃዶ ኦርቶዶክስ እምነትና ጥራይ ዘይኮነት ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ትጓስየና ናብራናን ማሕበራዊ ንጥፈታትና እትመርሓና ሰናይ ስነምግባር እትምህረና ውን እያ። ካብዚ ንላዕሊ እዛ እምነትና ታሪኽ ፣ ባህሊ ፣ ቋንቋ ፣ ልምዲ ፣ ስርዓት ፣ ዜማ ፣ ሙዚቃ ፣ ቅብኣን ስእልን እንዕቅበላን እንመሃረላን ደብርናን ቤት ትምህርትናን ውን እያ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ኮይኑ እናተፈልጠ ፡ እሞ ኸኣ ኣምላኽ ዝሃበና ግሩም ምስሊ ጌጽ መሸከልን ቅርጺ እናሃለውና ፡ ኣብ ፈቐዶ ቤትናን ኣብያተ መቕደስናን ናይ ባዕዳውያን ፈረንጂ ምስልታትን ኣሳእልን ናይ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ፣ መላእኽቲ ያኢ ተባሂሎም ፈቐድኡ ተጠቂዖም እንርኢ። እዚ ከምዚ ዓይነት ድኹም ልምዲ ነቶም ምእመናን ህጻናትን ዝሰዶ መልእኽቲ እንታይ ይመስለኩም : - "ኣምላኽ ፣ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ቅዱሳት መላእኽቲ ንኣኹም ኣይመስሉን ፤ ነዚ ዝበቅዕ ምስሊ የብልኩምን ፤ ጽባቐን ሰናይን የብልኩምን" ፡ እዩ ዘመለክት እሞ ፡ እዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን መኣረምታ ክትገብረሉ ብትሕትና እሓትት። በረኸትኩም የብዝሓዮ።
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 Год назад
Nay bhaki tesfazion ❤
@kahsayabrha5684
@kahsayabrha5684 Год назад
ሰላም መምህር ተስፋጸን ጠፊኻ ብሓቂ
@Lidialidu4335
@Lidialidu4335 Год назад
ተስፋ ጽዮን ጂግና ጂግና ሓማሴናይይይ you are so always king 👑❣️✊✊✊😇😇😇 ❤❤❤❤❤መጻኢ ተስፋ ኤርትራ ኣባካ ኡ
@asmeranafike5546
@asmeranafike5546 Год назад
Well done tesfasion 👑
@user-zz5fk9fj3v
@user-zz5fk9fj3v Год назад
ጠበቕ።
@ftl6230
@ftl6230 Год назад
Anes n tesefasion, yxelo niere slezxaref weywn awrajawi u ele mo gn, qes dabelkus fetieyo Mkniatu, fltet ewo nay bhaqi plus he has so much passion I don't know...a miracle might happen edme tehibuwos. His philosophy is damn deep!
@user-vn1ss6rf9y
@user-vn1ss6rf9y Год назад
መምህርና መምህር ሓቒ ፡መምህር ርትዒ ፡መምህር ጭብጢ እንቓዓ ብሰላም መጽኣኻና።
@tumzgitesfay2040
@tumzgitesfay2040 Год назад
እንቋዕ ደሓን መጻእካ ሓው ተስፋጼን፡እቲ ክስገር ዝነበሮ መድርኽ ተሰጊሩ ኢዩ።
@eelias3043
@eelias3043 Год назад
ፕሮፌሰር እንቋዕ ብሰላም መጻኹም። ተስፋ-ናይ-ጽዮን ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ
@user-xx6kh5xe1i
@user-xx6kh5xe1i Год назад
great job tesfe , have a great day
@sbahatleabhaile2415
@sbahatleabhaile2415 Год назад
ዘደንቅ መግለጽን ብቕዓትን። 🎉🎉🎉
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe Год назад
ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ንኹሉና ደቂ ኣጋኣዝያውያን።
@ube-23s
@ube-23s Год назад
እንታይ እዩ ኣጋኣዝያውያን። ማለት ?
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe Год назад
@@ube-23s እንድዒ ??
@ruftay3442
@ruftay3442 Год назад
ተስፋ'ጽዮን እቲ ናይ ህዝቢ ትግርኛ መድሕን 🕎💟☸️✅️ ከም ወትሩ ብሉጽ፡
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s Год назад
ተስፋና ካባኻ ኢዩ ተስፋጽዮን ትግርኛ ኣብ ኣዲስ ፋሕ ኢሉ ኣብ ዓለም ሙሉአ ፋሕ ኢልና ነብስና ክሳብ ንጸልአ ኮና
@adonaiadonai2081
@adonaiadonai2081 Год назад
Welcome welcome welcome tesfit
@samsonm2011
@samsonm2011 Год назад
ሰላም ተስፋጽዮን ትምህርትኻ መተካእታ ዘይብሉ ሓቂ እዩ። እንተኾነ ግን ደቂ ሰባት ይጋገዩ ኣይጋገዩ ብዘየገድስ ክትጸርፎም ከለኻ ትንጽሎም ኣለኻ ማለት እዩ። ብዙሓት እውን በዚ ምኽን ያት እንተ ኣርሒቕካዮም ምስ መን ኰንካ ክትሰርሕ ትሓስብ፤ ንኣብነት ረድኢ መሓሪ ነቲ እስኻ ከተስርጾ ትደሊ ዘለኻ ሓሳብ ክሳብ ዝርድኦ ጊዜ ክወስደሉ ይኽእል፤ ግን እቲ ናቱ potential እንተኣስተውዒልካዩ እቲ ናይ ኣግኣዝያን ናይ ሓማሴን ባህሊ ብጉቡእ ዘንጸባርቕ ሰብ እዩ ነዞም ኩሎም ጸጸፊዕካ ምስ ኣባረርካዮም ምስ መን ኮንካ ትሰርሕ፤ ሰብ መቸም ካብ ካልእ ፕላኔት ከነምጽእ ኣይንኽእልን ለውጢ ብከይዲ እዩ ዝመጽእ፤ ንዓኻ ውን ምስ ኩሉ ድኽመትካ ኢን ንስዕበካ ዘለና እቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ሓሳብ ምእንቲ ከይባኽን፤ እቲ ጸርፊ ነቶም ዘይርድ ኡ ገርህታት ክተርፍ ኣለዎ ነቶም ጸላእቲ ኣግ ኣዝያን ከም በዓል ሊንጊ ናይ ካቶሊክን ናይ ጀበርትን ዕሱባት ግን ሽንግላጦም ኣውጽ ኣዮም ዓወት ናይ ኣግኣዝያን ናይ ግድን እዩ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምንኵስናን ምናነን እዩ። ኣብ ስርዓትና ከምዚ ናይዞም ዓረብን ግብጽን ጸሊም ጀለብያ ክዳን ተኸዲነን ዝምንኩሳ ርእየን ሰሚዔን ኣይፈልጥን። እተን ቀደም የሩሳሌም ብእግረን ዝኸዳ ፈለስትን እማሆያትን ውን ጸሊም ጀለብያ ናይ ዓረበ ግብጺ ተኸዲነን ንዓድና ኣይምለሳን እየን ኔረን። ናይ ሎሚ ግና ኩሉ ናቱ ገዲፉ ፡ ናብ ለቃሕን ክራይን መንነት እዩ ዝጎዪ።
@tsegaiberhane2543
@tsegaiberhane2543 Год назад
እዞም ፐሪፈሪን ናይ ክልል ትግራይ ኢሊትን ኣብ ሓሳብ ዘይኮኑ ኣብ ዓሌትን ከባቢያዊን ኢዮም ዝጫማለቑ። ስለ ዝኾኑ ብዛዕባ እቶም ንዓና ዘዕነውናን ስድራቤትና ዝበታትኑናን ንሃገርና ምድረ በዳ ዝቐየሩን ፖሊስ መከራት ኢሳያስ ድዩ የማነ ማንኪ፡ሓጎስ ኪሻ፡ ስምኦን ገብረድንግል፡ የማነ ገብረምንካኤል፡የማነ ገብረመስቀል ክዛረቡን ሓቅታት ከምጽኡን ኣይደልዩን። ናብ ጀነራላትን ተጋደልቲን ሓማሴን ጥራይ ዘዋጥውጡ።
@dejenaraya12
@dejenaraya12 Год назад
Well came memhrey Gigna !
@russomhagos3735
@russomhagos3735 Год назад
መምህር ሓቂ ጽቡቕ ስርሕ ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-lo3hi4fn8z
@user-lo3hi4fn8z Год назад
ተስፋጽዮ ጋርድ አለካ ዶ ሕጂስ ስለ ዝተረዳኣና(ደንጉዮ እዩ ዝርዳኣና ኮይኑ) ሕማቅ ክየጋጥመካ ንፍርሕ ኢና ምኽንያቱ ህዝቢና ተድልዮ ኢካ 100%። ሃገረ ሓማሴን ንቅድሚት የቀንየልና ድማ ህዝብና ጸርፊካ ገኒሒካ ትግርኛ ገርካዮም
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s Год назад
ተስፋጽዮን ሓደ ኣይኮነን ኣሽሓት ኢና ንስኻ ውን ሓሳቡን ዕላሙኡን አንተ ተረዲኢካዮ ሓላፍነት ኣለካ ተስፋጽዮን ዝጀመሮ ክትቅጽሎ ተስፋጽዮን ታሪኽ ሰሪሑ ኢዩ ኣብታ ሕማቅ አዋና ናይ ተግርኛ መንነትና ኣተሲአዎ ኢዩ ደጊም ህዝብና ካብ ስደትን ውግአን ድኽነትን ክድሕን ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢዩ ንሕና ዋናታት አንተ ኮና ኣብ ቅድሜና ደው ዝብል የለን ።
@user-lo3hi4fn8z
@user-lo3hi4fn8z Год назад
@@user-ii5nd5ym9s ካብ ሓደ ኢለ ቪድየታቱ ክሰምዖ ጀሚረ አለኹ ክገርመካ እቲ ዝጸርፎ ዝነበርኩ ኮፒ ገረየን አለኹ ንታሪኽ።እዚ ህዝብና ህዝቢ ትግርኛ ኢሰያስ አይኮነን ጸላኢና ኢሰያስ ንድቁርናን ግርህነትና አማሓዲርዎ።በዳሊና ቅድሚ ኩሉ ድንቁርናና እዩ ማራ እዩ ዘሕርቀካ ።ናዓይ ዝገርመኒ ናይ ተስፋጽዮን እዩ ንበይኑ ተረዲኢዎ መጽናዓቲ ገየሩ ምምጹኡ እሞ ድማ አብ ህልም ዘበለ ድንቁርና ዘሎ።በይንኻ ክርዳኣካን ከሎ መቅጻዓቲ እዩ ሕጂ ግን ታዓዊቱ እዩ ናይ አረጋይ ክንስምዕ እባ ግዝየና ቀቲሊናዮ አቦ ሓድነት ክንብል ።በቃ ተስፋጽዮን መራሕ ህዝቢ ትግርኛ እዩ ክንሕልዎ ክጥንቀቅ ካብዞም ወጃባት ዋላ ህግደፍ አለዎ
@asmetek5279
@asmetek5279 Год назад
Well come King of Kings
@civilization4616
@civilization4616 Год назад
Thank you tesfie
@betaisrael1641
@betaisrael1641 Год назад
ኣብ ኮመንት ኩለን ደቂ ጀበርቲ ትሕቲ ዓራተን ኣትየን ሎምስ ዝጽሕፍ የለን ትግርኛ ተተንሲኡ እንታይ ከምዝገብር ኣብዚ ንምልከት
@erilove8008
@erilove8008 Год назад
ዘደንቅ ትንታኔ መምህር ተስፋጽዬን
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Год назад
Aba treg Tesfie
@Soliyanlydya
@Soliyanlydya Год назад
Simply intelligent, well sourced and forecasting the future at its best!
@okbayberhe6807
@okbayberhe6807 Год назад
tesfe abo haqi kulsha bal awet💗💖💓💞💕💕💕💕💕💕
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 Год назад
በዓል መሓሪ የውሓንስ እንታይ ክበሉኡ ስርሓቶም ወያነ ዝኾኑ ውግእ ዝድግፍ ዝነበረ ገበነኛ እዩ።ክፉእ ካብ ዝኽወል ይግተር።ኾይኑ ነገረ መሓሪ የውሓንስ።
@ksanetzemuy1264
@ksanetzemuy1264 Год назад
መምህር ጠፊኻ ኮ ገለ ባ በለና ኣብዚ ኣውዳመት መታን ክንሰምዓካ ብሓቂ ለቅነ ኣነስ ነዊሑኒ በቃ ።
@asheberadhanom408
@asheberadhanom408 Год назад
መምህር ሓቂ
@senaitsetant748
@senaitsetant748 Год назад
እዋይ ካብዛ አፈይ ወሲድካያ። አነ ምስ ረአክዎን መጀመርያ እዋኤ እዘን አስላም ደአ እንታይ ደአ ተሸፊነን መስቀል ጌረን እየ ኢለ ነይረ። ሕንፍሽፍሽ ዝበለ እቲ አከዳድነኤን ፈለስቲ ወይ ኢታይ ከይትብለን ካበይ ዝመጸ ሓዱሽ uniform እዮ አነ ገዛማንዳ እየ ዓብየ። ካቶሊክ ከይትብለን አይኮናን። ቆልዓ ኮይነ ዝርእዬ ዝነበርኩ አከዳድና ፈጺሙ ምስ እዚ አይራከብን እዩ። ፈለስቲ ወይ ኢታያት ዝክደነኦ ማለተይ እየ።
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 Год назад
Eyob ab haymanot tifelto yeblkan bezen denagl 2y gzie keytzareb
@ben5115
@ben5115 Год назад
This is in reference to the Rabita party Political camp in Eritrea and it's leadership of the minority political camp as opposed to the UP party which was the Majority political camp after independence in 1945.
@erifreeone8083
@erifreeone8083 Год назад
ሊንጎ ካባኻ ንላፅሊ ካብ ጊዜ ነእስነቱ ዝተጋደለ ሓርበኛዩ ዘይከማኻ: ንስኻ ካብቶም ናይ ተስፃ( እዋን እቶ እቶ እንዲኻ ተሰሊፍካ: እዋይ ፃዶኽዶኽ ! ክልተ ፃመት ተጋዲልካ ዝሃደምካስ ከምዚ ነዊሕ ዝተጋደልካ ትጅሃር: ነቶም ክልተ ስዉኣት እሕዋትካስ ነድንቖም ጀጋኑናዮም: እንተ ንስኻ ግን ሓፍትኻ ከይተረፈትውን እዝስ ፅሽርዩ ትብለካ : ሉጢ ክነስኻስ ነቲ ጅግና መራሒ ብፃል ፍርንጭት ብሓሶት ሽም ኣይተጥፈእ: ብፅሉግ ፍጥረት ሃዳሚ😅
@wasgehtabkamey5629
@wasgehtabkamey5629 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filimonsemere8564
@filimonsemere8564 Год назад
Tesfazion jigna hzbina adihnkayo eka nab lbna zmeleska kbur seb
@frezemen888
@frezemen888 Год назад
ኣንታ ተስፋ ሓጺን, ህውሓት እንተ ጠፍአ ክንጠፍእ ኢና ትብል ነርካ, ሕውሓታዊ ባ ኢኻ
@crocetti4643
@crocetti4643 Год назад
"ዝከውን " ኣይኮነን ዝኸውን እዩ ትኽክል
@mussieberhane1653
@mussieberhane1653 Год назад
ናይ ለንቅነ ትምህርቲ ይበል እዩ መምህር ተስፋጽዮን
@noahamanuel8024
@noahamanuel8024 Год назад
Aya Inka bselam mexakalsna
@ben5115
@ben5115 Год назад
I was studying to become a priest at a Jewish seminary school before I joined the revolution or movement . I thought I can help and joined receiving the call but was too much illiteracy of history and specially the objectives of the revolution, struggle and movement and too much factional politics of division. So I just joined a reformist movement to get the struggle on the right path again but it was a difficult an uphill battle . But succeed in the end with heavy sacrifices.
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 Год назад
Jigna
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Год назад
ሀጠው ቀጠው ቀጠው ቀጠው ቀጠውጠው በቃ ቀጠውጠው ትርጉም አልቦ ፀለል በቃ ኮይኑኳ ብዘርባዕባዕ ጀሚርካ ብዘርባዕባዕ ወዲእኻያ አይደኽሞ አይግድሶ አፉ ዘዘምፀኤሉ ዘፍስሶ ኢለካለኹ ክክክክ
@brhanehayle1224
@brhanehayle1224 Год назад
ተስፋ ይገብር ናብ ኤርትራ ክንሕወስ
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 Год назад
ኩሉ ብሰንኽኩም ኢዩ4 ብፊላይ ከማካ።
@menkabmen5751
@menkabmen5751 Год назад
Tesfaxyon kem kulu gze blux
@asmetek5279
@asmetek5279 Год назад
ኣቦ ትግርኛ.
@ftsumteclemariam7825
@ftsumteclemariam7825 Год назад
Memhrey ❤
@toxidofiles
@toxidofiles Год назад
ህወሓት ንትግራይ ንኢ/ያ ኣሀጊርዋ ዓርሰ-ቕትለት ፈፂሙ።
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
17:40 - 20:45
@kassayearaya8025
@kassayearaya8025 Год назад
Better than Eritrean paradise . Sicko .
@ben5115
@ben5115 Год назад
Celebrating veterans day in the USA since last night folks
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
1:55 - 15:00 !!!!!
@ben5115
@ben5115 Год назад
Yet worst thing is when some politicians of the political and specially the Armed struggle era make efforts and labor to associate and align the ideology and Orientation of the guiding politics of the Armed struggle with that politics of the Axis powers camp rather than the Allied politics camp. This fact makes their Eritrean political camp strange and alienated from the new world of post WWII era and goes against the tide of world political reality.
@mesghenagebru4880
@mesghenagebru4880 Год назад
merhaba Tesfe
@tamimeskel2189
@tamimeskel2189 Год назад
You said before that Eritrea economy artificial but eritre survived for the last 20 years and so on Ethiopia
@gurumsele8965
@gurumsele8965 Год назад
እዚ ኩሉ ጸገም ዘሓለፈ ተጋሩ እንተዘይ ተማሂርኩምሉ ግዝኡ ሓሊዩ ክዳጋገም ኢዩ። ቀቲሎሚና ሓሪዶምና ኢልካ ምስ ምስ ኣይትጽብጺብ ናብቲ መሰረታዊ ዝኾነ ቛንቋኻን መንነትካ ተመለስ።
@tesfaikifle7170
@tesfaikifle7170 Год назад
The other side of Woyane!
@natnaelkiros2283
@natnaelkiros2283 Год назад
memhr tesfaxn bejaka eba eza xli wxae
@user-be5mb1xg9h
@user-be5mb1xg9h Год назад
ኣነ ብዙሕ እየ ከንብበካ ፈቲነ ኣንቢበ ግን ምውዳእካ ስኢነ ንስኻ ማእለያ ዘይ ብሉ ፍልጠትን ልቦናን ትብዓትን ኢኻ ክሳብ ጫፍ ብቅዓትካ ኣንቢበ ክውድኣካ ኣምላኽ ብውሑዱ 300 ዓመታት ክህበኒ ኣለዎ መታን ግዜ ክኣኽለኒ
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 Год назад
ኣብዚኣ ዘሎ መጭጋዕ ከኣ ሳኪት መጽሓፍቲ ደርዲርካ ቺቺቺ:: ኣብርሃ ገብረ እንታይ እዮ ኢልዋ ነዛ ኣንጭዋ ኣብ 6ወርሒ ስልጣን ክንሕዝ ኢና ኢለን ሽዱሽተ መዓሙቅ ኣትየን:: ክክክ
@ben5115
@ben5115 Год назад
What was the basis and the rationale to delineate the borders and create the awrajas called then commisarios geographically in colonial Eritrea in the way and form they existed for the whole colonial period and beyond ? It all seems that to keep the majority of the people away from the Sea and cut them off from the outside world and Region. It seems that only Sahel, Semhar and Dankalia had access or bordering the Sea while Senhit, Hamasien, Akeleguzay, Seraye and Barka and Gash setit and all the people are all kept away from.
@ube-23s
@ube-23s Год назад
ካበይ ዩ መጺኡ እዚ ፡ ሓማሴን ሓማሴን ሓማሴን ፡ ትብሎ ዘለኻ ዘረባባት? ። እሞ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ማለት ድዩ ፧? ዶ ዋላስ ኢሳያስ እዩ ሊኢኹካ ፡ ተጠራጢርና ሕጅስ፡ ህ ዝ ቢ ኤ ር ት ራ ደም እ ን ዳ ነ በ ዔ ስ ፡ ንስኻ ኻኣ ኣብ ዚ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምባኣስን ብ ሓሳብ ምጭፍጫፍን ኣርኪብካ። ካልእ ኤርትራ ኣላ ድያ ወላስ ነዚኣ ኤርትራ ንፈልጣ ኢኻ'
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
08:05
@peaceisgood9639
@peaceisgood9639 Год назад
ኣታ ተስፋጼን ዝብሉኻ ሰብ - ሰራዊት ህግደፍ ተላፊኑ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዝፈጸሞ ወራርን ንኩናትን ጄኖሳይድን ትግራይ ደጊፍካ : ብዙሕ ኢልካ ብዙሕ መደረታት ቅድሚ ሕጂ ኣቕሪብካ : ትግራይ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ክትነብር ደምካ ኣፍሲስካ:: ሕጂ ድማ መጻኢ ክልል ትግራይ ከም ኣካል ኢትዮጽያ ገሃነብ ክኸውን ኢዩ ምባል እንታይ ኣምጾኦ? ጻማ ስራሕካ እዚ ነይሩ ስለዚ ዮሃና!!
@glorycalling6053
@glorycalling6053 Год назад
Issayas afeweki has read a book and that book you can call it the protocol of the elders of Issayas Afeweki but get it in pdf format called the protocol of the elders of zion
@akilaeyoalways1519
@akilaeyoalways1519 Год назад
Ab hiwety miluee kemaka rikesh seb riee ayifelin eye bihaki ni edimeka zidarege atehasasiba amaebil
@user-fe8qq8te1u
@user-fe8qq8te1u Год назад
Jigana enkae bdehan mexaeka
@user-eq5mb3nu3q
@user-eq5mb3nu3q Год назад
ዓጀውጀው
@biniamtekle715
@biniamtekle715 Год назад
ሰጬን ዕዳጋ ዝሒልካ ክክክክ
@kinglion4970
@kinglion4970 Год назад
Tesfazion ab hade hade xbuq tezareb ab gebenctatt nay higdef gn tekalkolm
@ben5115
@ben5115 Год назад
Kem qedemna philosophy & History kenetsinie ember politica mismimae abyna Alo bejakum.
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
55:00
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 Год назад
Ay ezi humum, humum zereba tiray hizka seb kotwodib tihasib
@abduahmed3953
@abduahmed3953 Год назад
Wayyane shufta mukhanu hiji do feletka? 😂😂
@glorycalling6053
@glorycalling6053 Год назад
I want you read a book by Henry Makow PhD. Because you have to understand how society get degenerated in the modern world
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
57:30
@selusoley41
@selusoley41 Год назад
😘😘😘😘♥️♥️♥️♥️♥️
@ben5115
@ben5115 Год назад
Until the Shoan Oligarchy or Aristocracy leader HSI gave it breath of second life the Rabita party was dying fast and going to extinction defeated soundly by the majority people's leading politics of a free Republic and traditional values of Liberty camp and it's leading party the UP
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
1:55
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
11:05
@zionzion2882
@zionzion2882 Год назад
ተስፋ ትግርኛ
@marriyasantana2914
@marriyasantana2914 Год назад
ስላም እ ተስፌ ግን ከጥመልካ ክዳን ናይ ሓበሻ ከም ግዜ ሕራይ ዳ ምእንታን ጃግመ ክዝክር
@noahkifle3034
@noahkifle3034 Год назад
Hasawi Rigiat tefiatka malet dyu.Do not play smart
@crocetti4643
@crocetti4643 Год назад
"Tigray Future" is false, correct is Tigray's Future
@heruy8274
@heruy8274 Год назад
He is not known to spell correctly in English.
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
09:25
@glorycalling6053
@glorycalling6053 Год назад
Issayas Afeweki implemented it step by step
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
09:00
@moreno8383
@moreno8383 Год назад
7:35
@ben5115
@ben5115 Год назад
So while the majority people's of Eritrea favoured the alignment with the new Allied powers politics, the minority people wanted to favor the Axis powers politics and continue the status quo and legacy of colonial rule where it gave them privileges to become rulers over the Native and the Majority
@samredei4701
@samredei4701 Год назад
ጸጥ
@kinglion4970
@kinglion4970 Год назад
Hazine ane bezen deki ansteyo yehwatna
Далее
would you eat this? #shorts
00:29
Просмотров 1,1 млн
The Art of Diplomacy
50:02
Просмотров 26 тыс.