Tv Sened መተካእታ ዘይብሉ ነጻነት ኤርትራ ታሪኻዊ መንቐሊኡን ጉዕዞን Part-2
28 ግንቦት 2023 ቲቪ ሰነድ ንመጻኢ ወለዶ ንእስተብህሎን ተገዳስነቱ ንኽዓዝዝ መንቐሊ ታሪኽ ነጻነት ኤርትራን ጉዕዞ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ መደባት ብተኻታትሊ ክቀርብ'ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል መሰረት ዝኾነ ቅዋም እንዳባ ኤርትራን ዝተኻየደ ቃልሲ ኣንጻር ባዕድን ወረራን ጠቒስና ነይርና። ሕጂ ከኣ ካልኣይ ክፋል ሒዝና ንቀርብ ኣለና።ሰናይ ምክትታል። Tv Sened
Antonio Tesfay
15 сен 2024