Тёмный

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Fenkil Operation Part 36 (2) October 17 - 2021 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Fenkil Operation Part 36 (2)
October 17 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ስርሒት ፈንቕል ክፋል 36 (2) 17 ጥቅምቲ 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@XYONAWI
@XYONAWI 2 года назад
ወዲ ሃይለ ክትጽበ ድጸናሕካ ስከ፡፡like እስከ ግጨወኒ፡፡
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ኣዘራርባኡን ትሕትናኡን ደስ ይብል፡ ታሪክ ውን ንጹር ኢዩ ዘቅርቦ ዘሎ፡ የቀንየልና ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮን።
@samitahama1278
@samitahama1278 2 года назад
እቶም ኣገደስቲ ዝነበሩ ናይ ስርሒት ፈንቅል፡ ኣብ ማሓዩር ዘለዉ፡ ጅጋና ጴጥሮስ ሰለሙን ድሃዩ ዘይፍለጥ ጅግና ስብሓት ኤፍሬም ጅግና ዑቅበ ኣብርሃ ጅግና ቢትወደድ ኣብራሃ ጅግና ብርሃነ ገረዝግሄር።።።። እቶም ተግበርቲ መሲሎም ወትሩ ብዛዕባ ፈንቅል ዓንገረር ዝብሉ ግን ዘይተሳተፉ ስርሒት ፈንቅል ብድምጺ ሓፋሽ ጥራይ ዝሰምዑ፡ ሓጎስ ኪሻ የማነ ማንኪ ቻርሊ ማና ኪዳነ።። ዝገርምዩ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@user-dy5kf3dr4h ናይ ብሓቂ ሓወይ ልዕሊ "ተጋዳላይ" ዝብል ክቡር ስያመ የለን ።
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw 2 года назад
ጀግና ወዲ ሀይለ አቦ ጅግንነትን ታረክ ዕድመን ጥዕናን ይምነየለካ
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Welcome back dear BGTH teacher of true story, about Fenkel , you’re one of the jeganu Fenkels yourself What a gift you passing to us. Thank you 🙏 both deki Eri. Zikri nisuwuatna kibri nisnkupatn.
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 2 года назад
Thank you B.G Tekeste Haile and Mr Antonio Tesfay.
@ygghebreyohahannes793
@ygghebreyohahannes793 2 года назад
I think the reason why we are keep imersed deeply on this historical narration is that first you were at the forefront of the operation and you are explaining in a professional manner. If its possiple, how if you try to get the map (even from google map) of the very narrow gate-way, where the the 3 Birgades passed through. Long live for you BG Tekeste.
@bashailema9043
@bashailema9043 2 года назад
Leaders like Wedi Haile are of rare quality of which only a few examples are to be found. Thank you!
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 года назад
ሰላም ክቡር ብ/ጀነራል ወድ ሃይለ ብመጀመርታ ድሙቕ ሰላምታይ ይብጻኻ ፡ኣቕራቢ ቲቪ ሰነድ መደብካ ጽቡቅ ቀጽሎ፡ ብ/ጀነራል ወድ ሃይለ ጽቡቁን ብልጹን መግለጺ፡ ሰብ ይመውት ታሪኽ ይነብር ፡ ንታሪኽ ጅግንነትን ከኣ ተራኪኡ ወይ ኣዘንታዊ ሰብ የድልዮ ዋና ታሪኽ ብሂወቱ እንከሎ ምስ ዝስነድ ነባሪ ይኸውን፡ መግለጺኻ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ብሓቂ፡ ፡ ኣነ ኣባል 74 ጸረ፡- ኣሃዱ ኮይነ ኣብ ስርሒት ፈንቅል ካብ መጀመሪያ ኣትሒዘ ምስታ ብርጌድ 18 ወድ ዳኒኤል ትምራሕ ሓንቲ ጋንታ ሚሳይል ሂዝና ኣቲና ኣመዳድባ ኣሃዱ ጸረ- ብጋንታት ኮይነን ፡ 5 ጋንታታት ኢየን ኔረን፡ ነዘን ሓሙሽተ ጋንታታት ላዕለዋይ ሓላፊ ቦጦሎኒ ኮ/ል በረኸት ወ/ሚካኤል (ፈንጂ ) ኢዩ ነይሩ ፡ ምናልባት ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዘረባኻ ጸረ፡ታንኪ ኢልካ ንወድ ጽገ ሰሚኻዮ ኔርካ ወድ ክ/ሰራዊትካ 85 ስለዝኮነ ወድ ጽገ ድዩ ? ወድ ጽገ መራሕ ጋንታ ናይ ተን 5 ጋንታታት ሓደ ኢዩ፡ ምናልባት ናይ ሓበረታ ሕጽረት ስለ ዘልካ ደኮን ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊሰ መራሒ ቦጦሎኒ በረኸት (ፈንጂ ) ምሳና ኣብቲ ኩናት ዝመርሕ ዝነበረ ሓላፊ ስለ ዘይተጠቅሰ ከመይ ይጉሰ ይሕለፍ ኣሎ ኢለ ቂር ኢልኒ፡ ብደረጃ ሓለፍቲ ናይ ክ/ሰ 96 61 እንዳ ጠቐስካስ ከመይ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ሰራዊቱ ምስ ወድ ዳኒኤል ዝትኣተወ ሓላፊ ፡ተረሲዑ፡ ወድ ሃይለ ኣነ ካብ ዕለት 09/02 /1990 ኣብ ጋሕተላይ ምስ ሓደርና ቀጻሊ መጥቃዕቲ ሰባር ጎማ ደንጎሎ ታሕታይ ላዕላይ ክሳብ ወንስፒሮ ዝነበበረ መሪር ኩናት ተርእዮ ዝነበርካ ኣመራርሕ ብቅዓትን ጅግንነትን እቲ መሬት ጣሻ ኣግራብን ሳዕርን ምሕላፍ ከሊኢካ ላዕልን ታሕትን ክትብል ኣብ ቃልዕ ወጺኻ ሬድዮ ሒዝካ ምስ ምልእትካ ፡ ኣይርስዓካን ኢዩ፡ እቲ ምሳይ ዝነበረ ሓላፊ ኣብ ደንጎሎ ታሕታይ ኣብ ቲ ግራት ዑፉን እንታይ ተሪኤና ኣለካ ተመለስ እባ ኣንታ ብጻይ ክብለካ ብሓልዮት ፡ሕራይ እንዳበልካ ኽትቅጽል ይዝከረኒ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ቀጺሎ፡ ሰሰናዩ፡
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 года назад
ይቅረታ ምአእረምታ ፡ኣብ ላዕሊኣብ ክልተ ቦታ ጸረ -ኣሃዱ እንዳበልኩ ነጢረ, ጸረ- ታንኪ ኣሃዱ ማለተይ እየ ፡
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
Thank you abona tekeste hayle '
@MogosHabtaMBD
@MogosHabtaMBD 2 года назад
I would’ve not enough words to say about for General tekeste Haile amazing very humbleness and smartness a person and very honestly and fear enough men.
@berhetensea451
@berhetensea451 2 года назад
Thank you for the excellent interview.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Wel come Eritrea hero. Brigadier General T.Haile. Thank you again for your explanation and the unforgotable contribution to our bitter freedom struggle.
@samuelsaleh464
@samuelsaleh464 2 года назад
The best Explain Eritrean History All of the time Thank You B-Gerenal Tekeste Haile And TV Sened Media
@tesfaldetnegash7318
@tesfaldetnegash7318 2 года назад
Thanks B/G Tekeste haile and Antonio.
@senayalem12
@senayalem12 2 года назад
ሰላም ንዓካ ወዲ ሃይለ ቲቪ ሰንድ ሰሓቢ መደብ ብ ምቅራብኩም ነመስግን።
@hailesam1174
@hailesam1174 2 года назад
Excellent good job god blessed
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ብሰላም ተመለሱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@salx7639
@salx7639 2 года назад
thanks sened tv 💯💓 kebur jegena BG tekeste haile nay bhaqi fenqeilkemo ekum mo betom kulom jeganuna zewalewo zetsatefkalu serehite nab deqeka ketsegager menesyat eritrea tarikom kefeltu betgebro zeleka nety kebur geeyzika sewika betaemy yemsgeneka💯🙏deqi eri dema ajokum alena ab goneka nebelo wo aqemena wen nehagezo moral 💜💲
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 2 года назад
Jgna habona BG Tekeste haile you doing great Job keep it up
@risomlegese387
@risomlegese387 2 года назад
ኣንተንዮ ኣብዛ ክፋል እዚኣ ድምጺ ትሑት ኔሩ ኣብ ዝመጽእ ግምት ግበሩላ። ንወዲ ሃይለ ኣጆኻ በርትዕ በሎ። ንስኻ ከኣ የቀኔልና
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
አንቃኦ ሰላም መጻኹም ውዲ ሃይለ ኣቦ ታሪኽ ጅግና 🇪🇷❤️
@zeraymhretab9007
@zeraymhretab9007 2 года назад
ዓቢ ትምህርቲ አኹም ትምሁሩና ዘለኹም የቀንየልና!!!! ሓንቲ ሪእቶን ሓንቲ ሕቶን ኣለዋኒ ሚስ ሰናይ ኣኽብሮት ሕቶ፡ ንፈንቂል እንዳተዳለኹም ብወገን ጸላኢ ኸ እንታይ ምድላዋት ነይሩ ይፈልት ዶ ነይሩ ሕዝባዊ ግንባር ይዳሎ ከም ዘሎ ንመትቃዕቲ ፈንቅል? ሪእቶ፥ ብዛዕባ ናይ ፈንቅል ከተዘንትውልና ከለኹምስ ብካርታ ኣሰንኹም እንተትገልጹልና ነቲ ትህብዎ መዓር ዝኮነ ታሪኽ መሊሱ መዓር ምወሰኸሉ ይመስለኒ። የቀንየለይ
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 2 года назад
ናይ 25 ዓመት ምምስራት ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጽምብል ንምብዓል ኣብ ውዕውዕ ምድላዋት ኔሮም መራሕቲ ደርጊ ዓዋናት ህዝባዊ ግንባር ክኣ መጻወድያ ሞት የዳልወሎም ኔሩ።
@motivationalconnect-nj8fh
@motivationalconnect-nj8fh 2 года назад
Brilliance at its best. Thank you our hero
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
🌹🌹🌹ALL I CAN SAY IS THST HE IS ENORMOUSLY HONEST MAN🌹🌹🌹
@user-on7op7cn5e
@user-on7op7cn5e 2 года назад
Abonan ayanan jgna jeneral tekest NEritreana edme nesnetkum zeblekum kulatkum tegadlo harnet Eritrea 🇪🇷 ab mwhas hager zelkumn kbri ysemeakum nzelalem hawelti konkum ab Eritreana 🇪🇷 ktzkoru ktnebru ekum Thanks for service kalie nezi medeb adelewit nay jeneral tekeste ms wedaekum kalieot wn ketkrublna ymhxenekum FlLyon bezeyegeds wetru awet nhafash nsele Eritreana 🇪🇷 nzwedeku sematatna
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 года назад
ኣታ ጅግና "" { ኣንበሳ ብዓል ስረ } " " ግለጾ እስከ እቲ ጅግንነት ተጋደልቲ ብብልሓት :-
@wilized8584
@wilized8584 2 года назад
ጝግንነት ንባዶ ነገር ጝግንነት ንህዝቢ ምጽናት ጝግንነት ሕብረተስብ እረትራ ምብትታኽ እንተ ኾይኑ ይትረፍኒ ጝግና ሙኻን,,ኣቦታትና ብገርሆም ግዳይ ተጻወቲ ፕሎቲካ ኾይኖም እዮም መንግስተ ስማይ የዋርሶም
@yzariyikealo4721
@yzariyikealo4721 2 года назад
ዕድመ ኣንዊሑ ጥዕና የብዝሓልካ ክቡር ብ/ጀ ተኸሰተ ሃይለ። ተኸታታሊ እትትርኾ ታሪኽ ገድሊ ህ. ኤርትራ እየ። ግን ሓደራ እዚኣ መልሰለይ ኣብ 2-ክፋላት ይኸውን ወዲ ጽገ ናይ መካናይዝድ ታንኪ ክትብል ሰሚዐካ። ወዲ ጽገ ማለት- ስብሃትለኣብ ጽገ'ዶ ይኸውን? ኣብ 2013 ስርሒት ፎርቶ ወዲ ዓሊ ዝተሰወአ'ዶ ይኸውን? እቲ ትጠቕሶ ወዲ ጽገ፡ እቲ ኣነ ዝፈልጦ ኣብ ፎርቶ 2013 ይኹን ኣይኹን ግን ትፈልጦ እንተኾንካ ብዛዕባ ሂወት ገድሉን ኣብ ፎርቶ ብኸመይ ተሰዊኡን ብዛዕቡኡ ገለ በለና።
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 2 года назад
ኣነ ውን እዛ ሕቶኻ ደልያ ኔረ ወዲ ጽገ ኣበይ ዓዲ ኢዩ
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 2 года назад
የሐጉሰኒ ስኪ!!!!!!!! ኤርትራዊ ሙኻነይ ኣኹርዓኒ ስኪ!!!!!!!!
@asliruessom3573
@asliruessom3573 Год назад
ጀናር፡ተከሲተ፡ሀይለ፡፡ኒሲኻዉን፡ተወቂዒኻ፡ጊንብሂወት፡ሚዲሙን።ናይአምላኽ፡ኢዩ፡ኤርቲራ፡ዳጊማይ፡ናጻነት፡ወፂአ፡ቦዞም።ቢሂወት፡ዘለዊ፡ቢመከራ፡፡ሺጊር።ዚሐለፍ፡ብሪገዱ፡ናሀገሩ፡አምላኽ፡ሚሲኡ፡ኪኸዉን፡ኢዩ፡ናፍቲሒ፡ኒሒጊ፡ናጻ፡ከዉጻአ፡ኢዩ፡።❤
@amaberhane
@amaberhane 2 года назад
Anthony for some reason the volume is not clear as previous kind of little weak plus there is a lot of air. I am not complaining I just want to mention. Besides thank you thank you so much for everything.
@yzariyikealo4721
@yzariyikealo4721 2 года назад
ሓበሬታ፡ እቲ ዝቕረጽ ድምጽኹም፡ ብሹሽ ዝብል ናይ ደገ ድምጺ ይዕብለሎ ኣሎ፡ Cameraman ኣብ ቀረጻ ናይ ደገ ዘየድሊ ድምጺ ክጥንቀቕ ይላቦ።
@lakibuki6515
@lakibuki6515 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ማሃሪን ዛንታ ኣነ እውን ይካታተሎ ኣሎኹ፡ቀጽሎ፡ተውሳኺ ኣብታ ናይ ሶማል ስሪሒት ዝተላኣኽና ኣነ እውን ሓደ እየ ነይረ፡እት ዝብልካዮ ንሱ ኮይኑ፡ወዲ ኤፍሬም ካብ ሓንቲ ደሴት ናይ ሱዳን፡ከምዚ ኢሉ ኣፋንዩና፡ንስካትኩም ካብ ኤርትራ ወጻኢ ንስሪሕት ትኸዱ ኣሎኹም፡ኩላትኩም ኣገዳሲ ስራሕ ሰሪሕኩም ክትስዉኡ ኢኩም ብመስዋኢትኹም ዓወት ኤሪትራ ክቃላጠፍ ኢዩ፡ኢሉና ብጣቂዒት ተቀቢልናዮ፡ብተወሳኺ ኣብታ ጉጅለ፡ኩሉ ዘማለኤት ነይራ፡መጥባሕት ኣሃዱ ነይራታ፡ዶክቶር ሰመር ፡ላብራቶሪ ኣማኑኤል ወዲ ኣርባዕተ ምሳና ነይሮም፡ኣብ ሃርጋሳ ምስቶም ኦሮሞ ኢስላማዊ ግምባር ኒሽቶይ ኹናት ኣጋጢማትና ነይራ፡ኢዚኣ ተወሳኺ ናይቲ ፍሽሂለት ነይራ ክትባሓል ትካኣል ፡
@lakibuki6515
@lakibuki6515 2 года назад
እዝ ኣ ንእሽቶይ ተወሳኺት እያ።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 года назад
ጽቡቕ ትሕስቶ ብሓቂ። ነዚ ኣገዳሲ ዝኾነ ትንተና ግን ብሰንኪ ሹሽ ዝብል ድምጺ ናይ ስቱድዮ ተደዊኑ። ግን ዝግበር የለን ዝስማዕ ታሪኽ ስለዝኾነ ቴለፎነይ ኣብ እዝነይ ኣጸጊዐ ሰሚዐዮ።
@fixumnet
@fixumnet 2 года назад
ድምጺ ኣባልሽኻያ ኣንቶንዮ።ክንዲ ን ቕድሚት ሲ ን ድሕሪት።አንታይ ክትረክብ።በርኔንተ።ሹሽሽሽ መሊእ።አደለ ይኹን!!?
@teshememsgane3008
@teshememsgane3008 2 года назад
ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ሃይለ ጂግና
@user-je1vj3nb8l
@user-je1vj3nb8l 2 года назад
ኢዋ ዕድም ኢተሂብዋ ዳ ኣብ ሽወድን ዘልው ናኣሽቱ ወልዳ ክጥፍኦም ዲዩ
@yohannessemereab7462
@yohannessemereab7462 2 года назад
Enkae bselam mexaeka memhr tarik Abona Tekese Haile
@akliluyosief9875
@akliluyosief9875 2 года назад
ሰላም አዳለዉቲ TV Sened አብዚ ተካይድዎ ዘለኩም መደብ ዝድነቅ እዩ, ነያና ብ. ጀነራል ወድሀይለ ድማ ዕድመን ጥዕናን እምነ, ቀጺለ አብታ አብ ናይ ዓድዕለ ኩነታት, ንወድሀይለ ምስብጾቱ ዘጋጠሞም ናይ ጸለመ ክሲ, ሐራ ክከዉን ዘክአሎ ነቲ ሐቀኛ ፍጻመ ክሳብ ዝለዓለ ተካቲዑ ፍትሐዊ ዉሳነ ከምዝረከበሉ ገሊጹ, ከም ዝንገርን ከም ትዕዝብተይን ግና, ብዙሐት አርካናት ሐያላት ተጋደልቲ አብ ልዕልኦም ብዝምስራሕ ናይ ሐሶት ክስን ጸለመን ጌሮም ከምዘጥፍእዎም ይንገር, እታ ሕቶ አባካን ብጾትካን በጺሖም ፍትሐዊ መስርሕን ዉሳነን ክትረክቡ እንታይ እዩ እቲ ምክንያት? አብ ህዝባዊ ግንባር ንዝፍጠሩ ዘይ ምርድዳእ ፍትሐዊ ዉሳነታት ይረክብ ከምዝነበረ ከተብርህ ፈቲንካ እሞ, ነቶም ንዝፍጠሩ ዘይ ምርድዳእ ፍትሐዊ ዉሳነታት ይረክቡ አይነበሩን ዝብል ርኢቶ ንዘለዎም መልስካ እንታይ እዩ ክቡር ብ. ጀነራል ወድሀይለ የቀንየለይ አክሊሉ ካብ ስዊዝ
@ayobmuzzollo478
@ayobmuzzollo478 2 года назад
Selamat wedi Haile and Antony. What can you tell us about John Berhe kebid biret. Ab wishti basea zetesewea
@user-bp1xq1sr5i
@user-bp1xq1sr5i 2 года назад
Video hasas koynu ketenexrwo fetnu 🙏👍
@afeworkihabteab1419
@afeworkihabteab1419 2 года назад
Welcome back jegna
@capitano78
@capitano78 2 года назад
Antonio and B/G wedi haile, please don’t use laptop on next interview, as it is interfering with the sound system.
@user-ho6wg6hr6h
@user-ho6wg6hr6h 2 года назад
Kubur abona tegadalay tekeste haile ybel agelalxa hanti hito kihateka bzaeba Abdu Remech k entay entay tfelto aleka gele malet ketelialo semiaka ayfeltin eye Thanks!
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 2 года назад
Third person to comment 🥂
@danielwater1321
@danielwater1321 2 года назад
Gigna Harbena Enefqreka zeytdgem Ayana General Tekeste Haile Wedi Haile,Ade welida tmken' qoraxat seb sre seb hamot, men kdegmo yk'el ezi rezin tarikzi? Ab zkone alem zdegmo yelen,kem'au lu kbrewesen hizu knebr, Ab kbri hzbi eritrea. Beqerarbakan disibling kan, Tiegstkan, texawarnetkan, Kmh zeytbl tebae, nsnesr'atn agebabn Sgr zeytb,wedi 70 knska lieli deqi 20tat Kem compiter tzkr sendatka wey mimori ka azyu zeydgem tarik, Zeutgem teraki,edmen Tienan yhabka, Neti terifu zelo kab bahri ktnegrena. Mule Tiena ymneyelka,degime Nharbena ayana Antenio wn kem'au ymneyelu.Nberulna
@Segen91
@Segen91 2 года назад
I have been waiting for it. Thank you!
@nodtesfay1511
@nodtesfay1511 2 года назад
Selam kemey tikewin B/G Tekeste Haile Ane Gilay tesfamariam zitebahalku hanti hito alatini Nay Girmay tewlidebirhan (ቆራይ )tekemati adi hawisha ab 1997 ab kebabi keren zitesewie entay afilto aleka natu tarik kifelit dele aleku kibur aboy... 👍👍
@robrahk1432
@robrahk1432 2 года назад
Shush bezihwo
@abdellachelsawi2068
@abdellachelsawi2068 2 года назад
Xbuk medb eyu kesab 100/ party kexlu
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 2 года назад
Marshall do general ?
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 года назад
Where are you guys too late ⏰
@bereketandebrhan3164
@bereketandebrhan3164 2 года назад
ሰላም ንዓኹም ይኩን TV ሰነድ ። ኩሉ በትአገቡርዎ ዘለኩም ከይመስገንኩኩም ኽሓለፍ ኣይደለን ታሪኪና ክይንፈልቶ ኮነ ኢልካ ተዓፊኑ አዩ። ታሪክ ዝሰሩሑ ታሪኩም ክይነገር ኸይፈለት ተሰሪሑሉ አዩ ከም ስብ ዓበይቲ ታሪክ ዝሰሩሑ መተን ነዚኦም ኩሎም ዓበይቲ ምራሕቲ ግንባራት ነበር ዝፈለቶም ካቢዚኦም ነኣሽቱ ወለዶ ኣዚና ሂደት ኮይኑ የሰመዓኒ መክንያቱ ሓደ ካብቲኦም ንኣሽቱ ወልዶ አየ። በዚ ኣጋጣሚ ከኣ ኣቦና አንተበልናካ ኣይከኣልናን አዩ መስለኒ ( ወይ ደማ በቲ ማዕርግካ በርጋደል ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ፡ ከም ንኡስ ወለዶ መተን ታሪክ ሰወራ ኤርትራ ቡዝሕ ኣፈለቶ የበለየን ኣቲ ታሪክ ናይ መዘነታው ወን ኣብ ኤሪትራ ኣዚዩ ትሕት አዩ ሰለዚ አቲ ሃቂ ከተፈለቶ ከቢድ አዩ። ኣቲኣ ሒቶ ወያነ ኣብ ፈነቀል ተሳቲፋ ዶ ወላስ ኣይተሳተፈተን ኣብ ገለ ጽሕፋት ወያነ ኣብ ፈንቀል ተሳቲፍ አያ ይቡሉ ገለ ከኣ ኣይተሳተፈተን ይቡሉ ኣብ መድያ ከም ዝንበርካ መተን ከሙኡ ወን ሓላፊ ብመንባርካ ኣየናይ አዩ ኣቲ ሓቂ ኣፈለጦ ኣለኻ ዶ በዛዕባ አዚ የቀነለይ ኽተመለሰለይ ከኣ ተስፋ የገበር
@selameuderetey7076
@selameuderetey7076 2 года назад
ሰላም ወሰናይ ነዓኩ ይኩን ኩቡር ኣቦና ብ/ጀ ወዲ ሃይለ በዚ ካብ መዓር ዝምቅር ታሪክ ጅግንነት ተቅርበልና ዘለካ ብልቢ ኢና ነመስግን ። በሓቂ ክብረት የሃበልና ። ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ሕቶይ ከነዓካ ክትምልስለይ ብክብረት ይሓተካ ። ብሕጽር ዝበለ ናብ ሑቶይ ከኣቱ ሰራዊት ትግራይ (ሑወሓት) ኣብ ፈንቀል ባጺዕ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዝነበረ ኩናት ተሳቲፎም ዲዮም ? የቅኒየለይ ።
@Ibrahimsalh.
@Ibrahimsalh. 2 года назад
Wellom,
@tesgaygebretnse9453
@tesgaygebretnse9453 2 года назад
Wedi haile hade kabtom arkanat eika So edmen teanin yhabka entezey tegagye bzeaba me/General brehane Gebrezgabiher ms mekalh zgebero kal meteyek tehagagazi teklali staf kem zneber gelixwo alo
@amanmogos4548
@amanmogos4548 2 года назад
Wedi haile jigna
@adhanomgebre4127
@adhanomgebre4127 2 года назад
ቀዲመ ምስጋናይ ከቅርበልኩም ይፈቱ ብዝያዳ ካኣ ንመምሕርና ከም ሰዊት ዕፉን ሓንሳብ ኣብ ዓመት ንረክቦ ሃሪፍና እዛ ሓንቲ ኣብ ሰሙን ትመጻና ቃለ መሕትት ኣይመጸትናንን እንታይ ዩ ት ጸገም
@degoldessie1826
@degoldessie1826 2 года назад
Abona Jigna. Semiaka zeymino Zanta jigninet. Kisab hgi ni kulu yizkiro...Aye bilhi...Edme yihabka.
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 2 года назад
Eta nesenetka zeblekala adi dagmay ketrea yexeli!!
@akely3091
@akely3091 2 года назад
Why you guys are late for part 37 ??? And you guys knows people are waiting to hear that story
@ghebresari739
@ghebresari739 2 года назад
Kibret yihabelna father
@solomongirmay9954
@solomongirmay9954 2 года назад
Salem xbuk tmherti you BGTH የቀንየልና ከአ እቲ ትህበና ዘለካ ታርክ እታ ግራጅውሽን(መመረቅታ) ከአ ርግጸኛ አይኮንኩን ዝበልካያ 100% አነ ርግጸኛ የ አይተካየደን አብኡ ስለዝነበርኩ አነ ሓደ ካብቶም ስፓርተኛታት ካብ አዲስ አበባ ዝመጻእኩ ስለዝኮንኩ የ ርግጸኛ ኮይነ ሃሳበይ ዝህብ ዘለኩ የቀንየለይ
@samuelhagos8038
@samuelhagos8038 2 года назад
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ክቡር ኣቦና ጅህና ብርጌደር ጀነራል። ኣዘናትዋ ዝወጾ የብሉን፡ እንተኾነ ግዳ ኣብዛ ናይ ግዜ ንኹሉ እቲ ናይ ፈንቅል ዛንታ ብሓደ ተተዘንትዎ እሞ ሽዑ ኤዲት ጌርኩም እንተትመቃቅልዎ ምሓሸ ይብል፡ ምኽንያቱ እቲ ግዜ ሓዲግ ምስ ኮነ ነዊሕ ዛንታ ክትጅምሩ ትስከፉ ዘለኹም መሲሉኒ። ብዝተረፈ ኣዝዩ ዓሚቅ መግለጺ ምስ ሰሓቢ ኣዘናትዋ፡ ይበል!
@sulemanyassin3397
@sulemanyassin3397 2 года назад
Weyanes Entay tera nerwa abzi ?
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 4 месяца назад
ብርሃነ 301 ኔሩ
@kibromhabtemariam603
@kibromhabtemariam603 2 года назад
ክቡራት ኣዳላዊ ናይዚ መደብን ጀ፡ ተኸስተ ኣብዚኣ ቀሩብ ሹሽ በዚሓታ ፡ እንተዘይኮይኑ ኣዚዩ መሳጢ ታሪኽን ፡ ኣቀራርባን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@selamyezdeli
@selamyezdeli 2 года назад
ጀነራል ተኽስተ ሃይለ ብጣዕሚ የምስግነካ ብዛዕባ ተጋዳለይ ኣባል ከቢድ ብረት ፍስሃየ ኣብርሃም (ወዲ ከንቲባ)አንታይ ትብለና ድሕሪ ናጽነት ተስዋአ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 2 года назад
ሪኢቶ ጺሕፈ ነይረ ግን ተደምሲሱ ስለምንታይ፧
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
ሰላም ዮናስ ክንፈ ደጊምካ ዶ ርእይቶኻ ክትጽሕፈልና ምኸኣልካ።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 2 года назад
@@Tv.senedNews እወ ይከኣል እዩ። ምስ ምሉእ ኣክብሮትን ምስጋንን ንክልቲኣትኩም። ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ፡ 1) እቲ ኣርእስቲ ናይቲ ቪድዮ ተትጽሕፈሉ ጽቡቅ ነይሩ። ኣብት ኣርእስቲ ወይ ከኣ ኣብ ዲስክርቢሽን። ንኣብነቲ ናይ መንካዕ፡ የሚን፡ ከተማታት ሓራ ምውጻዕ፡ ምዝላቅ፡ 1ይ ........6ይ ወራር፡ ሰላሕታ ወራር፡ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ፡ ናደው እዝ፡ ፈንቅል ወይ ከኣ በዓመተ ምህረት፡ ምክንታዩ ተመሲስና ብቀሊሉ ክንረክቦ ንክእል ኢና። ከምዚ ዘለዎ ተከይኑ ግን ብዙሕ ግዜ ክወስደልና እዩ ክንረክቦ። ኣነ ኣብ RU-vid ነጠፍጠፍ ይብል እየ ክሕግዘካ ይክእል እየ ኣያይ (ኣቦይ) ኣንቶንዮ። እንተ ደኣ ሓገዝ ደሊካ WhatsApp ናተይ 004915218066789። ሕቶ 1) ኣነ ኩሉ ቃለ መሕተት ናይ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ይከታተሎ እየ ኣብዚ ቲቪ ሰነት ይኩን ከምኡ ውን ኣብ Erisat። በቀዳማይ ብዛዕባ ሓንቲ ሕቶ ክምልስ ከሎ ብዛዕባ 35000 ስውኣት ካብ ኣከለጉዛይ፡ ከምኡ ውን ኣብ ኤሪሳት ንናይ ጉ 15 ክምልስ ከሉ ዝበሎ፡ ጉ15 ካብ ኩሉ ኣውራጃ፡ ሃይማኖት፡ ቢሄርን እዮም ኢሉ ሓቂ እዩ። ኣስዕብ ኣቢሉ ከኣ መንካዕ ውን ካብ ኩሉ ኢሉ ተዛሪቡ። ብዙሓት ከምዚ ገልጽዎ ግን ካብ ከበሳ( ትግሪኛ) ጥራይ እዮም ዝብሉ። ከምቲ ንስካ ዝበልካዮ ተከይኑ ካበየናይ ብሄር መን እዩ ከ ምስ መንቃዕ ዝተኣስረ፧
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
@@yonaskinfe6164 ጽቡቕ ሓሳብ'ዩ። ብዝከኣለና ምስ ግዜ ከኣ ከም'ቲ ዝበልካዮ ክንፈላልዮ ክንፍትን'ና። ንስለ ምኽርኻ የቐንየልና። ከም'ዚ ዝበልካዮ ቀሺ ኣታናሲስዮስ ገብረኣብ'ውን ከም'ዚ ናትካ ሓሳብ ኣቅሪቦም ነይሮም። ንኩሉኹም ነመስግን። ክብረት ይሃበልና።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
@@yonaskinfe6164 ክቡር ሓው ምንቕስቃስ መንካዕ ደቂ ከበሳ {ትግርኛ } ጥራይ እዮም ኔሮም `ምክንያቱ ክሳብ ኣብቲ ግዜ እቲ ሰልፊ ናጽነት ወይ ውን 2ይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት እዮም ዝብሃሉ ኔሮም ። እዚ ማለት ገና ምስቶም ቀዳማይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት ዝብሃሉ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ስምረት ኣይገበሩን ዘለው '። ስለዚ እቲ ምንቕስቃስ ኣብቶም ደቂ ከበሳ 2ይ ወገን ጥራይ እዪ ነይሩ ። እቶም ቀንዲ ሃንደስቲ እቲ ምንቕስቓስ በቲ ውድብ ውን ብወግዒ ሞት ተፈሪዶም ተባሂሉ ዝተነግረሎም 6 እዮም ንሶም ክ'ኣ > ሙሴ ተስፋሚካኤ ሃብተስላሰ ገብረመድህን ዮውሃንስ ስብሃቱ ኣፈወርቂ ምሓራይ ታረቀ የሕደጎ ዶር ርእሶም መሲሕ እዮም ።
@mahmudsu22
@mahmudsu22 2 года назад
ኣብዚ ጊዚየ ህዝቢ ባጺዕ ኣብሚንታይ ኩናታት ዪሁሉ ዪኾዊን?
@MEATHUNDLER
@MEATHUNDLER 9 месяцев назад
Dehri natsenet zenebere kunat 3 werarat yesened
@arongoitom6374
@arongoitom6374 2 года назад
ጀነራል ተከስተ ጀነራል ብርሃነ 1972 እዩ ተሰሊፉ መስለኒ
@samuelhagos8038
@samuelhagos8038 2 года назад
Antonio eza medebka ab flut seat entetekrba xbuk neyru, hansab kedam hansab dma senbet endahawaweskayo....ms kbret gna teazebti bhankewta endatexebeyuka bhlfi kab senbet aytehlfa...
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 2 года назад
For long I had expectation for a different narrative nothing comes yet ? ንኣብነት ክቢድ መስዋእቲ ዝተኽፍሎ ዉጋኣት ሮራ መንሳዕ መስሓሊት ብዙሓት ካብ ክፍልታት ደጅን ዝኽተቱ ኣህሊቁ ዩ ፡ ቈሩብ ኣስማትን ስዉኣትን ቁጽርን ጾታን ናፈለኻ ተትዝንትዎ ጽቡቕ ምኾነ ፧ ሕጂ ዉን እልቢ ዘይብሉ ህሊቂት ግንባር ጊንዳዕ ን ዓዲ ሮሶን ክመጻእ ዩ፡ ሰልዚ ተኺኢልካ ካብ ምሪር ዉኣጓት እልካ ምሓልፉ specifically ነቲ መስዋእቲ ተራ ተጋድልትን ቁጽርን ጠንቅታት ቲ ቅዝፈት ተጋድልቲ ብፉሉይ ተትዝንትዎ ምሓሸ ቲ ትርኻኻ ጽቡቕ ዩ ግን ከም ናይ ህግድፍ ዝመስል ሰቕ ኢልካ ኣጓል ዝዓይንቱ ትርኻ ከይ ክዉን ምግንዛብ ዘድልየካ ኣይምሰለንን ?
@user-je1vj3nb8l
@user-je1vj3nb8l 2 года назад
ወዲ ሃይልለ ሕብቲ ሰልፊ ከምዘላ ኢዳፍለጥካ ከምዘይ ፈለጥካ ትጎዓዝ ኒርካ እ ኡቶም ኣስብኡ ሰልፊ ከምዘላ ፈሊጦም ነብሶም ዘድሓኑ ይሕሹ ካባኻ ፡ንምታይ ትብል ኢተ ኮይንካ ከኣ ኣብ ሽወደን ተደርቢካ ሰለ ዘለካ።?
@mehritesfu9675
@mehritesfu9675 2 года назад
antonio dmxi tekeste nxur aynebren
@yonasrussom335
@yonasrussom335 2 года назад
Xubuk treka abza kifal gna dmxi btaemi himak neru shusheeee ablilwo abkexali astebhlela anteniyo
@mussiehagos6438
@mussiehagos6438 2 года назад
Ab nay lomi fenewe dmxi hmaq neyru kem qedemkum amhayshwo nmexaie.
@gomesta9113
@gomesta9113 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ቡዙሓት ኢቶፓያውን ጎርቫቸፍ ናይ ሶቬት ሕብረት ሓላፊ ስለ ዝጠለመና ኢና ተሳዒርና ይብሉ። ምሪል ናይ ደርግ ከመይ ነሩ ካብታ ዜሮ ሰዓት ክሳብ መወዳእታ ስሪሒት ፈንቕል፣ 2ይ ሕቶይ ኣብ ታሪኽ ሰውራታት ድሕሪ ዕወት ፍልልይ ክጋጥም ንብር ዘይኮነን። ካብ ስውር ቦልሺፊዝ ናይ ራሻ ክሳብ ኩባ፣ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ትብል፣ ኣብ ሃግርና አርትራ ዘገጠመ ናይ ሰውራ ሓለፍቲ ፍልልይ ከ ንብር ነገር ዘይኮነን፣ all the best b/General. Thanks hope you will answer my question.
@sureshreddy5630
@sureshreddy5630 2 года назад
too much noise the sound is not clear
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 2 года назад
የቀንየልና ክብረት ይሃበልና፡ህዝብና ናብ ምጽዋዕን ኣብቲ ካልእ ቀይሕ ባሕርናን ክግዕዝ ኣለዎ።ክሳብ ክንድዚ ሰፍ ዘይብል ሂወትን ዋጋን ከፊሉ ጽባሕ ቀይሕ ባሕሩ ብኣዕራብ እንተተመንዚዑ ከምዚ ናይ ዓስብ ዘጉሂ እዩ እሞ ህዝብና ይለብም እዚ ኩሉ ዝኸፈሎ ብላሽ ከይከውን።ስለምንታይ እዩ ኸ ቀይሕ ባሕሪ ናብ 2 ዞባታት ጥራይ ክኽፈል ተደልዩ።እምበረዶ ኸ እዚ ክሕንጸጽ እንከሎ ትግርኛ ነረሞም እዮም።
@aruaki4454
@aruaki4454 2 года назад
ብመጀመርያ ሰላምን ጥዕናን ን ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ሰለ እቲ ኣበርኩቶካ እመስግነካ ሕቶ ኣብ ዕረ ሳት ኣብ ዝገበርካዮ ቃለ መሕተት ከምኡ ውን ትቪ ሰነድ ን ጂ15 ጅነራል ወዲ ኢፍረም ከምኡ ውን ብ/ ወዲ ክፍለ ኣብረሃለ የሕሊፎም ሂቦሞም ክትብል ተዛሪብካ ። ግና እዞም ኣርካናት ጂ 15 ብ ቅሉዕ ዶ ኣይኮኑን ተቆውሞኦም ዝስምዑ ነይሮም 2 ብቁሉዕ ኣብ ጋዝጣት ውን ይዛረቡ ዶ ኣይነበሩን 3 ብ/ጀ እብረሃለ ክፍለ ኣብ ግዚጣ ብ ዕሊ ኣብ ዝገብሮ ቃለ መሕተት እቲ ምፍራም ቀምዘይተቀበሎ ተዛሪቡ ነይሩ ኢዩ ሰለዚ። ኣበይ እዮ ዘሎ እቲ የሕሊፍካ ምሃብ ? 4 ኣብ ዕረ ሳት ጂ15 ብ ኣውርጃ ተኣሲሮም ንዝብል ሕቶ ምስ ቀርብልካ ከም ወርቃዊት ሕቶ ገርካ መሊስካያ እዞም እርካናት ብ ኣውርጃዊ ሽሚዕት ኮነ ጽልዋ ኣለዎም ዝብሉ 03 ተዘይኮይኑ ካብ እንዳ ህግደፍ መጋድልትካ ዝሰመዕናዮ የለን ። ከዚ ዓይነት ብ 03 ዝናፈስ መርዛም ቃላት ፈላልይ ነዚ ዘለናዮ እዋን ውጺኢታውያን ሙካኖም ስለ ታምነሎም ኣብ መጻኢ ብከምይ ኣስፊሕካን ኣነጺርካን ተብርሃልና ። ምክንይቱ ቢተው ተኣሲሩ ድርዕ ተኣሲሩ ኢሎም ዝቃወሙ መዓት ኢዮም ኣንጻር ፖሊሲን ስርዓትን ተዝከውን ለውጢ ምመጸ ኣብ መወዳታ ኩብር ጀነራል ኣብ ፍቆዶ እንዳ ተቆመርቲ ጸረ ህዝቢ እንበር ጸረ ህግደፍ ዘይኮኑ ከድካ ቃለ። መሕተት ምግባር ንዕካ ዝምጥን እይኮነን ቲቪ ሰነድ ሚዛናዊትን ኣብ ልቢ መላእ መእሰይን ብሃገሩ ዝግደስን ዝሓስብን ስለ ዝኮነን ዘለካ ሪቶ ኣብዚ ተተስመዕና ጽቢቅ ነይሩ
@Infinitymedia-s8r
@Infinitymedia-s8r 2 года назад
Bkemey eya ba eri sat xere hzbi koyna.
@aruaki4454
@aruaki4454 2 года назад
@@Infinitymedia-s8r ስለ ትግራይን ትግራዋይን ትጭነቅ ተትከውን ከምሻሙ ስለ ስረወ መንግስቲ ዓድዋ ትጭነቅ ትሓምምን ናይ ውሱናት ሰባት መቃልሕ ስለ ዝኮነት ስነ ልቦና ኢሪትራውያን ን ምስባር ምስ ጸለቲ ህዝቢ ኢሪትራ ስለ ዘሻረውት
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw 2 года назад
አንቶንዮ አዚኻ ትድነቅ ሐርበኛ ኢኻ አበርኩቶኻ መዳርግቲ የቡሉን
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ?#cat
00:22
Просмотров 277 тыс.
ግራ ቀኝ - ክፍል 2
44:51
Просмотров 441 тыс.
Tv Sened  BG Tekeste haile Interview   5 March 2022    Part 47
1:24:00
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview  11 March 2022    Part 48
1:15:44
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Part 17            May 14 2021
1:12:10