Тёмный

Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview 25 October 2020 Part 6 

Tv Sened Eritra
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 34 тыс.
50% 1

Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview 25 October 2020 Part 6
ቃል ማሕተት ብጀ ተኸስተ ሃይለ 25 ጥቅምቲ 2020 6ይ ክፋል
Tv sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

24 окт 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 83   
@bahregasizerhans
@bahregasizerhans 3 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ናይ ምዝካር ዓቕምካ ልዑል ዩ፡ በዚ ትህበና ዘለኻ ታሪኻ ኣዚና ነመስግነካ።
@amanuela764
@amanuela764 3 года назад
ወዲ ሀይለ ጅግና ነቲ ትህበና ዘለካ ታሪክ ብጣዕሚ ነመስግነካ ቀፅለሉ
@eritreakoekoe1887
@eritreakoekoe1887 3 года назад
Voice ሕጁ ግርም። ክብረኣት ይሃበልና። ቕጽሪ 7 ብሃንቀውታ !!
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 4 месяца назад
ኣዝዩ ጽጹይ ኣቀራርባ ናይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ'ዩ ደስ ዝብለካን ዘትኣማምነካን! Thank you.
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 3 года назад
Tekeste Haile!!! Thank u for what u did us all Eritreans. You are absolutely hero like all your generations
@tesfayberaki7538
@tesfayberaki7538 3 года назад
ብጣዕሚ በሊሕ ኣቦ ።ክቡር ኣቦና ብርጋደር ጀነራል ኣቦና ተከስተ ሃይለ ክብረት ይሃበልና ። ታሪኽ ተፍልጠና ዘሎኻ ደጊምና ነመስግን። ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ። ታሪኽ ኣስመሮም በላይ ዝበሃል ፍሉጥ ኦፐሬተር እዩ ነሩ ወዲ ማይ ዱማ 'ዩ ትፋለጡ እንተኾይንኩም ብዛዕባ ታሪኽ ሂወቱን ኣሰዋውኡን ገለ ክትብለና ብትሕትና ይሓትት።
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 3 года назад
ብጣዕሚ ነመስግነካ ክቡር ኣቦና ብርጌደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ስለ እቲ ታሪኽና ዝነገርካናን ዝማሃርካናን ግን ብዛዕባ መስዋእትን ኣበርክቶን ተጋዳላይ ኣቦና በርሀ ጻዕዳ ብዙሕ ኢና ንሰምዕ እሞ እንተ ትነግረና ጽቡቅ ኔሩ ምኽንያቱ ንስኻ ምስኡ ስለዝነበርካ የቐንየለይ!
@tadessekidane720
@tadessekidane720 3 года назад
ዝኸበርካ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ። ብሓቂ ሰነድ። ብቕንዕና ዝነበርካዮ ብልክዕ ምግላጽካ ልዕሊ ኩሉ ክቡር ይገብረካ። ከምቶም ናቶምን ዘይናቶምን መላሊኦም ዝዛረቡ እንቋዕ ኣይኮንካ። ዝከበርካ ኣንተንዮ ተስፋይ። ካብ ስምዒት ወጺእካ፡ ሕቶታትካ እናተመላለስካ ምንጻርካ ክብሪ ይግባኣካ። ታሪኽ ከም ዘለዎ ክቕመጥ ስለ ዘለዎ፡ ከምኡ ከኣ ትገብሩ ምህላውኩም ኩሩዓት ኢና። የቐንየልና
@berhanewelday6238
@berhanewelday6238 3 года назад
ዕድመ ይሃብካ ክቡር ሓርበኛ ኣቦና ብ/ጀ ተኸስተ። ተለቭዥን ሰነድ ናይ ብሓቂ መሃርን ንኽትሰምዖ ዘይሰልቹ ኣገዳስን መደብ ክብረት ይሃበልና።
@kiduberye8648
@kiduberye8648 3 года назад
Keep it up your good work!! Amazing story!!
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ወዲ ሃይለ ንስኻስ ኡንቃዕ ብሂወትካ ኣተኻ ካባኻ ኩሉ ኤርትራዊ ብታሪካ ኾነ ታሪኽ ጀጋኑ ተጋደልትና ክትዛረብ ክትገልጾ ኮለኻ ብጣዕሚ ደስ እንዳበለና ኤና ክንሰምዓካ ንብህገካ አስሊ ደስ ትብል ጅግና 🙏ንስኻ ኣቦ ታሪኽ 🙏
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 3 года назад
Real eritrean hero. Ajona deleti fithi dekibat Eritreawan 🇪🇷
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 года назад
Welcome Tv sened good job .B/G thanks batam aglaletsa sefuofe habirtan kamze gerou zngrna sela zayrkbna ena ab hemake wedikna
@desasiwtsga5093
@desasiwtsga5093 3 года назад
መርሓባ ባባ ተኸስተ ኣምላክ ሕድመን ጥሕና፡ ይሃብካ ኣጆካ ጥራሕ ከመይ ጊርካ ኢካ ሞ ኣብ ሳሕል ዝነበረ ክትገልጾም ኣይትሰከፍ ጥራሕ ንስካ ቅኑሕ ኣለካ ኣጀካ ትራሕ
@tinsae2012na
@tinsae2012na 3 года назад
መስዋእቲ ጸጋይ ቀሺ ከይተገልጸ ስለዝሓለፈ እንተዝጥከስ፡
@jeganteadhanom1724
@jeganteadhanom1724 3 года назад
ጸጋይ ቀሺ ኣብ 75 ተሰዊኡ ይብልዎ ጅግና ኢዩ ነይሩ ጅግና ተዋጋኣይ ካብቶም ኣርባዕተ ቀዳሞት መራሕቲ ሓይሊ ኢዩ ታሪክ ከም ዝገልጾ ።ጸጋ ቀሺ ንሙሴ ምህራሙ ገጋ ነርዎ ይብልዎ ክም ዝገልጽዎ ዝበዙሑ ግን ጅግና ተዋጋኣይ ይብልዎ
@fessahayetukue697
@fessahayetukue697 3 года назад
Yebel tarik, kubur haw General Tekeste. Antonio ke kebret yehabeka.
@joehatu7130
@joehatu7130 3 года назад
Very amazing both memory & heroism 🌹🌹🌹GBU Wedi haile 👍🏼
@eyobtes5588
@eyobtes5588 3 года назад
እታ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ 6ይቲ ክፋል እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም !!!
@asmeromasfaha6031
@asmeromasfaha6031 Год назад
Sened Eritrea !
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 2 года назад
I'm satisfied.ane nay 1977 tegadalay eye . Bflay bzaeba falul zgeleskayo gerimuni kndey menkerakro halifom demekrasiyawyan nerom. Tarik tarik eyu sebu ayrsien eyu .nska teawet haki sleztezarebka.
@arnold596
@arnold596 3 года назад
I had to skip part 4 & 5 because of the sound 😞
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 3 года назад
Its sad! It took him 5 parts to impove the sound. Poor jouralism!!!
@michaelgebre4522
@michaelgebre4522 3 года назад
ብጣዕሚ ኢና ነምስግነካ ወዲ ሃይለ ብዛዕባ ግርማይ ብርሃነ (ሻልባሉ) አበርክትኡን መስዋእቱን ክትገልጸልና ብትሕትና ንሓተካ
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
መርሓባ ኩቡር ሓወይ ወዲ ሃይለ መጀመሪያ ክብረት ነዓኻ ስለቲ ዝሃብካና ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን 🙏ብምንታይ መንገዲ ተሊፎን ክረኽበካ ይኽእል ::
@loveumom8428
@loveumom8428 3 года назад
ታሪኽ ዓንዳይ ፍጡር ወዲ ፍጡር እባ ኣስፍሕካ ሕተቶ። የሰዊኡ ድዩ ኣሎ ድዩ ብግቡእ ኣይገለጾን። ኣነ ወዲ ዓንሰባ እየ፡ ኣብ ህግ ዝነበሩ ደቂ ዓንሰባ ብዙሓት ጠቂሱ እሞ፡ ክሳብ ክንዲኡ ብዝሓት ዝነበሩ ኣይመሰለንን 'ሞ ኣስፍሕካ ሕተተልና። ንምንትስይ 'ዮም ደቂ እዚ ከባቢ ካብ ኮለነል ዝሓለፈ ዘይብሎም እልና ንካታዕ ነርና። ስለዚ ብዝሓት ኣለዉ ዝተሰውኡ ዘይንፈጦም እሞ ከተፍልጠና ንምሕጸነካ።
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 3 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና
@girmayhabte2047
@girmayhabte2047 3 года назад
ታሪኽ ጅግና ዓሊ ኢብርሂም ምስኡ ስለዝሰራሕካ ወስ በለና ወዲ ሃይለ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጸ እንታይ ዓይነት ሓንጎል ትውንን ይገርም ዩ ንሕድሽ አለዶ ታሪኽ ምእንቲ ክሓልፍ ብመልክዕ መጽሓፍ እንተዝስነድ ጽብቕ ምኮነ
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ኣቱም ሰባት ጀጋኑ ሱንኩላን ተጋደልትና ምስዚ ኩሉ ምእንቲ ሀገሮምን ህዝቦምን ዕድሚኦም ሙሉእ ዘወፈዩ ጀጋኑ ተጋደልትና የሕዝን እዚ ክፍደዩ ከለዉ ካብዞም ጠላማት ካሕዳማት ዉሱናት ዝኾኑ ሓለፍቲ ስርዓት ህግደፍ መንደፍ ን ኤሰያስ መንደላይ ተመን ዝኾኑ ከጋጥሞም ኮሎ ንብዓት ይመጻካ 😂😂😂ጅግና ወዲ ሃይለ ነዚ ኩሉ ዘቃላዕካዮ ክብረት ይሃበለይ 🙏::ኦኦኦ ህዝቢ ኤርትራ ዓይንኻ ይንቃሕ /ክፈት /እዚ ኤዮም እዞም ህግደፍ መንደፍ የሕዝን. ኩቡር ሓዉና ወዲ ሃይለ ሕጅውን ደጊመ ኣቦ ታሪኽ አለካ ኣለኹ 🙏⛪️🕌🙏👍ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ከም ቃሎም ዓወት ንሓፋሽ እንዳበሉ ኤዮም ሓሊፎም'ሞ ሕጅውን ክሳብ ህግደፍ ዝጠፍእ ሕጅውን ዓወት ንሓፋሽ 🙏🙏
@hadgu2562
@hadgu2562 3 года назад
ጆን ቢላግ ቢዛዕባ ተስፉ ሓዊኻ ጺቡቅ ገሩ መልሱልካ ኣሎ ተስፉ ኣብረሃ ቢቅድሚቱ ኣብ ኣፍልቡ ብጥይት ጸላኢ ተሃሪሙ ቢጅግኒነት ከምተሰወአ ነጊሩካ ኣሎ ቢጅግኒነት ዝተሰወአ ሓዊካ ቅድሚ ሕጂ ወዲ ሃይለ ብናይ ቢጸቱ ጢይት ተሃሪሙ አዩ ተሰዊኡ አልኒ ቲብል ነርካ አታሓቂ ኣቀሚጥዋ ኣሎ ከምተጋደላይ መጠን ኒስኻዊን ኣብ ጸጋማይ ኣፍልቡ ዝተሃርመ ማረኪንደይ ከቢድ ሚኻኑ ቲፈሊጥካ
@user-ub9iy1ik8p
@user-ub9iy1ik8p 3 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ"ዩ ግን በጃካ እባ ሞክሮፎን ኣብ ገለገለ ግዜ ይእበስ ኣሎ ሹሽ ይበዝሆ ብክዳንካ ወይ ብምንቅስቃስ ዝፍጠር ኣብ ክዳን ይስማዕ ኣሎ እሞ ከተማህሽዋ ኣብ መጻኢ ብህፈሻ መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ኣጆኩም በርትዑ ነዚ ጉሂላ ህግደፍ ጉዱ ድኣ ኣቃልዕዎ
@tesfamariamhaile7054
@tesfamariamhaile7054 3 года назад
ሰላም ሰላም ወዲ ሃይለ { ብ • ጄነራል } ስለትህቦ ዘለኻ ኣገዳሲ ትምህርቲ ብጣዕሚ ልዙብ ዝኾነ ትምህርትኻ ንኣፍልጦ እቲ ድሑር ወለዶ መግለጺ ዘይርከቦ ትምህርቲ ኢዩ እሞ ቀጽሎ ።
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 года назад
tv sened (antonyo) በዚ ተቅርብዎ ዘለኩም ኣገዳሲ ታሪኽ ኣዚየ የመስግን። "ተኽላይ ዓደን" ክበሃል ብዙሕ ግዜ ይሰምዕ። መን ኢዩ?
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ገረመድህን ፍረዝጊ 🙏ወዲ ቪላጆ 🙏
@sabaredae6579
@sabaredae6579 3 года назад
Can you explain more about Anday Futur
@azt5187
@azt5187 3 года назад
ዝገርም እዩ ኣበድ ተስፋይ ኣብ መጉዓዝያ ነሩ ድሕሪ ናጽነት፡ ከምዚ ጂግና ከምዝነበረ ሕጂ ፈሊጠ !!
@tsegayakolom9326
@tsegayakolom9326 3 года назад
ወዲ ሓንቢር ከ ክመይ ኢዩ ግለጸልና እባ
@tesfayberaki7538
@tesfayberaki7538 3 года назад
AZT ናይ ኣበድ ተስፋይ ታሪኽ ሂወቱ ጽቡቅ ጌርካ ክትፈልጥ ኣብ youtibe ናዚ የማነ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘግበሮ ሰፊሕ ቃለ መጠይቕ ጽቡቅ ጌሩ ገሊጽዎሎ። ተባዕን ሓቀኛን ሰብኣይ እዩ ኣበድ ተስፋይ
@azt5187
@azt5187 3 года назад
@@tesfayberaki7538 Thanks Tesfay
@eritreainfo710
@eritreainfo710 3 года назад
Eway ayay marey edima yahbka 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@abielsolmon8186
@abielsolmon8186 3 года назад
ንኩቡር ኣያና ውዲ ሃየለ ናይ ቲ ወታሃደራዊ ምሉኡ ሓላፊ ዝነበረ ቅድሚ ሞኮነን ጉብጣን ወዲ ቡላ ብ ሓደ ከዳዓ ተለክቢጥዎ ኣብ ጋራጅ ከበቢ ገዛ ክንሻ ተዋጊኡ ብጅግንነት ዝተሰውእ ገለ ቅድምዚ ዝነበረ ድህረ ባይቱኡ እንተዝገለጸልና ጽቡቅ ኔሩ ናይ ወዲ ቡላ ታሪክ
@tadessekidane720
@tadessekidane720 3 года назад
ድሕሪ 43 ደቒቕ ድምጺ የለን። please ወይ ቁረጻ ወይ ከም ገለ ግበራ
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 3 года назад
It is clear now. Thank you
@teklitrussom
@teklitrussom 2 года назад
✊✊✊✊💪🙏👍
@mussiehaile123
@mussiehaile123 Месяц назад
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጀሚሪ ብተምሳጥ ይከታተሎ ኣለኹ፡ እንተተኻሊሉ ኣገደስቲ መራሕቲ ዝኾኑን እንዛረበሎም ዘለና ጃጋኑን ኣሳእሎም ኣሰኒኹም እንተተቅርብዎም ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ፡ ምኽንያቱ ብሶምም ጥራይ ክንላለዮም ኣይንኽእልን ኢና
@danielwater1321
@danielwater1321 3 года назад
Jigna de'a bdhrekum abey kefter. Entaymo seb mesel Arawit endemo,ab wshtkum koynu enagachewekumn enabela'alkumn mexi'au meteresht'au wn ezi nryo zelena koynu Hluw kunetatna. Enkae bdhan mexaekum. edmen tienan ymneyelkum.Gezif lebewa nkubur Ayan Harbena B/G General Tekeste Haile,(ab wshtika, hade mexhaf tiray zeykone,azyom abeyti bzuhat mexahfti eyom zelekamo)kulom ktxhfom, wala zhguzuka,wesika,ktxhfom mehtemi kabana kab hzbi ykewn. slezi,ezi tarikzi teqebiru keyterf,kxhaf alewo. yeqenyelna.
@blushinglady2238
@blushinglady2238 3 года назад
Can I contact this guy ???
@habtereda368
@habtereda368 3 года назад
መጀመርታ ነዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዝወዓለ ይንገርካ ዓይነት ክዉንነት ናብዚ ሓዲስ ወለዶ ዘሰጋግር ስለ ዝኾነ ምስጋና ይብጻሕኩም። ካብኡ ቀጺለ ንክቡር ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዘለዎ ናይ ምዝካር ክእለት ኣድናቖተይ ይገልጸሉ። ናይ 45 ዓመት ተረኽቦ እሞኸኣ ብኽንደይ ቃልስን መከራን ብዝሓለፈ ሓንጎል ምዝካሩ ቀሊል ከም ዘይኮነ ብኹሉ ርዱእዩ። ኣብታ ታሪኽ ናይ ደንበ ጎሎምን ውጉኣት ህዝባዊ ሓይልታትን ብሓካይም ተሐኤ ዝተገብረሎም ኣተኣላልያን ምምስጋኑ ነቲ ሽዕኡ ዝነበረ ሓቀኛ ናይ ተጋደልቲ ስምዒት ዝገልጽዩ። ኣብ ምምሕዳር ቁ9 ኣብ ተንቀሳቓሲ /mobile/ ሕክምና ስለዝነበርኩ እቶም ዝጠቐሶም ኣስማት ዳርጋ ኩሎም ይዝክሮምየ ሕጂውን ኣብ አሜሪካን ካናዳን ብሂወቶም ኣለዉ። ምናልባት እቲ ሓኪም ዝበሎ ተወልደ ዝበሃል ኣይዝክርን ግን ታደሰ ገብረኺዳን Health officer ክኸውን ይኽእልዩ። ዝኾነ ኮይኑ እቲ ሽዕኡ ኣብ ተጋደልቲ ተሐኤ ዝነበረ ስምዒትን ብዘይ ኣፈላላይ ኣተኣአላልያን ምግላጽካ ሒቂ ኢዩ ደጊመ የመስግነካ። ሃብተ ጸጋይ ኣባል ሕክምና ነበር ካብ California.
@aronebrahane9828
@aronebrahane9828 3 года назад
ድምጺ ዝሑል አሎ አይስማዕን
@tesfomiyob9888
@tesfomiyob9888 3 года назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪👏👏👏👏
@mekonnenhabtemariam8661
@mekonnenhabtemariam8661 3 года назад
Wow dmxi teariyu,thanks
@demhai4560
@demhai4560 3 года назад
በሓቂ ክቡር ሰብኣይ።
@Diesawi
@Diesawi 3 года назад
ኩቡር ኣቦና ጅግና ብ/ ጀነራል ወዲ ሃይለ ሰላም ንዓኻ።ሕቶ ኣሳውኣ በርሀ ጻዕዳ ብብዙሕ ኣጋላልጻ,ዩ ዝግለጽ እሞ ንስኻ ብኣካል ስለዝነበርካ መብርሂ ዶ ምሃብካና ?
@tsegayakolom9326
@tsegayakolom9326 3 года назад
ኩቡር ጀነራል ተኽሰተ ብዛዓባ ገብርሂውት ሓንቢር ወዲ ሓንቢር ክትገልጸልና ብትሕትና ካሓተካ ይፈቱ
@hadgu2562
@hadgu2562 3 года назад
በርሀ ጻዕዳ ቢጥይት ጸላኢ ጊንባሩ ተሃሪሙ ተሰዊኡ አሉካ ኣሎ ካሌኢ ከምዝበሃል ጊን ኒፈሊጥ አና ተባህለ አዳተባህለ ቢዙሕ ታሪኽ ተጸዪቁ አዩ ብ/ጅ ወዲ ሃይለ ኣጋጢሚ ሓላፊየይ ስለ ዝነበረ ኣብ ካሌ ኣጋጣሚ ዚዛረቦ ኒጎኒ ገዲፍና ኣብዛ አንተርቪው ጊን ዝነኣድ ኣጋላሊጻ ተሓታቲነት ዘለዎ ናይ ወረጃ ዘረባ ቡኡ ኪትዊዲን አላበወካ ፖለቲካ ካሌኢ አዩ ታሪኽ ካሌኢ አዩ ካባኹም ዘይወረስናዮ ብዙሕ ታሪኽ ኣሎሞ ኣውሪሱና መንሰይና ካብታርኹ ጠፊኡ ኣብ ሽንኮለል አነቢር ኣሎ ኩሎም አዞም ናየአገለ መስዋቲ ኒገረና ቲብሉ ዘለኹም ኩሉኹም ኣብ መስዋቶም ገጋ ኣራዳደኣ ሲለ ዘለኩም አዩ ኒሱኸኣ ኣብዚ ጊዝየዚ መሽቀጢ ፖለቲከኦም ገረሞ ስለዘለዉ አዩ ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለጊን ከመስጊነካ ይጊባአ
@leakbat.hasweiii.ewaye.men326
@leakbat.hasweiii.ewaye.men326 3 года назад
Tinseaw haile men eyue ?
@hassenseid7966
@hassenseid7966 2 года назад
!
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 года назад
Kubur hawuna B/General Tekeste Hailewuzai meat teadilna nezi kulu tehalifus tarik tigelzo zibeqaqa abyi idil izi werqawi tarik sewurana mogotawi haqi hiyawu zitechebete nai itom zihalefu jeginuna sinkulatinan buzuh mogosin kibrin neakan kemakan gedaim tegadeltin
@michaelproduction7462
@michaelproduction7462 3 года назад
Mhrar Nakfa kab 09.1975-03-1976 eyu neyru.Berhe xaeda kea bxelaeti aykonen moytu, mknyatu kunat mstewedea eyu xaeda tesewiu.
@johnhaile3425
@johnhaile3425 3 года назад
Thank you B/G Tekeste Haile for your thorough history telling. Dear B/G is there any thing that you know about Habtesilasie Gebremedhin? We would like to hear more about him and those other martyrs this government never acknowledges their input in the struggle time. Thank you so much and much respect !!!
@ijbrug
@ijbrug 3 года назад
Sorry arefany Habtesion wedi adi nifas ???????
@yemaneteklemariam6899
@yemaneteklemariam6899 2 года назад
Abeba tewelde Tegadlay jebha eyu mes Ibrahim Affa Nevy zenebere wadi Hazhaz eyu hawi AB Holland allo Azeze Tewelde yebehal .AB kebaben se att AB serah kolo AB maken adu tesewu.
@kalMHe
@kalMHe 3 года назад
Egrom sienom neza hager b Libya kiwetsu ...ygerim eyu nayzom resahat siriat
@user-rm7kt1zw7f
@user-rm7kt1zw7f 3 года назад
ካብዞም ኩሎም ወተሃደራውያን ሓለፍቲ (ተጋደልቲ) ብግልጽን ዝርዝርን ታሪኽ ዘመሓላልፍ ዘሎ እንኮ ተጋዳላይ ይርእን ይሰምዕን ኣለኹ። ግን ብርጋደር ጀነራል መዓርግ ዘለዎ ከምዚ ታሪኽ ዝገለጸ እኒ መስፍን ሓጎስ፡ ዓብደላ ካልኦትን ክንደይ ምስጢር ምገለጹ ፡ ኢዶም ብደም ስለ ዝጨቀወ ዶኾን ኣስቂጦም ? ? ? ? በል እስከ ዝተረፈ ዕድመኻ ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናም ይሃብካ ኣምላኽ ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ክቡር ብጻይ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ኣብ 70ታት ኣብ ከባቢ ድርፎ- ዓዲንፋስ እንድሕር ኔርካ ካብቶም ሓለፍቲ ዝነበረ ታሪኽ ሃብቶም በርሀ ወዲ ዓዲንፋስ ኣብ ርእሲ ዓዲ ብነፋሪት ተሃሪሙ ዝተሰውአ ገለ በለና ታሪኽ መሓሪ ሸቃ ክኣ tack
@bahregasizerhans
@bahregasizerhans 3 года назад
ሰላም ኩቡር መጀር ጀነራል ሕቶ ዶ ክሓተካ ፍቓደኛ እንተ ኮንካ ? ገብረጻድቕ ጋንጉል ከመይ ኣይነት ሰብ ከምዝነበረ፡ መኣስ ከምዝተሰለፈ፡ ኣበይ ከምዝተሰወአ፡ ደረጃ ሕልፍነቱ ከመይ ከምዝነበረ please ኣስፍሕ ኣቢልካ አባ ግለጸልና please ተገዲስካ ፡ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ሽሙ ጥቒስካ ነርካ።
@berihumeretse2521
@berihumeretse2521 3 года назад
Ayerkebon tesewiu eu xenihwo
@debishgrimay683
@debishgrimay683 3 года назад
Ykereta entay koyni ykorarexe alo kuburat ayatatena amhayeshewa emo xubuk mhero u zalo betemi nmasgen alena .
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ካብትይ ዉሽጢ ስርርዕ ዝበልካዮ ናይ ዓሻዓል ተኽልዝጊ ወዲ ዘርአ ወዲ ቢትምኻእ ን ናይ ገረመድህን ፍረዝጊ ወዲ ቪላጆ ኣብ ኣስመራ ንሓደ ሐላፍ ኣብቲ ግዚ ሻለቃ ካብ ማኪንኡ ክይወረደ ከሎ ብሽጉጥ ቀትለሞ በታ ማዓልትይ ንሚዳ ወሪዶም ዳሕራይ ኣዲኡ ንገረመድህን ተኣሲራ ንይራ ብሽክለትኡ ገድፍዋ ስለዝኸደ ኣዲኡ ደሃይ ወዳ ምስ ሰኣነት እዚኣ ናይ ወደይ ብሽክለታ አላቶም ካብኡ ተኣሲራ ኩቡር ወዲ ሃይለ ኣሰዋዉኦም ናይ ተኽለዝጊ ወዲ ዘርአን ናይ ገረመድህ ወዲ ፍረዝጊ 🙏ከተብራሃልና ብትሕትና ንሓትት 🙏
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 3 месяца назад
ሃብተሚካኤል ናይ ክፍሊ ታዕሊም፡ናይ ፖለቲካዊ መምህር ዶ ይኸውን? ሓው እንዳ 72 ዝነበረ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ዶ ይኸውን ?
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
ታሪኽ ተጋዳላይ ኣየናይ ሞ ክትብሎ ናይ ማይ ካላሽን. ናይ ጎቦ ዱባለ. ፋርነሎ. ፊደል ፕ. ከተብረሃልና 🙏
@user-uj1hj2nh3v
@user-uj1hj2nh3v 3 года назад
ንፉዕ ብግደል/ጀነነራል ተኽስተ ሃይለ ግን ኣድኡ ኤርትራዊት ኢያ ፡ኣቡኡ ትግራይ ዝብልዎ ሓቂ ኣለዎ ዶ? ትግርኛ ተጋደልቲ ጥራይ ይብዝሕ ኣሎ። ደስ ኣይ ትብልን እዝኣ፡ ወይስ ኣብ ከበሳ ጥራይ ስለ ዝነበረ እዩ።
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 3 года назад
Nay Hgdef 03 zereba Eu. Sdru Deqey Akeleguzay Eyom.
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 года назад
Ata kemey aynet enudat ekum ne wedi haile nab tigray endher sedeidkayo dea eska ewen kab zeyflet alem eka mesika malet eyu abhagoy sheka teklemicheal kabtom kendi eritrea ne eritraweyan eyom kan part one athizeka tektatel eka
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 2 года назад
100% gega wxu hasot ms tegaru zerakb yeblun
@nimrodtesfamicaelnimrod4672
@nimrodtesfamicaelnimrod4672 3 года назад
\G/Tekste mearemta gber
@solomonredi7073
@solomonredi7073 3 года назад
Z
@girmayhabte2047
@girmayhabte2047 3 года назад
ታሪክ ስዉእ ዓሊ ኢብርሂም ወስ እንተትብለና ምስኡ ስለዝነበርካ
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 3 года назад
ኒበርሀ ጻዕዳ ናይ ዲሕሪት ጢዪት ኢዩ ሃሪሙዎ ዪበሃል ሓቂ ዲዩ?
@tsegayakolom9326
@tsegayakolom9326 3 года назад
ኩቡር ጀነራል ተከሰተ ብዛዓባ ስውእ ገብርሂውት ሓንቢር ወዲ ሓንቢር ክትገልጸለና ብትሕትና ይሓትት
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 3 года назад
ጅግና ስውእ ገብረሂወት ሕምርቲ እዩ ወዲ ሓምቢር ኣይኮነን። ስውእ ገብርሂወት ሕምብርቲ ኣብ ጀብሃ እዩ ነይሩ። ኣብ 1976 ኣብ ሓጋዝ ተሰዊኡ።
@merhawigirmay5928
@merhawigirmay5928 3 года назад
Wedi Haile hade kabtom neritrea hiwetu zkefele harbecha eka gin nozom seb dem nimntay eka zyteqalom.? Izi tarich eyu tarich kea xaeda xelim ayblin eye kulu kiqilae alewo bfilay nayzom deqi hamasen hade kabom mesfin hagos sele mintay eyu mistrom zeyqlae
Далее