Тёмный

Tv Sened Mr.Mohammed Berhan Blata interview about Bahti meskerem,Yekil and UDC Congress 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

Mr. Mohammed Berhan Blata aboyt BaHti meskerem, Yekil and UDC Congress in Frankfurt
Tv sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

9 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 66   
@adamismail3017
@adamismail3017 5 лет назад
እዚ ጋዜጠኛ ርግእ ኣፍሊጦ እውን ዘሎዎ እዮ እሞ ኣኽብሮት ንዐኻን ን ጋሻኻ መሓመድ ብርሃን ።
@yasser8419
@yasser8419 5 лет назад
Yekeniyelna keyemesgnekukum khalef aydeliyn nezi tarik haki tsrik nay kslsi hzbi Eretra zkelexkalna neto zxarefu gen mesakin donakur kab afnshom arhikom Zeyrou ndngxolom ina abotatom ewen dnskur komadis koynom nhzbi Eretra zketelu iyom awet nhzbi Eretra wedket nshokonti hgdef netom tarik zefeltu💪💪✌✌✌✌
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
yasser mohammed 🌹💝🌹💝🌹💝🌹💝
@adamismail3017
@adamismail3017 5 лет назад
ኣንታ ህዝቢና ሓደ ግዜ ይገርመኒ ። ንሱ ድማ ን ጋዜጠኛታት ይግምጊሙ ምዝንጣል እውን ። ንሕና ኢኮ ኣብ ገድላዊ ህይወት ኢና ዘለና መስለኒ ብተወሳኺ ሓደ ክልት ኢንተር ጻሓፉ " ማዐሌሽ " ። ብ ኣንጻሩ ን ናይ ህግደፍ ክንቀፉ ኣይረኣኹን ።
@teklemelekin3239
@teklemelekin3239 5 лет назад
ንሓድነትን ናይ ዓወት ስትራተጊን ብዝምልከት፤ ውዲ ብላታ ንጹርን ኣዕጋብን ኣድላይን ዝኾነ ርእይቶ ኢዩ ኣቕሪቡ። ኣብ ሓደ ተኣኪብና ንዲክታቶሪያውነት ከነጥፍእን ክንቅይርን ድማ ናይ ኩልና ድልየትን ህጹጽ ዕማምን ክኸውን እት ስፎ።
@ggmm2340
@ggmm2340 5 лет назад
Antonio-get to the point quickly. Your intro is agonizing!
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 5 лет назад
Mr. Antonio is a brilliant writer, unfortunately not all journalists are so in live tv
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
We love you blata!! You are honest and candid man!!
@-kidane7756
@-kidane7756 5 лет назад
Thanks very much Mohammed Berhan, first hand experience . Lucky we! that your fate was different to that of the imprisoned G15,. Well done also Antonio!
@millimeter1030
@millimeter1030 2 года назад
ብኸመይ ነዚ ምጽሓፍቲ ክነርኽቦ ንኽእል?
@membarhelena9374
@membarhelena9374 5 лет назад
Wedi bilat jigna nay jeganu eka edmen tienan yehabki 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔✔
@michaelabatregh3768
@michaelabatregh3768 5 лет назад
ተጋዳላይ መሐመድ ብላታ : አሕመድ እድሪስ ዓወተ እታ ዝተሰውአላ መዓልቲ ኢዩ ፖሊስ ኤሪትራ ዝሰምዑዋ : ካብ ፖሊስ አቁርደት ፖሊስ ከይዶም ውን ዝተቅብረላ ቦታ ኸይዶም አረጋጊጾም እዮም :: እድሪስ ዓዋተ ጥይት አይትወግኦን እዩ ኢልና ነቦይ ተኻራኺርናዮ : ብዓሶዩ ሞይቱ ሎሚ ሰዓት 4:00 ድ ቀ :: ኢሉና
@agimie2291
@agimie2291 5 лет назад
አይሰምዑን አይተባህለን እወ ከምኡ ኮይኑ ውን አይሞተን ተባሂሉ ውን ይዕለል ኔሩ ይሎም ውን ብዙሐት ዝዛረብዎ ሐቂ እዩ
@tsegayteklit9597
@tsegayteklit9597 5 лет назад
ታሪኽ ቃልስና ኣብ 61 ወይ ኣብ 40ታት፡ጥራይ ድዩ ጀሚሩ? ቅድሚኡ ከም ህዝቢ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ስርዓተ ክብርታትና ሓሊና ምስእልፊ ጸላኢ ዝተቓለስና እኳ ኢና። ዓዋት ንቕድሚት ብምምጻእ፡ ናይ ጀብሃን ዓረባዊ ባህልን ኣብ ኤርትራ ንምጉላሕ ግድን ኣይኮነን ቅድሚ 40ታት ዝነበረ ታሪኽና ክድምሰስ። ብመሰረቱ ውን ቃልሲ ንናይ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ናይ መንነት ሕቶ ንምምላስዩ ዝካየድ እምበር ሕቶ ዜግነት ንምምላስ ዝካየድ ቃልሲ ተሎን። ብቕንዕና እቲታሪኽ ይሰነድ፡ ተጋዳላይ ጀብሃ ብቋንቋ ዓረብ ዝዕለምን ዝማሃርን ዓረብ ናይ ክዛረብን ባህሊ ዓረብ ክዘውትርን ዝግደድ ኢዩ ኔሩ። ንባዕሉ ዘመነ ክፍልታት ዝህበና ንጹር ምስሊ ውንኮ ኣሎ። ሕጂ ከመይ ንቃለስ ርእሱ ዝኻለ ክምለስ ዘለዎ ሕቶዩ። ታሪኽ ግን ከም ዝነበሮ ኢዩ ክስነድ ዘለዎ። ውጽኢት ጀብሃ ዝኾና ውድባት ደምበ ተቓውሞኮ እስላማውያን ሓይልታት ኢዩ ፈጢሩ። ሓሲኻ ጽድቂ የሎን።
@adamismail3017
@adamismail3017 5 лет назад
Tsegay Teklit እዛ ሃገር እቲ ዶ እዚ ክንብል መዐንጣኣ ወጽኡዋ ሕድሪ ስውኣት እውን ኣብ ሕቶ ምልክት ኣቲኡ ። ንኣብነት ዝነበረና ጽብቕ ዐቅብና ንመጻኢ ህወት ኣብክንዲ ንምህዝ ንመራመር ንንንንን ኢንታይ የዐብስ። ሕጂ ኢዚ ሰብኣይ ኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም ኢሉ እምበር ካልእ ኣይንበረን ።ቃልሲ ኣብ ከመይ ኩነታት ተጀምሩ ጀብሃ ኢንታይ ኣስልጣ ኣተኣታትኣ ተኽውሉካ ።
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 лет назад
ASKUT YA KAFER
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 лет назад
ASKUT YA KAFER WEDZA SEW XEMAKIT
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Asmara Eritrea Askut anta jahil! Mehayim
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Asmara Eritrea Niskha hade kabtom n Eritrea zigodo Hade ikha Askut!
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 лет назад
ASLAM ERITREAWYAN JEGANU EYOM I LOVE THEME
@danielteklit7705
@danielteklit7705 5 лет назад
ስቅ በል ሰታዪ ሽንቲ ግመል፡ ንመን ከተደርብሽ ደኣልካ ዓንጓል
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Tarek Abou Chabake 👍💝👍💝👍💝👍 ኩልና ኤርትራውያን ኩላቶም ጀጋኑ። ናይ ኣግኣዝያን ስሚ የ ኣኽለና።
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Asmara Eritrea يا عدو الارترين! المسلم والنصارة ابطال في ارتريا Kristian wen jeganu Hizbi b haymanot aytebas
@koala10ish
@koala10ish 5 лет назад
ኢሳያስ እና ደብረጽዮን በድብቅ ተገና
@samimoha2027
@samimoha2027 5 лет назад
Antionio ab gudayka point bukultufueu etu teselchiwena aloka
@solomontecle3059
@solomontecle3059 5 лет назад
አንቶኒዬ አንቢብካ ዘየትኸእል ጋዜጤኛ )) 2ይ መቃሉስቱ ጠሊሙ ዝሃደመ ሓሳዊ ናብ ህዝቢ ከተቅርቦ ክልቴኹም ለኸባጣት S T / Tel,aviv
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Solomon Tecle ህዝቡ ምስኡ ኣሎ። ምናልባት ህግደፍ ክትብል ተጋጊኻ ከይትኸውን። ህግደፍ ወካሊ ህዝብና ኣይኮነን ቀታሊ ጨፍጫፊ ህዝብና እዩ።
@efremamanuel9392
@efremamanuel9392 5 лет назад
Wedi bilata bitsotu ziteleme hiji men kiamno telam
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 5 лет назад
ማሓመድ ብርሃን ብላታ ን G15 ዝጠለመ ሎቕማጽ ሰብ ኢዩ፡ ኣንቶንዮ ፊዮም ዝብሉኻ ከመይ ኢልካ ኢኻ ተንብብ ዋላ ውን እቲ ዘረባኻ ትቖራርጾ ኣለኻ
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 лет назад
ASKUT YA KAFER
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 5 лет назад
ማሓመድ ብርሃን ብላታ ን G15 ዝጠለመ ሎቕማጽ ሰብ ኢዩ።
@MohammedAhmed-lu6ht
@MohammedAhmed-lu6ht 5 лет назад
ኢዚ ሰብኣይ ክጽላኒ ሓሳዊ ኣብ ጃብሃ ዘላዓለ ሓላፊነት ዘነበረ ራሕሪሑ ናብ ህዝባዊ ገባር ጸቡሩ
@-kidane7756
@-kidane7756 5 лет назад
Issayas was also Jebha, Mohammed Berhan is a hero, he is not fanatic, If you have good ideas he wil join you! It is pointless to insult a hero!
@danielteklit7705
@danielteklit7705 5 лет назад
ቴሮሪስት
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Mohammed Ahmed ንስኻኸ ኮፍ ኢልካ ትዋረዘ
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Mohammed Ahmed ብጃሱስ ሃይለ ስላሰ " እስያስ " ተዓሽም ኣንጻር ጀብሃን ኣንጻር ገድልናን ተጋዲሎም። ሓደ ካብቶም ለባማት ሃገራውያን ( ምከኤል ጋብር ) እንታይ ኢሉ ኢስያስ ንሜዳ ምስ ምስ ከደ:🐉 እስያስ ነቶም ተጋደልቲ ሒዝዋም ናብ ኢትዮጵያ ከኣቱ እዩ ወይ ድማ ንበይኖም ሓደ ጎቦ ከትሕዞም እዩ። ኢሉ መማህቱ ስለዝነበረ ብዛዓባ ሳውራ ኤርትራ ዝነበሮ ኣረኣእያ ይፈልጦ ስለዝነበረ። ከምቱ ንሱ ዝበላ ናይ በይኖም ጎቦ ኣትሒዝዎም። ሬድዮ ኣሰና ምስ ወልደየሱስ ዝገበረቶ ቃለ-ማሕትት ስምዕዎ
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
Lemlem Hagos ግደፎ ሀተው ቀጠው ሕምቀቶም ነንሕድሕዶም ክዋዳደሩ ብላታ ካብቶም ቁንዐት እዮ
@Eri-Freedom
@Eri-Freedom 5 лет назад
Shefitu kab police hademu zitekosa tiyts jemarit kalsi tebahia aye eskum
@amalb5474
@amalb5474 5 лет назад
Ben Gh zereba dea men keilekum kumneger geberu Tarik feteru
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Ben Gh ኣጸልሞ ! ክማንዲስ ውን ከምኡ ይብሉ ነይሮም።
@kebedbrhan5625
@kebedbrhan5625 5 лет назад
Kkkkkkk ምስኪን መሃመድ ብላታ!!! አየናይ ፖሎቲከኝ አብ ኤርትራ ተአሲሩ? ንእሽቶይ አስተውእል!!! አብ ኤርትራ ዝተአሰረ ከዳእ ከምእውን ጂሃዲስቲ ብ ሽም ሃይማኖት ተክዊሉ እክየ ግብሪ ዘለው ጥራይ። ካብ እዝ ኩሉ ሃተፍተፍን ምስማንም ዘየጠቅም ኮይንክ ካብ ምፍኮስ ን መንግስት ኤርትራ ይቅሬት ሃቲትክ ብዛእብ ሃገርዊ ሃደንት ተትቃለሰ ምሃሽካ!!! ንህግደፍ ክቅየር እየ ኢሊካ ምህሳብ እብዳን ጥራይ!!! አይኮነን ህጂ ትንፍስ እረኪቡ አብ ግዜ ጸልማት 17 አመት ህውሃት ሃዚሉኩም ምንም ክትገብሩ አይክእልኩምን። ክብሩ ፕሪዘዳት ኢሱ ሰላሊእ ህጂ ወርቂ ነዳዲ ከምእውን ህጂ ናይ አሜሪኪ ቀንዲ ተፍታዊ ዝኮን ካብሁም ንልእሊ ይጎርህ!!!!! በጃሁም እቶም ነብር ተጋደልቲ አብ ዝየረብህ ክንርኢኩም ንድግጸልኩም ለብሙ!!! ኮይንእ እያ!!!!
@lemlemgebresuss286
@lemlemgebresuss286 5 лет назад
kebed Brhan awoore yeaemero
@tmsm2524
@tmsm2524 5 лет назад
ኣንታ ሰብ ዶ ትከዉን ?
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 лет назад
kebed Brhan ጥሪት ኢ ሳያስ ሀይለ ስላሴ ደርጊ እውን ዝንቕነቑ አይመስሉን ኔሮም
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Petros tsegai 🌹💝🌹💝🌹💝🌹
@kebedbrhan5625
@kebedbrhan5625 5 лет назад
@@petrostsegai5208 እት ምስትውእል ዝጎደሎ እንጂልን ክክክክክክክክ ጀንሆይን ደርግን ምስ መንግስት ኤርትራ ዘራክብ የብሎምን። ስርእታት ኢትዮጵ በየናይ ናይ ቃልሲ መስርህ ተፈቲኖም ሃሊፎም? ከምእውን ንየናይ ጥንኩር ኩነትን ብአወት ስኢሮም ወጺዮም? ነዝ ፍልልይ አስተውእል!!! ከምእ እዝ ከመሃ ደንቆሮ ኩሉ መንግስት ሃደ እንዳመሰሎ ክንቱ ሃሳብ ክሃስብ ይነብር። ትማል ሳዳም ጋዳፊ ወዲቆም አብ ሶሪያ ግን አየሰረህን!!! ተባለ ገዲፍና ምስ መንግስት ኤርትራ ብከመየ ተረዳዲእን ሃገርን ምሃንጽ ምሃሻ!!!
@danielteklit7705
@danielteklit7705 5 лет назад
1961 ዝጀመረ ቃልሲ የብልናን፡ ቃልስና ናይ ወለዶታት እዩ ኔሩ፡ ለካብጥ ኮሓሓልቲ ናይ ሓሶት ታሪኽ።
@lemlemhagos4495
@lemlemhagos4495 5 лет назад
Daniel Teklit ወለድኻ መን እዮም ? ኣብ ጌጋ ቦታ ኣቲኻ ትጽሕፍ ኣለኻ ! ንዓና ኤርትራውያን ወለድና ብ 1961 ብረታዊ ቃልሲ ጀሚሮም። ዘባእስ የብልንናን እኮ። ኩሉ ነናይ ኣቦታቱ ዝኽሪ ይግበር።
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 лет назад
ሰላም ኣንቶኖ ኣያና ኣቦና ወዲ ብላታ ; ታሪኽና ካብ 61 ኣይኮነን ; ዓዋተ ዝበሃል ሰብ ኣይነበረን ; እንተነሩ ወትሃደር ናይ ጥልያን እንግሊዝን እዩ ነሩ ስዳናዊ እዩ : : ቃልስና 30 ወይ 40 ታት እዩ ጀምሩ ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ; ኤርትራ ሰብ ከም ዝሰኣነት ሰውራና ኣስላም ጀሚሮሞ ትብሊና ኣለኩም ,,,,,, ታሪኽ ተሓተቲ እኹም ; እ ዝ ናይ ጀብሃ እዩ ; ጀብሃ ክሳዳ ቆርጽና ስዳን የእቲናያ እና ; ምስቶም ከደኣት ትግርኛ : : ❌❌❌❌
@suleimanyassin5545
@suleimanyassin5545 5 лет назад
Hakiki Ariam 61 aikonnen gamiru tilmat abohgotatki andinnat. Hailat maxiom bisamaya samai wailika eslamai.samai Andi yabilun eslamai wadi yabilun zibil abagohatattki Ba tarik naru Ba andal ya wahatiya
@ariamemun9576
@ariamemun9576 5 лет назад
ዓዋተ ዝበሃል ሰብ ኣይነበርን ብዝትፈልጦ ነገር ኣይትዛረብ : 1 እግርኻ ኣብ ጉድጋድ እትዩ : ብሄር ኩናማ ዓዋተ ሽፍታ እዩ ነሩ እሎም ኣይተቀበልዎን ወደሃንካ 😂😂😂😂
@adamismail3017
@adamismail3017 5 лет назад
ኢንታይ ዳኣ ትግርኛኻ ቁሪጽ ዝበለ ። ኢዚ ምርዳእ ኢንተስንካ ኣመሓይሸ ክፀሕፈልካ እየ ።
@tajedinyenus8670
@tajedinyenus8670 5 лет назад
Ati haftey be meninetki zeytikorie ezi eko tarik Eritrea da ember tarik tegray aykonen natki tarik zeytenbibi ....entekonne bejeka limena entay tarik alekum ...be nefse mithat fulutat ekium
@asmeraeritrea1241
@asmeraeritrea1241 5 лет назад
ASKUTi Ya kafer bent shermuta
@aleksegid2568
@aleksegid2568 5 лет назад
ዓድታት ሃበረዳ ሞጎሎ ቢሻ ሪግባት ቢልትጉያይ ሃደምደመ ሓረነና ዓዲ ሸኽ ጋላ ሃይኮታ ኣዳል ፋንኮ ወዘተ ትፈልጥዮ ዶ? ታርኽ ኤርትራ ህዝባን ከ? ንተጋደላይ ሽፍታ ምባል ኣመል ኤትዮጵውያን እዩ ምሕላም ምጥላም ምትላል ምጽላም ምቕናእ ዑና በደሚት ጸላም ሰንበት ሽዕብ እምበረሚ ዓዲ ኢብራሂም ሕብሪ ዓይኒ ክብሉ ወይንቲ ትፈልጥዮዶ?
@tarzan3453
@tarzan3453 5 лет назад
Ariam Emun ትም ኢልኪ ተማሀሪ ስዲ አጋእዝ።
Далее
Eritrean Tv. Demtsi Hezbi 9 February 2013
1:00:59
Просмотров 98 тыс.
Sigma Girl Pizza #funny #memes #comedy
00:14
Просмотров 1,6 млн
ДОКАЗАЛ ЧТО НЕ КАБЛУК #shorts
00:30
Просмотров 906 тыс.
እዚ  ኢዩ  መሓመድ  ብርሃን  ብላታ !!!
54:50
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 1,3 тыс.