Тёмный
No video :(

VOA Tigrigna Eritrean Teff Farmer in USA ኣብ ኣመሪካ ጣፍ ዘፍርይ ኤርትራዊ ሓረስታይ 

VOA Tigrigna
Подписаться 42 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

ኣብ ኣመሪካ ጣፍ ዘፍርይ ኤርትራዊ ሓረስታይ
ጣፍ ምዝራእ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ'ውን እናተለምደ መጺኡ'ሎ። ጣፍ ነቶም ቀንዲ መግቦም ዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ጥራይ ዘይኮነ ነቶም ኣብ ጥዕና ዘለዎ ጠቕሚ ዝተረድኡ ኣመሪካውያን ሓረስቶት'ውን ኣገዳሲ እናኾነ መጺኡ'ሎ።
ኣብግዝኣት ነቫዳ ንዘርኢ ጣፍ ብዝሰፍሐ ሕርሻ ዘማዕል ዘሎ ኤርትራዊ ሓረስታይን፥ ጣፍ ክዘርኡ ምስ ዝጀመሩ ኣመሪካውያን ሓረስቶን ኣዘራሪብና ኣለና::
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: bit.ly/3e1Wcvz
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@jossytm6814
@jossytm6814 10 месяцев назад
👌🏼
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 2 года назад
🦁🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💖💖
@mickymedea6963
@mickymedea6963 2 года назад
xbuq abnet🇪🇷🥰
@bahrenursuleiman1324
@bahrenursuleiman1324 2 года назад
Grea job!
@user-lp7ej7wr2k
@user-lp7ej7wr2k 2 года назад
ኤርትራውያን ንፉዓት ኣኽሪዕኹሙና ጻዕራማት
@tsegaande9299
@tsegaande9299 2 года назад
👍👍❤️❤️😍💐💐😍😍❤️👍
@hdhjsjns
@hdhjsjns 2 года назад
Taff megbi tekotsiru diyu . Aye habesha
@almazlgam6050
@almazlgam6050 2 года назад
👍👍👍👍
@user-lp7ej7wr2k
@user-lp7ej7wr2k 2 года назад
ዋላ ጾመይ ይሕደር ሃገረይ ጥራይ ትኽበር
@Love-fv1rt4fh5j
@Love-fv1rt4fh5j Год назад
Teweldino jigna
@tseghehabtemicael1245
@tseghehabtemicael1245 2 года назад
ወደቦይ ካሕሳ ጹቡቅ ሰራሕ ግን እቲ መጽውዒ እት ጣፍ ብኽልትኡ ጻሐፎ ዕባይ ግዴን
@tsegaande9299
@tsegaande9299 2 года назад
👍👍👍❤️😍😍💐💐😍❤️👍👍
@misginagebregiorgis6477
@misginagebregiorgis6477 2 года назад
Tewelde ayithasu ezi seb ezi taff aleni elu eyu zetalil ab Orlando ship giberelna elom zihabwo genzeb 3 werhi geru alo keysededelom
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 года назад
Btaemi anbesa sebeay wetru ewt zkone hbreteseb hzbna
@berekearaya9011
@berekearaya9011 2 года назад
Ab maubul hager slezeleka machin sletrekb emberi taf sgaei tatu kap mahres ksab teasda tatu geza saeira hayal eyu emo kbur haw bertei ajeka kab harestay wedi harstay heks Eritrawi
@samt9850
@samt9850 2 года назад
VOA ለክባጥ .
Далее
ጤፍ በአሜሪካ
22:28
Просмотров 22 тыс.
#ትግራይ_ቲቪ፡ ሕብረት ከም ንህቢ
30:41