Тёмный

Waka TM: New Eritrean Series film 2024  

Waka TM
Подписаться 185 тыс.
Просмотров 306 тыс.
50% 1

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 9, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Развлечения

Опубликовано:

 

7 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 597   
@wakatm
@wakatm 27 дней назад
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ጽሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ ኣጉሚ ዕንበባ ውጺ ድመቒ ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ ዝወስደኪናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥውልግልግ ዋላ እንተበለ ክርህው'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ከርህወልኪ ዝጸናጸን ፈጣሪ ግጥሚ// ምካኤል እያሱ (ሃርሞኒ) ዜማ// ጆሲ ገ/መድህን ድምጻዊት፡ ፍረወይኒ ኪዳነ ሙዚቃ// 38hrs
@endiamo10
@endiamo10 27 дней назад
ክልተ ሰለስተ ከበድቲ ቃላት ንምስመዐን ዝተሸገርኩ ኣሪምካየን እታ ደርፊ ተተዉርድዋ ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ ፍሊም ዝወጻ የብላን ኩሉ ነገራታ
@user-nl3db2jy9r
@user-nl3db2jy9r 26 дней назад
​@@endiamo10❤❤❤
@teklenayzgi5334
@teklenayzgi5334 24 дня назад
Uwe tekilkum awrdulna ahwatna
@fifina6230
@fifina6230 24 дня назад
@fifina6230
@fifina6230 24 дня назад
❤❤
@AleksbrhaneGebremariyam-pw3ck
@AleksbrhaneGebremariyam-pw3ck 27 дней назад
አደን ወድን ዘጽልእኩም like
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 27 дней назад
😂😂ኣነ ለኩ
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 27 дней назад
ኣብዚኣ ኣለኩ ክፅልኡካ😂😂😂
@nawafnawaf7127
@nawafnawaf7127 27 дней назад
ከፅልእካ እፍ 😅
@michaelbeyene271
@michaelbeyene271 27 дней назад
Ane kea mara eye zfetwom haha 😂
@BasanFghx-kl4qc
@BasanFghx-kl4qc 27 дней назад
Mara abzihemo eti bdae
@cbffhf1567
@cbffhf1567 27 дней назад
ኣድነቅት ሻምን ሳዳይን እሰከ 👍ጠውቁኒ ጀምዓይ🥺😘😘
@fifina6230
@fifina6230 24 дня назад
@titiGalGerye
@titiGalGerye 27 дней назад
3ባዕለይ ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ ❤ብሩክ ምዓልቲ ናተመነኩ ላይክ ሰናይ ቅንያት ትንሳኤ
@user-dr7in2ze2x
@user-dr7in2ze2x 27 дней назад
amen amen amen 🙏 buruk awdamet Jemaay
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 27 дней назад
Kab ethiopa bel gorebetna tigray zfelta yelen ethipiawi eka bethipwnetka kure
@thanksgodforeverything4329
@thanksgodforeverything4329 27 дней назад
​@@Bhgialeni12345hamedelka tezaribe elka eko eika kabakas gelie
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 27 дней назад
@@thanksgodforeverything4329 komal agame tekan tigraway teref dron ehmimka du wedi barya amhara
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 27 дней назад
ክብረት ይሃብኪ ❤❤
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 27 дней назад
ኣረ ንሻም ክንርኢ ንኣቱ ኣለና ኣይትሕጽርዋ ንባዕል ሰዳይን ሻምን ኣንውሕ ኣቢልኩም ሃብዎም ግዜ 😂😂❤
@user-bq4lk6rg4k
@user-bq4lk6rg4k 27 дней назад
😂😂😂😂😂😂 kmnatka hemame hizuni alo
@HaniHani-lx2ol
@HaniHani-lx2ol 27 дней назад
❤ ማመት ዝብል አስከ አግርኻ ርገጽ 🫡🫡
@JerriJerrijerri-nj5js
@JerriJerrijerri-nj5js 27 дней назад
ኣነ ብዘይ ኣቦ አየ ዓቢየ ናይ ሰዳይ ኣቦ ክሪእ ከለኩ ልብአየ ዝትንክፍ ሰሙናዊ ኢያ ተንበዐኒ ደስ ትብል ፊሊም ቀፅልሉ❤❤❤
@ludadego4189
@ludadego4189 27 дней назад
Nabey keydu aboki?
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 27 дней назад
Ajoki zhaftey kulatna kemu ena ane kamo weladitey ayfeltan bneshtey eya moyta
@user-nl3db2jy9r
@user-nl3db2jy9r 26 дней назад
Ajokum ❤❤❤❤
@Yodittesfu-rn3ob
@Yodittesfu-rn3ob 13 дней назад
Me toooo 😢
@awethaile8522
@awethaile8522 27 дней назад
ጽብቅቲ ፈሊም ሓያል ቃላትን ሓያል ገጽ ባህርያት ትዕዘብ የቀንየልና ደቂ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelmajor5256
@robelmajor5256 27 дней назад
ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበርዋ
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 27 дней назад
ያ👍👍👍
@lucasabraham5370
@lucasabraham5370 26 дней назад
እዚኣ ተቶርጊማ እዞም ርኹሳት ምዕራባውያን ከማን ክሪእዎ ኣለዎም ናይዚ ደራሲ ብቕዓት ልባ ዓንቢባ ዋውውውው ጥበብ ክብሉኻ ኣብዚ እንሀለ ንረቡዕ ከም ንናፍቓ ጌርኩምና እንዳሓደረት ትምቅር ከምዚታት እንዳሰራሕኩም ነዚ ኣብ ናይ ቱርኪ ገለመለ ክጽበ ዝውዕል ኣብ ዓዲዘሎ ህዝብና በዞም ኣብ ኣዲስ ዘለው ተዋሳእትና ጠገለ ዘይብሉ ንሕብረተሰብና ዘይውክል ናይ ሓደሓደ ደረስትን ህዝብና ብረይንወሽ ከይኮኑ ከምዚታት እንዳሰራሕኩም ተቓለስዎም ብብቕዓት ርግጸኛ እየ ካባና ንላዕሊ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ይበዝሕ እንዳታሃንጠየ ንረቡዕ ዝጽበያ!🥰🥰🥰🥰👏🏽🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿
@simontekeste2432
@simontekeste2432 27 дней назад
ካሜራ ማን ሽልማት ይግብኦ 💯💯💯💯💯💯💯💯
@endiamo10
@endiamo10 27 дней назад
ዕንባባ ዉቅብቲ ጽጌረዳ...⚘️ ጸሓይ ወግሓታ ተስፋ ሪኤላ...🌄 ኣቲ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ ...🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርቲምትም ውላ ተበለ ጽዉልግልግ ዋላ ተበለ ክርህው'ዩ ጽባሕኺ ደው በሊ ከም ጽንዑ ዓንዲ 🌉(2) እመንዮ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍💋‍👨 ከብረልኪ ከብረልኪ ክንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ👩‍❤️‍💋‍👨 ከርህወልኪ ከርህወልኪ.ፈጣሪ 🙏 ዝፈትወን ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጺላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ከኣሊ ኩሉ 🙏
@user-lv4cy9sy5i
@user-lv4cy9sy5i 27 дней назад
❤❤❤❤
@omqmlsoso
@omqmlsoso 27 дней назад
ሽማባ ንገረን
@moratekle5484
@moratekle5484 27 дней назад
❤😮
@endiamo10
@endiamo10 27 дней назад
@@omqmlsoso ፍረወይኒ ኪዳነ ሓዳሽ ኢያ ክልተ ሰለስተ ዝኾና ደርፊ ኣለዉኣ ✌️
@omqmlsoso
@omqmlsoso 27 дней назад
@@endiamo10 ሰእነያ ኣነስ
@marajsbjsvis5327
@marajsbjsvis5327 27 дней назад
ንሻምን ንሳዳይን እየ ክሪእ ኣትየ ❤
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 22 дня назад
ዋላ ኣነ🌹🌹❤❤
@Yodittesfu-rn3ob
@Yodittesfu-rn3ob 13 дней назад
Wela ane ❤
@giaeabsh77
@giaeabsh77 26 дней назад
ኣነ ነዊሕ እዋን ኣለኒ ትግርኛ ፊልም ካብዘይ ርእይ፡ እዛ ፊልም ግን እቲ ቀደም ንርእዮ ዝነበርና ተኸታታሊ ትግርኛ ፊልም ኮይና ትስመዐካ፡ ኩሎም ተዋሳእቲ ብሉጻት ብሓቂ ብፍላይ እዞም ተካእቲ መንእሰያት ካብ መጠን ንላዕሊ ኣድኒቀዮም፡ ደራሲ ጽቡቅ ስራሕ፡ በጃኻ ጽቡቅ ጌርካ ዛዝማ፡ ብሕጽር ዝበለ ኩሉኹም ኣብዛ ፊልም ኣበርኩቶ ዘለኩም፡ 👏❤️
@messiendertawitmessiendert2490
@messiendertawitmessiendert2490 27 дней назад
እዋይ ልበይ ሻም ፈቲየዯ ንዕኡ ክርኢ እየ ዝኣቱ ዘለኹ😢❤
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 27 дней назад
ትጽቢት ከፊአና ቀንዩ ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም ቀጽልሉ
@user-cc7hm9ro5z
@user-cc7hm9ro5z 27 дней назад
ዋይ ዛጋል ገጠር ምሽካራ ዝወዲ ከተማ ማራ ኬፍ ዞሎዎም❤❤
@rahelestif2112
@rahelestif2112 27 дней назад
ከመይ ዝበላ ሓማት እየን አፅሊኤን ማማ ዋይ የሕርቓኒ አለዋ ናብ ምውቃዕ ድማ ተሰጋጊረን ሓረርኩ ኡፍፍ...ፊልሚ ምዃኑ ረስዐ ሓሪቐ 😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k 27 дней назад
😂😂😂ኩላትና ኢና ሓሪርና ዋ ኣጆና 😂😂😂😂
@user-vz8iy4rb7c
@user-vz8iy4rb7c 27 дней назад
😂😂😂
@user-pr2sq4bk6c
@user-pr2sq4bk6c 27 дней назад
😅😅😅🤳
@tsegayzemichael416
@tsegayzemichael416 24 дня назад
Tay mo knbl 😢
@suziteklu8490
@suziteklu8490 27 дней назад
ንሻም ክርኢ ዝመጺእ ኣለዶ እንተ ሃሊኹም ላይክ ርገጹ
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 27 дней назад
8+ ደቂቃስ ካብ ዛሓለፈ ታይ ገበርናኩም አይተሕፅርዋ ናይ አቦን ጓልን ፍቅሪኮ ይፍለ እዩ ዋውው😊🥰
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 27 дней назад
ኣንውሕዋ እባ በጃኩም እዞም ክልተ ፅቡቃት ምታን ክንሪኦም ❤❤❤❤ ኣነስ መልክዕኛ ወዲ ብዙሕ ኣይብራሃንን እንድዩ እዚ ሻም ዝብሃል ወዲ ግን ገለ ሳሓብነት ኣለዎ ማመት ካዓ ፅብቅቲ ፍጥረት❤❤❤
@saronbereket3463
@saronbereket3463 21 день назад
kkkk mish do abet hasot
@GBM835
@GBM835 27 дней назад
እዋይ ሻም ንኩልና እምበር ፈዘዝ ኣቢሉና ❤❤❤ሻም ትፈትዉ እስከ like❤❤❤
@afar3931
@afar3931 25 дней назад
@user-xn3rx3uo8k
@user-xn3rx3uo8k 27 дней назад
Shammmm Entay eye kegbrka😂😂fqri zekonka fetret
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 27 дней назад
ጽብቅ ብሓቂ ልብካ ዘዕግብ ፊሊም እያ ስሓቢት ናይ ከተማን ገጠርን ዘማልአት ዘላይ ኣማን ብሉጻት ኩላቶም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@tamrat7
@tamrat7 27 дней назад
ልበይ ዓቢባባ ደስ ክትብለካ ዛዘረባ❤❤❤
@ksanethailab8224
@ksanethailab8224 27 дней назад
Bi senki iza kal iza movie kria gemire
@user-wx2iy1pi9w
@user-wx2iy1pi9w 27 дней назад
ልብና ውን ብስራሕኩም ዓምቢባ ኣላ ቤላ ስራሕ🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻
@user-dr7in2ze2x
@user-dr7in2ze2x 27 дней назад
Tdnguyuna alekum haqey Jemaay ❤❤
@MiLa-cy4lj
@MiLa-cy4lj 27 дней назад
ሰናይ በዓል አሕዋተይ ናይ ሻሚ አፍቀርቲ አበይ አለኹም ሻሚ❤
@user-pe1ed3or6u
@user-pe1ed3or6u 27 дней назад
Ya jema tzhluna alekum
@SmilingBooks-ro6pq
@SmilingBooks-ro6pq 27 дней назад
ኣባኣ ንሳዳይ ግን ደስ ክብሉኻ❤❤
@user-vi4ki1iw4g
@user-vi4ki1iw4g 23 дня назад
ካብ ቲክቶክ ሃዲመ መፂአ ስም ኣርአስቲ ሒዘ ካ ቀደማይ ክፋል ክሳብ 9ይ ክፋል ልዋም ዝኮነት ምሽት ኣምሽየዬ😊 ሶ ደራሲ ዛፍልሚ ክብር ይግበኣካ ቀፅሎዎዎዎዎዎዎ ደስ ክትብል ሓፍትኩም ጋል ትግራይ ሰላም ንሃገርና ምድሪ ኣግኣዚት 🙏 💚💚💚💚 🕊 ሰላም 🕊 ትግርኛና ሃገረስብ ዘይምኖ🤗🥰
@user-yp2pl4nh3x
@user-yp2pl4nh3x 13 дней назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ደራሲ ይበል ኣድኒቐካ ምስ ኩሎም ብሉጻት ተዋሳእቲ ገዳይም ይኹኑ ሓደሽቲ ዋውውው❤❤❤❤❤❤ ሪኢቶ ኣላትኒ ወዲ ነገደ ኣብቲ ክዛረብ ከሎ ኣብቲ ጎሮሮ ማራ ሓፊሱ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ከም ኣቦታት ኣዘራርባ ጽቡቕ ኣሎ ከም ንዓይ ቀመም ኣዛርባ ኣብቲኣ ኣዳምጻ ጥራይ እያ ሪኢቶይ እዩ ካብ መጀመርያ ከምኡ ተሰሪሑ እንተ ኮይኑ እንበር ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ ኣብዚ ናይ ቱዃን ገጸ ባህሪ ተላቢስዎ ዘሎ ጨካን ወሳኒ ኣብ ከምኡ ዘጸብቐሉ ሰባት ምስ ኣጨከንኑኻ ኢኻ ትጭክን ኢልዎ ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 27 дней назад
እውይ ክንጽበ ረብሪብና ቀኒና ደቂ ኤረይ ቡሉጻት ❤❤❤❤❤❤❤
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 27 дней назад
ኣረ ዛመርዓት ክዱዙይ የተሳቅዩዋ😢😢😢
@Bilalpolat2813
@Bilalpolat2813 27 дней назад
This film is my favourite because of its outstanding screenplay, dialogue and characters. This film looks real that we can connect ourselves with those characters. Above all, the facts put forth during the discussion and explaining them with experts is one-of-a-kind. It was a breathtaking sunset at a beach. The sky was painted with vibrant hues of orange, pink, and purple, creating a mesmerizing backdrop backing forth of discussion tsedal.The waves gently crashed against the shore, creating a soothing sound. The whole scene was like a masterpiece, and I couldn't help but feel a sense of peace and awe. Also deep in love with this series movie. Definitely I will help with super sticker and super chat in order to help this channel, so that in near future will bring us awesome movie series. Thanks guys
@Trhas601
@Trhas601 27 дней назад
ኣብ ስሙን ክልተ ግዜ ተትገብሩልና ብዝተረፈ ደራሲ ዘይምድናቅ ንፉግነት እዩ❤
@yonasfissehaye1951
@yonasfissehaye1951 27 дней назад
ሃርሞኒ ዓርከይ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ።ካብዚ ንላዕሊ ከምትሰርሕ ውን ስለዝኣምነልካ ኣብዚሐ ኢየ ዝጽበየካ።ኣብተን ናይ ኮለጅ ደቂ ገዛ ኮይንና ዘሕለፍናየን ምቁራት ዓመታት ብዙሕ ጥበብ ኣብ ውሽጥኻ ርኤ ኢየ እሞ ተቐዲሕካ ኣይትወዳእ ዓርከይ ናተይ❤❤❤❤
@samiwdigulbet-jo9vd
@samiwdigulbet-jo9vd 27 дней назад
Wow enkae b Selam mexakum deki erey 🇪🇷🌺🌺🌺👏👏🙏🙏
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 27 дней назад
አነ ግን ነዛ ሓማት ኮይና ትዋሳእ አይፀላእክዋን እንደውም ብቅዓት ናይታ ተዋሳኢት እየ ዝርኢ ዘለኩ ከም ከማይ👍
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 27 дней назад
❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤❤
@KledatKedatKedat
@KledatKedatKedat 27 дней назад
አዝያ ፅብቅትን ፅፍፍትን ፊልሚ ብሓቂ ንፉዓት ተዋሰእቲ
@seblehailes9962
@seblehailes9962 26 дней назад
አታ አቦ ሀደ ቃንቃ ናሰማእና ናተንናገርናስ ሰላም, ትግራይ እና ኤርትራን አብዘሀልና ናይ ልበይ ፀሎት እዩ❤❤
@legendfranklampard3225
@legendfranklampard3225 26 дней назад
Hzbi Ethiopia and Eritrea eu zbehal.
@sabrina492
@sabrina492 26 дней назад
@@legendfranklampard3225😂😂😂
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 12 дней назад
ኣሜን ናተይዉን ዩ ዝሓፍተይ
@Hafteok5db2qx9q
@Hafteok5db2qx9q 27 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀጸልሉ ❤❤
@nevergiveup441
@nevergiveup441 27 дней назад
wowwwww welake atum sebat film bmray ke fqri yhze diu 🤣😂😂so like aynhmeq blike shear netebabayom bteame xbuq film 🤩😍🥰
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 26 дней назад
No wonder how the best series movie this is, watching it from hospital taking care of my nephew🥰
@-hd9nv
@-hd9nv 27 дней назад
Well come xebuq film ❤🎉❤🎉❤🎉
@DantePirlo-nr4lr
@DantePirlo-nr4lr 27 дней назад
ን መን ኣድኒቀ ን መን ኪገድፎ ጀሚራ ኪሳብ ትዉዳእ ልበይ ናንሳፈፎ **** ሰብ ጥበብ ጠቢባን ዋሃ ሓሳብ' ማይን ጸባን ጀሚራ ኪሳብ ዝዉዳኣ ብርቂ ስራሕ ጸሊም መብጻዓ ***** ቃላት ሓጺርኒ ኽገልጸኩም በየን ጀሚረ በየን ኽድምድመልኩም ተሸለምቲ ኣኽሊል ጹሩራ ገለጽቲ ፍቅሪ'ምስ' ሕመረት ናብራ ***** ኣታ ወድሱለይ ን' ኣማን ባድሻ ጥበብ ዝታዓደለ' ተዉለ ዉርሻ ባህር ፉጹም ዘይድገም ምስቶም ዉልዶ' ሸዊት ስገም ##### ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ጹቡቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ ፈጣሪ ጥበብኩም ይባርኮ። ብ ፍላይ ካሜራ ማን ምስ ኤዲተራት ' ሲነማቶግራፈር ዎው በቃ ጹቡቅ ስራሕ ። ኣብ ኣዋርድ ግራሚ ኽትዕወት ባዓል ሙሉእ ተስፋ የ።❤❤❤❤🎉🎉🎉
@elshadai102
@elshadai102 19 дней назад
Eza gtmika anbiba ala ❤😅
@Aksum881
@Aksum881 27 дней назад
3ይቲ ረኺበያ ክፅበያ ቀንየ ❤❤❤❤
@yorsaliemgebrengusgebrengu5958
@yorsaliemgebrengusgebrengu5958 27 дней назад
Nay badsha dmxi zereba qurub ab gtmi gexu zkede mesilu enber gelaynet film beqa good job qexlwo ❤❤❤
@maregtadese8978
@maregtadese8978 27 дней назад
ንሻም ክርኢ እየ ዝኣቲ ደስ ትብል ሰዳይን ሻምን ኣንውሕ ኣቢልዋ 🥰
@user-if8zp4su4u
@user-if8zp4su4u 27 дней назад
ብሃንቀውታ ዝጽበያ ፊልሚ❤❤
@user-ti2bu2rn1z
@user-ti2bu2rn1z 27 дней назад
Be wogeney kulu xbuq endiyu zelo hanti gena gezi qerub ente tewsekula xbuq niru bezkone good luck betaemi eye zeftewekum deqi rimey ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uz5yx5ny6x
@user-uz5yx5ny6x 26 дней назад
ብሐቂ ቱካን
@RjfjFjfj
@RjfjFjfj 27 дней назад
Btaemiy ena. nemesgnekum sbuk medeb eyu zelekim❤❤❤❤
@user-lt9di2ff8i
@user-lt9di2ff8i 27 дней назад
This is the best movie that I've ever watched!!
@azisn45
@azisn45 27 дней назад
Agreed , this series is top-notch! I'd also recommend checking out Habtom Andebrehan's work; it's truly captivating. Mekelit and selmi hasab to mention a few
@merihmengs2629
@merihmengs2629 27 дней назад
@odi1493
@odi1493 27 дней назад
🤔🤔🤔🤔 bzuh yterfeka alo malet yu
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 27 дней назад
Poor guy then u have not seen movies in your life hahhahha
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 27 дней назад
​@@odi1493- tray ilki meshkinay
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 27 дней назад
ሻም ፍሽክ ክብል ኮሎ ደስ ክብለካ ምስ ሰዳይ ኣነስ ፈትዮም ክመዋት ደልዩ ንክልትኦሞ ኣፍቅረዮ
@abrehetjambo7366
@abrehetjambo7366 27 дней назад
Deqi Erey mearey selamkum ybzah
@ZeinuabdellaZeinu
@ZeinuabdellaZeinu 27 дней назад
Selam xubuk Serah kulukum artists hagerey love u❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nq8xp8dt3s
@user-nq8xp8dt3s 18 дней назад
ልበይ ዓምቢባ ❤❤ ፍትዉ የብለኪ እየ
@user-ys5pi6xg5j
@user-ys5pi6xg5j 27 дней назад
ኣቦ ሳዳይ ደሰ ክብል❤❤❤❤❤❤❤
@agamawit
@agamawit 27 дней назад
ኣቦ ሰዳይ ፈትየዮ ክመውት ደልየ ❤ ፅብቕቲ ድራማ እያ ቀፅሉዋ 😊
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 27 дней назад
Nice move deki erye ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@YafuZeni
@YafuZeni 21 день назад
ትድንግይና ኣለኩም ቁሩ ጽቡቅ ስራሕ ካኣ❤❤❤
@selamasweet7680
@selamasweet7680 27 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝፈትወኩም❤❤❤❤🎉🎉
@user-rp3ke3iw6e
@user-rp3ke3iw6e 27 дней назад
ሻምን ሳዳይ ግን ኪየፍ ኣለዎም❤❤❤❤❤
@siemtedros366
@siemtedros366 27 дней назад
Qorob gen thaxirena ala eza film 👍👍👍 btaemi des tebl film eya 🎉🎉🎉
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 27 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ፊልሚ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
@terhasmengestab3467
@terhasmengestab3467 27 дней назад
Love you dki halale marat 🇪🇷 🇪🇷 aythxruwa please
@user-py5sc2dg7h
@user-py5sc2dg7h 27 дней назад
ተኸይፈ ይሪኣ ኣለኩ 😂❤❤
@EdenluelChristian
@EdenluelChristian 27 дней назад
Keytwudae naferahku zreia😢❤
@RodasTewelde-hgu
@RodasTewelde-hgu 27 дней назад
Me too😊
@meksbenatey
@meksbenatey 27 дней назад
Ik right 😂
@titimila6283
@titimila6283 27 дней назад
ኣነለ ልበይ ዓቢባ 🥺
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 27 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ፍልሚ❤
@tirhaskesete4903
@tirhaskesete4903 22 дня назад
Aseyyy deqi eri muqirrat edma tinan yehabiakum 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ I love you 😍 ❤️ God bless you 🙏
@superjonastic9344
@superjonastic9344 25 дней назад
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉 enka beselam mexakum😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@diboramichael728
@diboramichael728 3 дня назад
N sham elkin zmexakin like eske 😂
@eritrea6227
@eritrea6227 26 дней назад
Welcome deki erey marey ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-dy4bq2it8k
@user-dy4bq2it8k 27 дней назад
Debiruni xenihu ❤ enqau bi dehan mexakhum ❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 27 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፂኩም ❤❤
@rutess97
@rutess97 27 дней назад
Wawww nay bhaki des tbl Movie ❤
@alemsemere-ii6jm
@alemsemere-ii6jm 27 дней назад
ንሻምን ሰዳይን እምበር ክፈትዎም መዓት ኮይነ ብዝኮነ ብሊጽቲ ፊልም ትዲንጉዩና ኣለኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@Gebrihiwet-yz7dd
@Gebrihiwet-yz7dd 27 дней назад
@rimeyblieney3506
@rimeyblieney3506 27 дней назад
Sham my favourite actor so far,,,, I love the chemistry between the two
@SemhalLove
@SemhalLove 22 дня назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልሚ❤
@HagerAsmelash
@HagerAsmelash 27 дней назад
ቀጽልዎ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ፊልሚ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amenaytsegaynegash21
@amenaytsegaynegash21 27 дней назад
rgmti hamat ayttaadelo sebeyti wedki btaemi wereja ❤❤❤❤❤
@yoditaskale5010
@yoditaskale5010 11 дней назад
Good job deki erey❤❤❤❤❤❤
@melakegeratjobyehawtadhano5323
@melakegeratjobyehawtadhano5323 27 дней назад
Well came deki eriyy ❤❤❤❤
@HadasTadese
@HadasTadese 5 дней назад
❤️❤️👌
@Fithawitkelati
@Fithawitkelati 27 дней назад
My favorite film❤️🥰🥰
@eidueidu2681
@eidueidu2681 27 дней назад
ደስ ትብል ፊልም ያ ግን ብጣዕሚ ሓጺራ❤❤❤❤❤
@user-nl3db2jy9r
@user-nl3db2jy9r 26 дней назад
Deqi erey muqurat ❤❤❤❤thanks🎉❤❤❤❤
@Asmu-tc5rm
@Asmu-tc5rm 27 дней назад
❤❤❤❤
@user-hv9fo2tv3i
@user-hv9fo2tv3i 27 дней назад
Welcome deki rimey mekurat good job shweya gen 8:01 ezi kulu zhalefe koynu yehxrwo
@AsqAsq-yw5he
@AsqAsq-yw5he 27 дней назад
ንሻም ክንርኢ እና ንኣቲ ደቂቃ ወስኩሉ ናቱ❤😂
@user-eh6mz2tr8e
@user-eh6mz2tr8e 26 дней назад
ስክሪንሻት ጌርኪ ፎቶኡ ርኣዪ😅
@UmArsulove
@UmArsulove 2 дня назад
😁😁
@user-fx9cf3qp4n
@user-fx9cf3qp4n 27 дней назад
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም❤
@user-np1fb8qq8q
@user-np1fb8qq8q 27 дней назад
The best movie❤❤
@user-pp7xl7dn1o
@user-pp7xl7dn1o 27 дней назад
ኣይተሕፅሩልና❤❤
@DanielMahari-ud9io
@DanielMahari-ud9io 27 дней назад
❤❤❤❤❤ deqi eriyy shikoranatatate
@wegz7962
@wegz7962 27 дней назад
Welcome my beautiful people ❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷❤️👑🇪🇷
@AsmeromGhide
@AsmeromGhide 27 дней назад
Just Wow ❤❤❤
@user-pe1ed3or6u
@user-pe1ed3or6u 27 дней назад
Ya jema like tzhlu alekum
Далее
VENOM: THE LAST DANCE - Official Trailer (HD)
03:15
Просмотров 18 млн
Final increíble 😱
00:39
Просмотров 15 млн
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,4 млн
Заметили?
0:11
Просмотров 3 млн